ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ንፍርያት ኣብርሃም ኣፈውርቂ ትፈትዉዋ ሰባት ፈቃራት ኢኩም ።
Neaka like zgeberuleka keman feqarat eyom 👏👍
@@robelamine1782 ክብረት ይሃበለይ ወገነይ
Bzeykal alem 🇪🇷❤️❤️
Naybhaki Fekarat ♡❤🧡💛💚💙💜❤
ተሓሰብካዮ'ኸ ዋላ እቲ ጨካን ሰብ ፍቕሪ ዘይፈልጥ ሰብ እዩ ደርፉ ዘፍቅሮ ክትገልጾ ዘይትኽእል ሓይሊ ኣለዎ።
ምፍላጥ ዓቅሚ ኢዩ ኣተሓሳስባንነብረላ ዓለም ፍቅሪ እንድዩ መክሰባ" ኣዚየን መሰጥቲ ሓረግ
A= ኣልማዝB= ብርሃንR= ራህዋA= ዓለምH= ሃብቲA= ዓወት M= መምህር
Yigbuo u bro
ትክክል
Wawsww
ኣብርሃም ዘይድገም ሰብ
ኣብርሸይ ኣብ ገነቱ ይቀበካ
ኣነስ ደርፉ ክሰምዕ ከለኩስ ንብዓት እዩ ዝመጸኒ ኩሉ ግዜ ክሰምዖ ይደሊ ሞ ይከብደኒ ከምዚ ከማይ ዶ ይገብረኩም ደ ኤረይ ደቂ እዛ ሓላል መሬት፡🥰😍🤩🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰😍🤩🤩
😍😍
Yesss❤❤❤❤❤❤
ሓላል ንብዓት'ዩ!!!!!!
❤@@michaelangesom902
,አብርሸይ አብ ገነት የንብርካ ጎይታ ሓፍትኩም ካብ ትግራይ ፈታዊት አብርሽ።
ታንክስ ንሕና ውን ንፈትወኪ ኢና ሓቢብቲ ኣና
@@slekulunegertemesgen5591 asey broy natey kemzi natka melsi des yu zibleni
@@alenadema8334 ጽቡቕ ዝፈቱ ከምዚ ከማኺኮ ውሑድዩ ንስኺ ውን ፍልይቲ ፍጥረት ኢኺ ኣርማ ፍቕሪ ኣርማ ሰላም ወርቂ ስለ ዝኾንኪ ኢኺኮ
Nehna wen nefatewaki in sis❤❤
የመስግን kburatey!! ፍቅርን ስላም ይሃበና
ወርቕስ ትፍሕሮ ምበር ወርቂ ዶ ይቕበር"ሓደ ሓውና ኣብ ግዜ ዕረፍቲ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ዝበላ'ያ፡ ኣብርሃመይ ከም ስሙ ኣብርሃም ❤
እምኒ ዓረ ዘበርስ ሓወልቲቆጽሊ ጋባ ማርያም ኣስመረይቲሸዊት ስገም ናይ መብጽዓ ደሴትፍቅሪ ከም ጽሓይ'ዩ ዝኣምና ሃይማኖትምስጢር ፍቅሪ መን ይፈልጠለይበቢዘለናይ ፍሽክ በሊ መለይፍቅሪ'ዩ መንገደይ ሰላም ሕልናንዒ ወግሕታ ፍቅረይ ኤረናኣይፋልክን ሓደራ ግዜ ምንባር ምሳይክህልወልኪ'የ ሽኮር ትምኒተይከምዝደለካዮ ድዩ ደስታ ልበይኣብ ኣለኩልኪ ተስፋ'ያ ስንቀይኣይጎደለን ኣቤላ ተሓንበለደቂ ኤረይ ስድራይ ተዓዲለበሪክ ጥበባዊ ጥቃ ሰማይኣብ ልበይ ህታምካ ሰንደቅ ኢካ ንዓይ ኣብርሃም ኣፈወርቂ
ብር ክትብል ትሓጎስ!
ናይ ብሓቂ ንፉዕ ሓወይይይ
Nay Bhaqi hawey mearey
Kokobey Merhaba Fishiktameley amenni
ብሓቂ
ሕሉፍ ግን ከኣ ህያዉ ንኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣብርሽ ተቐዲሑ ዘይዉዳእ ወዲ ባሕሪ ነገስታት ❤️
ኣሃ..........ይ! ናትካ ነገር ሲ! እንታይ ሞ ክንብል ኢና ንናፍቀካ በቃ 😭🥰❤️
*ንናፍቐካ በቃ*😭😭😭
😫😫😫
Ninafqeka beqa really 😭❤
☆ንናፍቐካ በቃ☆☹︎😢
ናይ ብሓቂ 😭😭😭
ነፍሲ ወከፍ ስርሓት ኩቡር ፍላስፋ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ዝኾኑ ብሙዚቃ ዝተሰነዩ ቡሉጻትን ቅዱሳትን መጽሓፍቲ እዮም።ምሉእ ሰብ ንምዃን ዝፈጥሩ ወርቃውያን ቃላት ፍላስፋ ኣብርሃም!!ብዉሑሉል ኣገባብ መብርሂ ንኣእምሮ ጽላል ንኣእምሮ! ማይ ንኣእምሮ! መግቢ ንኣእምሮ! ኣየር ንኣእምሮ! እዮም።😇💜🙏🏾
ኣብርሽይ ኽጽሕፍ እሞ ይህቅን ክንእደካ ይብተነኒ ሓሳባት ቃላት ይስእነልካ፣ ስእነ ሓሳባት ዝገልጽዑ ንዓካ፣ ይጣራጥረኒ ኣሎ ውድሰብ ምኻንካ።
💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭
ለክዕ ከምዚ ንዓይ ዝገብረኒ ማሓሪ ሓወይ።
lik 10.000
😢@@asteremnet5930
Nay grikland sokratos Nay Eritrea Abreham Flasfa
ከምዘይ ትፈልጥ ምፍላጥ እዩዝዓበየ ፍልጠትኣብርሃም ፍላስፋ መንግሰተ ሰማይ ተዋርስካኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለካ❤🥰
I was thinking about this.
R.I.P
Men meytu mss beleka😭😭❤❤❤
I'm from Sudan, I can't understand anything but I love Eritrean music
ደጋጊመ ይሰምዓ ኣለኹ። ምናልባት 10000 ዝኸውን ምስ ደጋገምኩዋ ንዓኣ ዝምጥን ርእይቶይ ይህብ ይኸውን። ኣብረሃም=ኩሉ ግዜ ልዕሊ ትጽቢት'ዩ
ደጋጊመ ይሰምኣ ኣለኹ:: ምናልባት 10000000 ዝኸውን ምስ ደጋገምኩዋ ንዓኣ ዝምጥን ርእይቶይ ይህብ ይኸውን :: ኣብርሃም ❤️🔥 ኩል ግዜ ትጽቢት'ዩ 👑🙏🏾
ተስፋ ይስአን አሞ ደርፍካ ሰሚአ ይባራበር ሓዘነይ ይርስኦ ዓለም kxebeni ናብካ eye ዝኸይድ if you love the king like
"ከም ዘይትፈልት ምፍላጥ'ዩ እቲ ዝዓበየ ፍልጠት" ኣብርሸይ ያክ ነባሪ ስራሕ እምበር ነባሪ ሂወት የለን!!!
