Tigray forum
Tigray forum
  • 75
  • 926 994
ሰበር ዜና-ዕጡቓት ኣምሓራ ዝበተንዎ ፅሑፍ|| ስጉምቲ ሰራዊት ትግራይ ኣብ ኣላማጣንህዝቢ ኣይሓስቡን" ኣይተ ሰለሞን
ሰበር ዜና-ዕጡቓት ኣምሓራ ዝበተንዎ ፅሑፍ|| ስጉምቲ ሰራዊት ትግራይ ኣብ ኣላማጣንህዝቢ ኣይሓስቡን" ኣይተ ሰለሞን
มุมมอง: 2 836

วีดีโอ

ሰበር ዜና-እንደርታ ተጋሩ ኣይኮኑን ምስ ደብረጽዮን // ግዝያዊ ምምሕዳር ኣይተፈለየን"ጌታቸው // ርክብ ደብረፅዮንን ጉጅለ ጀኖሳይድ ፈንቅል
มุมมอง 2.5K2 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ሰበር ዜና-እንደርታ ተጋሩ ኣይኮኑን ምስ ደብረጽዮን // ግዝያዊ ምምሕዳር ኣይተፈለየን"ጌታቸው // ርክብ ደብረፅዮንን ጉጅለ ጀኖሳይድ ፈንቅል #tigray #ethiopianews #eritreanews
ሰበር ዜና-ጌታቸው ምስ TDF ተረዳዲኦም || ዝጀመረ ቅንፀላ ጀ/ ፃድቃን ገብረትንሳኤ ሰራዊት ኣልቡርሃን ካርቱም ተቖፃፂሩ
มุมมอง 15K4 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ሰበር ዜና-ጌታቸው ምስ TDF ተረዳዲኦም || ዝጀመረ ቅንፀላ ጀ/ ፃድቃን ገብረትንሳኤ ሰራዊት ኣልቡርሃን ካርቱም ተቖፃፂሩ
ሰበር ዜና-ዕልዋ መንግስቲ ጀነራል ታደሰ ወረደ || ሰራዊት ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ኲናት? || ጌታቸው ሚስጥር ሰራዊት ኣውፂኡ"
มุมมอง 26K7 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ሰበር ዜና-ዕልዋ መንግስቲ ጀነራል ታደሰ ወረደ || ሰራዊት ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ኲናት? || ጌታቸው ሚስጥር ሰራዊት ኣውፂኡ"
ጀ/ፃድቃን መልሲ ንደብረፅዮን|| ደቅና ኣይዋግኡን" ህዝቢ || ዝበሎ ሓሶት ንፖለቲካ እዩ
มุมมอง 1.7K12 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ጀ/ፃድቃን መልሲ ንደብረፅዮን|| ደቅና ኣይዋግኡን" ህዝቢ || ዝበሎ ሓሶት ንፖለቲካ እዩ
ሰበር ዜና-ደብረጽዮን ካብ ዓዲ ክወፅእ || ጌታቸው መጠንቀቕታ ሂቡኢትዮጵያ ንስጉምቲ ንግብፂ
มุมมอง 3.1K16 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ሰበር ዜና-ደብረጽዮን ካብ ዓዲ ክወፅእ || ጌታቸው መጠንቀቕታ ሂቡኢትዮጵያ ንስጉምቲ ንግብፂ #tigray #ethiopianews #tigray_forum
ሰበር ዜና - ደብረጽዮን ንጀነራል ፃድቃን ከሲሱ || ካብ ዛላምበሳ ዝተሰምዐ ዘሕጉስ መግለፂ || ግብፂ ወታሃደራታ ናብ ደቡብ ሱዳን ኣፋዋፊራ
