🛑 ነቢዐን ዘንባዓኻ፡ስሒቐን ዘስሕቓኻ ኣሕዋት ተዋሳእቲ ኣብሰኣላ ደስታን ሊድያ ደስታን አብ መደብ ዓሰርተ ሕቶታት ''ምሉእ መደብ''

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 มิ.ย. 2023

ความคิดเห็น • 659

  • @vjfh914
    @vjfh914 ปีที่แล้ว +214

    ንአያ ዘብራአብሩክ ምስ ሰበይቱ ዝትብሉ እስኪ Liik

  • @dsdsrseser-je1ub
    @dsdsrseser-je1ub ปีที่แล้ว +302

    አብሰአላ ሽኮር ዝፈቱ ላይክ ይርገፅ

    • @brhanemichael4131
      @brhanemichael4131 ปีที่แล้ว +3

      Abza aleku 💋

    • @tomashaile9754
      @tomashaile9754 ปีที่แล้ว +1

      ኩለን ሰብ እየን ሽኮራት❤🇪🇷🥰

    • @Joe123_
      @Joe123_ ปีที่แล้ว +1

      ረገፅኩኻ ትረገጽ እኖኻ

    • @saron20
      @saron20 ปีที่แล้ว +1

      ሊዱ ኸ ታይ ይወፃ ክልቲአን ምቁራት ማናቱ ይመስላ

    • @Jessy-xn8ps
      @Jessy-xn8ps ปีที่แล้ว

      😢ይርገጽ ኢልካ ኣሎ ላይክ ብኣጻብዕ ድዩ ወላ ብእግሪ🤔

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8y ปีที่แล้ว +74

    እዊይ እንታይ ገበራኩም ደቀይ ኣሕዚነናኒ😥😥
    ኣብ ቀጻሊ ለምለም ዓይነይ እና ዘውርኣውሩክ ዓይነይ ኣቅሩቡልና ተጋሩዋኒ🙏❤❤

  • @user-hu2eo8iw3s
    @user-hu2eo8iw3s ปีที่แล้ว +51

    ክንደይ ደስ ይብላኻ እየን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ሙቁራተይ❤❤❤❤

  • @nahomhappy2091
    @nahomhappy2091 ปีที่แล้ว +18

    ዓባይ ሓፍተን ናበይ ከይዳ ነዊሕ ግዚ ካብ ሚድያ ጠፍኣ ኣምፁሉና እባ ብፍላይ ምሰ መረሳ ትሕት ሰማይ ፉሉይ ካራክተረ ተፃዊታ ነራ i miss you ፍረ ሹማ ሰለ ዛይሓዝክዎ ብፍረ እየ ዝፈልጣ❤

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 ปีที่แล้ว +13

    ሊዱ ን ኣብሳኣላ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀክን ኪነ ጥበብ ትግርኛ 1ደ ደረጃ ልዕል ከም ተብልኦ ተሰፋ ንገብር ቀፅልሉ ደስ ይብል❤💛

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935 ปีที่แล้ว +9

    ምቁራተይ መጨረሻ ዝበልክንኦ ብጣዕሚ ልብካ ዘሕምም ዘቀዙ እዩ አዴታትና አሕዋትና ዝደፈሩ ፈጣሪ አብ አዴኦም ሐፍቶም ሰቤቶም ጋሎም ይመልሰሎም አሜን እዞም አረሜን እስሳታት ።

  • @edltgaltigray9127
    @edltgaltigray9127 ปีที่แล้ว +31

    ገሬ እሙንን ጀኮርን ኣምፁኡልና❤

    • @HhFv-mf2jl
      @HhFv-mf2jl 9 หลายเดือนก่อน

      ዊይ በስምአብ በክየን አብክየናኒ ሙቁራተይ

  • @dawitwedieri227
    @dawitwedieri227 ปีที่แล้ว +27

    ኩሉኹም ሕድሕድ ኮባኹብቲ ግን ብፍላይ
    ሊደይ ጽብቕቲ ሕብራ ከደረይቲ ካብ ኩለን ብልጽቲ😍😍😍😍
    ፍቖርን ሰላምን የዉርደልና ብፍራንክ ስሕቕና ነብዕና
    እዛ ስሓቖ ትንበር ኣብ ዝርያኹም ከሙኡ ኣብ ዙሩያና❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 4 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤

