TSBAH Abrar Osman ጽባሕ ኣብራር ዑስማን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
  • ጽባሕ ገንጻሊ ማህደር
    አብ ጽባሕካ ፣ ሰላምን ቅሳነትን ክህልወካ ፡ካብ ትማልኻ ተማሂርካ ኣብ ሎሚኻ ንጽባሕካ ሙሩጽ ዘርኢ ዝራእ፡
    ንምንታይሲ ጽባሕ ዝዘራእካዮ ኢዩ ዘበርክተልካ ።
    ኩቡር ሰማዒ ኩሉ እዚ እትሪኦ ትማሊ ዝተዘርአ እዩ' ሎሚ ብእትርእዮ ኣይትግረም
    ንምንታሲ ኣብ ሳዕቤን ምዝራብ ክትማህረሉ ዳኣምበር ዝጠፈአ ምስ ጠፈአ እተድምዖ የልቦን ። ትማል ፉጡር ከማኻ ክብደልን ክውጻዕን ዓገብ ዘይምባል ውጺኢቱን ሳዕቤኑ ተደሚሩ እዚ ይኸውን ። ዋላኳ ልብኻ ሓዳግ ኮይኑ ፡ እቕረ ባሃሊ እንተኾንካ ፣ ጽባሕ ግን ብጉቦ ብገንዘብ ብሓይሊ ባጽዋር ዘይጥበር ብጣዕሳ ዘይምለስ ሓቅኛ ፈራዲ ምዃኑ ምግንዛብ የድሊ ።
    ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን
    ንጽባሕ ኩሉና ሰናይ እምነ
    ኣብራር ዑስማን
    / @abrarosmanart
    FB Page: / abrarosman100

ความคิดเห็น • 383

  • @eritreanahgurawiarchivesmu8279
    @eritreanahgurawiarchivesmu8279 3 ปีที่แล้ว +56

    ዘይመዉት ጻዕሪ ዝፈሰሶ ዘመን ተሳጋሪ ኤሪትራዊ ጥበብ ኣብዚ እናሃለ ብዘይቀልዓለም !!

    • @redbag3453
      @redbag3453 ปีที่แล้ว +2

      Tibeb Tegaru do ata hasaad 😂

    • @SuleimanHussein-bw8ir
      @SuleimanHussein-bw8ir 10 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@redbag3453ክክክክክክክ ተጋሩ ከምዚ ዓይነት ደርፊ ክደርፉ ኣይክእሉን ዮም ጌና ምሉኣት ኣይኮኑን ,ተጋሩ ምሉኣት ክሳብ ዝኾኑ ከኣ ምጻት ከርክቦም ዩ

  • @kante5318
    @kante5318 3 ปีที่แล้ว +399

    ትግራዋይ እየ ካብ ቆልዕት ከለና ጀሚሩ ብናትካን ብናይ የማነ እናስተማቀርና ዓቢና ሐዚ ከዓ ከምቲ ድበልካዮ ነቶም ሞባይል ዝመሃዙልና እንዳመስገና ካልኣይ ክንሰምዖ ዕድል ሚሂዞምልና እሞ ሰላምን ዓፍያን እምነየልካ ክቡር ኣቦና 🙏🙏🙏

    • @kb9260
      @kb9260 ปีที่แล้ว +9

      Listen to ur agame songs at resah

    • @Merifit
      @Merifit ปีที่แล้ว +12

      @@kb9260 dka

    • @TIGRINYA449
      @TIGRINYA449 ปีที่แล้ว +13

      @@kb9260 😷ሽታቲ ንስካ ከም አዩ ወኪል ገይሩካ ደንብያ

    • @barcabarca4230
      @barcabarca4230 ปีที่แล้ว +3

      Nai bahki ente kone bi tigrnaka fltka men kem zknka😉

    • @titihumed9691
      @titihumed9691 ปีที่แล้ว +3

      ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @adamismail9137
    @adamismail9137 23 วันที่ผ่านมา +1

    اللهم اغفر له وارحمه واكرم نزله و وسع مدخله وادخله جنة مع انبياء والشهداء والصالحين أولاءك رفيقا لا حول ولاقوة إلا بالله العلي العظيم
    ألف رحمة ونور عليه آمين !

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  21 วันที่ผ่านมา +1

      @@adamismail9137
      Alahuma amin
      Asabr Wal Eman likulal aqareb Wal sadiqa wal ahibaa.
      ❤️❤️❤️
      Abrar Osman

  • @ህግደፍካንሰርኢዩ
    @ህግደፍካንሰርኢዩ 2 ปีที่แล้ว +7

    ኣብራሪኖ ዘይምኖ😘😍

  • @robelnegasi1246
    @robelnegasi1246 ปีที่แล้ว +2

    N wedi afom king 👑🇪🇷 eya tederifa long life baba esu 🇪🇷🎉🎉🌹

  • @yoniwetewye9859
    @yoniwetewye9859 ปีที่แล้ว +21

    ከም ቁርሲ ንግሆ ንግሆ ምስ ተሳእኩ ቀጻሊ እየ ዝሰምዓ ነዛ "ጽባሕ" ትብል ደርፊ ናይ ኩቡሩን ሕፉሩን ኣቦና ኣብራር ዑሱማን። ደርፍታትካ "ማኣዛ"ህይወት እዮም ኣብራረይ ኣቦ ፍቅሪ ኣቦ ሰላም ኣቦ ሓድነት።

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +6

      ኣሰይ ኣሰይ ዮኒ
      ዕድለኛ እየ ።
      ምኡዝ መልእክትኻ ድማ ማኣዛ ሂወተይ'ዮ
      ክብለካ ሓጎስ ይስማዓኒ ።
      ፍቕረይን ኣኽብሮተይን ናዓኻ ይኹን ።
      ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ .............. ፧
      ❤️❤️❤️❤️
      ኣብራር

    • @Zegenfo
      @Zegenfo 2 หลายเดือนก่อน

      ዋላ ኣነ

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  2 หลายเดือนก่อน +2

      @Zegenfo ክቡረይ ዘጎንፎ የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ብልቢ አመሳግነካ ።
      ከሉ ሰናይ ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @abayweldeghergis7874
    @abayweldeghergis7874 2 ปีที่แล้ว +3

    ጽባሕ! ምቅናይ ምቅናይ!

  • @adhanomferejay657
    @adhanomferejay657 ปีที่แล้ว +7

    ዳኒ ወዲ መምህር ዝዓደመኩም like#

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +4

      ክቡርን ፍቑርን ኣድሓኖም ።
      የቐኒየለይ ክብረት ይሃበለይ ።
      ብልቢ አመስግነካ
      ❤️❤️❤️❤️
      ኣብራር

    • @adhanomferejay657
      @adhanomferejay657 ปีที่แล้ว +4

      @@AbrarOsmanArt ክብረት ይሃበለይ ክቡር ኣቦና ባህር ስነ ጥበባዊ ኣቦ ሓቂ ኣብራር ዕሱማን እንቃዕ ኣቦና ኮንካ ❤️ ❤️❤️

  • @josephabraham7788
    @josephabraham7788 3 ปีที่แล้ว +27

    ደርፍኻ ጥራሕ ዘይኮነስ ዋላ ዘረባኻኮዩ መድሃኒት!