มุมมอง 3.6K16 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ሰበር ዜና - ደብረጽዮን ንጀነራል ፃድቃን ከሲሱ || ካብ ዛላምበሳ ዝተሰምዐ ዘሕጉስ መግለፂ || ግብፂ ወታሃደራታ ናብ ደቡብ ሱዳን ኣፋዋፊራ #tigray #ethiopianews #tigray_forum
ሰበር ዜና-ዝተኸፍተ ቶኽሲ ሰራዊት ትግራይን ዓፋር || ጋንታ ስሑል ሽረ ፈላማይ ዓወት || ኣስከሬን ሰራዊት ትግራይ ተላዒሉ
มุมมอง 1.9K19 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ሰበር ዜና-ዝተኸፍተ ቶኽሲ ሰራዊት ትግራይን ዓፋር || ጋንታ ስሑል ሽረ ፈላማይ ዓወት || ኣስከሬን ሰራዊት ትግራይ ተላዒሉ
ሰበር ዜና-ኣዘራራቢ ክልተ ምልሓስ ዶክ ደብረፅዮን || ንጌታቸው ባዕለይ ክፍርም ኣዚዘዮ || ውዕሊ ፕሪቶሪያ ክፍረም ኣይነበሮን
มุมมอง 3K19 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ሰበር ዜና-ኣዘራራቢ ክልተ ምልሓስ ዶክ ደብረፅዮን || ንጌታቸው ባዕለይ ክፍርም ኣዚዘዮ || ውዕሊ ፕሪቶሪያ ክፍረም ኣይነበሮን
Zena Tigrigna-ባእስና ስልጣን ኣይኮነን" ደብረጽዮን || ህወሓትን ግ/ምምሕዳር ኣይተባእሱን"ጌታቸው ብሓንሳብ 180 ሮኬታት ቶኲሳ" እስራኤል
มุมมอง 1.9K21 ชั่วโมงที่ผ่านมา
Zena Tigrigna-ባእስና ስልጣን ኣይኮነን" ደብረጽዮን || ህወሓትን ግ/ምምሕዳር ኣይተባእሱን"ጌታቸው ብሓንሳብ 180 ሮኬታት ቶኲሳ" እስራኤል
ሰበር ዜና-ዛላንበሳ ኣብ ትሕቲ ሰራዊት ሻዕብያ || መግለፂ ከንቲባ ዛላንበሳ
มุมมอง 2.3Kวันที่ผ่านมา
ሰበር ዜና-ዛላንበሳ ኣብ ትሕቲ ሰራዊት ሻዕብያ || መግለፂ ከንቲባ ዛላንበሳ
ሰበር ዜና-ጌታቸው ንሰራዊት ትግራይ ወሲኑ ||ውግእ ኣብ መዓስከር ኤርትራውያን || ኲናት ሕዚ ጀሚርና " ሰራዊት እስራኤል
มุมมอง 2.4Kวันที่ผ่านมา
ሰበር ዜና-ጌታቸው ንሰራዊት ትግራይ ወሲኑ ||ውግእ ኣብ መዓስከር ኤርትራውያን || ኲናት ሕዚ ጀሚርና " ሰራዊት እስራኤል
ሰበር ዜና - ግዝያዊ መንግስቲ ኣማስዩ ዝሃቦ መግለፂ ||መቐለ ዕለዋ መንግስቲ ጌታቸው ረዳ
มุมมอง 1.5Kวันที่ผ่านมา
ሰበር ዜና - ግዝያዊ መንግስቲ ኣማስዩ ዝሃቦ መግለፂ ||መቐለ ዕለዋ መንግስቲ ጌታቸው ረዳ #ethiopianews #Tigray #Tigray_forum #zara_media_network #Eritreanews #Bitcoin #Crypto #cryptocurrency #money #paypal #paypalmoney #making_money #makemoneyonline #makemoneyfast #money_on_youtube #howto #increaserevenue #increase_cpm #finance #investing #marketing #affiliatemarketing #affiliatemarket #affiliate_marketing #united_states #sa...