  • @user-yo7oy4fb5x
    @user-yo7oy4fb5x ปีที่แล้ว +18

    ውይ አነለ. ምስአተን ደንጊፀን ነቢዐን በስምአብ 😢 ደስ ክብላካ ምጩዋት ቀፅልሉ ሰስኑልና ተጋሩዋኒ❤❤❤❤ ዓድና ሰላም ይልአከልና ፈጣሪ❤❤😢

  • @user-ik7vx5hb1w
    @user-ik7vx5hb1w ปีที่แล้ว +31

    ደጊመ ይፅሕፍለኩ ደስስስ ክብላኼ ደሞ ብሰላም ምፃና ኣጆኽን ክነበራታተዐኽን ኢና የናማነይ ድየ ደቂ መዳመይ🎉

  • @selamgaltewahdo5510
    @selamgaltewahdo5510 ปีที่แล้ว +50

    እዛ ኣቢሰላም ደስ ክብል ባህሪያታ ምዓረይ ❤😊

  • @ufh4391
    @ufh4391 ปีที่แล้ว +18

    ሰምሃሌ$ኣብርሃም ይቅረቡልና 👍

  • @hgf6568
    @hgf6568 9 หลายเดือนก่อน +6

    አሰሊታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @user-xs3mv7ry6u
    @user-xs3mv7ry6u 8 หลายเดือนก่อน +4

    ነቢዕክን ኣንቢዒክናኒ 😢
    ምቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤

  • @LijNatanLijNatan
    @LijNatanLijNatan ปีที่แล้ว +7

    ደቂ ደስታ ጽቡቃት ዕድመን ጥዕናን ያሃብክን ምቁራተይ❤❤❤

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-17 ปีที่แล้ว +59

    እውይ ጭካነ ከምዝ ዝበለ ፕራንክ ግደፉ😢
    ምቁራተይ ንወላድተን ዘለወን ፍቕር ዝገርም እዩ ብሩኻት ኣዶ ወልደ ትበል❤

  • @user-od3ys4dj2m
    @user-od3ys4dj2m 4 หลายเดือนก่อน +7

    ደስባሃሊት ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪንፈጣሪ ሙቁራቲ❤❤❤❤

  • @user-cc1qs7lb2c
    @user-cc1qs7lb2c ปีที่แล้ว +17

    ጽቡቃት ፍጥረት ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም❤

  • @AduTigray-xi8wy
    @AduTigray-xi8wy ปีที่แล้ว +16

    ዋይ ኬፍ ዘለወን ተዋሳእቲ ተስፋ ትግራይ ❤

  • @user-te3vf5hl8q
    @user-te3vf5hl8q ปีที่แล้ว +11

    ንዳኒ ዝፈቱ like⭐️❤🥰

  • @user-vt5en9gr1s
    @user-vt5en9gr1s ปีที่แล้ว +9

    ለምለም ዓይነይ ኣምፅኡሉና😍

  • @dmmksa1496
    @dmmksa1496 ปีที่แล้ว +6

    እሰይ ደቂ ሓትነይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ

  • @fswrcswr8638
    @fswrcswr8638 ปีที่แล้ว +5

    ዋይ ኣነ እውን ምሰአተን ደንጊፀን ነቢዐን በሰምአብ😥🙏ሸኮርናታት ዕድመን ጥዕናን የሃብክን ፈጣሪ🙏🔥😘

    • @user-ht5nh8xi1f
      @user-ht5nh8xi1f ปีที่แล้ว +1

      ታኣየን ኮይነን ዝንብዓ ዘለዋ ዋላ ሓንቲ ኣይትረድእነን😂

    • @fswrcswr8638
      @fswrcswr8638 ปีที่แล้ว

      ​@@user-ht5nh8xi1fፕራንክ እዩ ማዓረይ ግን ኣነ ብጣዕሚ አድንግፅኒ ነይሩ ይመችኩም ደቂ ትግራይ ሸኮር♥😘

  • @aasaas7284
    @aasaas7284 ปีที่แล้ว +9

    መኒአን እየን ዓበይቲ ሓንትውን ኣላተን ሳልሰይቲ ማናቱ ይመስላ ፅሩያት መልክዐን ሓንቲ ንገራና መን እያ ዓባይ❤❤❤

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 ปีที่แล้ว +9

    _እንኳዕ ብሰላም መጻእኽን እወይ ብሓቂ ናተፀበይኹ ውዕለ ከም ገሬ እሙን ድራማ ገና እየ ከዳምፅ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪን እዘን ኣሕዋተይ_

