ንጓለይ ምስ ኣቡኣ ሓዲገ ቆሪፀ ኔረ! ኣክቲቪስት ሎዛ ወ/ሳሙኤል ኣብ ኣልሞ ቱዩብ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ส.ค. 2024
  • ንጓለይ ምስ ኣቡኣ ሓዲገ ቆሪፀ ኔረ! ሎዛ ወ/ሳሙኤል መደብ ሀ-ግእዝ ኣብ ኣልሞ ቱዩብ ኣብ ባህልን ክብርታትን ትግራይ መሰረት ጌሩ ዝሰርሕ መደብ subscribe ብምግባር ቤተሰብ ይኩኑ🙏
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 471

  • @user-wz9me5qs2j
    @user-wz9me5qs2j ปีที่แล้ว +84

    ናይ ኣልሞ ሚዲያ ከም ebs ኢትዮጵያ ዓብዩ ክርኢ ይምነ ኣብ ትግራይ ሃገርና🤗❤💛ሎዛየ✌️

    • @user-cq8ro6pm8v
      @user-cq8ro6pm8v ปีที่แล้ว

      ትክክል

    • @shewitbeyene8239
      @shewitbeyene8239 ปีที่แล้ว

      Naybhaki

    • @FRETUBE-oz4pm
      @FRETUBE-oz4pm ปีที่แล้ว

      ስብስክራይብ ግበራለይ ኣሕዋተይ

    • @NgstKahsu
      @NgstKahsu 12 วันที่ผ่านมา

      ​@@FRETUBE-oz4pmገይረልኪ

  • @helenkalaytigraweyti3732
    @helenkalaytigraweyti3732 ปีที่แล้ว +76

    ፅቡቕ ስራሕ ቐፅልሉ ተጋሩ ኣሕዋተይ ሚድያታትና ነዕቢ ነተባብዐዬም ኣጆኹም ንበሎም ትግራይ ብተጋሩ 😍💊💪🙏

  • @tigraweytieye6171
    @tigraweytieye6171 ปีที่แล้ว +20

    ሎዚየይ ማዓረይ ጅግና ሓፍትና ክብርቲ ሓፍትና ባዓልቲ ዩቱብ እውን ቀፅልሉ

  • @user-gt9ud8wi6w
    @user-gt9ud8wi6w ปีที่แล้ว +29

    ጀጋኑ ሎዛ ዋዕሮ ትግራይ ❤️💛❤️

  • @ove6164
    @ove6164 ปีที่แล้ว +37

    እንካዕ ብሰላም መጻክን ኣክሱማውያን❤💛😍
    ጎብዝልና ደስ ዝብል መደብ'ዩ💙

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 ปีที่แล้ว +21

    ሎዚ ዋዕሮ ብልጽቲ ኩለክን ብሉጻት ዋዕሮታት❤💛

  • @user-gc9se2bf9t
    @user-gc9se2bf9t ปีที่แล้ว +13

    2ተ ዋዕሮታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን💛❤💛✊

  • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
    @egzabherhaylihiweteyeyu4282 ปีที่แล้ว +20

    እምብር ሽረ ሽረ ዓዲ ጀጋኑ♥️💛👑👑

  • @beana3912
    @beana3912 ปีที่แล้ว +10

    የቀነይልና አልሞ ሚዲያጨ🙏🙏ሎዚ ሽኮር ዋዕሮና❤💛❤👏👏👏💯👏

  • @swsn6834
    @swsn6834 ปีที่แล้ว +12

    ክሉኩም ተጋሩ ሊይግ ግበርዎ መክንየቱ ምድየና ነዕቢ ተጋርዋይ ❤😘😘🥰🥰🥰

  • @user-yv2eg5yh3d
    @user-yv2eg5yh3d ปีที่แล้ว +8

    ሎዝያ ጅግና ❤💛

  • @user-ci5ol8ly4s
    @user-ci5ol8ly4s ปีที่แล้ว +12

    ሎዚየ ጅግና ትግራወይቲ ንዓና ንተጋሩ ኣሕዋሕቲ ብዙሕ ኢኺ ትምህርና ዘለኺ ስለዚ መርኣያና ኢኺ'ሞ ጠንኪርኪ ቀፅልሉ ዋዕሮና ኣምበሳ✊💞🌹💞🥰🌹
    ሚድያታት ትግራይና ነዕቢ ተጋሩዋኒ💛❤💛💊

