Part 133 ዝተመናንዐ መንነት ትግራይ ዘቃናንዕ ቅደም ተኸትተል አስተእምሮ።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.พ. 2025
  • ነቶም አብ ብሉይን እውዋናውን፡ ጥንታውን ሐዲስ ዘመናውን ታሪኾም፡ ከምኡ እውን፡ ለቱ ብሉይን ሐዲስን ቅርሳዊ ውርስታቶምን፡ በቱ ክቡርን ብሠንናይ ሥነ ሥርዐትን ዝምራሕ፡ ትግራዋይ መንነቶም ብምእማን፡ ብልብቢ ዝግደሱ ደቂ ሀገረይን፡ እቶም ወይ ነቶም ብኅልሊና ድግማ፡ አብ እቶም፡ በኣይ ዝፍነዉ ሐግገዝቲ አስተእምሮታት፡ ብኀላፍነት ተገዲሳቶም፡ ብምስትውዓል ዝከታተሉ፡ ክቡራትን ክቡራንን አክካላት ሕዝበይ። ኁልቍን፡ አምጣንን፡ አጽናፍ ዘይብሉ ምስጋና እፍንው። In this video we show the historial development of language, cultur and History of Tigray and Eritrea Part 133

ความคิดเห็น •

  • @mebrahtutsehay9536
    @mebrahtutsehay9536 ปีที่แล้ว +10

    ኽብሪን ሞገስ ንኣኩም ይኹን ኽቡር ኣቦና ድምፅኩም ዘስመዓና ኽብሩ ይስፋሕ ፈጣሪ ይመስገን :: ዕድመን ጥዕናን ይሓበልና::

  • @abrahamkuhulay9401
    @abrahamkuhulay9401 ปีที่แล้ว +6

    ብትህቡና ፍልጠትን ኣስተምህሮን ቡዙሕ ነመስግን ክቡር ኣቦና ሃሲሱ ኣብ ኣፍ ጥፍኣት ዝነበረ ታሪኻዊ መንነትና ህወት ክዘርእ ትገብርዎ ጻዕሪ ሊዑል ምስጋናይ የቕርብ

  • @okbayaraya3237
    @okbayaraya3237 ปีที่แล้ว +2

    ክብርን ምስጋናን ምሉእ ጥዕናን ይሃበልና ኩቡር ኣቦና መምህር ናይ መማህራን

  • @Shalom-o4r
    @Shalom-o4r ปีที่แล้ว +4

    ተባረክ አቦና 🙏🙏🙏 ሰለ ታሪክና ዘፍጥኩምና 🙏🙏🙏

  • @Medhingergis-g8g
    @Medhingergis-g8g ปีที่แล้ว +5

    ብሉጽ መምህር ናይ ዘመንና 💙💙💙

  • @Belesaproduction
    @Belesaproduction ปีที่แล้ว +3

    ክብረት ይሃበልና ስለ ዘስተምሃርኩምና ኣቦና መእምር ቦኽረ❤🎉።

  • @aziebgebrehiwet9209
    @aziebgebrehiwet9209 ปีที่แล้ว +1

    🙏🏾ነምስግን መምህና 🙏🏾

  • @berhanemedhanie9583
    @berhanemedhanie9583 ปีที่แล้ว +2

    ጽቡቕ ትሕዝቶ ኣቦና ክብረት ይሃበለይ 🎉🎉🎉

  • @tirhasmezgebe-fx1pe
    @tirhasmezgebe-fx1pe ปีที่แล้ว +2

    ነዊሕ ዕድመን ምሉእ ጥዕናን ንመእምረይ! "ኣይተገዛእናን" ንዝብል ኣጉል ትምክሕቲ ዝርዅምሽ ፣ ሕራነ ዝፈጥር፣ ግርም ኣስተምህሮ። "ነብዪ ኣብ ዓዱ ኣይክበርን" ዝበሃል ምስላ ኣሎ። ዋላ ንውሓድ፣ ንሕና ግን ካብ ልቢ ነኽብሮ ንባዕልና ምእንቲ ክሕሸና። እቲ ካልእ ድማ ምስ ተረድኦ ከኽብሮ እዩ። ደጊመ ነዊሕ ዕድመ መእምረይ። 😊

  • @ariamemun9576
    @ariamemun9576 ปีที่แล้ว +5

    ሰላም ክቡር ኣቦና እንቋዳሓን መፃኹም 🌹🌹🌹😍🙏

  • @tedrosangosom2307
    @tedrosangosom2307 ปีที่แล้ว +3

    Tanks memhr bokre 😊

  • @danielgebreab692
    @danielgebreab692 ปีที่แล้ว +2

    እንቋዕ ብሰላም መጻእኩም መእምር ቦኽረጽዮን!

