ምሽጥር ከየውፅእ ይረሸን ተባሂለ ፡ ካብ ብፆተይ ዝተሸንደወ ቦንቢ ? ፡ ምስ ሙሩካት ተሓዊሰ ተቀጥቂጠ፡ ሽመይ ዝርሰዐሉ ጊዘ ኣሎ. . . ➡️ 0970097828

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 พ.ย. 2023
  • ተጋዳላይ ፊልሞን ንምርካብ ስ/ቁ ፡ 0970097828
    Subscribe and hit the notification bell and stay updated with us with all new uploads!
    ምሽጥር ከየውፅእ ይረሸን ተባሂለ ፡ ካብ ብፆተይ ዝተሸንደወ ቦንቢ ? ፡ ምስ ሙሩካት ተሓዊሰ ተቀጥቂጠ ፡ ሽመይ ዝርሰዐሉ ጊዘ ኣሎ. . . ➡️ ተጋዳላይ ፊልሞን
    ንሓደሽቲ ስራሕቲ ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን!
    Copyright ©2023: seret media; 🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

ความคิดเห็น • 426

  • @znabumolla5043
    @znabumolla5043 7 หลายเดือนก่อน +9

    ብፃይ ፊሊ ዉፃእ መዓት በርትዕ ዝዓርከይ

  • @brizafzerau8868
    @brizafzerau8868 7 หลายเดือนก่อน +28

    ናይ ገድሊ ኩነታት ከምዚሰብዚ ገይሩ ዝገለፆን ዘብከየንን የለን😢😢😢

    • @FilimonHadushGwahd
      @FilimonHadushGwahd 3 หลายเดือนก่อน

      የቅንየለይ ሰበይ 💪

  • @GideenaAlene-qo3lc
    @GideenaAlene-qo3lc 7 หลายเดือนก่อน +42

    መዕለፂ የብልኩምን ሰላ ኣካትኩም ኣብዚ በፂሕና 💔💔💔💔 ፈጣሪ ይመሰገን እነካዕ ተረፍካልና ወዲ ትግራይ ሓወይ😢

    • @selamtsegab6297
      @selamtsegab6297 7 หลายเดือนก่อน +3

      ❤❤❤❤😂😂

  • @FakeAccount-uh1fk
    @FakeAccount-uh1fk 7 หลายเดือนก่อน +51

    ናይ ትግራዋይ ጀግንነት ፉፁም መግለፂ ኣይርከቦን ❤ ክቡር ጅግና ሓውና እንኳዕ እግዚአብሔር ኣውፀኣካ ❤

    • @soliyanamearg5734
      @soliyanamearg5734 7 หลายเดือนก่อน +1

      ደምረኒ❤

    • @ermiwolde4195
      @ermiwolde4195 7 หลายเดือนก่อน +1

      😂😂😂😂😂😂ዘይውዳእ ናይትግራዋይ ሐሶትን ድራማን ፈጠራን ዘእምበር ጅግንነት ዘይነበረ ካበይ ክመጽእ 😂😅😂😅😂😅

    • @wediweyinking
      @wediweyinking 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@ermiwolde4195 ወዲ ሙሩክ ኤርጥሪን እስከ ሙሪካት ኤርጥሪን ኢልካ እስከ ሰርች ግበር

    • @YoniMeksen-qp4me
      @YoniMeksen-qp4me 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@ermiwolde4195 ኣታ ወዲ ቡሽቲ ረሳሕ ሓፃቢ ጢዝ ናይ ሻዕብያ

    • @rezeneteklzgi1455
      @rezeneteklzgi1455 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@ermiwolde4195kkkkk ጥራይ ኢልካ ገጽኩም ትከወል ብጀካ ሓሶት ካሊ ዘይብሎም

  • @actnow590
    @actnow590 7 หลายเดือนก่อน +6

    መፅሐፍ ተጋዳላይ ኢለካ አለኹ ጅግና ሐወይ አጆካ አብ ጎንኻ አለና

  • @AzuGere
    @AzuGere 7 หลายเดือนก่อน +11

    ፊሊ ጅግና ሓውና መሊኡ ምሕረት የውረድልካ🙏😍😢

  • @user-vz8pf7vt9f
    @user-vz8pf7vt9f 7 หลายเดือนก่อน +16

    ክቡር ሓወይ ብመጀመርያ እንዃዕ ካብዚ ሕማቅን ኣስካፍን ኣሰቃቅን ዘይሓልፍ ዝመስልን እንዃዕ ናብዚ ኣብቀዐካ እንዃዕ ድማ ብሂወት ተረፍካልና እቲ ኩሉ ትዛረቦ ዘለኻ ሂወት ታሪክ ብምዝራብ ዘይኮነ ብመጽሓፍ ጺሒፍካ እውን ዝውዳእ ኣይመስለንን ልክሰምዖ ልባዕሉ ኣብ ቅድሚ ኣምላክ ንብዓት😢እንዳመጸኒ እየ ዝከታተሎ ዘለኹ ልበይ ብጣዕሚ እዩ ሓዚኑ💔ግን እዚ ኩሉ ናዓና ክትብል እዩሞ የቀንየልና ኩሉ ግዜ #ጅግንነትኩም💛 ክንዝክሮ ክነብር ኢና #ፊሊ❤ሓወይ ብድጋሜ እንዃዕ ብሂወት ተረፍካልና ተመስገን👏😘💟

