ናይ መለስ ጋርዲ | 3 ዓበይቲ ጥፍኣታት መለስ ዜናዊ ፡ መለስ ሐሚሙ የኾነይ ሞይቱ ፡ ወዲ ነጮ መሪዙ እዩ ቀቲልዎ ➡️ ተጋዳላይ ገብረኺዳን 0920084816

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 พ.ค. 2024
  • Subscribe and hit the notification bell and stay updated with us with all new uploads!
    ናይ መለስ ጋርዲ | መለስ ዜናዊ ሐሚሙ የኾነይ ሞይቱ ፡ ወዲ ነጮ መሪዙ እዩ ቀቲልዎ ንመለስ ዝወቅሰሉ 3 ዓበይቲ ነገራት ኣለዉኒ ፡ ናይ ኣሜሪካ ወታደራት ጎቲቶሞም➡️ተጋዳላይ ገብረኺዳን 0920084816
    ንሓደሽቲ ስራሕቲ ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን!
    Copyright ©2024: seret media; 🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted

ความคิดเห็น • 754

  • @user-id9lf6ry4e
    @user-id9lf6ry4e หลายเดือนก่อน +36

    ብጣዓሚ ሓቃዉን መሪር ትግራዋይነት መንነት ዝተላበሰ ቡሉፅ ተጋደላይ !
    ተጋሩ ከምዚ ዓይነት ኣተሓሳስባ ካብ ፀላኢኻ ዘይኳነስ ካብ ፍታዊኻ ተጠንቀቅ ዝብል ኣረኣእያን ኣተሓሳስባን ክንዉንን ይግባእ , ብተወሳኺ ኣብ መራሕቲ ትግራይ እቲዋና ዉድቀቶም ንትግራይን ን ትግራዋይነት ዘይምእማንን ዘይ ምኸባርን እዩ እቲ ዋና ዉድቀትና መስዚ ሓወይ ተመሳሳሊ ሪኢቶ እዩ ዘለኒ , ቀፅለሉ ኩቡር ሓዉ የቅንየልና !!🙏🙏🙏🇻🇳👈

  • @Dcx-xv1qy
    @Dcx-xv1qy หลายเดือนก่อน +47

    እዚ ጅግና ዝሕከመሉ መንገዲ ተተመቻችዮሉ ደስ ምበለና።

  • @lemlemhaftey3167
    @lemlemhaftey3167 หลายเดือนก่อน +19

    ጅግና ሓወይ ዪቅረታ እበር እቲ ትጥቀምው ዝነበረ ስልትታት ተዘይ ትገሉጸዋ ጹቡቅ ነሩ

  • @user-cq1iq3sg4g
    @user-cq1iq3sg4g 4 วันที่ผ่านมา +1

    ደስ በሃሊ ኢንተርቪው። ዘይተቖራረፀ ታሪክ ሰሚዕና። Thanks, Seret Media.

  • @wedihaile1780
    @wedihaile1780 หลายเดือนก่อน +12

    እዚ ጅግናና account ቁፅሪ ፅሀፉልናሞ ኩልና ብዝከአልናዮ ክንህግዞ እግሩውን ይተኻከም❤

  • @serkalemabate4691
    @serkalemabate4691 หลายเดือนก่อน +12

    ሐቂ እዩ ተጋደልቲ ክብሪ ክዋሀቦም አለዎም ግቡኦም ክግበረሎም አለዎ አጆኻ ጀግና ኢኻ ንስኻ❤

  • @YemaneHailemariam
    @YemaneHailemariam 29 วันที่ผ่านมา +2

    ናይ ብሓቂ ገሊፅካዮ አለኻ ጅግና ታይ እሞ ከምቲ ዝበልካዮ እዩ አብ ውድቀት ህዝቢ ትግራይ ቁፅሪ ሓደ ተጠየቅቲ ናይ ፖለቲካዊ መራሕትና ፀገም እዩ ።

