ጉዳይ ጸለምቲ ናብ ናይ መወዳእታ ምዕራፍ በጺሑ ፣

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 มิ.ย. 2024
  • ጉዳይ ጸለምቲ ናብ ናይ መወዳእታ ምዕራፍ በጺሑ ፣
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 36

  • @AssefuTesfahunGebru
    @AssefuTesfahunGebru 6 วันที่ผ่านมา +6

    አታ ቡርኽ ሕምአፋካ ይግበረልና ዝሐወይ ጀግናናናናና

  • @weditesfay4852
    @weditesfay4852 6 วันที่ผ่านมา +3

    Welcome birhin

  • @wskn.2119
    @wskn.2119 6 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤

  • @avielavi990
    @avielavi990 6 วันที่ผ่านมา +1

    Welcome back 🙏 Bire and thank you for your effort 👌 have my 👍always

  • @hweldegebriel3792
    @hweldegebriel3792 5 วันที่ผ่านมา +1

    Tack berhin för allt

  • @user-oi4rb5cd6e
    @user-oi4rb5cd6e 6 วันที่ผ่านมา +3

    በዓል ዓብይ ሞራልን ተስፋን ሰብ ቀንየልና ተስፋና ውን ።

  • @sami85berhe18
    @sami85berhe18 5 วันที่ผ่านมา +1

    Bra

  • @petrossolomon8760
    @petrossolomon8760 5 วันที่ผ่านมา +1

    Good news 👍

  • @denaytgoytom6294
    @denaytgoytom6294 6 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks Brhane 💟💟🍀🍀

  • @HaileHiluf-yo1mc
    @HaileHiluf-yo1mc 4 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ዝሓወይ ብጣእሚ ደስይብል ሞናይዓዲግራት ኢንበስርቲ ባጀት የብለይን ኢሉ ትምህቲ ኣቃርፁ ስለዝተብሃሉ ናይዓዲግራት ኢንበርስቲ ተምሃር ናይምራል ውድቀት በጺሕዎም ኣሎ ሞ እስኪ ንዝምልከቶም ጠይቀልና

  • @user-yc6fv8dt1l
    @user-yc6fv8dt1l 5 วันที่ผ่านมา

    ደሀይ በርታልንወዲ አግአዝያን

  • @UseurtimeNow
    @UseurtimeNow 5 วันที่ผ่านมา +3

    ኣይተ ብርሃነ ኣብ ትግራይሲእንታይ ኣሎ ግደፍ ሰብ ኣይ ጥሪት ከይተረፋ እንድየን ካብ ክልል ዓጸቦ ትግራይ ዝሃድማ ዘለዋ በይዛኻ ብሱሩ ለይኸውን ኣይተውጊዕ ትግራይ ላብ ገሃነም እሳት እላ ተቐየረት ኢያ ለላ ስለዚ ሰብ ይሰምዓኒ ኢልካ ግዘኻ ኣይተባክን ኪድ ልድራርካ ልኸውን 4 ወይ 5 ገዛውቲ ኣልሽ ስለ ኣል ዛርቓዊ ገበል ኢልካ ለምን እቱ ካብ ትግራይ ለምጸኤካዮ ሎቖታ ንመለመኒ ኢልካ ካብ ትግራይ ዘምጸኣካዮ ኣሎ ዶ ኣብ በተመዘክር ኣቐምጦ ኢኻ ልዝክርያት ንክኾነልካ ማለተይ ኢየ !!!!!!

  • @danielwoldu1855
    @danielwoldu1855 5 วันที่ผ่านมา

    ብርሀነ ክቡር ሰብ ኢኻ በርትእ

  • @gebrekristosgebreselassie2155
    @gebrekristosgebreselassie2155 6 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላምታኻ ይጥዓም

  • @askaltesfa8383
    @askaltesfa8383 4 วันที่ผ่านมา

    Getachew Reda, equwoo ane, nay Hiwahat abalone eye, gn nTigray wekile eye zfrm elu eu, ab tu Pritoriaya smmeenet

  • @wskn.2119
    @wskn.2119 6 วันที่ผ่านมา +1

    ስላም ስላም ስላም❤❤❤❤❤

  • @MikealAsefa-xn7wu
    @MikealAsefa-xn7wu 5 วันที่ผ่านมา +1

    ብርሃነ ሐውና ፅቡቅ ኢኻ ገሊፅካዮ ምኽንያቱውን ናይ ሕወሓት ጉባኤ ይኹን ናይ ማ ኮ አኼባ ትሕቲ ህዝቢ ትግራይ እዩስለዝኾነ ድማ ረዳኢ ዝበሎ ትኽክል እዩ