  • @user-fx6ys6yd6m
    @user-fx6ys6yd6m 7 หลายเดือนก่อน +20

    ጀግና ተጋዳይ ፊልሞን ሞራልካ ሓሊኻ ተቓለስ ዝሓወይ። ክትበሳጮ ክትጭነቕ የብልካን ዝሓወይ። ንሕና ክትነብረልና ኢና ንደሊ። 🙏

  • @user-lw8hw3fc7j
    @user-lw8hw3fc7j 7 หลายเดือนก่อน +26

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግናና ኩርዓትና ኢኹም ሓበን ትግራይና ኢኹም እዚ ኩሉ መስዋእትነት ምእንታ እዩ ዘይናይ ኢድኩም ረኺብኩም ድርብ ክብሪ ንዓኹም ጀጋኑና ዘልአለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና🙏

  • @user-hh5jo7eb4b
    @user-hh5jo7eb4b 7 หลายเดือนก่อน +11

    ሓመድ ትብለዐኒ ኣሕዋተይ እዚ ኩሉ መከራን ፈተናን መን ሓሰቦ እንኳዕ ተረፍካ ዛሓወይ ታሪክ ትዝንቱ እልሕዋተይ ፎቆዶ ጎቦታት ኣማሓራ ተሪፎም እህህ😢😢😢😢

  • @gualtigray6579
    @gualtigray6579 7 หลายเดือนก่อน +10

    መዓረየ ቅድመኻ ይስጠሓኒ ጅግና እንኳ ተረፍካ ዝሓወይ( Thank you for your service TDF our hero ) ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Kafutube
    @Kafutube 7 หลายเดือนก่อน +7

    ናይ ብዙሕ ተጋዳላይ ቃንዛ ዘንፀባረቀ ተጋንፎ እዩ ጅግና ብፃይ ኣይዞኻ ።።
    Part 2 ክቅፅል ኣለዎ

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 7 หลายเดือนก่อน +7

    ጅግና ሓወይ ጽቡቅ ትግርኛ ብምጽዋይካ ባህ ኢሉኒ የዳመጸካ ኣለኹ ይሓዝንን ይሕበንን ይሕርንን

  • @user-gi6hx7cu7u
    @user-gi6hx7cu7u 7 หลายเดือนก่อน +8

    እጆካ ፊልዋይ መሊኡ ምሕረት የውርደልካ እንበር ትግራይስ ክልተ ሰብ ኮይና😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @askalutsegay9498
    @askalutsegay9498 7 หลายเดือนก่อน +9

    ❤❤❤❤❤ ኣጆኻ ሓበን ትግራይ ኣንታይ ኣሞ ፈጣሪ ይሓሉኹም ትጋደልቲ ትግራይ ❤❤❤❤❤❤ግን ማስቃኹም ከየውድቀና ይፍርሕ ኣዩ።

  • @user-lw8hw3fc7j
    @user-lw8hw3fc7j 7 หลายเดือนก่อน +31

    𝑻.𝑫.𝑭 𝑲𝒊𝒏𝒈 𝑨𝒇𝒓𝒊𝒄𝒂💪❤💛ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ጀጋኑና ድርብ ክብሪ ንዓኹም🙏❤💛

  • @Mam-qw6ie
    @Mam-qw6ie 7 หลายเดือนก่อน +8

    ጀግናና አጆካ ዝሐወይ ናታትኩም ጅግንነትስ መግለጺ የብሉይ በጃኩም ባአል ታክሲ ትበሐሉ አይንሳቶም ህይወት ከፊሎምልኩም እንድዮም ትነብሩ ዘለኩም እንታይ ኮይንኩም ኢኩምጸሚምኩም መንግስቲ ከአ ልዞም ጀጋኑ ዘይሐብኸበ ልመን እዩዝገብሮ በጃኩም ኩሉ ትግራዋይ ክሐስበሉ አለዎ

  • @aasaas7284
    @aasaas7284 7 หลายเดือนก่อน +8

    ፊሊየይ ጅግና እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጎይታዋይ ንዓና ክትብል እዚ ኩሉ መስዋእትን መቑሰልትን የቀንየልና TDF🙏ዋሕስ ህዝቡ ኣጆካ ፅጋበይ🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

