🛑 ድሕሪ 4 ግዘ ደሮን መዉቃዕቲ ብሂወት ዝተረፈት ዋዕሮ ጀግና ተጋዳሊት ራህዋ ነጋሲ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 เม.ย. 2024
  • ንተጋዳሊት ራህዋ ነጋሲ ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0949201008 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
    ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "
    ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
    ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።
    #gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus
    © Copyright: ገድሊ Plus
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    t.me/Gedli_plus
    / gedli.plu
    / gedli_plus
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 96

  • @Gedli_plus
    @Gedli_plus  หลายเดือนก่อน +9

    ንተጋዳሊት ራህዋ ነጋሲ ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0949201008 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም

    • @a.a210
      @a.a210 หลายเดือนก่อน

      አነ ካብ ኩሉ ክትምስገን ዝግበአ እዛ ቺናልን ብፍላይ ሄለን ቃላቴ የብለይን I hope ብዙሐት ይሕግዙ ይህልው. Keep up the good work you're doing Helen you are angel I swear.

  • @salvato7665
    @salvato7665 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ራህዋ ግን ሓንቲ ረሳሕ ፍጥረት ኢኪ ንሱ ከማን ክቀለኪ ክሕግዘኪ ዝበለኪ ሰብ ፅዩፍ አነዋሪ ቃላትን ፁሑን ትፅሕፊ መሕፍሪ ዘይብልኪ ስዲ ጓሕፍ ኢኪ

  • @user-oz5yq6oh8y
    @user-oz5yq6oh8y หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ብህወት ተረፍኽ ሓፍተይ🙏ኣበይ ቃርዩ ይኾን ወድነአይ ሓደኳ ዉዕሎኡ ዚነግረን ከድረክብ ብለ ይምነሞ ግን😭😭😭💔😭😭

  • @jonatandavid9136
    @jonatandavid9136 หลายเดือนก่อน +1

    Nti kulu meswaeti yekenyelna edmen tienan yhabka fetari 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @Fds567-wy9oe
    @Fds567-wy9oe หลายเดือนก่อน

    ዋዕሮ ትግራይ ❤❤❤🎉🎉

  • @ADONAY_DIVORA143
    @ADONAY_DIVORA143 หลายเดือนก่อน +2

    😭😭😭😭😭😭ሓይቆ ዶበልኪ ዝሓወይ ትፈልጥዮ ዶኾን ነይርኪ ትኮኒ😭😭😭😭ብፃይኪ ዶነይሩ ይኮን ኣብኡዶኾንዩ ተሪፉ ወድነይ ውዕሎኡ ዝነግር ሰብ ሰኣንኩ😭😭😭😭

    • @salamas2118
      @salamas2118 หลายเดือนก่อน +1

      😭😭😭😭😭😭😭

    • @gullala4624
      @gullala4624 หลายเดือนก่อน +1

      አጄኪ ማዓረይ

  • @dsegtjioojgvvfv
    @dsegtjioojgvvfv หลายเดือนก่อน

    ንዓኹም ዝገልፅ ቃል የብለይን❤❤❤❤❤❤

  • @EnthusiasticBirdNest-pg1ei
    @EnthusiasticBirdNest-pg1ei หลายเดือนก่อน +3

    ዋዕሮ ትግራይ 💯

  • @tsegagaltgray
    @tsegagaltgray หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍፍክልና ዋዕሮና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን
    እዛ ሂወተይ ብጣዕሚ ክባር እያ ኣነ ንክነብር ኣብ ትሕቲ እግዚአብሔር ሳላኩም እዩ ሂወትኩም ፣ኣካልኩም ሂብኩምና😢 ዋላኳ ግቡኡና ተዘይፈፀምና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም

  • @user-ni1fm7lo2e
    @user-ni1fm7lo2e หลายเดือนก่อน +2

    ዋዕሮ እንኳዕ ብሂወት ተሪፍኪ❤❤❤

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ዋዕሮ🙏❤

  • @Yohannes_wedi_Humera_Tigray
    @Yohannes_wedi_Humera_Tigray หลายเดือนก่อน +5

    ዋዕሮ ትግራይ 🦁👸💛❤️✊

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz หลายเดือนก่อน +2

    ዋዕሮ ሓፍተይ ጅግና😢❤🎉

  • @AAAA-tn1ny
    @AAAA-tn1ny หลายเดือนก่อน

    ዋእሮ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @eyfryyf3929
    @eyfryyf3929 13 วันที่ผ่านมา

    እንኳዕ ብሰላም ተረፍኺ ማዓረይ❤❤

  • @user-jk2ev9wk8o
    @user-jk2ev9wk8o หลายเดือนก่อน +1

    ቁስሊ ከልቢ ይግብረልኪ ንንእ ስነትክ.