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8y หลายเดือนก่อน +13

    ጅግና ክቡር ሓውያ እንኳዕ ብህይወት ተረፍካ🙏❤❤❤

  • @solomontadele9166
    @solomontadele9166 หลายเดือนก่อน +73

    ቅኑዕና ዝተመልኦ ሓሳባት። ኣብ ሓደ ግዘ ኣርባዕተ መራሕቲ ኣፍሪካ ዘቀተለቶም እዛ ዓባይ ዓዲ እያ። መራሕቲ ትግራይ ህዝቦም ረሲዖም ህዝብን ዓድን ማቶም ዘቃንዑ ዓያሹ ካብ ጌገኦም ዘይመሃሩ ወገኖምን ህዝቦምን ዝበደሉ እዮም።

  • @gdfx3728
    @gdfx3728 หลายเดือนก่อน +10

    ዝወዲ ጅግና እዩ ብሓቂ አገንዕ ወዲ ታ ሕያወይቲ አዶ ትግራይ✊❤

  • @berhegebregewergs1166
    @berhegebregewergs1166 หลายเดือนก่อน +4

    ጅግና ተጋዳላይ ወዲ ጨዓረ
    ኣብ ተጋድሎ ህዝቢ ትግራይ ረዚን መልእኽትን ስነዳ ታሪኽን ኣቐሚጥካ ኣለኻ። ቀፅለሉ።

  • @selamawithagos4308
    @selamawithagos4308 หลายเดือนก่อน +6

    እዚይ ጅግና ኩሉ ዝቦሎ ሐቂ እዩ አጆና ጀጋኑ ትግራይ ንኩሉ ጊዜ አሎዎ እግዚአብሔር ይርዳዓና ዝብሎ ጠፊእኑ ❤❤❤

  • @tilahuntsige5187
    @tilahuntsige5187 หลายเดือนก่อน +12

    ጅግናና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @brightfeature89
    @brightfeature89 หลายเดือนก่อน +4

    ብሓቂ ጅግና ሓውና ክሕገዝ ክሕከም አለዎ። እቲ ዝቀረበ ሓሳብ ትኽክል እዩ።

  • @user-bp7ze1vf8n
    @user-bp7ze1vf8n หลายเดือนก่อน +11

    ገሬ ጅግና እንካዕ ተረፍካ ዝሓወይ

  • @hilawehilawe6757
    @hilawehilawe6757 หลายเดือนก่อน +19

    ኣቲ ሓፍተይ ቢሮኺ ብጣዕሚ እዩ ዘጋውሕ ኣብ ቢሮኺ ዝኾነ ነገር ኣቀምጥሉ።
    ኣይስማዕን ነቶም ኣሕዋትና ክንከታተል ኢልና በር ስኽስ ኣይትሰምዕን

    • @saron-si5ym
      @saron-si5ym หลายเดือนก่อน

      Heje neseka seb do tekewen tenkasakes tebelai, teseti,tehaseb malet deu??????