ሰበር ዜና- ወታሃደራት ክውሰኽ ተእዛዝ ተመሓላሊፉ || ደብረጽዮን መልሲ ሂቡ ኣብዪ ክይኽሰስ
มุมมอง 2.8Kวันที่ผ่านมา
ሰበር ዜና- ወታሃደራት ክውሰኽ ተእዛዝ ተመሓላሊፉ || ደብረጽዮን መልሲ ሂቡ ኣብዪ ክይኽሰስ
Zena Tigrigna-ግብፂ ዝኣተወቶ ጉዳይ ህወሓትን ሻዕብያን ||3 ሃገራት ሓንቲ ዓባይ ሃገር ክምስርታ|| ቀይሕ ባሕሪ ዘሕጉስ ስርሒት ተፈፂሙ
มุมมอง 1.6K14 วันที่ผ่านมา
Zena Tigrigna-ግብፂ ዝኣተወቶ ጉዳይ ህወሓትን ሻዕብያን ||3 ሃገራት ሓንቲ ዓባይ ሃገር ክምስርታ|| ቀይሕ ባሕሪ ዘሕጉስ ስርሒት ተፈፂሙ
ሰበር ዜና- ዶክ/ ደብረጽዮን 16 ሰበስልጣን ኣጊዱ || እዋናዊ መግለፂ ውድብ ህወሓት
มุมมอง 3.4K14 วันที่ผ่านมา
ሰበር ዜና- ዶክ/ ደብረጽዮን 16 ሰበስልጣን ኣጊዱ || እዋናዊ መግለፂ ውድብ ህወሓት
ሰበር ዜና-ጀነራል ፃድቃን ደሃዩ ኣጥፊኡ"ሽረ || ሓዱሽ ምስረታ ግዝያዊ ምምሕዳር || ፈተነ ቕትለት ፕረዚዳንት ዳግማይ ተኻይዱ
มุมมอง 4.4K14 วันที่ผ่านมา
ሰበር ዜና-ጀነራል ፃድቃን ደሃዩ ኣጥፊኡ"ሽረ || ሓዱሽ ምስረታ ግዝያዊ ምምሕዳር || ፈተነ ቕትለት ፕረዚዳንት ዳግማይ ተኻይዱ
ሰበር ዜና - ሙሉእ ሓበሬታ ሽረ ዝተፈጥረ || ኣዳራሽ ተረቢሹ ጌታቸው ተቐውሞ
มุมมอง 9K14 วันที่ผ่านมา
ሰበር ዜና - ሙሉእ ሓበሬታ ሽረ ዝተፈጥረ || ኣዳራሽ ተረቢሹ ጌታቸው ተቐውሞ
ሰበር ዜና - መጥቃዕቲ ኤርትራ ብሓይልታት ሻዕብያ || መንግስቲ ኤርትራ ካብ ስልጣን ንምልዓል ዝግበር ምንቅቃቅቓስ
มุมมอง 2.3K14 วันที่ผ่านมา
ሰበር ዜና - መጥቃዕቲ ኤርትራ ብሓይልታት ሻዕብያ || መንግስቲ ኤርትራ ካብ ስልጣን ንምልዓል ዝግበር ምንቅቃቅቓስ
Zena Tigrigna-ዶክ/ ደብረጽዮን ንኣሜሪካ ሓቲቱ || ኢትዮጵያ ግዝኣት ሶማልያ ተቖፃፂራ || ኣፅዋራት ግብፂ በብዝሒ ተራጊፎም
มุมมอง 3.3K14 วันที่ผ่านมา
Zena Tigrigna-ዶክ/ ደብረጽዮን ንኣሜሪካ ሓቲቱ || ኢትዮጵያ ግዝኣት ሶማልያ ተቖፃፂራ || ኣፅዋራት ግብፂ በብዝሒ ተራጊፎም
Zena Tigrigna-ዓርሱ ዘጥፍአ ኣዛዚ ሰራዊት ትግራይ || ኣብ ኢትዮጵያ ተቓውሞ ተጀሚሩ
มุมมอง 7K14 วันที่ผ่านมา
Zena Tigrigna-ዓርሱ ዘጥፍአ ኣዛዚ ሰራዊት ትግራይ || ኣብ ኢትዮጵያ ተቓውሞ ተጀሚሩ
ሰበር ዜና - ዶክ/ ደብረጽዮን ገሊፁ ርክብ ሻዕብያ ፋኖ || ጀነራል ፃድቃን ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ || ዶክ. ኣብዪ ተራኸቡ ብምባል ክሒዱ
มุมมอง 6K14 วันที่ผ่านมา
ሰበር ዜና - ዶክ/ ደብረጽዮን ገሊፁ ርክብ ሻዕብያ ፋ || ጀነራል ፃድቃን ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ || ዶክ. ኣብዪ ተራኸቡ ብምባል ክሒዱ
