Part 111 ታሪኽ አትተሐሳስባን አፈጣጥራን ፊደል ደ፡

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 36

  • @kakamhari1433
    @kakamhari1433 ปีที่แล้ว +7

    Professor bokre the most intelligent one

  • @johngoitom2533
    @johngoitom2533 ปีที่แล้ว +5

    Kbret yehabelna meemr bokre.

  • @okbayaraya3237
    @okbayaraya3237 ปีที่แล้ว +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ሊቀ ሊቃውንቲ ኩቡር ኣቦና መእምር ቦኽረ ዝገርም ፍልጠት ኢዩ

  • @hbber5548
    @hbber5548 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ ነመስግን መእምር።

  • @zeggawrangel3762
    @zeggawrangel3762 ปีที่แล้ว +4

    Kibret yhabely Yqenielna Meamir Bokre Selam 👍🏽🙋🏽‍♀️🙏🏽🌺

  • @mmkafl6326
    @mmkafl6326 ปีที่แล้ว +6

    ክቡር መእምር ቦክረ እንቋዕ ብሰላም መጻኩም

  • @almazmennetey
    @almazmennetey ปีที่แล้ว +7

    ሰላም, ኣቦናን መእምርናን ቦኽረ እንካዕ ብደሓነ ሰላም መጻእኩም, ከም ወትሩ ምስጋናይ ወሰን የብሉን , ስለ"ቲ ብእልፊ ንዋይን ረጂም ግዝየን ዝውድእ ትእምርቲ ብናጻ እትህቡና ዘለኩም ።

  • @danielgebreab692
    @danielgebreab692 ปีที่แล้ว +5

    ❤❤

  • @grmawi27
    @grmawi27 ปีที่แล้ว +4

    1:12:40 ናትና ኣይንህብን
    ዘይናትና ውን ኣይንደልን ( ሕርመይ) ለ

  • @abraham1489
    @abraham1489 ปีที่แล้ว +3

    Kibret idmen tinan yehsbkum kubur Abona Memer Bokre WELL COME ALLENA BIKBRETEN LIBONNAN NIEMER ALLENS👑👑👑❤❤❤❤❤❤💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿🙏🏿

  • @fanuskesh4838
    @fanuskesh4838 ปีที่แล้ว +2

    Very interesting

  • @maeregtafere322
    @maeregtafere322 ปีที่แล้ว +2

    መምህር ቦክረ ፥ ነዞም ዘይኮነ ሓሳባት ዝፍንዉ ውልቀሰባት ኣይስምዑ። ብዙሓት ተሓንጥዮም ዝጽበይኹም ኣለው። በርትዑ።

  • @yonasteklay8835
    @yonasteklay8835 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ደሓን መጻኹም መኣምር ቦክረ፣ ነቲ ዕቢ ትምህርቲኹም ድማ ነመስግን።

  • @mebrahtutsehay9536
    @mebrahtutsehay9536 ปีที่แล้ว

    ኽብረት ይሃበልና መዕምር ቦኽረ ሰሚዔ ዘይጸግቦ ምስመዕይ የመስግን :ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ::

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 ปีที่แล้ว +2

    መእምርናን ኣቦናን እንኳዕ ብዳሓን መጻእኩም ንበሩልና🌹 ❤

  • @ariamemun9576
    @ariamemun9576 ปีที่แล้ว +1

    Welcome ❤🎉🎉🎉meaner booked bzuh selam

  • @mussietekie2254
    @mussietekie2254 ปีที่แล้ว +1

    ኣቦና በኩረ እንቃዕ ብደሓን መጻኩም

  • @desalegebrehiwetgebrehiwet8114
    @desalegebrehiwetgebrehiwet8114 ปีที่แล้ว +5

    እንኻዕ ድሓን መጹ መእምር

  • @TeklebrhanT
    @TeklebrhanT ปีที่แล้ว +4

    Memhr Bokre knmhar ndeli bkemey knrekbekum nkil? Adress zelekum thababeruna bejakum?

  • @yirgaalemsdstu9471
    @yirgaalemsdstu9471 ปีที่แล้ว +2

    ታሪኽ ህዝበይ ክሰምዕ ብሓጎስ እየ ዝጭደድ ። ኣነ ኣብ ካምፓላ ኣለኹ። ንቡዙሓት መንእሰያት ታሪኾም ክፈልጡ ኣብዚ ቻነል ክመሃሩን፡ ኣብ ክቡር መእምር ፊደል ውን ይሕብሮም እየ። እንቋዕ ከም መላስ ኣውያት ኣብ ታሪኽና ተረፍካ

