መቐለ ትስፍው መግለፂታት/ብኢሳያስ ኣገንዕ ተባሂሉ/ሰላም ትግራይን ኤርትራን ተጀሚሩ እዩ/ፕረዝደንት ጌታቸው እውን ኣጆኹም ኢሉ!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 80

  • @haderakelati1160
    @haderakelati1160 หลายเดือนก่อน +9

    ኣብ ዓለም ወፊርካ ክትኣቱ ቀዳምነት ሰላምዩ ዘድሊየካ ሰላም እንተሊዩ እንጀራሎ ቀሲንካ ደቂስካ ትሓድር
    ስራሕ ኣሎ ጥዕናሎ ዕቤት ኣሎ ምትሕግጋዝ ኣሎ ሓቢርካ ምምዕባል ኣሎ ኮታ ሰላም ትግራይ ምስ ኤርትራ ዝጸልኡ ንኽሊቲኡ ህዝብታት እናናናቆቱ ስልጣኖም ከደልድሉን ኣብ ኮረሻ ስልጣኖም ቸቸይ ክብሉ ዝደልዩ ጥራይ ሙኳኖም ኩሉ ደላይ ሰላም ብግቡእ ክፈልጦ ይግባእ።
    ❤❤❤🎉🎉🎉!!!

  • @ንኩሉሰብከምነብስኻአፍቅሮ
    @ንኩሉሰብከምነብስኻአፍቅሮ หลายเดือนก่อน +3

    ንሐድነትን ፍቅርን ህዝብና ንለምን አብ ፍቅሪ ድማ ሰላምን ምዕባሌን አሎ።

  • @nathangurja7323
    @nathangurja7323 หลายเดือนก่อน +2

    አየ ደብረ ዕንክልል ምስውስው
    ዕንንን መሳሰይ ዓወንወን
    እንታይ ዳእ ዝኩሉ ናይ ህዝብ
    ህልቅት ናይ ንብረት ዕንወት ምፍንቃል ቀደም ዘይመትረፍኩሞ

  • @May-vt1jq
    @May-vt1jq หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ሰላም ንኩሉ ህዝብና

  • @kalayuasefa1517
    @kalayuasefa1517 หลายเดือนก่อน +6

    ፅቡቅ መግለፂ ዶ/ር ደብረጽዮን ።

  • @Africastar
    @Africastar หลายเดือนก่อน +3

    ንትግራዋ ፍቶዎ እምበር አይትእመኖ

    • @TekleAregawi-io3zx
      @TekleAregawi-io3zx หลายเดือนก่อน +1

      ሃለውለው

    • @selfreliance8999
      @selfreliance8999 หลายเดือนก่อน +2

      ንዓጋመ አድርሮ ምበር አይተሕድሮ ትብል ነራ ኤልሲና 😂

  • @Zeleul-f8r
    @Zeleul-f8r หลายเดือนก่อน +1

    ሐዱሽ ዓመት ሕዝብና ክብ ስቃይንመከራን መሬት ብሐዱሽ ደብረፅዮን ጌታቸውን ዓዘፍዘፍን ክሕደትን ስስዕትን ዘይንርኤሉ ግበሮ

  • @haileocbamicael3236
    @haileocbamicael3236 หลายเดือนก่อน +3

    ኣንታ እዚ ህዝቢ ዘይሰምዖ ጉድ የብሉን !!!
    እንታይ ዓይነት ተዋሰኦ እዩ ?
    እንታይ ዓይነት ሓዱሽ ዓመት ?
    ኣብ ምንቲ ምንታይ ደኣ እዚ ሚልዮን ህዝቢ ጠፊኡ ? ጉዳም ለይቲ 🙏

  • @fisehawelu2102
    @fisehawelu2102 หลายเดือนก่อน +5

    ዕንክሊል ሕፍረት የለን ብሰንኪ ዉዱቅ አካይዳ ፖለቲካኡ ሚልዮን መንእሰይ ወዲአሰኻስ ሐዚ ሃተፍተፍ

  • @AmeAme-c9o
    @AmeAme-c9o หลายเดือนก่อน +3

    እዚ ረሳህ ን ሻእብያ ተአማሚኑ እዪ ንግጠም ዝብል ዘሎ ኢሳያስ ን 3 ግዜ ህዝብና ንምጭፍጫፍ ይሸባሸብ አሎ አቱም ሰባት እዚ ረሳህ ናይ ብሀቂ ትግራዋይ ድዩ?