  • @samuelthe6109
    @samuelthe6109 11 หลายเดือนก่อน +3

    Hati mealeti gezi ala you see me one day thanks abrar osman 🤝

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  11 หลายเดือนก่อน +3

      ሰላም ናዓኻ ሳሙኤል
      ብልቢ አመስግነካ
      አነ'ው ነዛ ክብርቲ ዕለት ብጽሞና እጽበያ እየ
      ወትሩ ሰናይ እምነየልካ
      ❤️❤️❤️
      አብራር

  • @noneme-jj3rq
    @noneme-jj3rq ปีที่แล้ว +3

    ኡወ ፅባሕ ቡዙሕ ነገራት ኣሎ ኣብ ቅድመና ዕድመን ጦዕናን ያሃብካ ኩቡር እቦ ❤❤❤❤

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +4

      ፍቕርን ኣኽብሮትን ካብ ልበይ ናዓኻ ይኹን።
      የቐኒየለይ ።
      ሰናይ ጽባሕ ሰናይ ጊዜን ሂወትን እምነየልካ
      ኣብራር

    • @noneme-jj3rq
      @noneme-jj3rq ปีที่แล้ว

      @@AbrarOsmanArt thank you yitiya ❤❤❤❤🍇

  • @SamieleTewelde
    @SamieleTewelde 11 หลายเดือนก่อน +1

    ጽባሕ ጽባሕ ስክፍታ ቐታልክኒ 😢

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  11 หลายเดือนก่อน

      የቐኒየለይ ሳሚኤለ ፡
      ብልቢ አመስግነካ
      ❤❤❤❤
      ኣብራር

  • @ወዲኤረይየፈታዊሃገሩ-ቈ5በ
    @ወዲኤረይየፈታዊሃገሩ-ቈ5በ 2 หลายเดือนก่อน

    Kibur ayana edmen tenan yhabka dehayka gin aytetfe aleku da belena😍

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  2 หลายเดือนก่อน +1

      @@ወዲኤረይየፈታዊሃገሩ-ቈ5በ ኣሜን ኣሜን ፈታው ሃገሩ ሰላምታይን ኣኽብሮተይን ናዓኻ ይኹን ፡ክቡር ወዲ አረይ ሰለ'ቲ ረዚን ወሃቢ ተስፋ መልእኽትኻ ብልቢ አመሳግነካ ።
      ወትሩ ክበረለይ
      ኣይየሰኣእነና
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @parisawi1545
    @parisawi1545 ปีที่แล้ว +1

    ኣብራሪኖ ❤️🇪🇷🇪🇷🥰🥰

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว

      መርሓባ ኩቡር ኣማን ፡
      ፍቕርን ኣኽብሮትን ናዓኻ ይኹን ።የቐኒየለይ ብልቢ አመስግነካ
      ❤️❤️❤️❤️
      ኣብራር

  • @funnyman9051
    @funnyman9051 2 ปีที่แล้ว +15

    ጽባሕ
    ጽባሕ ኣይይይይ ስክፍታ ቐቲልካኒ
    ብሰላሕ መላሕ.
    ልብኻ ዘይርከብ ኩሉ ግዜ ምስጢር
    እንታይ ከምታሓስብ ኣንፈት ዘይተማኽር.
    ናይ ባሓቂ ስክፍታ ቐቲልካኒ ጽባሕ ብሰላሕ መላሕ😪

  • @zementesfay5935
    @zementesfay5935 2 ปีที่แล้ว +36

    ኣብራረይ ዓንዲ ሕቆ ሙዚቓ ኤረና!!
    ዕድመ የሃቭ ፈጣሪ

    • @EfremWasa-e4p
      @EfremWasa-e4p 11 หลายเดือนก่อน

      ንተጋሩ አግአዝያን ተፈጠረ

  • @henokmichael8983
    @henokmichael8983 10 หลายเดือนก่อน +1

    ጽባሕ
    🌞14/11/2023

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  10 หลายเดือนก่อน

      መርሓባ ክቡር ሀኖክ :
      የቀኒየለይ ብልቢ አመስግነካ
      ኩሉ ሰናይ
      ❤️❤️❤️❤️
      ኣብራር

  • @daniabraha9190
    @daniabraha9190 ปีที่แล้ว +4

    Long live for u legend 😍

  • @godislove8612
    @godislove8612 11 หลายเดือนก่อน +1

    Nay abrar derfi ksemie keleku nebat Eu zkdmeni 🥺❤️edmen tinan yhabka kbur abona

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  11 หลายเดือนก่อน

      ክብርቲ ጓል ዕዙዝ ኣኽብሮተይ ናዓኺ ይኹን
      ምኡዝ መልእኽትኺ ኣብ ልበይ' ዩ የቀኒየለይ
      ክብረት ይሃበለይ
      ኩሉ ሰናይ እምነየልኪ
      ❤️❤️❤️❤️
      ኣብራር

  • @daniyohanes
    @daniyohanes ปีที่แล้ว +1

    ኣብራሪኖ ናይ ልበይ

  • @yohanneszewde3016
    @yohanneszewde3016 3 ปีที่แล้ว +3

    Abrar Osman living legend #man of principle

  • @asmerabella1147
    @asmerabella1147 ปีที่แล้ว +1

    Zey minow werki zkone derfi 😢❤

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว

      መርሓባ ኣስመራ በላ
      ልባዊ ምስጋናይ ናዓኻ ልዑል'ዩ
      ❤️❤️❤️
      ኣብራር

  • @samuelkirosbitew6131
    @samuelkirosbitew6131 ปีที่แล้ว +1

    Samuel from Addis Abeba. Beautiful song

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว

      ኩቡር ሳሙኤል ፡
      የቐንየለይ ብልቢ አመስግነካ
      ❤️❤️❤️
      ኣብራር

  • @wedichrum7796
    @wedichrum7796 ปีที่แล้ว +1

    ጉዳይ ኤረትራ አበር ጉዳይ ትግራይ tiewet ጉዳየይ ኣይኮነን 🇪🇷🇪🇷💞💞🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abeleyemaneabelyemane1239
    @abeleyemaneabelyemane1239 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣብራር ናተይይይይይ Love

  • @kubromzewde9008
    @kubromzewde9008 2 ปีที่แล้ว +15

    ብጥቕልሉ 'ዛ ካሴት ብፍላይ ደርፊ ንመን ዘየካተዐት ፡ኣብ 2000 ዓመተምህረት ጎልጅ ከባቢኣን ሚሒር ተዘኻኽረኒ በዛ ካሴት ከኣ ተሓጺነ ፡ኣብራር ድምጺ ዕንዱር ጽምዋ ፡ናይ በሓቂ ጎይታ ጥበብ፡ ኣነ ዕድል እንተዝረክብ ብዛዕባ እዛ ደርፊ ዚኣ መብርሂ ክትህበኒ መሓተትኩኻ ነቢረ ።

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  2 ปีที่แล้ว +13

      ዝኸበርካ ክብሮም ብልቢ አመስግነካ ።
      ፍቕረይን ኣኽብሮተይን ናዓኻ ይኹን
      ሩሑስ ዓውደ-ዓመት
      ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን

  • @amanabery8651
    @amanabery8651 3 ปีที่แล้ว +10

    ኣብራር ኣቦ ዜማ ኣቦ ግጥሚ ኣቦ ስነ ጥበብ ኤርትራና፥ እንሕበነሉ እንኾርዓሉን እንምከሓሉን ድምጻዊ ሃገርና ኢኻ።ድሕሪ ሻማ በል ኣልቡምካ ናይ ቀደም ደርፍታትካ ሃሰስ በለልና በጃኻ፧