  • @user-ei4sg9vg9w
    @user-ei4sg9vg9w 5 วันที่ผ่านมา

    Berhane Angual Wedi Rekus Keshi Kebreab Agame, Ne Eritrea Kemey Gerka ika Mess Rekesti Kelel Axebo Sherok, Kelel Lemena, Kehdet, Serki, Chewya, Ketlet, Aids, Fentata, Dewye, Jegel, Shermutena, Sedemawinet Guzaee Muzaee Tewedadera? Tembar, Aff Meakor Gawna.

  • @TesemeykiFikirte_il3xl
    @TesemeykiFikirte_il3xl 6 วันที่ผ่านมา

    Brie lebam

  • @wewe4481
    @wewe4481 4 วันที่ผ่านมา +1

    ሐሳዊ ቱስቱስ

  • @user-lk2eq8qp4g
    @user-lk2eq8qp4g 4 วันที่ผ่านมา

    Hizbi Tigray Akal hizbi Eyu Amlak ziredoo Hizbi Eyu ...Mihretin tsegan bezihulna teklilina kab mitfaE TERIFNA Enamo Temesgen...

  • @brhanetewold9843
    @brhanetewold9843 6 วันที่ผ่านมา

    Gana hjiwn ntsbe

  • @user-rn4uk1hl9f
    @user-rn4uk1hl9f 5 วันที่ผ่านมา

    ሓቂ ይሃብካ ። ህወሓት ብዘይካ ንረብሓኡ ንህዝቢ ዋላ ሓንቲ ማዕልቲ ውን ተጨንቁ ኣይፈልጥን ። ንዚ እዩ ነቶም ንህዝቢ ዝጭነቁ መናእሰያት ዘበሳብሶም ዘሎ

  • @user-ep3py8sl5e
    @user-ep3py8sl5e 5 วันที่ผ่านมา

    ሓሳባትካ ኣይቃወምን ግን ጀነራላት ትግራይ ንቤት ፍርዲ ዘፈራርሑ ዘለው ምኻኖም እንተረጋገፅካ የሓይሽ:: ምኽንያቱ ጀነራላት ትግራይ ብቑፅሪ ብዙሓት እዮም : ኩሎም ኣብከምዙይ ዝበለ ወንጀል ኣለው ዝብል ነገር ስለዘምስል:: ብዙሓት ጭዋታት ጀነራላት ከምዘለው ስለዝፍለጥ::

  • @Haylemaryam-br4yp
    @Haylemaryam-br4yp 5 วันที่ผ่านมา +2

    ፦ ብርሃነ ብጣዕሚ ናይ ፖሎቲካ ደካማ ትንታኔ አለካ። ፍልጥት አዐርዩ ይጎድለካ እዩ።
    ሕብረተሰብ ናይግድን ጠካራ መራሒ የድልዮ ክድሕንን ክጠፍእን። ህውሓት ፓርትን መግስትን እዩ። ናይ ህውሓት ጉባኤ ንህዝቢ ትግራይ ወሳኒ እዩ።ንስኻ ግን አይርድአካን።
    ፦ ኢሳያስ አፈወርቂ ንህዝቢ ኤርትራ አፅኒትዎ አድኪይዎ ጨፍጪፍዎ ኤርትራ የላን። መራሒ የጥፍእን የልምዕን እዩ። ህውሓት ትርጉም ከምዘይብሉ ምትንታንኻ አብ ህዝብን ውድብን ዘሎ ምትእስሳር አይተረደአካን። ወይ ትንታነኻ ናይፅሊኢት እዩ።

    • @user-ei4sg9vg9w
      @user-ei4sg9vg9w 5 วันที่ผ่านมา

      Anta Kondaf Komal Sahsah Ab kelel Axebo Sherok Tigray Zelo Temeyet, Ketlet, Serki. Kehdet, Chewya, Amex Wegro, Aids, Jegel, Fentata, Dewye Guzaee Muzaee Zeytehaseb? Terr ilka Bezaeba Eritrea Tehewtet. Aytehaferen Dika? 🤓🤓🤓🤓🤓🤓

