ትሕሽዶ ወይስ ለምለም ዓይነይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น •

  • @ሊሀምትግራይ
    @ሊሀምትግራይ ปีที่แล้ว +5

    ሳሓቅኩም ይብዛሕ ተጋሩዋኒ ከዋክብቲ ትግራይ ቀፅልሉ❤❤❤

  • @mlien5628
    @mlien5628 ปีที่แล้ว +68

    ዕመበባታት ትግራይና 🎉🎉😍💞
    ብዝሑሉና ተፋቀሩልና

  • @wedisegen4982
    @wedisegen4982 ปีที่แล้ว +31

    ለምለማይ አስኪ ፍቅሪ አኪ ካባኺ አዘን የሕዋትና ፀቡቅ ይማሃራ ኣለዋ አሞ ካብ ልባይ የ ዝፈትወክ. ንዓኺ ዝጸልአ ባአሉ ይፈልጥ. Love you lemlemay🌹🌹🌹🌹😍😍😍❤❤❤❤❤❤😊

    • @jonjon9926
      @jonjon9926 ปีที่แล้ว +1

      😂😂😂😂❤❤❤❤❤

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 ปีที่แล้ว +16

    ፍቅርታት እኮ ኢና ተጋሩዋይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ኣቱም ተከታተልቲ ንዓኩም እውን እየ ዝፈትወኩም😍😁 ደስ ዝብል ፀዋታ እንኳዕ ብሰላም መጻእኩምና ለምለም ዓይነይ ተሐሸይ ፅቡቅ ግዜ ብሉፃት ናትና😍😘

  • @tigrayadey2771
    @tigrayadey2771 ปีที่แล้ว +12

    ለምለም ዓይነይ ብጣዕሚ ጎበዝ ተዋሳኢት እያ:: አደታት ትግራይ ብለምለም ብጣዕሚ ይግለፃ እየን❤️

  • @AyaJoker
    @AyaJoker  ปีที่แล้ว +15

    ነቲ ሃናፃይ ርኢቶኹም ኣዝየ የመስግን!!!!

  • @ዮዳሄዮዳሄ-ኸ7ከ
    @ዮዳሄዮዳሄ-ኸ7ከ ปีที่แล้ว +37

    ቤቲ ሃይላይ እና ሙና ጓል ትሐሽ ኣምፀልና ካዉእለ ድምፂ ይስተኻኸል እጋዋሕሎ❤

  • @rozrooza1511
    @rozrooza1511 ปีที่แล้ว +15

    ለምለም &ተሐሽ &መርሃዊ ዝፍትወኩም ደቒ ሃገረ ትግራይ😘

  • @salama6013
    @salama6013 ปีที่แล้ว +37

    ፅወታኩም ደስ ክብል ኣዘናጊዕኩምና ብጣዕሚ የቀንየልና🎉 ናተሓጎስኩም ንበሩ ፅሩያት❤

  • @soli-j1x
    @soli-j1x ปีที่แล้ว +28

    ልጆኮረይ እውን እስከ ኣምጻኣዮ😊❤

  • @aximtube6963
    @aximtube6963 ปีที่แล้ว +6

    ኣስስስስይ ለምለም ዓይነይ ሽኮር ክፍትዋ ኣነስ ኣስስስስይ ፅሩያት ፍጥረት እግዚአብሔር ትሓልኹም

  • @Girmay2023
    @Girmay2023 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ሓውና እቲ መደብ ደስ እዩ ዝብል በርቲዕኹም ክትቅፅልሉ ተስፋ ይገብር ግን ድምፂ ብጣዕሚ እዩ ዘጨንቕ ማለት ካብ ናትኩም ናይቲ ገዛ ገዋሕታ እዩ ዝስማዕ ስለዚ ከተስተኻኽልዎ ሞክሩ በዚ ኣጋጣሚ ግን ንትሕሸይ እና ለምለም ዓይነይ ዓቢ ክብሪ ኣለኒ🥰🥰i love you so much