  • @yonasyebiyo1609
    @yonasyebiyo1609 2 ปีที่แล้ว +1

    Abrar anbsa Eritrea ❤ 👍

  • @midounited3356
    @midounited3356 3 ปีที่แล้ว +1

    King 👑abrarino nber kber abo sine" tebeb ❤️

  • @amandebas6597
    @amandebas6597 ปีที่แล้ว +1

    Abrar Legend...amazing music

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +1

      Thank you very much, my dear
      Aman. ❤️❤️
      Abrar

  • @haijmahmud1176
    @haijmahmud1176 2 ปีที่แล้ว +1

    💝💝Ya selam Hareriy Mera Asli So Nicc two u Eritra music Ni the world 🌟🏆🌟

  • @galmekelle4541
    @galmekelle4541 2 ปีที่แล้ว +22

    ኣብራር ናይ ልበይ ሰምዐ ዝይመንወካ ብሉፅ❤ ገና ካብ ትግራይ ከይወፃኩ ናትካ ከይሰማዕኩ ዘይውዕል ነይረ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  2 ปีที่แล้ว +16

      ኣሜን ክብርተይ ፡" ጓል መቐለ " ፍቕርን ሰላምን ናዓኺ ይኹን
      ንዝሃብክኒ ሙኡዝ ኮመንት ብልቢ እንዳኣመስገንኩ፡ ኩሉ ሰናይ እምነየልኪ
      ❤❤❤❤
      ኣብራር

    • @Adeyhager
      @Adeyhager ปีที่แล้ว

      ​@@AbrarOsmanArtabona krekbekum delye aleku Germany aleku

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +1

      @@Adeyhager ኣሜን ኣሜን ኣሜን
      ንእትልግሰለይ ፍቕርን ኣኽብሮትን ብልቢ አመስግን
      የቐኒየለይ
      ❤️❤️❤️❤️❤️
      ኣብራር

  • @wedikeshi9681
    @wedikeshi9681 ปีที่แล้ว +1

    abrarey. abo haki

  • @fedayn1838
    @fedayn1838 ปีที่แล้ว +1

    ከላስ

  • @amanuelmulugeta4475
    @amanuelmulugeta4475 ปีที่แล้ว +1

    legend Kuburn abo

  • @ertrawi
    @ertrawi ปีที่แล้ว +1

    Abo music abrarey❤❤❤

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว

      ክቡርን ፍቑርን ሳሚ
      ክብረት ይሃበለይ ፡ብልቢ አመስግነካ
      ኣየሳኣእነና
      ❤️❤️❤️❤️❤️
      ኣብራር

  • @robelandebrahan3116
    @robelandebrahan3116 3 ปีที่แล้ว +3

    Abrarey ❤️🥰❤️🙏🏻

  • @bereketnew3124
    @bereketnew3124 3 ปีที่แล้ว +1

    Abirar abo haki akedmu zifeloto nezi aremen siriat nic song

  • @ameerhas2393
    @ameerhas2393 2 ปีที่แล้ว +1

    Nice song 🎵 thanks

  • @tsigerdaberakey2381
    @tsigerdaberakey2381 2 ปีที่แล้ว +1

    Nice music ❤💙💚🇪🇷🙏👍

  • @yafietteclom2603
    @yafietteclom2603 2 ปีที่แล้ว +4

    GBU Baba Abrar 🙏♥️

  • @oneofakind3231
    @oneofakind3231 5 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙🙏🙏🙏Legend

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  4 วันที่ผ่านมา

      @@oneofakind3231 የቐንየለይ ክብረት
      ዳሃይካ ኣይታሓባእ
      ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @sabirabdela4028
    @sabirabdela4028 3 ปีที่แล้ว +2

    Wodi osman

  • @yonaskesete8686
    @yonaskesete8686 ปีที่แล้ว

    ኣብራር ዑስማን ፍሉይ ትዕድልቲ ኣለካ ቅድሚ 23 ዓመት ዝወጸ ደርፊ ፡ሕጂ ከም ሓድሽ የስተማቕሮ ኣለኹ ፡ብፍላይ እዛ ደርፊ ኣብ ሂውተይ ዘሎ ኩሉ ነገራትይ እያ ትገልጽ፡መብዛሕትኡ ግዜ ምስ ኣዕርኽትይ ክዕልል ከለኹ ፡ጽባሕ ትብል ቃል ይጥቀም እየ ፡ውሕስነት የብልናን ሎሚ ንፋቐር ሎሚ ንከባብብር እየ ዝብሎም።ኣቦ ጥበብ እዚ ደርፍታትካ ሕጂ ኣብ ሂወትና ይሰርሕ ኣሎ ብዙሕ ከርትትን ስደትን ምስ ርኣና ተረዲኡና።

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว

      ዮናሰይ !
      ባሓቂ ማሃርን ፡ልቢ ዘረስርስ መልእክትኻ
      ዋሃቢ ሓጎስን ባህታን'ዮ ሞ
      ልባዊ ምስጋናይ ናዓኻ ልዑል'ዩ
      ኣየሰኣእነና
      ❤️❤️❤️❤️
      ኣብራር ዑስማን

  • @AmanuelBerhe-pg6ku
    @AmanuelBerhe-pg6ku 4 หลายเดือนก่อน

    ታኪዮ

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  4 หลายเดือนก่อน +1

      መዓኒ...........ሁንቃዕ ተነ አማ
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @amarkadhe4212
    @amarkadhe4212 3 ปีที่แล้ว +1

    Abo hakiniya nahaka daw yabelena rabana eslah omreke afiyat sinah yahawo

  • @wahababdelkadr9433
    @wahababdelkadr9433 2 ปีที่แล้ว +1

    My best song i love it

  • @biniamfkadu326
    @biniamfkadu326 2 ปีที่แล้ว +1

    Kebrhaley zkel alo do eza derfi nmen kem zderefa

  • @biniamtesfay8444
    @biniamtesfay8444 2 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤

  • @Kiros.meksebalem
    @Kiros.meksebalem ปีที่แล้ว +2

    ላላለይ ላላላ
    ላላለይ ላላላ
    ላሊለይ ላላላ
    ላሊለይ ላላሊ
    ዝበሉ እንተበሉ
    ነውሪ 'ይኮነን ፍቕሪ
    ብኣዳም ብሄዋን
    ጸኒሑ ነባሪ
    ዝበሉ እንተበሉ
    ነውሪ 'ይኮነን ፍቕሪ
    ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
    ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ)
    ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ)
    ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
    ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
    ሕሜታ ይኹን ወረ ድኽመት ተበግሶ
    ሕሜታ ይኹን ወረ ድኽመት ተበግሶ
    ምቕጻል ፍቕሪ'ዩ ፍቕሪ ባዕሉ ዘዐግሶ
    ባዕሉ ዘዐግሶ
    ኣይ... ዪዪዪዪዪዪ...
    ከለኪ ሕልና ንኹሉ ዝመሚ
    በዝን ወድኸምዝን ነብስኺ 'ይተሕምሚ
    ኣኽፊእኪ ጸቢቕኪ ሓደ'ዩ ሕሳቡ
    በቶም ክዛረቡ ኣውጊሖም ዘዕርቡ
    ኣዕልልኒ ናትና ንግበር
    ኣየገድስኪ ናይ ሰብ ነገር
    ብዘይ ፍርሒ ብዘይ ምሕፋር
    ዘይሓልፍ የለን ኣብ መስርሕ ምፍቃር
    ኣሃሃሃሃሃሃ...
    ሰብ በሃላይ ፍጥር ክብል
    ኢሉ
    ይብል
    ክብል'ዩ
    መንከ ገዲፉ ኢሉ ተሪፉ
    ኢሉ ተሪፉስ መዓስ ዓሪፉ
    ሕጂ'ውን ኢሎም ኣበይ ከዕርፉ
    እንተበሉ'ውን ኢሎም ይተርፉ
    ካብዚ ከምዝስ ይኽደነና
    ዝበሉ እንተበሉ
    ነውሪ 'ይኮነን ፍቕሪ
    ብኣዳም ብሄዋን
    ጸኒሑ ነባሪ
    ዝበሉ እንተበሉ
    ነውሪ 'ይኮነን ፍቕሪ
    ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
    ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
    ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
    ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
    ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
    ምውራይ ዝኣመሎም ክንደይ ከይቁጠቡ
    ጉዳይና ንቐጽል ንሶም ይዛረቡ
    ክሳብ ዝርብርቡ
    ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
    ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
    ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
    ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ)
    ቀሲነ ክዘናጋዕ ክጻወት ከዕልል
    ፍቕረይ ብስክፍታ ሓሳብኪ ኣየስግል
    ነዛ ሓጻር ጊዜ ምሳኺ ኽራኸብ
    ካብ 'ጥቃዒ 'ዒንቲ ብዙሕ'የ????
    ኣዕልልኒ ናትና ንግበር
    ኣየገድስኪ ናይ ሰብ ነገር
    ብዘይ ፍርሒ ብዘይ ምሕፋር
    ዘይሓልፍ የለን ኣብ መስርሕ ምፍቃር
    ላላላላላ...
    ነውሪ ኾይኑ ምፍቃር ተቐይሩ'ምበር ሰብ
    ኢዱ ዘይመልሰሉስ ኩሉ ኾይኑ ብዓገብ
    መኖም ከነፍቅር መኖም'ከ ኽንገድፍ
    ካብ ምሉእ ከባቢ ከም ልቡ ዝነብር
    ርድኡና ዝብል ይኣክል ነጻ ሰባት ኢና
    ህይወትና ኽንመርሕ በቲ ዝመስለና
    ልብኺ ኣርሕውለይ ቀልዓለም ዘይብሉ
    ክቕጽል ፍቕርና ዝበሉ 'ናበሉ
    ኣ... ሁ...
    ሰብ በሃላይ ፍጥር ክብል
    ኢሉ
    ይብል
    ክብል'ዩ
    መንከ ገዲፉ ኢሉ ተሪፉ
    ኢሉ ተሪፉስ መዓስ ዓሪፉ
    ሕጂ'ውን ኢሎም ኣበይ ከዕርፉ
    እንተበሉ'ውን ኢሎም ይተርፉ
    ካብዚ ከምዝስ ይኽደነና
    ኣየይ... ኣያ... ኣየይ...
    ላለይ... ላላ... ኣለይ...
    ኣዕልልኒ ናትና ንግበር
    ኣየገድስኪ ናይ ሰብ ነገር
    ብዘይ ፍርሒ ብዘይ ምሕፋር
    ዘይሓልፍ የለን ኣብ መስርሕ ምፍቃር
    ላሊ... ላላ... ኣለይ...
    ላሊ... ላላ... ኣለይ...
    ክንዲ ብልሓት ክንዲ ጥበብ
    ክንዲ ስራሕ ክንዲ መኽሰብ
    ቤላቤለው ሰዋኒኖም
    እዝኒ ኣይንሃቦም ንረስዓዮም
    ካብዚ ኸምዝስ ይኽደነና
    ላሊ... ላላ... ኣለይ...
    ላሊ... ላላ... ኣለይ...
    ኣዕልልኒ ናትና ንግበር
    ኣየገድስኪ ናይ ሰብ ነገር
    ብዘይ ፍርሒ ብዘይ ምሕፋር
    ዘይሓልፍ የለን ኣብ መስርሕ ምፍቃር
    ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ
    ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ የብሉን ነውሪ
    ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ
    ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ የብሉን ነውሪ
    ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ
    ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ የብሉን ነውሪ
    ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ
    ፍቕሪ ...
    ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ
    ኣሃ...
    ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ
    ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ የብሉን ነውሪ

  • @THEREISNOTOMORROW-p5v
    @THEREISNOTOMORROW-p5v 3 ปีที่แล้ว +29

    one of my fav songs of all time. thank you legend Abrar

  • @mussieimbay9873
    @mussieimbay9873 3 ปีที่แล้ว +7

    አብራረይ አቦ ፍቅሪ አቦ ሕልና ፈታው ህዝቡን ሃገሩን ኢኻ ነታ ንናጽነታ ዝተቃለስካላ ሃገርና ሕጂ ክአ ንሓርነታ ትቃለሰላ ዘለኻ አገርና መፈጸምታ የርኢኻ አብራረይ ወትሩ ዘይሃስስ ፍቅርኻ አለኒ አብራረይ ኪንግ ኦፍ ኪንግ ኤርትራ ኢኻ አብራረይ ማዓረይ ዕደመ ይሃብካ ፈጣሪ I LOVE YOU 4EVER ❤❤❤❤👍👍👌👌

  • @us-erskyblue8344
    @us-erskyblue8344 2 ปีที่แล้ว +40

    It’s been one year since this video posted and had just 131k views unbelievable and unacceptable!!!!
    Trust me he is the one and only living legend we had at this moment!!! Please show him some respect!!!

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +3

      ስለ'ቲ ፍቕርኹምን ኣኽብሮትኩምን ብልቢ አመስግን ።
      የቐንየለይ ኣየሳኣእነና
      ኩሉ ሰናይ ❤️❤️❤️
      ኣብራር

    • @NahomZeru-du6ly
      @NahomZeru-du6ly ปีที่แล้ว

      @@AbrarOsmanArt u deserve millions of likes our living legend and father

    • @asmarino598
      @asmarino598 10 หลายเดือนก่อน

      ኩነታት ናይ ሓደ ህዝቢ ክትመዝን ዘስተማቅሮ ሙዚቃ ምውካስ ይከኣል'ዩ ከምዝመስለኒ። ህዝብና ከኣ ትርጉም ዘለዎ ስራሕ ክሰምዕ ደሉው የለን ከም ወዮ ኻልድ ዝበሎ'ዩ "ኣይ ካብ ምህሮ ኣይ ካብ ኣእምሮ
      ተጻወትልና ል'ባ ከበሮ"

  • @HiruyKelati
    @HiruyKelati 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  7 หลายเดือนก่อน

      ክቡርን ፍቁርን "ሑሩይ" ፡ናዓይ'ውን ሑሩየይ ኢኻ የቐንየለይ ብልቢ አመሳግነካ ።
      ኣይየሰኣእነና
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር

  • @nohisack7796
    @nohisack7796 ปีที่แล้ว +4

    ኤርትራዊ ጥበብ ሐንጎልን ዝፈሰሶ ኖን ከም ናይ ተጋሩ አሰመራ ተዘይ አቲየ ዳበልካ ህልቂትን እንደራን ብሱል ሰነጥበብ ኤርትራ ይአምብብ አወት ንሐፈሸ

  • @asmeraasmera5358
    @asmeraasmera5358 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣብራር ናይ ልበይ እወ ጽባሕ
    ጽባሕ ? ? ? ?

