Hrit Hailemariam - Ashenda / Traditional Tigrigna Ashenda Music (Official Video)
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 5 ก.พ. 2025
- Hrit Hailemariam - Ashenda / New Traditional Tigrigna Ashenda Music
subscribe ► goo.gl/e32poa
Facebook ► / lihamelody
Instagram ► / liham_melody
Google+ ► plus.google.co...
► / lihammelody
unauthorized use, distribution and re upload of this content is strictly prohibited
Copyright ©2020 Liham Melody
#LihamMelody #ሊሓምሜሎዲ #LihamEthiopianMusic
ልዑል ፈጣሪ ነዚ ሕማቕ ኮሮና ቫይረስ ብኣፉ ይዕበጦ!ንዓመታ ዓድና ተኣኪብና ምስ ስድራን የፈፅምና!
ንኣዋልድ ርሑስ ቅነ ኣሸንዳ ይኹነልክን።
ዓመት ንዓመት ብሰላም ጥዒና ይዕቑረና ጎይታ ፣
16/8/2020 ኣነ እዬ ካብ ሰገር
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንኩላትና
❤❤💛💛👍👍💋💋💝💝💝
አሜን አሜን አሜን
Amne
AMEN AMEN AMEN 👏👏👏
አሸዳ መኣርየ ራያ ቆቦ ናፈቅኝ 5 አመቴ ሆነኝ አክብሪ አላወቅም 😭አየ ስደት አሸዳ በመጣ ስዓት ከመዳሜ ቤት ዝብየ በትዝታ ማልቀሰ ነው 😭😭😭እግዚአብሔር ሆይ እርዳኝ ለሚመጣው አመት ለሃገሬ አብቃኝ የሀገሬ ልጆች በጾለታቹሁ አስቡኝ😢
ትግርኛ ፅሓፊ ናተጋሩ ባህሊ እዩ ኡዙይ ባእ
@@meseretkasa6128 ራያ ቆቦን ራያ ዓዘቦን ናይ ትግራይ እዮም።
አይዞሽ እህቴ ሻደይ ኣሸንድዬ በመጣ ቁጥር ኣቤቱ ደስ ሲል እውነትሽ ነው ሁላችንም እንደዚሁ ነን ጌታ ይጠብቅሽ!
እንካዕ ኣብጸሐና ልባዓል ኣሸንዳ ሙቁራተይ ንብዓተይ ወዲአ 😥😥 መን እኒኣ ሮማናት መቐለ ልናፈቀት ጥዑም ሓሊፉ😥😥😥 መልካም ባዓል ይኩነልና😒 ታማ ኣርቴ ጸጉሩ ረኪሱ ድዩ😇😄
👍👍👍💛💛💛❤❤❤❤
ግን ትግራይ ኣርቴ ፋብሪካ ወፂኡ ይመስለኒ ቓደምስ ጋመ ተላፂና ካብኡ ቁሩብ ምዕብል ምስ በልና ብፀጉርና ሙሉእ ጋመ ንቑነን ኣሸንዳ ምስወዳእና ሳልስቲ (ሻብዐይቲ) ማዓልቲ ባእሲ ኣሸንዳ ንብኣስ ገልና ርእስና ነቲዕና ደም ፀረር ላበልና ንኣቲ ሎሚ ቓፀላ እምኒ ተደርብዩለ ስቦንጂ ልኾነ ኣርቲኡ እዩ ክዓርፍ ኳሕ የላ ምንታዕ የላ ክክክክክክ ብዝኾነ ፍትዋት ብሓቂ ድስስስስስ ይብላ ንዓና እውን ፈውሲ ናፍቆት
ኣነ ዝገርመኒ እቲ ኣርቴ ቀንሳሉ እና ልባህልና ኣይገልፅን ዓመት ልዓመት ይዕቆርክን ኣሕዋተይ መዓረይ
