ፖለቲካዊ ቁማር ኢራን የዋጽኣዶ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 59

  • @teklehaimanottesfaghergish6606
    @teklehaimanottesfaghergish6606 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ብጣዕሚ ጽቡቕ፡ ብሕቶን ንዕኡ ብዘብርህን ዝምጥንን ዝርዝራዊ ሰፊሕ መግለጺ ሪፖርት ገይርካ ስለ ዘቕረብካ።

  • @ዴቪድኃዬ
    @ዴቪድኃዬ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ድል ለእስራኤል 🇸🇻🇸🇻🇸🇻🇸🇻🇸🇻🇸🇻🇸🇻🇸🇻🇸🇻🇸🇻🇸🇻🇸🇻🇸🇻🇸🇻🇸🇻🇸🇻

    • @NahumNahum-c7g
      @NahumNahum-c7g 52 นาทีที่ผ่านมา

      ዓርኸይ እዚኣ ናይ ኤል ሳልቫዶር 🇸🇻 ባንዲራ እያ። እዚኣ እያ ናይ ይስራኤል 🇮🇱።

  • @shishiAlexander
    @shishiAlexander 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    በዛ ዕለት ኣብ ላምፓዱዛ ዝተጎድኡ ይሕዋትና ንመላእ ስድራቤት ጽንዓት ይሃብኩም

  • @esmailhussen-l9e
    @esmailhussen-l9e 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ናበይ ከታቡሎ ፍናን ሓዉና

    • @AWELKER6542
      @AWELKER6542 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ኢራን ዝቶኮሶቶ ሚሳይል ኣብ መሬየት እስራኤል ዓሊቡ እዩ

    • @kbrabkidane8004
      @kbrabkidane8004 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣየየ ዑክሪን ኣስላማይ ወጃብ 😂😅 ያኢ ካባኹም'ሲ ሓቂ ተረኺቡ😂 እቲ ኣብ ቁርኣንኩም ሓሲኻ ሰብ ምእማን ሓላል እዩ ዝብል ጽሑፍ ኣንቢብኩም'ሲ ነዓና ብዛዕባ ሓቂ ክትነግሩና? ሕፈሩ እስከ ደቂ መሓመድ ጌይ።
      ፍትሒ ን ዓይሻ 😅😂😂

  • @NahumNahum-c7g
    @NahumNahum-c7g 47 นาทีที่ผ่านมา +1

    መአረምታ። እቶም ሽዱሽተ ግዳያት ብ መጥቃዕቲ ሮኬታት ኢራን ኣይኮኑን ህይወቶም ስኢኖም ብ ክለተ ግብረሽበራዉያን የዕራብ ብጥይት ኣብ ከባቢ መዕርፎ ባቡር እዩም ጠፊኦም። ደሓር ግን እቶም ግብረ ሽበራዉያን ብ ሓይልታት ጸጥታ እስራኤል ተቀቲሎም።

  • @AWELKER6542
    @AWELKER6542 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ፍናን ሓውና ኢራን ዝቶኮሶቶ ሚሳይል ኣብ መሬት እስራኤ ዓሊቡ እዩ፡። እዚ ንስራኤልውያን ኣሰንቢድዎም ኣሎ መኽንያቱ እስራኤል ሓያል መከላኸሊ ኣለና ኢሎም እዮም ዝኣምኑ ኔሮም ሕጂ ግን ከምኡ ዝበሃል ነገር የለን።ምናልባት እስራኤል ሕጂ ዓቅሊ ትገብር ትኸውን እሞ ሰላም ይወርደና ይኸውን ንኹልና።

  • @redaemengistu3435
    @redaemengistu3435 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    🎉🎉🎉🎉🎉

  • @simret.bereket6400
    @simret.bereket6400 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሃገራት ኣስላም፡ደኣ ኣይሕግዚኣን እየ እምበር ኢራን ውን ቀላል ሃገር ኣይኮነት!!!ዓቢ ተንታኒ ኢኻ፡ጽቡቅ ጌርካ ተኸታተሎ ልዕሊ 8ተ እስራኤላውያን ሞይቶም እዮም ሓቢቢ!

    • @ableldebesay
      @ableldebesay 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ኣብ ከቢድ ኩናት 8 ወታሃደራት ብዙሕ ድዩ ኮይኑ ፡

    • @tsadeydelaytifkernselamn5484
      @tsadeydelaytifkernselamn5484 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@ableldebesaynay aslam negr kotitata eya gedf ember men eyu hayals kuluseb zfelto hakey eyu

    • @esmailhussen-l9e
      @esmailhussen-l9e ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@simret.bereket6400 ኣዓራብ ናይ
      እስራኤል ጃሱስ እዮም መብዛሕትኦም ኣባል ሙሳድ እዮም

  • @MM32506
    @MM32506 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Intayyy gedishukaaa haqiiii zaytizarebbbb.

  • @Mohamedkiar-dn7rf
    @Mohamedkiar-dn7rf 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አብ ቀጻሊ ይረአ

  • @kidaneyakob7819
    @kidaneyakob7819 40 นาทีที่ผ่านมา

    Eti haqi zyztzarb hlkus ab kulu kthsu atine wahid

  • @nurddinelaj
    @nurddinelaj 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    እከ ክንሰምዕካ ካብ ወገን ወጽካ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ተተዛረብካ ክንደተናይ ካ ?