  • @BirrrFinancialContents
    @BirrrFinancialContents หลายเดือนก่อน +1

    አቦይ ብድሮን'ዩ ተሰዊኡ ኢሎም አርዲኦምኒ💔 ብሂወት ዘትረፈኪ ልኡል እግዚአብሔር ይመስገን🙏

    • @gullala4624
      @gullala4624 หลายเดือนก่อน +2

      አጄኪ ማዓረይ እግዚአብሔር አምላክ ንወላዲና መግስተ ሰማያት የዋርሶም

    • @dsegtjioojgvvfv
      @dsegtjioojgvvfv หลายเดือนก่อน

      ኣጆኽ ሑቡየ❤❤

  • @user-we4ny7oe3o
    @user-we4ny7oe3o หลายเดือนก่อน +1

    እንቛዕ ብህወት ተረፍክ ሚሊ ሓፍተይ ዝፈትወክ ብፅተይ❤❤❤❤

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki หลายเดือนก่อน +1

    ዋዕሮ ትግራይ ጓል ሐራስ ነብሪ ኢኪ ንኾርእልኪ ኢና አጆና ከኹሉ ክሐልፍ እዮ: ስውኣት ሐገረ እግዛብሄር ትግራይ ብስላም ዕረፉ ❤❤❤

  • @HagossBerihu
    @HagossBerihu 11 วันที่ผ่านมา

    Mulue mihret yewridelki fetari zehaftey🙏🙏🙏💔🥰🥰🥰

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 หลายเดือนก่อน +1

    Our TDF hero- Rahuwa Negasi - defender of Tigray and its people. Thank you. Tigray the Land of Heroes. Our TDF heroes the most heroic forces of all times in world history.

  • @ZufanZuzu-rr8ev
    @ZufanZuzu-rr8ev วันที่ผ่านมา

    ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @wesd4841
    @wesd4841 หลายเดือนก่อน

    ጀግና ❤❤❤❤❤❤

  • @ghch5195
    @ghch5195 หลายเดือนก่อน

    jgna waerona enkae bHiwet terefklna 😢😢😢😢😢❤❤❤❤

  • @ElsaKibreab
    @ElsaKibreab หลายเดือนก่อน

    ጅግና ❤

  • @FreweyniGalagame
    @FreweyniGalagame หลายเดือนก่อน +1

    ጀግና ዋዕሮ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha6811 หลายเดือนก่อน

    Jegna waerona❤❤

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti หลายเดือนก่อน

    እንካዕ እስከ ብሂወት ተረፍኪ ዋዕሮዋይ😢😢❤❤

  • @biniamgmichael-rh4bf
    @biniamgmichael-rh4bf หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ብህይወት ተረፍኪ ጀግና ክብርቲ ሓፍተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @sahayabray5699
    @sahayabray5699 หลายเดือนก่อน +1

    JEGENA WAERO GALE ZOME JEGANU HEZEBI TEGERAY 💪💪💪💪ENKA BE HEWET TERRFKI ❤❤

  • @BenjaminSolomon-vw5tj
    @BenjaminSolomon-vw5tj หลายเดือนก่อน

    ብፂት ራህዋ ጅግና❤❤❤❤❤

  • @genetakiliu3819
    @genetakiliu3819 หลายเดือนก่อน

    Thank you.
    For your service, beautiful God, please.❤

  • @letshgeremariam9258
    @letshgeremariam9258 หลายเดือนก่อน

    መዓረይ እንካዕ ብሂወት ተረፈኪ መዓረይ 🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @FggCg-ek9dg
    @FggCg-ek9dg หลายเดือนก่อน

    jigna waerona amlak enkae beselam awutseaki zahaftey so ezgabiher atsebiku mhret yewurdelki🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @genetmelkam435
    @genetmelkam435 หลายเดือนก่อน