    • @FRETUBE-oz4pm
      @FRETUBE-oz4pm ปีที่แล้ว

      ስብስክራይብ ግበርለይ ጋል ትግራይ

  • @user-ex2uu9wf3m
    @user-ex2uu9wf3m ปีที่แล้ว +17

    ክልተ ዋዕሮታት ብጣዕሚ እየዝተወክን ዘክብረክ ደቂ ንግስቲ ሳባ ምቅራት❤️🙏

  • @AsAs-mq4xt
    @AsAs-mq4xt ปีที่แล้ว +7

    አነ ለ ካብ ሰዕዲ ዓረብ መንገዲ እንተሃሊ ዋየይ ህዝበይ 😭😭😭😭ዉሽጢ ሕሩር ኣየ አምላክይ ሰላም ኢዶ ለኣኽልናይ😭

  • @user-id4kh5mv9m
    @user-id4kh5mv9m 10 วันที่ผ่านมา +1

    ሎዛ ዋዕር ክፍትዋ ኣናስ ጅግና ጋል ትግራይ ♥️💛❤✊

  • @mesiendertawit9608
    @mesiendertawit9608 ปีที่แล้ว +6

    ሎዛየ ብጣዕሚ እየ ልፈትወኪ💛❤️✊

  • @ghdg8490
    @ghdg8490 ปีที่แล้ว +6

    ለዙየ ዋዕሮ ተጋዱሊት ኢኽ ምቅርተይ👌👌👌👌👌👌👌❤❤❤❤❤❤❤❤💊💊💊💊💊💊💊💊

  • @user-gq1is1eh2s
    @user-gq1is1eh2s ปีที่แล้ว +5

    ተጋሩዋይ❤💛💞

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ለባምን ብመንነታን ባህላን እትኮርዕ ሓሪና ምስቶም ዓሌተኛታትን ፋሽሽታዊያን እትኳሻሕ እንኮርዐላ ዋዕሮና ቀፅልሉ አብ ቅድመና ብርሃንን ቅሳኖትን አሎሞ አይዞኪ ሎዛ ማንጁስ !!✍️🤝💪✌️👏

  • @lmelemgalwegrat1039
    @lmelemgalwegrat1039 ปีที่แล้ว +12

    ኣሰይ ጡዕምት ሓቦኛ ጅግና ጓልቶም ጀጋኑ ሓሳብ ልብኽ የስምረልኽ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @FRETUBE-oz4pm
      @FRETUBE-oz4pm ปีที่แล้ว

      ስብስክራይብ ግበርለይ ለሚ

  • @sisqomebrahtom6771
    @sisqomebrahtom6771 ปีที่แล้ว +5

    ጽቡቃት እንቃዕ ብድሓን መጻኢኽን ጅጋኑ ❤💛💪💪❤💛

  • @ccccf2259
    @ccccf2259 ปีที่แล้ว +6

    ፅቡቃትና እንኳዕ ብሰላም መፃክን

  • @kiduatsbeha1036
    @kiduatsbeha1036 ปีที่แล้ว +5

    ሎዛ ዋዕሮ ጅግና❤❤❤

  • @hadasshshay3636
    @hadasshshay3636 ปีที่แล้ว +6

    ቆናጁ ዋዕሮታትና ሀ ግእዝ ቀፅልሉ 🥰🥰🥰

  • @asadiasadi3681
    @asadiasadi3681 ปีที่แล้ว +6

    ሎዛ ዋዕሮ ትግራይ💊😍😍💛💛

  • @user-hl5tf5me4y
    @user-hl5tf5me4y ปีที่แล้ว +4

    ማራ እየ ዝፈትወኪ ሓላለይ ኣብ ትግራይ እናሃለኪ እውን ብጣዕሚ እየ ዝካታተለኪ ነይረ ምስ ምንገሻ ረዳኢ ኣብ ሓሽንገ ❤❤❤❤❤😘😘😘😘

