ኣርያል ሻሮን በዓል ክልተ ገጽ ጅግናን ገበነኛን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
  • fnan app infotech
    ሰላም ተኸታተልቲ መደብና ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል መደባት ዘተኮረ ኮይኑ መዓልታዊ ብዝቀርብ መደባት ስፖርት ውን ዝማሞቀዩ።ዝኾነ ሰበ ኣብመደባትና ከቅርቦ ዝኽእል መደባት ኣለኒ ዝብል እንተሎ ማዕጾና ርሑውዩ።
    ኢመይልና finangebretinsae@gmail.com
    ንእትህቡና ሃናጺ ርኢቶ እቐዲምና ነመስግን
    ናይ ፌስቡክ ኣድራሻና
    / finan.gebretinsae
    ናይ ዩቲዩብ ኣድራሻና
    • ገንዘብ ዘኻዕብቱን ሚልዮነር ዝገብሩ...

ความคิดเห็น • 22

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740 11 หลายเดือนก่อน

    ፋናን ጅግና 💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @omerabdu8183
    @omerabdu8183 หลายเดือนก่อน

    Fenann tewai Natoma Jegan nay eeitiran dea kumzi gerka zeytemxoum ata gahafa

  • @ShamMengesteab
    @ShamMengesteab ปีที่แล้ว +1

    እዛ ክላሲካል እንተ ኮይናስ ደስ ኢልኒ ይሰምዓ ❤

  • @zakariamera3601
    @zakariamera3601 ปีที่แล้ว +3

    ኣየ ወ ሻሮን ታሪኸኛ ጅግና ዕውት ጀረናል ዩ!! ኣምላኽ ኣብ የማናይ ኢዱ ይቀበሎ!! ንኤርትራና ከምዚ ዓይነት ዘመናዊ ጀነራል የድልያ ኣሎ!! ንሻሮን ከማይ ዝፈትዎ ተሊዩ ላይክ ረጊጽካ ምሕላፍ ይካል ዩ!! ሻሮን 😍😍😍!!

    • @filimongebre8553
      @filimongebre8553 ปีที่แล้ว

      @@kibreabmillion4600 ከላ እዚኦም ዳኣ ጀረካን እንዳኣሎም ጀነራል ዘይኮኑ።

    • @zakariamera3601
      @zakariamera3601 ปีที่แล้ว

      @@kibreabmillion4600 ኣድጊ ኣብ ኮመንት ታይ ዘጻርፍ ኣለካ ሓሳብካ ጥራይ ምቕማጥ ኣይምኣኸለካን?ተማሃርርርር

  • @መናዝል
    @መናዝል ปีที่แล้ว +1

    ኣታ ወዲ ፍልስጤም ዝብሃል ሃገር የለን።

  • @mihretyemane7301
    @mihretyemane7301 ปีที่แล้ว

    ሰባር ኣፍንጫ ካባኻ ንላዕሊ ገበነኛ የለን 😂😂😂😂

  • @tesfomdawit3254
    @tesfomdawit3254 ปีที่แล้ว

    ናትካ ኸ እንታይ እዩ ታሪኽካ?

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740 11 หลายเดือนก่อน

    ሻሮን ኣቦ ሶውራ ❤️🙏😭

  • @solomonzeru
    @solomonzeru ปีที่แล้ว +1

    הוא היה גיבור וחי בליבנו

  • @johnandebrhan9941
    @johnandebrhan9941 ปีที่แล้ว

    እንተረኪብካዮ እስከ ኣመሳስረታ ሃገረ እስራኤል ብወተሃደራዊ መዳይ ኣቅርበልና

  • @tesifithabitezigi
    @tesifithabitezigi ปีที่แล้ว

    ፍናን ከሙኡ እባ ኩን ወይ ድማ ካብኡ ኒላዕሊ ====;;;መሰረተታዊ ነገር ኤርትራ እታነይ የድሊያ

  • @tesifithabitezigi
    @tesifithabitezigi ปีที่แล้ว

    ዕላማ ብርጌድ ንሐመዱ ድክትሪኑ አንታይ እዩ

  • @bereketbaryagabir8532
    @bereketbaryagabir8532 ปีที่แล้ว

    Park arien sharon the green park with many swimming pool its nice to be there

  • @tesifithabitezigi
    @tesifithabitezigi ปีที่แล้ว

    ፍናን ብርጌድ ንሐመዱ ከመይ አሎ

  • @omerabdu8183
    @omerabdu8183 หลายเดือนก่อน

    Financial trawi flestmi yuqbatom lomi kea qeloute diqu felstim yeqteleu alwo mes amrican jerman kyonom

  • @aviavi6915
    @aviavi6915 ปีที่แล้ว

    Sharon park ramata Sharon bexihe nere fani so yekenyelna

  • @Tesfaeyusnqey
    @Tesfaeyusnqey ปีที่แล้ว

    ❤❤❤

  • @hegdefmendefxirehezbi7368
    @hegdefmendefxirehezbi7368 ปีที่แล้ว

    💙💙💙🌸🌸🌿🌺🦁

  • @FilmonBeletse-fx1wm
    @FilmonBeletse-fx1wm ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesifithabitezigi
    @tesifithabitezigi ปีที่แล้ว

    ሐቂ ድዩ ዲመክራሲ ክእዘዛ ይደሊ ድዩ