    Bejakum meseletini belu mesetegna ayetebelu 💔💔💔💔😭😭😭

  • @biniyamberhe8530
    @biniyamberhe8530 หลายเดือนก่อน

    ዋዕሮ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ✊✊✊

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 หลายเดือนก่อน

    Ak. Ahwatey. hsbena. Tigray. ☝️😢🙏🙏🙏

  • @AlemqDesu
    @AlemqDesu หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤warona😢😢😢😢

  • @gidayfantaye7803
    @gidayfantaye7803 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን ፣ጀግና፣ አካራሽን ።

  • @aezmrigthftj9716
    @aezmrigthftj9716 หลายเดือนก่อน

    🙏❤

  • @Mqnay
    @Mqnay หลายเดือนก่อน

    ዝገርም ጥንካረ ❤❤❤❤

  • @user-tn9yu7pv3b
    @user-tn9yu7pv3b หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤ዋዕረና😢❤❤

  • @sophiamengesha2928
    @sophiamengesha2928 หลายเดือนก่อน

    ክንድ አየናይ ፅንዓት እዪ ይገርም

  • @user-jr4od7qb8t
    @user-jr4od7qb8t หลายเดือนก่อน

    Edmen tenan yhabiki jignana

  • @samiates5057
    @samiates5057 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-mi3uc5tl3j
    @user-mi3uc5tl3j หลายเดือนก่อน

    ራህውሽ መማህርተይ😘😘😘እውይ

  • @tigraweti6377
    @tigraweti6377 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HiwetWedikeshe-cp6xj
    @HiwetWedikeshe-cp6xj หลายเดือนก่อน

    respectly waro❤❤❤❤❤e

  • @selu816
    @selu816 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @user-nx8kt4qm3j
    @user-nx8kt4qm3j หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-rb3fk6uy7t
    @user-rb3fk6uy7t หลายเดือนก่อน

    ጀግና ብፂተይ❤❤

  • @user-km2cb4cc4d
    @user-km2cb4cc4d หลายเดือนก่อน

    አቤት ጅግንነት

  • @Burke698
    @Burke698 หลายเดือนก่อน

    😢😢❤

  • @Mqnay
    @Mqnay หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @AhmedAli-zo2sx
    @AhmedAli-zo2sx หลายเดือนก่อน

    👏👏🥺✌️👍👍✊✊💪💪

  • @gdushsgsushs4212
    @gdushsgsushs4212 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤😢😢😢

  • @Azms-ic5or
    @Azms-ic5or 12 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤😢😢😢💔👍

  • @user-rb3fk6uy7t
    @user-rb3fk6uy7t หลายเดือนก่อน

    ሚሊየ ብፂተይ ❤😢😢

  • @user-vk2vz8iy6j
    @user-vk2vz8iy6j หลายเดือนก่อน

    😢😢

  • @KdstiAtsbeha-nf5dr
    @KdstiAtsbeha-nf5dr หลายเดือนก่อน

    🫵our hero 🥰

  • @alemalem4421
    @alemalem4421 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢

  • @user-lx6wh4hg2r
    @user-lx6wh4hg2r หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉

  • @aasaas7284
    @aasaas7284 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏❤❤❤😢😢😢

  • @adwsdas25
    @adwsdas25 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @vardamariyam7992
    @vardamariyam7992 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏❤️❤️😭💔

  • @user-jp3cq6od5z
    @user-jp3cq6od5z หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢

  • @TeweldeMahari
    @TeweldeMahari หลายเดือนก่อน

    ኣነ ዘሕምመኒ ሓደ ነገር ኣሎ ንሱ ድማ እንትርፊ ሓደ ሓደ ተጋደልቲ ዳርጋ ኩሉ ትግራዋይ ዋላ ተጋደልቲ ኩነታት ምስ ኣጋጠመ ድሕሪ ኩነታት ግዛዕ ምዛዕ ክብሉ ብጣዕሚ መሕመሚ ቃል እዩ ኩነታት እንታይ ማለት እዩ ? ድሕሪ ወራር ፀላእቲ ቅድሚ ወራር ፀላኢ ኣብ ግዜ ወራር ዘይንብል?