  • @lemlemgrzhr4473
    @lemlemgrzhr4473 ปีที่แล้ว +11

    ኣብ ቀፃሊ ኣያ ተከስተ እና ገሬ እሙን ትብሉ❤

  • @tesfitberhane8246
    @tesfitberhane8246 ปีที่แล้ว +12

    ንፉዓት
    ሳዓረ ብጣዕሚ ኣሐጉስካኒ
    ምክሪ ታዓዚብኩም ዘስተካከልኩም
    ጨወታ ዝነበረ ፀወታ ብምቅያርኩም
    ብዝተካኣለኩ ናይ ትግርኛ እንድሕሪ ኮይኑ
    ኣምሓሪኛ ኣይትእትው ኣይትሓውሱ ❤❤❤
    ብዝተረፈ ቀፅልዎ ብጣዕሚ ደስ ዘብል

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 ปีที่แล้ว +18

    _እንኳዕ ብሰላም መጻእኽን ኽልተ ሽኮርናታት ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ንኹልኹም ድቅ ትግራይ ሓላላት_

  • @makdatube8713
    @makdatube8713 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ጽቡቃት 😂😂 ለምለመይ ሽኮር ትሕሸይ ጽብቅቲ ❤❤❤❤❤ንፈትወክን ኢና

  • @Akele534A
    @Akele534A ปีที่แล้ว +1

    💪👸ለመለም ዓይነይ 🐆😍😍😍🥰💪👸🐆ትርሕሽ 😍😍🥰🥰🥰🥰😍😍😍😍👑👑🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰😍

  • @berihu07
    @berihu07 ปีที่แล้ว +6

    ናይ ድምፂ ፅርየት ዝጎደለ ይመስለኒ ንእሽተን ረባሺ ነገር ይፍጠር ኣሎ ብዝተረፈ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ እዩ ቀፅልዎ።

    • @teklayteklay9712
      @teklayteklay9712 ปีที่แล้ว

      ያ ንእሽተን ናይ ድምፂ ችግር አሎዋ

  • @eriilove2812
    @eriilove2812 ปีที่แล้ว +15

    ድምፅኩም ብጣዕሚ እዩ ዝጋዋሕ ኣስተካክልዎ ፅብቅ ፀወታ እዩ ቃፅልሉ💖💖

    • @ወይኒጓልጽዮንማርያም
      @ወይኒጓልጽዮንማርያም ปีที่แล้ว +1

      እወ ናተጓወሐስ ብዝሕ ንፅር ኢሉ ኣይስመዐናለይ ኣስታካክልዎ ንመፃኢ ተጋሩዋይ ብዙሕልና ዕበይልና

  • @EthuJ-zs1hb
    @EthuJ-zs1hb 4 หลายเดือนก่อน

    ዕመበባታት ትግራይና ❤ብዝሑሉና ተፋቀሩልና❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @tdfhoney9161
    @tdfhoney9161 ปีที่แล้ว +5

    _ደስስስ ዝብል ጭዋታ እዩ ቀፅልዎ መዓራተይ ተጋሩዋይ ምሩፃት♥♥♥♥_

  • @kidanegyesus1966
    @kidanegyesus1966 ปีที่แล้ว +2

    ብሉፃት ቀፅላሉ ምስሊ ኣዴታት ትግራይ ብፍላይ ፅገታ ዝገብረልኪ ኣለኒ

  • @ፍትወትተሰፋይጓልዓድዋዋዋ
    @ፍትወትተሰፋይጓልዓድዋዋዋ ปีที่แล้ว +1

    አንትን ጀጋኑ ለምለም ዓይነይ ፍትውትውውውውውው ❤❤❤❤
    ኪዳነይ ጀግና አዶ ኢኪ እግዚአብሔር ንደቅኪ ዕድመን ጥዕናን ያሃበልኪ 🙏❤🙏

  • @vdbhenkd2422
    @vdbhenkd2422 ปีที่แล้ว +2

    ቀፅሉሉ መን ሎ ዓዱ ዝናፈቀ ዓደይ ናፊቀ😭😘❤❤❤❤❤አዛናጉዑና እሰኪ

  • @nebiatgebremedhin8577
    @nebiatgebremedhin8577 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ እና ንፈትወኩሞ 🎉

  • @TechIn5-bj4jx
    @TechIn5-bj4jx ปีที่แล้ว +12

    ድምፂኩም ንፁር አይኮነን። ንቀፃሊ አስተካክልዎ ንፉዓት።😍🥰😍

  • @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
    @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ ปีที่แล้ว +15