    • @user-pp9tv7gw1j
      @user-pp9tv7gw1j หลายเดือนก่อน +2

      ፀማም ዲካ

    • @kidan5256
      @kidan5256 หลายเดือนก่อน

      ​@@user-pp9tv7gw1j🤭🤣🤣🤣🤣

    • @elsaberhe3671
      @elsaberhe3671 หลายเดือนก่อน

      ዝተቀደደ ገረወኛ ይጥዕም ሂላ ገዛ ዩቱበራት ምግዛእ ኣይፈትዉን ዶላር ናይ ዩቱብ ምእካብ እንበር ።

    • @Tglove--
      @Tglove-- หลายเดือนก่อน

      ቀስ ኣብሊ ፀማም

  • @tazebewmoola1993
    @tazebewmoola1993 หลายเดือนก่อน +12

    Thank you for your service our Hero

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki หลายเดือนก่อน +4

    ጀግና ተባዕ ወዲ ሐራስ ነብሪ ኢኻ እንኳዕ ብሒወት ተመለስካ ክትሕከም አለካ ❤❤❤

  • @kidan5256
    @kidan5256 หลายเดือนก่อน +4

    ክንደይ ጀጋኑ በሊዓ እዛ ጠላም ዓዲ 😢😢😢ብሓቂ ጅግንነትኩም መዐቀኒ የብሉን ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ነቶም ምእንታና ዝሓለፉ ጀጋኑና❤💛😢😢😢ነቶም ምእንታና ክቡር ኣካላቶም ዝከፈሉ ጀጋኑ ክብሪ ንሃቦም 🙏ብሓቂ ፅቡቅ ኣጋላልፃ ጅግና ወዲ ትግራይ 🙏❤💛😍

  • @TeddyAswa
    @TeddyAswa 29 วันที่ผ่านมา +3

    ብጣዕሚ ገራማይ ወዲ ኣበይ ነይሩ ክሳብ ሕጂ ናይ ግድን እግሩ ክሕከም ኣለዎ ንትግራይ ከምዙይ ዝበለ ጀግና እዩ ዘድልያ

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 หลายเดือนก่อน +7

    Thank you for your service. May the Lord God heal your entire body in Jesus' precious name l pray. May the Lord God bless you and shine upon you right now, in Jesus' precious name l pray

  • @-jh2ft
    @-jh2ft หลายเดือนก่อน +9

    ወድ ነጮ ሓወበኒ መዓረይ ጅግና ተይ እሞ ሞት ክፉእ 😢😢😢ጅግና ሓውና ከዓ እንኳዕ ብሰላም ወፃእካ🇨🇳👌🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

    • @wedihaile1780
      @wedihaile1780 หลายเดือนก่อน

      😢😢😢

    • @awettesfandrias3395
      @awettesfandrias3395 25 วันที่ผ่านมา +1

      Nay china 🇨🇳 eya wedi Wayne hasot teray eu history Wayne ezie eu .

  • @TesfayKidanu-qd5pq
    @TesfayKidanu-qd5pq 26 วันที่ผ่านมา +2

    ይመችካ ትክክለኛ አግአዚ አሉላ አነ ለ ሰርዶ ነይረ ወዲ ዓበይቲ

  • @gfhggt4661
    @gfhggt4661 หลายเดือนก่อน +8

    ጀጋኑና ክብር ይግብአኩም

  • @user-gf4ze4ez1s
    @user-gf4ze4ez1s หลายเดือนก่อน +2

    ዝተረፈ ዕድመካ ይባረክ ንበረልና ዝሓወይ ተሓኪምካ ብሙሉእ ጥዕና ክንሪአካ ተስፋና ሙሉእ እዩ ልቢ ይሰብር ብሓቂ ክትዛረቦ ቀሊል

  • @user-gc9se2bf9t
    @user-gc9se2bf9t หลายเดือนก่อน +6

    ደስ ክብል ወግዑ ንፉዕ ልኡም ዘረባ❤

    • @user-zq7lk8bh6e
      @user-zq7lk8bh6e 29 วันที่ผ่านมา

      ፎሎው መልሲ ምቅርቲ❤❤

  • @user-gm4jj8ox3o
    @user-gm4jj8ox3o หลายเดือนก่อน +4

    ጅግና ወዲ ጫዓረ እንኳዕ ረኣኹካ👏
    እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግናና✊