Habirka ko hayal tegadilka minibar we 😘😘😘 you
ኣቱም ሰባት ኣነ ኣይኣመንኩን ዘለኹ ንጉስ ስነ-ጥበባዊ ኣብርሃም ኣፍወርቂ ብሂወት ኣሎ 😍💔😢
ጌና ደርፉ ምስ ሓድሽ ዓመት ሓድሽ ዩ ።
አሎ አጆና ክምለሰና ኢዩ።
Kabey kimles
ይግበሮ ኣምላክ
ኣበይ እሞ ወላ ንተኣምር ሕጊ ተፎትሮ ጥሒሱ እንተ ዝምለሰና 🕊🇪🇷🤴💖
ኣብርሽ .....ኣቦ ጥበብ
ኣቢተይ እቲ እንኮ ዘይድገም ፍጡር ኣቢተይ እቲ እንኮ ንሞት ዝሰዓረ ፍጡር ኣቢተይ ንዓይ ህያው እዩ።♥️💗❤❣⚘🌹💚💛🥀🌼🌺💯✅
እዋይ ልበይ ግምጥልጥል ኢሉኒ የዕንየይ ከም ማይ ዛር ይነብዓ ኣለዋ ። ዓለም ጎደሎ ንዘይ ውሰድ ወሲድክልና ኣብሪሽ ጎይታ ጥበብ ኣብ ላዕላይ ሰማይ ጻዕዳ ይጽናሕካ ከምቲ ልብካ
ናይ ኣብርሃም ዳኣ ከይትወደአ ውዱኡ እንድዩ❤❤❤❤❤❤
Eti nhagerna Bhgi, bslet aamro, babisnetsbeb, bastemhro kmerhana ntsbeyo zneberna abrham nkulu Eritrawi tsray zeykone tsefiena Africa mulue Xefiewo !Abrahamey wetru ab lbi kulu Ertrawi
እንታይ ክም ዚጽሕፍ ኣይፈለጥኩን ///ዓለም መራጽት my king ንግደተይ ናይ ምድሪ ምስ ወዳእኩ ኣብ ላዕላይ ሰማይ ክንራከብ ተስፋ ይገብር
አብርሽ ክደሰት ክትክዝ ኩሉ ግዛ እየ ዘድምፆ ግን ዓለም ከዳዕ እያ
አብራሃም አፈወርቂ ነይ ዓለም ዝድነቅ ሰብ እዩ ነብስካ አብ ገነት ይቀበልካ አምላክ እምበር እንተ ኣነ እካ ክፈትወካ ታሪክ ግን ኣለካ ዘይመዉት ነበሪ ሓፍትኩም ካብ 🇻🇳🙏🙏💯 ዝፈትወኩም 🇪🇷🙏
@wedibashay tanks you so mach 🙏🙏💯
@TSEDAL TSEGAYE ❤ Kbrty haftna buzuh nemesgneki. Selam nkulatna🕊
@@hannaa9184 አሜን ምስግና ዘድልዮ ኣይከነን እዩ ግን ክብረት ያሃበለይ 🙏🙏🙏🌹💯
ንሕናዉን ንፈትወኪ ኢና ክብሪቲ ሓፍትና🥰
@@hhg622 ክብረት ያሃበለይ 🙏🙏🙏💯
ዘይ ርሳዕ ዝክሪ! ኣብራሃም ኣፈወርቂ ወትሩ ኣብ ልብና!
ውዱእ'ዩ ፡ ኣይተወድአን ኣይትበሉእነሀ'ንዶ ውሽጠይ ኣትዩ ልበይ ፈታቲሉ ኣብርሃም ዝሰርሖ ርብዒ የብሉ ፈረቓመልእኽቱ እኹል'ዩ ኣየድልዮን'ኳ መኻይዲ ሙዚቃ !!!ኣብርሃም ወትሩ ኣብ ውሽጥና ክትነብር ኢኻ !!!
🤗🤙
በሓቂ ናይ ዘለናዮ ወገነይ ወገንካ ፍቅሪ ገዲፍካ ጽሊኢ ይገርም ብልጽቲ ስራሕ
Nay behaki semharino nay Abraham kulu wdue eyu hazel melakti bkulu ab kulu ablbna nebari eyu
Nay behaki nay Abrham wudue eiu beka 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ናይ ብሓቂ ሰምሃሪኖ ኣንበሳ
ኣብርሸይ መምህር ናይ ሂወት ኢኻ ኣሕሕሕሕ ዓለም ከሙ እያ ብሉጻት እያ ትወስደልካ
ሞት ስዒሩ እንተ ዘየመ ኣይገርመንን ኢዩ ኣብርሃም ህያው ኢዩ ንዓይ።ወገነይ ወገንካ ዘይምሕር ጓህሪገነትና በኪልናስ ገሃነም ክንሓሪቀደም እባ ኢዩ ኣስተውዒሉ ዝመጽእ ተረዲእዎ ኣብርሃመይ።
ነምታይ ገን ከስብ ሓጂ ካብ ገጻት ዩትብ ተዊላ ጸኒሓ
ን ዘየለ ምጽባይ ከም ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ መርከብ ምጽባይ'ዩ ክብሃል ይሰምዕ'የ።ንስኻግን ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት እነሆ ተመሊስካ።ኣብርሃም ኩሉ ነገርካ ተኣምር'ዩ
ኣቢተይ ወናኒ ልበይ 💔 እቲ እንኮ ዘይድገም !!!
Ohhhh Abrham qeltifkana , tuum bruk seb amlak yfetwoo seb yfetwoo 💔💔💔💔
እንዳሓደረ ዝመርር ክስረትካ ኣብራሃም ከቢድና እስካ ፍቅሪ፡ ተስፋ ፡ሓቦ ፡ኒሕ ፡ ክገብር ናይ ምባል ፡ስላም ፡ልቦና .።
ናተይ ኣምላኽ ክብለካ ድፍረት ኣይስመዓንን❣️🙏🙏🙏
ኣብሩሽ ኣያ ጥበብ 🎤🎤🎹🎹
እንቋዕ ሓጎሰና ኣፍቀርቲ ኣብርሃምጥዑም ደርፊ ሰሚዕናየቐንየልና ክብርቲ ሓፍትና ርግኣት
Abreham ናይ ብሃቂ ሊቅ ነሩ ዘልኣለማዊ ክብርና ዝክሪ ይግቦኦ
ዳግምማይ ነቢዐ ! ዘኪረካ የቀንየልና ስለቲኩሉ ዝሃብካና ሃብታም ጥበብ ኩሉግዜ ክንዝክረካ ኢና። መንግስተ ሰማይ የዋርስ ንግስ ጥበብ ትግርኛ። ❤️❤️❤️❤️❤️
ፓውሎስ ኢስኪ ከም ዝጀመርካዮ ተካኢኩን መቸም ሓንቲ ደርፊ ሰሚዐልካ ፓውልሎስ ኣብ ማኣዲ ትምህርቲ ዝፈልጦ ስለ ዘይ ተጸበኹካ ተሓጊሰን ሰንቢደን ብዝኮነ ከም ዝጀመርካዮ፡ቀጽሎ ኣብራሃም ተካኢዘድልዮ ፍላስፋ ኢዩ ትግርኛና ክዕንቢብ ክብርታትና ክበራበር ኣለኩ በል
@@abelkiflai6594 ሰላም ! ኣቢ ሓወይ መጀመርያ ክብረት ይሃበለይ። ደሓር ኣብርሃም ክትክእ ግደፍ ጋህዳዊ ሓሳብ ፡ ሕልማዊ ሓሳብ ዉን ኣይከኣልን። የግዳስ ! ከምቲ ኩሉ ዝገብሮ ንእሽተይ ኣበርክቶ ክገብር ክፍትን።
ድሙቅ ኮኾብ ሙርኩስ ሂወት አንታይ ኢና ሞ ክንብል ኣብ ገነቱ የብርካ
Abrham zeytegenxele mexhaf# "ሓቢርካ እኳ ሓያል ተጋዲልካ ምንባር ዝርወት መን ይብህግ ስኒት ጥምረት'ንበር" !!# "ከም ዘይትፈልጥ ምፍላጥ ኢዩ ዝዓበየ ፍልጠት" !!! ህያው ዝኮነ ድርሰት
ንኻላኣይ ግዜ ዘየፍጠር ዓይነት ፍጥረት አደሲትካና ኢካሞ አምላኽ ብየማኑ ይበልካ
ፉሉይ ፉጡር ሓደ ንዓለም ንዓና ግን ዓለምና 🙏 መግለጺ ኣልቦ ንጉስ ኮምባስ ሂወት 👑ከም ዘይትፈልጥ ምፍላጥ ዩ ዝዓበየ ፍልጠት!!
Broy
Yeah
You are richt man
ኣነስ ደርፍታት ናይ ኣብርሃም ኣብ ሂወተይ ኣቢተስፋ የስንቀኒ አንታይ አሞ አዛ ዓለም መንግስተ ሰማይ ይዋርስካ
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ!!!!! ዘራክብ ድልድላት ይሕሸና ንሕለፎ ስለ ፍቅሪ እምነት ሓቢርካ እኳ ሓያል ተጋዲልካ ምንባር ዝልወጥ መን ይብህግ ስኒት ጥምረት ምበር ኣቢ ናተይ ኣብ ሂወተይ ብኣክላ ረከቢ ሓቂፈ ዘይስዓምኩካ ውአትሩ ይትክዝ እሞ። ናይ ዘልላለም ህያው፥ ዘይበርስ ሓወልቲ ምካንካን ወትሩ ኣብ ልቢ ትነብር ምካንካን ስለ ዝፈልጥ ድማ ይጻናናዕ። I Love you for ever Abrs.
ኣብራሃም ሞይቱ ኣይቱበሉኒእነሆ እንዶ ብቓንቁኡ ይዕልለኒልበይ እኮ ረኺቡ መግቡ ፍቕሪ ተስፋ❤️ ኣቦ ፍቕሪ ተሰፋ ሓልዮት ❤️🙏
ኣብርሃ ፋላስፋ ሂወት ኤርትራውያን ንዓኻ ምስኣና ዓቢይ ኢና ከሲርና ።
ኣብርሃመይ ወርቂ ቃላቱ
ኣቦ ዜማ መን እሞ ከማካ ከምቲ ድበልካዮ ዓለም ጎዶሎ 'ያ ንዘላለም ኣብ ገነት ዕረፍ !