  • @yes6292
    @yes6292 ปีที่แล้ว +8

    ኣብ ቀፂሊ ዲኒ ውዲ ኣያዘብራብክ ኣምፅልና ዲኒተይ ሽኮር ኣምፅልና ደቂ ርመይ ❤❤❤❤

  • @user-cc1qs7lb2c
    @user-cc1qs7lb2c ปีที่แล้ว +11

    ኣነለ ኤፍረም ኣማረ ብጣዕሚ እየ ዘድንቖን ዝፈትዎን❤

  • @selam12121
    @selam12121 ปีที่แล้ว +9

    ሊድያ ርግዕትን ፅብቅትን ❤❤❤

  • @user-pt9rz5un7b
    @user-pt9rz5un7b ปีที่แล้ว +12

    እድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ😘😘😘

  • @elsatawolde1249
    @elsatawolde1249 ปีที่แล้ว +9

    ፅቡቃት ኣሕዋት 💛❤🙏

  • @user-bj9kd1tw2e
    @user-bj9kd1tw2e ปีที่แล้ว +10

    ደስ ክብላ ኢሚ ግን ንፁህ ልባ ደስ ትብል❤❤

  • @Bahgi_
    @Bahgi_ ปีที่แล้ว +31

    ከየንቲ ትግራይ ክተወግዱዎ ዘለኩም ሓደ ዓብዪ ነገር ኣሎ፤ ኣብ ክንዲ ቃላት ትግርኛ ቃላት ኣምሓርኛ ምጥቃም።
    ብትግርኛ ንዘይንፈልጦ ቃል፡ ኣምሓርኛ ወይ እንግሊዘኛ ቃል ተኪእና እንተተጠቐምናሉ ጸገም የብሉን።
    ናይ ትግርኛ ቃላት እናሃለዉና ኣምሓርኛ ቃላት ምጥቅም ግን ስንፍና እዩ፤ ካብኡ ሓሊፉ ድማ ባዕልኻ ምጽላእ።
    ንኣብነት፡
    ኲናት ዝብል ናይ ትግርኛ ቃል እናሃለወና፡ ንምንታይ ጦርነት ንብል?
    ክስታይ ዝብል ናይ ትግርኛ ቃል እናሃለወና፡ ንምንታይ እንትን ንብል?
    ቡን ዝብል ናይ ትግርኛ ቃል እናሃለወና፡ ንምንታይ ቡና ንብል?
    እሞ፣ ስለዚ፣ ን፣ ወዘተ ዝብሉ ናይ ትግርኛ ቃላት እናሃለዉና፡ ንምንታይ እና ንብል?
    . . . ወዘተ ... ስነ-ጥበብ ሕበረተሰብ ይቐርጽ። ስለ እዚ፣ ኣብ ስራሕትኹም ብጣዕሚ ጥንቁቛት ክትኮኑ ይግባእ።
    ከም ሓፈሻዊ ትዕዝብቲ ግን፤ ተጋሩ ቋንቋና ተጠቒምና ሓሳባትና ብዝግባእ ክነመሓላልፍ ከም ዘይንኽእል እየ ተዓዚበ።
    እዘን ኣሕዋትና ተዋሳእቲ እየን፤ ንሳተን እኳ ከም እዚ ሰጋእመጋእ ከይበላ ምዝራብ ዝኣበየን፣ እቲ ካልእ ታራ ህዝቢ እማ ጠቕላላ ኣይይዛረብን ምባል ይቐልል።
    ብዙሕ ስራሕ ይቐርየና። ህዝብና ካብ ብቖልዕኡ ዘረባ ክለማመድ ክተባባዕ ኣለዎ።
    ከየንትና ድማ ኣብ ኮለጅ ኪነ-ጥበባት ዘረባ (speaking) ከም ስልጠና ክውሃቦም ኣለዎ።
    እዚ እንተዘይተገይሩ፣ ብዙሕ ምጉዓዝ ኣይይክኣልን።