  • @user-tb3jd1ih9u
    @user-tb3jd1ih9u 5 วันที่ผ่านมา

    እላማጣ መጠኑብዝኺዝበለ ናይብልፅግና ኩማንዶ ቅድምኽዝብተደጋጋም ዛውድምዎ ራያግራንድ ዝባሃል ሆትየል እትዮምእለው

  • @zbansas8686
    @zbansas8686 5 วันที่ผ่านมา

    ጋሬጣ ፣እንኳንስ ተከዘ አዲአርቃይም፣አትረግጣትም፣

  • @bereketkiflu8825
    @bereketkiflu8825 6 วันที่ผ่านมา +1

    ካባካ ጀሚሩ እኩል ጸለመ አብ ሕዉሐት ጌርኩም ኢኩም አክለኩም

  • @feredenegash7976
    @feredenegash7976 5 วันที่ผ่านมา

    አንተ ባንዳ ጠለምት ምን ሥራ አለህ በሰው ሐገር ግባና ትቀምሣት አለህ አትምጣ እኛ ተከዜ ተሻግረን እንመጣለን

  • @WendenehGirmayMengesha
    @WendenehGirmayMengesha 5 วันที่ผ่านมา

    ጉባኤ ህወሓት ከምቶም ካልኦት ውድባት ኣይኮነን ኣብ ህዝቢ ትግራይን ኣብ ግምትን ልዑል ተራ ኣለዎ፣ኣብ ግምት 50%+1 ኢድ ኣለዎ እቶም ዝጠቐስካዮም ውልቀሰባት ድማ ኣብ ግምት ዘለው ንህወሓት ወኪሎም እዮም ጉባኤ እንተተኻይዱን እንተዘይተመሪፆምን ድማ ህወሓት ዳግም ይውክል እምበር ህወሓት ዘይብሉ ግምት ስለዘየለ እዩ።ሌባ ባዓል ስልጣን ኣብ ህወሓት ኣይሕተትን ዝበልካዮ ጌጋ እዩ።ጭብጢ እንተዘይሃልዩ ወረ ኮይኑ እዩ ዝተርፍ።ንስኻ ድማ ዝበዝሕ ግዜኻ ህወሓት ኣብ ምቅዋም ኢኻ ተሕልፎ፣ህወሓት ሰብ ዋናታት ኣለውዋ ንዕዖም ግደፎ ናይባዕልኻ ስራሕ ንሕና ባዕልትና ኣለናሉ።ኣይንጠፋፋኣን ኣይንባላላዓን ኩሎም ነገራትና ብጥበብን ውሕሉልን ኢና ንፈትሖ ከምስርዓት ኢሳያስ ውልቀሰብ ገባሪ ሓደጊ ኣይንገብሮን።እዝውን ተጋሩ ኮይና ኢና ተፃዊርናዮ ክንፈትሖ ኢና ድማ።ረዳእ ድማ ከምቶም ካልኦት ሰቀስልጣን ኣፍቲ ኣኼባ ገምጋምን ተገምጋምን እንድዩ እዚ ለበዋ ኣብኡ ዘይገበሮ ንፌስቡክ ንምንታይ ደልዩ??

  • @Haylemaryam-br4yp
    @Haylemaryam-br4yp 5 วันที่ผ่านมา

    ፦ ብግምት ተንቲንኻ ገምጋም አይተቅምጥ። ቤት ፍርዲ ትግራይ ደካማ ምንም ዘይሰረሐ ዘረጋገፆ ፍትሒ ዘየለ ደካማታት መራሕቲ አይነበሩን።
    ምውራዶም ትኽክል እዩ። ፀቅጢ ይፍጠረሎም ነይሩ ብጀነራላት ዝብል ሓሲኻ ኢኻ። መራዳእታ አቅርብ ወይንሶም የቅርቡ። መን ዝገምገሞ ኢኻ ተቅርብ ዘላኻ? መዓስ ዝተገምገመ እዩ ትትንትን ዘላኻ?

  • @blendesalegn1310
    @blendesalegn1310 5 วันที่ผ่านมา +1

    ሀሳዊ ኢኻ ፈላላዪ ኢኻ ዝሰምኣካ የለን ።

  • @AsghedomWeldegiorgis
    @AsghedomWeldegiorgis 5 วันที่ผ่านมา

    Please cut your beard

  • @atsedemulubrhan8770
    @atsedemulubrhan8770 5 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