ህልቂት ልዕሊ 6 ሚልዮን ኣይሁድ ብሂትለርን ስርዓት ናዝን

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 428

  • @kiflomberhe1213
    @kiflomberhe1213 4 ปีที่แล้ว +42

    ፍናነይ መምህረይ፡ዓቢ ሓወይ ንሳኻ ንዓይ ክትምህር ኣነ ፍልጠትካ ክወስድ ጌና ክንራባረብ ኢና ። ዋዛ ምስ ቁም ነገር'ያ። ደቂ ኤረይ ከኣ ላይክ ሳብስክርይብ ከማኡውን ሼር ብምግባር ነንሕድሕድና ንተሓጋገዝ ቡሩኸይ ከኣ ፍልጠትካ ወሓዚ ይግበሮ ኣሜን

    • @Habeshapodcast
      @Habeshapodcast 4 ปีที่แล้ว

      ኣብዚኣ በል ግበረለይ ክቡር ሓው
      th-cam.com/channels/7BjKrfgHFgc4DgYVt19Gsg.html

  • @user-wq1ss1kw9s
    @user-wq1ss1kw9s 4 ปีที่แล้ว +162

    ፍናን ሓወይ አነ ትግራዎይ እየ ግን ከማካ መምህር ትግርኛ ተዛራቢ ኣይርኣኩን ኣምላክ መሪት ዓድካ የርግፅካ እየ ዝብለካ መግለፂ የብለይን ሰላም ንኩልና ካብ ወለድና ዓድና ተፈሊና ንነብር ዘለና ሰላም መሪት ዓድና ይምለሰና ኣምላክ ምሳካ ይኩን ኩርዓት ትግርኛ

    • @hagosberhe410
      @hagosberhe410 4 ปีที่แล้ว +40

      @@5generation581 ኣታ ሎቁማጽ ሂግደፍ ንስካ ካብዚ ውጻእ እበር ተጋሩ ኣሕዋትና እዮም ኣሜን ወዲ ትግራይ ጅግና

    • @balila3571
      @balila3571 4 ปีที่แล้ว +32

      @@5generation581 እዚ ንኹሉ ን ሰማዒ ትግርኛ እዩ ዝምልከት ተዛረብቲ ትግርኛ አብዚ ዓለም ከአ ንሕና ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያን ተጋሩን ኢና። ተዛራቢ ትግርኛ ኢትዮጵያዊ ትግራዋይ ከአ ቀረባ ሓውና እዩ አኸለ።

    • @aronabraham4182
      @aronabraham4182 4 ปีที่แล้ว +4

      @@hagosberhe410 amshi gohfa menedeka eluka yhuwatna kid niaka hawuka tekoynu tgraway wedi komal

    • @ImproudbTigrinya
      @ImproudbTigrinya 4 ปีที่แล้ว +8

      @@5generation581 ጊስ ረሳሕ ደንቆሮ ኣሜን ወዲ ትግራይ የሕዋትና ኣምላክ ሰላምን ፍቅርን የውርደልና

    • @hagosberhe410
      @hagosberhe410 4 ปีที่แล้ว +9

      @@aronabraham4182 ሓወይ መሕሰቢካ ተዘናቢሉ ኣሎ ሕክምና ወይ ማጨሎት ተረኤ

  • @RobiRobi-by7yr
    @RobiRobi-by7yr 4 ปีที่แล้ว +28

    ናይ ወዲ መድህን ዝወደኦም ጀጋኑን ንጹሃንን እውን ዝቖጽሮም እንተረኪቦምስ ውሑዳት ኣይኮኑን anyway ፋኒ መምህር ብጣዕሚ ኢና ነመስገን ቀጽሎ ኣብ ጎንካ ኣለና።

    • @tesfitkubrom8730
      @tesfitkubrom8730 4 ปีที่แล้ว

      ምንባር ናይ ሓባር ዕላማ wedi medhana berad dea 10 millions eritreaweyan atfiu alo hade behade thtt alewu abe kereba ewan

    • @habuwedieri4570
      @habuwedieri4570 4 ปีที่แล้ว

      @@tesfitkubrom8730 ክንድይ ሚልዮን ድዮም ህዝቢ ኤርትራ ?