ረኺብካኒ 😢😢😢😢😢😢ኣብርሸይ ከማኻ መን ኣሎ የለን ክውለድ ውን ኣይክእልን,ዩ
ከም ዘይተፈልጥ ምፍላጥ ዩ ዝዓበየ ፍልጠት ኣብርሽይ ኣቦ ጥበብ
ግደፍ እቲ መግለጺ ዝሳኣንኩሉ ኩሉ እቲ ዑዮኡ ኣብዚ ኮሞንት ተጻሒፉ ዘሎ ከማን ኣንቢብካ ዘይትጸግቦ ያ ንሕና እኮ ፍሉያት ናይ ብሓቂ እንታይ እሞ ከም ደቂ ዛግራ እንዲና እሞ ፋሕ ብትን ኢልና ያኸ ተካል ግዜ ።
ብጣዕሚ ጽብቕቲ ደርፊ ኩሉ ግዜ ንኤርትራዊ ከተጸናንዕ ኣብርሽ rip lik lik lik
ዛ ግጥሚ ሕሹክታ ኣብዚ ፀሓፉልና በይዛኹምኣብርሽ ዘይተነበበ መፅሓፍ 😍❣️❣️😭💙
"ሕሹኽታ" ብጽሑፍ ንሰብ.... ከይትነግርʼዩ እቲ ስዉር ኣርእስታ ብርቱዕ.... ድምጻ ምስጢርʼያ ትዘውር ሕሹኽታ ይፈታተኑ ፈቃርነትና ክትፈላልዮ ሓደ ኣምሳልና ኣይንፈቅድን ክንዘሩ ውህደትና ዝፈላሊ ሕሹኽታ ተቘጺርና ተፋቕር ዕልልታ ተርህወልና ናይ ስምዒት መናድቕ ከይዘርወናዘራኽብ ድልድላት ይሕሸና ንደኽሞ ስለ ፍቕሪ ብእምነትና ሓቢርካʼኳ ሓያል ተጋዲልካ ምንባር ዝርወት መን ይብህግ ስኒት ጥምረት እምበር ኣበይʼዩ እቲ ድኽመት፧ ሰኣን ፍልጠት ድዩ ወይሲ ናይ ትሕትና ሕጽረት፧ከም ዘይትፈልጥ ምፍላጥʼዩ ዝዓበየ ፍልጠትከምʼዚ ጓል ርግቢት ኣብ እንቋቁሓ እንከላ ምናልባት ʼዛ ዓለም ዝመልኣታ ይመስላ ዶኾን ይኸውን፧ መዓልታ በጺሑ ፈንቂላ ምስ ወጽአት በሪርካ ዘይውዳእ ዓለም ምስ ረኣየት ትነኣኣስ ምፍጣራ ክሳብ ትጠራጠር ካብ ጽምዋ ትሃድም ምስ ከምኣ ትጽምበር ምፍላጥ ዓቕሊ*ʼዩ ኣተሓሳስባ ንነብረላ ዓለም ፍቕሪ እንድዩ መኽሰባ ነነብስና ንፈትሽ ካብ ነውሪ ንላቐቕ ጸዊዕካ ጸበባነፍቅሮም ከፊልና ዘጽናዕናዮ ፍቕሪ ወገነይ ወገንካስ ናብ ዘይምሕር ጓህሪ ገነትና በኪልናዶ ግሃነብ ክንኣቱ ከለና ኣብʼዛ ምድሪ፧!_______________________________________________________*ዓቕሊ ድያ ዓቕሚ ኣይተነጸረትልናን ዘላ፧ (=?)
@@pietrosgmwerasi6056 Thank you ዝሓወይ 🙏 ተገዲስካ ንዘይተሓለለ ፃዕርኻ ክብረት ይሃበለይ።
@@pietrosgmwerasi6056 thank you መዘናይ ከምዚ ገይርካ ብምጽሃፍካ
@@pietrosgmwerasi6056 waww adniqeka kemaka shkor wedi yedlyena alo
ኣብራሃም!ኣዕሚቁ ዝሃስብ ፍሉይ ድምጻዊከምዚ ጓል ርግቢት ኣብ እንቛቅሖኣ ከላ ምናልባት ንዓለም ዝመለአታ ይመስላ RIP,
ኣታ ንጉስ ዋላ ብሂወት ምስ ሓለፍካ ውን እወይ ኣብርሸይ በል እስከ ኣብ የማናይ ኢዱ የንብርካ።
ሂወት ዓለም ምስእንፋቀርዩ ንኸስባ።ኣብሪሽ ፍልስፍናዊ ቓላትካ ፉጹምዩ ንዓይ ur soul may in paradaise Amen
Nay kulu gize blux eritrean artist / philosopher 😢😢😢😢❤❤❤❤
ኣነስ ይጥራጥር ኣለኹ ኣቢተይ ብመንፍስ ትሰዶ ከይትህሉ 😥😥😥🤦♂️🤦♂️🤦♂️
ናይ ሓጎስ ንብዓት ነቢዐልካ ኣብርሸይ ይቕሬታ። ስርሓትካ ክንሕሉ ድማ ሓላፍነትና እዩ ውላድ ገዲፍካልና ኢኻ ኩሎም ደርፍታትካ ፍሬኻ እዮም ክንዲ ቦኽርን ሕሳስ ልደን።
የአብርሃምን ሙዚቃ እንደ ምሰማው ቢገባኝ በጣም ደስ ይለኝ ነበር ለማንኛውም አንተም መቼም በውስጣችን አለህ ሙዚቃ በሰማን ቁጥር
ኣብረሃም ሊቅ ነበር ለመተርጎም እሞክራለሁ ወንድሜ
መምህር ፍቅሪ ፡ ደርፍታትካ ሂያው'ዩ ንዘልኣለም ነባሪ ደርፍታትካ ክሰምዕ ከለኩ ተስፋን ሓቦን የ ዝሰንቅ ናይ ኣእምሮን ልቦናን ስንቂ ከማይ ተለኩም Like ኣግርጭው እስከ ኣብሉ
“« ወገነይ ወገንካስ ናብ ዘይምሕር ጓህሪ» " ብፉሉይ ዘስተውዓልኩላን። ዘይትድገም ፍጡር! ቃላትካ ፈወስቲፍልጠትካ ከይቐመስናዮ ምኻድካ'ዩ ዘተሓሳስበኒ።
ብወገነይ ወገንካ ኣብ ሰዓታ ምስ እዚ ዘሎ ኩነታትት ትኸይድ ኣብርሽ ብዙሕ ንናፍቀካ ደሊና ግን ምጭባጥ ንስእነካ
ጭል ትብል ወዲቅካ ዘይትንጸል ከም ረጽሚ ኣብ ከዉሒ ትቦቅል መስተንክር ፍሬኻ King of life abrsh 🎸🎷🎤🎧
ከምዘይትፈልጥ ምፍላጥ ኢዩ ዝዓበየ ፍልጠት፡ ኣብርሽ ንዘልኣለም ህያው ኢኻ፡ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭 ሓዳሽ ደርፉ ምስ ሰማዕኩ ዝተሰምዓኒ ስምዒት OMG.