  • @rozarozh8038
    @rozarozh8038 ปีที่แล้ว +6

    ሎዛተይ ሽኮር❤🥰

  • @rahelhaileadwa6509
    @rahelhaileadwa6509 ปีที่แล้ว +8

    እስይ ሎዛየ ሽኮር ንፍዕቲ❤

  • @gghj3321
    @gghj3321 ปีที่แล้ว +5

    እሰይ ምቁራት ፍጥረት🥰🥰🥰🥰

  • @MulugetaAregawi-t1v
    @MulugetaAregawi-t1v 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሉዚ ጂግና ዋዕሮ
    ዕደመና ጤዕና ያሀብኪ
    ኩፉእ ኣይተርከብ

  • @L.Nuguse
    @L.Nuguse ปีที่แล้ว +2

    ሮዛ ዋሮ ቲ ዲ ኤ ፍ ብምቅራብኪ ብጣሚ ኢና ነመስግነኪ ክብርቲ ሓፍትና

  • @tsgagurum5677
    @tsgagurum5677 ปีที่แล้ว +5

    ሎዛ ዋዕሮ ክፈትወኪ ኩልክን ዋዕሮታት😘😘😘💖💕💖💕💊💊💊💊

  • @somoksa2031
    @somoksa2031 7 วันที่ผ่านมา +1

    ሎዛዬ ምቅርቲ ❤❤❤🎉🎉

  • @brhantsegay8367
    @brhantsegay8367 ปีที่แล้ว +6

    ሎዚየይ❤️💛❤️💛ናትና❤️💛✊✊

  • @tigiraytigray9077
    @tigiraytigray9077 ปีที่แล้ว +2

    Lozaye lebam waerona👸🏖🥰💛❤️💊💪🏖🏖🏖

  • @eliasmehari707
    @eliasmehari707 ปีที่แล้ว +2

    ሎዛ am so proud of you your a hero ትግራዋይነት ክብር መንነት።

  • @dnilove6637
    @dnilove6637 ปีที่แล้ว +6

    ሎዙያይ በጣዕም አይ ዝፈትወኪ ዘደንቅኪ So Love you ❤💛❤️

  • @nebyat2363
    @nebyat2363 12 วันที่ผ่านมา +2

    ዋዕሮ ትግራይ🥰🥰🥰😍😍😍😍

  • @Richagamawit6035
    @Richagamawit6035 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ጎበዝ ሎዚየ መዓረይ አነስ ክፈትዋ ብሓይሊ እያ ትግርኛ ኪኢላ ትሓቦኣ ትፅንዓታ❤❤💊💊💊💪💪💪💪❤❤❤

