Medhanit Fekademariam(ዓይና ዋና) - Ashenda (ኣሸንዳ) / New Traditional Tigrigna Music (Official Video)
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 10 ก.ย. 2024
- Medhanit Fekademariam - Ashenda (ኣሸንዳ) / New Traditional Tigrigna Music 2023 (Official Video) #lihammelody #habesha #ethiopiancomedy
#media #cover #tigray #rayuma
t.me/medibofe
/ visit.raya.r. .
www.medibofe.com
unauthorized use, distribution and re upload of this content is strictly prohibited
Copyright ©2023 Medi Raya መዲ ራያ
#ethiopiancomedy #tigray_media_house #habeshatiktok #habesha #ethiopia #tigray_tv #abraham #abelbirhanu #lihammelody
Join this channel to get access to perks:
/ @mediraya
ራያዎች የአሸንዳ በዓላዊ ዜማንና ውዝዋዜን መሰማትና ማየት እጅግ አሰደሳችና ማራኪ ነው 👏🙏👍💞👏🙏👍💞👏🙏👍💞👏🙏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️ዕልልልልል ርሁስ በዓል ኣሸንዳ
ዋውውውው ደስስስ ክብል እንኳን ለዚህ አበቃን ለአሸንዳ ባአል እግዚአብሔር አምላክ ይክበር ይመስገን ❤❤❤❤❤❤❤
eskn kefty meslkn
እንኳዕ አብፅሕና ደቂ ትግራይ አብ ዓድን ስደትን ዘለኹን ድቅኖዋ😊❤🎉
አሜን አሜን አሜን❤❤
አሜን አሜን አሜን❤❤❤
ጠንካራ ጎኒ
❤ድምፂ ማዓት ይኡ
❤ወቅታይ ይኡ
❤ እቲ ደሪፊ ናቃድም ምኻኑ ጨለ
ደካማ ጎኒ
😢ሁሩፋ ደይነበረ ይኡ
😢ራያ ቃላት አጠቃቕማ አይከርናይ : እቲደርፊ ድምቀት ቅንሰሎ:
😢ሽፎን ከርና ቦዝሑ ፃዕዳ ወይም ባፌ አይከርናይ::
ኣሸንዱዋይ መፂኣ 😢 5ተ ዓመተይ ኣብ ሰደት የሕልፈለኩ ሰደት ሓሳድ😢
Ana Le 7😢
@@azmitigray1468 ኣጆና እሰቲ ወለላይ🥺❤
Happy Ashenda ❤❤❤❤
Amazing 👏 ❤️ song 🎵 🇪🇷
ተጋሩዋኒ ሰናይ ቅንያት ልባዓል ኣሸንዳና❤❤
ዋው እንኳዕ ንባዓል ኣሸንዳ ኣብፀሐክን ደቂ ትግራይ ሽኮሪናታት ❤❤❤❤
Tigray is a beautiful country with beautiful people Tigray❤💛
ደቅ ኣሸንዳ እንኳዕ ኣብፀሐኪን ኣትን ወራዙ ግን ማኣዚ ይኡ ዓዲና ኣትና ምስቤተሰብና ኣውዳኣመት ናኽብር😢😢መዲዋ ኹርዓት ራያና እንኳዕ ዳሕና መፃእኺዓሳዲዋ ❤
💝❤️💝 ዎይኖ ዕበብ ዕንባባ ምልጭ ቁንጂና ኣሸንዳ በላ ኣጻውታና 🇪🇷👍👍👍
ኣሰይይይ እንቋዕ ተጋሩ ጌርካ ፈጠርካና ደስ ክትብላ ደቂ ዓደይ ሓላላት👏👏👏👏💋💘💘💘💘💘💘💚💚💚🎉🎉🎉🥀🥀🥀💗💗💗💗💊💊💊💊💊💊💝💝💝💊💊💊👈😊
ደቂ ኣሸንዳዋይ👸✅ ኣሸንዳ ኣብ ስደት ንመበል ክንደይ ዓመትክን ተሕልፎኦ ኣለኽን ደቂ መዳም ቀመም me 8ይ ዓመተይ😢 ስደት ስዲ ኣምላኽ ብሰላም መሬት ዓድና የርግፀና🙏💛❤🔊
እኔም 8 ዓመት 😢😢አይዛን ጓልንዋ❤
@@user-bw7jb4hl8c ኣይዞን ውዴ🙏😢
4😢😢👏
ብጣዕም ደሰ ዝብል ሰራሕ እዩ ቃፅል ሜድ ቆንጆ ራያታይ ድገልፅ እዩ ❤❤❤❤❤🎉
እሰይ ሙሉእ ሓጎስ ይግበረልና እንኳዕ አብፅሓና 💪👏👏👏❤️💛❤️💛🙏🌹💋
መዲ በአረፍ ድምፅ በቆንጆ ዜማ አሸንዳን ስለሠራሽው በጣም እናመሠግናለን
መዲዋይ ዓሳዱ እንኳዕ ዳሕና መፃእኽን ወለላታት♡♡ ባህልና ጥዑም ♡♡
ብጣዕሚ ደስ ብሀሊ ስራሕ ይኡ🥰ራያቶት ድገልፅ✌️
እንኳዕ ኣብፀሐክን ደቂ ኣሸንዳ❤️❤️💛💛
ተጋሩዋኒ ፅርያት ፈጥረት❤❤💛💛
😢😢ዓደይ ናፍቀ እንበር ኸዝስ እፍፍፍ ስደትና የሕፅረና እግዚአብሔር አምላክ ❤
እንኳዕ ብዳሕና መፃእኺ እንኳዕ ኣብፀሐኪለ ዓሳይቲዋ በሪትዕ መኹረዕት ባህላ አይዘኺ አብ ጎንኺ የና🫶🌾🌽💪💪
this is very beautiful song by beautiful Tigreans.