ደስ በሃልቲ ቆናጁ ከማይ ዓዱ ዝናፈቀ ላይክ
ዉቅሮይ ሎምስ ናፍቀያ
ዋዉዉዉ ዕድመን ጥዕናን ይሀብክን ደቂ ትግራይ ክሕሎ ብጣዕሚ ደስ ብሀሊ ድምጺ
ኣሸንዳ ኣሸንዳ ዓደይ ብበራቡር ዶ ክሰብራ ኢደይ
እንኳዕ ኣብፀሐና ደቂ ዓደይ ንዓመታ ብሰላም ኣፅኒሑ ተኣካኪብና ክንፃወት ኣምላኽ ይሓግዘና
ኣሽንዳ ኣሽንዳ እንዃዕ አብፀሐና ደቂ ዓደይ ንዓመታ ብሰላም ይረከብን አሕዋተይ
ሰላምዬ የጠፋ ሰው አለሽ😘😘😘
@@denbena3718 አለሁልሽ ሀኒዬ አዎ ጠፍቻለው
እሰይ ሸኮራት እንኳዕ ኣብፀሐክን ደቂ ዓደይ ማዓረይ ከመይ ድየ ንፍቅፍቅ ኣቢለያ ኣሸንዳዋይ ኡፍፍፍፍ ስደትስ ዓይኑ ዳኣም ይጥፋእ ካብዚ ኮረና እዚለ ኣምላክ ይማሓረና(የጥፈአና)
እንዃዕ ኣብጸሓና በአል ኣሸንዳ ተጋሩዋይ ❤️💖💛
ዉቅሮ እዩ ዝመስል እዚ ቦታ ሓንቲ ማሓዛይ ሪአያ ኣብዚ ክሊፕ እዋይ ስደት ሕሱም ማዓዝ ኮን ኢና ዓድና ንታኣካከብ 💃🌹❤💛❤🌹
እወ ሓቅኺ ይመስል ማዓረይ አጆኺ
እንኳዕ ብሰላም አብፀሐክን አብፀሐና ደቂ ዓደይ ማዓሮ ኒበራለይ እስክ💞💞💞💞💞🥰🥰🥰🥰😍😍😍😍😍 💃💃💃💃እፍፍፍፍ ስደት ማን እና ዓድና ንመፅ ዋይ መከራ 😥😥😥😭😭 ኮረናለ ላድየኡ ያጥፈኤልና ፈጣሪ
Ellllll. Des. Kbl. Bahlnas🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤️❤️❤️❤️💋💋💋
አሜን 💛❤💛
እንካዕ ብሰላም ኣብፀሐና ንኩለኩም ተጋሩን ፈተዉትን ላዓመታ ከምዚ ተኣካኪብና ክነብዕሎ ይገበረና ኮሮኖ ካብ ገፅ ምድሪ የጥፈአልና
እንካዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ልኡል ፈጣሪ ካብዚ ሕማቅ ሕማም ኾነ ጊዜ ኣውፂኡ የርእየና ስደት ለለና ብሰላም ናብ ዓድና ይመልሰና
ዋውውውውውውው ደቂ ትግራይይ ኩሒሎ ደስ ዝብል ድምፂ እፍ ስደት ኣፁሊኡኒ 😍😍😍😍😍😍😍
Efffffffff ኣሸንዳ ምዓረይ ኣንካአ ናብዙይ ኣብዙይ ኩቡር ባህልና ኣብጸሐና ትጋሩ ሽኮራት ደቂ ኣደይ ንዓደይ በር ናፍቀ ኣነስ
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ደስ ብሃሎ ደቂ ኣሽንዳ እንኳዕ ኣብፀሐና🌸🌸🌿🌿🌿
ኣሸንዳ እወይ ዓምለ ዓድና ዘይዋዓልና ለበልና ንሓዝን ነይርና ሀዝለ ኪናት ተወሲክዎ ኦ ኣምላክ ኣቦይ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ሰላምና ምለሰልና ደቂ ትግራይ ሽኮር ኣምላክ ሃገርና ሰላም ይግበረልና
እንኳዕ ንበዓል ኣሸንዳ ብስላም ኣብፀሐና ደቂ ዓደይ ኣሰይይይይይይይይ እቲ ባህልና ክንደይ ቃሕ ይብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤
እቲ ባህልና ምጥዓሙ ደስ በሃሊ
ሽኮራት ደቂ አሸንዳ አንሕናስ ሳላ ስደት ዓማውቲ አሕሊፍና አሸንዳ ካብዘይ ንፃወት ትግራይ ዓድና ሰላምኪ ይብዛሕ ካብዚ ሕማቅ ሕማም ኮረና ክአ ፍጣሪ ይገላግለና
እዋይ ስደት ናፍቅና ኣሸንዳ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen Mukuratey ahwatey enqae nab bale ashenda bselam abxihakin edmen tenan yehabkinn fetari i love you tigeray i am from Eritrea::
ኡፍፍፍ ፈጣሪ ኣቦና ዓድና ምሉእ ሰላም
አውረደልና ስደት እውን አሕፅርልና
ርሑስ ቅንያት በዓል ኣሽንዳ ደቂ ሓላል መሬት ትግራይይድ
እሰይ ደቂ ዓደይ መዓረይ ለለምበር አናፊቕኽናና አሸንዳ ክትመፅእ ከላ ኩሉ ግዜ ትዝታይ ናፍቖትይ መዓዝ ኾን ይኸውን ስደትና ዘብቅዕ እፍፍፍፍ ያ ሎሙስ መሪርናኮ
ሄሩ ሺኮር ጽቡቅ ስራሕ ምስ ካናሪ ድምጺ ቀጽልዮ ጅብዕቲ
ብነፍቆት እምብር ሓረርና እፍፍፍፍ እንኳዕ አብፀሐክን ደቂ ትግራይ ዓደይ ዓመት ንዓመት ይዕቆረና
Waking up to listen to Ashenda is so a beautiful feeling.❤️
✟✟✟እግዚአብሔር ኣምላክና ይመስገን ✟✟✟
እስይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይየይይይይይይ💞💞💞💞💝💝💝💝💝💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞 እፍ ፍፍፍፍፍፍፍፍፍ አይ ስደት💗
አንካዕ ኣብፀሐና ናብዛ ክብርቲ ኣሸንዳና
አፍፍፍፍፍፍ 😢😢ለለ ድየ ብማዕዶ ከሕልፎ ውይ ሰደት ንስነተይ ከይመነኩ መፂየኪ 😢😢
እንኳዕ አብፀሐክን ደቂ ትግራይ ሽኮሪናታት ተመስገን አምላኽ እንኳዕ ትግራወይቲ ጌርካ ፈጠርካኒ
እንኳዕ ኣብፀሐክን ደቂ ትግራይ ዓደይ❤ሰደት ዘለናለ ፈጣሪ ብሰላም ኣእቲዮ ናብ ምቁር ባህልና ይሕወሰና🙏🙏
ኣታ ኣካዳድናኽንስ ፅቡቅ ነይሩ ዙጨጉሪ መንግስቲ እዙይ ዘይዓቀኑ ላተሽከምክን ባህሊ ትግራይና ልድሕሪት ላጎተትክን ሞኽ ኣብልክንኦ ብፀጉርኽን ዘይትቁነና መስልቸይቲ
እንኮዕ ኣብፀሐና ተጋሩዋይ ❤ግን ኣርቴ ኣይትብዘሓ✔
እንኳዕ ብሰላም አብፀሐክን ልበዓል አሸንዳ ምቁራቱይ😍😍😍😍😍
Aseyyyyyyyyyyyy tsbukatey enkae nebal ashenda beslam amtsehana mehegosina amete meheret yemtselna
እንኳዕ ኣብፀሐክን ድቅ ትግራይ ሽኮራት ❤❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ኣብፀሓና ተጋሩዋኒ ♥♥♥💛💛
ትግራይ ወለሎ ሰላም ይግበርልና'ሞ ክንቋደሶ። ፈጣሪ ድምፂ ውፁዕ ህዝቢ ስማዕ!!!