  • @Rim-Nebelbal
    @Rim-Nebelbal ปีที่แล้ว +4

    ጽባሕ
    ኣየይ ጽባሕ ጽባሕ ጽባሕ
    ኣየይ ጽባሕ ኣየ ጽባሕ
    ተኸቲልካኒ ብሰላሕ መላሕ
    ጽባሕ ጽባሕ'ኳዩ ዘይትብለሉ ፍርዲ ጽባሕ
    ስክፍታ ቀቲልካኒ ብሰላሕ መላሕ
    ጽባሕ ጽባሕ'ወ ጽባሕ
    እንታይ'ዩ ብልሓትካ ጭካነ ድዩስ ሓልዮት
    ሓጀት ዘይትርዳእ መብጽዓ ምንዮት
    ዘየዳሉ ጋሻ ጾርካ ዘይግመት
    ከመይ ኢለ ክኽይድ ምሳኻ ብእምነት
    ልብኻ ዘይርከብ ኩሉ ግዜ ምስጢር
    ናይ ስልጣኔ ጥበብ ዘይፈልጠካ ኣምር
    ተሰኒ ከም ዓርኪ ተእቱ ተዋፍር
    እንታይ ከምትሓስብ ኣንፈት ዘይተማኽር
    ሃዋይ ኬድካ ጽባሕ ኣነስ ፈሪሀካ
    በዚ ትሃድመኒ በዚ ክመጻካ
    ተዛረብ ተዛረብ ተዛረብ ተዛረብ
    ተዛረብ ጽባሕ ሓዲኡ ኣፍልጠኒ
    እቲ ዝዕደሎ ጽባሕ ዝጸንሓኒ
    ጽባሕ....
    ብዙሓት ፈቲኖም ምስጢርካ ክፈልጡ
    ብዛዕጎል ብፍንጃል ባይታ ናሓንጠጡ
    ኣማን ከብሉኻ ክንደይ ዘየፍጠጡ
    ተፋንዮም ኩሎም ገለ ከየስለጡ
    ዘይቀበጸ'ምበር ዘሰንፈካ የለን
    ይፈልጠካየ ጥንስኻ ናይ ዘመን
    ኣነኸ መን ኮይነ'የ ክሕንሕን ክፍክር
    ካብ ዘይህሉ ኣብ ዓለም ካባኻ ዘቡክር ካባኻ ዘቡክር
    ንመን ተቐቢልካ ጽባሕ ንመን ተፋንዎ
    መንዩ ኾን ተስሕቖ መንዩ ኾን ተብክዮ
    ንመን...ንመንከ ኣራኺብካ ንመን ከም ትፈልዮ
    ጽባሕ ንገረኒ ጥራይ ከለልዮ እ....
    ንመን ትኽ ኣቢልካ ንመንከ ትለውዮ
    መንዩ'ቲ ዝስሕቕ መንዩ'ቲ ተብክዮ
    ንመን ንመንከ ኣራኺብካ ንመን ከም ትፈልዮ
    ንገረኒ ጽባሕ ጥራይ ንገረኒ ከለልዮ
    ዶክተር ኣብራርኖ ዘይምኖ❤️

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +2

      ክቡር ሪም ልባዊ ኣኽብሮቱይ ናዓኻ ይኹን።
      ንዝሓለፋ ዘለዎ ምሰትምቃር ግጥምን ሙዚቃ
      እንዳ ናኣድኹ ፡ኣብ ሂወትካ ሰሰናዩ እምነየልካ።
      ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
      ኣብራር

    • @Rim-Nebelbal
      @Rim-Nebelbal ปีที่แล้ว

      @@AbrarOsmanArt ኣሜን ኣብራርኖ ❤️

  • @XYONAWI
    @XYONAWI ปีที่แล้ว +5

    ኣብራር ኩሉ ግዜ ኣብ ልብ❤ና ኢኻ።ኣብ ሃገራዊ ስነጥበብ ሃገርና ዘለካ ኣበርክቶ መግለጺ የብለዪን።ነዊሕ ዕድመ ኣብራሪኖ።

  • @yoniyoni3306
    @yoniyoni3306 ปีที่แล้ว

    ኣብ 2009/2010 አየ ንፈለማ ግዝየ ስም ኩቡር ኣቦና ኣብራር ዖስማን ሰሚoዮ ኣብቲ ግዝየ ቆልዓ ብምንባረይ ስም ደረፍቲ አየ ዝሕዝ ነይረ:: ደርፊ ምስምዑ አንበር ምስትምቓር ኣይነበረን :: በዓል ኣቦይ ንጅግንነት ትሕትናን ኣብራር ከድንቁ አየ ድሰምዖም ነይረ ካብ ጀርጅን ናብ ገዛ አዳተመለስና ኣጋ ምሸት አዩ ነይሩ ግዚኡ TV ስለ ደይነበረና, ዓድና ገጠር አዩ ሓደ መዓልትስ ኣብ TV ምስሉ ክርእዮ ኣለኒ ከተማ ምስከድኩ ናብ አዳበተሰብ ይብእል ነይረ ብዉሽጠይ:: ሎሚ ስደት ኣርክብለይስ ተሰዲደ ንደርፍካ መግለጽ ይስነሉ ክጭሕናነቕ ከለኹ ዝያዳ ደጋጊመ ይሰሚዖም Interview ክሰምዖ ከለኹ ዝኾነ ኣይጽሕፍን መኽንያቱ ቃላት ይሓጽረኒ ሓንቲ ክብለካ ኩቡር ኣቦና ኣብራር ደፍታትካ ጥዑም ንስኻ ጥዑም ካብ መዓር ትጥዑ ::
    Love u legend Abrarr Osman ❤️

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว

      ክቡርን ፍቑርን ዮኒ፡ንሙቁር ቃላትካ ፡ ኣኽብሮትን ፍቕርኻን፡ ክገልጾ ቃላት ይሓጽረኒ።
      ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ ።
      የቐኒየለይ ክብረት ይሃበለይ
      ❤️❤️❤️❤️
      ኣብራር

  • @seidweyna2160
    @seidweyna2160 3 ปีที่แล้ว +1

    ❤👈👍

  • @new263
    @new263 9 หลายเดือนก่อน +2

    ክገርመካ ዝተቆራረፀ ደርፊ ኣብ ቲክቶክ ሰሚዐ ኣሊሸ ሓቲተ ረኪበካ ትግራዋይ እየ ግን ናትካ ክህበካ ንፉዕ ስነ ጥበባዊ ኢካ❤

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  9 หลายเดือนก่อน +1

      ክቡረይ ! ፍቕርን ኣኽብሮትን ናዓኻ ይኹን :: የቐኒየለይ ክብረት ይሃበለይ ::
      ❤️❤️❤️
      ኣብራር

  • @moukurelal678
    @moukurelal678 2 ปีที่แล้ว +8

    ❤💛💙💚👏👏👏👏تسلم أنت الفن نفسه أبرار فنان إريتريا بلادي عروسه البحر اشتقت لروباكي وروضك النضر وعشرة الاحبة والانث والسمر إريتريا بلادي عروسه البحر.