ተጋሩዋኒ ማዓረይ❤❤❤😢😢😢
ቆልዓ ኣሸንዳ ኣበይ ነይርኪ ኣንቲ ዋሓለ ብናትኪ ድምፂ መቀረት ኣሸንዳ ደስ ኢሊኒ ። ተ ጋ እንድርያስ ታደሰ እየ ካብ ኣክሱም ዕድመ ይሃብኪ ።
Wowww ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
አስይይይይ አንበሳ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉💃💃💃💃💃💃💃💃💃💃💃💃💃አስይ ደቂ አሽንዳ💃💃💃💃💃🌷🌷🌷🌷
እንኳን አደረሳቹ ለአሸዳ ሸገታት ራያ ❤❤
ዛፉ ኪሮስ 🤩መዲ ከኣ ጽቡቅ እኳ ተኮነ ግን ናይዞም ወሎ ብሽፎን ዘሕልፍኡ ኣምሲልክዮ እቲ ኣደራርፋኪ ክትቅይሪ ኣበላሺክዮ ከምዘሎ ዘይተምጽእዮ ንምንታይ ኢኪ ደሃይ ኣሸንዳ ትቀያይሪ ብዝኮነ ኣምሓይሺ ቀይሪ
እንካዕ ኣብፀሐኩሙ ኣብፀሐና ንብዓል ኣሸንዳ
ኣስይይይ ደቂ ኣሸንዳ እንካዕ ብሰላም መፃኺ መዲዋ ሓፍተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘👌👌👌👌👌👌👌👌👌🙏😍😍😍😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍
ደፋር ኮየኽ ግን 😂❤❤
❤❤❤❤❤ ኣሰይይይይ እንቃዕ ኣብፀሐክን ንቅኒያት ኣሸንዳ ደቂ ትግራይ ሙሩዑጋትትትትት
ብጣዕሚ ደስ ብሀሊ ይኡ መዱ ዓሳ 😘😘😘😘
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኣሰይ ደቂ ኣሸንዳ ❤እንኳዕ ብሰላም መፃኺ መዲዋ❤
መድዋይ ፅሓይ ገፃ እንኳዕ ብሰላም መፃእኺ👏👏 ናባራትዓ ተጋሩዋኒ❤
ኣሸንዳ🥰❤💛
ግኒየ ግኒ ትመከሐ ሃምኣኻ ያግን🙄 ናሸንዳ እና ናኒን መን ሓደ ገብርዎም ግኒ ሰይጣን ይኡ🤭 ኣሸንዳ ሃይማኖታዊ ይኡ ዋእ ድበሃልይ ደይበሃልይ ፈልና ንፍለጥ😢
ፅቡቅ ስራሕ መዲየ❤❤❤❤❤❤❤❤
I love you tigray adey❤❤❤❤
አሰይ ደቅ አሸንዳ❤❤❤🎉🎉
Kulu zetemlkn diki ashenda enkae Natna konkn i love u tigray ❤❤❤
እንካዕ አብፀሐክን ንባዕል አሸንድ ደቅ ትግራይ ዐሰደይ❤❤❤❤❤❤
B harif iyu yeserihu . Kexllu
Medi mukurti ekif naybahaki
Enkea abtsehena ashenda ❤❤❤
ፅቡቕ ደርፊ እዩ Medhanit። 🙏
እንካዕ ዳሓን መፃእክን. ደቂ ኣሸንዳ ❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መጻእኽ ማማየይ ብሓቂ ኣሸንዳ ትግራይና ሠላም ይግበረልና
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንካዕ ኣብፀሐና ተጋሩዋይ ኣሰይይይይ ኣሳድታት❤❤❤❤❤
Heddu Nama gamachiisaa ija irra hafi
❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ኣሰይ ሽኮራት ሩሑስ ኣሸንዳ❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛
Our Tigray tradition Ashnda is very lovely 🌹🌹🌹 and amazing gift to all tegaru God bless 🙏🙏🙏
