ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
❤🎉
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
Hayee.🤣🤣🤣🤣
ዜናኹም። ዕለት። ግበሩሉ
ካብ ምዕ/ትግራይ ንክወጽኡ ተኣዚዞም ዝብል ዘደንጹን ዘጽልእን ዜና እዩ ምኽንያቱ ክወጽኡ ተኣዚዞም ዝብል ዜና ሺሕ ጊዜ ተለፍሊፉ እዩ።
ዜናኹም ዕለትን ወርሕን ከይገለፅኩም እትገብርዎ ብጣዕማ እዩ ዘዳናገርስለ ዚ ዕለት ወርሒ ዓመተ ምህረት ምግላፅ ወሳኒ እዩ
አመራርሓ ትግራይ ቆቃሕ ኩኑ ምኽንያቱ ፌደራል መንግስቲ ንቲሓደ አይደልን እቲሓደ ይሾም እቲሓደ ንወፃኢ ይውፃእ እቲሓደ ፖስፖርቲ አይወሃቦን ክወፅእ አይፍቀደን ዝብል ዘሎ ከይትተኣማመኑ ብጥርጣረ ክትረኣአዩ እዩ ።ስለዙይቆቃሕ ኩኑ
ያማራ ክልልእዩ።
ሻዕብያ ሰክት
@@mengisteabgeremariam4747ናይ ክልል ትግራይ ኮይኑ ኣይፈልጥን!!
MGo ahade😂
ኢጲስ ቆጶሳት ክልል ትግራይ ዘይሕጋዊን ብዓመጽ ደፊሮም ዝወለዱ ኣባ እስጢፋኖስ ብሕጊ ዝኽሰሱን ግብረሶዶማውያን ዝተመልኤ ኢዩ።
በስምኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ እንታይ ንኾን ኣለና ሓቂ ከይንፈርድ ዓይነ ልቦናና ዓዊሩ😢ተገድደ እየ ይብላ ኣለዋ አረ ክቡራተይ ነስተዉዕል 😢❤😢
ኣዴካ ርዋእ ወዲ ብፅብፅ
ወልቃይት፡ጸለምቲን ራያን ሕጋዊ ግዝኣት ጎንደርን ወሎን ሙዃኑ ዘረጋግጹ ጭብጥታትን ሰነዳትን ብዙሓት ኢዮም።
ሄይ ህግደፍ ዕትይ ሓቂ ብግልባጡ ዕዩ :: ብሃይለ ስላሴን ምኒልክን ዝትወሰደ ናሻሓት ዓመታት ናይ ትግራይ ታሪካዊ ግዝኣት መኻኑ ዘረጋግጽ ኣብ ናይ ዓለም ላይብረርይ ናይ ጥንቲ ካርታ ምርግጋጽ ይክኣል ዕዩ :: ናይ ትግራይ ግዝኣት ኣልዉሐ ምላሽ እስካብ መተማ ዮሃንሰ ዕዩ
@@user-sb4dp6vo7c ኣብ ናይ ጥንቲ እንተመጺእኩም እሞ ወልቃይት ቅድሚ ትግራይ ሙቛማ ራእሲ ዓንደሃይማኖት ሓማሰናይ ይገዞኦ ከምዝነበረ ኣብ ኢድና ሰነዳት ኣሎ።
❤🎉
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
Hayee.🤣🤣🤣🤣
ዜናኹም። ዕለት። ግበሩሉ
ካብ ምዕ/ትግራይ ንክወጽኡ ተኣዚዞም ዝብል ዘደንጹን ዘጽልእን ዜና እዩ ምኽንያቱ ክወጽኡ ተኣዚዞም ዝብል ዜና ሺሕ ጊዜ ተለፍሊፉ እዩ።
ዜናኹም ዕለትን ወርሕን ከይገለፅኩም እትገብርዎ ብጣዕማ እዩ ዘዳናገር
ስለ ዚ ዕለት ወርሒ ዓመተ ምህረት ምግላፅ ወሳኒ እዩ
አመራርሓ ትግራይ ቆቃሕ ኩኑ ምኽንያቱ ፌደራል መንግስቲ ንቲሓደ አይደልን እቲሓደ ይሾም እቲሓደ ንወፃኢ ይውፃእ እቲሓደ ፖስፖርቲ አይወሃቦን ክወፅእ አይፍቀደን ዝብል ዘሎ ከይትተኣማመኑ ብጥርጣረ ክትረኣአዩ እዩ ።ስለዙይቆቃሕ ኩኑ
ያማራ ክልልእዩ።
ሻዕብያ ሰክት
@@mengisteabgeremariam4747ናይ ክልል ትግራይ ኮይኑ ኣይፈልጥን!!
M
Go ahade😂
ኢጲስ ቆጶሳት ክልል ትግራይ ዘይሕጋዊን ብዓመጽ ደፊሮም ዝወለዱ ኣባ እስጢፋኖስ ብሕጊ ዝኽሰሱን ግብረሶዶማውያን ዝተመልኤ ኢዩ።
በስምኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ እንታይ ንኾን ኣለና ሓቂ ከይንፈርድ ዓይነ ልቦናና ዓዊሩ😢
ተገድደ እየ ይብላ ኣለዋ አረ ክቡራተይ ነስተዉዕል 😢❤😢