  • @njrksa116
    @njrksa116 หลายเดือนก่อน

    ❤️💔🙏🙏🙏

  • @kingjo7100
    @kingjo7100 หลายเดือนก่อน +1

    እቲ ዘገርመኒ ሓደ ወዲ ንሓንቲ ጓል ኣሲድ ደፊእላ ኢሎም ዋጭ ዋጭ ዝብሉ ሰባት ብፍላይ ድማ ተጋሩ ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ....ንምንታይ መንግስቲ ከም መንግስቲ ን ህዝቢ ከም ህዝቢ ሙሉእ ኣሲድ ብድሮናት እዩ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ኣፍሲስሉ🤔 እዚ ኣዙ ዘስካሕክሕን ዘሕዝንን ፉፁም ዘሕርርን እዩ ተኪእልኩም ቆልዑት ህፃዉንቲ ኣሲድ ብኣብይ ዝተደፍኣሎም ስለዘለዉ ኣቅርብዎም ተገደደ ተገደደስ ህዝቢ ኣፍልጦ ይረክብ...ብዛዕባ ቲ ዝተፈፀመ ዘስካሕክሕ ጭካነ ዝተፈፀመልና☝️!

  • @user-jk2ev9wk8o
    @user-jk2ev9wk8o หลายเดือนก่อน

    1.5 እናሞትካ da1.7ሰንክልካ ድኣ?

  • @sadsashacg6910
    @sadsashacg6910 15 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @hayha4307
    @hayha4307 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉😢😢

  • @dsegtjioojgvvfv
    @dsegtjioojgvvfv หลายเดือนก่อน

    tdfy❤❤❤❤😢

  • @user-jk2ev9wk8o
    @user-jk2ev9wk8o หลายเดือนก่อน

    ናፓል ኣስድ ኣ ይኮነን.

  • @TeweldeMahari
    @TeweldeMahari หลายเดือนก่อน

    ክንድዚ ዘኣክል መስዋዕቲ ተኸፊሉ ዋዕሮ ተጋዳሊት ራህዋ ነጋሲ ትግራይን ተጋሩን ንኽብርኺ ንተጋድሎኺ ንጅግንንተኪ ነዓኺ ዝምጥን ዋጋ የብሎሙን ናትኪ ዋጋ ሃገረ ትግራይ ምስ እትገሃድ እያ ።

  • @TtTt-jp4hd
    @TtTt-jp4hd หลายเดือนก่อน

    💔💔💔💔💔💊💊💊💊😢😢😢💔💔💔💔💔💔😢😢

  • @user-jk2ev9wk8o
    @user-jk2ev9wk8o หลายเดือนก่อน

    ባንደጅ ዘይብልኪ ሓቅዕም ወዳጀ ሓኪም?

