ተዋህዶ ሃይማኖት ዕባይ ደም ክርስቶስ Tewahdo haymanot NEW ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO MEZMUR

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 22

  • @tewahdoekitmkhtey
    @tewahdoekitmkhtey  ปีที่แล้ว +25

    ተዋህዶ ሃይማኖት
    ተዋህዶ ሃይማኖት ዕባይ ደም ክርስቶስ
    ተክሊ ቅድስና ዛሓንትን ቅድስትን
    ጉባኤ ሃዋርያት ከንኣን ክርስትና
    እህህህ ኣይትሕደስን’ያ ንሳ ትሕድስ እምበ
    እህህህ ኣይትእረምን’ያ ንሳ ትእርም እምበር
    እነ እስቲፋኖስ ቀዳሜ ሰማእት
    ኩሎም ሃዋርያት መሰካክር እምነት
    ብርሃን ቤተ ክርስቲያን ሃዋርያ ጳውሎስ
    ናይ ተዋህዶ ጅግና ሰማእት ጅወርግስ
    እንታይ ኮን ምበልኩም ንብዓታ ክፈስስ
    ቃላት ኮሓሒሉ ንስማ ክድውን
    መንዩ ንጸሓያ ከጸልምት ዝህቅን
    ዘለኣለም ብርሃን’ያ ኣፍደገ ናምድሓን
    እነ ኣትናቴዎስ ሊቀ ጳጳስ ጴጥሮስ
    እለ እስክንድሮስ እለ ዴስቆሮስ
    ዛ ክርስቶስ ብደሙ ዘጥረያ ሃይማኖት
    ዛ ናይ ሕድሪ በትኩም ብርሃኒዊ ፍናት
    እንታይ ኮን ምበልኩም ወሪሮማ ጓኖት
    ወይዛ ወደብ ድሕነት ዘይብካ ልግሚ
    ኣብ ማእሰር ክርስቶስ ዘየትረፈት ስጉሚ
    ኦርቶዶክስ ሓቂ’ያ ናይ ትማል ናይ ሎሚ
    ኦርቶዶክስ ሓቂ’ያ ትማሊ ይኩን ሎሚ
    እቶም ፍረ ማህጸና ጸባኣ ዘዕበዬም
    ቀያሕትን ጸለምትን በየን ደኣ ቢሎም
    ንላዕልን ንታሕትን ምኻዶም ምስ ሰምዐት
    ካብ ብዝሒ ለዉሃታ ዝርንዛሕ እንዳ ነብዐት
    ዘውትር ትደሀ ኣላ ክንጸንዕ ብእምነት
    እነተ ንሳ ግና ማዕበል ተተላዕላ ኣብ ማእከላ ኮይኑ ጸታ ዘስፍነላ
    መርከበኛ ድሕነት ክርስቶስ ሒዛ ኣላ
    ስለ ርግኣት ዛ ቤት ዮሩሳሌም ተዋህዶ
    ብጾም እትትክዝ ንህምያ ኣለካዶ
    ስለ ድሕነት ደቃ ኦርቶዶክስ ቤተኤል ብጸሎት ትነብዒ ኣለኪዶ ራሄል ትጽዋዓና ሓቢርና ክንምህል
    እንበር ንሳ ድኣ ቤተ ሓቀኛ ጎይታ ብዴጌታት ሲኦል ዘይድፈር ልንዳታ
    ሃይማኖት ተዋህዶ ከውሒ እዩ ሰረታ

    • @josijosi077
      @josijosi077 ปีที่แล้ว +1

      ❤❤s❤❤

    • @Yonaskidane-j7u
      @Yonaskidane-j7u 18 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤❤​@@josijosi077

  • @TesfitMihretaeb-oy4ti
    @TesfitMihretaeb-oy4ti ปีที่แล้ว +2

    ቃል ሂወት የስማዓልና ሓወይ አዚ ደምጽካስ ናይ ብሓቂ ክጥዕም ኣጆካ አስኪ፡ደገሞ ❤❤❤

  • @AzebGebrehiwet
    @AzebGebrehiwet ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen

  • @rahwaghidey2026
    @rahwaghidey2026 ปีที่แล้ว

    Zemarie melkty yesmelna betamie des zeble mezmur

  • @Dahabo-g5x
    @Dahabo-g5x หลายเดือนก่อน

    ቃለሂወት ያሰማልን

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye1293 8 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @MedhanitMedhanit-n9s
    @MedhanitMedhanit-n9s ปีที่แล้ว

    Ya nya bahaqi tewahdo ternb eya zmare melakti yesmalna ❤❤❤❤❤

  • @meharighirmay7345
    @meharighirmay7345 ปีที่แล้ว +1

    ZMARE MELAKTI YESMANA YEHWATEY NATEY ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @edenbahlbi
    @edenbahlbi ปีที่แล้ว