    • @Hareg675
      @Hareg675 ปีที่แล้ว +1

      ብሓቂ ሕመቅ ኣሎ ምትሕውዋስ ብፍላይ እና 😢 መተኻእታ ዘይብላ እዩ ዝመስለካ ትሓዝን እሞ, ስለዚ እናሃለወናስ ዝገርም ኩሉ ሰብ እዩ ክዓ ዝጥቀመላ ተስፋ ይገብር

    • @iuelabreha6800
      @iuelabreha6800 ปีที่แล้ว +1

      ትኽክል

    • @iuelabreha6800
      @iuelabreha6800 ปีที่แล้ว +1

      ይተርፈና

    • @user-fd6zs4lu7q
      @user-fd6zs4lu7q ปีที่แล้ว

      ልክዕ አለኻ ናይኩላትና ሪኢት ኢዩ ትግርኛና ክነሰተካክል አለና ናይምንታይ አምሓርኛ ምሕዋሰ እዩ

    • @Slam-bh8xk
      @Slam-bh8xk 11 หลายเดือนก่อน +1

      ትክክል ❤❤

  • @tsegaygebremikaelweditigra7699
    @tsegaygebremikaelweditigra7699 ปีที่แล้ว +3

    ማራ ንፈትወን ተዋሳእትና ተጋሩ ዕድመ ይሃብክን

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይይይ ብጣዕሚ ፍትው ዘብለን ሊዱየይ ፀባየ ሰናይ ኣብሳላየይ ምጭውቲ ዕድመና ጥዕና ይሃብክን ፈጣሪ 🙏ግን ኣደንጊፅኩምወን ምስኣተን ነቢዐ🤔❤❤❤❤💞💞💞💞💞❤❤🙏

  • @alazzialazzi
    @alazzialazzi ปีที่แล้ว +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ምጭዋት

  • @hikwt5993
    @hikwt5993 ปีที่แล้ว +5

    ኣነኸዓ ንኹለኹም ብጣዕሚ ኢየ ዝድንቀኩም❤❤❤❤❤❤

  • @GantaNegse
    @GantaNegse ปีที่แล้ว +4

    ዕደመ ጥዕና ይኃብኹም ፈጣሪ❤❤❤

  • @user-sm6bx5hn5i
    @user-sm6bx5hn5i ปีที่แล้ว +28

    ዝሓወን እሽዋ ዶ ኣብ መንታይ ኩነታት ኣሎ 👏❤❤ብጣዕሚ እየ ንፈትወክን

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 4 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ

  • @sofiat3079
    @sofiat3079 ปีที่แล้ว +6

    ዳኒ ሽኮር እዘን ሽኮሪናታት ዝኾና ቆልዑ ብፍላይ ድማ ኤሚ መሕረር ከመይ ከምንፈትወኩም ❤💛❤🙏🙏

  • @tarhslove4629
    @tarhslove4629 ปีที่แล้ว +4

    እሰይ ፅቡቓተይ ደስ ክብላ ኣነስ ክፈትወን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ🙏♥️♥️♥️♥️♥️

  • @user-bp1ue6fx4w
    @user-bp1ue6fx4w ปีที่แล้ว +12

    ደስስስስ ክብላኻ ግን ምጭዋተይ 🎉 ዕደመን ጥዕናን ይሃበለይ ክብራተይ 🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 4 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ 🌿❤🌿

  • @user-sd8fw7ll9r
    @user-sd8fw7ll9r ปีที่แล้ว +3

    አነሰ ክፈትውክን ፅሩያት ደሰሰ ክትብላ ማዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን መንኤክን ኢክን እቦ ዓበይቲ ♥💘😍