አብርሃም መግለጺ ዘይርከቦ ሓያል ስነ ጥበበኛ። ሰብ ክትብሎ ከለኻስ ሕማቓት ሰባት ክትርኢ ከለኻ ትጠራጠር
ሕሹኽታ🎤ን.... ሰብ... ከይትነግር,ዩቲ ስውር ኣርእስታብርቱዕ ድምጻ ምስጢር ያትጸውር ሕሹኽታ 🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶 ዝፈታትኑ ፈቃርነትና ክትፈላልዮ ሓደ ኣምሳልና 🔍ኣይንፈቅድን ክዘርዉ ውህደትና ዝፈላልዩ🔍 ሕሹኽታ ተቖጺርናዘፋቕር ዕልልታ ተርህወልናናይ ስምዒት መናድቅ ከይዘርወናዘራኽብ ድንድላት ይሕሸና ንግደፎ ስለ ፍቅሪ ኢልና🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶ሓቢርካ ኳ ሓያል ተጋዲልካ ምንባር ዝርወት ነየብህግ ስኒት ጥምረት እምበር🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎤 ኣበይ ዩ እቲ ድኽመት ሰኣን ፍልጠት ድዩ ወይስ ናይ ትሕትና ሕጽረትከምዘይ ትፈልጥ ምፍላጥ ዩ እቲ ዝዓበየ ፍልጠት🎶🎶ኦሆሆሆ ኣሃሃሃይከምዚ ጓል ርግቢት ኣብ እንቋቆሓኣ ኮላምናልባት ዝዓለም ዝመልኣታ መስላዶኾን ትኸውን፧🎶🎶🎶🎶🎶🎶መዓልታ ነዊሑ ፈንቂላ ምስ ወጸትበሪርካ ዘይውዳእ ዓለም ምስ ረኣየትተነኣእስ🔍 ምፍጣራ ክሳብ ትጠራጠርካብ ጽምዋ ትሃድም ምስ ከምኣ ትጽንበር🎶🎶🎤🎶🎶🎶🎶🎶 ምፍላጥ ዓቅሚ እዩ ኣተሓሳስባ ንነብረላ ዓለም ፍቅሪ ዩ መኽሰባነነብስና ንፈትሽ ካብ ነውሪ ንላቐቅ ጸዋዒካ ጸበባ🎶🎶🎶🎶🎶🎶 ከፊልና ዘጽናዕናዮ ፍቕሪወገነይ ወገንካ ስ ናብ ዘይምሕር ጓህሪገነትና በኪልናስ ንገሃነብ ክንኣቱ ከለና ኣብዛ ምድሪ🎤🎶።
እዋይ ኣብሪሸይ ኣነስ ምግራመይ ወዲአ 🤔
👍🏻👍🏻👍🏻
👍👍
My king broye
@@ሚሊጓልሃገረሰብ-ኸ5ዐ ኣነስ ሕጂ ባዕሉ ዝሰደዳ ኮይኑ ይስመዓኒ ኣብርሸይ ብዙሕ ንናፍቀካ
ንጉስ ሙዚቓ ፍልፍል ቃላት ኤዶም ወሓዚ ጣዕሚ።ኣብራሃም ዘይተወደአ ስራሕ ዘይ ኾነስ ዘይውዳእ ዘይጎድል ስርሑ እዩ ገዲፍልና
ሑግስ የ ደቒ አረይ ካባኩም ምፍጣረይ አወ ሒጂ ውን አንክዓ ወዲ ታ ሓላል ዓዲ ኮንኩ ፡ legend atst Abrhimo and other ka always in our mind
መድሃኒት ዩ ቃላቱ ኣብኡ ከም ትህሉ ዩ ዝገብረካ
ኣብራሃም ኩሉ ኢካ ናዓና♥ግን ኩሉ ኣይብለካን ኣብ ኩሉ ሕማቅ ስለ ዘሎበቃ ፍቅሪ ኢካ ♥ፍቅሪ ልዕሊ ኩሉ ኢለ ስለ ዝኣምን 🙏🙏🙏ናይ ፍቅሪ መምህር ኢካ ህሉው ንዘልኣለም።🤴🏿🧚🏾♂️
እንታይ እሞ ክንብል ኢና ኣብርሂሞ ዓለም ጎዶሎ ከይ ጸገብናካ ተፈሊኻና ብየማኑ ይቀበልካ❤❤❤🙏
ኣይመትካን ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለኻ👑👑
ኣብርሸይ😢ምግቢ ልበይ መጻናኒዕየይዓለም ግን ርግምቲ 😢ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣብርሸይ😢💚👑
ክምዘይ ትፍለጥምፍላት እዩዝዓበየ ፍልተት፡ i have no words for u just rip in paradise 😭 me
ኣብ ዓለም ዘይክሰር ከስሪና ኢና ንዘለም ስሙ ዘይ ሃሲኢስ ሲነጥበባው ኣብራሃም
ሓቢርካ'ኳ ሓያልተጋዲልካ ምንባርዝርወት መን ይብህግስኒት ጥምረት እምበር።ኣበይ'ዩ ትድኽመት፧ሳኣን ፍልጠት ድዩ፧ወይስ ናይ ትሕትና ሕጽረት፧ከም ዘይትፈልጥ ምፍላጥ'ዩዝዓበየ ፍልጠት!💚👑
Abi qrub qeltifkana
ዝርወት እንታይ ማለት'ዩ? ሪቅ ክፊልና ዘጽናሕናዬ ፍቕሪ, ሪቅ ማለት ከ?
@@Robeltk zrwet malet fah mbal malet you riq gin wela ane ayfeletkuwan ✌🥰
ዝርውት አንታይ ብህለት አዩ ?
@@habenteklu8138 ዝርወት ማለት ብሮ ምብትታን ማለት አዩ ።ከም ኣብነት ክህበካ ኣብ ዓውዲ አኽልን ሓሰርን ክትፈሊ ምስ ትደሊ ናብ ንፋስ ዝኸደሉ ኣንፈት ገጽካ አኽሊ ነዝሩ ትብል ።ትግሪኝ ሰፊሕ አዩ ብሮ ብዓቕመይ ኣረዲአካ ኽኸውን ተስፋ ይገብር የቐንየለይ
ኣብርሸይ ❤❤🙏💪😭😭😭 ወትሩ ኣብ ሂወተይ, ብድምጽካ ጥራይ ነዛ እሾክ ዓለም መሰናክል ዝመልኣ ዓለም ተስፋ ሰኒቀ ይጋዓዛ ኣለኩ 😭😭😭😭 ነብሲ-ሄር ኣቦ ፍቅሪ, ነዓካ ዝገልጽ ቃል የብለይን 🙏🙏 ❤❤❤❤❤❤ my heard,
ኣብሪሂሞ መምህረይ ኣብ ዓለም ዘይድገም መምህር ሂወት
ኣብርሃም ሽኮር ሰሚዕካ ዘይምኖ ፉሉይ ተውህቦ ኣቦ ፍቅሪ
ኩሉ ጊዜ ኣብ ልብና ኣለካ መምህር ናይ ሂወት ተስፋ 🙏🌹🌹🌹🙏
ኣብሪሽ ናይባሓቅ ከምዝ ጎል ትግቢ ትናስ ምስ ነብሳ በሪካ ዘዊዳ ዓለም ምስ ራኣት
ኣብርሸይ ጎይታ ስነ ጥበብ እወ ንነብረላ ዓለም ፍቅሪ እንዱ መኽሰባ
Ane khark kbeki kguhi keleku natka Music kseme aleni metan kregagae abo fkri tesfa halyot kulu eka neay abrhamey 😭❤️❤️🥺🥺
Memhr hiwetey 🥺❤️🙏🏼
ኣነ ዝገርመኒ ናይ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ኩሉ ደርፍታቱ ምስ ግዜ ዝኽይድን ዝነብርን ወርቂስ ይፍሓር እበር ይቅብር ወትሩ ኣብ ልብና ኣለኻ ኣቦ ኩሉ ህዝቢ ኣለም ኢካ ነርካ ኩሎም ደቅኻን ኣፍቀርትኻን ብድሕሬኻ ቆሪሮም ዓለም ዓለም ጎዶሎ እያ ኣፍቂራ ድማ ትፈላሊ Rest In Peace
ምፍላጥ ዓቕሚ’ዩ ኣተሓሳስባ ንነብረላ ዓለም ፍቅሪ እድ’ዩ መኽሰባነነብስና ንፈትሽካብ ነውሪ ክንላቐቕ ጸዊዕካ ጸበባ ነፍቅሮም ከፊልና ዘጽናዕናዮ ፍቕሪ ወገነይ ወገንካ ናብ ዘይምሕር ጓህሪገነትና በኪልና ንገሃነብ ክንኣቱከለና ኣብዛ ምድሪ
ኣ ብርሸይ ምስጢር ሂወተይ !!! ህያው ኢካ ንዘልኣለም ።
ከምዘይ ትፈልጥ ምፍላጥ"ዩ ዝዓበየ ምፍላጠት"ኣብርሸይ መተካእታ ዘይርከቦ ንጉስ ጥበብ ♥️🤴
My king my Father my brother my leader my soul fixer
Serawur demey yberaber kulu gize abeish hawey aba genet yenbrka
Wow rest in power the GOATእንዳተመለስኩ ይስምዓ እሞማ ምምናው አቢያትኒ
Ni megmerta gizi semeya selste gizi semie kixgba aykealekun ,what a legend Abraham
እዛ ጨናዊት ዓለም ኣይትምጥነካን'ያ ኣብርሸይ❤😥
Kkkk abet zereba . Ata kemay babrish zhamim seb ba bzuh eyu.