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  2 ปีที่แล้ว +7

      Ashkurak "muqur Elal "jazilan.
      Thiyati. ❤

  • @ያሲንመሓመድ
    @ያሲንመሓመድ ปีที่แล้ว +4

    ንጉስ ጥበብ ክቡር ኣቦና ኡስታዝ ኣብራር ዑስማን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ !!! መግለጺ የብለይን The king ቃላት ይሓጽረኒ ንዓኻ ክገልጽ በስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ !!!!

  • @wedikiar4448
    @wedikiar4448 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሕሕሕሕ ጽባሕ እወ ኣነስ እዛ ዜማ ወላ ምስ ውልቃዊ ሂወተይ እዩ ምትእሳር ዘለዋ king ናተይ ኣብራረይ ኩሉ ስራሓትካ ክሳብ ብሂወት ዘለኹ ከስተማቕሮ ክነብር እየ ኩሉ ግዜ ዩ ኻኣ ዝሕድሰኒ ደጋጊመ እንክሰምዖ ዝገብረኒ ምስጢር ስራሕካ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ

  • @holbrook-ul9cf
    @holbrook-ul9cf ปีที่แล้ว +1

    Can any one tell me who played the bass guitar ?thats wonderful ❤

  • @asmerabelojomen3044
    @asmerabelojomen3044 3 ปีที่แล้ว +7

    Our legend and Teacher Abrar Osman i can not describe you becoz you are History Book God bless you

  • @kbgeshji9385
    @kbgeshji9385 3 ปีที่แล้ว +2

    Europa mismexaku eza derfi dem awxi’eya beka Fresh nay politika temeharey slezneberku,..xbahhhh

  • @Mariam-ha1239
    @Mariam-ha1239 ปีที่แล้ว +1

    ጽባሕ
    ኣየይይይ ጽባሕ (2)
    ኣይይይይይ ጽባሕ
    ስክፍታ ቀቲልካኒ ብሰላሕ መላሕ
    ጽባሕ ጽባሕ ጽባሕ ወ ጽባሕ
    ጽባሕ ይግባይ ዘይትብለሉ ፍርዲ ጽባሕ
    ስክፍታ ቀቲልካኒ ብሰላሕ መላሕ
    ጽባሕ
    እንታይ ዩ ብልሃትካ ጭካነ ድዩስ ሓልዩት
    ሓጀት ዘይትርዳእ መብጽዓ ምንዮት
    ዘየዳሉ ጋሻ ጾርካ ዘይግመት
    ከመይ ኢለ ክከይድ ምሳካ ብእምነት
    ልብካ ዘይርከብ ኩሉ ግዜ ምስጢር
    ናይ ስልጣኔ ጥበብ ዘይፈልጠካ ኣበር
    ተሰኒ ከም ዓርኪ ተእቱ ተዋፍር
    እንታይ ከ ክትሓብ ኣንፈት ዘይተማኽር
    ኣንፈይ ዘይተማኽር,,,,፡
    እዋይ በቃ ስባሕ ኣነስ ፈሪሐካ
    በዚ ትሃድነኒ በዚ ክመጻካ
    ተዛረብ ተዛረብ ተዛረብ
    ተዛረብ ተዛረብ ተዛረብ
    ተዛረብ ጽባሕ ሓዲኡ ኣፍልጠኒ
    እቲ ዝዕደሎ ጽባሕ ዝጸንሓኒ
    ኣይይይይይይይ
    ብዙሓት ፈቲኖም ምስጢርካ ክፈልጡ
    ብዛዕጎል ብፍንጃል ባይታ እናሓንጠጡ
    ኣማን ከብሉካ ክንደይ ዘየፍተጡ
    ተፋንዮም ኩሎም ገለ ከየስለጡ
    ዘይቀበጸ እምበር ዘሰንፈካ የሎን
    ክፈልጥ ዝክኣለ ትንሳኤ ናይ ዘመን
    ኣነ ከማን ኮይነ ክሕንሕን ክፍክር
    ካብዘይህሉ ኣብ ዓለም ካባኻ ዘብኩር
    ካባኻ ዘብኩር,,,፡
    ንመን ተቀቢልካ ጽባሕ ንመን ተፋንዎ
    መን ኮን ተስሕቆ መንኮን ተብክዮ
    ንመን ንመን ንመን ንመን(2)
    ንመን ኣራኺብካ ንመን ከምትፈልዮ
    ጽባሕ ንገረኒ ጥራይ ከለልዮ፡
    😢😢😢😢
    ንመን ተቀቢልካ ንመን ተፍንዎ
    መንዩ ኮን ዝስሕቅ መንዩ ከምተብክዮ
    ንመን ኣራኺብካ ንመን ከምትፈልዮ
    ንገረኒ ጽባሕ ጥራይ ከለልዮ😢😢😢

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +1

      መርሓባ ስብሓት ፍቕርን ኣኽብሮትን ናዓኻ ይኹን ፡ጽባሕ ታኣምር ነገር'ዩ ፡ከም ዝጻሓፍካዮ
      እዩ ።ንከምዚ ከማኻ ብልሓቱ ዘስተውዓለ
      ለባም ግና ከይተሰከፈ ከም ዝቕበሎ ጥርጥር የይብለይን ።
      ወትሩ ኣብ ልበይ
      ኩሉ ሰናይ
      ❤️❤️❤️
      ኣብራር

    • @Mariam-ha1239
      @Mariam-ha1239 ปีที่แล้ว

      @@AbrarOsmanArt ክቡር ኣቦይን ሓወይ ስነጥበባዊ ኣብራር ዑስማን ብመጀመርያ ብልቢ የ ዘመስግን ተገዲስካ ስለዝመለስካለይ ።ንኩሉ ውጽኢት ስራሕካ ኣዝየ ይፈትዎን ይሰምዖን ኳ እንተኮንኩ ነዛ ጽባሕ ትብል ግና ደጊመ ደጋጊመ የ ዝሰምዓ ጽባሕ ጽባሕ------- ኩሉ ግዜ ምስጢር። ዕደመን ጥዕናን ንዓኻ ክቡር ኣቦ ጥበብ።

  • @meleakekibrom3480
    @meleakekibrom3480 ปีที่แล้ว +4

    ኣብራሪኖ ዘይድገም ብዓል ድንቂ ኣእምሮ ፍሉይ ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @eritreanieritreawyan4488
    @eritreanieritreawyan4488 2 ปีที่แล้ว +3

    Manim ftur astentinu kebrhalna zeytkiel mstirawit derfi ya eza derfi ezia rzneta armoshesh admasawi tbeb twunin abara eti kaliay gize zeydgem Doctor abrar unkae natna konka unkae amaedina nireka aykonan 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪🕌🐪💪💪💪💪

  • @dalisaaf9274
    @dalisaaf9274 3 ปีที่แล้ว +1

    😍❤❤❤❤❤

  • @ኣብተስፋቢራሃንኣሎSalahSha
    @ኣብተስፋቢራሃንኣሎSalahSha 3 ปีที่แล้ว +4

    Abrarino 👍👍👍👍 tsibah buzuh zikorotat alewa ABRAR OSMAN subscribe sher like comment ❤️❤️❤️❤️
    Love you 😘💖💖