  • @azebtigray6298
    @azebtigray6298 ปีที่แล้ว +3

    ኣሕዋተይ ድየን ድስ ክብላ ❤
    ላኣቡሽለ ኣምፀእና🥰

  • @dlhdodddfwi4895
    @dlhdodddfwi4895 ปีที่แล้ว +4

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፅቡቃተይ❤❤❤❤❤

  • @lemlemlemlem5087
    @lemlemlemlem5087 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ኢኹም ጽቡቓት ደቅዓደይ❤ ኣገላልጻ ቃላትኩም ግን ሰሓባይ ግበርዎ ኽስታይ እያ እንትን እያ ኣይተብልን ዝብሉ ተዝግለጹ ይብል ።

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu ปีที่แล้ว +3

    ዕደመን ጥዕናን ይሃቡኩም ተጋሩዋይ ❣️❣️❣️❣️

  • @user-dy1du2oh9h
    @user-dy1du2oh9h ปีที่แล้ว +7

    ኣሲተይ ኣሕዋት ከንካ ከማክን ደሰሰሰሰሰ ክብል ሳሓቅክን ይብዛሕ ምጭዋተይ❤♥️

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 4 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ

  • @fjgfjfg1826
    @fjgfjfg1826 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ያሃብክን ፈጣሪ ፅሩያተይ

  • @jhjhd6922
    @jhjhd6922 ปีที่แล้ว +7

    ተጋሩዋይ ምሩፃት ዘርኢ😢❤❤

  • @user-fq7ej3fh6n
    @user-fq7ej3fh6n 4 หลายเดือนก่อน +1

    ክንደይ ደሰ ይብላኻ እየን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ሙቁራተይ❤❤❤❤❤

  • @g-studio5329
    @g-studio5329 ปีที่แล้ว +2

    Wowww ዝገርም ብቅዓት ኣለክን ጎበዛት ኢኽን ተስፋ ስነ ጥበብ ትግራይ ኢኺን

  • @user-jv7yg4jz9h
    @user-jv7yg4jz9h ปีที่แล้ว +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ❤❤❤❤❤ሙቁራት ኣሕዋተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወክን ❤❤❤❤

  • @tsegagualtgray-ll7xo
    @tsegagualtgray-ll7xo ปีที่แล้ว +3

    ሊድያ ርግዓትኺ ደስ ክብል ቆናጁ ደቅኖ ኤሙ ግን ቅለትኺ ከምቲ ተዋሰእዮ እዩ ዝመስል ከም ሓፍትኺ ንእሽተይ ርግዕ ተትብሊ ፅቡቕ ነይሩ ብዝተረፈ ብሉፃት ኢኽን ሽኮሪናታት ኣጆኽን በርቲዕኽን ስርሓ ሕልምኽን ክሳኸዐልኽን እዩ❤😘

    • @user-wt7fn6qb2z
      @user-wt7fn6qb2z ปีที่แล้ว +8

      ቅልነት ኣይኮነን ጋልነ ተጫወቲት እያ እመበር ኩሉ ሓደ ኩን ኣይባሃል ንናትና ኣለና ከዚ ኣብ ገዛኩም ሓደ የኮንኩም ተጨወቱ

  • @merigalmarye7051
    @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว +12

    ልተሖሽ ፕራንክ ግበረልና ክንደይ መዓልቲ እሳ ጥራሕ ክትገብር ደስ ዝብላ አሕዋትየን ብሓቂ

  • @wejereteyti6678
    @wejereteyti6678 ปีที่แล้ว

    ምጭዋት ፍጥረት ተጋሩዋይ❤❤❤

  • @user-ne6vi8wp8y
    @user-ne6vi8wp8y 4 หลายเดือนก่อน +1

    እዉይደስ ኬበላ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣይፈላልክን❤❤🎉

  • @user-yf7vd3uz9f
    @user-yf7vd3uz9f ปีที่แล้ว +9

    ኣነስ ክፈትወክን ግን ኣነለ ምሳክን እየ ደንጊፀዋ ከምዝታት ዝበለ ፕሮግራም ቀፅልሉ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ዘድንቀኩም በርትዑልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @NanaNana-nu5pw
    @NanaNana-nu5pw 11 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብሳላ ብጣዕሚ ኬፍ ዘለዋ ምጭውቲ መእሰይ ልድያ ውን ዝወጸኪ የለን ግን ኣብሳላ❤