    • @habtezgigebreysus2666
      @habtezgigebreysus2666 4 ปีที่แล้ว

      @@habuwedieri4570 ሕጂ ዓሰርተ ንኸውን ኢና ወላ ኣብ ስደት ዘሎ ማለተይ የ

  • @michaelghidey753
    @michaelghidey753 4 ปีที่แล้ว +37

    አብ መእተዊ መደብካ ዝበልካያ ደስ ኢሊትኒ አጀኹም ጥራይ ክንሓብር ኣለና መንነትና ከነኽብር ኢና

    • @ikbennietallen5698
      @ikbennietallen5698 4 ปีที่แล้ว

      Nay bhaki tesfa tihabi zereba tezarbu bitami desi zebli.

  • @lifestyle6534
    @lifestyle6534 4 ปีที่แล้ว +22

    ኩናት ሕድሕድ ናይ ኤመሪካ ከመይ ነበረ ?? እዚኣ ኣምጻልና ብሩኽ

  • @weldeyesusrezene3117
    @weldeyesusrezene3117 4 ปีที่แล้ว +16

    ፋኒ መቕሰነይ እንቃዕ ትግርኛ ሓወይ ኮንካ፡

  • @Habrom
    @Habrom 4 ปีที่แล้ว +58

    ቓንቓና ኣብ Google ክሰፍር ዘይ መካሊኡ እንታይ ኢዩ
    ኣብርህለይ እባ የሕዋት

    • @Herimon514
      @Herimon514 4 ปีที่แล้ว +5

      b ሰንኪ ሂግደፍ እዩ ታሓቡኡ ዘሎ

    • @Habrom
      @Habrom 4 ปีที่แล้ว +6

      @@Herimon514 Tanks
      gn bwegena gele ngber ane baqmey bgenzeb khgz eye
      fnan tezekirka ktnebr gele gber ms seb moya
      aqarax mengedi nteqem kulu dhriu nsreayo

    • @wedieri8264
      @wedieri8264 4 ปีที่แล้ว +10

      @@Habrom ኣነ ውን ክምልኣልካ google map ስለምንታይ ዩ ካብ ትግርኛ ናብ ዓረብ ተቐይሩ እዚኣ ውን ምስዛ ናትካ ትኸይድ ሕቶ ያ ሓወይ ናተይ ፍናን ሓውና ተሪእዎ

    • @romatv6689
      @romatv6689 4 ปีที่แล้ว +12

      ስንፈት ናተይን ናትካን ብሩኽ ሓወይ

    • @gma6633
      @gma6633 4 ปีที่แล้ว +1

      Aserom Hätäriäm neybahki abay heto fnan app kemelsulna nemhexen

  • @habtomtesfahans3579
    @habtomtesfahans3579 4 ปีที่แล้ว +6

    ኩልና ቃልስና ንመንነትና ኒቃንቃና ክብርታትናን ኪከውን ይግባእ ትግሪኛ ምኻን ጸጋ ኢዩ።

    • @tesfaytes3076
      @tesfaytes3076 4 ปีที่แล้ว

      ኣዚዩ መሳጢ ዝኮነ ኣቀራርባ ፍናን ሓወይይይ

    • @torafirstinmylifetewahdo9441
      @torafirstinmylifetewahdo9441 3 ปีที่แล้ว

      Tigrinja ab alem n ab semay wela international language kingebro ina. Tigrinja niqdmit

  • @nahomissac4957
    @nahomissac4957 4 ปีที่แล้ว +21

    ታሪኽ ግፍዒ ኣይሁድ ክትርእዩ the boy in pajama ወይ escape from sobibor ዝብል ፊልምታት ረኣዩ ።

    • @mommyforever7277
      @mommyforever7277 4 ปีที่แล้ว +3

      I saw escape from sobibor
      How the Jews were being suffered in concentration camp of sobibor