    ንቤቲ እና ንገርየ ለ ባ ኣምፀኣየም❤

  • @tegakasayi1569
    @tegakasayi1569 ปีที่แล้ว +1

    ይመስለኒ እቱ ገዛ ሙሉኡ ብሙሉኡ ስቸዝተዓፀወ እውን ኽኸውን ይኽእል እዩ

  • @selam801
    @selam801 ปีที่แล้ว +4

    ንኹለኽን ብይዓኒ ፍቅሪ ይፎትወኽን እየ❤
    ቸሩ ሰንበት ይሁንላችሁ🥰

  • @hintsagmeskel3907
    @hintsagmeskel3907 ปีที่แล้ว +5

    የቀንየለይ ዝኮነ ሐበሬታ ፅሒፈ ነይረይ አዕሪካዮ ንፉዕ ሐበሬታ ዝቅበል ሰብ ዓባይ እዩ ፅቡቅ ፀዋታ እዩ ቀፅሉሉ❤️

  • @ጋልወይንአየ
    @ጋልወይንአየ ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይ ብሉፃትና እንካዕ ድሓን መፅኣኹም ተጋሩዋኒ ትሕሸይ ለምለመይ ስዓረዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኮዋክብቲ ትግራይና ሰላምን ቅሳነትን ንህዝብናን ዓድናን ሰናይ ክራማት ይግበረልና ዝተፈናቐለ ህዝብና ናብ መረበቱ ዝምለሰሉ ግዜ ይግበረልና ሰላም ንኹሉ ትግረዋይ ኣብ ደገን ኣብ ውሽጢ ዓድን ዘሎ ፈጣሪ ምሳና ይኹን ❤💛🙏🏽

  • @zedigaldocter6126
    @zedigaldocter6126 ปีที่แล้ว +2

    ደስ በሃልቲ ቀፅልሉ ድምፂ ግን ረባሺ እዩ እንዮ ይስተካከል❤❤❤

  • @ጓልትግራይ-ሰ9ዀ
    @ጓልትግራይ-ሰ9ዀ ปีที่แล้ว +5

    ዝፈትውክን ትሕሸይ ለምለም ዓይነይ ♥🌹ኣዛናጋዒ ፅዋታ እዩ ቀጽሉዎ ግና ድምፅኩም ኣሰታካክልዎ ♥

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya3831 ปีที่แล้ว +2

    እዛ ለምለም ዓይነይ ፍሽክታኣ ክጥዕም የኔ ለዋህ ❤

  • @fhyytt7050
    @fhyytt7050 ปีที่แล้ว +1

    አሰይ ለምለም ዓይነይ ትሕሸይ ቀፃሊ ድማ ደቂ ዘርአብሩኽ አምፀአልና🥰🥰🥰

  • @Lekyeleshi9532
    @Lekyeleshi9532 ปีที่แล้ว +5

    ተጋርዋይ ፅርያት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤

  • @teklayteklay9712
    @teklayteklay9712 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ድምፂ ፅሬት ንእሽተን ሕፅረት እንየዋ እሱ አስተካኪልኩም ብጣዕሚ ጎበዛት።

  • @selamabreha1361
    @selamabreha1361 ปีที่แล้ว +3

    እናካዕ ብስላም መፅእኹም ደቅ ትግራይ♥️♥️

  • @hadasDugom
    @hadasDugom ปีที่แล้ว

    ድምፅ ይስተኻኸል ካቡኡ ለ እስት ድ ዘብራኣብሩኽ ዓይነይ ኣምፅአልና❤😊

  • @KhanKhan-ex9fi
    @KhanKhan-ex9fi ปีที่แล้ว +6

    ደቅ ትግራይ ውሓሎታት ዕደመን ጥዕናን ይህበኩም ፍጣር❤🤲

  • @kalkidan555
    @kalkidan555 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፃወታ❤❤❤❤❤

  • @jojololo9407
    @jojololo9407 ปีที่แล้ว

    ዕንበባታት ትግራይና

  • @ተመሲገንአምላክየ
    @ተመሲገንአምላክየ ปีที่แล้ว +1

    ኣስይ ፀወታኹም ደስ ክብል ቀፅሉሉ ተጋሩዋይ

  • @ተመስገንኣምላኬ-የ8ወ
    @ተመስገንኣምላኬ-የ8ወ ปีที่แล้ว +4

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ተጋሩዋይ ሙጭዋተይ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃቡኩም ፈጣር❤❤❤❤❤❤

