ትግራይ ናዓይ ክብረይን ማንነተይን እያ።ኣርቲሰት ፍርያት የማነ ፍሉይ ምድላው በዓል መስቀ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ก.ย. 2022
  • ኣርቲስት ፍርያት የማነ ኣብ ኣልሞ ቱዩብ ፍሉይ ምድላው በዓለሰ መስቀል ሀ-ግእዘ ሓዱሽ መደብ ኣብ ባህልን ታሪክን ትግራይ ኣድሂቡ ዝሰርሕ መደብ
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 308

  • @user-bd9tb2cp5v
    @user-bd9tb2cp5v ปีที่แล้ว +78

    ሁለታችሁ ስወዳችሁ ትግራይ ለዘላለም ትኑር ፊረ አድናቅሽ ነኝ

    • @user-ve2dn2zz4r
      @user-ve2dn2zz4r ปีที่แล้ว

      ቃንቃ ኣለኪ ዶ ትግራወይቲ እንተ ኮንኪ ብቃንቃኺ ጸሓፊ ኣንቲ ሓርፋፍ ሓንጎል

    • @user-bd9tb2cp5v
      @user-bd9tb2cp5v ปีที่แล้ว +5

      @@user-ve2dn2zz4r ትሽ ደደብ አማርኛም የራሰይ ነው

    • @netsanettdf9263
      @netsanettdf9263 ปีที่แล้ว

      @@user-ve2dn2zz4r በፈለገቹ መፃፍ መብትዋ ነው አንቺ ራስሽ ትግርኛ በደንብ አልፃፍሸም

    • @dhheh9433
      @dhheh9433 ปีที่แล้ว

      @@user-ve2dn2zz4r ድንቁርና መልኡ ፈሲሱ ታጌራትኪ

    • @user-ue2en4jm4k
      @user-ue2en4jm4k ปีที่แล้ว +2

      @@user-ve2dn2zz4r አማርኛ የራሳችን ቋንቋ ነው ከግእዝ አክሱማውያን የወጣው ❤️💛🙌

  • @tesfanabib
    @tesfanabib ปีที่แล้ว +22

    እንቛዕ ንበዓል መስቀል አብፀሐክን፣ አብ ክሊ ዕፅዋን ኩናትን ኮይና ባህልናን ክብርታትናን ዓቂብና ንቅድሚት ንመርሽ፣ ትግራይ ትስዕር