  • @dahlak3739
    @dahlak3739 4 ปีที่แล้ว +7

    ዓቢ ምስጋና ፋኒ ሓወይ።ስለዚ፡ክልተ ህዝቢ ትግርኛ ኣብ ኤርትራን ትግራይን ዘሎ ተማሂርና፡ክንከዉን ተስፋ ይገብር።

  • @merhawimengstou1511
    @merhawimengstou1511 4 ปีที่แล้ว +7

    ኣጃካ ፍናን ሓቦኛ ኣብ ጎንካ ኣለና።
    ፈታዊ መንነቱ ክንሓብር ኣለና።

  • @muluedawit2287
    @muluedawit2287 4 ปีที่แล้ว +6

    ፍናን ሓወይ ብጣዕሚ የ ዘመስግነካ ኪኢላ መምህር ናይ ስነ ሓሳብ ፍላስፋ ኢካ ብሓቂ ትምህርቲካ ቀጽሎ ኣዚና ኢና ንከስበካ ዘለና ስለቲ ዝለገስካልና ብሓቂ እግዚኣቢሔር ይባርኻ። ንኩሉ ህዝቢ ኣማኒ ክርስትና ካኣ ርሑስ ኣውዳእመት።

  • @user-py8tv1fb3y
    @user-py8tv1fb3y 4 ปีที่แล้ว +18

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቃራርባኻ ብቕዓት ኣለዎ

  • @wallhiwetyesmalbevgr1565
    @wallhiwetyesmalbevgr1565 4 ปีที่แล้ว +13

    ኣጀካ ፈናን ሓወይ ንቕድሚት ጥራይ ደቂ ትግርኝ ኣብ ገንካ ኣለና ካብ ሓውካ ዓወት
    ኣብራሃም

    • @searemichael1790
      @searemichael1790 4 ปีที่แล้ว

      wall hiwet yesmalbe Vgr “ Wedi Bratis” ?

  • @eseyasesuuu8705
    @eseyasesuuu8705 4 ปีที่แล้ว +4

    የቐኔልና ፍናን ሓወይ ኣዚና ነመስግን ። እንተ ተኻኢሉ ናይ ቬትናም ታሪኽ ወስኸና ።

  • @yoelnevergiveup8234
    @yoelnevergiveup8234 4 ปีที่แล้ว +7

    ፍናን ሓውና እንቃዕ ብሰላም መጻካና ።ካብዚ ቀጺለ ኣጀካ በርትዕ ንሕን ኣብ ጎንካ ኣለና።እመነኒ ሓንቲ ማዓልቲ ጻማካ ክትፍደ ኢካ ።

  • @eriloveerilove7874
    @eriloveerilove7874 4 ปีที่แล้ว +9

    Fani The most useful Chanel of all Eritreans channel. we love you. you are brave always infront of people

  • @maurotestori.8464
    @maurotestori.8464 4 ปีที่แล้ว +11

    Ab Eritrea zelena tigrigna ewn Ab Mtsinat ena zelena

  • @lifestyle6534
    @lifestyle6534 4 ปีที่แล้ว +10

    ኣመጻጽኣ መንግስቱ መንግስቱ ሃይለማርያም ናብ ስልጣን እባ ኣምጻልና::

    • @tesfittekle3527
      @tesfittekle3527 4 ปีที่แล้ว

      Ane wun Mera delye ኣለኩ: እንታይ'ዩ ዕላምኡ ንህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ከጥፍእ ዝደሊ ዝነበረ? ብፍላይ ናይ ሃይለስላሴ ክኣ?

  • @awet2910
    @awet2910 4 ปีที่แล้ว +11

    Ata eze Fnan kemey eyu eska enqa natena koneka 💛💛💛

  • @dhakebdhruke8056
    @dhakebdhruke8056 4 ปีที่แล้ว +8

    እትዛሪና ተለቢዝን ተድሊይና ኣላ ፍናን ሃወይ

  • @temesghen9252
    @temesghen9252 4 ปีที่แล้ว +7

    የቐኔልና ፍናን ጅግና!