  • @aabaditmumu2317
    @aabaditmumu2317 ปีที่แล้ว +8

    እንካዕ ብሰላም መፃክን እዝይ ንፍትዋን ተዋስእቲ❤❤❤🎉🎉

  • @smerhSs-n3v
    @smerhSs-n3v ปีที่แล้ว

    መ/ይ ዓድመኒ እባ ንዓይ ለ እና ሰላምታ ሰላም ሰላም ሰላም ብጣዕሚ ፅብቅ ሰራሕ ቀፅሉሉ.......

  • @selyekahsay3959
    @selyekahsay3959 ปีที่แล้ว +1

    ፅቡቅ ዕድል ግን መፃወትን መወዳደርን ካሊእ ምረፁ ኣዛናገዒ ዝካነ ተመልከቲ ዝስሕብ ብጣዕሚ ንመፃኢ ብካሊእ ንፅበየኩም

  • @ababazahara548
    @ababazahara548 ปีที่แล้ว

    አብ ቀፃሊ አያ ጆከሪ እና መምህሪ ሊሎም አምፂልና ❤❤❤

  • @tewahdochannl
    @tewahdochannl ปีที่แล้ว +6

    ኣነስ ክፈትየክን ኩም ምቅራት❤ ካብ ኩሉ ኣከዳድነአ ልቦናአን ❤

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 ปีที่แล้ว +4

    ብሩኽ ሰንበት ይግበረልኩም ደቂ ሪመይ .ፅቡቅ መዘናግዒ ምስ እነድንቀን ተዋሳእቲ ቀፅልሉ❤💛

  • @ሰላምኪይመለስትግራይ-ነ1ዀ
    @ሰላምኪይመለስትግራይ-ነ1ዀ ปีที่แล้ว +6

    ደስ ትብሉ ደቂ ትግራይ💛🌿🌾

  • @fgsd1103
    @fgsd1103 ปีที่แล้ว +1

    ደስ ዝብል ዝግጅት እዩ ድምፂ ግን ይጋዋሕሎ💊ይሞቺኹም ግን🤙

  • @selamSelam33-ll1bs
    @selamSelam33-ll1bs ปีที่แล้ว +5

    ብሓቂ ደስስስስ ዝብል መዛናግዕን መሳሓቅን ጨወታ ዕድመን ጥዕመን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤

  • @salama6013
    @salama6013 ปีที่แล้ว +6

    ተልዓል ኩልካ ሳብስክራይብ ግበር❤😂

  • @اللالل-ل8ض
    @اللالل-ل8ض ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤አሰይ ቅብቃት ናትና

  • @abebaab2172
    @abebaab2172 ปีที่แล้ว +1

    ❤️❤️❤️❤️❤️💓💓💓💓💓❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏 ሓላላት ፍጥረት

  • @popopepo3069
    @popopepo3069 ปีที่แล้ว +7

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክን ተጋርዋኒ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀክን ብፍላም ድማ ለምለም ዓይነይ መሲላ ዘይኮነ ኮይና እያ ትዋሳእ ብሓፍሻ ትሐሸይ ድማ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀክን ዝፍትየክን ቶሖሽ ካብ ስዑዲ ተጋርዋኒ ከምዚ ናሳሓቅኹም ተሪአኩምስ ከመይ ድየ ዝሕጎስ ሳሓቅኹም የብዘሐዮ 💕💕😍

  • @Lima-mj6ie
    @Lima-mj6ie ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤ፍትዋት

  • @abadiabadi7016
    @abadiabadi7016 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምቁራትይ❤💛💛💛💛

  • @binilove3333
    @binilove3333 ปีที่แล้ว +3

    ኣቤት ዓቕሊ🥰 ፅጌ ማዓረይ ጎታ ፀባይ

  • @haregtewelemedhin-zr7ne
    @haregtewelemedhin-zr7ne ปีที่แล้ว +1

    ኣይይ ፀወታ ብጉዑር እምኒ ዲዒኳ ኢና ንብሎ ዳብጮ ክብሉዎ ውን ይሰምዕ ጎበዝ ነይረ ኩሎም ይኣዝሞም ከም ፅገ/ለምለም ዓይነይ

  • @ሂዋንጋልትግራይ
    @ሂዋንጋልትግራይ ปีที่แล้ว

    ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋሩዋኒ ትግራይና ምሉእ ሰላም ይግበረልና ፍሽክ እካ ኣብልኩምና❤❤❤❤