    • @FilimonHadushGwahd
      @FilimonHadushGwahd 3 หลายเดือนก่อน

      እሹይ የቅንየለይ ሰበይ

  • @fikadugebregiorgis9597
    @fikadugebregiorgis9597 7 หลายเดือนก่อน +5

    ኣንቱም ሰባት እዙ መጽሓፍ እዩ ብነብሱ እዝወዲ ብኽፋላት ኣቕርቡልና ብጃኹም ጅግና ናይበሓቂ

    • @FilimonHadushGwahd
      @FilimonHadushGwahd 3 หลายเดือนก่อน

      የቅንየለይ ሰበይ 🙏✝🙏

  • @saragezaw4834
    @saragezaw4834 7 หลายเดือนก่อน +10

    ትግራዋይ ባዓል ድርብ ስረ አጆካ ታሬኩም አብ ሙሉዕ ልቪ ትግራዋይ እዩ ዝነብር😢😢😢😢

  • @HaftomGebrehanss-dw5yp
    @HaftomGebrehanss-dw5yp 7 หลายเดือนก่อน +3

    ኣጆካ ብፃይ ፊሊ ሓንቲ ማዓልቲ ከሰታውሰና እዮሞ! እዚ ሰሚዒት እዚ ኣብ ኩላትና እዩ ።

  • @TGgf-vr1ly
    @TGgf-vr1ly 7 หลายเดือนก่อน +11

    ተመስገን እንኳዕ ብህወት ተረፍካ ቃላት ስእነልኻ መግለፅ መንታና እልኩም ኹሉ ከፍልኩምልና ♥️ ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና🙏🥺🕯🕯🌿

  • @smd7650
    @smd7650 7 หลายเดือนก่อน +38

    ሚስጥር ምዉፃዕ ግን የጥቐዕናሎ ተጋርዋይ ለዋሐት ጀጋኑ🙏💊👌💪

    • @user-gi6hx7cu7u
      @user-gi6hx7cu7u 7 หลายเดือนก่อน +6

      ናይቶሞ እዛብእ መራሕትና ትብልዎሞ ሰብ ከይፈልጦ ድዩ አሕ እቱ ሚስጥር😢😢😢😢😢😢😢😢😢

    • @ermiwolde4195
      @ermiwolde4195 7 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂ምስጢር የለ ጅግንነት የለን ሐሶትን ድራማን ፈጠራን ወያኔ ኢዩ

    • @galtigray7796
      @galtigray7796 7 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@ermiwolde4195hwtkum kulu bhasoti sle zthanetse akalbi h❤gdefu haki msmae aytikelun msh msakin kem kelbi wuh euh beka bzkdkmo 😂😂😢

    • @geneamha7584
      @geneamha7584 7 หลายเดือนก่อน

      Zygerm ko yu ! Emo mistir kyweeyy nay mesakin menesey sykay yteabet???? Aye Asha ! Habai kuslus medhanit neyrekyb ybehal! Fetki seliki halefti seb derbuyomo yom!

    • @realmadridcr7ema
      @realmadridcr7ema 6 หลายเดือนก่อน

      👏👏👏👏

  • @FggCg-ek9dg
    @FggCg-ek9dg 7 หลายเดือนก่อน +5

    መግለፂ ሲኢነሉ ጅግና ሓወይ እንካእ እዝጋቢሄር ኣውፀአካ

  • @merilovr5981
    @merilovr5981 7 หลายเดือนก่อน +5

    አጆኻ ማዓረይ ምእንታና ኢልኩም ዝኩሉ መከራ ሓሊፍኩም ደይኢድኩም ረኪብኩም ዳሓን ክወግሕ እየ ርእስኻ አይተጫናንቆ ❤❤❤😢 እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ስልክክካ ግን አቕምጠልና ክብርን ሞጎስን ል ስውአትና አጆኻ ጅግና ኢኻ

  • @user-yb9fv7xy6l
    @user-yb9fv7xy6l 7 หลายเดือนก่อน +4

    እህም እንኳዕ እማ ብሰላም ተረፍካ ፊሊዋይ እዚይ ዛኣክል መስዋእቲ ከፍልኩምስ ኣብ ውሽጢ ቆሚስ ናይ ኣዴኡ ታሓቢኡ ዝነበረ የሽካዕልላ ኣሎ ካልኣይ ክፋል ካዓ ንፅበ ምኽንያቱ ሓሳቡ ኣይወደአን እግዚአብሔር መሊኡ ምሕረት የውርደልካ ፊሊየ ጅግና❤❤❤

  • @user-le4dq9iv9p
    @user-le4dq9iv9p 7 หลายเดือนก่อน +4

    ዛሓወይ አጀካ እንኮዕ ተረፍካ ❤❤💛💛ምእንታና እዪ እዚ ኩሉ መሰዋእቲ😢

  • @MeiriBiyanya
    @MeiriBiyanya หลายเดือนก่อน

    አቤት አገላልፃ🙏 ጅግና ብኹሉ መዳይ እንኳዕ ተረፍካፊሊዋይ ክትዛረቦ ስቃይ ቀሊል ዩ ዘይሓልፍ የለን ሓላፈይ ዩ❤❤❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪💪

  • @binyam1578
    @binyam1578 7 หลายเดือนก่อน +8

    😢ጸላኢካ ይንባዕ ብዓይኒ ፊሊም ናይ ሰነድ መጽሐፍ እንተዝጅመር ሰላም ፍትሒ እንተ ተረኪበ 🕊🧸😇✝️⛪️👑🙏🏼🔔🔔🔔🌻🌿🥰

  • @GeatishGeatish
    @GeatishGeatish 26 วันที่ผ่านมา

    ፊሊሞን ጅግና ኮማንዶ ትግራይ ብጣዕሚ ጅግና ወዲ ትግራይ

  • @suleman6877
    @suleman6877 7 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ልገርም ታሪክ ኢኩም ሰሪሕኩም ፊሊ ሓወይ ኣጆካ ኩሉ ሓሊፉ ትግራይ ከምታ ንስካ ትብህጋ ክትኮን እያ ደጊመ ኣጆካ ኩሉ ሳላኩም እዩ ንዘለኩም ዕድመ ሂቡ ጥዕና ይሃብኩም ምእንታና ንዝተሰዉኡ ሰማኣታትና ክብርን ሞጎስን