love you abrham shkor memhr hiwet abo fkri
ከምዘይ ትፈልት ምፍላጥ'ዩ ዝዓበየ ፍልጠት legend🐐🐐
Abo fqri abo haki meglexi yblkan nemakas kndyenay keyhulu abzi alem 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤ wetru knzkreka knebr ena bzemaka nuguseyyyy 🙏🙏🙏🙏🙏
death may have power over your body but not over your music. Your music will live forever. Respect Legend Abraham Afewerki
Abresh felfaki ela fikiri beshimey eski like gech abluley
ኣብርሸይ ኣቦ ፍቅሪ ኣብርሸይ መምህር ሂወትኣብርሸይ ኣቦ ተስፋ ኣብርሸይ ኣቦ ድካታት❤❤❤❤❤❤❤👑👑👑🎤👑👑👑👑👑
ኣብርሺ ኣቦ ፍቅሪ ናትካ ደርፍታት ኣብ ልቢ ሰማዕቲ ሰፊሩ እዩ ።
ንፍርያት ኣብርሃም ኣፈውርቂ ትፈትዉዋ ሰባት ፈቃራት ኢኩም ።
Neaka like zgeberuleka keman feqarat eyom 👏👍
@@robelamine1782 ክብረት ይሃበለይ ወገነይ
Bzeykal alem 🇪🇷❤️❤️
Naybhaki Fekarat ♡❤🧡💛💚💙💜❤
ተሓሰብካዮ'ኸ ዋላ እቲ ጨካን ሰብ ፍቕሪ ዘይፈልጥ ሰብ እዩ ደርፉ ዘፍቅሮ ክትገልጾ ዘይትኽእል ሓይሊ ኣለዎ።
ምፍላጥ ዓቅሚ ኢዩ ኣተሓሳስባ
ንነብረላ ዓለም ፍቅሪ እንድዩ መክሰባ" ኣዚየን መሰጥቲ ሓረግ
A= ኣልማዝ
B= ብርሃን
R= ራህዋ
A= ዓለም
H= ሃብቲ
A= ዓወት
M= መምህር
Yigbuo u bro
ትክክል
Wawsww
ኣብርሃም ዘይድገም ሰብ
ኣብርሸይ ኣብ ገነቱ ይቀበካ
ኣነስ ደርፉ ክሰምዕ ከለኩስ ንብዓት እዩ ዝመጸኒ ኩሉ ግዜ ክሰምዖ ይደሊ ሞ ይከብደኒ ከምዚ ከማይ ዶ ይገብረኩም ደ ኤረይ ደቂ እዛ ሓላል መሬት፡🥰😍🤩🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰😍🤩🤩
😍😍
Yesss❤❤❤❤❤❤
ሓላል ንብዓት'ዩ!!!!!!
❤@@michaelangesom902
,አብርሸይ አብ ገነት የንብርካ ጎይታ ሓፍትኩም ካብ ትግራይ ፈታዊት አብርሽ።
ታንክስ ንሕና ውን ንፈትወኪ ኢና ሓቢብቲ ኣና
@@slekulunegertemesgen5591 asey broy natey kemzi natka melsi des yu zibleni
@@alenadema8334 ጽቡቕ ዝፈቱ ከምዚ ከማኺኮ ውሑድዩ ንስኺ ውን ፍልይቲ ፍጥረት ኢኺ ኣርማ ፍቕሪ ኣርማ ሰላም ወርቂ ስለ ዝኾንኪ ኢኺኮ
Nehna wen nefatewaki in sis❤❤
የመስግን kburatey!! ፍቅርን ስላም ይሃበና
ወርቕስ ትፍሕሮ ምበር ወርቂ ዶ ይቕበር"ሓደ ሓውና ኣብ ግዜ ዕረፍቲ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ዝበላ'ያ፡ ኣብርሃመይ ከም ስሙ ኣብርሃም ❤
እምኒ ዓረ ዘበርስ ሓወልቲ
ቆጽሊ ጋባ ማርያም ኣስመረይቲ
ሸዊት ስገም ናይ መብጽዓ ደሴት
ፍቅሪ ከም ጽሓይ'ዩ ዝኣምና ሃይማኖት
ምስጢር ፍቅሪ መን ይፈልጠለይ
በቢዘለናይ ፍሽክ በሊ መለይ
ፍቅሪ'ዩ መንገደይ ሰላም ሕልና
ንዒ ወግሕታ ፍቅረይ ኤረና
ኣይፋልክን ሓደራ ግዜ ምንባር ምሳይ
ክህልወልኪ'የ ሽኮር ትምኒተይ
ከምዝደለካዮ ድዩ ደስታ ልበይ
ኣብ ኣለኩልኪ ተስፋ'ያ ስንቀይ
ኣይጎደለን ኣቤላ ተሓንበለ
ደቂ ኤረይ ስድራይ ተዓዲለ
በሪክ ጥበባዊ ጥቃ ሰማይ
ኣብ ልበይ ህታምካ ሰንደቅ ኢካ ንዓይ
ኣብርሃም ኣፈወርቂ
ብር ክትብል ትሓጎስ!
ናይ ብሓቂ ንፉዕ ሓወይይይ
Nay Bhaqi hawey mearey
Kokobey Merhaba Fishiktameley amenni
ብሓቂ
ሕሉፍ ግን ከኣ ህያዉ ንኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣብርሽ ተቐዲሑ ዘይዉዳእ ወዲ ባሕሪ ነገስታት ❤️
ኣሃ..........ይ! ናትካ ነገር ሲ! እንታይ ሞ ክንብል ኢና ንናፍቀካ በቃ 😭🥰❤️
*ንናፍቐካ በቃ*😭😭😭
😫😫😫
Ninafqeka beqa really 😭❤
☆ንናፍቐካ በቃ☆☹︎😢
ናይ ብሓቂ 😭😭😭
ነፍሲ ወከፍ ስርሓት ኩቡር ፍላስፋ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ዝኾኑ ብሙዚቃ ዝተሰነዩ ቡሉጻትን ቅዱሳትን መጽሓፍቲ እዮም።
ምሉእ ሰብ ንምዃን ዝፈጥሩ ወርቃውያን ቃላት ፍላስፋ ኣብርሃም!!ብዉሑሉል ኣገባብ መብርሂ ንኣእምሮ ጽላል ንኣእምሮ! ማይ ንኣእምሮ! መግቢ ንኣእምሮ! ኣየር ንኣእምሮ! እዮም።😇💜🙏🏾
ኣብርሽይ ኽጽሕፍ እሞ ይህቅን ክንእደካ
ይብተነኒ ሓሳባት ቃላት ይስእነልካ፣
ስእነ ሓሳባት ዝገልጽዑ ንዓካ፣
ይጣራጥረኒ ኣሎ ውድሰብ ምኻንካ።
💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭
ለክዕ ከምዚ ንዓይ ዝገብረኒ ማሓሪ ሓወይ።
lik 10.000
😢@@asteremnet5930
Nay grikland sokratos
Nay Eritrea Abreham
Flasfa
ከምዘይ ትፈልጥ ምፍላጥ እዩ
ዝዓበየ ፍልጠት
ኣብርሃም ፍላስፋ መንግሰተ ሰማይ ተዋርስካ
ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለካ❤🥰
I was thinking about this.
R.I.P
Men meytu mss beleka😭😭❤❤❤
I'm from Sudan, I can't understand anything but I love Eritrean music
ደጋጊመ ይሰምዓ ኣለኹ። ምናልባት 10000 ዝኸውን ምስ ደጋገምኩዋ ንዓኣ ዝምጥን ርእይቶይ ይህብ ይኸውን። ኣብረሃም=ኩሉ ግዜ ልዕሊ ትጽቢት'ዩ
ደጋጊመ ይሰምኣ ኣለኹ:: ምናልባት 10000000 ዝኸውን ምስ ደጋገምኩዋ ንዓኣ ዝምጥን ርእይቶይ ይህብ ይኸውን :: ኣብርሃም ❤️🔥 ኩል ግዜ ትጽቢት'ዩ 👑🙏🏾
ተስፋ ይስአን አሞ ደርፍካ ሰሚአ ይባራበር ሓዘነይ ይርስኦ ዓለም kxebeni ናብካ eye ዝኸይድ if you love the king like
"ከም ዘይትፈልት ምፍላጥ'ዩ እቲ ዝዓበየ ፍልጠት" ኣብርሸይ ያክ ነባሪ ስራሕ እምበር ነባሪ ሂወት የለን!!!
Habirka ko hayal tegadilka minibar we 😘😘😘 you
ኣቱም ሰባት ኣነ ኣይኣመንኩን ዘለኹ ንጉስ ስነ-ጥበባዊ ኣብርሃም ኣፍወርቂ ብሂወት ኣሎ 😍💔😢
ጌና ደርፉ ምስ ሓድሽ ዓመት ሓድሽ ዩ ።
አሎ አጆና ክምለሰና ኢዩ።
Kabey kimles
ይግበሮ ኣምላክ
ኣበይ እሞ ወላ ንተኣምር ሕጊ ተፎትሮ ጥሒሱ እንተ ዝምለሰና 🕊🇪🇷🤴💖
ኣብርሽ .....ኣቦ ጥበብ
ኣቢተይ እቲ እንኮ ዘይድገም ፍጡር
ኣቢተይ እቲ እንኮ ንሞት ዝሰዓረ ፍጡር
ኣቢተይ ንዓይ ህያው እዩ።
♥️💗❤❣⚘🌹💚💛🥀🌼🌺💯✅
እዋይ ልበይ ግምጥልጥል ኢሉኒ የዕንየይ ከም ማይ ዛር ይነብዓ ኣለዋ ። ዓለም ጎደሎ ንዘይ ውሰድ ወሲድክልና ኣብሪሽ ጎይታ ጥበብ ኣብ ላዕላይ ሰማይ ጻዕዳ ይጽናሕካ ከምቲ ልብካ
ናይ ኣብርሃም ዳኣ ከይትወደአ ውዱኡ እንድዩ❤❤❤❤❤❤
Eti nhagerna Bhgi, bslet aamro, babisnetsbeb, bastemhro kmerhana ntsbeyo zneberna abrham nkulu Eritrawi tsray zeykone tsefiena Africa mulue
Xefiewo !Abrahamey wetru ab lbi kulu Ertrawi
እንታይ ክም ዚጽሕፍ ኣይፈለጥኩን ///
ዓለም መራጽት
my king
ንግደተይ ናይ ምድሪ ምስ ወዳእኩ
ኣብ ላዕላይ ሰማይ ክንራከብ ተስፋ ይገብር
አብርሽ ክደሰት ክትክዝ ኩሉ ግዛ እየ ዘድምፆ ግን ዓለም ከዳዕ እያ
አብራሃም አፈወርቂ ነይ ዓለም ዝድነቅ ሰብ እዩ ነብስካ አብ ገነት ይቀበልካ አምላክ እምበር እንተ ኣነ እካ ክፈትወካ ታሪክ ግን ኣለካ ዘይመዉት ነበሪ ሓፍትኩም ካብ 🇻🇳🙏🙏💯 ዝፈትወኩም 🇪🇷🙏
@wedibashay tanks you so mach 🙏🙏💯
@TSEDAL TSEGAYE ❤ Kbrty haftna buzuh nemesgneki. Selam nkulatna🕊
@@hannaa9184 አሜን ምስግና ዘድልዮ ኣይከነን እዩ ግን ክብረት ያሃበለይ 🙏🙏🙏🌹💯
ንሕናዉን ንፈትወኪ ኢና ክብሪቲ ሓፍትና🥰
@@hhg622 ክብረት ያሃበለይ 🙏🙏🙏💯
ዘይ ርሳዕ ዝክሪ! ኣብራሃም ኣፈወርቂ ወትሩ ኣብ ልብና!