  • @ጓልትግራይ-ቐ1ቸ
    @ጓልትግራይ-ቐ1ቸ ปีที่แล้ว

    ድምፅ ጋዋሕሎ እና ብጣዕም እና ንፍትዮኩም ደቅ ትግራይ💖💖💖💖

  • @ሕብንቲትግራወይቲ-ፀ2ጀ
    @ሕብንቲትግራወይቲ-ፀ2ጀ ปีที่แล้ว

    ፅብቃት ፍጥረት ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤🎉❤🎉🎉❤❤❤

  • @yonatanemanuel1419
    @yonatanemanuel1419 ปีที่แล้ว

    ለምለም ዓይነይ ደስ ክትብለካ ፍሽኽታኣ ናይ ብሓቂ ኣደነት ባሕሪ ዘለዋ ሰብ

  • @hiwanselemun5103
    @hiwanselemun5103 ปีที่แล้ว

    ዋውውው ፅብቅ መደብ እዩ ቀፅልሉ ተጋሩዋይ❤ድምፂ ግን ይሰተካከል❤❤

    • @selaminahailu8560
      @selaminahailu8560 ปีที่แล้ว

      ዋውውውውው ቀፅልልሉ ነዕብየሎም ተጋሩን ፈተውቲ ተጋሩን መርሃዊ ክፈትወካ

  • @iopo6877
    @iopo6877 ปีที่แล้ว +2

    ክቡራት ከየንትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ካባካትኩም ብዙሕ ኢና ንፅበ ሳዓረይ ካዓ ዝሃብናካ ምክሪ ብምስትክካልካ ነመስግን ትግርኛና ነዐቢ ተጋሩዋይ ❤❤

  • @سلام-ل5ف
    @سلام-ل5ف ปีที่แล้ว +2

    ድምፂ ግን ሕማቅ ኣሎ🤗 መደብኩም ፅቡቅ እዩ ቀፅሉሉ❤❤

  • @liyaweldeslasse8751
    @liyaweldeslasse8751 ปีที่แล้ว

    ለምለም ዓይነይ አወዶ አወዶ አወዶ ትብል ቃል ብጣሚ አየ ዝፈተውላ ❤❤❤

  • @yeshimebetbtniniu6942
    @yeshimebetbtniniu6942 ปีที่แล้ว +2

    ኣዘይዝፈትዋን ተወሰእቲ

  • @hskf4344
    @hskf4344 ปีที่แล้ว +2

    ደስ ትብሉ ደቂ ትግራይ ዓደይ❤❤❤

  • @ወይኒጓልጽዮንማርያም
    @ወይኒጓልጽዮንማርያም ปีที่แล้ว +1

    ኣይትስኣኑ😂😂😂 ደሞ ካልእ መሃሪ ነገር ለ ኣምፅእልና"

  • @ጋልሰብዓሓላል
    @ጋልሰብዓሓላል ปีที่แล้ว +1

    ደስ ትብሉ ደቂ ሪመይ🥰🔥

  • @emmaq1588
    @emmaq1588 ปีที่แล้ว +2

    ክልተ ብሉፃት ተወስእቲ የቀንየለን ሰለ ዘቅረብኩሞልና

  • @selamenat2212
    @selamenat2212 ปีที่แล้ว +2

    ለምለም ዓይነይ ትሕሸይ ሽኮራት ❤❤❤❤❤❤መምህር መርሃው እውን ሽኮር እኻ❤❤❤

  • @habtomrussommebrahtu6147
    @habtomrussommebrahtu6147 ปีที่แล้ว +1

    Ane Eritrawi hawkum ye btami ye zfetwekum, lemlem, and thish ajokn ketslo amlak msakum ykun❤❤❤

  • @ጋልትግራይ-አ6ቐ
    @ጋልትግራይ-አ6ቐ ปีที่แล้ว

    ብጣዓሚ ደስ ዝብል❤

  • @haregtewelemedhin-zr7ne
    @haregtewelemedhin-zr7ne ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ እየን ደስስ ዝብላ ዋዕሮታትት እቲ ድምፂ ቲሑቱ እውን ይጋዋሕ ኣስተካክልዎ ደቂ ዓደይ ይርብሸካ ሙዚቃ ውን ይትረፍ/ይቀነስ