  • @ziggyyemane355
    @ziggyyemane355 ปีที่แล้ว +4

    ብልክዕ መኣምር ቦክረ "ራሻይዳ ከይሰርቁኻ፤ "እንዳ ተባሃልና ዓቢና፤

    • @BusyLine-fw6oj
      @BusyLine-fw6oj ปีที่แล้ว

      መአምር እሞ ቌንቌና ተዛሪቡ እምበር ንዕኦም ኢዩ ድመስል ። ምናልባት ይሰርቅ ነሩ ይኸውን

    • @ziggyyemane355
      @ziggyyemane355 ปีที่แล้ว

      @@BusyLine-fw6oj ንሕና ኣጋዝያን (ሓቡሻ) ካብቲ ናይ ማእከላይ ህዝብና ኣብ ገማግም ስለ እንርከብ እቲ ናይ ደገ ጽልዋ ኣቀዲሙ እዩ ዝጸልወና

  • @ደቀባትትግርኛ
    @ደቀባትትግርኛ ปีที่แล้ว +7

    ጀበርቲ ሓንቂቆም

  • @ageaziamanes2775
    @ageaziamanes2775 6 หลายเดือนก่อน

    ብመፅሓፍ መልክዕ ተዝስነድ ዝበለፀ ምኾነ ክቡር ምህር
    የቐንየልና

  • @mmkafl6326
    @mmkafl6326 ปีที่แล้ว +2

    ንበሩልና ክቡር መምህርና ኣቦይ ቦክረ❤❤❤

  • @abraham1489
    @abraham1489 ปีที่แล้ว +2

    KUBUR ABONA MEMER BOKRE IDMEN TINAN YEHABKUM S'LE ETI KUBURN MUUZEN ASTEMEHROKUM KIBRIN MESGANAN NAKUM YEKUN YEKUN 👑👑👑❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🏾

  • @L.Nuguse
    @L.Nuguse ปีที่แล้ว +3

    Abona memhr bokure newih edmena tiena yhabkum bzuh Tarik ymahar alo hadush welodo❤❤❤❤❤

  • @wediadi6788
    @wediadi6788 ปีที่แล้ว +1

    ክቡር መእምር ቦኽረ፣ ቅድሚ ሕጂ ከም ዝሓበርኩምና፣ ኣብ ግዜ ሰውራ ናብ ሳሕል ከይድኩም ምንባርኩምን፣ ኣብኡ ብርክት ዝበለ ታሪኻዊ ቦታታት ብስእላዊ መልክዕ ከም ዝሰነድኩም ሓቢርኩምና ነይርኩም። ኣብቲ ሃገር ዓቢይ ዝበሃል በረኽቲ ቦታታት፣ ማለት እቲ ድምጺ ሓፋሽ ተደኲናትሉ ዝነበረት ቦታታት ውን፣ ናይ ቀደም ታሪኻዊ ስፍራ ከም ዘሎ ሓቢርኩምና ነይርኩም። ካብቲ ቦታ ዝተረኽበ ቅርስታት ወይ ስእላዊ መረዳእታታት እንተ ተቕርቡልና፣ ብሓቂ ጽቡቕ ነይሩ፣ መምሃሪ ምኾነና ነይሩ።

  • @TsegayMalet
    @TsegayMalet 4 หลายเดือนก่อน

    ክብረት ይሃበል ኩቡር ኣባና 🙏🙏🙏💙🌿🌿💙💙💙❤️

  • @alemshaygebremarim4642
    @alemshaygebremarim4642 ปีที่แล้ว +2

    ንስልጣን እሎም እንዲዮም ሽዓብያን ፈደራልን ንህዝብይ ትግርስይ ዝጭፍጨፊዎ፡ ርዲኣት ክይርክብ ብጥምይት ክምብርከክ ዝገብሩ ዘልርዎ፡ ኣስላም ክኣ ስልያኖም ምስ ሃዙ ንክርስትያን ትግራይ
    ዋይ ይሃዲኑ ነይሮም፡ ስብ ህዝብይ ዓለም ታሪክታት ዳርጋ ሃደ መንገዲይ ንግምዝብ።

  • @nyatdesbele8813
    @nyatdesbele8813 ปีที่แล้ว +2

    MEAMIR BOKRE 🥰🥰 PROUD OF YOU!!!!!!!!!!

  • @Tesfayawet
    @Tesfayawet ปีที่แล้ว +4

  • @aziebsolomon7360
    @aziebsolomon7360 ปีที่แล้ว +2

    🙏🙏🙏

  • @filmongirmay9820
    @filmongirmay9820 ปีที่แล้ว +2

    Abona jegena ajekume abe gonukume alena

  • @grmawi27
    @grmawi27 ปีที่แล้ว +4

    Well come

  • @zemhretaraya1587
    @zemhretaraya1587 ปีที่แล้ว +3

    ❤❤❤❤❤

  • @tigraiembeba4447
    @tigraiembeba4447 ปีที่แล้ว +1

    Nimintay bi 11 kifle zemen Tegaru tebahilna

    • @samis1219
      @samis1219 ปีที่แล้ว

      Aksum ferisu ember, eti hzbi ane Axumawi eye elu nnbesu ysemya neyru. Mennet khasis gize yiwesid eyu. Axum abi siltane mnbaru zeymrsaE

  • @BereketGhebray-z5i
    @BereketGhebray-z5i 3 หลายเดือนก่อน

    Enquae Bselamn Abxahana!!!!

