EMN - 4ይ ክፋል - ኣደናቒ ትንታኔ ወዲ ጀበሊ ኣብ ባህርያት ወድ ሰብ - Eritrean Media Network
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 19 ก.ย. 2021
- / officialeritreanmedian...
****************************************************************
EMN - 4ይ ክፋል - ኣደናቒ ትንታኔ ወዲ ጀበሊ ኣብ ባህርያት ወድ ሰብ - Eritrean Media Network
© Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976
allowance is made for "fair use" for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research. Fair use is a use permitted by copyright statute that might otherwise be infringing. Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use.
መጸ ነቢብካ ዘይጽገብ መጽሓፍ
ወዲ ጀበል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Niy behqe ♥️👍
መጸ በዓል ጥዑም ደሃየ ከምዚኦም' ሲ ኣበይ ይርከቡ. ላይክ ላይክ ሃቡለይ ወዲ ጀበሊ ፍላስፋ ዘመና ::
እቲ ናይ ብሓቂባህሪ ኤርትራዊ ደኣ ወሲድካዮ እምበር ምህሮስ ኣለካ .ግን መጽሓፍ ተትሓትመልና እዚ ምሩጽ ቃላትን ምህሮን ንደቅና መታን ክሓልፍ ንሕናኳ ከሲብና ኢና እንቋዕ ተወለድካ 👌🌷🌷🌷🌷❤
አወ ሃክካ ኣለካ /ኪ ብመልአ መጽሃፍ አንተ ዘክርቦ ጽቡክ ነሩ ቡዙህ ኣለዎ ኣብውስህቱ ዘይተበርበረ
ናይ ብሓቂ
Kemey malet nay eritra bahri wesidka malet
@@robelabrham8528 eritreawi serihe .gere mhur eye .wezete aybln eyu
@@robelabrham8528 ata kbretey aytfelton dika Bahrika ??? ayfeltn eye & thtna maleta eyu ::
ወዲ ጀበሊ ሓውና ናይ ባሓቂ ቡሱል ኣእምሮ።ኣቦታትናሲ ከምዚ ስለድፈለጡ እዮም ( ካብ ምህሮስ ኣእምሮ ድበሉና)።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ምስ ወዲ ጀበሊ ምዉዓል ቁም ነገር ትወስድ በቲ ከኣ ገጽካ በሪሁ ይዉዕል። I enjoy it .not boring.
ወዲ ጀበሊ ሽኮር ዘይትምኖ ኣሕዋት ተኽኢልና ግን ዝኾነ መተባብዒ ተንገብረሉ ብጣዕሚ ኢዩ ዘደንግጸኒ
Nay behaki leki
Btaemi xbuq hasab eyu yala abegsya
መርሓባ ወዲ ጀበሊ ናይ ባሓቂ. ጆኩን ማሃሪን ዕላል. ዮናስ ድማ ብጣዕሚ ነመስግን እቲ ኩሉ ተቅሪቦ መደባት
Yhwat nhagzo nwedi Gebeli ngeza kray mekfeli ykono 🙏❤️❤️
Please go fund tezawtsiu bhki adngtsuni
ዋው ዕድልካ ኣይሽየጥን እዩ ዶ ኢልካያ ወዲ ጀበሊ ሽኮር ♥️ ውዱእ የእምሮ ኢለካ ኣሎኹ 👍🌹🇪🇷♥️
እንካዕ ድሓን መጻካ ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🌻🌻ኩቡራት የሕዋት ናብ ናተይ ኣትኩም ክትካተ ተሉ ይዕድመኩ 🙏🌸
ወዲ ጀበሊ ኣቦና ገላጺ ሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
ዕድል ኣይሽየጥንዩ ዓባይ ዘራባያ ወዲ ጀበሊ ኣይተጥፉኡልና ቢስ ኣብስደት ጠቂሙና
ደስ ዝብል ኣገላልጻ ወዲ ጀበሊ ዕድመ ይሃብካ ኣምላክ። ኩሉ ግዜ ኣምጹኡልና ብዙሕ ኢና ንመሃር
ክቡር ጋዜጠኛ ዮናስ ኣብርሃም በዚ እትህብዎ ዘለኩም ኣብ ውሽጢ ሕብረተ- ሰብና ሕልፍ ሕልፍ ኢልካ ዝረኣ ኢዩ ። ብጣዕሚ ኣገዳሲ መደብ ኢዩ። ሰለዚ ኣነ ግን ሓንቲ ሕቶ ነራትኒ ንወዲ ጀበሊ
1. እዞም ደድሕሪ ትሕዝቶ ዘለዎም ሰባት ዝከዱ ሰባት እንታይ ኢልካ ትገልጾም ኢልካ እባ ሕተተለይ ምስ ሰናይ ኣክቡሮት።