  • @kamalhussain9643
    @kamalhussain9643 ปีที่แล้ว

    ምዑሩጋት

  • @ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ
    @ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ ปีที่แล้ว +1

    ዝፎትየን ተዋስእትና😂❤❤❤😊😊😊 ትሖሽስ ከላይ ነብሳ እዩ ዝዘር ዘሎ😂😂😂

  • @dfghgfvfaydh3201
    @dfghgfvfaydh3201 ปีที่แล้ว +4

    እረ ቃፁሉሉ ተጋሩዋይ ፁሩያት❤❤❤❤

  • @Elsabietgalmelaketsehay21
    @Elsabietgalmelaketsehay21 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤ አያ ጆኬርን ገሬን ይምጻእ

  • @ትጂቆልዓሰነገደ
    @ትጂቆልዓሰነገደ ปีที่แล้ว

    🔰💛😘😘😘😘ተጋሩዋይ ፅርያት👉 ተሐሸይ💘 ለምለም💘 ዓይነይ👈 ብጣዕሚ እየ ዘድነቀክን💥💥💥💥💥💥💥💥

  • @ቅሱዕባይትግራይ
    @ቅሱዕባይትግራይ ปีที่แล้ว +1

    ክልተ ኮኮባት ትግራይና ኣዝየ እየ ዝፎትወክን❤🥰

  • @ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
    @ዮዳሄትግራይ-አ3ረ ปีที่แล้ว +2

    ዋው ለምለም ዓይነይ ሚጣ ዳኣኮንቲ 😮❤

  • @aotali8812
    @aotali8812 ปีที่แล้ว

    ዋው ዙ መደብ ፎትየዮ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @mkm4736
    @mkm4736 ปีที่แล้ว +1

    እናሳሓቅኹም ንበሩ ሙቁራተይ ኣስሒቅኹምና😂😂😂❤❤❤

  • @ተመስገን-ሸ2ቐ
    @ተመስገን-ሸ2ቐ ปีที่แล้ว

    ለምለም ዓይነይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ከም ኣደታታ

  • @ffff8192
    @ffff8192 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤ተጋርዋይ ፅርያት

  • @ቲጂዕባይጎላጉልሽረ
    @ቲጂዕባይጎላጉልሽረ ปีที่แล้ว

    wellcam ደቂ ሃገረ ትግራይ⭐️❤☺️

  • @ጋልሃገረትግራይ-ሠ1ሸ
    @ጋልሃገረትግራይ-ሠ1ሸ ปีที่แล้ว

    💚💚💝💝💘💘💘ኣሰይ ደቂ ሃገረ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ኣብ ዘለኩምዎ

  • @ጓልወጀራት20ዓዲ
    @ጓልወጀራት20ዓዲ ปีที่แล้ว +1

    ሰላምኪን የብዘሐለይ❤❤❤❤

  • @rhgkgduuy1475
    @rhgkgduuy1475 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ፆዋታ እዘን ዋዕሮታትና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ቀፅልሉ❤❤❤

  • @سبحاناللهالحمدالله-د5و
    @سبحاناللهالحمدالله-د5و ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤ዕድመይ ጥዕናን የሃብክን ፅብቃት

  • @ds3zs9
    @ds3zs9 ปีที่แล้ว +1

    ለምለም ዓይነይ ሽኮር ❤

  • @ራሄል-ጐ5ለ
    @ራሄል-ጐ5ለ 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ፅርይት❤❤❤

  • @askb4483
    @askb4483 ปีที่แล้ว +2

    ለምለም ዓይነይ ❤❤❤❤

  • @atsbiyoutube
    @atsbiyoutube ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሰራሕ እዩ የቀንየለና

  • @ሊሊጋልትግራይ-ለ6ተ
    @ሊሊጋልትግራይ-ለ6ተ ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፅዊታ እዩ ቀፁሉሉ🥰🥰

  • @ኣንቲወእቱተስፍኡለኣዳም
    @ኣንቲወእቱተስፍኡለኣዳም ปีที่แล้ว

    ቡሉጻት 💝🌹🏖️