  • @user-jz3yg2ke2u
    @user-jz3yg2ke2u ปีที่แล้ว +30

    ሰይ እንቛዕ ብደሓን መጻእኽን ዋዕሮታት ደቂ ሃገር ትግራይ! 🌹🌹🌹🌹❤💛❤💛❤💛❤💛

  • @alefumekele3184
    @alefumekele3184 ปีที่แล้ว +20

    አሰይ ክልተ ዕንቁታት ትግራይና አጆክን ቀፅላሉ 😘😘😘

  • @halangabrasy3203
    @halangabrasy3203 ปีที่แล้ว +18

    እንኻዕ ኣብፀሐና ኣብፀሐክን ፁሩያት ኣሕዋተይ 😍❤❤💛❤❤

  • @user-yn8tb8ij3c
    @user-yn8tb8ij3c ปีที่แล้ว +4

    ፍርያት ሓፍተይ ሕጂውን ናይ ሰነ ጥበብ ትግራይ ኣብ ምዕባይ ተትሰርሑ ኩልኹም ተጋሩ ብዝተረፍ ፍትውትው

  • @solomongebrekristos3370
    @solomongebrekristos3370 ปีที่แล้ว +9

    ፅቡቅ ጅማሮ ምስ ዋዕሮ ትግራወይቲ ፍርያት የማነ 🌻💐🌺🌹🙏🙏🙏

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 ปีที่แล้ว +10

    እንኳዕ ኣብፀሐክን ፍቁራተይ ክልተ ፁቡቃት❤️💛❤️💛

  • @user-qd3rc3in9m
    @user-qd3rc3in9m ปีที่แล้ว +8

    እንኳዕ ንብርሃነ መስቀል ብሰላም ኣብፀሓኩም ኣብፀሐና ድቅ ዓደይ ማዓርይ ሰላምና ይመለሳልና 🙏🙏🙏💊💊💊💘🌹

  • @user-ve2dn2zz4r
    @user-ve2dn2zz4r ปีที่แล้ว +4

    ትግራይን ትግራዋይነትን ንዘልኣለም ክነብሩ ኢዮም ጸላእቲ ተጋሩ ኩሎም ክጠፍኡ ኢዮም ኣሰሮም ኣይልርከብን ኢዮም

  • @user-gq1is1eh2s
    @user-gq1is1eh2s ปีที่แล้ว +11

    ኣሰይ ኮቦክብቲ ትግራይና ✝️💛🙌 ፍራያት ለ ኣብ ጎንኪ ኣለና ኣብ ኪነት ትግራይ ዓቢ ኣስተዋፆኦ ክትገብሪ ድማ ተስፋ ንገብር ንግስቲ ትግራይና ኣነ ለ ብዚ ጋጣሚ ካብ መጠን ንላዕሊ እየ ዝፈትወኪ 💋👸💃❤💛🙌

  • @halangabrasy3203
    @halangabrasy3203 ปีที่แล้ว +9

    ተሃረፍቲ ደቂ ትግራይ ሽኮራት ቀፅላሉ ❤❤💛💛❤❤❤❤

  • @mahlettuumay4327
    @mahlettuumay4327 ปีที่แล้ว +6

    ስወዳቹ ኑሩሊኝ ደቂ አደይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @wedisembel2951
    @wedisembel2951 ปีที่แล้ว +13

    Good program. You need better audio quality, you need wireless/wired microphone for better sound .

  • @tigraysebalewa7553
    @tigraysebalewa7553 ปีที่แล้ว +6

    ክልተ ፅቡቓት🥰🥰🥰 #ፍርያተይ እቲ ኣብ ሕድ ሕድ ገዛ ትግራዋይ ዝወረደ በደልን መከራን ከም ህዝበይ ተቐቢለ #ትግራውነተይ ይሕሸኒ ኢልኪ ዘኸፈልክዮ ኩሉ መስዋእቲ ነመስግነኪ ኮሪዕናልኪ ኢና💛💛💛ኣዚና ኢና ንፈትወኪ🥰😘ከምቲ ብትግራውነትኪ ከርተት ዝበልዮ #ብትራውነትኪ ኮሪዕኪ ዓለም ክትዘያ መዓልቲ ቀረባ እያ: ኣጆኺ❤️❤️❤️❤️

  • @helenyemane99
    @helenyemane99 ปีที่แล้ว +27

    ኣሰይ እንኻዕ ብደሓን መጻኽን ❤💛🙏

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩ ወርቂ ፍጥረት ብጣዕሚ ደስ ትብላ ብኹሉ ነገር ክብርታትን መንነት ትግራይ ዓለም ክፈልጦ ንግበር ንበርትዕ

  • @BePatient11-b6j
    @BePatient11-b6j ปีที่แล้ว +5

    ሰብ ዶ ይኾርዕ ብዘይ ሰቡየ እስቲ ተዓዘቡየ👌👌👌😍

  • @user-qp2qo9dc9r
    @user-qp2qo9dc9r ปีที่แล้ว +10

    ክልተ❤ ❤ምጭዋት ዝፍትወን እንኳዕ አብፅሐክን 🥰❤💛😘

  • @user-lj9yh7fd6y
    @user-lj9yh7fd6y ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እኖኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ፁሩያት ኣሓትና ንበራልና እግዚአብሔር አምላኽ ፀልሚቱዎ ንዘሎ ህዝብና ብ ብረሃነ መስቀሉ የብረሀሉ

  • @birhinazenaw3928
    @birhinazenaw3928 ปีที่แล้ว +6

    ፍርያተይ❤ፍርያት ትግራይና❤

  • @user-he2xr5fm5h
    @user-he2xr5fm5h ปีที่แล้ว +5

    እንኳዕ ብሰላም መፃኣኽን ተጋሩዋይ❤❤❤💛💛😘

  • @RrRr-be8ec
    @RrRr-be8ec ปีที่แล้ว +3

    አሰይ አሰይ ደቂ ትግራይ ምቅራት💕💕💕💕💕💕

  • @genetgyohans3381
    @genetgyohans3381 ปีที่แล้ว +5

    ፍርያተይ ፍርያት ትግራይና🌹🥀❤❤💛

  • @haftomhagos27
    @haftomhagos27 ปีที่แล้ว +2

    እንቋዕ ዳሕን መፃክን ደስ ዝብል ጅማሮ ይግበረልክን።
    ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ከምዚ ዓይነት ብቡዛሓት ስለ ዘጋጥም እዩ 'ሞ
    ልቢ ክትብላላ ይላቦ።
    "እኩል ዝኮነ ምድላው ክትገብራ አለክን" ,,,እኩል ዝኮነ ምድላው እንተዘይ ጌርክን ግና እኩል ዝኮነ ውፅኢት ስለ ዘይርከብ ማለተይ እየ ምክንያቱ ቡዝሓት ሰባት ጅምር ኣቢሎም ስለ ዘቋርፅዎ እየ ከም ክብል ዝከአልኩ ሙቁራት።

