ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
❤❤❤ጊልያይ ብፈረሰይ❤❤❤ብማንም ዘይትመን ዋጋ ዘውዲ ክብረይጽዋእ ክቡር ደሙ ቅብኣ ንግስነተይ“ካባ ኣልቢሱኒ ብስምብራት መግርርፍቱዘንጊ ፍቅሪ ኣትሒዙ ሸይሙሚ ኣብ ግዝኣቱ”2ብዕለተ ዓርቢ ዝተረኽበ ዘውደይተራ ወርቂ ኣይኮነን ኣኽሊል ንግስነተይኣብ ርእሱ ኣንቢርዎ መንዚዑኒ ጊልያይመን ኮን ዩ ክሰምዖ ንድምጺ እህህታይ ከም ጋላቢ ፈረስ ስጋይ ኣወጢሓ ነብሰይ ባርያ ኾይና ንሲኦል ኣምሪሓንሓጢኣተይ ሓጺበዮ ቅብኣ ክቡር ደሙሽታኡ ጠፊኡ ብርስሓት ባዲሙረጊጾምኒ ሓሊፎም ኩሎም ምስሌነታትመን ዩ'ከላልየኒ ኣብ ጉባኤ ነገስታት ከም ጋላቢ ፈረስ ስጋይ ኣወጢሓ ነብሰይ ባርያ ኾይና ንሲኦል ኣምሪሓበዚ ኣየብቀዐን ዕልዋ ንግስመተይዝባነይ ዓሪቁ ተቀንጢጡ ካባይ😢ሓላውየይ ርሒቁ ግብረይ ጸሊእዎ😢ሕዛእቲ ወንበረይ ባርያይ ወሪርዎ ከም ጋላቢ ፈረስ ስጋይ ኣወጢሓ ነፍሰይ ባርያ ኾይና ንሲኦል ኣምሪሓእንኮ ዝተረፈ ዘንጊ ፍቅሪ ኣቦይጽልኢ መንጢሉኒ ዘሪኡ ሰላመይስኢነ ግዝኣተይ በሪሱ ሽመተይኣነ ኾይነ ኣጋር ጊልያይ ብፈረሰይ ከም ጋላቢ ፈረስ ስጋይ ኣወጢሓ ነፍሰይ ባርያ ኾይና ንሲኦል ኣምሪሓዝተጠቀመ ሳብስክራይብ ይግበረለይ❤
ብዋጋ ዘይንትመን ውላድ ናይ ጎይታና ኢና ክብሪ ንአግዜኣብሄር ይኹን❤❤❤❤❤❤
ኣንታ ኣነስ ክፈትዎም ብሓቂ ደስ ክብል ትህድኣቶምን መዝሙሮን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጸጋ በዲበ ጸጋ የብዝሓልኩም።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እልልልልልልልል ሌቢ ዘረስርስ መዝሙር, ብሰላም ሃገርና ተመሊስና ሓቢርና ክንዝምር ናይ ወትሩ ትምተይ እዩ,ኣምላክ ፍቋዱ ይኹነልና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም, ዝማሬ መላእክቲ የስማልና ኣሕዋት ❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen zemare melakti yesmealna
ልቢ ዘረስርስ መዝሙር ዝማረ መላእክት የስምዓልና ማሕበረ ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ገጀረት ሽሕን ዋልታን ኩኑ ።
Zmare melaukti yesmealna ugziabher amlak nay agolgulot zebenkum ybarek
በጃኹም ናይዛ መዝሙር ትንታነ ግበሩልና ❤❤ ጽቡቅ ጌርኩም ኣረዱኡና ስፍህ ብዝበለ
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ዝማሬ መላእክቲ ዝተቀበለ ዝማሬ ኣሕዋትና ተቀበል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣብ ቤቱ ብፍቅርን ዝማሬን ምስጋና ንዘልኣለም የንብርኩም
🥲🥲🥲 nafqot aloni zkri nesnetey tami menfesawnt hbret nay yhwatey lomi kezkro tefli kabaki⛪️(ab sdet koyne 😭)tamki fqrki wehasi selamki.zemenkum ybarek zmari melaikti yesmalna yhwatey sdetna yhxrelna
Zemare meleAketi yesemealen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ብሩኻት ፈጸምቲ ይግበርኩም
Esia mezmur thomas wedey k fetua meat iu ezia mezmur
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ናይ ብሓቂ ልቢ ዘረስርስ ህዱእን ውሁድን መዝሙር።
Asey asey asey ኣብየት ደስ ክትብሉ ክትጽብቁ ኣምላክ ኣብ ርእሲ ርእሲ ጸጋ የዓድልኩም ፍትዋት የሕዋተይ ካብዚ ንላዕሊ ክትቅጽልዎ ብዓልቲ ምሉእ ተስፋ እዩ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂
Ellllll ellllll elllllllll tsegeu yebzhelkum yhwatey❤️🌹❤️🌹❤️🌹💒🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇳🇴🙏🙏🙏
Thank for tis mezmur ❤❤😊
❤❤❤🙏🙏🙏 Asey bitaemi des zebil libi zeresris mezmur zimare mealekti yesmealna buruqat.