  • @user-ey4ug9lx6z
    @user-ey4ug9lx6z 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዝረዝሮ እንኳዕ ብሰላም ወፃኻ ጅግና ሓወና እምበር እዞም ረሰሓት መራሕትስ ርህራህየ የብለሙን ቸጋደልቲ ምርሳዕስ ካብ ቀደሞም እዩ።

  • @terhasgualtomfadeytihenaTDF
    @terhasgualtomfadeytihenaTDF 7 หลายเดือนก่อน +5

    እዋይይ💔💔😭😭 እንኳዕ ብህወትካ ተረፍካ🙏
    ኣንታ ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ ፈዳይ ሕነ ምእንቲ ህዝብናን ዓድናን እልካ ዋጋ ከፍልካ ኢኻ ቃላት ስእነልካ መግለጺ እቲ ጅግንነት💖😭😭💔

  • @awetkedane3947
    @awetkedane3947 7 หลายเดือนก่อน +3

    ❤እንቛዓ ብህወት ተርፊካ ዛ ሓወይ ጅግና ናዓና ከንደይ መስዋእት ከፈልኩም ብጣዓሚ

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 7 หลายเดือนก่อน +6

    Thank you for your service, dear TDF. May the Lord God bless you and keep you safe wherever you go, in Jesus' precious name l pray.

  • @genetkwt6461
    @genetkwt6461 7 หลายเดือนก่อน +5

    ክብርን ሞጎስን ልጀጋኑና💞💞💞💞💞❤❤❤❤❤❤💊💊💊💊💊💊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @FbIh-ri2et
    @FbIh-ri2et 7 หลายเดือนก่อน +5

    እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓውን❤❤❤

  • @user-sy8hs2zj9y
    @user-sy8hs2zj9y 7 หลายเดือนก่อน +5

    አይይይ እንዃዕ እማ ብህይወት ተረፍካልና ሓወይ ተመስገን እዩ😢❤

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 7 หลายเดือนก่อน +4

    ጀጋኑና ምእንታና ክትብሉ ዝኩሉ መከራ ዝሓለፍኩም ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ንጀግና ሓዉና ጎይተኦሞ ብሂወት ክትህልው ተስፋ ንገብር 🙏😭💔

  • @kidanfkrr6580
    @kidanfkrr6580 7 หลายเดือนก่อน +4

    እንኮዕ ብሂወት ተረፍካልና ጅግነና❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @selamhailemariam6007
    @selamhailemariam6007 5 หลายเดือนก่อน +1

    አነስ አይከአልኩን ደቅነይ መዓረይ ከመይ ገርኩም ኪኢልኩምዎ ዎይ የሕዎተይ 😭😭😭😭😭

    • @FilimonHadushGwahd
      @FilimonHadushGwahd 3 หลายเดือนก่อน

      ብሓይሊ ክርስቶስ ዘይከኣል የለን
      ባዕለይ እየ

  • @yordi676
    @yordi676 7 หลายเดือนก่อน +3

    ንሕና ክነብርስ እዚ ኩሉ መከራ ሓሊፎም ብዓብይኡ ድማ ሂወቶም ከፊሎም ኣካሎም ጎዲሎም ካብዚኣ ትዓቢ ፍቅሪ ኣበይ ትርከብ ክሓስቦም ከለኩስ ይድንፅወኒ ናዓኩም ዝካሓደ ሓይሊ ኣይቅንን ሕድርኩም ኣይነዕብርን ጀጋኑና ❤❤❤❤❤

  • @LoveLove-zx8fl
    @LoveLove-zx8fl 5 หลายเดือนก่อน +1

    ፊሊየ ጀግና እንዃዕ ፈጣሪ ኣትረፈካ እስቲ ደሓን ናይ መራሕቲ ነገር እዞም ጠላማት ዓፀፍቲ ቃሎም

  • @genetabreham1303
    @genetabreham1303 7 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤❤❤እንኳህ ብሒወት ተርፍካ ዘሐወይ

  • @michotturuneh3814
    @michotturuneh3814 6 หลายเดือนก่อน +5

    ክንደይ መከራን ታሪክን እሞ ኣሕሊፍኩም ጀጋኑና😢❤

  • @TarikAlem-ok8zr
    @TarikAlem-ok8zr 7 หลายเดือนก่อน +1

    Filmoney abyi seb lebamey hawoy natey ajoka zhawoy mearey enkan bselam terefka wednewayy 🙏🙏🙏❤️🌹❤️🌹❤️🌹❤️🌹❤️🌹

