ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
በርቱ
ብጣዓሚ ጽብቕ ትምህርቲይ መምሂር ቦኩረ
Kubur abonan memhrinan enkae bdehan metsakum!
Thank you 🙏🏾 Memhir 💯🌄
እውነት
እንቋዕ ደሓን መፃኹም መእምር!
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና መምህር ናይ ምሁራት ሊቅ ናይ ሊቃውንቲ ኩቡር ኣቦና መእምር ቦኽረ
ብሓቂ ዘይሙኖ ትምህርቲ ክብረት ይሃበልና
መርሓባ
ዕድመን ጥዕናን ኩቡርን ዑዙዝን ኣቦና
እንካዕ ብደሓነ ሰላም ተመለስኩምና ኣቦናን መእምርርናን ቦኽረ , ዘይጽገብ ትእምርቲ ትህብና ኣለኩም, ኣዝና እና ነመግንን
ኣቦና መእምር ቦኽረ መቀጸልታ ወልደኣብ ወልደማርያም ሓጹር መንነትና 🤴🤴👍
ኣቦና ወልዳኣብ ዳኣ ብዛዕባ መንነት ግእዝ ዶ ይሰብኩ ኔሮም ኢዮም ኤርትራ ኔርትራውያን ደይኮኑ ኔሮም
@@okbayaraya3237 ኣክሱም እታ ናይ ንግስነት ኣግኣዝያን መናገሻ ዘልኣለማዊት ከተማ እያ፡፡ ናይ ቋንቋ ትግርኛ ዝዛረብ ህዝቢ መንፈሳዊት መደበር ወይ ብልጽቲ መዝገብ እያ፡፡ ናይ ብዙሕ ህዝቢ ትግርኛ ሃይማኖታውን ፖለቲካውን ሃረርታ ክኣ ኣብኣ እዩ ተዓቊቡ፡፡ ህዝቢ እስራኤል ትንሳኤ ጽዮን ከም ዝኣምንን ዝጽበን ህዝቢ ትግርኛ ድማ ትንሳኤ ኣክሱም ይኣምን ይጽበን።ወልደኣብ ወልደማርያም ... ሰሙናዊት ጋዜጣ ቁጽሪ 101፣ 8መጋቢት 1944እንታይ ተረዲእካ፤!
@@Ayla-Gundet ሕጂ እዚ ጽሑፍ ጥራይ እንድዩ ከሙ ኢልካ ክትጽሕፍ ትኽእል ኢኻ ። ብልኽዕ ከሙ ይብሉ እንተኔሮም ግን ዋካ ኳ ከም ኣቦይ ቦኽረ ሰፊሕን ረቒቅን እንተዘይኮነ ክባሃል ይካኣል ኢዩ
@@okbayaraya3237 ኣንታ መእምር ቦኽረ'ን ወልደኣብ ወልደማርያም ዘራኽብ ውን የብሎምን! ክክክክ ግደ ሓቂ መእምር ቦኽረ መንነትና ንኽንፈልጥ ዓቢ ግደ ይጻወቱ ኣለዉ። እንተ ናይ ወልደኣብ ወለደማርያም ግን፣ ፍሉዩነት ኣለዎ። መሪሕ ሥነ-ሓሳብ ፖሎቲካ፣ ኣካል መንነት፣ ናይ መዋእል ተቃላሳይ'ን ኢይዩ። ሓደ ተራኺ ታሪኽ'ን ሓደ ናይ መዋእል ተቃላሳይ'ን ከመይ ጌርካ ኢኻ ተወዳድሮም፤! ኣነ ኣየወዳድሮም'ን ኢይየ። ነናቶም ዕብየት ኣለዎም። ወልደኣብ ወልድርማርያም ግን፣ ዳግም የብሉን።
@@Ayla-Gundet እወ ሞ መቐጸልታ ስለ ዝበልካ ኢየ እኮ ። ኣቦይ ቦኽረ ጀማርን ወዳእን ኢዮም ብሕጂ ሰብ ዋላ ክምህር እንተኾይኑ ነቲ ናቶም ጥራይ ኢዩ ተረዲኡ ክምህር። ኣቦይ ወልዳኣብ ፖለቲከኛ ኔሮም እንተኢልካኒ ኻኣ እወ ፖለቲከኛ ኔሮም ።ናይ መንነት ተመራሚሮም ከም ዚ ናይ ኣቦይ ቦኽረ ዘምጽእዎ ንዘመናት ተዓቢጡ ዝነበረ ምስ ጸዓዱ ተረጋሪጎም ዘምጽእዎ ሚስጢር ግን ሓንቲ ኣምጸለይ።
ጥልቐት ዘልለዎ ትንታነ
የቐንየልና ክቡር ኣቦና መእምር በኩረ !