  • @user-yd2gb1bn4q
    @user-yd2gb1bn4q หลายเดือนก่อน +5

    ብጣዕሚ ጎበዝ ዝድነቅ ሓሳብ❤

  • @abrahamab900
    @abrahamab900 หลายเดือนก่อน +6

    ደስ ክብለካ ትሕትንኡ።

  • @user-mh3bp4gx5u
    @user-mh3bp4gx5u หลายเดือนก่อน +11

    ጀግና ወድቶም ጀጋኑ እዩ ናይ ብሓቂ።
    ዳይ ኩላና ተሓባቢርና ክንሕክሞ ኣለና።❤

  • @HaylushGere-zh4dl
    @HaylushGere-zh4dl หลายเดือนก่อน +3

    ብትክክል ኢካ ገሊፅካዮ ክብረ ዝግበኦ ክብሪ ምሃብ

  • @TitiG-sz2bg
    @TitiG-sz2bg หลายเดือนก่อน +2

    የቀንየልና ርግዐ

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935 หลายเดือนก่อน +15

    ሐየት ጅግና ዕድመ ጥዕና ይሀብካ
    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ።

  • @user-yi6ni7kc7t
    @user-yi6ni7kc7t 29 วันที่ผ่านมา +5

    Eritrean the best

  • @TeklehaimanotGebretsadik-qd7xh
    @TeklehaimanotGebretsadik-qd7xh 2 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ለባም ኢኻ ቅዋምካውን ተሪር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @goitomfitsum6722
    @goitomfitsum6722 หลายเดือนก่อน +5

    የቀኔልና ብፃይ ገብረኺዳን
    ንበዓል ከመኻ ተኪኡ እዩ ጀነራል ወድነጮ
    በዓል እሰኹም ጥራሕ ጎብዙ

  • @LEGESEWADO
    @LEGESEWADO หลายเดือนก่อน +7

    ወዲ ጨዓረ ጅግና ወዲ ብዘት ትንሽዋ እስራኤል

  • @zekariasgiorgis7734
    @zekariasgiorgis7734 10 วันที่ผ่านมา

    My dear bro, Respect you so much!

  • @mebratumebratu2341
    @mebratumebratu2341 หลายเดือนก่อน +6

    ብሓደ ነይርና አብላቴ

  • @TeklehaimanotGebretsadik-qd7xh
    @TeklehaimanotGebretsadik-qd7xh 2 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ተሪር ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @AaA-nq7il
    @AaA-nq7il หลายเดือนก่อน +23

    ሓቁ ኡዩ ይፎልጦ አየ ከም ሶሞል ሕማቅ መሬት ኣብ ካባቢና የለን 🦁♥️💛

  • @tirhaskiros7250
    @tirhaskiros7250 หลายเดือนก่อน +1

    ካብ ዕድሜኡ ንላዕሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @user-cv8vs5xr6n
    @user-cv8vs5xr6n หลายเดือนก่อน +1

    ጅግና ተጋዳላይ ብሓቂ ቅኑዕ ሓሳብ እካ ሕዝካ መፅእኻ ጠስሚ እኻ ኣስትካና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ትግራይ ከማካ ዝበለ ትግራዋይ እዩ ዘድልያ ❤❤❤❤❤❤

  • @user-fp2ey6qu7r
    @user-fp2ey6qu7r หลายเดือนก่อน +2

    ብሓፂሩ ንትግራይ ትሕቲ መሬት ዝቀስርዋ እቶም መራሕቲ ትግራይ እዩም🎉🎉

  • @simontsegay2661
    @simontsegay2661 หลายเดือนก่อน +1

    ኩሉ ሰራዊት ማዕረዩ ፍልልይ ኣብ መሪሕነትን ዕላምንዩ። ወያነ ዕላም ዘይብሉ ተበላጺ ውድብዩ። ብልጽግና ካባኡ ዝገደደ። ሻብያ ኩሎም ሓደ። ዝዓበየ ድኽመት ወያነ ፖለቲካዊ ድኽመት።

  • @user-fj3gq3zt5v
    @user-fj3gq3zt5v หลายเดือนก่อน +5

    ጅግና ሓውና ❤❤❤

  • @JoJo-uo9ep
    @JoJo-uo9ep 2 วันที่ผ่านมา

    Abey Ahmed yehan hulu msewatinit yetkiflibtin diplomacy gedil kitetew li Somalian bizu kiflinal linanite gin kiebir yegbachual respect 🙏 🫡