    • @selfreliance8999
      @selfreliance8999 หลายเดือนก่อน

      ሱቕ በል ወይ ራያ ወይድማ ዓጋመ ትኾን

    • @AmeAme-c9o
      @AmeAme-c9o หลายเดือนก่อน

      @@selfreliance8999 ኩሉ ትግራዋ እንታይ ማለት'"ዩ ህጋዊ ስምምዕነት እናሀለወ ብጎኑ ምካድ እታ ስምምዕ እኮ ብደም አህዋትና እያ መፂአ ንኢሳያስ ንምድሀን ድዩ ኤርትራዊ እንተኮንኩም እዚ ከይሲ ሰይጣን አይጠመኩምን

  • @MrHabtemariam
    @MrHabtemariam หลายเดือนก่อน +1

    Clear

  • @wewe5688
    @wewe5688 หลายเดือนก่อน +3

    እዚ ርዱእ እዩ ምስ ኤርትራ ሰላም ከየምጻእኻ ትግራይ ሰላም አይትረክብን፡ ኤርትራውን ከምኡ ብዘይ ናይ ትግራይ ሰላም ኤርትራ አይትረግእን እያ፡ ስለዚ ንኽልቲኡ አብ ዂናት ዘእተወ ጉዳይ ባድመ ዝተወደአ እዩ አብ ቤት ፍርዲ ተበጺሑ እዩ፡ ስለዚ ንህዝቢ ምድንጋር አየድልይን እዩ አነ ከም ሰብ ናይ ደብረጽዮን ቁኑዕ ይመስለኒ።

  • @Myfather-e5x
    @Myfather-e5x หลายเดือนก่อน +2

    ደብረ ዕንክሊል እዚ ሓሳዊ ቄናን ተንኮለኛ ማዓስ 2012 ንሰላም ፂዒሩ ኣይ ንሱ እንድዩ ሽማግለ አ.አ እንተመፁ ስቅ በሉ ኮረና ክሳብ ዝጠፍእ መረፃ ኣይተካይዱ ተተባህለ ህወሓት ኣብ ዘለኽሞ ቀፅሉ ተተባህለ ሞይተ ኣለኹ ግድን መረፃ ይካየድ ኢሉ ዝሓንገደ ። ነዞም ናይ ቀደም ምሩኻት ንፈልጦም ኢና ኢሉ ብሰማይን ምድርን ዝመፀ ይምፃእ ኢሉ ዝፈከረ። ጦዋይ ሓሳዊ ኣብ ፌደራል ዝነበሩ መቀለ እተው ኢሉ ዝኣከቦም ሓንቲ ነገር ዘየብሉ ሐዚ ፌደራል ዝብል ሌባ ኣብቲ ግዜ እቲ መሰሉ ዘየኽበረ መሰል ብሄር ብሄረ ሰባት ይከበር መጀመርያ መሰል ብሄራት ይከበር ምስኦም ይተዓረቅ በይንና ኣይንዕረቅን ኢሉ ፈኪሩ ሽመግለታት 2 ግዜ መሊስዎም ካብኡ ዎዮ ብሄራት ተኣኪቦም መፂእም ህዝብና ጨፍጭፎሞ

  • @samsonmehari7013
    @samsonmehari7013 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም አዩ ዘርብሕ!👌

  • @gidayfantaye7803
    @gidayfantaye7803 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ተመስገን ፣ነው ።

  • @assafa35
    @assafa35 หลายเดือนก่อน

    Thank you for sharing brother 🥰

  • @NetsreabAfrwerki
    @NetsreabAfrwerki หลายเดือนก่อน

    God

  • @haileocbamicael3236
    @haileocbamicael3236 หลายเดือนก่อน +1

    እወኣኻ መንእሰይ " እታ እትውንና ክብርቲ ሂወትካ ዝመንጠኻ !!!!
    እትፈትዎም ኣካላትካ ዝሰኣንካ !!!
    ይወኣኺ " እቲ ተካል ለይቲ ዝሓደርኪ "ሞ" እትፈትዊዮም ቀያሕቲ ደቅኺ !!!!