  • @matimati459
    @matimati459 4 ปีที่แล้ว +6

    ብዛዕባ ቆንቃናን መንነትናን ዶ በልካ ኣጆኻ በል

  • @gkvcvhk9236
    @gkvcvhk9236 4 ปีที่แล้ว +11

    ፍናን ዓቢ ሰብ ❤❤❤❤🌱❤❤❤🌱❤❤🌱❤

  • @abedomgirmay9178
    @abedomgirmay9178 3 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውውውውው ኣዝዩ ውሕሉል ጽፉፍን ዝኮነ ኣቐራራባ ኣነ ብወገነይ ብዝሑ ተማህረ ኣጆካ ቐጽሎ ኪቡር ሓው ምስ መሳርሕትኻ በርትዑ።

  • @filimongebre8553
    @filimongebre8553 4 ปีที่แล้ว +16

    ፍናን ኽብር ሰብ ኣብ ስራሕካን ኣብ ጥዕናኻን ሰላም ይምነየልካ ብምቅጻል እቲ ትጎብሮ ኩሉ ካይመስገንኩካ ኽሓልፍ ኣይደለኽን ብምቅጻል ኣብ ኢርትራን ኣብ ደገን ብውሕድ 75% ሚኢታዊት ኢይየን ደለዋ ማለት ክም ባዓል ኣሰና መስትይስት ቤትና ፋንስ ካልኦትን ነዚ በቀዳማይ ንደታትና ትግሪኛ ዝተጻረፈ ሰብ ዋላሓንቲ ቃል ኣየውጽኣን ስለምንታይን እንታይ ኢዩ ኣብ ኤርትራዊያን ኣቦርክቶኦንን ብሕጽር ዝበለ ነቀፊታ ኽትነቅፈልና ብትሕትና ያሓትት ማሎት ኣብዚ ለንቀነ ዘይተቀየመ ትግሪኛ የለን ኣይብልን ኢየ ካብ ዞ ሎሚ ንድሓር ሓድነት ዶ ጅንዕፊሪት ዶ የለን ንሕና ተዛረብቲ ትግሪኛ ንኣግኣዝያን ኣሕዋትና ንጸርፍን ንውንጅልን ንውዕል ነርና ለካ ንሳቶም ቀደም ኢዮም ኣጽኒዖምም .ፍናን ሓወይ ብትጎብሮ መደብ ኣብ ጎድንኻ ኣለና ብህዝቡን ሃገርን ዝኻታዕን ዝስዋእን ንዘልኣለም እንዳተዘከረ ይነብር ብምቅጻል ንመላእ ኣመንቲ ኽርስትና ርሕስ ኣውዳኣመት ይግበረልና ንዓኻ ውን ፍናን ፍናን ህዝብንን 🎩🇪🇷✝️

  • @tasnaysane3286
    @tasnaysane3286 4 ปีที่แล้ว +13

    ኣይ ሓቖም እንድዮም ድኣ ጨካናት ክኾኑ

  • @berihuuranium8868
    @berihuuranium8868 4 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ሓሪፍ ትንታኔ ብጣዕሚ ፅቡቅ ፡፡

  • @biniamweldenkiael9647
    @biniamweldenkiael9647 4 ปีที่แล้ว +6

    ብጣዕሚ መሳጢ ፍናን ሓወይ

  • @justpeace.1656
    @justpeace.1656 4 ปีที่แล้ว +5

    Our teacher thanks you very much for the interesting story.
    as always!!!!
    Okbit

  • @lifestyle6534
    @lifestyle6534 4 ปีที่แล้ว +5

    ናይ ሃይለስላሴ ኣቅርበልና ብሩኽ

  • @biniam2012
    @biniam2012 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣጆካ ፍናን ኣብ ጎንካ ኣለና ንስምዒታትና ባህልና ትገልጽ ኣብ ኮሉ ዓዉድታት እስፖርት ይኩን ትምህርቲ ዕዉታት ትግርኛ ተተባብዕን ኣፍልጥሎ ትህብን ሳትላይት ትቪ ተድሌና ኣላ ጀምርዎ ቀልጢፍኩም ኢደይ ኢድካ ክንብል።

  • @user-mw2cj7sj9l
    @user-mw2cj7sj9l 4 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍናን መምህረይ