  • @alexanderkehase1107
    @alexanderkehase1107 ปีที่แล้ว +1

    ደቂ ትግራይ እንካዕ አብፅሐክን ❤️💛💊❤️💛💊❤️💛💊❤️💛💊❤️💛💊❤️💛💊❤️💛💊❤️💛💊❤️💛💊❤️💛💊❤️💛💊❤️💛💊❤️💛💊❤️💛💊❤️💛💊❤️💛💊

  • @gualaragure8784
    @gualaragure8784 ปีที่แล้ว +1

    እሰይ እዘን አሕዋተይ ኩለን ክስዕባ ተስፋ ንገብር
    ፍርያተይ አነስ ክፈትወኪ አለመይ ጎብዛ💛❤✊

  • @user-nk5dr7qp9j
    @user-nk5dr7qp9j ปีที่แล้ว +2

    ዒይኒ ትግራይ አንኳዕ አብፀሐና ትጋሩዋይ ዓድና ሰላም ይግበረልና 💋💋🏖🏖💛💊💊💊🙏🙏🕊🕊🕊🕊🕊🕊

  • @embahuneyayele4207
    @embahuneyayele4207 ปีที่แล้ว +2

    ኣጆኽን ደቂ ጀጋኑ ሓየተ ዋዕሮ እዚ ዓመት ናይ ሙሉእ ነጻነት ትግራይ ይግበሮ !!

  • @landescap2262
    @landescap2262 ปีที่แล้ว +2

    Freye konjo kifetiweki fetawit bahlan hiziban haben tigray fetiwitikum 🇪🇷 love ❤ 💝💘

  • @rgbe----tigraweyti-
    @rgbe----tigraweyti- ปีที่แล้ว +3

    እንካዕ ኣብፅሓክን ደቂ ትግራይ ሽኮራት💖💖💖
    ፍትውትው💖💖💖💖💖

  • @user-jz3yg2ke2u
    @user-jz3yg2ke2u ปีที่แล้ว +7

    Welcome back ALMO Tube! It is great to see your show again!

  • @newuaq1125
    @newuaq1125 ปีที่แล้ว +2

    ጀጋኑ አሕዋትና ዕደመን ጥዕናን ይሀብኻትኽን🙏🙏🙏❤❤💛💛💪💪💊💊ሀገረ ትግራይ ትስዕር💊💊ሰላም ትግራይና የመልሰልና🤲🤲🤲🌻🌻🌻🌻💋💋💋

  • @user-cq2jz8hg3r
    @user-cq2jz8hg3r ปีที่แล้ว +2

    አሰይ እንኳዕ በሰላም መፅእኻን ፅሪት ተጋሩዋኒ💋💋💋💋💋💋💋🤩🤩🤩🤩🤩🤗🤗🤗🤗🤗🤗🤗❤❤❤❤❤❤

  • @meritigray3140
    @meritigray3140 ปีที่แล้ว +2

    ፍረ ትግራይና ደቅ ርመይ ጅግኑ እጀና ጥሪይ♥💛🦁🌹👸👸♥✅

  • @rahel6463
    @rahel6463 ปีที่แล้ว +2

    እስይ እግዚአብሔር ይመስገን አምላክ ምስ ሓቀኛታት እዩ❤

  • @makdatube8713
    @makdatube8713 ปีที่แล้ว +3

    ሽኮሪናታት እንኳዕ ኣብቅዓክን ዓድና ሰላም ይግበረልና💛❤🙏🙏💛❤

  • @user-zp3ts9ji1v
    @user-zp3ts9ji1v ปีที่แล้ว +3

    ዋዕሮታት ደቂ ሃገር ትግራይ💗💗💗💗💗💗💪💊

  • @zufan8097
    @zufan8097 ปีที่แล้ว +5

    ኣበይ ኣለኹም ተጋሩ ነበረታተዐየን ኣሕዋትና ሼር ግበሩለን😘😘😘

  • @rahelhaileadwa6509
    @rahelhaileadwa6509 ปีที่แล้ว +4

    እንኳዕ ኣብጸሐኹም ኣምላኽ ስላም የውርደልና ናዓመታ ናብ ዓደና ንውዕሎ ይገበረልና
    ፍርያተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትውኪ🍫
    And Almo tube❤