  • @RingAliok-yo2pc
    @RingAliok-yo2pc หลายเดือนก่อน +3

    አታ ደብረፅዮን ንእሸተይ አይትሐፍርን አብ ሐደ ዓመት ውሰጥ ክልተ ግዜ ካብ ሰልጣን አውሪዶምካ እንደገና አብ ህዝብ ትግራይ ርእስ ቸቸ ትብል ነይሪካ እቶም ካብ ላዕል አሰከ ታሕት ይሳቀ ከም ዝነበረ አብ ራያ አብ ተምቤን አብ ዓገመ ዝተገበረ አኸባ ህዝብ ኩሉ ዘሕለፈው ሰቃይ ክዛረብ ቀንዩ እዩ፣ ካልእ ዝገርም አት ትማሊ ናይ ፀጥታ ሐይሊ ዘቅረቦ ሐሰብ ነት ግዛያዊ መንግሰት ዝቃወም ሐሰብ እኹም አቅርብኩም ሰለዚናይደብረፅዮንና ጉጅለኡ ድጋፍ አቅርብኩም ሰለዚ ደብረፅዮን ከይወሪድ እምበር ናይ ህዝብ ትግራይ ሰቃይ አይተረደአኩም ምክንያቱ አብ ሰለሰቱኡ ዞባ ዝተኸየደ አኸባ አናሰመዓ ንኒደብረፅዮን ጉጅለ ዝድግፍ ወይ ብኦኦም ተጠቃሚና አብዚ እዋን እዚ ተጠያቅ ከይኸውን ዝፈረሐ ጥራሕ እዮ፣

  • @nigusehaftu201
    @nigusehaftu201 หลายเดือนก่อน +4

    ብደብረፅዮን ዝምራሕ ውድብ ክንደየናይ
    ናይ እስተራተጂ መርሒነት ሕፀረት ዘለዎ ሰብ ናይቲ ብፀላእቲ ትግራይ ዝግበር ቃልሲ ናብዘይኮነ መሃሙቅ ዘእተወ ሰብ ንቀፃላይ ውፅኢት ምፅባይ ዕሽነት እዩ።

    • @negagetachew974
      @negagetachew974 หลายเดือนก่อน

      ኢሳያስ ሕወሓት ተዘይጠፊኡ፣ተኮሊፍና ምስ ዝበለ ዕርክነት ምጅማር ማለት ብ 1 ሚልዮን ሕዝቢ ትግራይ ምልጋጽ እዩ፣ ምስ አብይ ፕርቶርያ ስምምዕ ስለረራከበና ካልእ አማራጺ ክሳብ ዝርከብ ክራከቡ አለዎም

  • @miniaseium8181
    @miniaseium8181 หลายเดือนก่อน

    Sietefinti😢😢😢😢

  • @FhFh-zc5zz
    @FhFh-zc5zz หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @toyotaw2500
    @toyotaw2500 หลายเดือนก่อน

    ጎይቶኦም ረዳ ምስ ኢሳያስ ይሰርሕ አሎ ዝበሎ ሐቂ እዩ።

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb หลายเดือนก่อน +1

    Selam niti selam enadeleye bihayli nab kunat ziatewe hizbi tigrayn eritran yikun selamna yibzah nay kaliot baelom ziaguigdiwo hawi silezikone yidhaniwo entedeliyom ewn yetfiewo. Ente eti witsue hizbi tigrayn eritran gin selam kulu gize mistemeneye eyu. Sekamu dima yihabo.

  • @abrhamtesfay1586
    @abrhamtesfay1586 หลายเดือนก่อน +2

    እዞም ሰባት ደቂ ክንደይ ዓመት ኢዮም? ኩሉ ስርሖም ናይ ህጻናት ኮይኑ፡ብክብረትኹም እንዶ ነዚ ኽቡር ህዝቢ ኣይተፍክስዎ፡ ሚዛኑ ኣይተጥፍእሉ!

  • @MehariGidey-d1n
    @MehariGidey-d1n หลายเดือนก่อน

    Ata beyzakum Endo kulu gedifkum hzbkum melsu,,,

  • @FsshtsenMebrahtu
    @FsshtsenMebrahtu หลายเดือนก่อน

    ሐቀኛ ሰላም የድሊ አብ ክልቲኡ ህዝብታት ካብ ጥምየትን ስደትን ምዳሐንና አይትገብርዎን ኢኹም እምበር

  • @YikunoGebretinsae
    @YikunoGebretinsae หลายเดือนก่อน +1

    ደፂ ጅግና

  • @Myfather-e5x
    @Myfather-e5x หลายเดือนก่อน +2

    ደብረ ፅንተት ይኽለካ

    • @WIZBiniboy
      @WIZBiniboy หลายเดือนก่อน +1

      ድንቆሮ ንሱ ድዩ ፈፂምዎ ሓቂ ክንዛረብ እንትኮይና ጌታቸዉ ፅንተት ትግራይ ኣጆካ በል ተቃለሰ ለዘይዘይ እንዳበለ ህዝቢ ዘወደእ ጌታቸዉ እዩ። ዘይኮነ ዘረባ ኣይትዛረቡ።