ውዱእ'ዩ ፡ ኣይተወድአን ኣይትበሉ
እነሀ'ንዶ ውሽጠይ ኣትዩ ልበይ ፈታቲሉ
ኣብርሃም ዝሰርሖ ርብዒ የብሉ ፈረቓ
መልእኽቱ እኹል'ዩ ኣየድልዮን'ኳ መኻይዲ ሙዚቃ !!!ኣብርሃም ወትሩ ኣብ ውሽጥና ክትነብር ኢኻ !!!
🤗🤙
በሓቂ ናይ ዘለናዮ ወገነይ ወገንካ ፍቅሪ ገዲፍካ ጽሊኢ ይገርም ብልጽቲ ስራሕ
Nay behaki semharino nay Abraham kulu wdue eyu hazel melakti bkulu ab kulu ablbna nebari eyu
Nay behaki nay Abrham wudue eiu beka 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ናይ ብሓቂ ሰምሃሪኖ ኣንበሳ
ኣብርሸይ መምህር ናይ ሂወት ኢኻ ኣሕሕሕሕ ዓለም ከሙ እያ ብሉጻት እያ ትወስደልካ
ሞት ስዒሩ እንተ ዘየመ ኣይገርመንን ኢዩ ኣብርሃም ህያው ኢዩ ንዓይ።
ወገነይ ወገንካ ዘይምሕር ጓህሪ
ገነትና በኪልናስ ገሃነም ክንሓሪ
ቀደም እባ ኢዩ ኣስተውዒሉ ዝመጽእ ተረዲእዎ ኣብርሃመይ።
ነምታይ ገን ከስብ ሓጂ ካብ ገጻት ዩትብ ተዊላ ጸኒሓ
ን ዘየለ ምጽባይ ከም ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ መርከብ ምጽባይ'ዩ ክብሃል ይሰምዕ'የ።ንስኻግን ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት እነሆ ተመሊስካ።ኣብርሃም ኩሉ ነገርካ ተኣምር'ዩ
ኣቢተይ ወናኒ ልበይ 💔
እቲ እንኮ ዘይድገም !!!
Ohhhh Abrham qeltifkana , tuum bruk seb amlak yfetwoo seb yfetwoo 💔💔💔💔
እንዳሓደረ ዝመርር ክስረትካ ኣብራሃም ከቢድና እስካ ፍቅሪ፡ ተስፋ ፡ሓቦ ፡ኒሕ ፡ ክገብር ናይ ምባል ፡ስላም ፡ልቦና .።
ናተይ ኣምላኽ ክብለካ ድፍረት ኣይስመዓንን❣️🙏🙏🙏
ኣብሩሽ ኣያ ጥበብ 🎤🎤🎹🎹
እንቋዕ ሓጎሰና ኣፍቀርቲ ኣብርሃም
ጥዑም ደርፊ ሰሚዕና
የቐንየልና ክብርቲ ሓፍትና ርግኣት
Abreham ናይ ብሃቂ ሊቅ ነሩ ዘልኣለማዊ ክብርና ዝክሪ ይግቦኦ
ዳግምማይ ነቢዐ ! ዘኪረካ የቀንየልና ስለቲኩሉ ዝሃብካና ሃብታም ጥበብ ኩሉግዜ ክንዝክረካ ኢና። መንግስተ ሰማይ የዋርስ ንግስ ጥበብ ትግርኛ። ❤️❤️❤️❤️❤️
ፓውሎስ ኢስኪ ከም ዝጀመርካዮ ተካኢኩን መቸም ሓንቲ ደርፊ ሰሚዐልካ ፓውልሎስ ኣብ ማኣዲ ትምህርቲ ዝፈልጦ ስለ ዘይ ተጸበኹካ ተሓጊሰን ሰንቢደን ብዝኮነ ከም ዝጀመርካዮ፡ቀጽሎ ኣብራሃም ተካኢዘድልዮ ፍላስፋ ኢዩ ትግርኛና ክዕንቢብ ክብርታትና ክበራበር ኣለኩ በል
@@abelkiflai6594 ሰላም ! ኣቢ ሓወይ መጀመርያ ክብረት ይሃበለይ። ደሓር ኣብርሃም ክትክእ ግደፍ ጋህዳዊ ሓሳብ ፡ ሕልማዊ ሓሳብ ዉን ኣይከኣልን። የግዳስ ! ከምቲ ኩሉ ዝገብሮ ንእሽተይ ኣበርክቶ ክገብር ክፍትን።
ድሙቅ ኮኾብ ሙርኩስ ሂወት አንታይ ኢና ሞ ክንብል ኣብ ገነቱ የብርካ
Abrham zeytegenxele mexhaf
# "ሓቢርካ እኳ ሓያል ተጋዲልካ ምንባር
ዝርወት መን ይብህግ ስኒት ጥምረት'ንበር" !!
# "ከም ዘይትፈልጥ ምፍላጥ ኢዩ ዝዓበየ ፍልጠት" !!!
ህያው ዝኮነ ድርሰት
ንኻላኣይ ግዜ ዘየፍጠር ዓይነት ፍጥረት አደሲትካና ኢካሞ አምላኽ ብየማኑ ይበልካ
ፉሉይ ፉጡር ሓደ ንዓለም ንዓና ግን ዓለምና 🙏 መግለጺ ኣልቦ ንጉስ ኮምባስ ሂወት 👑
ከም ዘይትፈልጥ ምፍላጥ ዩ ዝዓበየ ፍልጠት!!
Broy
Yeah
You are richt man
ኣነስ ደርፍታት ናይ ኣብርሃም ኣብ ሂወተይ ኣቢተስፋ የስንቀኒ አንታይ አሞ አዛ ዓለም መንግስተ ሰማይ ይዋርስካ
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ!!!!!
ዘራክብ ድልድላት ይሕሸና
ንሕለፎ ስለ ፍቅሪ እምነት
ሓቢርካ እኳ ሓያል ተጋዲልካ ምንባር
ዝልወጥ መን ይብህግ ስኒት ጥምረት ምበር
ኣቢ ናተይ ኣብ ሂወተይ ብኣክላ ረከቢ ሓቂፈ ዘይስዓምኩካ ውአትሩ ይትክዝ እሞ። ናይ ዘልላለም ህያው፥ ዘይበርስ ሓወልቲ ምካንካን ወትሩ ኣብ ልቢ ትነብር ምካንካን ስለ ዝፈልጥ ድማ ይጻናናዕ። I Love you for ever Abrs.
ኣብራሃም ሞይቱ ኣይቱበሉኒ
እነሆ እንዶ ብቓንቁኡ ይዕልለኒ
ልበይ እኮ ረኺቡ መግቡ ፍቕሪ ተስፋ❤️
ኣቦ ፍቕሪ ተሰፋ ሓልዮት ❤️🙏
ኣብርሃ ፋላስፋ ሂወት ኤርትራውያን ንዓኻ ምስኣና ዓቢይ ኢና ከሲርና ።
ኣብርሃመይ ወርቂ ቃላቱ
ኣቦ ዜማ መን እሞ ከማካ ከምቲ ድበልካዮ ዓለም ጎዶሎ 'ያ ንዘላለም ኣብ ገነት ዕረፍ !