  • @afewerkemha2894
    @afewerkemha2894 ปีที่แล้ว

    እቲ ኣኹማዊ ንግስነት ዝብሃል ኣብ ናይሎሚ ትረኻኹም ኣይተላዕለን፣ ምራራ ተኽለሃይማኖት ድሕሪ ውድቀት ኣኽሱም ኢዩ መጺኡ ዝብሃል። ብዝኾነ ንዘዋህለሎምኩሞ ብጽሑፍ እንተዝስነድ ንናይ ታሪኽ ተማራመርቲ(ብሕጂ) ሓጋዚ ሙኾነ።

  • @BereketGhebray-z5i
    @BereketGhebray-z5i 3 หลายเดือนก่อน

    Professor!!!!!!!

  • @God-db9vp
    @God-db9vp ปีที่แล้ว +1

    እቲ ዝሓለፈ ሕማቅ ታሪክ ምንጋር ይትረፈና፡ ዓረብ ይሸጦም እንተኔሩ ንሓበሻ እቶም ሽዑ ዝነበሩ እንታይ ይገብሩ ኔሮም ክሳዕ ዝሽየጡ፡ ደሓር ከኣ ኣቦታትና ውን ንኩናማን ማራን ናብ ዓረብ ይሸጡ ከምዝነበሩ ኣይንረስዕ፡ ንኣዕራብ ብመሸጣ ሰባት ክንከስስ ሞራል የብልናን፡ ምክንያቱ ንሕና ኢና ንዓረብ ንሸጠሉ ኔርና ስለዚ ሰላም ንገሩና ምዕባለ ንገሩና ፡ ኲናት ጽልኢ ነገር ሰልችይና ኣሎ።

    • @kakamhari1433
      @kakamhari1433 ปีที่แล้ว

      ስቅ በሊ ሓሳዊት ለባ ጂብርቲ። ተጀቢርኪ ዲኪ ኒስኪ በቶም ጀባርያን? ታሪኽ ሓሶት ናይ ህግደፍን ወያነን ኩጋሓፍ አዪ። ኩናማን ናራን አንዳ በሉ ናይ ሓሶት ትምህርቲ ሚሂሮምኺ። ሳላ ኣቦታትና ኩሉ ምብራቅ ኣፍሪቃ በ ብሊሥና ቲዛረብ ኣላ። ሾዑ ክሸጥዎም ነይርዎም ነዞም ኩሎም ጠልጣል ዓፋር ዪኩን ሳሆ ወላ ናራ

    • @God-db9vp
      @God-db9vp ปีที่แล้ว

      @@kakamhari1433 ጀበርቲ ከምዘይኮንኩ ፕሮፋይለይ ይምስክረለይ፡ ኣነ ዝብል ዘለኩ ብሰላም ንንበር ከም ነግራም ሰበይቲ ተተኳተኲቲ ኣይንኹን፡ መምህር ቦክረ ኣብ ጀርመን ዑቅባ ሓቲቱ ብሰላም እናንበረ ንምንታይ ነገር ይምህረና፡ ካልኣይ ንምንታይ ንዓረብ ሕማቅ ጌሮምና ኢሉ ይምህረና ኣሎ፡ ኤውሮጳውያን ከ ንምንታይ እዩ ዘይዝክሮም።
      ስለዚ ገበን ስለዘለና ንገበነኛ ክንሓትት መሰል የብልናን ይብል ኣለኩ፡ ኣብ ቀጻሊ ብጭብጢ ክዝርግሖ እየ፡ ንኣሕዋትና ናብ ኣዕራብ ንሸጦም ከምዝነበርና።

  • @Hadis7486
    @Hadis7486 ปีที่แล้ว +1

    Talk our survival of today and our history telling comes after we stad as a nation.

    • @alexanderbirhane4611
      @alexanderbirhane4611 ปีที่แล้ว

      Not knowing our real history is the only and root cause of all the exploitations excerted on is by colonials and the totalitarian regime in power. Once we start knowing who we really are then all will be easy to solve.

  • @BusyLine-fw6oj
    @BusyLine-fw6oj ปีที่แล้ว

    ኣየ ጅግና ኣየ ሙህሮ ኣየ ስልጣነ ፡ ቃዛ ግዳ ዘይትኸይድ ዝተረፉ ቆልዑ ክትቀዝፍ ምስቶም ኣሕዋትካ ፈላሻ ቡኡ ኣቢልካ ቅርሕንትኻ መርወኻ ።

  • @Shabay_mender
    @Shabay_mender ปีที่แล้ว +1

    Can you Write down your sources please ?