    • @siblesible4838
      @siblesible4838 หลายเดือนก่อน

      Tkola ayetwekan

    • @genetbrhane7433
      @genetbrhane7433 หลายเดือนก่อน

      Tigraway entekoynka eti thetsentena akal keytyek nab wishtina ktzer endagebeka eka tigrgna tzareb kalie akal entekoynka gn teluekeka eka tftsm zeleka

    • @SwingTrader-d4h
      @SwingTrader-d4h หลายเดือนก่อน

      ​@@WIZBiniboyደብረፅዮን ከ ታይ ናበለ ነይሩ 😂😂 ናፈከረ የነበረን 😂😂

  • @AliAios
    @AliAios หลายเดือนก่อน

    ኒደብረፆን ኣቱም ኢበር ኣታ ኣይጌቦኦን

  • @walkthewalktalkthetalk6371
    @walkthewalktalkthetalk6371 หลายเดือนก่อน

    ሻዕብያ ንዝኾነ ጉጅለ ተደጊፊ ጥቕሙ ዘሰስነሉ ጉጅለ እዩ።ናይ ሻዕብያ ፅኑዕ ፈታውን ሐሽከርን ድማ ብንፁር ዝፍለጥ እዩ፦ ናይ ስብሓት ነጋ ጉጅለ።እዚ ጉጅለ ድማ ወላዲ ዓለምን ደብረፅዬን እዩ፦ ካብ ትግራይ ንላዕሊ ንኤርትራ ዝጣበቕ።

  • @KbromMekonem
    @KbromMekonem หลายเดือนก่อน +1

    Debre hamasiehay.

  • @TesfayBerhe-j3o
    @TesfayBerhe-j3o หลายเดือนก่อน +1

    ቆላዑ ትግራይን ኤርትራን መጻወት ሻዓብያን ወያነን ክኾኑ አይንፈቅድን ብሓሳብናን

  • @ZetetTewsld
    @ZetetTewsld หลายเดือนก่อน +4

    ሰላም ዘይፈትው ሰይጠን ብቻ እዩ ሰላም ምስ ኤርትራውያን አሕወትና የድልየና እዩ እንኳን ምስ ኤርትራ ምስ እተም ኢትዮጽያውየን እንኳን ሰላም ተባህሉ ምስተም ከብ ቆርበት እነተከደኑ ጫማ ዘይነበረም ኩሉ ደም ዝከፍልነለም ክህደምና እየም እሺ

    • @hannasequar2388
      @hannasequar2388 หลายเดือนก่อน

      Ab selam buzuh mekseb alo.entezeydelukuma gn, entay keterfena

    • @Asmeraweymot
      @Asmeraweymot หลายเดือนก่อน

      ​@@hannasequar2388😂😂

  • @AgameTigray
    @AgameTigray หลายเดือนก่อน +3

    ዝሐለፈ ታሪክ ንሐዚ እንታ ይዓብስ እንተዘይ ተዓቂቡ። አብ ትህቲ አመራርሐ ድብሪጭ መሰረተልምዓት ትግራይ ዓኒዮም ፡ ሐድ ሚልዮን ተጋሩ ብግፍዒ ተቀቲሎም ፡ 148 ሽህ ደቂ አንስትዮ ተጋሩ ተዓሚጸን ፡ ትግራይ መንግስቲ ከይህልዋ ተገይራ ወዘተ። እዙይ ኢዩ እቲ ሐቀኛ ታርክ ደብሪጭ። ህውሓት ዝነቀዘትን ከቢድ ሸክሚ ህዝቢ ትግራይ ኮይና አላ ሳላ ደብሪጭ። ነዚ ኩሉ ጥፍአት ምክንያት ኮንይካስ ሐዚ ተመሊስካ ኣነ ተዘይ መራህኩካ ኢላ ንህዝቢ ትግራይ ጆሆ ምትሐዝ ተራ ሽፍትነት ኢዩ።