  • @user-en4dt3ce1d
    @user-en4dt3ce1d 4 ปีที่แล้ว +5

    ኢንቃዕ ቢዳሓን መጻኢካ ፋኒ

  • @awetgoitom5748
    @awetgoitom5748 4 ปีที่แล้ว +2

    ፉናን ሓወይ ኣነ ቀጻሊ የ ዝካታተለካ ብዙሕ ግን ኮሞንት ኣይጽሕፍን የ ግን ኣጆኻ ቀጽሎ ኣነ ግን ብዙሕ ዘይፍልጦ ታሪኽ ናይ ዓለምና ካባኺ ፈሊጠዮ ዝለዚ ኣጆኻ ዝያዳ ኣበርቲዕካ ስርሓሉ።

  • @futsumgebrehiwet1887
    @futsumgebrehiwet1887 4 ปีที่แล้ว +3

    ፍናን ከማካ ተባዓት ይብዝሕ።

  • @mulugetatumuzghi
    @mulugetatumuzghi 4 ปีที่แล้ว +8

    ኣይተኻኣልካን ፍናን ሓወይGod blessed you.

  • @hdmona8809
    @hdmona8809 4 ปีที่แล้ว +1

    የቅቐንየልና ሓውና ብጣዕሚ የመስግን ::

  • @yonie7350
    @yonie7350 4 ปีที่แล้ว +4

    ካብ ኢስራኤላውያን ብዙሕ ነገር ንማሃሮ ኣሎ

  • @gebrihiwettsegezeab667
    @gebrihiwettsegezeab667 4 ปีที่แล้ว +3

    Ajoka fnan hawey ab mesmerka alena 💒🇪🇷💪🙏)

  • @beretesfa3304
    @beretesfa3304 4 ปีที่แล้ว +7

    ፍናን ተቅርቦ ኣዙ መሃርን ልቦናን ዚህብ እዩ እንተተኻኢሉ ናይ ኤርትራ ንይቲ ጋኒን ምራሒናን እንተተቅሩቡ ጽቡቅ ነይሩ ምበልኩ

  • @mebrahtomfsaha7305
    @mebrahtomfsaha7305 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ ፡ ፋኒ ፡ ገሪሙኒ ምስ ሰማዕክዋ ሎማዓልቲ እዪ ኔሩ ዝዝክርሉ ናይ ዛ ታሪክ ፡ ።

  • @habtosoynsamuel1452
    @habtosoynsamuel1452 4 ปีที่แล้ว +7

    Fani hero we are always by your inside.

  • @momaerie1252
    @momaerie1252 4 ปีที่แล้ว +3

    Welcome fanan hero we love you ❤❤❤❤

  • @mussiemoss624
    @mussiemoss624 4 ปีที่แล้ว +21

    My boy fnan, such smart and intelligent man.

  • @tigraymedia2958
    @tigraymedia2958 4 ปีที่แล้ว +12

    ብጣዕሚ የቀንየልና ፍናን ሓውና ብጣዕሚ መሃሪ ታሪክ እዩ

  • @yosefgoytom3688
    @yosefgoytom3688 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣነ ዝገርመኒ ግን ንምታ ኢዩ ይህዳውያን ነቲ ዝሓለፍዎ ግፊዒ ረሲዖም ሕጂ ኣቡ ልዕሊ ስደተናታት ክፍጽምዎ ዝፍትኑ

  • @wedigurum3321
    @wedigurum3321 4 ปีที่แล้ว +12

    Ajokum ane bwegeney ntigringa (TV) kab srehey 25% kewefi dluw ye! nhna guhina ena fnan hawey bezom agasot adetatna kzlefa semiena yehzin yu selam ndeki tigringa identity 🌹❤🇪🇷💒

  • @ImproudbTigrinya
    @ImproudbTigrinya 4 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ፋኒ ሓወይ

  • @user-cp1rv7ky1e
    @user-cp1rv7ky1e 4 ปีที่แล้ว +6

    Ajoka fnan jigna kexlo ab gonka alena xelaetna tegaru ybl niere gn xelaetna tegaru zeykonus ab wushtna eyom zelewu

  • @teklitmekonn2756
    @teklitmekonn2756 4 ปีที่แล้ว +1

    Fnan hawey bkedamnet sleti kulu tekrbo hasabatka keyemesgenkuka khalf aykeln ye brgx korie ye beaka jigna wedi jenganu bteami belih eka mo kabzi zelekayo abti zleale dereja ktbexh dma beal mlue tesfa ye haben hzbi Thanks you brother