እንዳ ጋብርና ተናፈቅቲ ❤
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እግዚኣብሔር ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርኽ ኣሜን ።ብዕለተ ዓርቢ ዝተረኽበ ዘውደይተራ ወርቂ ኣይኮነን ኣኽሊል ንግስነተይ
ኣሰይይይይ ዝማሬ መላአክቲ የስመዐሌና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ♥️🥰🥰ብሓቂ ክንደይ ደስ ትብሉ ቅዱስ ቅንኢ ቀኒአና 🥺♥️🥰🥺
Zemare melakti yesmalna Egziabihar amlak xegue yebizhalkum ❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣጆኹም ቀጽልዎ
Amen3 zmare melaekitiy yesmealna 😊🎉❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ደቂ ዓዶም ንቁዱሳን ተባረኹ 🥰😇❤️🙏🏾
Amennn Amennn Amennn Ellll Elllll Elllll
መስፍን ነብስና ዝኮነት ኣብ ፈረሳ ሥጋ ኮይና ከትመርሃ ዘንጊ ፍቅሩ ኣይፈለየና ቃለ ህይወት የስምዕኩም ደቂ ጋብረይ
Zmarie melakti yesmalna brukat yehwatey Xega ab rasi Xega ybzhalkum🙏🙏🙏🙏💒❤️❤️🥰🥰🥰🥰
ቃል ሂወት የስመዓልና መድሃኒዓለም ኣብቤቱ የንብርኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር ካልእ ሕዝኩም ክትመጹና ድማ ብሓንቀውታ ክንጽበየኩም አና።
Zmarie melaekti yesmealna ❤❤des zbl zmarie 😍😍😍🙏🙏🙏
Elllllllllllllllelllllllllllllllllllelllllllllllllllllllll zemara melakti yesmalan egzabheir amlak Tegu yebzhalkum deiq emberhan yehwatatttttttttttttttttttt❤❤❤❤❤
ኣዝዩ ደስ ዘብል መዝሙር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ዝማሬ መላአክቲ የስምዓልና
Zmarie melaket yesmalna kekobie gedam xegu yebzehalkem❤😢 tenafektyy fekaratt mahber ❤
አሜንንን ዝማሬ መልእክት የስምዓልና እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ፍቁራት ይሕዋት ❤🙏🙏
ኣሰይ ጸጋን በረከትን ይዓድልኩም ዝማሬ መላእክት የስምዓልልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዓልና ክብራት ኣሕዋተይ እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ደስስስስስስ በሃልቲ ምቁራት ❤️🙏
ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይብዝሓልኩ ኩብራት ይሕዋት ኣምላክ ይባርኩም ቓል ሂወት የስመዓልና❤❤❤
Zmari melakti yesmalna zemen hiwetkum ybarek
ኣሜን ኣሜን ኣሜንዝማሬ መላእክቲ ዝተቀበለ ኣምላኽ ዝማሬኩም ይቀበል ጀመርቲ ዘይኮነስ ፈጸምቲ ይግበርኩም አግዝኣብሄ ኣምላኽ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዘመንኩም ይባርኽ ኣምላኽ ኮኮበ ገዳም ዝማሬ መላእኽት ዝተቀበለ ጎይታ ዝማሬኹም ይቀበል!!!