  • @TheHaileab
    @TheHaileab ปีที่แล้ว

    ክቡር : ኣቦና : ቦክረ :: ጸሊም ነዃል : አለና : 8ኽፍለ ዘመን ክሳብ : 12 ኽፍለ ዘመን: ኢልኩም : ሚሂርኩምና :: እዚ : ጸሊም ኖዃል : ዓቢስኩሞ : መስለኒ :: ታሪኽ : ትሰርሑ አለኹም : እሞ : ክብሪ : ይሰማዓኩም ::

  • @gebreted2612
    @gebreted2612 ปีที่แล้ว

    በጃኻ ንቡነ መንቆርየስ ኣይትጻረፍ ብርግጽ እቲ መንፈስ ቅዱስ ዝሐደሮ ሰብኣይ ስለዝኾነ
    ሐንቲ እግሪ ኣብ ገዛይ መጺኡ ምስ ጸለየለይ ሂወተይ ረኺበ እየ ምሕረት የውርደልካ

  • @BereketGhebray-z5i
    @BereketGhebray-z5i 3 หลายเดือนก่อน

    ...............Yikaalo!!!!!!!!!

  • @temesgen8480
    @temesgen8480 ปีที่แล้ว

    ኣንታ ጋዕጋዕ ሰብኣይ ኤርትራዉነትና ኣባላሽልና ዘሎ ግብረሶዶማዊ ኢሰያስ ትግራዋይ ኢዩ ኣብዚ ኩሉ መከራ ኣብጺሒና ዘሎ እምበር ኣብዚ ሕጂ ሰዕትሲ ማለት ድሕሪ 33 ዕመት ኤርትራዊ ኒኩለር ሰሪሒና ይትረፍ ዶ ዕጋመ ሐለዉቲ ኣባቅልናት ሓለዉቲ ከብትናን ዝነበሩ ካልእ ሃገርዉን ቢሒም እትብለና ኣይምሃለወትኒ፡ ነዚ ቡኮዚ ተጠቂምኩም ከማን ባዕል ንስካን ዚከማካት ኣብ ክብርናን መንነትናን ምሕሳርን ምዉራድን በጺሒኩም ግን ክትወግሕ ኢያ፡ ኢሰያስ ቴንበናይ ቁጠባናን ታንክናን ባንክናን ኣብ ትሕቲ ኢዱ ገቢቱ ኣብዚ መከራ ኣዉሪድና ኣሎ ግን ሓንቲ መኣልቲ ኣላ ዐወት ኤርትራዊ፡ ደርሆስ ዘይወግሕ መሲልዋ ኣብ ቦኩራ ትሓርእ ይብሃል፡ will be one day eritrea free from iseyas ተንበናይ

  • @redsea2432
    @redsea2432 11 หลายเดือนก่อน

    ከመይ ዝበለ ዓሻ ኣድጊ ኣረጊት ሰብኣይ ኢኻ። ንግሆ ንግሆ ናብ ቤተክርስትያን እንተትኸይድ ጽቡቕ ነይሩ።😡😡

  • @ደቀባትትግርኛ
    @ደቀባትትግርኛ ปีที่แล้ว +2

    ኣብ ኦርቶደክስ ዘሎ ሓሶት ንህዝቢ ትግርኛ ኣጽኒታትና

    • @God-db9vp
      @God-db9vp ปีที่แล้ว

      ንኣብነት

    • @ደቀባትትግርኛ
      @ደቀባትትግርኛ ปีที่แล้ว +1

      @@God-db9vp ኩሉ ገዳማት ናይ ፈጣሪ ኣይኮነን ናይ ፍጡራት እዩ ኣብ ፍጡራት ኣምልኾ ምግባር ድማ ንፈጣሪ ኣይፈለጥካዮን ዘለካ

    • @God-db9vp
      @God-db9vp ปีที่แล้ว

      @@ደቀባትትግርኛ ብዛዕባ ገዳማት ኣፍልጦ ዘለካ ኢካ ትመስል እሞ ክሓተካ፡
      ኣብ ገዳማት ዝግበር ቅዳሴ፡ ናይ ፈጣሪ ምስጋና ድዩ ናይ ፍጡራት ምስጋና፧

    • @God-db9vp
      @God-db9vp ปีที่แล้ว

      @@ደቀባትትግርኛ
      ነዓባ ዝሓተትኩካ መልስ፡ ኣብ ገዳማት ዝግበር ቅዳሴ ብዛዕባ መን እዩ፡ ንመን እዩ ከ ዝግበር፧
      እንተዘትፈልጦ ኮንካ ከኣ ኣይፈልጦ እየ ብቅዕቲ መልሲ እያ።

    • @ደቀባትትግርኛ
      @ደቀባትትግርኛ ปีที่แล้ว

      @@God-db9vp ናይ ፍጡራት ቅዳሴን ውዳሴን ሓወይ ንብዓል ጀርጆ ገርግሽ ጻዕዱ ክክክ

  • @mengsgubsa9973
    @mengsgubsa9973 ปีที่แล้ว

    ታርክና ብዘይምፍላጥ ረራሕት ኮዩና ።
    ካብ መፅዮም ዘይንፈልጦም ፡ ኢሶም አዘዝቲ - ንሕና ትአዘዝቲ ኮዩና ። 21/ ክፍለ ዘመን ብትግሪኛ ዘኮነ * ብዓረብ ክንምህሮም ኢና ። ብሓቅን / ብጭብጥን / ብመፃሕፍቶምን ። ጥራይ ቁሩብ መኒነቱ ፍለጥ ህዝብና ።

  • @BereketGhebray-z5i
    @BereketGhebray-z5i 3 หลายเดือนก่อน

    Congratulation The People Of Axume???????