  • @ariamemun9576
    @ariamemun9576 7 หลายเดือนก่อน +23

    ሰላም ንፍዕቲ ዋዕሮ ጅግና : ኩላትኩም ፈተውቲ ትግራይን
    ኤርትራዋን ተጋሩን ሳብስክራይብን ገርና ነተባባዓያ : ንሓውና እንቋዕ መዋፀኦ ፈጠረልካ 🇪🇷💙🇻🇳😍🙏

    • @ermiwolde4195
      @ermiwolde4195 7 หลายเดือนก่อน

      ትግራይ ትበሃል ሃገር የላን ተጋሩ ኢትዩጵያውያን ኢኹም ትግራይኩም ሐንቲ ን ክልል ዘይትበቅዐ ቁሸት ኢያ

    • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
      @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 7 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@ermiwolde4195አንታ ሓወይ ትግራይ ክልል ምኮና መን ሓባሪ ገበረካ አብ ዘይምልከተካ ጦውለቅ አይትበል ንሕና ተጋሩ ብትግራውነትናን ብዜግነት ኢ/ያዉነትናን ኩርዓት እዩ ዝስመዐና እምበር ኢ/ያ ምኮንና ሕፍረት አይስማዓናን ሰላም ንመላእ ህዝቢ ትግራይን ቢሄረ ኢ/ያን❤❤❤ ሻዓብያ ግን አብ ዘይምልከተካ ጠውለቅ አይትበል ስዲ

    • @wediweyinking
      @wediweyinking 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@ermiwolde4195እሺ ትግራይ ሓንቲ ዘይበቀዐት ክልል እንተኮይና ድኣ ንምንታይ ምስ መከላከያ ኢትዮጵያ ምስ ፋኖ ምስ ፉሉይ ሓይሊታት ኣምሓራ ምስ ሶማል ምስ ኦሮሞ ምስ ዓፋር ብሓፈሻ ምስ መሉእ ኢትዮጵያ ኮይንኩም ገጢምኩምና

    • @ermiwolde4195
      @ermiwolde4195 6 หลายเดือนก่อน

      @@wediweyinking ተጋሩ ሽግርኩም መን ከማና ንክትብሉ ዝተፈጠርኩም ኢኹም ትመስሉ ግን እቶም ንዝኾነ ነገር ብቅዓት ዘይብልኩም አብ ድራማን ፈጠራን ሐሶትን ጃሕራን ፈኸራን ተንኮልን ዝተሞርኮሰ ሐይሊ ኢዩ ዘለኩም ነዛ ናትኩም ሃገር ኢትዮጵያ ከም ድሌትኩም መቃቂልኩም መከላከልያ ፋኖ ዓፋር ምስ ኩሎም ተላኺፍኩም ከም ካብ ስግረ ዶብ ዝመጹኹም ጸላእቲ ጌርኩም ተቅርቡዎም ንትግራይ ነዛ አብ ዘይዓቅማ ጠራዕራዕ ትብል ክልል ከም ሃገር ጌርኩም ተቅርቡ ን ከመ ልኡላዊት ሃገር ኤሪትራ ብ ሜሳይል ትድብድቡ ካብ ኩሎም ድማ ግብረመልሲ ትረኽቡ ሽዑ ጆኖሳይድ ኢልኩም ተንገርግሩ እንታይ ዓይነት አሕባይ ዝኾንኩም ዓሌት ኢኹም ዝገርም ኢዩ ጌና ድማ አይፈገድኩምን ጌና ጠራዕራዕ ትብሉ አለኹም ምስ ሕዝቢ ኤሪትራ ሰላም ኢዩ ዘዋጸአኩም ብዙሕ በዲልኩሞ ኢኹም አደብ ግበሩ ንሐዋሩ ከይትቅበሩ 😜😂😂😂