    • @RasTeferian-m6s
      @RasTeferian-m6s หลายเดือนก่อน

      ለኽባጥ ርእሲ ሓምሓም

    • @ايووباثيووبي
      @ايووباثيووبي หลายเดือนก่อน

      ለይባ ንሰብ ናፀለምካ ምዉዓልካ ኮይኑ ስራሕካ ሓደ ሚልየን ኣጥፊእካስ ሓሳዊ

    • @siblesible4838
      @siblesible4838 หลายเดือนก่อน

      Tlam tokula

    • @AgameTigray
      @AgameTigray หลายเดือนก่อน

      @@RasTeferian-m6s እቲ ረሳህ ገሐነም ዝጨነው አፍካ እትሐጽበሉ ባራኪና ክሰድልካ ኢየ። ብጣዕሚ ዘህዝን ነገር ህውሓት ከማካ ዝበለ ሐጎሉ ዝነዘ ሰባት ኢያ ፈጢራ። እንበዓል ደብረ ዕንክሊል ደብሪጭ ፡ ግጅለ መንጆሪኖን ፣ አለም ገብረዋህድ ንዓዓቶም ገይሮም ኢዮም መልምሊሎሙካ። ናይ አቦ ንመን ንሐቦ ኮይነኡ። ሐዚ ህውሓት ዕንኪሊል ትብል አላ። ብአምሐሪኛ ፣ ባለህበት ርገጥ። ህውሐት ጨንየ ፡ በስቢሰ ካብ እትብለ 15 ዓምታ ቆጺራ። ንውሓት ናይ ገሐነም ሞት ሂዝዋ ጸዓርዓር ትብለ አላ። ህውሓት እንተሞይታ መን ተረፍ ዓጽሚ ክድርብየላካ ይኮን? ሐዚ ጭንቀት ሒዙካ አሎ። ገና ክጨንቀካ ኢዩ። አንታ ቆርባዕ ደም ህዝቢ ትግራይ ሰቲካ ዘይትዓግብ ቁርዲድ።

    • @AgameTigray
      @AgameTigray หลายเดือนก่อน

      @@siblesible4838 ናይ ሐማታስ ንመን ንሐባ!

  • @Goku-w3o
    @Goku-w3o หลายเดือนก่อน

    Both leaders spent much of their time undermining each other and pave the way for DERG version 2 led by Abey. It is time to compliment each other and work for the better of the people.

  • @yohanneszerazion1614
    @yohanneszerazion1614 หลายเดือนก่อน

    ኢሱ ኣምበሳ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @genetbrhane7433
    @genetbrhane7433 หลายเดือนก่อน

    Debretson abo haqi ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ZerayZeray-i6s
    @ZerayZeray-i6s หลายเดือนก่อน +2

    አነ ውድበይ ህወሐትዩ ግንእቶም መራሕቲ ግን ንምንታይ ይሕስዉ መንዩ ደ ር አብይን እናመሰግናለን ዝበለ መንዩ ሳልሳይ ወገን አይነደልን ዝበለ ስለዚ ኩሎም ሐሰዉቲ እዮም ንስልጣን ኢልከም አይትሐስው ይኽለኩም በለለይ ።

  • @habenhabtu6214
    @habenhabtu6214 หลายเดือนก่อน +1

    ዝሓለፈን ኩሉ ዝፈልጦን ሕጂ ምዝራብ ኣገዳስነት የብሉን። የግዳስ ሓደ ኮንካ ምምላስ ተዘናበልቲ፡ ምውሓስ ግዝኣት ትግራይን ኣፍልጦ ሕወሓትን ይኹን። ደብሪጽ ጌጋ ኣብ ልዕሊ ጌጋ ምፍጻም ደው ኣብል። ብ እግኡ ጌጋኻ ኣርም። ኩነታት ናብ ዝኸፍኤ ክኸይድ ኣይትፍቀድ።

  • @edenkidane1625
    @edenkidane1625 หลายเดือนก่อน

    መን ኢሉ ህግደፍ ዝብል መርበብ ሐሳዊ ሰላም ጽቡቅ እዩ ምስ ኤርትራ ምትዕራቅ ጽቡቅ እዩ ግን ኢሮብ ብሕጊ ንኤርትራ ተወሲኑ እዩ ቻዉ

  • @yordanosbeyene2181
    @yordanosbeyene2181 หลายเดือนก่อน +2

    አታ እናመፃኹም አይትጨቅጭቁና
    በለካ ለኽዓካ፣ ኪዱ ጥፍኡልና። በቃ ኦሮማይ። ንህዝቢ ትግራይ አይትምጥኑን።

  • @yibrahfisha9859
    @yibrahfisha9859 หลายเดือนก่อน +1

    ካብ ሳኒታይዘር ስግር ናብ ቦሎክሎክ....ካብዚ ይምሓረና

  • @MehariGidey-d1n
    @MehariGidey-d1n หลายเดือนก่อน

    Meas eyu emo hizbi Selam rekibu,,,

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb หลายเดือนก่อน

    Tezareb zifelto aleni enabelka bitaemi yigerim.