  • @dawitselemun6124
    @dawitselemun6124 ปีที่แล้ว

    ኣንታ መሸተ ።ጹሉል ከልቢ ሓዳር ክትገብር ዘይከኣልካ ብዛዕባ ቢሄር ትግርኛ ናዓይ ክትምህረኒ ።ወይስ ኤርትራዉን ኣንስቲ ገገዲፈናኻ እናኸዳ ምስ ኣሸገራኻ ዓጋመ ኣብ ምእራካ ሰበይቲ እንትሃቡኻ ኢኻ እዚ ኹሉ ትግዕሮ ዘለኻ

  • @BereketGhebray-z5i
    @BereketGhebray-z5i 3 หลายเดือนก่อน

    We are Axumuyions!!!!

  • @ukbayc
    @ukbayc ปีที่แล้ว

    ንስኹም ከ ዓጋመ ዲኹም ወይስ ተጋሩ?
    መኽንያቱ። ቅድሚ 150 ካብ የመን ዝመጻና ደቂ ኣጽበሃ ኢና ዝብሉ ዲኹም ወይስ እቶም ቅድሚ 100 ካብ ጥግሪስ ዝመጻኹም ኢኹም ?
    ጀበርቲ ከኣ እቶም ቀዳሞት ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝመጹ እዮም ገና ከኣ ብገዛእ ዓዶም ኣኽሱም መስጊድ የብሎም መቓብር ዘይብሎም መሰሎም ዝተጋሂስና ዝብሉ ኣለዉ ነዚኦም ከ እንታይ መንነት እዩ ዘልዎም?

    • @kakamhari1433
      @kakamhari1433 ปีที่แล้ว

      Tarik nai jebarian kemey elom kem zitefetru bi amts nai jabirin kidmi hiji tenegirka eyiu bijiji dama kab zi zimetsi zelo tekatatel ni lili 1000 amet zitegebre tarik nai arab ab lilena zigeberwo mis natom telakti jebarian kitmahar eka. Ente ab aksum gin keythasbo bi gozomo kitkerdedu ekum lomi kem kedrm key meslekum

  • @kflezionzerazion3369
    @kflezionzerazion3369 ปีที่แล้ว

    ክንድዚ ዝኣክል ምንጭን ሓበሬታን እንተሊካ,ስለምንታይ ተርጉምካ ንህዝብኻ በደልቱን ሓረድቱን ዘይተፍጥ?ወይ.ኣብዚ TH-camገሊጽካዮ,ዝርድኦ ሰብ የለን.ብጹሑፍ መልክዕ እንተቅሪብካዮ ግን,ብዙሕ ሰብ ገዚኡ ከንብቦ ይኽእል እዩ.

    • @TheHaileab
      @TheHaileab ปีที่แล้ว

      ሰብ : ክብረት : አለዎ : መሰታኻ : አይኮኑን : አታ : አይትበል : ወይሲ ተጋዳላይ : ኢኻ ?

    • @kakamhari1433
      @kakamhari1433 ปีที่แล้ว

      Entai diu zigebir zelo? Kab hiji jemirka tekatatel. Tarik naizom resshat jeberti bi kemey kemzitefettu kiberhalka eyiu. Ni ametat zikeyid astemhuro eyiu

  • @kflezionzerazion3369
    @kflezionzerazion3369 ปีที่แล้ว

    ኣብ Googleእንታይ ኢለ ክደሊ ይኽእል?
    ብዓረብ ድዩ ደሎ ብኢንጊሊሽ ተሰኒዱ ደሎ

  • @cruushidaar2616
    @cruushidaar2616 ปีที่แล้ว

    ክራተሪይ ናይ ትግራይ ክትከንውን አንታይ ከተማልአ ኣሎካ? ኣብቲ ናይ ሃጸይ ዮውሃንስ ግዝኣት ኣምሓራ ትግራይ ሓማስየን አዩ ዝጽዋአ ነሩ። ናይ ሓማስየን ህዝቢ ሓማሰናይ ይብሃል።
    ዳሕራይ ክኣ ኣነ ኣነ መን ሙካነይ ናተይ መስል ኢዪ። ዳሕራይ ከኣ ኣብ ስደት አናተቀመጥካስ ንሕና ንሶም ኣምር ኣጥፍኣዮ. ኩሉ ሰብ ሰብ ኢዩ። አቲ ካልአ ምስተወለድካ ዝወሃበካ ታርጋ ኢዩ። ሰብ ብጅምላ ብንጽል ክትሪኦ ፈትን ካብ ዓለም አቶም ዝማዕበሉ አቶም ወስት አሮፓ ዝብሃሉ ኣህዛብ ኢዮም ካብኦም ተምሃር ዘይፈልጢካ ኢዮም ብሰላም ዘንብሩካ ዘለው። ድካ ዓዲ ማይ ዝስተ ዘይብላ ሰብ ብሓወላ ት ነብር አኩል መግቢ ዘየባላ ሕጊ ኣልቦ ዓዲ ሒዝካ ክንዛረብ ዘይኮነ ክንሓፍር ኢዩ ዝግባአ።