    • @wediweyinking
      @wediweyinking 6 หลายเดือนก่อน

      @@ermiwolde4195 እቲ ሓሶትን ጃህራን ፈከራን ተንኮሎን ዝበልካዮ ናታትኩም እንድዩ ደሓር ከዓስ ከማካትኩም ዝጀሃርን ዝፍክርን ከ ኣሎ ድዩ ዎዮ ድኣ ናታትኩም ነገር ዝበልክምዎ ኮነ ትገብርዎ ነገር ንባዓልትኩም ስለዘይርዳኣኩምን ስለዘይተስተውዕልዎን እዩ እምበር ከማካትኩም ተጀሃርትን ፈከርትን ተሓዘልትን ከማን ሪአ ኣይፈልጥን መብዛሕቲኡ ሰብ ከዓ ናይ ባዕሉ ዘይኮነስ ናይ ካልኣት እዩ ዝረኣዮ ንስካትኩም ከዓ ናይ ካሊእ እምበር ናታትኩም ናይ ባዓልትኩም ኣይረኣየኩምን እዩ ናይ ካልኦት ጥራሕ እዩ ዝረኣየኩም ብካሊእ ሸነክ ከዓ ብ ዱላ ሸዓብያ እንዳተዘበጥኩም እንዳተኣሰርኩም ስለዝባፀሕኩም ስለዝዓበኩም ኣኪሉኩም ክትበልዑ ኮነ ክትሰትዩ ዱላ ሸዓብያ እዩ ዝረኣየኩም ኣእምሮኩም ብኣግባቡ ክሰርሕ ኣይክእልን እዩ ገሊክን ኣብ እስርቤት ገለክን ኸዓ እንዳተደከርክን ስለዝዓበክን ኣእምሮኩም ልቡኩም ፅቡቅ ጌሩ ኣይሰርሕን እዩ ካሊእ ሚሳኤል ቶኪስኩም ናብ ኤርትራ ኢልካ እቲ ዝተቶከሰ ሚሳኤል ንስካትኩም ምስ መከላከያ ኢትዮጵያ ብሓንሳብ ብዛላንበሳ ብራማ ክትኣትዉ ከለኩም እዩ ተተኲሱ እምበር ትግራይ ናይ ሓንቲ ሉኡላዊት ሀገር ብዘይ ምንም ምክንያት ኣይተኮሰትን ካሊእ ጆኖሳይድ እና ግንባር ንግንባር ምስ ሰራዊት ምግጣም ፈላልዮ ንስካትኩም ምስ መከላከያ ኢትዮጵያ ብሓንሳብ ምስ ኣተኩም ናብ ትግራይ ዓንፆ ዓንፆ ንወዲ ማዕፆ ከምዝብሃል ንነፁሃት ሰባት ኢኩም እንዳቀተልኩም ዝነበርኩም እምበር ምስ መሉእ ብሙሉእ ምስ ወያናይ ትግራይ ኣይገጠምኩምን እዚ ኣብቲ መጀመሪያ ኩናት ክኽፈት ከሎ እዩ ደሓር ግን ምስ ወያናይ ምስ ገጠምኩም ወያናይ ከዓ ንሸዓብያን መከላከያ ኢትዮጵያን ደምሲሱ ንዓዲ ኣምሓራ ሙሉእ ተቆፃፂሩ ጥቃ አዲስኣበባ ደብረብርሃን ኣብፂሕዎም

  • @gsas4971
    @gsas4971 7 หลายเดือนก่อน +4

    ተመስገን እንኳዕ ተረፋካ ጎይታዋ ብእግሪኹም ክንከይድ እግሪ ሃብኩምና ክብሪ ናዓኹም ጀግኑና😥💖💖💖💊💌

  • @yemanehadgu9824
    @yemanehadgu9824 7 หลายเดือนก่อน +2

    ጀግነ እንዃዕ ብሂወት ተረፍካልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉💊💊💊💊💊💊💊

  • @user-ep7pk2uq9d
    @user-ep7pk2uq9d 7 หลายเดือนก่อน +2

    😢😢😢😢😢ብጣዕሚ የሕዝን😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢እንካዕ ብሰላም ተረፈ

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 7 หลายเดือนก่อน +3

    እንኮዕ ቢሂወት ተረፍካ ጅግና ሓውና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @bahtakenefe9314
    @bahtakenefe9314 5 หลายเดือนก่อน +1

    ጅግንነት ክዝረብ ከሎ ሓቢሩ ሚሽጥር ቃልስ ከምዝወፅእ ክንርዳእ ኣለና

    • @FilimonHadushGwahd
      @FilimonHadushGwahd 3 หลายเดือนก่อน

      ትክክል ኢካ ግን ዝብል ምሽጥር ከ ትፈልጥዎ ዶ

  • @yfgfhggc1498
    @yfgfhggc1498 7 หลายเดือนก่อน +1

    ምሳካ ብክይ ዛሓወይ ማዓረይ ኣጀኩ ጅግና

  • @wadisille-gx1nk
    @wadisille-gx1nk 7 หลายเดือนก่อน +1

    አጆኻ ጅግና ሓዉና መሊኡ ይምሓርካ አይትጫናነቕ

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 6 หลายเดือนก่อน +5

    ዘኩረዐናኮ ምክንያት ክርስቶስ ናገበርኩም ምውፃእኩም እዩ ብሰማይን ምድርን ምስጉናት ኢኩም☝💙

    • @FilimonHadushGwahd
      @FilimonHadushGwahd 3 หลายเดือนก่อน

      የቅንየለይ የሕዋተይ

  • @RahelAtegawi
    @RahelAtegawi หลายเดือนก่อน

    ኣጆካ ብፃይ ፊሊ እንካዓ ብህወት ተርፍካ ዛሓወይ 😢❤

  • @user-mo1uq2py7j
    @user-mo1uq2py7j 6 หลายเดือนก่อน +1

    Enkae bhiwet terefka jgna hawna nberelna habenna melieu mulue tena yfterelka mearey jeganuna ❤🙏🙏🙏❤
    Kbrn mogesn njeganu semaetatna 🙏🙏🙏💔😭

  • @maryamtsionhizbeyhadera9233
    @maryamtsionhizbeyhadera9233 7 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤Ayoka hawey thanks for your service 🙏

  • @user-nc4us9ft7b
    @user-nc4us9ft7b 7 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓወይ ኣሕ ላኣኻቱም ዶ እዝይ ምተፈደኹም የሐዝን 😥😥💔

  • @wrshkdyekj3456
    @wrshkdyekj3456 6 หลายเดือนก่อน +1

    አይካአልኩነ ዊይ አሕዋተይ😢😢😢😢😢😢❤

  • @user-fo3sl1vy2v
    @user-fo3sl1vy2v 7 หลายเดือนก่อน +2

    ንባዕልና ኢልና ንሕሰብ.................