  • @waterfull2907
    @waterfull2907 3 ปีที่แล้ว +4

    *ክቡር ኣብራር ካባኻ ሓዳሽ ደርፍታት ብሃንቆታ ክንስምዕ ንጽበ ኣለና*
    ኣይትጥፋኣና ደኣ

  • @samialyemane
    @samialyemane 2 ปีที่แล้ว +1

    እዛ ደርፊ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትዋ !!
    እንታይ እስከ ግን ንእሰያስ ኢዩ ደሪፍዋ ክብሉ ምስ ሰማዓኹ ፈኺሳትኒ ንሰብ ኽሳብ ክንድዚ ፍርሒ ኢለ ሸለል ኢለያ ኔረ!!!!
    እንተ ኣብዛ ስዓት ግን ብርእሰይ ክሕስባ ከስተንትና ምስ ጀመርኩ ብልክዕ~ታ" ዝመጽትኒ ብልጽቲ መልሲ እቲ ብተፈጥሮ ግን ከኣ ዕድሚኡ ዘይውዳእ ምስጢራዊ ጽባሕ ኢልና ንጽውዖ መዓልቲ ኢዩ✍።
    ተመስገን ፈጣሪ💙🙏🏼

  • @samuelberhe7223
    @samuelberhe7223 3 ปีที่แล้ว

    ❤️

  • @نورةإدريس-ز7ع
    @نورةإدريس-ز7ع 3 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @biniamhabte8715
    @biniamhabte8715 3 ปีที่แล้ว +3

    Nilomi wesin , tsibah tihigoselu wey tigihiyelu mikinyatu ab mewedaeta kulu ayegedisin u !

  • @fedayn1838
    @fedayn1838 ปีที่แล้ว +4

    ብራቮ---> ጽባሕ በዲልካኒ ብሰላሕ መላሕ
    ብዙሓት ፈቲኖም ምስጢሪካ ክፈልጡ
    ብዛዕጎል ክብጀል ባይታ እንዳ ሓንጠጡ
    ኣማን ከብሉካ ክንደይ ዘይፈጠጡ
    ተፋንዮሙካ ኩሎም ገለ ከይሰልጡ
    ዘይቀበጸ እምበር ዘሰንፈካ የለን
    ክፈልጥ ዝካኣለ እቲ ንሲካ ናይ ዘመን
    ኣነ'ከ መን ኮይነ??? ክሕንሕን ክፍክር ???
    ካብዘህሉ ዓለም ካባካ ዘበኩር።
    ቀጺሉ... ንመን ተቀቢሊካ ጽባሕ ንመን'ከ ተፋንዎ
    መኒዩከ ደስ ተብሎ ንመን ኢዩከ ተሪዮ
    ንመን ንመን ንመን ንመን ንመን ኣመን
    ኢሉ ደምዲሙዋ ከላስ እዚኣ ካብ ዓለም ዘለዋ ካብተን ብሉጻት ደርፍታት ዝባሃላ እታ ዝበለጸት ሓንቲ ካብተን ናይ ቡሉጻት ደርፊ ናይ ደርፍታት ኢያ። ምክንያቱ ኣብዛ ዓለም ንነፍሲ ወከፍ ኣብዛ ዓለም ዘሎ ነገራት ብዙሕ ብዛዕባ ዝተፈላለየ ደርፍታት ተደሪፊሉ ኢዩ። ኣብ ግዚኡን ሳዓትን ግን ዜርካ ዜርካ የለን በቃ ከምዚኣ ደርፊ ናይ ኩቡር ኣያና ባራር ዑሱማን። ስለዚ ኣብዛ ዓለም ሓድሽ ነገር የለን ኢሉ ኣቦና ጥበበና ኩቡር ሰለሙን ወዲ ዳዊት ጥራይ ብዘይካ ጽባሕ ካልእ ወላሓደ የለን ካልእ ዝፈልጥ ስለዚ ንፋቀር
    ኣይንመካካሕ ነንባዕልና ኣይንወናነጀል ምክንያቱ ነፍሲ ወከፍ ፉጡር ናይ ጽባሕ ፍርዲ ፍርዱ ስለ
    ዘይንፈልጣ ስለዚ ነፍሲ ወከፍ ብጽሕትና ኣብ ጽባሕ ኢዩ ዘለ'ሞ ከይተመካካሕና ብፍቅሪ ንተሓጋገዝ ሕጂ ዉ'ን ንንብስና ዝሓዝናላ የብልናን እንታይ ደኣ ነፍሲ ወከፍና ኣብዛ ናይዛ ዓለም ዘለና ኣብ ጽባሕ ስለ ዝኮነ ምንባር ትርጉሙና።
    መጠረሽታ / Last : ሰላም ንኩሉ ፋጡር እሞ ከሙኡ ዉን & all the best for every one!! Amen!!ኢ

    • @samikbrom4218
      @samikbrom4218 ปีที่แล้ว

      teketilkani bselah melah Aya bedilkani aykonetn yarieta

    • @godsaves8457
      @godsaves8457 ปีที่แล้ว

      💚💛❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @jonethebreain2031
      @jonethebreain2031 10 หลายเดือนก่อน

      ጽቡቅ ጽሑፍ ኣብቲ ቅድሚት ግን ጌጋ ተረዲእካዮ ኣለኻ:'

  • @mahamodayassin6048
    @mahamodayassin6048 7 หลายเดือนก่อน

    Was alles in Lied backen kann ?

  • @alemtekeste5757
    @alemtekeste5757 ปีที่แล้ว

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @eritroswegahta3400
    @eritroswegahta3400 ปีที่แล้ว +1

    ጽባሕ
    ኣየይ ጽባሕ ጽባሕ ጽባሕ
    ኣየይ ጽባሕ ኣየ ጽባሕ
    ተኸቲልካኒ ብሰላሕ መላሕ
    ጽባሕ ጽባሕ'ኳዩ ዘይትብለሉ ፍርዲ ጽባሕ
    ስክፍታ ቀቲልካኒ ብሰላሕ መላሕ
    ጽባሕ ጽባሕ'ወ ጽባሕ
    እንታይ'ዩ ብልሓትካ ጭካነ ድዩስ ሓልዮት
    ሓጀት ዘይትርዳእ መብጽዓ ምንዮት
    ዘየዳሉ ጋሻ ጾርካ ዘይግመት
    ከመይ ኢለ ክኽይድ ምሳኻ ብእምነት
    ልብኻ ዘይርከብ ኩሉ ግዜ ምስጢር
    ናይ ስልጣኔ ጥበብ ዘይፈልጠካ ኣምር
    ተሰኒ ከም ዓርኪ ተእቱ ተዋፍር
    እንታይ ከምትሓስብ ኣንፈት ዘይተማኽር
    ሃዋይ ኬድካ ጽባሕ ኣነስ ፈሪሀካ
    በዚ ትሃድመኒ በዚ ክመጻካ
    ተዛረብ ተዛረብ ተዛረብ ተዛረብ
    ተዛረብ ጽባሕ ሓዲኡ ኣፍልጠኒ
    እቲ ዝዕደሎ ጽባሕ ዝጸንሓኒ
    ጽባሕ....
    ብዙሓት ፈቲኖም ምስጢርካ ክፈልጡ
    ብዛዕጎል ብፍንጃል ባይታ ናሓንጠጡ
    ኣማን ከብሉኻ ክንደይ ዘየፍጠጡ
    ተፋንዮም ኩሎም ገለ ከየስለጡ
    ዘይቀበጸ'ምበር ዘሰንፈካ የለን
    ይፈልጠካየ ጥንስኻ ናይ ዘመን
    ኣነኸ መን ኮይነ'የ ክሕንሕን ክፍክር
    ካብ ዘይህሉ ኣብ ዓለም ካባኻ ዘቡክር ካባኻ ዘቡክር
    ንመን ተቐቢልካ ጽባሕ ንመን ተፋንዎ
    መንዩ ኾን ተስሕቖ መንዩ ኾን ተብክዮ
    ንመን...ንመንከ ኣራኺብካ ንመን ከም ትፈልዮ
    ጽባሕ ንገረኒ ጥራይ ከለልዮ እ....
    ንመን ትኽ ኣቢልካ ንመንከ ትለውዮ
    መንዩ'ቲ ዝስሕቕ መንዩ'ቲ ተብክዮ
    ንመን ንመንከ ኣራኺብካ ንመን ከም ትፈልዮ
    ጽባሕ ንገረኒ ጥራይ ንገረኒ ከለልዮ እ....
    ብዙሓት....
    ኣብራር ዑስማን 2000 ዓ.ም