  • @gebreslasieliewawi6786
    @gebreslasieliewawi6786 4 ปีที่แล้ว +1

    ፍናን ናይ በሓቂ ዓቢ መምህር።
    ዕድመን ዝትዕናን ጥራይ ይሃብካ።

  • @naodamare7725
    @naodamare7725 4 ปีที่แล้ว +3

    We are still in touch Boston 2013

  • @simoneritrea9223
    @simoneritrea9223 4 ปีที่แล้ว +2

    Fnan bro my smart men god bless you bro 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏

  • @gughgyfy5097
    @gughgyfy5097 4 ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቅ ኣገላልጻ ፍናን ሓወይ የወንየልና ኣብ ጎንካ ኣለና ኣጆካ ቀጽሎ

  • @muluebekit7116
    @muluebekit7116 4 ปีที่แล้ว

    Thank you fnan habibi

  • @awetkidane2367
    @awetkidane2367 4 ปีที่แล้ว +6

    (1000) like deki
    jiganu Tegerina

  • @selamkidane2840
    @selamkidane2840 4 ปีที่แล้ว +1

    Danke bro GBU ❤❤

  • @kulu2316
    @kulu2316 4 ปีที่แล้ว

    ኩሉ ግዜ ኣብ ኣድናቆትካ እየ።በርትዕ ኣጆካ

  • @tsehayekidane6160
    @tsehayekidane6160 4 ปีที่แล้ว +1

    arhia nay eritrwani Black star

  • @warroom5739
    @warroom5739 ปีที่แล้ว

    ገለ ዓይነት ብቅዓት ኣቀራርባን ኣገላልጻን!።

  • @johnmehari9203
    @johnmehari9203 4 ปีที่แล้ว +4

    Ata jgna fnan wedi tigrigna antay amo kbleka eye

  • @erimychannel3505
    @erimychannel3505 4 ปีที่แล้ว +1

    ፍናን ሓወይ የቐንየልና ስለ ኩሉ ነገር ግን ንቃንቃና ነመዓብሎ እቶም ሓንቲ ዘይጠቕሙ ብሰብ ተመሪሖም ብነብሶም ምሕሳብ ዝገደፍዎ ኢዮም ሓንቲ እካ ዘይጠቕሙ ርኹሳት

  • @Asmaramedianetwork
    @Asmaramedianetwork 4 ปีที่แล้ว +2

    we will united all together, you don't need to worry just blessed bro

  • @highlightsest_afro
    @highlightsest_afro 4 ปีที่แล้ว +2

    ~ ክትጽብቒ ትደልዪ ዶ ?~
    √√√√√√√√√√√√√√√√√√
    ¶ ማራኺ ከንፈር ንምውናን ቃላት ለውሃትን
    ሕያዎትን ተዛረቢ።
    ¶ ምጭዋት ኣዒንቲ ንምውናን፥ ጽቡቕ ጎድኒ ሰባት
    ኣማዕድዊ።
    ¶ ሸገ ቅርጺ ንምውናን፥ መግብታትኪ ምስ
    ዝጠመዩ ተኻፈልዮ።
    ¶ቆንጆ ጸጉሪ ንምውናን፥ ንጸጉርኺ ኣእዳው ንጹሃት
    ህጻናት ከም ዝዓልቦ ግበሪ፥ ንሶም ድማ
    ከድንቕዎ እዮም።
    ¶ ንብቑዕ ርእሰ ተኣማንነት፥ ሚዛናውነት ንምውናን
    ምስቲ ጽባሕ ዘይገድፈኪ ፍልጠት ተማሓዘዊ።
    ¶ ክልተ ኣእዳው ከምዘለዋኺ ዘክሪ፥ እታ ሓንቲ
    ገዛእ ርእስኺ ትሕግዝላ ክትከውን ከላ እታ
    ካልኣይቲ ድማ ሓገዝ ንዝደለየ።
    ¶ ጽባቐ ጋለንስተይቲ ብእትገብሮም ነገራት
    ጥራይ ኣይኮነን ዝምዘን፥ እንታይ'ደኣ ጽባቐኣ
    ኣብ ኣዒንታ'ዮም ዝርኣዩ። ምኽንያቱ ኣዒንታ
    ኣፍደገ ናይታ ፍቕሪ ዝጥጥዓላ ልባ ስለዝኾነ።
    ¶ እቲ ሓቀኛ ጽባቐ ጋለንስተይቲ ምስኣ ኣይኮነን
    ዝፍጠር። ጥበብ ጽባቐ ኣብተን ኣብ ህይወት
    ዝሓልፋ ነፍሲ ወከፍ ዓመታት'ዩ ዝበቁል። ስለዚ
    ጽባቐኺ ንምጥጣዕ ዓመት መጸ ግራትኪ
    ብምሩጽ ዘርኢ ዝርኢ።
    Source~ Book of beauty.