  • @amehare-or1yl
    @amehare-or1yl 29 วันที่ผ่านมา

    ሚድያታት ትግራይ ንልምዓትን ምዕባለን ሰላምን ትግራይ ዶስ‘ንውደወቀትን ጥፍዐትን ትግራይ ? ኣብዘመነ ዲጂታል ሚድያታትክልተ ብልሒ ኣፍ ዘለዎን ሰይፊ እየን ዝምሰላ /Digital media the Double-Edged Sword ብኣገባብ እንተደኣ ጠቂምካሎምን ብስትራቴጂን ትልመ‍እን ብሰብ ሞያን እንተደኣተመሪሆም ካብፀላእቲ ኣብ እዋን ሰላም ይኹን ዂናት ኣንፃርሀገርን ሕዝብን ንዝፍነዉ ጉጉያት ናይ ሓሶትን ፀለመንፕሮፖጋንዳታት ተረኻት Narratives ከም ሓደ ናይ መከላኸላኸሊመሳርሒ ኾይኖም የግልግሉ ከምኡውን ማሕበረሰባዊ ፖለቲካዊምዕባለ ንኽፈጠር ዝለኣለ ተራ ይፃወቱ ፣ ብኣንፃሩ ድማ ብዘይኣገባብን ስትራቴጂን እንተተመሪሆም ድማ ንባእልኻ እዮምቆራሪፆም ዝድርብዩኻ ፣ናይ ሕዝብን ሀገርን ብሄራዊ ናይ ፀጥታንድህነትን ናይ ስግኣት ሓደጋ ይኾኑ ።ሰለዚ እዘን ብሸም ትግራይብተጋሩ ተጣየሸን ዘለዋ ሚድያታት ናይ ዩቲቭ ቻላት ስትራቴጂካዊናረቲቭ ሓንፂፀን ንብሄራዊ ረብሓን ድህነትን ሕዝቢ ትግራይ ዶይነጥፋ ኣለዋስ ብኣንፃሩ ? እቲ ፍርዲ ንኣኹም ኸገድፎ ። ብዙሓትተጋሩ ዝገልፅዋ ሓንቲ ኣባሕላ ኣላ ፀላእትና ብሚድያ እዮምበሊፆምና ይብሉ እታ ናይ ፀላእትና ናይ ሚድያ ብልጫ እንታይ ምዃናግና ኣይገልፅዋን ።ከም ናተይ እምነት ናይ ፀላእትና ናይ ሚድያብልጫ ካብ ናይ ተጋሩ ናይ ሚድያ ሰትራቴጂን ምሕደራንዘይምሕላው ካብ ሕመቕ ዝተገበሰ እዩ።ንኣብነት ካብ ቀዳማይንካልኣይን ሳልሳይን መኸተ ሕዝቢ ትግራይ ዝነበሩ ናይ ትግራይ ናይሚድያ ኣጠቓቕማ ስትራጂታት ንመኸተ ሕዝቢ ዝጎድኡ ኣብ ሓደጋዘውድቚን ወታደራዊ ሚስጥራት ዘባኹኑን ብዘይምንም ቁፅፅርካብ ፕረዘደነት ጀሚሩ እሰካብ ተራ ኣባል ኣብ ማይክሮፎን እናቐረቡሕድሕድ ናይ TDF ወታደራዊ ስልትን ጥበብን ስትራቴጂን ናይሕዝቢ ትግራይ ሚስጥራዊ ስለያዊ ተሳትፎ ኸይተረፈ ዝርግፍኣቢሎም ብዝርዘ‍እር ንፀላእቲ ነጊሮሞም እዮም ፣መራሕቲ ትግራይካብ’ቲ ቅድሚ ዂናት ፅንተት ዝፈፀምዎ ናይ ሚድያ ስትራቴጂጌጋታት ከይተማሕሩ ኣብ እዋን ፅንተትን ሕዝውን ይቅፅሉ ኣለው።ፀላእትና እደለኛታት እዮም ምንም ኸይደኸሙ በዘይ ወፃኢ ካብናይ ትግራይ ሚድያታት open sources intelligence gathering information ብምእካብ ናብ ወታደራዊ ረብህኦምኦውኢለሞ እዮም ሕዝውን የውእልዎ ኣለው።ሓደ ናይሚድያንፀጥታ ተመራማሪ እንትገልፅ how media endangering the national intelligence security ,threat actors can utilize social platforms for psychological warfares,social engineering,intelligence gathering,open sources intelligence is most important in today’s world. ኣብ ሕግን ስርኣትን ዘለወን ሀገራት ኣሽንኻይዶ ኣብ እዋን ዂናት ኾይን ኣብ እዋን ሰላም ከይተረፈ ወታደራዊተንከፍ ዝኹኑ ሚስጥራት ብሚድያ ንኸይቐርቡ ዝኽልክል ሕጊኣለወን ።ዝኾነ ስልጣን መዓርግ ይሓልዎ ተራ ወታደር ይኹን ኣብኣገልግሎት ይሓሉ ኣብ ጥሮታ military rules code of conduct for military members ዝብሓል ንዂሉ ብማእረ ዝምልከትዝኾነ ይኹን ወታደራዊ ሓበሬታ ኣሽንዃይ ዶ ንሚድያስንስድራኻውን ኽትዛረብ ኣይፍቀድን ። እስኪ ናብ ትግራይ ንመለስኣብዝሕዚ እዋን ትግራይ ኣብምንታይ ኩነታት ኣላ ኹሉ ዝፈልጦሓቂ እዩ እሞ ከም ተጋሩ እንታይ ኢና ንኸውን ዘለና ? ሚስጥረዘየዕቍር ሕማም ዶ ሒዙና ይኸውን ?