አሃዳስን መሃርን ምድላው ምስ በዓል ሃፍቲ ወዲ መሸሻ (ሞከነን ገ/መድህን)
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 16 ต.ค. 2020
- አልሞ ሾው ኣብ DW ቲቪ ዝቀርብ መደብ እንትኸውን ኪነ-ጥበብ ባህልናን ፣ ቋንቋናን መንነትናን ንእቕበሉን ነዕብየሉን መደብ እዩ፥ ነዛ ዩትዩብ ቻነል ሰብስክራይብ ብምግባር ዝተፈላለዩ ዓበይቲ ስነጥበባውያን ንኽትከታተሉ ንዕድም። ስለዝመረፅኩምና የቐንየልና፤
SUBSCRIBE NOW
/ @almotube - บันเทิง
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ትግራይ ዓደይ እውን ለምልምለይ ፀላኢ ዓይንኪ ይደፈን አልሚ እውን ቀፅልሉ።
ዋው ገለ ዓይነት ዝኮነ መደብ ኣቃራርባ ቀፅልሉ ደቂ ትግራይ
#ወዲ_መሸሻ እና ወንድሞቹ ልብል ፅሑፍ ለለዋ አይሱዚ እየ ልፈልጥ ነይረ ብአካል አይፈልጦይ ነይረ ስለዝረአናካ ሕጉሳት ኢና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አያና።
ኣለምዋይ ክፈትወኪ ኣነስ ከመይ ድኪ ሽኮር ብፍላይ ሳሓቅኪ ማራዩ ዝሙቸወኒ soዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፅቡቅ መደብ ዩ
ሰላም አሕዋተይ ከመይ ኣለኩም: ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሊንኩ ተፅዒንኩም ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን የቀንየለይ 🙏💕 😍 th-cam.com/video/nCtsK_SN14I/w-d-xo.html
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ባቢተይ መዓረይ
ኦ ማማ ደስ ሲሉ🥰እድሜዎ ይለምልም
ቀፅልሉ ሓሪፍ program
ወዲ መሸሻዋ ዕድመ ጥዕና ይሃብኻ ወዲ ዓበይቲ
ሰላምኻ ይብዛሕ
ቤተሰብኻ ፈጣሪ ይባርኸልኻ
ክብርቲ ሓፍተይ ምርኢት ኣልሞ ኣቀራርባ መደብኪን ላህጃ ኣዘራርባኺን ብጣዓሚ እዩ ደስ ዝብለኒ ከም ርእቶይ ግን ዝብለኪ እንተሃለውኒ ምስቲ ጽቡቕ መልኪዕኺን ጽቡቕ ፍሽኽታኺን ጽብቕ ዝበለ ክዳን መልስኪ እንተቲቀርቢ ዝበለጸ ሳሓብነትን ተፈታዊነትን መሕደርኪ ማዕተብ ኣተኣሳስራኺ እኳ ብጣዓሚ ዘሐጉስን ደስ ዘብልን እዩ ዝሓፍተይ ቀጽልሉ ኣጆኺ።
Wedi meshesha edmen tienan yhabka smka tigray mulue azeraribu eyu btaemi zgerm hiwet 🙏
Wedi meshehsa harif seb eyu tsaeram eyu 😍🙏God bless you
Yes from my home town beautiful people I love this show you doing good job
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ሩባይ
ደስ ይብል ዕድመን ጥዒናን ያሃብካ ወዲ መሸሻ ዓብዩ ት/ቲ እዩ። ናዓና
ደስ ልብል ፕግራም ን ወዲ መሸሻ ድማ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃበልና
Betaemi tsibuk akerarba alekum Almo
Endemino!
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ መደብ ኣልሞ
አለመይ ማራ እየ ዝፈትየኪ አቀራርባ #1 እዩ መዓረይ::
Thank you yrgalem
Wow Wedi meshesha
ሰላም አሕዋተይ ከመይ ኣለኩም: ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሊንኩ ተፅዒንኩም ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን የቀንየለይ 🙏💕 😍 th-cam.com/video/nCtsK_SN14I/w-d-xo.html
ብጣዕሚ ይሓዝን ወዲመሸሻ ሓወይ እንክዋዕዳሕና ኾንኻ። አይፈለጥኹይ። እንክዋዕ ህይወትካ ተረፍኻ።
Wawww
ብሃንቀውታ ዝፅበዮ መደብ እዩ ኣሉ ሽኮር ወዲ መሸሻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ኣይ ሰብ እረ ብጃካሞ ሰድት ዘለዉ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ
ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ንእሱራት አሕዋትና አብ ሱዑዲዓረብ ን የመንን ዘለዉ
You are sweet and genuine keep a good work the guy is smart his mum beautiful
❤❤❤❤Wwwww
So Lovely god bless you 🌻🌻🌻🌻🌻🥰🥰😍😍
Betame des zebel program eyou. Edemen tenan yehabkum. Almo betame gobez shikorina entekone koroub eti heto keywede tekeltfi. Bezterfe gobez eki zbouk temherti eyou. Kemzi endageberki entekeribom neatom moral neana temherti eyou. Berti kezlyo. Wedi Mesheha dema gobez abi temherti hebkana. Enka kabzi werki zekone hezbi Tefeterku Tefeterna Good Bless you. 👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾
Glad to see wedi meshesha, I always here about him but never seen him. He is very genuine.
Wedi meshesha 👍👍👍👍👍👍👍👍
good job
Wow! !