    • @TheHaileab
      @TheHaileab ปีที่แล้ว

      ተስፋ : ቆረጽ ::

  • @kakamhari1433
    @kakamhari1433 ปีที่แล้ว

    ጀባርያን ኣቦታትና ዚገበርዎ ኪንዲ ብሃይማኖት ክርስቲና ገሮም ዘዕብይዎም ኣስላም ገሮም ኪ ዓብዪ ሚግዳፎም ካላኣይ ነብሰ ቅትለት ፈጺሞም። ዚኮነ ክርስትያን ካብ ኣስላማይ ብ ዓመጽ አንተ ወሊዳ ወይ ክርስትያን ገራ ከተዕብዮ ኣለዋ ወይ ከይተወልደ ኪጠእፊ ኣለዎ። ጀባርያን ናይ ፊዘ ጉዳይ አምበር ካብ ሙሉእ ኣፍሪቃ ኩጠፉኡ አዪም

  • @eritreaprecious4643
    @eritreaprecious4643 ปีที่แล้ว

    መምህር ቦኽረ ኣነ ዘይቅበሎ ዋላ እንድየ ትምርትኹም ዝሰምዓ ብዙሕ ፍልጠት ስለ ዘለኩም ነገር ግን ንሕና ተጋሩ ክንከውን ኣይንደልን ኢና ንብለኩም ኣለና ካልእ ብዙሕ ናይ ቀደም ታሪኽ ኣመጻጽኣ ትግርኛ ኣምሓርኛ ግእዝ ትግረ ገለ እንዶ ምሃሩና።

  • @ruba1961
    @ruba1961 ปีที่แล้ว

    ስብኣ እንታይ ኢይይ መጺኡ ካብ ሰብ ድይ?

  • @BereketGhebray-z5i
    @BereketGhebray-z5i 3 หลายเดือนก่อน

    Islam.IRAN......INDEPENDENT!!(.(Shia)).....and Suni..((SAudia)))...yahoodia...

  • @Ayla-Gundet
    @Ayla-Gundet ปีที่แล้ว +2

    ሰላም መምህር ቦኽረ ካብ ን ኣብ ኤርትራ ዘሎ ተዛራቢ ልሳነ ትግርንያ ምስ ኣብ ኢትዮጲያ ዘሎ ከተራኽብ ትፍትኑ'ስ፣ ነቶም ኣብ ኣብ ዓድኻ ዘለዉ ብፍላይ ከኣ ኣከለ ጉዛይ ብኣዉራጃን ብዓሌትነትን ዝተጫማለቊ ንዕኦም ዘይትእርሙ፤!

    • @wedieri8264
      @wedieri8264 ปีที่แล้ว

      men yu b awraja teqomatiu ane de bet mkri seraye kefite mealtawi zrakeb n akeleguzay ktkelakel wey bsm akeleguzay mdraf misiesae kem aletnet qosirkayo eti natka bet mkri seraye elka hadhdka trakebelu gn kem normal teseter bejaka nska nbaelka kabtom qumtiat mukanka profaylka ymskr yu bkemzi tblo zeleka seb zfred tekoynu

    • @Network3231
      @Network3231 ปีที่แล้ว

      ወዲ ዓዋን መንዴኻ ኢዩ በውርጃ ቶቇማጢዑ ረሳሕ ሓንካስ

  • @ukbayc
    @ukbayc ปีที่แล้ว

    ኣጸ የሃንስኩም ትግርኛ ብርቱዕ እዩ ኤርትራውያን እዮም ጥራይ ዝመልክዎ ኢሉ ዕላዊ ቃንቃ ኣምሐርኛ እዩ ኢሉ እዩ እኮ መሪዉ ሂብኩም

  • @ደቀባትትግርኛ
    @ደቀባትትግርኛ ปีที่แล้ว

    ናይ ነሽነሽ ዘፍትወልና ህዝቢ ናይ ሞኒካ ታኒካ ዘፍትወልና ህዝቢ ነሕዝን ህዝቢ ቀጽልዎ መምህር ቦኽረ

  • @kakamhari1433
    @kakamhari1433 ปีที่แล้ว

    እዚ ናይ ኣስላሚን ናይ ኣይሁዳውያን ኪዳን ቡጉቡእ ኪምርመር ኣለዎ። እዚኦም ኪልተ ኣረመናት ኣዕራብን ኣይሁዱን ከም ጸአላቲ ተምሲሎም ኒ ዘበናት ጀኖሳይድ ዚፈጾምልና አዪም። ሕዝቢ ሓበሻ ኒ ኣስላምን ኣይሁድን ጊዲን ኪስዕሮም ኣለዎ። ኣይሁዳውያን ከይሳዓርካ ኣስላም ኪትስዕር ኣይካኣሊን አዪ።

    • @BusyLine-fw6oj
      @BusyLine-fw6oj ปีที่แล้ว

      ካካይ

    • @kakamhari1433
      @kakamhari1433 ปีที่แล้ว

      ​@@BusyLine-fw6ojዓካር ኣቅሪባት ኣል ዓረብ ካኽ ናይ ዓረብ ጃብሪን

    • @BereketGhebray-j8u
      @BereketGhebray-j8u 4 หลายเดือนก่อน

      What about Amara ? Tigray (Axum)was not Ethiopia....Ethiopia refers to all Africa ...