  • @muluhailu2498
    @muluhailu2498 4 ปีที่แล้ว

    በጣም ነዉ የሚወድህ አከብራሃለው ፍናን ወዲሚ good job

  • @duhberhe9991
    @duhberhe9991 4 ปีที่แล้ว +1

    Finan malet thx u bro ❤️🙏🇪🇷

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740 4 ปีที่แล้ว +2

    ፋኖ ጂግና ወዲ ሃገር እድመን ትእናን ይሃብካ ፈታሪ ቆጽሎ ኢካ 🙏

  • @zaidtesfay2827
    @zaidtesfay2827 4 ปีที่แล้ว +5

    Selam fnan hawey tarik israelawyan sey felto sneberku aflitkani btaemi yekeneyeley gele neger gedifley asgabiher amlak hagerna selam. Ygberelna adna nmleselu ygberelna neaka dma ms sdraka admen teanan ymneyelka ruhus beal tnsae

  • @abrahamtsegay6471
    @abrahamtsegay6471 4 ปีที่แล้ว +1

    Thanks ❤

  • @hagosmeasho3569
    @hagosmeasho3569 3 ปีที่แล้ว

    ዓቢ ኪኢላ ዋሓለ መምህር ትግርኛን ታሪኽን ዓለምና

  • @samueltesfit4855
    @samueltesfit4855 4 ปีที่แล้ว +2

    Mejemerta thanks fnan hawna . ketsile nayhudawyan kab hagerom zesededom tenki entay eyu neru malet kulom ab wetsaei eyom nerom, hjis bmntay mknyat eyom kab adom wetsiom ? Zkeal ente koynus kem medeb ketekrbelna des mbeleni and degime kea than you.

  • @tesfalemkiros4494
    @tesfalemkiros4494 4 ปีที่แล้ว

    Important Fani Thanks!!!

  • @rahelnegasi1803
    @rahelnegasi1803 4 ปีที่แล้ว +1

    Fnan GBSS U👏👏💝💞💓👍👍thanks bro 🙏💞💓

  • @aronkebid8778
    @aronkebid8778 4 ปีที่แล้ว

    Thanks fnan bzaba gilanet Kea aba Gele belena

  • @degafimessinbarcan443
    @degafimessinbarcan443 4 ปีที่แล้ว

    ጠዋሊ ፍናነይ

  • @jjack108
    @jjack108 4 ปีที่แล้ว +4

    walahaneti aygebrun eyom fnan dhan izommmmm 🙏 t 1991 💪

  • @gezanatv650
    @gezanatv650 4 ปีที่แล้ว +3

    ትግርኛ ይሰስን!
    ትግርኛ ንቅድሚት !
    ትግርኛ ተፋቀረለይ !