ረኺብካኒ 😢😢😢😢😢😢ኣብርሸይ ከማኻ መን ኣሎ የለን ክውለድ ውን ኣይክእልን,ዩ
ከም ዘይተፈልጥ ምፍላጥ ዩ ዝዓበየ ፍልጠት ኣብርሽይ ኣቦ ጥበብ
ግደፍ እቲ መግለጺ ዝሳኣንኩሉ ኩሉ እቲ ዑዮኡ
ኣብዚ ኮሞንት ተጻሒፉ ዘሎ ከማን ኣንቢብካ ዘይትጸግቦ ያ ንሕና እኮ ፍሉያት ናይ ብሓቂ እንታይ እሞ ከም ደቂ ዛግራ እንዲና እሞ ፋሕ ብትን ኢልና ያኸ ተካል ግዜ ።
ብጣዕሚ ጽብቕቲ ደርፊ ኩሉ ግዜ ንኤርትራዊ ከተጸናንዕ ኣብርሽ rip lik lik lik
ዛ ግጥሚ ሕሹክታ ኣብዚ ፀሓፉልና በይዛኹም
ኣብርሽ ዘይተነበበ መፅሓፍ 😍❣️❣️😭💙
"ሕሹኽታ" ብጽሑፍ
ንሰብ.... ከይትነግርʼዩ
እቲ ስዉር ኣርእስታ
ብርቱዕ.... ድምጻ ምስጢርʼያ
ትዘውር ሕሹኽታ
ይፈታተኑ ፈቃርነትና
ክትፈላልዮ ሓደ ኣምሳልና
ኣይንፈቅድን ክንዘሩ ውህደትና
ዝፈላሊ ሕሹኽታ ተቘጺርና
ተፋቕር ዕልልታ ተርህወልና
ናይ ስምዒት መናድቕ ከይዘርወና
ዘራኽብ ድልድላት ይሕሸና
ንደኽሞ ስለ ፍቕሪ ብእምነትና
ሓቢርካʼኳ ሓያል ተጋዲልካ ምንባር
ዝርወት መን ይብህግ ስኒት ጥምረት እምበር
ኣበይʼዩ እቲ ድኽመት፧
ሰኣን ፍልጠት ድዩ ወይሲ ናይ ትሕትና ሕጽረት፧
ከም ዘይትፈልጥ ምፍላጥʼዩ ዝዓበየ ፍልጠት
ከምʼዚ ጓል ርግቢት ኣብ እንቋቁሓ እንከላ
ምናልባት ʼዛ ዓለም ዝመልኣታ ይመስላ
ዶኾን ይኸውን፧
መዓልታ በጺሑ ፈንቂላ ምስ ወጽአት
በሪርካ ዘይውዳእ ዓለም ምስ ረኣየት
ትነኣኣስ ምፍጣራ ክሳብ ትጠራጠር
ካብ ጽምዋ ትሃድም ምስ ከምኣ ትጽምበር
ምፍላጥ ዓቕሊ*ʼዩ ኣተሓሳስባ
ንነብረላ ዓለም ፍቕሪ እንድዩ መኽሰባ
ነነብስና ንፈትሽ ካብ ነውሪ ንላቐቕ ጸዊዕካ ጸበባ
ነፍቅሮም ከፊልና ዘጽናዕናዮ ፍቕሪ
ወገነይ ወገንካስ ናብ ዘይምሕር ጓህሪ
ገነትና በኪልናዶ ግሃነብ ክንኣቱ ከለና ኣብʼዛ ምድሪ፧!
_______________________________________________________
*ዓቕሊ ድያ ዓቕሚ ኣይተነጸረትልናን ዘላ፧ (=?)
@@pietrosgmwerasi6056 Thank you ዝሓወይ 🙏 ተገዲስካ ንዘይተሓለለ ፃዕርኻ ክብረት ይሃበለይ።
@@pietrosgmwerasi6056 thank you መዘናይ ከምዚ ገይርካ ብምጽሃፍካ
@@pietrosgmwerasi6056 waww adniqeka kemaka shkor wedi yedlyena alo
ኣብራሃም!ኣዕሚቁ ዝሃስብ ፍሉይ ድምጻዊ
ከምዚ ጓል ርግቢት ኣብ እንቛቅሖኣ ከላ ምናልባት ንዓለም ዝመለአታ ይመስላ RIP,
ኣታ ንጉስ ዋላ ብሂወት ምስ ሓለፍካ ውን እወይ
ኣብርሸይ በል እስከ ኣብ የማናይ ኢዱ የንብርካ።
ሂወት ዓለም ምስእንፋቀርዩ ንኸስባ።ኣብሪሽ ፍልስፍናዊ ቓላትካ ፉጹምዩ ንዓይ ur soul may in paradaise Amen
Nay kulu gize blux eritrean artist / philosopher 😢😢😢😢❤❤❤❤
ኣነስ ይጥራጥር ኣለኹ ኣቢተይ ብመንፍስ ትሰዶ ከይትህሉ 😥😥😥🤦♂️🤦♂️🤦♂️
ናይ ሓጎስ ንብዓት ነቢዐልካ ኣብርሸይ ይቕሬታ። ስርሓትካ ክንሕሉ ድማ ሓላፍነትና እዩ ውላድ ገዲፍካልና ኢኻ ኩሎም ደርፍታትካ ፍሬኻ እዮም ክንዲ ቦኽርን ሕሳስ ልደን።
የአብርሃምን ሙዚቃ እንደ ምሰማው ቢገባኝ በጣም ደስ ይለኝ ነበር ለማንኛውም አንተም መቼም በውስጣችን አለህ ሙዚቃ በሰማን ቁጥር
ኣብረሃም ሊቅ ነበር ለመተርጎም እሞክራለሁ ወንድሜ
መምህር ፍቅሪ ፡ ደርፍታትካ ሂያው'ዩ ንዘልኣለም ነባሪ ደርፍታትካ ክሰምዕ ከለኩ ተስፋን ሓቦን የ ዝሰንቅ ናይ ኣእምሮን ልቦናን ስንቂ ከማይ ተለኩም Like ኣግርጭው እስከ ኣብሉ
“« ወገነይ ወገንካስ ናብ ዘይምሕር ጓህሪ» " ብፉሉይ ዘስተውዓልኩላን።
ዘይትድገም ፍጡር!
ቃላትካ ፈወስቲ
ፍልጠትካ ከይቐመስናዮ ምኻድካ'ዩ ዘተሓሳስበኒ።
ብወገነይ ወገንካ ኣብ ሰዓታ ምስ እዚ ዘሎ ኩነታትት ትኸይድ ኣብርሽ ብዙሕ ንናፍቀካ ደሊና ግን ምጭባጥ ንስእነካ
ጭል ትብል ወዲቅካ ዘይትንጸል ከም ረጽሚ
ኣብ ከዉሒ ትቦቅል መስተንክር ፍሬኻ
King of life abrsh 🎸🎷🎤🎧
ከምዘይትፈልጥ ምፍላጥ ኢዩ ዝዓበየ ፍልጠት፡ ኣብርሽ ንዘልኣለም ህያው ኢኻ፡ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭 ሓዳሽ ደርፉ ምስ ሰማዕኩ ዝተሰምዓኒ ስምዒት OMG.