    Zemare melakt yesmalna ❤❤❤❤❤

  • @Weditgrniya
    @Weditgrniya ปีที่แล้ว

    Zmarie melakt

  • @yordanosyakob1222
    @yordanosyakob1222 ปีที่แล้ว +1

    amen zmare melaekti yesmealna

  • @Mohan.Tewahdo.027
    @Mohan.Tewahdo.027 9 หลายเดือนก่อน

    ☦️☦️☦️ተዋህዶ🕊️ሃይምኖት☦️☦️☦️
    ተዋህዶ ሃይማኖት ዕባይ ደም ክርስቶስ🩸
    ተክሊ ቅድስና ዛሓንትን ቅድስትን ☝🏾
    ጉባኤ ሃዋርያት ከንኣን ክርስትና☦️
    እህህህ ኣይትሕደስን'ያ ንሳ ትሕድስ እምበር🧹
    እህህህ ኣይትእረምን'ያ ንሳ ትእርም እምበር✅
    እነ እስቲፋኖስ ቀዳሜ ሰምዕት 🥺🫰🏽
    ክሎም ሃዋርያት መሰኻኽር እምነት🙏🏽
    ብርሃን ቤተ ክርስትያን ሃዋርያ ጳውሎስ💡
    ናይ ተዋህዶ ጅግና ሰማእት ጊዮርግስ😌
    እንታይ ኮን ምበልኩም ንብዓታ ክፈስስ🥹
    ቃላት ኮሓሒሉ ንስማ ክድውን😭
    መን'ዩ ንጸሓያ ክጸልምት ዝህቅን🌗
    ዘልኣለም ብርሃን'ያ ኣፍደገ ናይ ምድሓን⭐️
    ኣዝ~~~~👏🏽
    እነ ኣትናቴዎስ ሊቀ ጳጳስ ጴጥሮስ
    እለ እስክንድሮስ እለ ዴስቆሮስ
    ዛ ክርስቶስ ብደሙ ዘጥረያ ሃይማኖት
    ዛ ናይ ሕድሪ በትኩም ብርሃናዊት ፍኖት
    እንታይ ኮን ምበልኩም ወሪሮማ ጋኖት
    ወይዛ ወድብ ድሕነት ዘይብላኮ ልግሚ
    ኣብ ማእሰር ክርስቶስ ዘየትረፈት ስጉሚ
    ኦርቶዶክስ ሓቂ'ያ ናይ ትማል ናይ ሎሚ
    ኦርቶዶክስ ሓቂ'ያ ትምሊ ይኩን ሎሚ ኣዝ~~~~👏🏽
    እቶም ፍረ ማኅጸና ጸባኣ ዘዕበዮም
    ቀይሕትን ጸለምትን በየን ደኣ ኣቢሎም
    ንላዕልን ንታሕትን ምኻዶም ምስ ሰምዐ
    ካብ ብዝሒ ለዉሃታ ዝርንዛዕ እንዳ ነብዐት
    ዘውትር ትደሀ ኣላ ክንጸንዕ ብእምነት
    እንተ ንሳ ግና ማዕበል ተተላዕላ
    ኣብ ምእከላ ኮይኑ ጻታ ዘሰፍነላ
    መርከበኛ ድሕነት ክርስቶስ ሒዛ ኣላ
    ኣዝ~~~~👏🏽
    ስለ ርግኣት ዛ ቤት ዮሩሳሌም ተዋህዱ
    ብጾም እትትክዝ ንህምያ ኣለካዶ
    ስለ ደሕነት ደቃ ኦርቶዶክስ ቤተኤል
    ብጸሎት ትነብዒ ኣለኪ'ዶ ራሄል
    ትጽዋዓናላ ሓቢርና ክንምህለል
    እንበር ንሳ ደኣ ቤት ሓቀኛ ጎይታ
    ብዴጌታት ሲኦል ዘይድፈር ልዳታ
    ሃይማኖት ተዋህዶ ከውሒ እዩ ሰረታ
    ኣዝ~~~~👏🏽(2)
    ስብሃት ለእግዚኣቢሄር፡ ወወላዲቱ ድንግል፡ ወመስቀሉ ኩቡር፡ ኣሜን። ንወዲ እሰይ 🙏🏽
    የምስለካ እግዚኣቢሄር ይባርካ ሓወይ ናተይ ።

  • @merhawitabraham9293
    @merhawitabraham9293 ปีที่แล้ว

    ዝማሪ መላእክት የስማአልና

  • @tbletsasefha4941
    @tbletsasefha4941 ปีที่แล้ว

    Zmaramelkt ysmeana Amen

  • @selamselu3800
    @selamselu3800 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤

  • @fretamaher7215
    @fretamaher7215 ปีที่แล้ว

    🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️

  • @AlemYirga-ge6so
    @AlemYirga-ge6so 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @ngstiberhe7133
    @ngstiberhe7133 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @SuzanaWeldegrima
    @SuzanaWeldegrima 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