ወዲ ጀበሊይ ጅግና ኣቦ ደስ ዝቢል ኢዩ ቀጽሉዎ።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪይ።
መርሓባ ወዲ ጀበሊ ክጽበየካ ኢየ ቀንየ❤
ኩቡር ሓውና ወዲ ጀበሊ ኣብ ልብና የሕድሮ እምበር ቡዙሕ ማሃርን መሳጥን ሚሂርካና እብል እዚ ዕላል እይብሎን እየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏 💙🇪🇷💙
ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣርይ🤩
ናይ ባሓቂ ኣደናቒ ዝኾነ ዕላል ወዲ ጀበሊ ነብሲ ረቢ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ቀጽሎ ጥራይ
መጀመረታ ዕድመን ጥዕናን ወዲ ጀበሊ ከሙኡ ጋዘጠኞ ዮናስ
ዕላልኩም ብዘይ ሙኩልላፍ ስድራቤተዊ ዕላል ሙካኑ ዳስ ይብለካ
ወዲ ጀበሊ ኣብ ቃላቱ ኑጹሩ ሕሪክራክ ዘይቡሉ ቡሙሉኡ ዝብሎ ቃል ድገመለይ ዘይብል ብሙካኑ እብዛ ንክትስምዖ ዝመኒ ቃል ዕድመን ጥዕናን ይምነይለካ።
ወዲ ጀበሊ:ዓቢ መምህር ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ:
ድምጽና ክስማዕ ጀሚሩ ማለት ኢዩ Part - 6 ኣይትደንጉይና ብትግብሩልና ዘለኹም ከኣ ዑጉባት ኢና Eri meda
If posbil, he can work as a teacher in school👌. He is very smart man.He is Reading and hear Word News evry day 👌🇪🇷
May be he didn't want to explain about his education, he seems educated the way he used explain based on facts
@@yassinibrahimhamid7876 he said his knowledge is through experience.
ተመክሮ ልዕሊ መምህር እዩ ዝምህረካ፡ናይ ብሓቂ ወዲ ጀበሊ
Eway ezi nay mudey Sebay mesiuo 😍🇪🇷✌🏽❤️❤️❤️🥰
ወዲ ጀበሊ ትምህርቲ ከይጸገብካ እዚ ኩሉ ፍልጠት ዝቀሰምካስ ተትመሃር ካብቶም ብሉጻት ሳይነሳውያን ናይ ዓለምና ሙኻንካ ብዘይ ምግናን
መጻሃፍ ገንጺልካ ዘይውዳእ ኢዩ ብጣሚ ጽቡቅ ኣብ Eri tv amahalalfiwo kulu kmaharelu
Hakika ab Tv Erey btaemi eyu zedeli ab dege zelena kulu nerekibo nmihar alena sedet sele zelena kulu nmiharo alena adena zelo hizibna gn misikin bizuh senefeltet yedelyo eyu🙏🙏🙏🙏🙏🙏
May Allah bless and keep you safe. You are incredible knowledgeable person., we need to get more hilarious 😂 teaching.🙏🇪🇷😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
he should be Eritrean announcer he’s very intelligent
Part 5 please 🇪🇷❤️✌️🙏
የቐንየልና ወዲ ጀበልን፥ዮናስን ሓኪም ኣይኮንኩን ኢልካ ወዳ ጀበሊ ግን ካብ ሓኪም ዝህበካ መድሃኒት ብሓቂ እዚ ዕላል እዚ ይበልጽ፥እንተኽኢልኩም በጃኹም ኣይተቃርጽዋ እዛ መደብ ዋላ ሓንቲ ሰዓት ኣብ ወርሒ ተጻገሙልና።
መርሓባ ወዲ ጀበሊ🌻🌻🙏🇪🇷🌻❤️ዘበንካ ይባረቫክ🌻🌻🙏🇪🇷🌻❤️ ዮናስ የቀንየልኛ🌻🌻🙏🇪🇷🌻❤️
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዕላል ኢዩ ቀጽሎ።
ከምቲ ኣያታትና ክምስሉ ካብ ምህሮስ የእምሮ ዝብልዎ ክቡር ኣቦና ወዲ ጀበሊ ቀለም ዘይጸገበ ክንሱ ፍልጠቱን ፍሉይ ክእለት ናይ ምትንታን ዝውንን ሓደ ኣብነታዊ ኣቦ እዩ ዕድመን ጥዕናን ወድ ጀበሊ ኣዝማሪኖ። " ዕረፍቲ + ዕረፍቲ = ሕማም እዚኣ ናይ ወዲ ጀበሊ ፎርምላ እያ 🤣🤣🤣
Timhrty si alewo, tihtina kimihr delyu eyu👌🇪🇷
Full of wisdom wedy Jebely may God bless you more.