🛑 ሰበር ዜና - ደብረጽዮን ኣብ መውዳእታ ጠሊሙና || ክሳብ ንስዋእ ክንዋጋእ ኢና" ጌታቸው
มุมมอง 8K21 วันที่ผ่านมา
🛑 ሰበር ዜና - ደብረጽዮን ኣብ መውዳእታ ጠሊሙና || ክሳብ ንስዋእ ክንዋጋእ ኢና" ጌታቸው
ሰበር መግለፂ || ጀነራል ታደሰ ጠጠው ንኸብሉ ሓቲቶም
มุมมอง 2.8K21 วันที่ผ่านมา
ሰበር መግለፂ || ጀነራል ታደሰ ጠጠው ንኸብሉ ሓቲቶም
Zena Tigrigna-ኣሰና ቲቪ ብናይ ትግራይ ገንዘብ ይመሓደር ||ትግራይ ኣፅዋራት ካብ ግብፂ ተቐቢላ ||ፀለምቲ ፣ ራያ ዝወፀ ሓድሽ ሓበሬታ
มุมมอง 5K21 วันที่ผ่านมา
Zena Tigrigna-ኣሰና ቲቪ ብናይ ትግራይ ገንዘብ ይመሓደር ||ትግራይ ኣፅዋራት ካብ ግብፂ ተቐቢላ ||ፀለምቲ ፣ ራያ ዝወፀ ሓድሽ ሓበሬታ
Zena Tigrigna-ስጉምቲ ዘይወሰድኩሉ ምኽንያት" ህወሓት || ወታሃደራዊ ምርኢት ኣብ ከተማ መቐለ || ኣሜርካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ማዕቐብ
มุมมอง 8K21 วันที่ผ่านมา
Zena Tigrigna-ስጉምቲ ዘይወሰድኩሉ ምኽንያት" ህወሓት || ወታሃደራዊ ምርኢት ኣብ ከተማ መቐለ || ኣሜርካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ማዕቐብ
ሰበር ዜና-ጥዕና ፕረዚዳንት ጌታቸው ኣብ ሆስፒታል || ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ መግለፂ || ፈላማይ ስጉምቲ ግዝያዊ ምምሕዳር
มุมมอง 9K21 วันที่ผ่านมา
ሰበር ዜና-ጥዕና ፕረዚዳንት ጌታቸው ኣብ ሆስፒታል || ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ መግለፂ || ፈላማይ ስጉምቲ ግዝያዊ ምምሕዳር
Zena Tigrigna - ግዝያዊ መንግስቲ ስጉምቲ ክወስድ || ኣሜርካ ኣንፃር ህወሓት ተላዒላ || ሩስያ ደጋፊት ካማላ ከምዝኾነት ፑቲን
มุมมอง 6K21 วันที่ผ่านมา
Zena Tigrigna - ግዝያዊ መንግስቲ ስጉምቲ ክወስድ || ኣሜርካ ኣንፃር ህወሓት ተላዒላ || ሩስያ ደጋፊት ካማላ ከምዝኾነት ፑቲን
Zena Tigrigna - መንግስቲ ትግራይ ፈሪሱ ኢሎምና" ጀ/ ፃድቃን || ባፅዕ፣ ዓሰብ፣ ኣዱሊስ ንኢትዮጵያ || 4 ወደባት ከም መማረፂ ክርአ
มุมมอง 7K21 วันที่ผ่านมา
Zena Tigrigna - መንግስቲ ትግራይ ፈሪሱ ኢሎምና" ጀ/ ፃድቃን || ባፅዕ፣ ዓሰብ፣ ኣዱሊስ ንኢትዮጵያ || 4 ወደባት ከም መማረፂ ክርአ
Zena Tigrigna- ጉዕዞ ሰራዊት ኤርትራ ናብ ሞቓድሾ || ወልቃይት ክህብ ተሓቲተ " ጌታቸው || ልኡኽ ኣምባሳደር ኣሜርካ ናብ ትግራይ
มุมมอง 8K21 วันที่ผ่านมา
Zena Tigrigna- ጉዕዞ ሰራዊት ኤርትራ ናብ ሞቓድሾ || ወልቃይት ክህብ ተሓቲተ " ጌታቸው || ልኡኽ ኣምባሳደር ኣሜርካ ናብ ትግራይ