  • @selamthagyi216
    @selamthagyi216 20 วันที่ผ่านมา

    You right my brother ❤❤

  • @AmirAli-hl5kh
    @AmirAli-hl5kh หลายเดือนก่อน +2

    Eritrea is the best men dyu kof aniluwo Eritreawuyan ayom mels hasawi tegaru hasewuti kem kelbi mihrnakum gna nkiskumna azika zzareb zelo Ata mels ako bhaymanot ayu zhtet

  • @abrhamaregawi7599
    @abrhamaregawi7599 หลายเดือนก่อน +10

    እንኳዕ ብሰላም መፀካ ጅግናና ሰረት ሚድያ እውን የቐንየልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesfaykiros6422
    @tesfaykiros6422 17 วันที่ผ่านมา

    Slki nay wedi chaere EBA sdeduley zelekum bjakum

  • @SelamMeles-lt8lz
    @SelamMeles-lt8lz หลายเดือนก่อน +1

    ሐወይ መዓረይ አጆካ ጀግናየ 🙏❤️ማስ ጅግና ተከብሩ ይፈልጥ ግን አጆኩም ❤️❤️❤️❤️

  • @mikalaraya2924
    @mikalaraya2924 หลายเดือนก่อน +2

    Way tegaru mesakin kisab hiji haleftkum yexawetlkum aleu Libi❤giberu

  • @user-xx8iv1cy5e
    @user-xx8iv1cy5e หลายเดือนก่อน +6

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታት ትግራይ😢
    ጎይታዋይ እግርኻ ሓዊኻ ንምርኣይ የብቅዐና❤
    ከም ሽምዓ እናመኸኽኩም ሂወት ሂብኩም😢

  • @samuelhaile7296
    @samuelhaile7296 หลายเดือนก่อน +2

    Our brothers Eritrean and Tgray should be at peace

  • @abebegebrehiwot1517
    @abebegebrehiwot1517 8 วันที่ผ่านมา

    you're Hero God bless you and your family

  • @tesfaygebremedhn7608
    @tesfaygebremedhn7608 14 วันที่ผ่านมา

    Our future is bright ❤ You articulate well. Respect 🙏

  • @meemjjo677
    @meemjjo677 หลายเดือนก่อน +2

    Proud weyaney tigray TPLF free independent tigray people soon God will God bless weyaney tigray TPLF 🙏🙏 💪💪💪

    • @MosheaDayan-eq3jk
      @MosheaDayan-eq3jk 24 วันที่ผ่านมา

      Independent Tigiray after 1000 years

  • @sahledebesay4229
    @sahledebesay4229 10 วันที่ผ่านมา

    ፅቡቕ መደብ ዩ ብሓቂ ❤️ ቀፅልዮ ክብርቲ ሓፍትና ❤❤❤❤

  • @goitomfitsum6722
    @goitomfitsum6722 หลายเดือนก่อน +1

    ዝገርም ሓሳብ። ጀግናና ኢኻ ብፃይ
    በሓቂ ብሱል ሓሳብ እዩ

  • @user-cd2rm6hh5b
    @user-cd2rm6hh5b หลายเดือนก่อน +1

    ሐቅካ ዘሐወይ መለሰ አጥፍኢና ኢዩ ደቅና ዘጨፍጨፎም መለሰ ኢዩ❤❤❤❤

  • @asya1922
    @asya1922 หลายเดือนก่อน +4

    እሞ ንሕና ተጋሩ ማስጣ ሶማል ዩ ወሪዱና ዘይትብለና

  • @user-kx8of7cd7n
    @user-kx8of7cd7n 24 วันที่ผ่านมา

    ጅግና❤❤❤❤

  • @haddasgebru3026
    @haddasgebru3026 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤thanks so much for the service my dear brother 💪🏼