  • @fhffhdh5011
    @fhffhdh5011 7 หลายเดือนก่อน +1

    እን ኳዕ ብህወት ተረፍካ ፍልሞነይ ጀጋኑና ታማ ትብለኹም እህ 😢🙏🙏🙏

  • @DgDh-px1wd
    @DgDh-px1wd 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኣጆካ ኣብ ብዛሓት ብፆት ዘጋጥም ተጋንፎታት ኣዩ ኣንኳዕ እማ ብሂወት ተረፍካ ጀግና ኢካ ብሓቂ😢😢😢💔🙏

  • @fgfdtdfbcd5649
    @fgfdtdfbcd5649 6 หลายเดือนก่อน +1

    ጀግና ኢካ እንቋዕ ሰላም ተመለስካ

  • @user-iz5ws3tz3t
    @user-iz5ws3tz3t 7 หลายเดือนก่อน +1

    ክብሪ ይግበኣካ ምስ ብፆትካ

  • @user-ne9uu2gz5w
    @user-ne9uu2gz5w 7 หลายเดือนก่อน +2

    እንኮዕ ብሰላም ተረፍኻ ዝሓወይ👏

  • @gvbh9715
    @gvbh9715 7 หลายเดือนก่อน +3

    እንካዕ ተረፍካልና ጀግና ወዲ ትግራይ💛❤️🥰🥰

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf9263 7 หลายเดือนก่อน +2

    😭😭😭 ጀጋኑና ልዕሊ ቃላት ኢኹም መግለፂ የብልኩምን

  • @Awet229
    @Awet229 7 หลายเดือนก่อน +2

    ,እንኳዕ ሰላም ተመለስካ ክቡር tdf❤❤❤

  • @user-db6oe9ub4h
    @user-db6oe9ub4h 6 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ብስላም ተረፍካ ዝሓወይ ማዓረይ 😢😢😢😢😢😢

  • @FilimonHadushGwahd
    @FilimonHadushGwahd 3 หลายเดือนก่อน +1

    ገና ክቅፅል እየ
    ቃልስና ክሳዕ መስዋእትና
    ፈንጂ 💪

  • @user-ei7nd6ey5b
    @user-ei7nd6ey5b 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጀካ ዝሓወይ እንኳዕ ተረፍካ😢😢😢

  • @akezaeyoab5882
    @akezaeyoab5882 7 หลายเดือนก่อน +2

    የኔ ጀግና ጀግና ሞሆኑ ራሱ ስያወራ ያስታውቃል TDF my king

  • @azebtigray6298
    @azebtigray6298 7 หลายเดือนก่อน +1

    ጅግና ሓወይ እንካዕ ብስላም ተረፍካ 😢🥰🥰

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy 7 หลายเดือนก่อน +2

    አንኳዓ ብሂወት ተረፍካ ጀግና ሓወና ❤❤❤❤

  • @user-dk5bg3lt7m
    @user-dk5bg3lt7m 6 หลายเดือนก่อน +1

    ጀግነ እንነና እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ🙏🙏🙏💖💖💖💖❤❤❤❤

  • @muludegol5950
    @muludegol5950 7 หลายเดือนก่อน +1

    ክትዛረቦ ቀሊል ይመስል ክብሪ ናዓኩም ጀጋኑና እንኳዕ ተረፍካ😍🙏

  • @askalekassye9307
    @askalekassye9307 7 หลายเดือนก่อน +5

    😭😭😭😭 ይህንን እግዚአብሔር ይፈረድ በእውነት ትክክል አይደለም

  • @YoDaha
    @YoDaha 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኡፍ ሓወይ ዙኩሉ መከራ አሐሊፍካ ኣምላክ እንኳዕ ብሂወት ኣትረፈካ ዝሀወይ ዕድመካ ተይ ኣከለይስ ለካ ዘይምዎት

  • @aregaiw
    @aregaiw 6 หลายเดือนก่อน

    መስደመም ዛንታ ገድሊ፥ ጀጋኑና ንኾርዓልኩም።
    ስነጥበባውያን ትግራይ ፊልም ተዝሰርሕሉ ጽቡቅ ይመስለኒ።

  • @ApraApp-ku6xh
    @ApraApp-ku6xh 7 หลายเดือนก่อน +1

    😭😭😭eh kindey mekera eikum ahlifkum ahwatey 🙏kibir mogosin neakum jeganuna

  • @cherkoshaileslase1545
    @cherkoshaileslase1545 7 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ኣንታ ጅግና ሓውና ።
    ታሪክካ ኩሉ ተከታቲለካ ብጣዕሚ በክየ ፉሉይ ታሪኽ ኣሕሊፍካ በኣኩም ንሕበን ።
    እቲ ጸጋይ ዝበልካዮ ብጻይካ ሹም ኣቡኡ እንበር መን ይበሃል ? እንተኣንቢብካዮ ተገዲስካ መልሰለይ ተሰዊኡ እዩ ተረዲኢና ኢና ግን ንምፍላጥ እየ ታሪኹ ።