ความคิดเห็น

  • @AyalewAlemu-m5y
    @AyalewAlemu-m5y 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንደርታ ትግራዋይ እዩ። መን እዩ እንደርታ ትግራዋይ አይኮነን ዝብል ሃሳዊ እዩ።

  • @hailegerea5241
    @hailegerea5241 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓሳዊት በላ ሎቅማፅፅፅፅ::

  • @fisshadesta
    @fisshadesta 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰራዊት ትግራይ ኣብ ደቡብ ትግራይ ስጉምቲ እንተወሲዱ ትኽክል እዩ። ብዕጡቓት ኣምሓራ ንተጋሩ ምቕታል፣ ምእሳርን ኢሎም እውን ብትግርኛ ኣይትመሃሮን ይብሉ ኣለው። ተመጣጣኒ ስጉምቲ ምውሳዶም ትኽክል እዮም።

    • @Yonas-s5k
      @Yonas-s5k 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😄😄😄😄😄😄

  • @HhdHd-sp9px
    @HhdHd-sp9px 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም ይላኣከልኪ ዓደይ😢😢😢😢😢😢😢

  • @Wahismai
    @Wahismai 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብጃኩም ኣይተሓስዉ

  • @Yonas-s5k
    @Yonas-s5k 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የራያ ህዝብ ለናንተ ምናችሁ ነው 27 ዓመት ሙሉ ስትኖሩ አንድ ፋብሪካ እንኳን ያልሰራችሁለት ምስኪን ህዝብ ህዝቡ በፍጹም እንደማይፈልጋችሁ ስለምታውቁት ሁለተኛ ልታሰቃዩት ተዘጋጅታችኋል ታያላችሁ መጨረሻ ላይ ግን ህዝብ እንደሚያሸንፍ እርግጠኛ ነኝ አለማጣ የተማረውን የራያን ልጅ መቀሌ ላይ ስራ ፈልጎ ሲመጣ አንቀጥርህም ያላችሁ ደደቦች እኮ ናቸው እናንተ ዛሬ አለማጣ ላይ ሰላማዊ ሰልፍ በወጣ ህዝብ የትግራይ ታጣቂዎች ሁለት ንፁሃንን ገድለዋል ታጠቂዎቹ በትግርኛ ትምህርት እናስጀምራለን ሲሉ ህዝቡ አይቻልም ብሎ ሰላማዊ ሰልፍ ወጥቶ ነበረ

  • @TIGTIG-z
    @TIGTIG-z 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እኒ ጊዴና ዝገበርዎ ሎሚ እኒ ጌታቸው ይደግምዎ ኣለው መንእሰይ ትግራይ ብፕሮፖጋንዳ ከባቢያዊነት ቀሪፀምዎ፤ንሓደ ቫይረስ በቲ ቫይረስ ባዕሉ መድሓኒት ክትሰርሐሉ ትኽእል ኢኻ!

  • @EkwarKiros
    @EkwarKiros 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፃድቃን ማለት ጀግና ነው

  • @EkwarKiros
    @EkwarKiros 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ANT BILO DEKUTR YESHERMUTA LIG

  • @Kahsay-n4h
    @Kahsay-n4h 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሃይለ አታናይ ሙሁር ደንቆሮ

  • @etn6309
    @etn6309 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አታ ኖኻል ዩቱበር ቫይረሰ ትህነግ/ ህወሃት ህዝቢ ላብ ዙ ኹሉ መንከራ ለአእተውኹምዎ እሰኻን ደቂ ዓድኻን ባንዳታት ህወሃት እምበ ጊደና የኾነይ ኸዚለ እንደርቶት እንደርቶት እምበይ ትግራዎት ልብል ናህወሃት ፖለቲካ ልእንደርቶት አይምልከተናይ

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus วันที่ผ่านมา

    እቲ ናይ ሃይለ ድንኩርና ካብ ገባር ልታህቱ ሃሳብ እናሓብካ ዶ/ር እየ ኢልካ ምዝራብ ክንደይናይ ድንቁርና እዩ። እዚኮ ብህጊ እውን ዘሐትት ምካኑ ሃይለ አይፈልጥን። ክንዲዙይ ልዓክል ከብዳምነት ካብ ተጋሩ ይህሊ እዩ እለ ሓሲበ አይፈልጥን።

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 วันที่ผ่านมา

    አይትእበዳ ሚዲያካ ዚሂፊሪ እዩ😂😂😂😂😂

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 วันที่ผ่านมา

    ጌታቸውስ አጣል ኩሁሉ ዱዩ ናብ ሲልጣን ዚጉዪ ዘሎ ግራ የእትካ ወረኛ መንጊሲቲ😂😂😂😂😂😂😂

  • @SaadaMahmmed
    @SaadaMahmmed วันที่ผ่านมา

    እዝይ. የሳቅ. ልብሀል. ሸዉራል አብ ጦርነት. ጊዜ. ምስ ፒፒ. ምስ. አምሐራይ. ኮይኑ. ዝሰርሕ. ዝነበረ. አዩ. ርፍራፊ. ልክቅበል. ባንዳ. ቸርንይ