  • @jemulamohamed9109
    @jemulamohamed9109 ปีที่แล้ว +2

    ፋርያት ትግራይ ዛሓፋተይ ወላሂ ስለ ልረኣናኪ ሃመይ ደስ ሃምልበለና. ፋረይ ንፈፈትወኪ ኢና

  • @temutemu9526
    @temutemu9526 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ይመስገን ❤️💛🙏🙏🙏 ኦንዃዕ ብደሃን መፃክልና ❤️💛❤️💛❤️❤️💛❤️❤️💛❤️❤️💛❤️❤️💛❤️💛❤️❤️💛❤️❤️💛❤️❤️💛❤️❤️💛❤️❤️💛❤️❤️💛❤️❤️💛❤️❤️💛❤️💛❤️❤️💛❤️❤️💛❤️❤️💛❤️💛❤️❤️💛

  • @nebyu2692
    @nebyu2692 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ኣብፀሓክን ዋዕሮታት ትግራይ 🙏👌👍

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 ปีที่แล้ว +5

    ምዕሩጋት❤✝️💛

  • @fvvdvvvghcc6171
    @fvvdvvvghcc6171 ปีที่แล้ว +1

    ቃላት የብለይን ዕድመ ጥዕና ይሃብክን ትግራይ ናዓክን ሕዛ አይትድፉሪን

  • @user-gt9ud8wi6w
    @user-gt9ud8wi6w ปีที่แล้ว +2

    ክልተ ዋዕሮታት ትግራይ ❤️💛❤️

  • @nasinetb1462
    @nasinetb1462 ปีที่แล้ว

    I stand with Tigray people from Eritrea.🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️❤️❤️

  • @efsf9587
    @efsf9587 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ሙቁራተይ እንኳዕ ኣብፀሐክን እንኾዕ ደማ ዳሓን መፃክን ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ሩሑሰ ባዓል መሰቀል ይግበረና ፍርያተይ ደሞ ብጣዕሚ አየ ዝፎተወኪ❤💛✅✅💛❤✅✅

  • @fidleytube
    @fidleytube ปีที่แล้ว +4

    እንኳዕ ሓቢሩ አብፀሐና 🙏

  • @user-ue2en4jm4k
    @user-ue2en4jm4k ปีที่แล้ว

    እንኩዋን አደረሳችሁ የትግራይ ንግስቶች ፈሪያት በጣም እምወድሽ እንኳን በዚህ የተረገመች ሀገር ሰላም ወጣሽ ሁሉም ሳስብሽ ነበር ተመስገን💛❤️✝️🙏

  • @banogebrematios9679
    @banogebrematios9679 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ፅቡተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤️❤️❤️😘😘🥰🥰

  • @user-xn5rr1tn3w
    @user-xn5rr1tn3w ปีที่แล้ว +1

    እንካዕ ድሓን መፃእክን ደቂ ትግራይ ዋሓለታት💛❤️😘

  • @user-yn8tb8ij3c
    @user-yn8tb8ij3c ปีที่แล้ว +1

    እንኮዕ ብሰላም መፃኺ ኣልሞ ወ ፍርያት

  • @tirhasberhe8943
    @tirhasberhe8943 ปีที่แล้ว +3

    ፍርያት እንዃዕ አብፀሐኺ ዝሐፍተይ 🥰🙏

  • @abrihyema5651
    @abrihyema5651 ปีที่แล้ว +1

    እሰይ ደቂ ትግራይ ሽኮራት እኳዕ ኣብፀሐክን ኣብፀሐና💐💐😍😍😘😘

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 ปีที่แล้ว +4

    ሰላም ምርኢት ኣልሞ እካዕ ኣብፀሐኪ::ዋዕሮ ፍርያት የማነ እካዕ ኣብፀሐኪ:: በርትዒ ፍርያተይ ቓፅልሉ:: ዕድመ ጥዕና ይሃብኪ::

  • @fanahailuabay752
    @fanahailuabay752 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃእክን ተጋሩ ኣሕዋትና💖