Amen Amen Amen qale hiwet zmare melaekti yesmalna Agziabhier xegu yebzhalkum
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ክቡራት ማሕበርና እግዝኣብሔር ኣምላኽ ዘበን ኣጎልጉሎትኩም ይባርኽ።
Amen amen amen
Asey xbukatey edmen tenan yhable xgu ybzhlkum 😘♥️🥰🩸🫂🙏🤗🥰😘
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም
እልልልልልልልልልል ኣሰይ ዝማሪ መልኣኽት የስመዐና ጸጉኡ የብዝሐልኹም ኣምላኽ ኣብ ጸለትኹም ዘኹሩና 🙏🙏🙏
amen amen amen edmen tenan yhabkum kuburat yhwatey
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ብሓቂ ልቢ ዘረስርስ መዝሙር
aseyyy zmare melakti yesmalna❤❤❤❤
ቃል ሂወት ይስምዓልና ኣሜን።
❤❤❤
ጸጋ ኣምላክ የብዝሓልኩም ብሩካት ደቀይ
ዝማረ መላእክት የስመዓልና ኣሕዋተይ እግዚኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ❤❤❤
እልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዚማሬ መላእክቲ የስምዓልና ናይ ዘበን ኣገልግለትኩም አግዚኣቢሔር ኣምላክ ይባርከልኩም ኩብራት የሕዋተይ❤❤❤❤❤❤❤
Xega yebzh ahwatey ❤❤❤
Amen amen amen zemare melaktii yesmalna deki eme berhan yehwateyyy🙏🙏🙏❤❤❤
ጸግእ ይብዝሓሊም ይሕዋተይ❤❤❤❤
Asssssey des zmarie melaekti yesmealna
Zmarye melaekti yesmalnaKemzi ab betekrstyan koynka mzmar xbuk ezi klib ab may gelekoynka mzmar xbuk ykonenn btaemi xbuk zmarye melaekti. enasmea abetu yenbrkum fetari
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ኣዚዩ ደስ ዘብል
Amen amen amen zemare mlaqt ysmalna
እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስመኣልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸእኡ የብዝሓልኩም🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤
Zmarie melaekti ysmealna yhwat xega ybzhalkum amlak
Zmarie melaekt yesmealna ❤❤❤
Zmarie melaikti yesmealna enda gabrna 🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰
Zemari melaeket yesemalna deki gaberay❤❤❤❤
ኣሰይይይ እልልልልልልል ደስ ዝብል መዝሙር ዝማረ መላእኽቲ የስሞኣልና ፍቑራተይ ኣቤቱ የንብርኩም
❤
Elllllllll🥰🥰🥰🥰
አሰይይ ክንደይ ድሰ ክብሉ 😢
Egziabhier zemen agelgulotkum ybark brukat❤❤❤
Amen amen zmare melak yesmalna deqi gabrey ❤❤❤ xegu yebzhalkum
❤❤❤❤❤❤❤
Amen amen amen🙏 zmare meliakti yesmalna🙏🙏🙏
Zemare melaket yesmalna 🙏💒🙏❤️❤️❤️🙏⛑️⛑️⛑️
Amen zmarie melakti yesmalna ❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏❤️❤️
Zimarye melakti yismalna ❤
🥰🥰🤲
❤❤❤❤🎉
🎉🎉🎉
ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ በርከቱ የብዝሓልኩም ኣሕወተይ❤❤❤
ZZ5R@b!