አብርሃም መግለጺ ዘይርከቦ ሓያል ስነ ጥበበኛ። ሰብ ክትብሎ ከለኻስ ሕማቓት ሰባት ክትርኢ ከለኻ ትጠራጠር
ሕሹኽታ🎤
ን.... ሰብ... ከይትነግር,ዩ
ቲ ስውር ኣርእስታ
ብርቱዕ ድምጻ ምስጢር ያ
ትጸውር ሕሹኽታ
🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶
ዝፈታትኑ ፈቃርነትና
ክትፈላልዮ ሓደ ኣምሳልና 🔍
ኣይንፈቅድን ክዘርዉ ውህደትና
ዝፈላልዩ🔍 ሕሹኽታ ተቖጺርና
ዘፋቕር ዕልልታ ተርህወልና
ናይ ስምዒት መናድቅ ከይዘርወና
ዘራኽብ ድንድላት ይሕሸና
ንግደፎ ስለ ፍቅሪ ኢልና
🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶
ሓቢርካ ኳ ሓያል ተጋዲልካ ምንባር
ዝርወት ነየብህግ
ስኒት ጥምረት እምበር
🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎤
ኣበይ ዩ እቲ ድኽመት
ሰኣን ፍልጠት ድዩ ወይስ
ናይ ትሕትና ሕጽረት
ከምዘይ ትፈልጥ ምፍላጥ ዩ
እቲ ዝዓበየ ፍልጠት
🎶🎶ኦሆሆሆ ኣሃሃሃይ
ከምዚ ጓል ርግቢት
ኣብ እንቋቆሓኣ ኮላ
ምናልባት ዝዓለም
ዝመልኣታ መስላ
ዶኾን ትኸውን፧
🎶🎶🎶🎶🎶🎶
መዓልታ ነዊሑ ፈንቂላ ምስ ወጸት
በሪርካ ዘይውዳእ ዓለም ምስ ረኣየት
ተነኣእስ🔍 ምፍጣራ ክሳብ ትጠራጠር
ካብ ጽምዋ ትሃድም ምስ ከምኣ ትጽንበር
🎶🎶🎤🎶🎶🎶🎶🎶
ምፍላጥ ዓቅሚ እዩ ኣተሓሳስባ
ንነብረላ ዓለም ፍቅሪ ዩ መኽሰባ
ነነብስና ንፈትሽ ካብ ነውሪ
ንላቐቅ ጸዋዒካ ጸበባ
🎶🎶🎶🎶🎶🎶
ከፊልና ዘጽናዕናዮ ፍቕሪ
ወገነይ ወገንካ ስ
ናብ ዘይምሕር ጓህሪ
ገነትና በኪልናስ ንገሃነብ ክንኣቱ
ከለና ኣብዛ ምድሪ🎤🎶።
እዋይ ኣብሪሸይ ኣነስ ምግራመይ ወዲአ 🤔
👍🏻👍🏻👍🏻
👍👍
My king broye
@@ሚሊጓልሃገረሰብ-ኸ5ዐ ኣነስ ሕጂ ባዕሉ ዝሰደዳ ኮይኑ ይስመዓኒ ኣብርሸይ ብዙሕ ንናፍቀካ
ንጉስ ሙዚቓ ፍልፍል ቃላት ኤዶም ወሓዚ ጣዕሚ።
ኣብራሃም ዘይተወደአ ስራሕ ዘይ ኾነስ ዘይውዳእ ዘይጎድል ስርሑ እዩ ገዲፍልና
ሑግስ የ ደቒ አረይ ካባኩም ምፍጣረይ አወ ሒጂ ውን አንክዓ ወዲ ታ ሓላል ዓዲ ኮንኩ ፡ legend atst Abrhimo and other ka always in our mind
መድሃኒት ዩ ቃላቱ ኣብኡ ከም ትህሉ ዩ ዝገብረካ
ኣብራሃም ኩሉ ኢካ ናዓና♥
ግን ኩሉ ኣይብለካን ኣብ ኩሉ ሕማቅ ስለ ዘሎ
በቃ ፍቅሪ ኢካ ♥ፍቅሪ ልዕሊ ኩሉ ኢለ ስለ ዝኣምን 🙏🙏🙏ናይ ፍቅሪ መምህር ኢካ ህሉው ንዘልኣለም።🤴🏿🧚🏾♂️
እንታይ እሞ ክንብል ኢና ኣብርሂሞ ዓለም ጎዶሎ ከይ ጸገብናካ ተፈሊኻና ብየማኑ ይቀበልካ❤❤❤🙏
ኣይመትካን ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለኻ👑👑
ኣብርሸይ😢ምግቢ ልበይ መጻናኒዕየይ
ዓለም ግን ርግምቲ 😢ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣብርሸይ😢💚👑
ክምዘይ ትፍለጥ
ምፍላት እዩ
ዝዓበየ ፍልተት፡ i have no words for u just rip in paradise 😭 me
ኣብ ዓለም ዘይክሰር ከስሪና ኢና ንዘለም ስሙ ዘይ ሃሲኢስ ሲነጥበባው ኣብራሃም
ሓቢርካ'ኳ ሓያል
ተጋዲልካ ምንባር
ዝርወት መን ይብህግ
ስኒት ጥምረት እምበር።
ኣበይ'ዩ ትድኽመት፧
ሳኣን ፍልጠት ድዩ፧
ወይስ ናይ ትሕትና ሕጽረት፧
ከም ዘይትፈልጥ ምፍላጥ'ዩ
ዝዓበየ ፍልጠት!
💚👑
Abi qrub qeltifkana
ዝርወት እንታይ ማለት'ዩ? ሪቅ ክፊልና ዘጽናሕናዬ ፍቕሪ, ሪቅ ማለት ከ?
@@Robeltk zrwet malet fah mbal malet you riq gin wela ane ayfeletkuwan ✌🥰
ዝርውት አንታይ ብህለት አዩ ?
@@habenteklu8138 ዝርወት ማለት ብሮ ምብትታን ማለት አዩ ።ከም ኣብነት ክህበካ ኣብ ዓውዲ አኽልን ሓሰርን ክትፈሊ ምስ ትደሊ ናብ ንፋስ ዝኸደሉ ኣንፈት ገጽካ አኽሊ ነዝሩ ትብል ።ትግሪኝ ሰፊሕ አዩ ብሮ ብዓቕመይ ኣረዲአካ ኽኸውን ተስፋ ይገብር የቐንየለይ
ኣብርሸይ ❤❤🙏💪😭😭😭 ወትሩ ኣብ ሂወተይ, ብድምጽካ ጥራይ ነዛ እሾክ ዓለም መሰናክል ዝመልኣ ዓለም ተስፋ ሰኒቀ ይጋዓዛ ኣለኩ 😭😭😭😭 ነብሲ-ሄር ኣቦ ፍቅሪ, ነዓካ ዝገልጽ ቃል የብለይን 🙏🙏 ❤❤❤❤❤❤ my heard,
ኣብሪሂሞ መምህረይ ኣብ ዓለም ዘይድገም መምህር ሂወት
ኣብርሃም ሽኮር ሰሚዕካ ዘይምኖ ፉሉይ ተውህቦ ኣቦ ፍቅሪ
ኩሉ ጊዜ ኣብ ልብና ኣለካ መምህር ናይ ሂወት ተስፋ 🙏🌹🌹🌹🙏
ኣብሪሽ ናይባሓቅ ከምዝ ጎል ትግቢ ትናስ ምስ ነብሳ በሪካ ዘዊዳ ዓለም ምስ ራኣት
ኣብርሸይ ጎይታ ስነ ጥበብ
እወ ንነብረላ ዓለም ፍቅሪ እንዱ መኽሰባ
Ane khark kbeki kguhi keleku natka Music kseme aleni metan kregagae abo fkri tesfa halyot kulu eka neay abrhamey 😭❤️❤️🥺🥺
Memhr hiwetey 🥺❤️🙏🏼
ኣነ ዝገርመኒ ናይ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ኩሉ ደርፍታቱ ምስ ግዜ ዝኽይድን ዝነብርን ወርቂስ ይፍሓር እበር ይቅብር ወትሩ ኣብ ልብና ኣለኻ ኣቦ ኩሉ ህዝቢ ኣለም ኢካ ነርካ ኩሎም ደቅኻን ኣፍቀርትኻን ብድሕሬኻ ቆሪሮም ዓለም ዓለም ጎዶሎ እያ ኣፍቂራ ድማ ትፈላሊ Rest In Peace
ምፍላጥ ዓቕሚ’ዩ ኣተሓሳስባ
ንነብረላ ዓለም ፍቅሪ እድ’ዩ መኽሰባ
ነነብስና ንፈትሽ
ካብ ነውሪ ክንላቐቕ ጸዊዕካ ጸበባ
ነፍቅሮም ከፊልና ዘጽናዕናዮ ፍቕሪ
ወገነይ ወገንካ ናብ ዘይምሕር ጓህሪ
ገነትና በኪልና ንገሃነብ ክንኣቱ
ከለና ኣብዛ ምድሪ
ኣ ብርሸይ ምስጢር ሂወተይ !!! ህያው ኢካ ንዘልኣለም ።
ከምዘይ ትፈልጥ ምፍላጥ"ዩ ዝዓበየ ምፍላጠት"
ኣብርሸይ መተካእታ ዘይርከቦ ንጉስ ጥበብ ♥️🤴
My king my Father my brother my leader my soul fixer
Serawur demey yberaber kulu gize abeish hawey aba genet yenbrka
Wow rest in power the GOAT
እንዳተመለስኩ ይስምዓ እሞማ ምምናው አቢያትኒ
Ni megmerta gizi semeya selste gizi semie kixgba aykealekun ,what a legend Abraham
እዛ ጨናዊት ዓለም ኣይትምጥነካን'ያ ኣብርሸይ❤😥
Kkkk abet zereba . Ata kemay babrish zhamim seb ba bzuh eyu.
love you abrham shkor memhr hiwet abo fkri
ከምዘይ ትፈልት ምፍላጥ'ዩ ዝዓበየ ፍልጠት legend🐐🐐
Abo fqri abo haki meglexi yblkan nemakas kndyenay keyhulu abzi alem 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤ wetru knzkreka knebr ena bzemaka nuguseyyyy 🙏🙏🙏🙏🙏
death may have power over your body but not over your music. Your music will live forever. Respect Legend Abraham Afewerki
Abresh felfaki ela fikiri beshimey eski like gech abluley
ኣብርሸይ ኣቦ ፍቅሪ
ኣብርሸይ መምህር ሂወት
ኣብርሸይ ኣቦ ተስፋ
ኣብርሸይ ኣቦ ድካታት❤❤❤❤❤❤❤👑👑👑🎤👑👑👑👑👑
ኣብርሺ ኣቦ ፍቅሪ ናትካ ደርፍታት ኣብ ልቢ ሰማዕቲ ሰፊሩ እዩ ።