  • @genetgyohans3381
    @genetgyohans3381 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ኣብፅሐክን ፅቡቓተይ😘❤❤❤💛💛💛

  • @user-zh8bk4xc9f
    @user-zh8bk4xc9f ปีที่แล้ว +1

    ፍሪየይ ንኩሉ ጠሓሒስኪ መሰስ ኃልቱ ጅግና ኣያና👊

  • @user-wy6li9fz9m
    @user-wy6li9fz9m ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይ ደስ ክትብላ ደቂ ሪመይ ♥♥♥

  • @user-rt3fs5sm9h
    @user-rt3fs5sm9h ปีที่แล้ว

    ፍርያተይ ፍርያት ትግራይና ዋዕሮ

  • @hadasshshay3636
    @hadasshshay3636 ปีที่แล้ว +1

    ዋዕሮታት ትግራይ ❤️ ዝፈትወክን ዝናፍቀን ኣሕዋተይ 🥰🥰🥰🥰🥰

  • @salamsalam6156
    @salamsalam6156 ปีที่แล้ว +5

    ክልተ ዝፈትወክን ምቁራት እንቋዕ ኣብፀሐክን😍😍😍😍😍👸👸

  • @zemaryamboy6794
    @zemaryamboy6794 ปีที่แล้ว

    ፍርያተይ እንኳዕ ሰላም መፃኺ ክብርቲ መኽበሪት ባህላን ክብራን🙏🙏🙏❤❤❤❤

  • @kidanemajur1447
    @kidanemajur1447 ปีที่แล้ว +1

    Welcome back ALMO Tube ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @fvvdvvvghcc6171
    @fvvdvvvghcc6171 ปีที่แล้ว

    ጀጋና ዘን የሕዋተይ

  • @negash194
    @negash194 ปีที่แล้ว

    መደብኪ ብጣዕሚ ፅቡቕን መሃርን መዘናግዕን እዩ ቀፅሉሉ ሽኮር ሓፍትና። ሰሰናዩ ንዓኺ

  • @samri7768
    @samri7768 ปีที่แล้ว +3

    እንካዕ ብስላም መጻኽን ምቁራተይ ❤️❤️🌹🌹🌹♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @sofiat3079
    @sofiat3079 ปีที่แล้ว +2

    ተጋሩ ጽሩያት ፍጥረት አልሞ ፕሮግራም ከአ ካብተን ብጣዕሚ ዝከታተለን ዝነበርኩየን እንቋዕ ብሰላም ተመለስኩም 🙏ትግራይ ትስዕር❤💛❤

  • @hehehhsyutu1780
    @hehehhsyutu1780 ปีที่แล้ว +3

    ደስ ባህልቲ❤❤❤

  • @kidangebreegziabher1711
    @kidangebreegziabher1711 ปีที่แล้ว

    አለም ሰላም እንኳዕ ብዳሓን መፃኺ እንዃዕ ኸአ ንብርሀነ መስቀሉ ብሰላም ምስ ቤተሰብኪ እርብፀሐኪ።

  • @tigraweytieye966
    @tigraweytieye966 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ኣብፀሐኽን ዘን ኣሕዋተይ💛🌿❤

  • @kibromhayile7174
    @kibromhayile7174 ปีที่แล้ว

    ትግራይን ተጋሩን ተትፀልኣ ኣውን ክዳንን ንሮን ይቅየር እበር ትውልድካን መንነትካን ምቃያር ኣይካኣልን ተተፈጢርካ ፍጥረትካ ምቅያር ኣይካኣል ፈቲክን ፀሊእክን ትግራይ ትስዕር።

  • @tigraweytieye6171
    @tigraweytieye6171 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ደስ ዝብል መደብ ቀፅልሉ

  • @user-db8oc8mg6e
    @user-db8oc8mg6e ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃበኪን ፈጠር የኔ ቆንጁ

  • @frehiwetabraha2490
    @frehiwetabraha2490 ปีที่แล้ว +2

    እንኻዕ ብዳህና መፃዕክን ❤❤️😍😍🌻🌻✝️

  • @esengebruberhe3237
    @esengebruberhe3237 ปีที่แล้ว +1

    Welcome again dear አለም ሰላም እንኳዕ ብዳሓን መፃኺ

  • @princess4698
    @princess4698 ปีที่แล้ว +1

    ሓሪፍ መደብ ፍረየተይ My 👸

  • @kisanet5752
    @kisanet5752 ปีที่แล้ว +1

    ኣልሞ ሓፍተይ ብሉፅቲ እኮ ኢኺ
    መስቀል ግበርያ

  • @TonyMontana-om2fm
    @TonyMontana-om2fm ปีที่แล้ว +7

    Be happy that you gorgeous ladies from Tigray Tigray is new country on the way to be born 🍀🍀🍀🍀💒+⛪️+🕋