  • @SaadaMahmmed
    @SaadaMahmmed วันที่ผ่านมา

    አላህ. ይዉቀርህ. ደደብ. ሽንታም. ፈሳም. ትግራዋይ. እንደርታ ራያ. ትግራይ. ነዉ. አሽቃባጭ. አቃጣርይ

  • @SaadaMahmmed
    @SaadaMahmmed วันที่ผ่านมา

    እዝይ. ብእራይ. አትእመንዎ. ተመዛበልትይ. ዘይምልስ. ሐቅይ. እድሕር. አለዎ. ኮይኑ. ስዎአት. ረስኡ. ናይ አቢይ. አህመድ. ሐሽከር. ጌታቸዉ. ረዳ. ተይኮነ. ጌታቸዉ. ወራዳ. መስተ. ልሰትይ. ክገዝእ. የብሉይ. እዝይ. ልተፈናቀሉ. ዘይሀበ. ገንዘብ. ንዑ ደግፍኒ. እሉ. ልኡ. ልድግፉ. አምፅኡ. ትሸርት ዘስርሕ. መሽረፈት ናይ. ትግራይ. ልቁስላት. ዘይሕክም. ገንዘብ. ናይ. አቢይ አህመድ. ወይም. ገንዘብ. ናይ. ህዝብይ. አጭበርባር. ካብ. መሽረፈት. ናይ. አዲሰ አበባ. ከይትፎክስ. የምህር. መሀይም ናይ. ሽመልስ. ሐሽከር.

  • @alemsegedkidane
    @alemsegedkidane วันที่ผ่านมา

    ገለልተኛ ኣይኮንካን ውግንናኻ ንግምት እዩ ።ተንተንቲ ኣፍሪካ ከምዝበልዎ ጌርካ ምውራይ ሓሶት ምግፋሕ እዩ

  • @goitomgebru7446
    @goitomgebru7446 วันที่ผ่านมา

    ata tay weriduka tigreway dika gn ezi mshtr nab media tekrbo astekakl

  • @TaffesseAbebe
    @TaffesseAbebe วันที่ผ่านมา

    ብዛእባ ነፋሪት ካልኦትን ህዚ ዝዝረብ. ዘሎ ሐሶት. ዘረባ ንመርህ. ነርና ነምባል ወይ ከአ ንምምሳል ፈተነ እዩ

  • @TigestLemlem
    @TigestLemlem 2 วันที่ผ่านมา

    Character witness for Tigrayan fighter, only the brave people of Tigray like for Hayelom and Seare not racist Americans and Europeans for a mercenary Nazi Tsadkan.

  • @Sena-l5n
    @Sena-l5n 2 วันที่ผ่านมา

    Please if you can avoid the dedebit from you tuby

  • @saragebremichael2418
    @saragebremichael2418 2 วันที่ผ่านมา

    ጌጋ እግዚአብሔር ይቅረ ይበልካ ንአካ ንዝበደሉካ እንዳሃዘና ብምድያ ወፂእካ እዚ ካባካ አይንፅበን ይቅሬታ ጠይቅ ጃነራል ፃአድቃን ኮነ ጌታቸው ረዳ ዶክተር ደብረጽዮን ኩሎም ይንበሩልና ህዚ ትግራይ ዘድልያ ፖለቲካዊ ምምእራይ ጌርኩም ተአሪቆም ካብ ዘለናዮ መሰናክላት አሻግርዋ።