Zmarie melaekit yesmeaalna ❤🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
Zmare melaekti yesmealna
Ellllllllllllll🥰🥰🥰🥰
Mz dawit8-9: ቅንኣት ቤትካ በሊዑኒ፣ጸርፊ እቶም ዚጸርፉኻውን ኣባይ ወዲቑ እዩ እሞ፣ነሕዋተይ ጓና፣ ንውሉድ ኣደይውን ጋሻ ዀንኩ።Abune gaber menfes kedous mesakoum yekounuo nefuat
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና።
ዝማረ መላእክት የስምዓልና🙏❤️🙏❤️🙏
🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿❤️❤️❤️❤️
Ellllllllllllllllllllllllll
❤❤❤❤❤😊😊😊
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
Ellllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllll
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
Zmarie melaekti yesmealna Ahwat ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤ጊልያይ ብፈረሰይ❤❤❤
ብማንም ዘይትመን ዋጋ ዘውዲ ክብረይ
ጽዋእ ክቡር ደሙ ቅብኣ ንግስነተይ
“ካባ ኣልቢሱኒ ብስምብራት መግርርፍቱ
ዘንጊ ፍቅሪ ኣትሒዙ ሸይሙሚ ኣብ ግዝኣቱ”2
ብዕለተ ዓርቢ ዝተረኽበ ዘውደይ
ተራ ወርቂ ኣይኮነን ኣኽሊል ንግስነተይ
ኣብ ርእሱ ኣንቢርዎ መንዚዑኒ ጊልያይ
መን ኮን ዩ ክሰምዖ ንድምጺ እህህታይ
ከም ጋላቢ ፈረስ ስጋይ ኣወጢሓ
ነብሰይ ባርያ ኾይና ንሲኦል ኣምሪሓ
ንሓጢኣተይ ሓጺበዮ ቅብኣ ክቡር ደሙ
ሽታኡ ጠፊኡ ብርስሓት ባዲሙ
ረጊጾምኒ ሓሊፎም ኩሎም ምስሌነታት
መን ዩ'ከላልየኒ ኣብ ጉባኤ ነገስታት
ከም ጋላቢ ፈረስ ስጋይ ኣወጢሓ
ነብሰይ ባርያ ኾይና ንሲኦል ኣምሪሓ
በዚ ኣየብቀዐን ዕልዋ ንግስመተይ
ዝባነይ ዓሪቁ ተቀንጢጡ ካባይ😢
ሓላውየይ ርሒቁ ግብረይ ጸሊእዎ😢
ሕዛእቲ ወንበረይ ባርያይ ወሪርዎ
ከም ጋላቢ ፈረስ ስጋይ ኣወጢሓ
ነፍሰይ ባርያ ኾይና ንሲኦል ኣምሪሓ
እንኮ ዝተረፈ ዘንጊ ፍቅሪ ኣቦይ
ጽልኢ መንጢሉኒ ዘሪኡ ሰላመይ
ስኢነ ግዝኣተይ በሪሱ ሽመተይ
ኣነ ኾይነ ኣጋር ጊልያይ ብፈረሰይ
ከም ጋላቢ ፈረስ ስጋይ ኣወጢሓ
ነፍሰይ ባርያ ኾይና ንሲኦል ኣምሪሓ
ዝተጠቀመ ሳብስክራይብ ይግበረለይ❤
ብዋጋ ዘይንትመን ውላድ ናይ ጎይታና ኢና ክብሪ ንአግዜኣብሄር ይኹን❤❤❤❤❤❤
ኣንታ ኣነስ ክፈትዎም ብሓቂ ደስ ክብል ትህድኣቶምን መዝሙሮን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጸጋ በዲበ ጸጋ የብዝሓልኩም።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እልልልልልልልል ሌቢ ዘረስርስ መዝሙር, ብሰላም ሃገርና ተመሊስና ሓቢርና ክንዝምር ናይ ወትሩ ትምተይ እዩ,ኣምላክ ፍቋዱ ይኹነልና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም, ዝማሬ መላእክቲ የስማልና ኣሕዋት ❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen zemare melakti yesmealna
ልቢ ዘረስርስ መዝሙር ዝማረ መላእክት የስምዓልና ማሕበረ ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ገጀረት ሽሕን ዋልታን ኩኑ ።
Zmare melaukti yesmealna ugziabher amlak nay agolgulot zebenkum ybarek
በጃኹም ናይዛ መዝሙር ትንታነ ግበሩልና ❤❤ ጽቡቅ ጌርኩም ኣረዱኡና ስፍህ ብዝበለ
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ዝማሬ መላእክቲ ዝተቀበለ ዝማሬ ኣሕዋትና ተቀበል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣብ ቤቱ ብፍቅርን ዝማሬን ምስጋና ንዘልኣለም የንብርኩም
🥲🥲🥲 nafqot aloni zkri nesnetey tami menfesawnt hbret nay yhwatey lomi kezkro tefli kabaki⛪️(ab sdet koyne 😭)tamki fqrki wehasi selamki.zemenkum ybarek zmari melaikti yesmalna yhwatey sdetna yhxrelna
Zemare meleAketi yesemealen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ብሩኻት ፈጸምቲ ይግበርኩም
Esia mezmur thomas wedey k fetua meat iu ezia mezmur
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ናይ ብሓቂ ልቢ ዘረስርስ ህዱእን ውሁድን መዝሙር።
Asey asey asey ኣብየት ደስ ክትብሉ ክትጽብቁ ኣምላክ ኣብ ርእሲ ርእሲ ጸጋ የዓድልኩም ፍትዋት የሕዋተይ ካብዚ ንላዕሊ ክትቅጽልዎ ብዓልቲ ምሉእ ተስፋ እዩ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂
Ellllll ellllll elllllllll tsegeu yebzhelkum yhwatey❤️🌹❤️🌹❤️🌹💒🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇳🇴🙏🙏🙏
Thank for tis mezmur ❤❤😊
❤❤❤🙏🙏🙏 Asey bitaemi des zebil libi zeresris mezmur zimare mealekti yesmealna buruqat.