Thank you Yonas ms klom mesarhtka. Sleti tserkum and tsbqti medeb amtsekalna. Amazing person. Aza zemtsekalna medeb tmhrti zhazet and tqetsl aza des tbl medeb eye. God bless you Eritrea media
ዋውውውው ብጣዕሚ መሃሪ ሓያል ትግርኛ ወዲ ጀበሊ።
ወዲ ጅበሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እሞ መጀመርያ🙏 ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ነዞም ሱሱዓት ፈተውቲ ነብሶም ፈሊጥ ካዮም ኣለካ።
Nezi nay lomi twasio entay mgeletskaio?
👉❤️🇪🇷 ወዲ ጀበለ በብዘልዕሎ ዘሎ ኣርእስታት ስፍሕ ዝበለ ትንታነ እናገበረ መጽሓፍ እንተዝሓትሞ ንማንም ሰብ ኣገዳሲ ምኾነ ምኽንያቱ እዚ ዘልዕሎ ዘሎ ኣርእስቲ ኣብ ማንም ሰብ ዘሎ ባህሪ ስለ ዝኾነ ንዝኾነ ሰብ ባህርያቱ ንኸተጽንዖ ኣዝዩ ሓጋዚ ኔሩ::
Thanks Jonas that you bring uneducated person and we learn to much from him
Einstein said :
The real education stars after you finished the formal education!!!
You mean ***starts?
@@danieleyob3796 yes
ዕድመ ጥዕናን ይሀብካ: ጽቡቅ ትምህርቲ; ዕረፍቲ ÷ዕረፍቲ= ይኽውን ሕማም: ዝድነቅ ቃል እዩ ።
ኤማ ኣይትዘንጥሎ እባ!
ፕሮፌሰር ወዲ ጀበሊ ኢልካ ድኣ ጸውዓዮ።
Kkkkkk
ወዲ ጀበሊ በሊሕ ን ንቁሕን ሰብ ኣይትጥፉኡና ድኣ ዮኒ ጹቡቅ ስራሕ
ወዲ ጀበል ያሆ welcome ዕድመን ጥዕናን የመነየልካ
Welcome flasfa❤️🙏🏾
እግዛብሄር ፀጉ የብዘሃልካ ወዲ ጀበሊ ኣቦና እድመን ተናን ይሃብካ ብታእሚ ፅቡቅ እላልን ትምህርትን
Wow Golden speak👍
Wellcome bro Bravo Kexilo Bertieee kabaka buzuh Ena nimehar Zelena Thanks bro ✌️🇪🇷🏆🇪🇷🏆🇪🇷🏆🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣቦና ብሓቂ ለባም ኢኻ
He is smart wwwww❤️❤️❤️❤️
ወዲ ጀበሊ ያሆ ሞይተ ድየ ገለየ ብሰሓቅ😂😂😂😂ኣይትሰኣን ንስኻ'ስ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ።
Very Smart brain, with Excellent advice. Waww wonderful.
ይበል ኣጋላልጻ፡ ዝገርም ዩ ናይ ስራሕ መምህር ናይ ማሕበራዊ መምህር ወዘተ ፡ ቡዙሕ ይምህረና ሎ ።
ቀጽልዎ ።
ዮኒ ሰላምታ ኣይረሳዕኩን ።
He is well educated with his effort. Bravo 👍
ወዲ ጀበሊኣስሊ ገለ ስብሲ ጫማኻ ቀዳድ አንተራኣየስ ሓንጋልካ ቀዳድ ይመስሎ ሓቂ አዩ
Naybhaki nay dege ember wushtawi txibake kemzelo zeymflatom eyu
Gudammmmmm Nay Bhaki!!!!!!
wowww ajokum yonas hawey eska temtso kulu tsbuk eyu berte ajoka 🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷
ብጣፂሚ ደስ ዝብል ❤
Thank you መምሂር
You have very good experience he’s the best God bless hem
መምህረይ አንቃዕ ብሰላም መጸኻና በጃኻ ናትካ ዩቱብ ክፈት ብሓቂ ብዙሓት ሰዓብቲ ኣለናካ ወዲ ጀበሊ
Amazing...Professor thanks....I learned a lot
ወዲ ጀበሊ ቀባጽ ፍላስፋ ብራቮ 🙏🙏🙏👌👌👌🐟🐟🐟
Very entertaining ,educating and interesting.I lovd it.