  • @rasrif1978
    @rasrif1978 2 วันที่ผ่านมา

    ተልፋስ ሕልኩስ ዓጢነ ናይ ባዕልኻ ከ ዘይትፈጥር ኢትዮ ፎረም ትብል ከምዘላታ አምጺእካ ትግራይ ፎረም ትብል።

  • @birhanuwoldemichael8829
    @birhanuwoldemichael8829 2 วันที่ผ่านมา

    ንክቡር ደኩተር ሰለሙን ንህዝብ ህይወቱ ዘሀገረ ጀግና ሐውና ቀታልኡ መን ከምዝኾነ ካብል ሀይለ ደደብት ወፃዕ ኽኾን አይኽልን

  • @1birryoutube
    @1birryoutube 2 วันที่ผ่านมา

    እዙ ዑሱብ ደ/ር እየ ዝበለ ሌባ ካብቱ መሳይ 95 ለ5 ዝበለ ዘርኧኛ አይፍለን አነ ድማ ሃይለ ዝበሃል ሓደ ሚድይኡ ትግራዋይ ዝተበሃለ ዘይምስማዕ ካልከአይ ጀጋኑ አብ ዲያስፖራ ዘለኹም ተጋደልቲ ነዙ ፀቢብ ተማሂሩስ ዝደንቆረ ጠይቁልና ከምታ አብ አመሪካ ሒሳቡ ዘሃብክምዎ ሕዝውን አቃብፅዎ። በቃ ምኽንያቱ ንሕና ሕዚ ሓድነት አብንሰብከሉ ሓድነት ፀማኡና አብዘለሉ ጊዜ ነዕዑ አውስትራሊያ ከይዱ ናብዙይ ክበፅሕ እኮ ጅግና ተጋዳለይ ጀ/ል ፃድቃን እጃም አለዎ። ሃይለ ማለት ንአቡኡ እውን ዘይምሕር ንኸብዱ ኢሉ ንሓው እውን ከምዝሸይጥ አረጋጋፁልና አሎ ። ዝተምሃረ ሐሳማ ማለት እዙይ እዩ።

  • @TsedaleTsedi-lf7nd
    @TsedaleTsedi-lf7nd 2 วันที่ผ่านมา

    ናይ ዓለም ደንቆሮ ሃይለ ኡዩ

  • @mass-media6445
    @mass-media6445 2 วันที่ผ่านมา

    ዶ/ ር ሃይለ ድማ ይባሃለለይ እዚ ናይ ሙሁራት መጨረሻ ዶንቆሮ ወይካአ ሓተላ ክንብሎ አየሰክፈናን።

  • @angesomhagos300
    @angesomhagos300 2 วันที่ผ่านมา

    ንትግራይ ብዙሕ ዋጋ ዝከፈሉ ሰባት ብምክንያት ብሓሳብ አፈላላይ ጥራሕ ምቅፃል ንትግራይ አብዩ ዋጋ የክፍላ።ከምዙይ አይነት ድሑር አተሓሳሰብ አየድልን።

  • @kokebtekle-kc3zk
    @kokebtekle-kc3zk 2 วันที่ผ่านมา

    አየ፣ዶክተርብጣዕሚ፣ተሕዝን፣አብ፣ጥጡሕ፣ተቀሚጥካ፣ሐዊ፣ምልኳስ፣ዘረኛ፣

  • @dadid9182
    @dadid9182 2 วันที่ผ่านมา

    ክሞት ድንሆዎ ማ እዚ ላሓሲ ጫማ ኤድሳም እዩ ጀመርዎ ይ ዶ እንሆይ እዝጊ ክውድኦ ይኡ

  • @Tesfayreda-y5o
    @Tesfayreda-y5o 2 วันที่ผ่านมา

    ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ ኣብ ማንም ዝኾነይኹን ገለልተኛ ኮይኖም ህዝቦም ከገልግሉ ንምዕድ

  • @yemanekahsay8791
    @yemanekahsay8791 2 วันที่ผ่านมา

    ዲዲት ዲዲት አይቀትሎን

  • @TsegayAlemu-i3f
    @TsegayAlemu-i3f 2 วันที่ผ่านมา

    ናቅንፊዝ ዶክተር ሀይለ ካብዚ ጽሊኢት ወፃኢ ካሊእ ክዛረብ አይኽኧልን ደብረጽንተት እኮ ካብዝወርዱ ብዙህ ገይሩ።

  • @TsegayAlemu-i3f
    @TsegayAlemu-i3f 2 วันที่ผ่านมา

    አልቡርሐን እነኳእ ደስ በለካ ተኣወት።

  • @Solomon-b1q
    @Solomon-b1q 2 วันที่ผ่านมา

    ብኣኻ ቃለ መሕትት ኣይንግበርን ሞያኻ ስለዘይኮነ ብምባሎም ክንድዚ ፅልኣት እንታይ ይብሃል ቕተልዎ እንታይ ኣምፅኦ ?

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 2 วันที่ผ่านมา

    ንሱ ከምድሌቱ ክብል እንተሎ ወገንተኛ ከኾኑ ኣለዎም።

  • @endadago
    @endadago 2 วันที่ผ่านมา

    ብዝኾነ ይኹን መንገዲ ኣብ ልዕሊ ዝኾነ ይኹን በዓል ስልጣን ቅትለት ከፍፀም ምልዕዓል ታሪካዊ ስሕተትን ገበንን ዩ፣ግን ደደቢት ቅተልዎ ሰለ ዝበለ ፈተነ ቅትለት ተፈፂሙ ዘብል ኣይኮነን ፣ካብዙይ ሓሊፉ ድማ ልክዕ ሓደጋ ከምዝበፅሐ ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ይርከብ ዝብሉ ዘገባታት ትኽክል ኣይመስለንን፣ኮነ ኢልካ አብ ደገፍቲ ሰብ ስልጣናት ምውቓዕ ክፍጠርን ናብ ዘይንወፆ ምጥፍፋእ ክንኣቱ ዝገብርን ምናልባት ናይ ፀላእቲ ሸርሒውን ክኸውን ይኽእልዩ፣ሰለዙይ ንኹሉ ነገር ብዝተረጋገዐ መንፈስ መስተውዐልታ ነኹን።