ፅቡቕ ስራሕ ምራፀዋ 🔥👏
ኣሸንዲዋኒ ማዓረይ እንኻዕ ኣብፀሕና ደቂ ትግራይ ዓደይ😢❤🙏😣🌷
ሜዲ ጅግና ደስድብል ስራሕ
ሽገ ስራሕ ይኡ መዱ ዓሳ ራየነት ❤
Wooooowwwwww😍😍😍😍😍😍😍💓💓💓💓💓💓💓
ኣበየት ድምፅይ👌 ቀፅልሉ መድየይ❤❤
እንኳዕ አብፀህኪ መዲዬ....❤❤ ጀግና ❤❤
❤❤❤❤❤ ፅቡቅ ናይ አሸንዳ ደርፊ
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ዋውውው ደስ ክብል ኣነስ ክፈትወኪ መዲየይ ምቅርተይ♥️♥️🥰
Beautiful ❤from Ottawa Canada ❤
ዋዉ ዙባህልና ክንደይ ይፅብቅ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Effffffffffffff way tizita bica sidet ayiynika ytifae❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛💊💊💊💊💊💊💊💊🤝🤝🤝🤝🙏🙏🙏🙏👍👍👍🌿🌿🌿🌷🌷🌷🌷
ይበል ድምፂ መዲየይ ምጭውቲ❤❤❤❤❤
ደቂ ትግራይ ❤💛ወርቂ 😍🌹🙏
ኣሰይ ደቂ ኣሸንዳ 💛❤😘💚💛❤💒🙏
❤️❤️🙏🏼
አሰይ ደቂ አሸንዳ ቆናጁ😍😍😍😍
I love her ❤
😮መዲ ቕጭን😘 ጥዑን ድምፃ💖
ንትሰርሕዮ ዘለኺ ፅባቐ ባህሊ ትግራይ ብሹም ትግራይ ኩሕሎ ነድንቐክን ነመስግነክን ኢና። ተፈታዊት ናይና መዓርና። ንበርልና💖😘💖
ፅብቅ ስራሕ
Still listening 😍
አሰይ ደቅ አሸንዳ🌿🌿🌿🌿🌿🌿💐💐💐🍀☘️☘️🍀🍀🍀🍀☘️☘️☘️🍀🍀🍀🌿❤🌿☘️☘️🍀❤❤❤❤❤💐💐💐❤❤❤❤❤❤
ዋዋዋዋዋ
ኣሰይ መደቅ ኣሸንዳ ጥዑማት ሜዲወአይ ድፎትየክ ፎታይት ዓዳ እንኳዕ ዳሕና መፃእኽ😘😘😘
ግን ንምንታይ እኽን ናይ ባዕልኽን ለይታውፃእ ኾረጃ ቕሕ ኣይብልይ 😉😏😂
ሸገ እዩ እስስ ቀንእኽ ድዩ😂 ኣይዘኽ ቀጽልሉ እዩ ድብሃል
@@user-us5lu9vl2l እፎዮ ለለ ዳኣዝማር ክቕኖአ ፈጣር ኸ ኣይቅየመኒይ ዶ😏
ንሰብ ግን ዘይታባራትዓ ቅንእ እንታይ አምፆኦ ዋይ😂
ኣዝዩ ኣዝዩ ኣዝዩ ምቁር ጥዑም ድምፂ ብጥዑም ሰሓባይ ላዛ ።ክብረት ይሃበልና ከምዚ ዓይነት ምቁር ደርፊ ስለዘስማዕኩምና በርትዑ ቀፅልሉ ክቡራተይ።
Tigray traditional music is what it should be
Absolutely 💯
ደሰ ባሃል🎉🎉🎉❤❤❤
❤❤❤wowww medhantye❤❤
እንካዕ ብሰላም መፅእኺ መዲዋይ❤❤
እሰይ ደቂ ራያዋ❤❤❤❤
🎉🎉🎉😘😘😘😘
ርሑሰ አውዳአመት ይ ግበሪልና ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤
አሸንዳ🌿🌿🌿🌿❤
Culture Raya rayuma 🇪🇹❤️
🥰🥰🥰🥰🥰
ዋውውው መዲ በጣም ቆጆ ስራ ነው በርቺ ውዴ
effort more for this endemic Ethiopian cultural festival
ayzoki berte gobez
ዋውው በርትዕ ዎዕሮ ራያ ራዬማ
Kezlilu harif srah 💯 ❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤💕💖
አሰይ ደቂ አሸንዳ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤💊💊👑👑