እንዳ ጋብርና ተናፈቅቲ ❤
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እግዚኣብሔር ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርኽ ኣሜን ።
ብዕለተ ዓርቢ ዝተረኽበ ዘውደይ
ተራ ወርቂ ኣይኮነን ኣኽሊል ንግስነተይ
ኣሰይይይይ ዝማሬ መላአክቲ የስመዐሌና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ♥️🥰🥰
ብሓቂ ክንደይ ደስ ትብሉ ቅዱስ ቅንኢ ቀኒአና 🥺
♥️🥰🥺
Zemare melakti yesmalna Egziabihar amlak xegue yebizhalkum ❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣጆኹም ቀጽልዎ
Amen3 zmare melaekitiy yesmealna 😊🎉❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ደቂ ዓዶም ንቁዱሳን ተባረኹ 🥰😇❤️🙏🏾
Amennn Amennn Amennn Ellll Elllll Elllll
መስፍን ነብስና ዝኮነት ኣብ ፈረሳ ሥጋ ኮይና ከትመርሃ ዘንጊ ፍቅሩ ኣይፈለየና ቃለ ህይወት የስምዕኩም ደቂ ጋብረይ
Zmarie melakti yesmalna brukat yehwatey Xega ab rasi Xega ybzhalkum🙏🙏🙏🙏💒❤️❤️🥰🥰🥰🥰
ቃል ሂወት የስመዓልና መድሃኒዓለም ኣብቤቱ የንብርኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር ካልእ ሕዝኩም ክትመጹና ድማ ብሓንቀውታ ክንጽበየኩም አና።
Zmarie melaekti yesmealna ❤❤des zbl zmarie 😍😍😍🙏🙏🙏
Elllllllllllllllelllllllllllllllllllelllllllllllllllllllll zemara melakti yesmalan egzabheir amlak Tegu yebzhalkum deiq emberhan yehwatatttttttttttttttttttt❤❤❤❤❤
ኣዝዩ ደስ ዘብል መዝሙር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ዝማሬ መላአክቲ የስምዓልና
Zmarie melaket yesmalna kekobie gedam xegu yebzehalkem❤😢 tenafektyy fekaratt mahber ❤
አሜንንን ዝማሬ መልእክት የስምዓልና እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ፍቁራት ይሕዋት ❤🙏🙏
ኣሰይ ጸጋን በረከትን ይዓድልኩም ዝማሬ መላእክት የስምዓልልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዓልና ክብራት ኣሕዋተይ እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም
ደስስስስስስ በሃልቲ ምቁራት ❤️🙏
ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይብዝሓልኩ ኩብራት ይሕዋት ኣምላክ ይባርኩም ቓል ሂወት የስመዓልና❤❤❤
Zmari melakti yesmalna zemen hiwetkum ybarek
ኣሜን ኣሜን ኣሜንዝማሬ መላእክቲ ዝተቀበለ ኣምላኽ ዝማሬኩም ይቀበል ጀመርቲ ዘይኮነስ ፈጸምቲ ይግበርኩም አግዝኣብሄ ኣምላኽ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዘመንኩም ይባርኽ ኣምላኽ ኮኮበ ገዳም ዝማሬ መላእኽት ዝተቀበለ ጎይታ ዝማሬኹም ይቀበል!!!