  • @user-gp6jn2jp5u
    @user-gp6jn2jp5u หลายเดือนก่อน +2

    Wedi ጨዓረ ጅግና ዓርከይ

  • @YaredAmdetsion
    @YaredAmdetsion 27 วันที่ผ่านมา

    Thank you for your service brother ❤️🙏🏻

  • @Natna-5-24
    @Natna-5-24 หลายเดือนก่อน +6

    እዋይ እዛ ናይ ጎረቤታችን ጅግንነትስ ለካ ሓሶትን ስርቅን በዚኣ ካኣ ዓለም ብዓለማ ፈሊጣትኩም

    • @Tigrai886
      @Tigrai886 23 วันที่ผ่านมา

      ተሓንጋራይ ብዛዕባ ጀግንነት ኣፍልጦ ኣይብሉን

    • @regatbesrat8897
      @regatbesrat8897 20 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂

  • @KiflomWgebriel
    @KiflomWgebriel หลายเดือนก่อน +2

    ጠራዕራዕ

  • @user-iu6mh8tp9c
    @user-iu6mh8tp9c หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ጅግና ወናኒ ብሱል ሓሳብ

  • @user-mw9jx8fz8f
    @user-mw9jx8fz8f หลายเดือนก่อน +16

    እዚ ወዲዚ መራሒ ተትገብርዎ ክንደይ መጠዓመ❤❤❤❤

    • @BtuBlack
      @BtuBlack หลายเดือนก่อน

      ትፈልጦ ዲኻ?

  • @user-cs6oc3ej4m
    @user-cs6oc3ej4m หลายเดือนก่อน +3

    ተጋሩ ክትፍክሩን ክትሕሱዉን ጻሓይ ዓሪባትኩም መናቲለ 🐇🐰

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 หลายเดือนก่อน +3

    I agreed with your opinion about Meles Zenawi. I hate Meles Zenawi as much as I love him. He didn't do anything to his own people. He didn't even help his family. I called him Ashkabech in Amharic words

  • @tgstadmb7036
    @tgstadmb7036 หลายเดือนก่อน +2

    ጅግና ሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @eteneshmesfin3998
    @eteneshmesfin3998 หลายเดือนก่อน +1

    ክብርን ሞጎስን ንውቋዓትናን ንሱዋእትን
    ንስዋዕትና ድማ መንግስቲ ሰማይ የዋሩሶም

  • @user-tb1rh9do1l
    @user-tb1rh9do1l 17 วันที่ผ่านมา

    ጀግናይ ንበረለይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @nurhussenabdella9702
    @nurhussenabdella9702 หลายเดือนก่อน +3

    ከይላኹዋ ናበይ ከይጰውዑዋ ኣቤት እያ ተብል ነይራ ወያነስ በኸምኡ እያ ተጋሩ ሒዛ ተጋሩ ነኸጠፍኡ ገይራ ኣብ ዓለም ከም ትግራዋይ የለን ሱቅ ሓሳዊ

  • @ST-tq9el
    @ST-tq9el หลายเดือนก่อน

    Anbesa tigray, thank you for your service . ✊️✊️✊️✊️💪💪💪💪🫶🫶🫶

  • @user-xj7cw7yt8g
    @user-xj7cw7yt8g หลายเดือนก่อน

    Thanks

  • @haftugebereslase9553
    @haftugebereslase9553 13 วันที่ผ่านมา

    ሓቂ ካብ ከምዚኦም ዝበሉ እያ እትርከብ።ቃል ብተግባር እምበር ካብ ካድረታት አይኮነን።

  • @DawitGuashAccountant-th7lh
    @DawitGuashAccountant-th7lh 18 วันที่ผ่านมา

    #ብሓቂ ጅግና ትግራዋይ

  • @teweldegidey5007
    @teweldegidey5007 หลายเดือนก่อน +1

    ኣየ ጅግንነት ❤️❤️

  • @user-cd8wq1fw9p
    @user-cd8wq1fw9p 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ተባዕ እንኳዕ ተረፍኻ

  • @YosepheYehdego-cc8zw
    @YosepheYehdego-cc8zw หลายเดือนก่อน +1

    Wedy cheare . VERY good job. You are lucky enough to be a live know the problem is a leader ship 🚢 problem. First prime Minister Meles Zinaw are working hard against tigray people 💪 strongly. . Look tigray now. Suffering because of him and followers 😪. .thanks brother tigray you are the man of honor 🎖. Thanks brother from ERITREA 🇪🇷 USA 🇪🇷 🇪🇹 🇺🇸..