Really entertaining ALIMO I love it
You are really interesting wedi Meshesha, you the media personality are doing great work, so keep it up!
ደሰ ባሃሊ መደብ አልሚ ሶ ቀፅልሉ 😍😍😍
❤️❤️❤️💕
ጽቡቕ ምድላው እዩ ቐጽልሉ
ክትሐቲ ከለኪ ርግዕ በሊ
ካልእ ዘረብኦም ድማ ኣወድእዮም
ኬፍ ዘለዎ መደብ። ኬፍ ዘለኪ ኣቅራቢት መደብ ውን ። እንተኰነ ጋዜጠና ሕቶ ትሓቲ ኣሞ፣ ተሕእታቲ ንዕኡ ከይመለሶ ኣብ መንጎ ኰሊፍኪ ካልእ ሕቶ ተስዕቢ ብኡ ምክንያት ድማ እቲ ምደብ ጣዕሙ ይቕንስ።
ሰላም አሕዋተይ ከመይ ኣለኩም: ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሊንኩ ተፅዒንኩም ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን የቀንየለይ 🙏💕 😍 th-cam.com/video/nCtsK_SN14I/w-d-xo.html
ኣታዮ ወዲ መሸሻ ኣይትአርጊ ዲኻ እውነት ብጣዕሚ ደስ ይብል
Betame xubq medeb
💐💐💐💐💐💐💐🥀🌹🌹🌹🌹
Waaaw Naybhaki
Des zbl neru
Gn kea hto ab thatlu gze
Eti zhatetkyo keytemelese kalie hto
Thati So Eti Elal mekeretu
Ytefie Slezi ab kexali
Armya Eki bzterefe
Fantastic Interview 👌
Waww sesenayu naka abi seb
አያኒ😢
😍😘😍
Wedi meshsha admen tienan nakn nweldtkan
Ms Almo show, I think you also can teach Berhane Nigussie how to show a happy & smiley face. He has failed his lessons that he had from Halima the other day. Tell Mokenen next time to make his pizza more crispy👍
ወዲ መሸሻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓብይ ሰብ 😍
ዓብይ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
ጅብሩክእኔምበጣ
በሓቂ ኬፍ ዘለዋ ወዲ
Waw tsubuk agatami eyou ena tax
ይቅረይታ፣
ወዲ መሸሻ the legend! 😅😅
👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾❤❤❤👄👄👄👄👄
ወዲ መሸሻ ወይ ነማዕንቲ ሪኤካ እንበርስ ከባ ካ ፍርጅ ገዚአካ ነይረ ዋዉዉዉ እዩ አቃሓካ ኦሩጅናል ዓድመን ጥዕና የሀብካ 💟💟
ትግርኛ ግና ብደዋ ቀቲልኩምዋ። የሕዝን
እንዛመድ
ኣድሪጊያለሁ ኣንተምና th-cam.com/video/nCtsK_SN14I/w-d-xo.html
አልሚዬ ውሀ ብቻ ነው እንዴ ያለሽ አንዳንዴ እንኳን ምርጫ አርጊ እንጂ 😄ስቀልድ ነው ነብሴ ቀጥይ ምን ላውራ ነኝ ምን ላውራ የሚል ሰው አታውቂም ስለምወድሽ ነው 🥰
Asey mkrti ftret des ktblu
ለባም ወዲ ዓበይቲ
እድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቀ ትግራይ ሽኮራት ኣነ ከዓ ሰብኣየ በየነ መፅዩ መዓዝ ሃፍትምለይ አለ ሕጉስ እንተበልኩም ለካስ ቅቅቅቅቅቅቅቅ
ሰላም አሕዋተይ ከመይ ኣለኩም: ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሊንኩ ተፅዒንኩም ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን የቀንየለይ 🙏💕 😍 th-cam.com/video/nCtsK_SN14I/w-d-xo.html
Genet
@@mesobTigray03 እዋይ ሳብስክራይብ ልመና ሞይትና እሺ ገይረኪ ኣለኩ
@@tedifish399 እሂ
@@genet761 😃😃የቀንየለይ መዓረይ💕😍
Audio quality is so bad fix it and also the microphone
እዚ ዕላል እኮ እንዳ ቆራረጽኪዮ ኣንቲ ናይ ሕማመይ
ሰላም ምርኢት ኣልም ይቱብ ኣሰናዳኢት ሞኮነን(ወዲ ምሸሻ) ሙዕጉይ እንደሚኖ ኣስታዊስና ናይ ብቖልዑትና ሰላም ሞኬ
Mike quality is so bad please ጥራት ያለው mike ግዙ fix it
ወዲ መሸሻ ሞዴል ትግራዋይ ኢኻ።
ካባኻ ቡዙሕ ተማሂረ አያኒ
Ere ኣወድእዮ ባዓልኺ ጠይኪዮስ ተቋርፅዮ
ሰላም ክቡራት ኣሕዋት ሳብያን ትዩብ (Sabian Tube) እትብላል ቻናለይ
Subscribe ብምግባር ዝተፈላለዩ ዘመናውን ባህላውን ሙዚቃ ብግጥሚ (Lyrics)
ተኸታተሉ። የቕንየለይ።
አብ ወዲ መሸሻ ስ አጓላት ከፍለን እየን ዝግበራ ሓቂ ድዩ ሹሙ አፀልመሞ እዩ ክክክክክ
ጽርየት ዜሮ ብጣዕሚ ጽርየት የሃልይኩም