Amen Amen Amen qale hiwet zmare melaekti yesmalna Agziabhier xegu yebzhalkum
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ክቡራት ማሕበርና እግዝኣብሔር ኣምላኽ ዘበን ኣጎልጉሎትኩም ይባርኽ።
Amen amen amen
Asey xbukatey edmen tenan yhable xgu ybzhlkum 😘♥️🥰🩸🫂🙏🤗🥰😘
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም
እልልልልልልልልልል ኣሰይ ዝማሪ መልኣኽት የስመዐና ጸጉኡ የብዝሐልኹም ኣምላኽ
ኣብ ጸለትኹም ዘኹሩና 🙏🙏🙏
amen amen amen edmen tenan yhabkum kuburat yhwatey
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ብሓቂ ልቢ ዘረስርስ መዝሙር
aseyyy zmare melakti yesmalna❤❤❤❤
ቃል ሂወት ይስምዓልና ኣሜን።
❤❤❤
ጸጋ ኣምላክ የብዝሓልኩም ብሩካት ደቀይ
ዝማረ መላእክት የስመዓልና ኣሕዋተይ እግዚኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ❤❤❤
እልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዚማሬ መላእክቲ የስምዓልና ናይ ዘበን ኣገልግለትኩም አግዚኣቢሔር ኣምላክ ይባርከልኩም ኩብራት የሕዋተይ❤❤❤❤❤❤❤
Xega yebzh ahwatey ❤❤❤
Amen amen amen zemare melaktii yesmalna deki eme berhan yehwateyyy🙏🙏🙏❤❤❤
ጸግእ ይብዝሓሊም ይሕዋተይ❤❤❤❤
Asssssey des zmarie melaekti yesmealna
Zmarye melaekti yesmalna
Kemzi ab betekrstyan koynka mzmar xbuk ezi klib ab may gelekoynka mzmar xbuk ykonenn btaemi xbuk zmarye melaekti. enasmea abetu yenbrkum fetari
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ኣዚዩ ደስ ዘብል
Amen amen amen zemare mlaqt ysmalna
እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስመኣልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸእኡ የብዝሓልኩም🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤
Zmarie melaekti ysmealna yhwat xega ybzhalkum amlak
Zmarie melaekt yesmealna ❤❤❤
Zmarie melaikti yesmealna enda gabrna 🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰
Zemari melaeket yesemalna deki gaberay❤❤❤❤
ኣሰይይይ እልልልልልልል ደስ ዝብል መዝሙር ዝማረ መላእኽቲ የስሞኣልና ፍቑራተይ ኣቤቱ የንብርኩም
❤
Elllllllll🥰🥰🥰🥰
አሰይይ ክንደይ ድሰ ክብሉ 😢
Egziabhier zemen agelgulotkum ybark brukat❤❤❤
Amen amen zmare melak yesmalna deqi gabrey ❤❤❤ xegu yebzhalkum
❤❤❤❤❤❤❤
Amen amen amen🙏 zmare meliakti yesmalna🙏🙏🙏
Zemare melaket yesmalna 🙏💒🙏❤️❤️❤️🙏⛑️⛑️⛑️
Amen zmarie melakti yesmalna ❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏❤️❤️
Zimarye melakti yismalna ❤
🥰🥰🤲
❤❤❤❤🎉
🎉🎉🎉
ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ በርከቱ የብዝሓልኩም ኣሕወተይ❤❤❤
ZZ5R@b!
Zmarie melaekit yesmeaalna ❤🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
Zmare melaekti yesmealna
Ellllllllllllll🥰🥰🥰🥰
Mz dawit8-9: ቅንኣት ቤትካ በሊዑኒ፣
ጸርፊ እቶም ዚጸርፉኻውን ኣባይ ወዲቑ እዩ እሞ፣
ነሕዋተይ ጓና፣ ንውሉድ ኣደይውን ጋሻ ዀንኩ።
Abune gaber menfes kedous mesakoum yekounuo nefuat