    • @kidaneawet2179
      @kidaneawet2179 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሓቂ ኢዩ ታይ ኣስላማይ ስለ ዝኮንካ ደዩ ዘዛርበካ ዘሎ ኣኪልኩም ጽብብነት ብእስልምና ተባዒጥኩም

    • @IshaqIbrahim-js9hr
      @IshaqIbrahim-js9hr 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      አይገርመካን ወገንነት ገርዎ ምስ ከምበፃል አዚ ፉንፉን ከመይ ገርካ ይንበር።

    • @ableldebesay
      @ableldebesay 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ዓካራት 72 ደናግል ይጸበያኹም ኣለዋ ።

    • @tsadeydelaytifkernselamn5484
      @tsadeydelaytifkernselamn5484 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@ableldebesay😂😂.moyte

    • @ableldebesay
      @ableldebesay ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@tsadeydelaytifkernselamn5484 ኣብ ብዝሒ እምበር ኣብ ርእሲ ዘይኣምኑ ዓካራት
      ነዞም ከም ቃዛ ምድምሳሶም ዩ

  • @hassennasser7471
    @hassennasser7471 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ስቅ እስኪ በል ጀላዕ ዓፋፍ!

  • @SIMON-BH
    @SIMON-BH 48 นาทีที่ผ่านมา

    ሓለፍቲ እስራኤል፣ ንሕና እንተ ስዒርናዮም ክነብሩ ኢዮም፥ንሶም እንተ ስዒሮሙና ግን ክንጸንት ኢና 😮

  • @MM32506
    @MM32506 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Mechershaaa men kisihukiuuuu nitazebbb tirayyyyy

  • @MerihSemere
    @MerihSemere 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱💪💪💪💪💪

  • @fanaadem1960
    @fanaadem1960 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    3 rd war keyjmer iyu zfrah

  • @medhin8187
    @medhin8187 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሱስ ኮ ኮይኑኒ እዚ ዜና ናይ ፋኒ😊💙💙💙 ይመችኻ ኣቀራርባ ይበል ዩ ።
    ብ.ልሓመዱ በርትዑ ኣሕዋት ኣጀኹም ።

    • @sebrinoo25
      @sebrinoo25 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Slemnty eyom ezom tegaru gn ab lieli eslmna kebid xlii zelekum ygerm eyu, brged n hamedu xere ertra and xere eslmna mtiekkab ny tesfa zqoexu elite tgray..

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 55 นาทีที่ผ่านมา

      ⁠@@sebrinoo25 እዋይ ዘይሕማምካ ረስኒ ዓረብ ቀስብ እታ ትግራይ ንዓካ ትቀርብ ካሓዲ መንነቱ

    • @medhin8187
      @medhin8187 19 นาทีที่ผ่านมา

      @@sebrinoo25 ክላ ፎሹካል ተጋሩ ሙስሊም ፀሊእና ኣይንፈልጥን ኪድ ትግራይ መበቆሎም ዩ ኣልነጃሺ ኪድ ሓሳድ ወረኛ ሰብ ክንፀልእ መዓት ኢና ተጋሩ ከም ሽምና ዩ ድማ ምድረ ፅዮን ኩሉ ሓቑፍና ንኸይድ ኢና ። #ኩብኩባ 😁ዕድመ #ልዉፉይ ፈሊጥናኩም ኢና

    • @medhin8187
      @medhin8187 18 นาทีที่ผ่านมา

      ልሓመዱ 💙💙💙✊ ኣጀኹም

  • @brhanemebrahtom6264
    @brhanemebrahtom6264 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    kulu hade eu konuwa sk tebelet degfta tkeser gbre mels tehabet wn ab kutur frh twedq ez xeqt nay degfta eu

  • @anaZabura
    @anaZabura 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Tmnit kawshtka diyu ti aresti fnan negnag

    • @ableldebesay
      @ableldebesay 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ነዞም ጀልፋፋት ዓካራት ከምኣ ተድልየክይም ኣላ

    • @tsadeydelaytifkernselamn5484
      @tsadeydelaytifkernselamn5484 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@ableldebesay😂😂

  • @IshaqIbrahim-js9hr
    @IshaqIbrahim-js9hr 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቀስ ኢሎም ከርኢዩካ ኢዮም ጸወታ ናይ ቁማር ኢራን ትፅወት። አንታ ለፍላፊ ሱቅ ኢልካ ጥራይ ተፃዘብ። ፉንፉን

    • @primostgorge.6739
      @primostgorge.6739 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Abey koynom ab meqabr bebhade endakarejwom😂😂😂

    • @tsadeydelaytifkernselamn5484
      @tsadeydelaytifkernselamn5484 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Aytnaded nab hagrka iran zytkyd emo wedi ieran ayney 😂😂

    • @ableldebesay
      @ableldebesay ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@IshaqIbrahim-js9hr ከይድካ ንቃዛ ሓግዞም እሞ እተን 72 ደናግል ተራቢሐን ክመጻኻ እየ ፡
      ኣብ ብዝሒ እምበር እብ ርእሲ ዘይትኣምኑ ዓካራት

    • @fgcv1276
      @fgcv1276 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኢራን ናይ ሽዓ እያ ኣንታ ወዲ ዓይሻ

  • @TekleomFiseha
    @TekleomFiseha 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Koment bidingla 😂