  • @genetsyom723
    @genetsyom723 ปีที่แล้ว +1

    ጀጋኑ ሎዛ ዋዕሮ ትግራይ😍❤😍❤💪💪💪

  • @fanueldori9718
    @fanueldori9718 7 วันที่ผ่านมา

    ሎዛ ጅግና ውፍይቲ ጅግና ዋዕሮ❤❤

  • @aron5023
    @aron5023 ปีที่แล้ว +4

    ጀጋኑ ዘን ኣሕዋተይ ኣጀክን በርትዓ

  • @rahwag.6888
    @rahwag.6888 9 วันที่ผ่านมา

    ጎበዝ ሎዚ ሽኮር💛❤️💛❤️💛❤️

  • @user-db8oc8mg6e
    @user-db8oc8mg6e ปีที่แล้ว +11

    ቆንጁ ሓባይብ የኔ ማሮች❤❤❤❤❤❤❤

  • @tklelema4143
    @tklelema4143 ปีที่แล้ว +5

    ሎዚየይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰

  • @astuastuks9382
    @astuastuks9382 ปีที่แล้ว +3

    ፅቡቅ መደብ ደቂ ዓደይ ቀፃሊ ድማ ኣብሲንያ ገብረገርግስ ኣቅርብልና ወይም ኤደን

  • @zenebugebrekidan
    @zenebugebrekidan ปีที่แล้ว +6

    ክልተ ዋዕሮታት 💖💛💊

  • @ara6934
    @ara6934 10 วันที่ผ่านมา

    ሎዛ ዋዕሮ ጅግናቲ እየኪ ❤❤❤❤❤

  • @user-cq8ro6pm8v
    @user-cq8ro6pm8v ปีที่แล้ว +2

    ፁሩያት ተጋሩ

  • @MulugetaAregawi-t1v
    @MulugetaAregawi-t1v 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጂግና ዋዕሮ
    ክብርት ጓል ኩበራት

  • @user-yx5tm1tt9i
    @user-yx5tm1tt9i 9 วันที่ผ่านมา

    ሎዛዋ እቲ ዋእሮ ፅብቅቲ ታይሞንአኺ ንምግላፅ ቃላት ይሀፅረኒ ዛሀፍተይ ናይ ጅግናጅግና ኢኺ ነዞም ርጉማት እረመኔታት ፀላእትና ሀፍ በጠቅ ኢኺ ታብልዬም እይጆኪ ዛሀፍተይ ንፈትወኪ ነኽብረኪ ኢና ❤❤❤

  • @aadddaddrg2016
    @aadddaddrg2016 ปีที่แล้ว +2

    🌻👑👑👑⛱⛱⛱⛱ንበርልና ለዙየ ደቂ ሓላል ትግራይ ኣጀና ኩሉ ካሓልፍ እየ እግዚኣብሔር ምስና እዮ ⛱👑

  • @user-rg2xz6np9l
    @user-rg2xz6np9l ปีที่แล้ว +1

    ዋው ዘይተፀበኩኪ ብሄራዊት ትግራወይቲ ኮዩኑኪ ፀኒሕክኒ ሎዛየ😍✌💙

  • @mikialenguse9934
    @mikialenguse9934 ปีที่แล้ว +2

    ሎዞ ጅግና ሓፍትና ቀጽሊሉ
    ኮሪዐልኪ ትግርኛ'ውን ጽቡቕ'ኺ ትዛረቢ
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪን ዋዕሮታትና

  • @gshegwyw2199
    @gshegwyw2199 ปีที่แล้ว +2

    ጀጋኑ ቃፅላሉ

  • @martakahsay9241
    @martakahsay9241 ปีที่แล้ว +1

    Betami eye zkoralki haftey mehazay bmikanki mearey, jegna eki lebam, miskin, gerhi, fekar eki emo efetweki ykbreki. ❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛 Loziye

  • @user-uy7cw1nv7z
    @user-uy7cw1nv7z ปีที่แล้ว +7

    ሮዛየ ፅብቅቲ ዋዕሮ ክፈትወኪ ብልፅተይ ❤

  • @user-pt6tt3pu9u
    @user-pt6tt3pu9u ปีที่แล้ว +3

    ዋዕረና እንካዕ ብሰላም መፃእኪ

  • @kidanegkidan6630
    @kidanegkidan6630 ปีที่แล้ว +2

    ፀላኢና ድኽነት ጥራሕ'ዩ እናተብሃልና ስለዝዓበና ፀላእቲና ከየለለና ኢና ዓቢና.........?