We are sons of Geez we are legacy Agazian 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🌄⛪️💯I m. very proud of my history
ክብረት ይሃበልና ምእምር ቦኽረ ናይ ብሓቂ ቋንቋና ኣዚዩ ሰፊሕ ምዃኑ ብደቂቕ ተስንቁና ብምህላውኩም።እቲ ዝገርም ግን ሕብረተሰብና ካብ ናቱ ዘይናቱ ዘፍትወሉ ከምዝኾነ ካብዞም ሰዓብቲ ትርዳእ ሓደ ሕብረተሰብ መበገሲኡ ቋንቁኡ ዩ ሞ ቋንቋና ንፍለጦ።ሕቶይታባ ንብል ኢና እሞ ብኸመይ ክንትካኣ፧
A society is based on its dominant people or race, the language they speak being one of their cultural characteristics. For example, all European or East Asian countries are composed of peoples of one race.
ግዓት ኣብ ሃገርና ግዓት ክቡር ዓይነት መግቢዩ✅ምልክት እሳተ-ጎመራ ከአ እይ✅
እዚ እምባዚ እምባ ሸንድዋ ይብሀል🟩
ዶ/ር ሮዳስ ታደሰ 1 ማይ
ኩቡር መእምር ኣቦና ቦኽረ፡ ኣብዚ ግዜ ሰብ ካልኡ ብኢስዎ ነዚ ትምህርትኹም ዝከታተሎ ኣዝዩ ውሑድ ዩ። ኣነ ንባዕለይ ብዙሕ ተኸታታሊ ኣይኮንኩን። በቲ እትህብዎ ዓሚቚ ትንተና ግን ኣዝየ የ ዘድንቐኩም። ባ ብህከት ሩሕ፡ ታ ብህለት ድማ መሬት ምኹኑ ከሲትኩም ኣለኹም። ባታ ክባሃል ሰሚዐ ኣይፈልጥን፡ ታባ ክባሃል ግን ንብል ኢና። ትርጉሙ በበይኑ ዶ ይኸውን ወይስ ሓደ ዩ?
Enkea dehan mexu meamir bokre
በርቱ
ብጣዓሚ ጽብቕ ትምህርቲይ መምሂር ቦኩረ
Kubur abonan memhrinan enkae bdehan metsakum!
Thank you 🙏🏾 Memhir 💯🌄
እውነት
እንቋዕ ደሓን መፃኹም መእምር!
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና መምህር ናይ ምሁራት ሊቅ ናይ ሊቃውንቲ ኩቡር ኣቦና መእምር ቦኽረ
ብሓቂ ዘይሙኖ ትምህርቲ ክብረት ይሃበልና
መርሓባ
ዕድመን ጥዕናን ኩቡርን ዑዙዝን ኣቦና
እንካዕ ብደሓነ ሰላም ተመለስኩምና ኣቦናን መእምርርናን ቦኽረ , ዘይጽገብ ትእምርቲ ትህብና ኣለኩም, ኣዝና እና ነመግንን
ኣቦና መእምር ቦኽረ መቀጸልታ ወልደኣብ ወልደማርያም ሓጹር መንነትና 🤴🤴👍
ኣቦና ወልዳኣብ ዳኣ ብዛዕባ መንነት ግእዝ ዶ ይሰብኩ ኔሮም ኢዮም ኤርትራ ኔርትራውያን ደይኮኑ ኔሮም
@@okbayaraya3237
ኣክሱም እታ ናይ ንግስነት ኣግኣዝያን መናገሻ ዘልኣለማዊት ከተማ እያ፡፡
ናይ ቋንቋ ትግርኛ ዝዛረብ ህዝቢ መንፈሳዊት መደበር ወይ ብልጽቲ መዝገብ እያ፡፡
ናይ ብዙሕ ህዝቢ ትግርኛ ሃይማኖታውን ፖለቲካውን ሃረርታ ክኣ ኣብኣ እዩ ተዓቊቡ፡፡
ህዝቢ እስራኤል ትንሳኤ ጽዮን ከም ዝኣምንን ዝጽበን ህዝቢ ትግርኛ ድማ ትንሳኤ ኣክሱም ይኣምን ይጽበን።
ወልደኣብ ወልደማርያም ... ሰሙናዊት ጋዜጣ ቁጽሪ 101፣ 8መጋቢት 1944
እንታይ ተረዲእካ፤!