  • @shambelbayru5329
    @shambelbayru5329 ปีที่แล้ว

    ፍርየ አረ ድምፅ የኔ ቆንጆ

  • @user-ei6yt1qc4b
    @user-ei6yt1qc4b ปีที่แล้ว +1

    እንኮዕ ዳሓን መፃኩም♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @yekaleenat6552
    @yekaleenat6552 ปีที่แล้ว

    ፍርየ ቆንጆ ኣጀኹን ቐፁላሉ ተጋሩዋይ ሃየ ነበራታተዐየን

  • @user-wz9me5qs2j
    @user-wz9me5qs2j ปีที่แล้ว +1

    እሰይ እንኳዕ ወፃኺ ግን ጥንቃቀ ግበሪ ፍሪተይ😘

  • @alganeshbahre8598
    @alganeshbahre8598 ปีที่แล้ว +1

    Welcome back Almo shikor I missed you love your show

  • @abebakebede4586
    @abebakebede4586 ปีที่แล้ว +1

    Shikorinatat Deki Tigray ❤💛

  • @user-tk6do9du6f
    @user-tk6do9du6f ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ኣብፀሐኪን

  • @eyeurtube
    @eyeurtube ปีที่แล้ว

    welcome back deki hager tigray shikornat zhawtey marey💊🙏🙏🙏💊💊💊💊💪💪💊💊fetari hizbena selam yehabo.

  • @alexanderkehase3891
    @alexanderkehase3891 ปีที่แล้ว

    ትግራይ ትስዕር 💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪❤💪💪

  • @helenlibanos3377
    @helenlibanos3377 ปีที่แล้ว

    እንካእ አብፅሐና እግዚአብሔር አምላክ ሰላም ይግበረልና 🤲 ኩሉ ገልፅክይ ግን ብበተክርስቲያናት ዘለዋ ሀፍትታ ክትፈልጥዮ ዘይ ምካአልኪ ብጣእሚ የሕዝን ።

  • @samrawitmasho2581
    @samrawitmasho2581 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ አብፀሐኪን አብ ፀሐና ቆናጁ

  • @abinetlideto3443
    @abinetlideto3443 ปีที่แล้ว +1

    ፕሮግራምኪ ናይ ህዝቢ ትግራይ ባህሊ ታሪክ መንነት ንትዝተየሉ ምቁርን ሳሐቢ ንኩኸነልክን ካብ ልበይ ይምነ . ስላም + ውርይቲ ተፈታዊት አክተር ፍርያት የማነ ንኣኽን ኽብርና ዝልኣለ እዩ . ሙሉእ ስላም ልትግራይና አምላኽ ልክህበና ናተመነና ልፀልመተ ግዜና ኣብ ቐረባ ልክበርህ ብሩህ ተስፋ ይኹነልና 🙏❤️💛🌷🌹🌷🌹

  • @user-xs3fz3ch6w
    @user-xs3fz3ch6w ปีที่แล้ว

    ፍረይ መዓረይ እንካዕ ኣብፀሓኪ እንካዕለ ሓፍትና ኮንኪ

  • @ftoon8781
    @ftoon8781 ปีที่แล้ว +3

    ኣስይይይይ 🥰🥰🥰🥰💊💪

  • @ethio1775
    @ethio1775 ปีที่แล้ว

    Hulun mesrek new serachu

  • @frehiwottesfayeyhdego7810
    @frehiwottesfayeyhdego7810 ปีที่แล้ว

    Great to see you.

  • @zd6493
    @zd6493 ปีที่แล้ว +1

    እንካዕ ብሰላም መፃክን ዝፈትወክን ደቂ ሪመይ።

  • @kahasitgaltigray325
    @kahasitgaltigray325 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይ ጥዑማተይ ዕንበባታት ትግራይ

  • @alemsegedgirmay7
    @alemsegedgirmay7 ปีที่แล้ว +1

    happy to see ur smile again

  • @user-lz5yy1wy8y
    @user-lz5yy1wy8y ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን🥰🙏