    • @user-zp3ts9ji1v
      @user-zp3ts9ji1v ปีที่แล้ว

      እንታይ እማ ድዩ ጎዲኡና ዘሎ መዓረይ ግን ኣጆና💗💗💗

  • @newuaq1125
    @newuaq1125 ปีที่แล้ว +1

    ፅቡቅ መደብ ጀጋኑ አሕዋትና ንበራልና🙏🙏🙏💛💛❤❤💪💪💪💊💊ሀገረ ትግራይ ትስዕር💊💊✊✊💋💋💋

  • @efsf9587
    @efsf9587 ปีที่แล้ว +4

    ሎዚተይ❤💛👍ዋዕሮ💛❤✅

  • @berhanalami806
    @berhanalami806 15 วันที่ผ่านมา +2

    ሎዛ ጅግና ዋዕሮ ጓል ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mebratbeyene2650
    @mebratbeyene2650 11 วันที่ผ่านมา

    Beautiful Losa you are our heroine. I always watch you on Social media. You are doing great. Continue the good work.🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @jerusgeb4791
    @jerusgeb4791 ปีที่แล้ว +5

    I love her, always proud of you sis❤

  • @user-np6ud3ej3j
    @user-np6ud3ej3j ปีที่แล้ว +3

    ዋውውውውው ፅቡቅ መደብ ተጋሩዋይ ሰሰኑ ሰላም ናይ ዓድና የስመዐና❤💝🌄

  • @L.Nuguse
    @L.Nuguse ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቃት ደቂ ንግስቲ ሳባ ኩሉ ዘጥመልክን ትግረዋይነት ክቡር መንነት

  • @eiyorsalemhaylemaryam5038
    @eiyorsalemhaylemaryam5038 ปีที่แล้ว +2

    ፅቡቕ ስራሕ ዝፎትወክን ዋዕሮታትና ❤🏖ኣለና ኣብ ጎንኹም ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ❤🏖👑ሎዛ ጀግና ዋዕሮ ዘይትደራደር ንበርልና ዛበተይ❤🏖👑💋

  • @user-mj4jz8ri8t
    @user-mj4jz8ri8t ปีที่แล้ว +5

    በርትኢ

  • @zemedagebreabzemedagebreab278
    @zemedagebreabzemedagebreab278 ปีที่แล้ว +3

    በጣዓሚ እየ ዝፈተዋ

  • @user-ft2zq2bl5v
    @user-ft2zq2bl5v ปีที่แล้ว +6

    ፅቡቕ ስራሕ ቐፅሊሉ

  • @user-lu3vh6yz6k
    @user-lu3vh6yz6k ปีที่แล้ว +3

    ሎዛ ዋዕሮ ክፍትዋ ኣናስ ጅግና ጋል ትግራይ❤️💛✊

    • @user-zp3ts9ji1v
      @user-zp3ts9ji1v ปีที่แล้ว

      ዋላ ኣነ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ዝያዳይ💗💗💗💗

  • @tr34gdty98
    @tr34gdty98 ปีที่แล้ว +4

    ሎዚየይ ፅሪቲ ዋዕሮ ትግራይ😍😍😍😍

  • @zizi-jv4cp
    @zizi-jv4cp ปีที่แล้ว +4

    ሎዚየ ጅግና እንቛዕ ናትና ኮንኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ💛❤️💘

    • @FRETUBE-oz4pm
      @FRETUBE-oz4pm ปีที่แล้ว

      ስብስክራይብ ግበርለይ ጋል ዓጋመይ

  • @Walamo5362
    @Walamo5362 13 วันที่ผ่านมา +1

    ጀጋኑ ጋሊዞም ጀጋኑ

  • @sarahagos5988
    @sarahagos5988 ปีที่แล้ว +4

    ሎዛ ዋዕሮ❤❤❤️❤️😘😘😘🥰🥰🥰🥰

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 ปีที่แล้ว +1

    Almo tube ብጣዕሚ ክዓቢ ኣለዎ ተጋሩ የሕዋተይ. ብዙሕ ከምትሰርሒ ተስፋ ንገብር ቀጽልሉ. ሎዛየ ምቅርቲ 😍😍😍

  • @wawa8948
    @wawa8948 15 วันที่ผ่านมา +1

    ሎዛ ዋዕሮ ትግራይ ጅግና
    💛💛💛💋💋💋💋👌👌

  • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
    @egzabherhaylihiweteyeyu4282 ปีที่แล้ว +4