ጹቡቕ ኣገላልጻ ናይ ብሓቂ
Welcome ደቂ ዓበይቲ
Well done deki Eritrea 🇪🇷👏👍 well explained and very interesting 👏thank you
او مرة أشوف في حياتي. إرتري دمة خفيف واول مرة اتابع اللقاء بدون ملل..
40 ደቃይቅ እንታይ እዋን ተወዲአን ኣይተረድኣንን ዋዛ ምስ ቁምነገር❤️
Very smart person. I would love to meet you one day when I come to Eritrea. I cant get enough of listening you.
God bless you
Help him instead
Money
Mahri edmen tenana yhbka 👏👍👏👍👍👍
Good job Bruk hawina Yonas.And wedijebelli behaki Lebam Seb Eka bekule.
At least every month should try to bring him
Yas ውኣዴ ጃባላኤ ኤዴማ ያሓበካአ 🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🙏🙏🙏💐💐💐⛪️💯🕌❤️🐅🐆🐫🐪🥂🥂🏆🏆🔊👑👑👑💘you are the keneke 👑👑👑🥂🥂🥂💎🌄💐💐💐
Excellent
Mashallah
ዓቢ ትምህርቲ ዕምርን ጥዕና ይሃብካ
Good job 👍🙏
Jebli jegna selamin tenan yehbeka eske bel
You are smart man.
ወዲ ጀበሊ፡ቐመም ህይወት እኻ፡እዝጋብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ብኹሉ ጸገማት ዝሓለፍካ ብምዃንኻ ልዕለካ ንህይወት ክገልጻ ዝክእል የለን፡ወላ 20 ዓመት ይመሃሩ፡ናትካ ብትዮሪ ዘይኮነ ብግብሪ ዝተፈተነ ስለዝኮነ፡ብዝኮነ ዮኒ የቐንየልና እንተተካእሉ እንተስ ኣብ 2 ሰሙን እንተስ ኣብ ወርሒ ከምዝቐርብ እንተዝግበር ጽቡቕ ነይሩ፡ምክንያቱ ካባይ ጀሚርኻ ነብስና ክንፍትሽ ምስ ኣየኖዎት ባህሪ ሰብ ከምዘለና ክንግምግም የዘካክረና ስለዘሎ።
Edemane tenane yehbka wade jabale teme elalu 🙏🏻😍
መርሓባ ዮኒ ዎዲ ጀበሊ ኣስሊ ክሓተካ መጀመርያ ካብ ልቢ የመስግነካ ሕቶ አዞም ብፍላይ ኣብ ስደት ኣብ ብዓላት ብፍላይ ብዓል ናጽነት ጥምቀት ወዘተ ሰብኣይን ሰበይትን ደቆም ዎርቃ ዙሪኣ ሸነን ብዓልቤታዉን ከሙኡ ምስደቆም ሸነን ኢሎም ትሪኦም ኣብቲ ገዞኦም ዞሎ ኲናት ግን ኣብ ኣፍጋኒስታን ዒራቅን የለን ነዚኦም አንታይ ትብሎም የቀኔለይ
Well come
Amlak yibrkum
👍🏾👍🏾💯% Nic medeb
I just wanna tell you , u r " Professor"
ተገርምን ዘይትጽገብን መምህር ሂወት ኢኻ ክንደይ ዝተማሃሩ ሰባት ሰሚዓ እሞ ኣይ ከማኻን ናይ ብሕቒ ካብ ምህሮስ ኣእምሮ ከምዚ ምስ ተረኽበ እዩ የቐንያልና ወዲ ጀበሊ! ከምውን ዮናስ ዕድመን ጥዕናን ሰሰናዩ ንዓኹም ይኹን።
Nice 👍🏿 Job
You are the harow ውኣዴ ኤር 👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏💐💐💐❤️❤️❤️❤️👑👑🥂🥂🥂💎💎💎🔊🔉💘💘💘💘💘
እዚ dislike ትገብሩ ዝለኩም ተለፎንኩም ትገምጥላ ኣላ😂😂😂
Tegemtel 🤣🤣
Marhaba enqi bsalam mxiqum
Sehr gut Frau und ganz wichtig antworten ich lieber Mensch aus Eritrea
Du bist doch selbst aus eritrea
Wawww❤❤❤❤❤
ወዲ ጀበሊ ተቐዲሑ ዘይ ዊዳእ ጹሩይ ማይ
Dear Yonas hawey nay kiletukum tuum elalkum bitami des zebil eyu. You too are a good team. Is really amazing. We are learning we laughing is so enjoyable programme.keep up your programme.
Awet Nihafash
Wow wejebeli xeada enkea bidehan mexake 🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕♥part 5 bihanqowta
We done legend
He is my Teacher.
Edmen tenan yhabkum deki Eri