    • @Yacob-bn1jw
      @Yacob-bn1jw หลายเดือนก่อน

      ...to be alive

  • @alganeshberhie1249
    @alganeshberhie1249 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you 🙏🏾 😢😢😢

  • @user-xh5ev2ug6v
    @user-xh5ev2ug6v หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤ወዲ ጨዓረ ኣንበሳ ትግረዋይ ኢኻ ግቡእ ሕክምናዊ ክትትል ክትገብር ይግበኣካ ። ካሊእ ፀገም ክፈጥረልካ ይኽእል አዩ።

  • @asmeromembaye419
    @asmeromembaye419 9 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ዓጋሜ ጠራዕራዕ

  • @kdusmabi6627
    @kdusmabi6627 หลายเดือนก่อน +2

    ትክክል ኢኻ ሳሞራ ከሓዲ እዩ ግን አቦይ ስብሓት ክተሓዙ ከለውም ዓርሶም ከጥፍኡ ነይርዋም አብ አጋ እርጋን ንዝበልካዮ ማለተይ እየ ነመስግን ነአገልግሎትካ

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch44 หลายเดือนก่อน +1

    ጹቡቓለኻ መሰኑፉዕ ከዳሚዩኔሩ

  • @SurprisedChurros-df2pi
    @SurprisedChurros-df2pi หลายเดือนก่อน +1

    ሐቂ ብትክክል ታይ ዋጋ አለዎ ብናይ መራሕትና እሰትራተጅድ ፐለቲካዊ ሰሕተት ተጋሩ ዓብይ ወጋ የክፍለናሎ አነዉን ብዝነበረና ጥንካሬ ሐገር ቀይርና ግን ተካሒድና አብዝደረጃ በፂሕና እምበር እእእእሕሕሕሕሕምምምምም

  • @simonmengesha9369
    @simonmengesha9369 29 วันที่ผ่านมา +1

    Very intelligent please we need his phone numbers

  • @hiwethiwet7311
    @hiwethiwet7311 23 วันที่ผ่านมา

    ተባዕ ወዲታ ሓራስ ነብሪ ኣምበሲት ጅግናየይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HabenEkubay-xn5te
    @HabenEkubay-xn5te หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ዘሕዝን

  • @semeregebre2835
    @semeregebre2835 29 วันที่ผ่านมา

    ብሂይወት እንዳሃለና ጅግና ክነፍሪ ኣለና ...!!!!!!! ብጣዕሚ ፅቡቅ ኣገላልፃ እዩ።

  • @letinaabreha3205
    @letinaabreha3205 19 วันที่ผ่านมา

    God bless you our great hero🙏🙏🥰🥰😍😍❤️❤️

  • @user-pw4le8ru5m
    @user-pw4le8ru5m 21 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤ጅግና ዝሓወይ❤❤

  • @LetshAregawi
    @LetshAregawi 3 วันที่ผ่านมา

    እንኳዕ ተረፍካልና ብፃይ

  • @maron278
    @maron278 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @HaftamuKhsai
    @HaftamuKhsai หลายเดือนก่อน

    ጅግና

  • @abib4685
    @abib4685 หลายเดือนก่อน

    ዋዉ ጀግና ተጋዳላይ የቀነየልና እድመን ጥእናን ይሀብካ 💪🏾❤️💛💊🥰

  • @CrossSuuc-ns8xu
    @CrossSuuc-ns8xu หลายเดือนก่อน

    ተባዐ ጅግና ትግራዋይ እንካዕ ብሂወት ተረፈኻ 👏👏❤