    Wawwww ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ኣምበሲት♥️💛👑🥰

  • @user-ck2kx6ld1x
    @user-ck2kx6ld1x ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይይይይ ፅሩያት ተጋሩ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
    @egzabherhaylihiweteyeyu4282 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ እየ ዘድንቃ ዝፈትዋ ሎዛይይይ♥️💛👑

  • @att9864
    @att9864 ปีที่แล้ว +1

    ጀጋኑ ደቁ ዋዕሮ ትግራይ ዓደይ💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊

  • @genetgyohans3381
    @genetgyohans3381 ปีที่แล้ว +1

    አሰይ ዋዕሮታትና❤❤❤❤💛💛💛

  • @almazobeid425
    @almazobeid425 ปีที่แล้ว +3

    ሎዛ ጀግና💊💊💪💪💪💪💪💪

  • @user-pe8ez2rb4g
    @user-pe8ez2rb4g 7 วันที่ผ่านมา

    ሰወደሸ ለዝየ❤❤❤❤❤

  • @hiwetmeles7601
    @hiwetmeles7601 ปีที่แล้ว +1

    ሎዛ ጀግኒት❤💛❤💛❤💛💪💪💪💪👏

  • @user-hx2gw3mu9v
    @user-hx2gw3mu9v ปีที่แล้ว +3

    ሎዛየ ዋዕሮ💗

  • @hadasshshay3636
    @hadasshshay3636 ปีที่แล้ว +5

    ቀዳመይቲ ባዕለይ 🥰🥰

  • @alemneshe
    @alemneshe ปีที่แล้ว +2

    God bless you my sisters 🙏🏻 ❤️ 💕 💗 ❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛

  • @tigrayadey1337
    @tigrayadey1337 ปีที่แล้ว +4

    ሎዛ ምቅርቲ ቀጽልዮ ሰላም ንትግራይና

  • @user-qp2qo9dc9r
    @user-qp2qo9dc9r ปีที่แล้ว +5

    ሎዚየይ ምጭውቲ ናይና🥰💊💋

  • @solinagalkeshi9742
    @solinagalkeshi9742 ปีที่แล้ว +3

    ቀፅላሉ ዋዕሮታትና

  • @nejuneju6086
    @nejuneju6086 ปีที่แล้ว +3

    😍😍😍😍ሎዚ ሹኮር

  • @mihretaragay8080
    @mihretaragay8080 ปีที่แล้ว +5

    ሎዚተይ ምቅርቲ😘😘😘

  • @user-ze8zg6ie8z
    @user-ze8zg6ie8z ปีที่แล้ว +1

    ሎዛጅግና ዋእሮ አጀኩ😍😍😍❤❤❤❤❤

  • @user-mi3uc5tl3j
    @user-mi3uc5tl3j ปีที่แล้ว +2

    ሎዛ ሽኮር❤💛🌸🌺💪💪💪💪

  • @MulugetaAregawi-t1v
    @MulugetaAregawi-t1v 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሎዚ ቆንንጆ በርተዕ

  • @romanyassine2196
    @romanyassine2196 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ እኺ ንፍዕቲ በዓልቲ ሞያ 👍👍❤❤

  • @berhedessalegn1772
    @berhedessalegn1772 ปีที่แล้ว +4

    Dear Loza proud of you!!

  • @SalamSha-wl4tm
    @SalamSha-wl4tm 2 วันที่ผ่านมา

    ሎዚተይ ዋዕሮ❤❤❤😍😍😘😘😘😘

  • @birukiros
    @birukiros ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ደሕና መፃኺ አለም ሰላም