  • @robelasgodo7262
    @robelasgodo7262 4 หลายเดือนก่อน

    Sehaqkun yebazehalek..ane Eritrean aned mara ey zefatewaken love it sister God blessed you 🙏 ❤️ 💖

  • @user-veroni
    @user-veroni ปีที่แล้ว +10

    ብጣዕሚ ደስ ትብላ ኣሕዋት❤ ናይ ሊዱ ቲክ ቶክ እና እታ ሓዳሽ ዩቱብ እንታይ ከም ዝብል ስደዱልና ❤❤❤

    • @chf-cv4ix
      @chf-cv4ix ปีที่แล้ว +1

      ናይ ልድያ ቲክቶክ ልድያ ደስታ ይብል

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 4 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በሉለይ ፍትዋተይ❤❤​@@chf-cv4ix

  • @user-qt5nt2io3l
    @user-qt5nt2io3l ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፍትዋተይ

  • @abekerMehamed-ge9xp
    @abekerMehamed-ge9xp 4 หลายเดือนก่อน

    Mebarek weydema dashaleka zesreh zenber hatsir kolea ena chelako keltiame

  • @user-ox7hd8kh9y
    @user-ox7hd8kh9y ปีที่แล้ว +2

    Aseyyy mukurat edmen tenan yhabkn fetari❤❤❤

  • @hewan5196
    @hewan5196 ปีที่แล้ว +24

    ደሰ ክብላ 💥💚❤

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ሂዊየይ😊❤

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይ ምጭዋት ደስ ክብላ😍😘😘
    ብሃንቀውታ ንፅበየክን ብናይ ባዕልክን ዩትብ ክትመፃና ፅሩያተይ❤

  • @nimomo9742
    @nimomo9742 ปีที่แล้ว +2

    ኣነስ ምስኣን ነቢዐ😢 ምቁራት ክምቸዋካ ❤❤❤❤

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq ปีที่แล้ว

    _ዋይ ታይ ገበራኩም😢🥺 ብጣዕሚ እየ ዝፈትወክን ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ጽሩያተይ🥰🥰🥰🥰_

  • @yaserabrahem5708
    @yaserabrahem5708 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @gizetventertainment
    @gizetventertainment ปีที่แล้ว +4

    ሰላም ደቂ ሪመይ ተጋርዋይ ምቁራት❤እስኪ ንተሓባበር ዩቱብ ቻናልና ክፍሊት ኽትጅምር ዝተወሰነ ተሪፉዋ ኣሎሞ እስቲ ኣቲኹም ምልእ ምልእ ኣብልዋ ትግራዋይነት ኹሉ ሻዕ ይዓምብብ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ደቒ ዓባይ ትግራይ ❤❤❤❤❤❤

  • @zenbzz4533
    @zenbzz4533 ปีที่แล้ว +4

    ትዓዲልክን ደስ ክትብላ❤️🥰

  • @GfdrYrr5
    @GfdrYrr5 ปีที่แล้ว +2

    እ/ሄር ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ደቂ ዓደይ ሸኮራት ይመችኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ffbh9535
    @ffbh9535 ปีที่แล้ว +2

    ምስአን ነብዐ😢ምስአን እውን ስሕቀ😂😂😂ሙቁራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪን ፈጣሪ❤❤❤

    • @Snitey-n1n
      @Snitey-n1n ปีที่แล้ว

      ኣን ከማን 😢😢😢

  • @galtsadikjgna7787
    @galtsadikjgna7787 ปีที่แล้ว +3

    አሰይ ፅቡቃተይ❤️💛

  • @user-tt3jd4bk3n
    @user-tt3jd4bk3n 4 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ካቡ ልቤይ የአ ዱፎቱወከነ ኣሑወተይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤

  • @tsegahaylemichael1399
    @tsegahaylemichael1399 ปีที่แล้ว

    ምቁራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን

  • @user-ut3tc8js4q
    @user-ut3tc8js4q ปีที่แล้ว +3

    ዝፈትወን ተዋሳእቲ❤

  • @user-nw3xs9px3y
    @user-nw3xs9px3y ปีที่แล้ว +3

    ደስ ክትብላ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ❤❤

  • @user-qb1rc9lm3r
    @user-qb1rc9lm3r ปีที่แล้ว +2

    እወይ ሙቁራተይ ምሳአተን ነቢዐ 😢😢

  • @user-sc8zf2km3n
    @user-sc8zf2km3n ปีที่แล้ว

    ኣስይይይ ዕድመን ጥዕናን የሃብኽን ፈጣሪ❤

  • @selam801
    @selam801 ปีที่แล้ว +8

    ውይ አታየ ታይ ገበራኹም ሓሳዳት😅
    አብ ቀጻሊ ንሰምሃል አቅርቡልና❤

  • @KhanKhan-xw1hn
    @KhanKhan-xw1hn 11 หลายเดือนก่อน

    አነስ ርአየ ምምናዉ ስእነክን ፅርያት ፍጥረት❤❤❤❤

  • @ST-mk3mz
    @ST-mk3mz ปีที่แล้ว +1

    May God bless you sisters🙏🙏🙏

  • @user-yw7cg1ch7b
    @user-yw7cg1ch7b ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ተጋሩዋይ😘😘😘😘

  • @user-su7vs8kr8e
    @user-su7vs8kr8e 12 วันที่ผ่านมา

    ዋይ ምሳአተን ነቢዐኣ ኣሕዋተይ ደንግፀ

  • @rhgkgduuy1475
    @rhgkgduuy1475 ปีที่แล้ว +5

    ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ብጣዕሚ ደስ ዘብልእዩ ❤❤❤

  • @Melu-bf3ds
    @Melu-bf3ds ปีที่แล้ว

    Welelatatey btami eye lfotyekin

  • @yonasgmedihin8276
    @yonasgmedihin8276 ปีที่แล้ว

    ይመችክን ይዓከ...❤❤

  • @user-hq9pw6up8b
    @user-hq9pw6up8b ปีที่แล้ว +4

    ውይ ብጣዕም ኣሕዝነናን❤❤

  • @user-ik7vx5hb1w
    @user-ik7vx5hb1w ปีที่แล้ว +4

    😂😂😂ቃቲላትኒ ዛሓንታ ደስስስ ክትብኻ❤ወጃሕጃሕ ምባላኣቢሳላ❤😂ልድያ ምቁራት

  • @KhanKhan-ex9fi
    @KhanKhan-ex9fi ปีที่แล้ว

    ፅበቅት ፍጥረት❤

  • @Selam33-ws7jg
    @Selam33-ws7jg 8 หลายเดือนก่อน +2

    የኔ ቆናጁ ዕደምን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ❤️🥰
    ዛፕራክ ግን ክሳዕ ከንዱዚ ሰብ ኣተደንጉፁ ዋአ ኣካንዶ ንኣኣተን ናሰማዕና ዝፀነሕናዉን ደንጊፅና🥺🤣

  • @merhawinevergiveup7368
    @merhawinevergiveup7368 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤ኬፍ ደለዎን ኣሕዋት so God bleass you❤

  • @user-qn2cx5cx7i
    @user-qn2cx5cx7i 4 หลายเดือนก่อน

    ፅቡቃት ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤

  • @MehariHaile-rr1sm
    @MehariHaile-rr1sm ปีที่แล้ว

    Des bhalti batami eye zfetwekn slezi ajokun kexulo mara nufat love you xubuqat ❤

  • @tigray8511
    @tigray8511 ปีที่แล้ว

    ይመችኪና😍❤

  • @hhhgvg4542
    @hhhgvg4542 ปีที่แล้ว

    ፅሩያት ፍትውትውውውው ከብ ልበይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን እግዚአብሔር ኣምላክ

  • @bereketkahsay3787
    @bereketkahsay3787 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ኢኽን ትምቸዋኒ፣

  • @Tglove--
    @Tglove-- ปีที่แล้ว

    ምሰአን ደንጊፀ ሳሓቀ ነቢዓ ኣይታሳኣና ዛናተይ🥰🥰🥰

  • @ElsaFisseha-ww5kb
    @ElsaFisseha-ww5kb ปีที่แล้ว

    Des behalti Amy shekorrrrr betami eye zednekeki gobez eki fetan