  • @TigrayUntiCorruption
    @TigrayUntiCorruption หลายเดือนก่อน

    Guys you are our hero. please agree or please removed let the place for other elites if you do not give us peace.

  • @yibrahfisha9859
    @yibrahfisha9859 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ጌች ቦሎክሎክ እናሓደረ ይቅላዕ

  • @gebreegzabiherhailu
    @gebreegzabiherhailu หลายเดือนก่อน

    ሰላም እማ ኣይትደልዩዋን ደም መንእሰይ ምስታይ ለሚድኹም ኢኹም!!

  • @anwarmohamed-bf4hu
    @anwarmohamed-bf4hu หลายเดือนก่อน

    መልሲ ንጌታቸውዩ ሂቡ

  • @girmayzemicheal
    @girmayzemicheal หลายเดือนก่อน

    ገርመናሎ
    "ፖለቲካ ዓድና
    ዖናብዖና ገይርዎ ኣሎ።

  • @ወዲቀይሕ
    @ወዲቀይሕ หลายเดือนก่อน +1

    ኣንታ እዚ ሩኹስ ደብረጽተ ት ገጽካ ትርሓቅሓሳዊ😊

  • @birhanuwoldemichael8829
    @birhanuwoldemichael8829 หลายเดือนก่อน

    ትግራዋይ መራሕ የብልኻን አነ እውን ፈልጠዮም

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 หลายเดือนก่อน

    አብዛ ድሮ ሓዱሽ ዓመት ህዝበኛታት ግምታዊያንን ሓቀኛ ደቂ ህዝቢ ህዝባዊያንን ዘቃለዔትን ሓቅን ሓሶትን ህዝባዊያንን ኢህዝባዊያንን ዘቃለዔት ናይ ግልፅን ናይ ጉርድን ምህርትን ናይ ፃህያይን ፀረ ፃህያይን ባልዕን መመያን ፀፂያን ናይ ሰላምን ራህዋን ዓመት ክትኮዉን ናይ ኩሉ ወዲ ህዝቢ ትግረዋይ ተስፋን እምነት እዩሞ ሰናይ ሓዱሽ ዓመት 2017 ኣ. ግ ትግራይና !!🤝💪✊✌️👏🥰🤩🥰❤👏👏👏

  • @mesgnawabebe3071
    @mesgnawabebe3071 หลายเดือนก่อน

    Egezabehier regimuna deyou eziatom hebunaa.. ayeee hezebey

  • @Ala-o3x
    @Ala-o3x หลายเดือนก่อน

    ኣቱም ሓሰውቲ ሀዚ ፀፋዕፋዕ የለን ስልጣን ምስ ተወሰድካ ሀዝውን ድሕንነትካ ግዝያዊ ምምሕዳር እዩ ደብረፅዮን ኢድካ ኣሪምካ ሱቅ ዝወደእካዮ መንእሰይ ዘክር

  • @ZetetTewsld
    @ZetetTewsld หลายเดือนก่อน

    ክብር ደ/ር ደብረፀን ገብረምንኪኤል እስማርት ኢካ አየና ❤❤❤

  • @gebregziabher3211
    @gebregziabher3211 หลายเดือนก่อน

    ሰካራም ኩሉ ግዜ ከምኡ ምስ በለ

  • @genetbrhane7433
    @genetbrhane7433 หลายเดือนก่อน

    Aye getachew nmtay eyu abhasot tetsemidu resah

  • @danilesmon2114
    @danilesmon2114 หลายเดือนก่อน

    ክክክክክክክ😂😂😂
    ካብ ምፍካር ናብ ትግራይ ትድከር😂😂😂

  • @AliAios
    @AliAios หลายเดือนก่อน

    ኒደብረፆን ኣቱም ኢበር ኣታ ኣይጌቦኦን

  • @AliAios
    @AliAios หลายเดือนก่อน

    ኒደብረፆን ኣቱም ኢበር ኣታ ኣይጌቦኦን