  • @selamasfaw5665
    @selamasfaw5665 2 วันที่ผ่านมา

    ሓደ ውልቀሰብ ብዕብዳን ብዝተዛረቦ ኣይኮነን መራሕቲ ነንባዕሎም ህሽ እናተባሃሉ እውን ምንም ኣይመሰሎን ይኹን ድኣምበር ኣብ ሚድያ ዘለኹም ሰባት ግን ንሳንቲም ክትብሉ ኣንፃር ሓድነት ህዝቢ ትግራይ ትሰርሑ ኣለኹም!!

  • @berhaneftwi468
    @berhaneftwi468 2 วันที่ผ่านมา

    አጅኩም

  • @Tesfayreda-y5o
    @Tesfayreda-y5o 3 วันที่ผ่านมา

    ኣታ ዋላ ሶርያ ለ ትኹን

  • @destagebrehiwot4556
    @destagebrehiwot4556 3 วันที่ผ่านมา

    Aytahasw👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎

  • @Tesfayreda-y5o
    @Tesfayreda-y5o 3 วันที่ผ่านมา

    ሓዱሽ ዜና ኣብዩ ኣህመድ ኤርትራ ኢዳ ተዘይኣኪባ ጋዛይ ክንገብራ ኢና ኢሉ

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be 3 วันที่ผ่านมา

    አንታ እንታይ ይሓሸና ኩሉ ጉድና ምዝኽዘኽ ይሓይሽ ዶ ኣልኩም?

  • @ኣባጎብየ
    @ኣባጎብየ 3 วันที่ผ่านมา

    ሓሶት ዜና ኢዩ ናይ ኤርትራ ጉዳይ ኢትዮጲይ ናብ ጋዛ ከይትቅየር ኢዩ ኢሉ

  • @fisehahmariam6307
    @fisehahmariam6307 3 วันที่ผ่านมา

    Ethio Form ተናገረ ብለው ነው የኤርትራ መንግስት መልስ የሚሰጠው ላልተጨበጠ ወሬ ፋኖን ያልቻለ ከኤርትራ ጋር የማይታመን ነው በአሁን ሰዓት ሕወአት ጦርነት ቢያደርግ በሁለት ሳምንት ውስጥ አራት ኪሎ ይገባል አብይ በጉራ አንደኛ ነው:: የፌደራል ሰራዊት በሺ የሚቆጠር አይደል እንዴ በቀን የሚማርከው ቀኑን ለማሳጠር ከፈለገ ይሞክራት

  • @andayaman4097
    @andayaman4097 3 วันที่ผ่านมา

    ኣብይ ብቪድዮ ምስ ሰማዕናን ርኤናን መልሲ ንህብ።

  • @IsraMohammed-e1q
    @IsraMohammed-e1q 3 วันที่ผ่านมา

    ጌታቸዉ እኮ አብ ናይግሉ ረብሐን ጥቅምታት እዮ ዝጓየ ዘሎ መናእሰይ ብገንዘብ እናከፈለ በከባቢ ክከፋፈል ይሰርሕ አሎ በቃ ጠሊሙ እዮ ህዝቢትግራይ ዝጨፍጨፉ ሕንኽ ከይበለ ሰዲድዎም

  • @DebelaAsefa-x7k
    @DebelaAsefa-x7k 3 วันที่ผ่านมา

    hasewti malelite eritrea zetenkfe weyla ethiopia fahe beten atiwa alow tekebiba ala

    • @wenshettamerate642
      @wenshettamerate642 3 วันที่ผ่านมา

      @@DebelaAsefa-x7k denkoro mehayem shaybia 🐷🦓🐀🐀🐀☕️🫖🥛🍼🍽🍴🫙

  • @reda-kale
    @reda-kale 3 วันที่ผ่านมา

    ኣቱም እዞም ሰባት ዓብዶም እዮም ዝመስለኒ ዘለዉ