Zena tigrigna - ሰራዊት ትግራይ ናብ ሑመራ ምዕራብ || ግዝያዊ መንግስቲ መልሲ ሂቡ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 มิ.ย. 2024
  • Zena tigrigna - ሰራዊት ትግራይ ናብ ሑመራ ምዕራብ || ግዝያዊ መንግስቲ መልሲ ሂቡ

ความคิดเห็น • 14

  • @user-wc3xm5us2x
    @user-wc3xm5us2x 21 วันที่ผ่านมา +3

    ፅቡቅ ቀፅለሉ

  • @teklaygebremicael1373
    @teklaygebremicael1373 22 วันที่ผ่านมา +3

    ቤጌ ምድር ኣበይ እዩ?

  • @user-mo4on4wl9h
    @user-mo4on4wl9h 2 วันที่ผ่านมา +1

    ሰራዊትና ብጥኒቄቀ ከይጉዱኡ ሐዝልና አብ ሐደጋ ከይበፁሑ

  • @MikiKide-rn7rk
    @MikiKide-rn7rk 16 วันที่ผ่านมา

    Yess

  • @bettybetty6542
    @bettybetty6542 11 วันที่ผ่านมา

    wawawaw

  • @mustoffa-qd6bb
    @mustoffa-qd6bb 21 วันที่ผ่านมา

    ደጃች ገላሠ አባሓጎ ኒብሥራት አማረ ካብ ተምቤን ተሰዲዶም አብ ጥቃ ገዛ ፈለስቲ አብ ባዶ ቦታ ሠፊሮም
    ዳሕራይ ከምርስቶም ሒዘሞ። አኽሱማዊ ዘርኢ ዘይብሎም መጤ ሠፋሪ እዮም። እናሓጎ ብሥራት እውን ታብ ተምቤን ናብ አድዋ ተሰዲደን ደጃች ገላሰ አእትየን ቀኛች አሰፋ ወለዳ። ቀኛች አሰፋ ናብ አዴት ተሸይሞም ከዱ ኒንኡ ብስራት ወለዱ። ዳሕራይ ኒአይተ አማረ እንዳዋዕሮ ካብ ዕዳጋ አርቢ ሰብአይ አእተወ። ብስራት አማረ አብ እዳጋ አርቢ ቸወሊዱ ዐዲ አቡን/ብሎኮ ተወሊዱ ኣበየ። ዳሕራይ እንዳንሐጉኡ ወ/ሮ አለማሽ ዘለለው ሓላዊ ምራኽን ከፍትን ኮይነ ነይሩ። ቀረጌታ ገብሩውበት ይፈልጠን ስለዝነበረ ታብ ሓላዊ ኸፍቲ አውጺኡ አብርሀ ወአጽብሐ ት/ቤት አእተዎ። ዳሕራየሸ ግን ንቀረጌታ ገብሩውበት አብ አዲ ዳእሮ አረሸኖ። ንጓል ቀረጌታ ገብሩወበት ጓል አድሓሪ ኢሉ ረሸና።
    እዙይ ሰብ ነፍሰበላ ካብ አራዊት ዘይሕሽ እዩ። ስአን ፍልጠቱ ጽቡቅ ተቃላሳይ ማለት ዝጠርጠርካዮን ድጸላእኻዮን ምቅታል እዩ ኢልካ ዝአምን ነበረ እዩ። ንጊዜኡ ንሱ ገዲፍና አመጻጽእኡን መን ምዃንን ኽንገልጽ ደሊና ኢና። ኽጥቅለል ነፍሰ ገዳይ ብስራት አማረ ጥብ ትብል ናይ አኽሱማውይን ዘርኢ ደም የብሉን! ትኽክለኛ ደቂ አኸሱም ብፍላይ ደቂ መለክያ አኽሱም የብሃሉ። መጤ ኸምኒ ብስራት አማረ አኽሱማውያን አይኮኑነ። ግደይ ዝባሀል ናይ አኽሱማውያን ሚድያ እውን እንኡ ክብ እደረጋ አርቢ መጺኣ ኾማሪት ብጎኒ ሰውነታ ኽትሸይጥ ተጠኒሱ ተወልደ እዩ። ግደይ ከአ ኢላ ጸውኣቶ!!! ወዲ ኾማሪት እዩ። ነዙይ ድማ እዩ ደጋጊሙ ናብ ሚድይኡ ንብስራት አማረ ዘቅርቦ፤ ኸባቢነት ዘጥቅኦን ዝቀልዎን እዩ። አኽሱማዊነት አቅሊልካ ዝርአ ኣይኮነን። ብዘወንጀለ ወርቅ ተመዝገበ ፍሉይ ዘርኢ እዩ፤ ሰንደፍደፍ ሸንዳሕዳህ ኢልካ ዝርከብ አይኮነን። ንፋለጥ ኢናኮ።
    ይቅጽል!!!