  • @fruitsarelife7073
    @fruitsarelife7073 ปีที่แล้ว

    Enkua bedahan metsakum memhir Bokre 🙏🏾🤍

  • @loveloveslove729
    @loveloveslove729 ปีที่แล้ว +2

    ነዚ ንኽትጸውዩ ንመዋእል ዝተዓቖርኩም ምሩጽ ዘርኢ እመዋት ኣቦዋት ምዃንኩም'ዩሞ፡ ፍረ ዘርኢ ክንምገብ መመሊሱ መዋእልኩም እናሕ ኣቦና።

  • @hbber5548
    @hbber5548 ปีที่แล้ว +3

    ኣብ እስራኤል ዓሳ ዳግ ዩ ዝበሃል።

  • @seeker3963
    @seeker3963 ปีที่แล้ว +1

    ✋️✋️ መልእኽተይ ናብ ክቡር አያናን አቦናን መእምር/ መምህር ቦኽረ ይቕሬታ ስም ናይ አቦኹም አይፈልጦን እየ አንሕና እዞም ተዛረብቲ ትግርኛ ዝኾና ሎሚ አብ ትግራይን አብ ኤርትራን እንርከብ ካብ አየኖት ዘርኢ ህዝብታት ኢና መጺና ወይ ተወሊድና ብዛዕባ ናትና ዘርኢ ዝገልፅ ብዙሕ ተባሂሉ ተፃሒፉ ገና እውን ይብሃልን ይፃሐፍን አሎ አብ ገለ ፅሑፍን ብሂልን አንሕና ተዛረብቲ ትግርኛ ካብ ዓረብ ዝመፃና ኢና ይብሉ ገሊኦም እውን ካብናይ ኤውሮጳ ፀጋዱ ገሊኦም እውን ናይ ክልተ ሰለስተ ዝተፈላለየ ዘርኢ ዘለና ኢና ዝብሉ አለዉ ስለዚ አንሕና መን ኢና ❓️ ይፈልጥ ብዙሐት አለዉ ብዛዕባ ናትና ባህልናን ክብርታትናን ወግዕታትናን መንነትናን ዝገልጹን ዝፅሕፉን አለዉ ግን ነዛ አነ ዝሐታ ዘለኹ ሕቶ አንሕና መን ኢና ካብየኖት ዘርኢ ኢና እትብል ሸፈፍ ኢሎማ እዮም ዝሐልፉ ካብ ምንታይ እዩ እንድዒ ❓️ ብዝተረፈ አያናን አቦናን ቦኽረ ነዛ ዝሐታ ዘለኹ ሑቶ አንሕና ካብየኖት ዘርኢ ኢና እትብል አስተምህሮ ክትምሁርና ሐቅን ብጭብጢ ዝተሰነየ ሐበሬታ ክትልጉስልና ብትሕትና ይሐትት Comments ይቕፅል

  • @seeker3963
    @seeker3963 ปีที่แล้ว +2

    ✋️መልእኽተይ ካብ ቀዳመይቲ Comments ዝቐፀለ መእምር መምህር ቦኽረ ስለቲ ባህልናን መንነትናን ክብርታትናን ፊደላትናን ንኽዕቀብ ንኽፍለጥ ንኸይጠፍእ ኢልኩም ብቐፃሊ ንቕሓትን አስተምህሮን ትልግስሉና ዘለኹም ብፍላይ ከምዚ ኸማይ እኹል አፍልጦ ዘይብሉ ብሐቂ ብሐቂ እየ ዘመስግንን ዘድንቕን ግን መታን ሙሉእ ንኽኸውን መጀመርታ አንሕና መን ኢና ካብየኖም ህዝብታት ወይ ዘርኢ ኢና መጺና ወይ ተወሊድና ዝብል አስተምህሮ ተትጅምሩ አይምሐሸን ዶ ❓️ ከምይሲ እንድሕር ደአ ፈለማ ናትና ናይዞም ትግርኛ ተዛረብቲ ትኽክለኛ ዝኾነ ዘርእናን መንነትናን ፈሊጥና ካብኡ ንንዮ ብዛዕባ ባህልናን ክብርታትናን ፊደላትናን መንነትናን ንኽንፈልጦ ብቐሊሉን ብተገዳስነትን ስለዝሕግዝ ብዝተረፈ አንሕና እዞም ተዛረብቲ ትግርኛ ዘርኢ ናትና ካበይእዩ ዝብል ብዙሐት ፅሒፎም ብዙሐት እውን ተዛሪቦም ገና አለዉ ግን ብጀካ ብይኸውን ብዝተባህለ ብግምት ብእምነት እንተዘይኮኖም ገሊጾሞ ዘለዉ 👍ብጭብጢ ብመርትዖ ዘቕረቦ ዝኾነ ሰብ ስለዘየለ አቦናን አያናን መእምር መምህር ቦኽረ ፍልጠትኩም ክትልጉስልና ነዛ አንሕና ካብ ምንታይ ዘርኢ ኢና እትብል ሑቶ ብትሕትና ይሐትት የቐንየለይ ሰላም ንኹሎም ፍጡራት