  • @user-bq7mz3vf4m
    @user-bq7mz3vf4m 7 หลายเดือนก่อน +1

    እንዃዕ ብሰላም ተረፍካልና ፊሊ ሓወይ ጀግና አጆዃ እቲ ዝከፈአ መከራ ሰጊርክሞ ኢኩም ንስለና ኢልኹም ኹሉ ዓይነት ዋጋ ከፊልኹም የቅንየልና ንዝተጋደልክሞ ዓለማ ከም ትምኒትኹም ትግራይ ኮይና ክንሪኣ ንምነ 🙏🕊❤❤
    መንግስቲ ከኣ አብ ዞም አሕዋትና ተጋደልቲ ትኩረት ክገብር ይግባእ በዘይከኦም እኾ ዓዲ ትኾን የለን ሰለኦም ኢና ናይ ሰላም ሃውሃው ረኪብና ዘለና 🤔🤔

  • @lilitylility4864
    @lilitylility4864 7 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ብህይወት ተረፍካ ጂግና tdf❤💛💪👑👌ንዝተስወኡ ኣሕዋትና እግዚኣብሔር ኣምላክ እብ ገነት የንብሮም😢🙏

  • @bege8567
    @bege8567 6 หลายเดือนก่อน

    እካዕ ብህወት ተረፍኻ ጅግና ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @FeregebreFeregebre-kg8ht
    @FeregebreFeregebre-kg8ht 6 หลายเดือนก่อน +2

    ናይኻ ኣጋላልፃ ፍልይ ልበለ እዩ ብጣዕሚ የሕዝን ልበብኻለ ይሰብር ግን ለለ ዓብዪ ትምህርትለ ይህብ ካባኻ ልተረዳእኽዎ ጅግንነት ፅንዓት ሓቦ ፍቕሪ ሰብ ኮታስ ኹሉ ተሓቢነልኻ ተመስገን ፈጣሪ ብሂወወት ስለለትረፈካ ዝሓወይ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @mohammedithupia9297
    @mohammedithupia9297 7 หลายเดือนก่อน +4

    ሓወይ ምሕረት የውርደልካ 💔💔💔🙏🙏🙏

  • @danielgebreamlak375
    @danielgebreamlak375 7 หลายเดือนก่อน +6

    ክትዛረቦ ቀሊል እዩ። ጀጋኑና ንበሩልና።

  • @user-ep7pk2uq9d
    @user-ep7pk2uq9d 7 หลายเดือนก่อน +2

    ቁፅሪ ስልኪ ለአኩለይ

    • @mskin_hiwan
      @mskin_hiwan 4 หลายเดือนก่อน +1

      ስልኪ ተረኪብኪ ናዓይ እዉን ንገርኒ😢

  • @Mahbertewahdoeyaemnetey27
    @Mahbertewahdoeyaemnetey27 7 หลายเดือนก่อน +2

    በጃኩም ቁስሎም ከይሓወየ ስቃይ ዝኮነ ቃለ መሕተት ኣይትግበርሎም ሲሚዒቶም ይህዳእ ንብዓቶሞ ይተሓበስ ይረጋግኡ😢እንኳዕ ብሕይወት ተረፍካ ፊሊ ሓወይ

    • @geneamha7584
      @geneamha7584 7 หลายเดือนก่อน

      Eywsaee dea ti haki, zesakyom zelo lytegebre bedel 😢

  • @eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
    @eyerusalemhaylemaryam-vg4rl 7 หลายเดือนก่อน +3

    ስልኩ ኣቅምጥልና

  • @xsvfr147
    @xsvfr147 7 หลายเดือนก่อน +4

    መግለፂ ዘይብሉ ጅግንነት❤❤❤❤❤

  • @user-cj6qr7ut5e
    @user-cj6qr7ut5e 6 หลายเดือนก่อน

    መግለፂ ቃላት የብለይን ጅግና ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @okbuhaile5290
    @okbuhaile5290 7 หลายเดือนก่อน +1

    Ezi wedi he is so brilliant.... proud of you zhawey

  • @biniman5011
    @biniman5011 7 หลายเดือนก่อน +4

    ምንም ልገልፀካ ቃል የብልካን❤❤❤

  • @user-fe8le1km9h
    @user-fe8le1km9h 6 หลายเดือนก่อน +1

    መግለፂ ቃል የብለይ ፊሊየ ይይ ኣምልክ እንካዕ ብሂወት ተረፍካ😢😢😢😢

  • @samrigrezihr.3352
    @samrigrezihr.3352 6 หลายเดือนก่อน +2

    😭😭😭😭ሓመድ ብልዕ ተብለኒ ኣሕዋተይ😭😭😭😭

  • @Soliy_Only1
    @Soliy_Only1 6 หลายเดือนก่อน +1

    እሕዋተይ ክንደይ ሞ ዘየሕለፎኩም 😢😢እንኳዕ እስከ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ👏👏

  • @user-pl5vh5gw5j
    @user-pl5vh5gw5j 7 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ተረፍካ ጅግና ሓዉና 🥺🥺🥺❤❤

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሕዋተይ ክንደይ እሞ ዘይሓለፍኹም😢እንቋዕ እስኸ ብሂወት ተረፍኻ🙏💛❤🥺