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 20 วันที่ผ่านมา

    ልፍስፍስ ተለኣኣኽቲ ዝተኣከቡሉ ናይ ኣምሓራ መንግስቲ ዝብሃል ናይ ባዕሉ ስራሕ ክሰርሕ ዘይክእል ባዕሉ እንዳቐተለ ናይ ትግራይ ናይ ምፅጋዕ ሕማም ዝሓዞ ኣካል እዩ::

  • @user-dw9co2oe7h
    @user-dw9co2oe7h 23 วันที่ผ่านมา

    ናየማትኩም ምልክት (ሎጎ) ምቕዳሕ እንታይ ይዓብሰልኩም? ናይ ብዓልኹም ዘይትምህዙ ? ጌጋ እዩ።

    • @vvg5520
      @vvg5520 22 วันที่ผ่านมา

      ቀቢላ ነህ

  • @user-ou4sx6oq7h
    @user-ou4sx6oq7h 21 วันที่ผ่านมา

    Tigary.......forum.........Tg.,...... Citly......... Country

  • @user-us1gp1if4i
    @user-us1gp1if4i 23 วันที่ผ่านมา

    ኣማራ ክልል መንግስት መመርያው ዎሽተህ ህዝብ ማሰመን የሚል መመርያ ኣላቸው።

  • @user-pb6zm7qx4v
    @user-pb6zm7qx4v 22 วันที่ผ่านมา

    Liars

  • @suleimansafi2547
    @suleimansafi2547 21 วันที่ผ่านมา

    ሎሚ ኤርትራ ሃገርና ነዞም ዝስዕቡ ሃገራት ካሕሳ እትሓተሉ ጌዜ ተጣጢሑ እዩ.
    1- ኢጣልያ
    2 - ዓዲ እንግሊዝ (ብሕልፊ ነቲ ኸሉ ሃብትና ዝሰረቐቶ).
    3 - ቱርኪ
    4 - ግብጺ
    5 - ኢቲዮጽያ - ብሕልፊ ብመሪሕነት ትግራዎት እዞም ሓሳዳት ነዉራማት ብሕልፊ ግዜ ዉግእ ዓድዋ, ነቶም ንጥልያን ክሳዓሩ ዘሓገዝዎም ማሪኽናዮም በምባል አብ ርእሲኦሞ ብዘሰካሕክሕ ዘይሰብአዉነት ጀኖሳይ ኢዶምን እጋሮምን በምቐራጽ ቀለብ እንስሳታት ብምግባር ዘሳቐይዎም አቦሓጎታትና ፈጺሙ ረሳሕ ስራሕ አበ ዓለም ዘይተገብረ ግናይ ግብሪ ፈጹሙ ንዘልአለም አይርሳዕን እዩ. እዚ ኹሉ ንዘበናት አደራዕ ዝወረደና ሓለፈነቱ ትግራዎት እዮም :: ሕጂ ንጅምር አለና ግዜኡ ተጣጢሑ እዩ ኸሉ ተግባራት ትግራይ አብ ርእሴና ዘዉረዶ . ሕጅ ነዚ ንምሽፋን ሃጠዉቀጠወ ተበለ ታሪኽ አይሽፈንን እዩ.
    L

  • @abrahamhayantu5910
    @abrahamhayantu5910 21 วันที่ผ่านมา

    ስለምንታይ ኢኻ አንታ ለይባ ትግራዋይ ስእሊ እሰይይስ ተቅርቦ እንታይ ይምልከተካ ናታትኩም ዘይትገብሩ ሰረቅቲ።