  • @aminegebretnsae6784
    @aminegebretnsae6784 4 ปีที่แล้ว

    ካብ ኩሉ ቃና ጡዑም አለካ ፍናን

  • @eritreaforeritreanonly4280
    @eritreaforeritreanonly4280 4 ปีที่แล้ว +1

    Fnany bro god bless you ❤❤❤❤❤❤

  • @jhonfisha9520
    @jhonfisha9520 4 ปีที่แล้ว

    ሳላም መምህር ፍናን

  • @abrahamjohannes4408
    @abrahamjohannes4408 4 ปีที่แล้ว +1

    Fana jagen ajoka👍👍👍🇪🇷

  • @selammehary5943
    @selammehary5943 4 ปีที่แล้ว +2

    ሎሚ መዓልቲ ዝክሪ ናይቶም ብሰንኪ መንነቶም በጃ ዝኩኑ ዝክበረሉ መዓልቲ ዩ።

  • @abeltadese5622
    @abeltadese5622 4 ปีที่แล้ว +3

    ታዓወት ኣበሳ ኣታ ንስኻስ እንቃዕ ተወለድካ

    • @Herimon514
      @Herimon514 4 ปีที่แล้ว

      ኣነ ከማን ን ፍናን ማራ እየ ዝመስግኖ ብዚ ዘቅርበልና ዕጉባት ኢና።

  • @wetruhugus-2pac854
    @wetruhugus-2pac854 4 ปีที่แล้ว +3

    fnan hawey keb lbi mesgana yebxehaka wegeney wededy

  • @filykiros1494
    @filykiros1494 4 ปีที่แล้ว

    Thanks so much

  • @user-bn6gi6dy5b
    @user-bn6gi6dy5b 4 ปีที่แล้ว +1

    መልኽቲ ኢዩ አዚ ታሪኽ ናዓና ልክዕ ከም ናይ ኢስራኤላውያን ሕማቕ ኢዩ ዝሕሰበልና ዘሎ

  • @user-mc1mm2wx6f
    @user-mc1mm2wx6f 4 ปีที่แล้ว +2

    Welcom fnan

  • @lenapfeiffer5726
    @lenapfeiffer5726 4 ปีที่แล้ว +1

    welcome fnan hawey kemti hasabka yesmrelka ajoka ab gonka aleku ❤🙏💪

  • @jonimssawagodfirst8700
    @jonimssawagodfirst8700 4 ปีที่แล้ว +1

    መምህር ፊናን ኣጆካ ቀጽሎ ሓውና

  • @yosieftsegay1352
    @yosieftsegay1352 4 ปีที่แล้ว +1

    I follow all the good informations from your channel. Please if you can also prepare one concerning Joseph Kone. (Lord resistant army). LRA

  • @gilwetamlak3647
    @gilwetamlak3647 3 ปีที่แล้ว +1

    አብ አናባብባ አይግድ ፣ አብ አስተዋጽኦ ፍልጠት እካ ዝወጾ ነልቦን ። ካብ ኩሉ ቀልዓለም ዘይብሉ ግን ፣ ኩሉ ሳዕ ማይክረፎን ካብ አፍካ ርሑቅ ጌርኬ ተንብብ / ትዛረብ አሎኻ ክብል እደፍር ። ምእራም ዘድልዮ እብል

  • @YONAS.REALTOR
    @YONAS.REALTOR 4 ปีที่แล้ว

    Very important topic Fani ambesa, keep the good work

  • @natnael2424
    @natnael2424 4 ปีที่แล้ว +7

    ፍናን ጅግና ናይ ህዝብ ትግርኛ

  • @redeyosief3529
    @redeyosief3529 4 ปีที่แล้ว

    Zkeberka fnann hawna medebatka azu sehabn meharn eu btaemi dma zshbeni nay adl hitrel kab amxeka mekabru wey akatleu ke rgux sened alo do please nezia eba amxalna fnann bro thank you 🙏

  • @teditedi902
    @teditedi902 4 ปีที่แล้ว +2

    Kulu seb kemaka ente zkewin 100💯 kexlo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Eritreachanel1234
    @Eritreachanel1234 4 ปีที่แล้ว +1

    Ajoka fnan hawey edimen tienan yhabka fetari nska chekan beal metkel eka

  • @pinkven4537
    @pinkven4537 4 ปีที่แล้ว

    ፍናን ሐወይ። ከመይ አለኻ ርሑስ አወደአመት ይግበረልካ አብ ዘለኻዩ ሐውካ ካብ መቐለ ሰላም

  • @eyobgere1644
    @eyobgere1644 4 ปีที่แล้ว

    Thanks bro you are the great man your Chanel is the best

  • @user-lb3we4un7u
    @user-lb3we4un7u 4 ปีที่แล้ว

    Nay bhaki fnan ab gonka alena ni kankana bahlina ajoka 👍👍❤️❤️