    • @kakamhari1433
      @kakamhari1433 ปีที่แล้ว

      Negirika eka eyiu. Abti zahalefe simayio

    • @seeker3963
      @seeker3963 ปีที่แล้ว

      @@kakamhari1433 ሰላም ብትግሪኛ ፊደላት ፅሐፈለይ

    • @kakamhari1433
      @kakamhari1433 ปีที่แล้ว

      @@seeker3963 ኩቡር ሓው ኣቶ ቦኽረ ብዝግባአ ገሊጽዎ አዪ። ቅሩብ ሚሊስ አልካ ረአዮ። ወደ ሓንካ

    • @seeker3963
      @seeker3963 ปีที่แล้ว

      @@kakamhari1433 ሰላም አቶ ቦኽረ ብዙሐት ብዛዕባ መንነት ፊደል ታሪኽ Language ወዘተን ካልእን ገሊጾም አለዉ ግን እዘን አነ ዝሓተን ዘለኹ ንበይነን ዝምልከት ንጹር ብዝኾነ ናይዞም ትግርኛ ተዛረብቲ ዘርኢ ካበይ እዩ ዝነቅል ዝብል ክዛረቡ እንከለዉ ዝሕብር የለን ብርግፅ ምስናይ ካልእ አርእስቲ ዝተሓወሰ ቁሩብ ክህሉ ይኽእል እዩ የግዳስ እዘን ዝሓተን ዘለኹ ግን የለዋን

  • @mengsgubsa9973
    @mengsgubsa9973 ปีที่แล้ว +5

    መ/ም ቦክረ ፡ኢዞም ሓደ ዐይኖም ዑውራት / ሃይማኖታውያን ኢና ዝቡሉ / ሓሰውቲ ሱሱዐት ቀናት ፈራሓት / ግደፎም 21/ ክፍለ ዘመን ፡ክቀላልዖም ኢዩ ። ብሓደ። ዓይኖም ከምዝሪኢዩ ፡ዘለዉ ክርደኦም ኢዩ ። ሰብ ዓቅሙ ኢዩ ዝዛረብ ። ዓቅሞም ንሳ ኢያ ። ብሕጂ ግን / በዚኦም ዝፈርሕ የለን ። ንስካ ፕሮግራምካ ቀፅሎ ። * ክትዕወት ኢካ * ስጋብ ሕጂ ክአ ትዕወት ኢካ ዘለካ ። [ 12 ሽሕ ፡ መንእሰይ ከይፈርሔ ክስዕበካ ከሎዉ / ዓቢ ዓወት ኢዩ ] ።12 / ሽሕ ተማሃሮ - ከም ዘለዉካ ቅፀሮ ። ብሂወትካ ከለካ " ሓወልቲ ተክልካ ከም ዘለካ " ፍለጥ ። ኢዚ ዕድል ኢዚ ፡ሰብ ዝሞተ / ጥራይ ኢዩ ዝረክቦ ።

  • @mattusola9739
    @mattusola9739 ปีที่แล้ว +1

    ዳጊም ብቋንቋ ዕብራውያን ዓይነታት ዓሳ ማለት እዩ ። ሓደ ዓሳ ከኣ ዳግ ይባሃል።

  • @henokhaile2899
    @henokhaile2899 ปีที่แล้ว

    ነፍሲ ፡ ሩሕ ሓደ ድዩ ትርጉሞም?

  • @henokhaile2899
    @henokhaile2899 ปีที่แล้ว

    "ዋላ'ኳ ሕጂ ብዙሓት ሰባት ቪድዮታትካ እንተዘይተዓዘቡ፡ ቪድዮታትካ ግን ኩለመዳያዊ ኮይኖም ንዘልኣለም ክርአ አዩ፡ ሰባት ንኽምዕብሉ ክሕግዙ ይኽእሉ አዮም። ሰባት እቲ እትህበና ፍልጠት ክሳብ ክንደይ ኣገዳሲ ምዃኑ ምስ ተረድእዎ ክርእዩዎ አዮም።"

  • @awettewelde1463
    @awettewelde1463 2 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ዓኹም ይኹን መ/ምህረይ ፊደላት ትግሪኛ ክንደይ ድዬም ? እቲ 8 ከ እንታይ ይንበብ ወይ ነድምጾ??
    1) ሀ ሁ ሂ ሃ ሄ ህ ሆ ሇ 8

  • @tezarehenos64
    @tezarehenos64 ปีที่แล้ว

    እዚ ዘለፋን ጸርፍን እንተ ትገድፎ ጽቡቅ ኔሩ።
    ሓደ ክልተ፡ ጸሪፎምኒ ቢልካ። ንኹሉ ሰማዒ ከተዋርድ ጽቡቅ ኣይኮነን።