  • @alemshaygebremarim4642
    @alemshaygebremarim4642 ปีที่แล้ว

    ኢትዮፕያ ማላት ብሃፅይ ዮሃንስ ክሳብ ብምለልክ ብሃይልስላስይ ማለቶም ክይኾኑ፡

  • @ukbayc
    @ukbayc ปีที่แล้ว

    ንዓባ ካብ የመንን ጥግሪስን ዝመጻና ኢኩም እኮ ትብሉ የዕራብ ምኻንኩም ከመይ ትኽሕድዎ ኣለኹም?
    ገታቸው ከማን ንኣቢ ዋላ ሳዱም ሑሱኒ መጺኡ ኣየድሕናን እዩ ኢሉ

  • @alemshaygebremarim4642
    @alemshaygebremarim4642 ปีที่แล้ว

    ናይ ፋራኦ ውይ ጥንታዊያን ውይ ኣክሱማዊያን ታሪክ ቅዲምይ እስልምና እዩ፡ እንዲህር ስዒርካዩ ስልጣኖም ትሃዲኖም እንታይ ዲኣ፡ ኣብኩሉ ህብርተስብ ኣብ ዓለም እዩ፡ ብእስልምና ዲኣ ኣክሱማዊያን ተዳክሞም እዮም፡ ባርያ ግን ፀልም ይራይ እይኾነን ዲካ ባርያ እዩ፡ ውይ ነጋዲ ሃፍታም ውይ ተውጋዓይ ክትኾውን ኣለካ፡ ኣብ ምዒራባዊያን ንፃዓዱ ክምኦም ደካታት ስለዝኾኑ ሃፍታማት ውይ ን ምነገስታት ይሽየጡ ነይሮም ከምባርያ፡ ንስልጣን ዝስዓርካ ህብርተስብ ክኣ ይህደኑ ነይሩ፡

  • @hdhjsjns
    @hdhjsjns ปีที่แล้ว

    Merhaba Meimere Bokre

  • @araedombahram4150
    @araedombahram4150 ปีที่แล้ว

    ዘይትክሕረና ኣንታ ዒጎ ዋሒድ ቆማል

    • @TheHaileab
      @TheHaileab ปีที่แล้ว

      እሞ : ንሳ : ኢያ ::

    • @araedombahram4150
      @araedombahram4150 ปีที่แล้ว

      @@TheHaileab ቆማል ዓጋመ

  • @tigraiembeba4447
    @tigraiembeba4447 ปีที่แล้ว

    Kalie kea yodit gudit zibluwa nera diya

  • @TS-788
    @TS-788 ปีที่แล้ว

    Kbur memhr bzaaba qwanqwa Akkadawian Geezn aresti gerkum ktmhruna btaami ds mbelena, tmeramerti Geez zhaile qrbet nAkaddaw Qwanqwa kem zelewo ygeltsu iyom

    • @TS-788
      @TS-788 ปีที่แล้ว

      Geez b fidel m ywede kemznebere mehirkumna nerkum ab Akkadawi wen temesasali mezazemi qalat zelewo ymesl ,mebrehi betaami des mbelena

  • @BereketGhebray-z5i
    @BereketGhebray-z5i 3 หลายเดือนก่อน

    Professor MEEMR.....Bokrexion

  • @TesfayNigisty
    @TesfayNigisty ปีที่แล้ว

    etom kabti gifei bi hiwet zitemelsu xubuq gerkum tifltwom ekum bi akal ziglexwo haqi

  • @wedieri8264
    @wedieri8264 ปีที่แล้ว

    memhr bokre ezi moyakum nab deqkum kmehalalef nabzen bzuh seb zketatelen channelat kem beal tefetawi fnan app kedkum ente tmhrulu tsbuq neru seb men mukankum mfelete dhar nabza chanelkum wn nezi kulu vidiyotat krie mmetse bzterefe kulu tgebrwo tsubuk tmrti yu

  • @BereketGhebray-z5i
    @BereketGhebray-z5i 3 หลายเดือนก่อน

    We are not Ehipiopians!!!!

  • @BereketGhebray-z5i
    @BereketGhebray-z5i 3 หลายเดือนก่อน

    Suniii(((Arab...+Jebertia)).are Yahoodia(Pakistan+Morroco+Algeria+Nigeria..someNigerian andsome Ghanians...
    SHIA ((((Iran)))....not Muslem...+++

  • @BereketGhebray-z5i
    @BereketGhebray-z5i 3 หลายเดือนก่อน

    Artaaai????