ፅንተት እተዘይ ሚሕሩናእንታይ እንታይ እዩ ከምሕረና ? እሰኪ ከም ኣብነት እዘን ዝስእባ ናይ ዩቱቭ ሚድያታት ናይ ሕዝቢ ትግራይ ናይቲ ‘ ንዓለምዘሰደመመ ናይ TDF ወታደራዊ ጅግንነት ናይ ቅደመ ግንባራትወታደራዊ ስልቱን ስተራቴጂዑን ብዘይ ምንም ቁፅፅር ንፀላኢንፈታውን ይዝርግፍኦ ኣለዋ ። ሕግን ስርኣትን ተዳልዩ ምስቶምኣዳለውቲ ምርድዳእ ብምፍጣር ብሱሩውን ብሕጊ ዘሕትት ውንሰለዝኾነ ናይቲ ወታደራዊ ታሪኽ በኣል ዋና TDF ስለዝኾነ እዞምቪድዮታት ብህፁፅ ወሪዶም ኣብ ክፍሊ ስነዳ confidential archives ክሰፍሩ እንተዝግበር ? ብኣይኒ ሓፍትን ንብረትን ውንብTDF እናተመሓደረ ናይ ትግራይ ሰላማዊ ኹታት ናብ ንቡርምሰተመለሰ ምሰ ዓለም ናይ ፊልም ካምፓንታት ብድርዳር ናብሚልዮናት ዶላር ቁጠባዊ ረብሓ ከውእለሉ ዝኽእል እድል ሰፊሕእዩ ።>>
    1.TPM.
    2.Tigray
    3:Tigrai Tv
    4.tigray Liberty Media
    5.Dimtsi weyane Tv
    6.TMH
    7.Zara media
    8.UMD media
    9.Axumawuian media
    10.reyot media
    11.kezahta show
    12..laza Tigrinya
    13..Tigray press
    እዞም ዝስእቡ እዮም ቀይዲ በተኻት ናይ ተጋሩ ሚድያታት
    1.Dedebit media
    Desta show TH-cam 118 videos
    Woyen ጋዜጣ TH-cam 738 videos
    Plot media TH-cam 88 videos
    Gedli plus TH-cam 165 videos
    Orya media 21 videos
    Seret media 50 videos
    Braketigrai TH-cam 486 videos
    Mihe entertainment 261 videos
    Lilay tv TH-cam 37 videos
    Natna forum 440 videos
    Rara media 4.2K videos
    ናብ @ኣመራርሓ TDF
    ናብ @ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ
    ናብ @ ህውሓት
    ናብ@ ገረዓልታ ኢንሰተቲቱዩት
    ናብ @GSTS
    ናብ @SJTC

  • @MuluMulu-mm6ry
    @MuluMulu-mm6ry หลายเดือนก่อน

    እንቋዕ ተረፍኺ ብፂት

  • @habtomberhe9915
    @habtomberhe9915 หลายเดือนก่อน

    ንስኺ ትነስሊ ጽብቅቲ ዕምበባ ዶ ብባዓል ደበረጽዮንን መንጀሪኖን ዘበላሸውዎ ፖለቲካ ዋጋ ምኸፈልኪ

    • @user-dk4ww6yc3y
      @user-dk4ww6yc3y หลายเดือนก่อน

      እወ ዶ ብሰንኮም ዶ ይመስለካ?

  • @user-oz5yq6oh8y
    @user-oz5yq6oh8y หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ብህወት ተረፍኽ ሓፍተይ🙏ኣበይ ቃርዩ ይኾን ወድነአይ ሓደኳ ዉዕሎኡ ዚነግረን ከድረክብ ብለ ይምነሞ ግን😭😭😭💔😭😭

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @birnihigotube9453
    @birnihigotube9453 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @DgDh-px1wd
    @DgDh-px1wd หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤😢😢😢

  • @user-bc5le4xb6b
    @user-bc5le4xb6b หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @melenadan1670
    @melenadan1670 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