@@Ayla-Gundet ሕጂ እዚ ጽሑፍ ጥራይ እንድዩ ከሙ ኢልካ ክትጽሕፍ ትኽእል ኢኻ ። ብልኽዕ ከሙ ይብሉ እንተኔሮም ግን ዋካ ኳ ከም ኣቦይ ቦኽረ ሰፊሕን ረቒቅን እንተዘይኮነ ክባሃል ይካኣል ኢዩ
@@okbayaraya3237 ኣንታ መእምር ቦኽረ'ን ወልደኣብ ወልደማርያም ዘራኽብ ውን የብሎምን! ክክክክ ግደ ሓቂ መእምር ቦኽረ መንነትና ንኽንፈልጥ ዓቢ ግደ ይጻወቱ ኣለዉ። እንተ ናይ ወልደኣብ ወለደማርያም ግን፣ ፍሉዩነት ኣለዎ። መሪሕ ሥነ-ሓሳብ ፖሎቲካ፣ ኣካል መንነት፣ ናይ መዋእል ተቃላሳይ'ን ኢይዩ። ሓደ ተራኺ ታሪኽ'ን ሓደ ናይ መዋእል ተቃላሳይ'ን ከመይ ጌርካ ኢኻ ተወዳድሮም፤! ኣነ ኣየወዳድሮም'ን ኢይየ። ነናቶም ዕብየት ኣለዎም። ወልደኣብ ወልድርማርያም ግን፣ ዳግም የብሉን።
@@Ayla-Gundet እወ ሞ መቐጸልታ ስለ ዝበልካ ኢየ እኮ ። ኣቦይ ቦኽረ ጀማርን ወዳእን ኢዮም ብሕጂ ሰብ ዋላ ክምህር እንተኾይኑ ነቲ ናቶም ጥራይ ኢዩ ተረዲኡ ክምህር። ኣቦይ ወልዳኣብ ፖለቲከኛ ኔሮም እንተኢልካኒ ኻኣ እወ ፖለቲከኛ ኔሮም ።ናይ መንነት ተመራሚሮም ከም ዚ ናይ ኣቦይ ቦኽረ ዘምጽእዎ ንዘመናት ተዓቢጡ ዝነበረ ምስ ጸዓዱ ተረጋሪጎም ዘምጽእዎ ሚስጢር ግን ሓንቲ ኣምጸለይ።
ጥልቐት ዘልለዎ ትንታነ
የቐንየልና ክቡር ኣቦና መእምር በኩረ !
We are sons of Geez we are legacy Agazian 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🌄⛪️💯I m. very proud of my history
ክብረት ይሃበልና ምእምር ቦኽረ ናይ ብሓቂ ቋንቋና ኣዚዩ ሰፊሕ ምዃኑ ብደቂቕ ተስንቁና ብምህላውኩም።
እቲ ዝገርም ግን ሕብረተሰብና ካብ ናቱ ዘይናቱ ዘፍትወሉ ከምዝኾነ ካብዞም ሰዓብቲ ትርዳእ
ሓደ ሕብረተሰብ መበገሲኡ ቋንቁኡ ዩ ሞ ቋንቋና ንፍለጦ።
ሕቶይ
ታባ ንብል ኢና እሞ ብኸመይ ክንትካኣ፧