  • @TesfayNigisty
    @TesfayNigisty ปีที่แล้ว

    Tarik etom yemanai edomin xegamai egromin bi tegaru zitqorxu ertrawian gilexiwo tarik aidmsesin u ::

  • @Chmchm-f4y
    @Chmchm-f4y 4 หลายเดือนก่อน

    TEROGABI

  • @temesgen8480
    @temesgen8480 ปีที่แล้ว

    ዕጉም ዕጉም ረሳሕ
    ትግራዋይ ቆማል

    • @TheHaileab
      @TheHaileab ปีที่แล้ว

      ዶ : ንሳ: ኮይና : ዓቅምኻ : መስኪን ::

    • @temesgen8480
      @temesgen8480 ปีที่แล้ว

      @@TheHaileab ትግራዉነትኩም ደኣ እንታይ ኮይና 120 ሽሕ ኤርትራዉያን ንብረቶም ራሲካ ዝሰደደት?
      ትግራዉነትኩም ደኣ እንታይ ኮይናያ ንኤትራዉያን ነቶም ሕዚ ተጋሩ ትብልዎም ዘለኩም ካብ ምጭዋይ ሕጂ ኣብ ትግራይ ዘየድሓነቶም?
      ንሕና ኔርትራዉነት እምበር ንትግራዋይ ጋዕጋዕ ኢልና ልዕሊ 200 ሽሕ መንእሰያት ኣየሰዋእናን

    • @TheHaileab
      @TheHaileab ปีที่แล้ว

      ኦዚ : ሕቶኻ : ቅቡል : ኢዩ :: ግን ንመን ?? ኦዚ ምንቅስቋ : ዝብገስ ዘሎ : ብዅሉ ማአዝን :: አብ ስልጣን : ዘየለ : አብ ተሓታትነት : ዘየለ : ብኣዝዮም ውሑዳት : ተጋሩ : ኢና : አብ ክልተ : ሃገር : ዝነብር : ሐደ : ህዝቢ ኢና :: ዝብል : ሰናይ : ተበግሶ :: ንጹቡቅ ጉርብትናን: ሰላምን : ዕቤት : ንኩልና : ኢዩ :: ተወሳኺ : ናይ ሓባር ታሪኽን : ውርስ : መንነትን : ቋንቋን : ሃይማኖ : ስለዘለና:: ሞራላዊ : ግደታ : አሎና : ብሓባር : ክንሰርሕ ::

    • @TheHaileab
      @TheHaileab ปีที่แล้ว

      እቲ : 90% ሚኢታዊ : ከምዚ : ናትካ : እነት : ኢዩ : ዘለዎ :: ጊዜ ዝወስዶ : አስተምህሮ : ምህሮ : ዝሓትት :: ጉዕዞ : ሰላም : አብ ሞንጎ : የሕዋት ኢዩ :: 2 ዘመን : ዝወሰደ : ዕንወት : 2 ወይ 3 ዓመት : ክጽገን : ምጽባይ : የዋህነት : ኢዩ ::

  • @asebawi
    @asebawi ปีที่แล้ว +1

    Dear Meamr,
    The word Tigray, Tigraway is negatively charged words in Eritrea because Tigrawot as whole are Ethiopians and stood by the side of the regimes like Haileslassie and Mengstu. Their intentions were to destroy the Eritreanizm of the people and still believe that way. They were soldiers, militiamen, spies and a killing squad of the past regimes. The Eritrean peoples movement for freedom wouldn’t take 30 years if these people from southern Mereb ever existed. They were very important tool of the black colonizers because they knew the language and culture of Eritrean people.
    Forget how Alula and the rest Temben feudalistic lords treated the land of Hamasien.
    “Libi Tigray Tiwuyway “ is the mindset of every Eritrean that is why we abhor the word Tigray and Tigraway!!! By the way because they don’t like the color of the Eritrean people they robbed and deported innocent people as soon as they got power in Ethiopia!!!!

    • @eritreaprecious4643
      @eritreaprecious4643 ปีที่แล้ว

      This man is a well respected and has alot of knowledge about history but he has this nonsense love of being tgraway , Hatred of Muslims and he thinks tigrigna ppl are unique...this doesn't makes sense

    • @kakamhari1433
      @kakamhari1433 ปีที่แล้ว

      ​@@eritreaprecious4643ዓብድ ዑቡድ አንታይ ኪትገብር ኣብዚ መጺእካ ዓካር

  • @BereketGhebray-z5i
    @BereketGhebray-z5i 3 หลายเดือนก่อน

    Difference((( (Islam+Moslem)))????????

  • @FishTewelde
    @FishTewelde ปีที่แล้ว +4

    ❤❤❤❤

  • @Feruz-v2u
    @Feruz-v2u ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @fevenfissehaye8896
    @fevenfissehaye8896 ปีที่แล้ว

  • @smontesfayweldiy8946
    @smontesfayweldiy8946 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤

  • @NohomRikerdemedia
    @NohomRikerdemedia ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤❤❤❤

  • @merhawihaile2575
    @merhawihaile2575 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @nsiebhotube8255
    @nsiebhotube8255 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