  • @jemalawlaki9861
    @jemalawlaki9861 2 ปีที่แล้ว +7

    The best of the very best song and arraignment in Eritrea n music history

  • @zelalemmihretaab2477
    @zelalemmihretaab2477 2 ปีที่แล้ว +3

    Congratulations for PEN ERITREA ብሉጽ ሰብ ብሓቂ......
    !!!

  • @zelalemmihretaab2477
    @zelalemmihretaab2477 2 ปีที่แล้ว +4

    ድሙቕ ኮኾብ

  • @eritroswegahta3400
    @eritroswegahta3400 ปีที่แล้ว +1

    ኣብ 2000 ዓመተ ምህረት ተነጊርና እምቢ ኢልና፡ ዓስቢ'ዚ ድማ ከም ማይ ኣይሂ ዝኾነ መዓት ወረደና። ሰሪ ዘይምስማዕኩም እዚ ኩሉ ወረደኩም ይብል መጽሓፍ ቁዱስ። ኣብራር እምቢ ኢልናካ ሰሪ'ዚ ድማ እዚ ንሓልፎ ዘለና መዓት ተኸቢብና ኣለና።

  • @mahamedibrahim4043
    @mahamedibrahim4043 3 ปีที่แล้ว +4

    Mr Abrar bahar Lubak hutukta taginah mar ::

  • @SAMUEL-uj3oo
    @SAMUEL-uj3oo 26 วันที่ผ่านมา +1

    ክሰምዓ ትሕድሰኒ ጥዕምቲ ደርፊ ዕድመ ይሃብካ ኣብራር ዑስማን🫡❤️

  • @horizonsoundz4522
    @horizonsoundz4522 2 ปีที่แล้ว +12

    The legend and the golden hit !. I first heard this song a lifetime ago. It's still fresh as if it was sang yesterday morning ! This is the creation of a legendary music writer, poet and Singer. I hope to meet you one of those days and shake your hand ,,,.
    God bless you... for us ,!
    Thanks for your work.
    Ted

  • @asmieentertainment9973
    @asmieentertainment9973 3 ปีที่แล้ว +1

    Eti zgerm xbah nkono zeynfelt ndhri 10 amet nkono ncheneq

  • @ሃገርይሃገርይ
    @ሃገርይሃገርይ ปีที่แล้ว +1

    ኡዋይ ጽባሕ ጽብሕ እሕሕ ካም ባዓል እብራር ዑስማን ዝሞሶሎ ሰባት ከሲርና ሃገር ዝመርሑ ሙሉ ዓቅሚ ዞሎ ኡዋይ ትዕዲልቲ ሃገርና

  • @hagostesgayliverpool5376
    @hagostesgayliverpool5376 11 หลายเดือนก่อน +3

    ጸባሕ
    ኣብራር ንጉስ ምድሂኒት እዝኒ ንስካስ እንዓ ሃለኻ ንውሕ ዕድመ ይሃብካ❤❤❤

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  11 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣሜን ክቡረይ ፡ኣነ ድማ ኣብ ሂወትካ ኩሉ ሰናይ❤❤❤ እምነየልካ
      ኣብራር

  • @godhatessinnotthesinnerhgf2659
    @godhatessinnotthesinnerhgf2659 2 ปีที่แล้ว +4

    Living legend.💕💕 What's most heartbreaking is that we humans do not exist forever in this world.

  • @holbrook-ul9cf
    @holbrook-ul9cf 2 ปีที่แล้ว +4

    This song is best of Abrar work and my favorite of all Eritrean song I want to know who played the bass guitar it’s so wonderful can’t express in words

  • @robelgerezgiher4742
    @robelgerezgiher4742 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣብራር ኣቦ ጥበብ
    ጥበብካ የብል ዘብዘብ
    ኩሉ ስርሓትካ ወርቂ

  • @AbelBrhane3
    @AbelBrhane3 ปีที่แล้ว +5

    Abrar, you're truly legendary!

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +3

      ክቡርን ፍቑርን ኣቤል ፡
      ብልቢ አመስግነካ የቐኒየለይ
      ኩሉ ሰናይ
      ❤️❤️❤️❤️
      ኣብራር

  • @Wedinega60
    @Wedinega60 2 ปีที่แล้ว +1

    abi trgum hazel music gin zeynestwilo zema mo fluy ahhh ere adey Selam kuniley .longlive legend

  • @Goyta-Nebsu
    @Goyta-Nebsu ปีที่แล้ว +1

    ሓንቲ ካብ ኣዝየን ዘሕስባ ደርፍታት ትግርኛ እያ.....ጽባሕ! ይቀንየልና ከምኡ'ውን ዕድመ ምስ ጥዕና እምነየልካ ጠቢብ ኣብራር ዑስማን።

  • @erditemesgen9217
    @erditemesgen9217 ปีที่แล้ว

    ኣቦይ ኢለ የ ዝገልጸካ ኣቦይ ተጋዳላይ ዩ ነሩ ኣብቲ ዝመጺሉ ኣብ ዓመት 2ሰሙን ሞባይሉ ኣብራር ጀሚራ ኣብራር ያ ትውድእ ፍቅሪ ደርፍካ ክህልወኒ ኣቦይ ዩ ኣውሪሱኒ ክሳብ ሕጂ ኣብ ስደተይ ኮይነ ጽባሕ ከ ታይ ይሁሉ እናበልኩ ምስ ናፍቆተይ ይነብር ኣለኩ ኣብ ስደት ተስፋ ሓጣ ኮይነ

  • @EfremWasa-e4p
    @EfremWasa-e4p 11 หลายเดือนก่อน

    አብራር አዲስ አበባ ሪኤሞ ቅድሚ 20ዓመት ዋላ አሜሪካ ሙዚክ ሰሚኤ ብደርጊ ናይሳሚ ሃውና ሰሚኤሞ አብራር ፍሉይኢካ

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  11 หลายเดือนก่อน

      ምኡዝ ኢኻ አፍረመይ !
      ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ
      ❤️❤️❤️
      ኣብራር

  • @jemalawlaki9861
    @jemalawlaki9861 2 ปีที่แล้ว +4

    The best of the very best song and musical arrangement !!!!!!!!!!!!!