ሩሑስ ብዓል ኣሸንዳ ቅንያት ይኩነልና ደቂ ዓደይ ምቁራት💓💓💓💔💔💔💔💔💔💔💕
ዋውውው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ባህልና ከምዚ ጌርኩም ምዕቃብኩም ኣዝየ እየ ዘመስግነኩም ኣጆኹን ቀጽልዎ።
እፍፍፍፍፍ ስደት ሕሱም ፈሊካኒ ካብ ኣሸንዳዋይ😥😥
እሰይ እሰይ ክደይ ከጥዕመልክን እድመይ ጥዕናይ የበለይ💐🌷🌹♥
Egzabhir admen tianan yahabkn ruhus kne Ashenda ygberelkn ygberelna
ዓደይ 🥰🥰🥰😍😍😍❤❤❤❤ወለላይ 🥰😍😍😍😍
እንኻዕ ለአሽንዳ ባዓል አብፀሐና ደቂ ትግራይ ዓደይ ሽኮራት😍😘❤💛
ስወዳችሁኮ ❤️❤️❤️
Enam Wdededdd yenye mare. ❤❤❤🌷
@@alganeshberhe314 🥰😘
Wow nice music ዕድመን ጥዕናን ንኩልክን ተጋሩ ኣሕዋትና 💖👈
እንኳዕ ኣብፅሐና ኣዋልድና💖💖
Dese behlo dekhi asenda sedet husuem nefkoet moytena 💔💔💔💔💔
አሰይ ደስክብል አናፊቅናና😢
አሰይ ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን
ኣናፊክናና፣ከዓ፣ዓመት፣ዓመት፣ብማዕዶ፣ናረኣኩ፣ዓመት፣ንዓመት፣ይዕቆርክን፣ኣሕዋት።
ኣብየት ካሜራ ብሓቂ ይበል ዕድመን ጥዕናን ፍቕሪ ዝኾነ ህዝቢ
TSbuk srah mearey bahlnas mtsbaku amlak tgraway gerka lfeterkani blbi yemesgneka 💞💞💞💕
Rhus Beal Ashenda kolu Ashenda Ma favourite Festival 🥰 the feeling is Just special🥰 Corona tsefihu Adena atina nkbrelu gzea yemtsalna Igzieabhear 🙏🏼.
It is so beautifull our tiraditional Ashenda❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ኣብፃሓክን ደቂ ዓደይ ሽኮራት
ኣሰይይይይይ ደቂ ኣሸንዳ ማዓረይ ሰናይክን ብዝሕሕሕሕ ይበል❤💐
እንኳን ኣብፀሐና ኣብፀሐክን ደቂ ኣሸንዳ ሽኮራት
ኣዋልድ ትግራይ ዘይምነዋ 💋💋💘💘💘💘
Emazing so bytfull grills bytfull coller love it. Enka abzhaken abzhana deki Ashenda shekorat. Zbokat fetret. 👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾❤❤❤❤❤🌷🌷🌷🌷👄
ወይ ዝገጣጢ ክክዕ ዘይብሉካ መልክዕ ኣየ ደቂ ኣሸንዳ ሽኮራት እንካዕ ኣብፅሐክን
እስይይይ ደቂ ኣሽንዳ ወለላታት ዓመት ንዓሙቱ ይዕረና
እዋይ ስደት ናፍቅና ኣሸንዳ ዓድና
ሩሑስ በዓል ኣሸንዳ ደቂ ትግራይ እቶም ኣብሽግርን ፀበባን ዘለው ኣሕዋትናውንመዋ
እንኳዕ ኣብጸሐና
የኔ ቆንጆ ስታምሩ ❤️
እኹዕ ዓመት ላዓመት አብፁሐና
ኡፍፍፍፍ ስደት ረሳሕ
Real❤❤❤❤❤❤👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼✅🌞
እሰይ እዚ ባህልናስ ክንደይ ደስ ይብል
Selam selam Tigray Ethiopia 🇪🇹
Amen yene marrrr
እንካዕ ኣብጸሓና ደቂ ዓደይ ሽኮራት
አሰይይይይ ምቁራተይይይይይይ እንኳዕ አብፀሐክን
ርሑስ በዓል ኣሸንዳ ይኹነልኽን።
wawwwwwww asay asay asayyyyy enka abtsken dakeashenda 👍👍👍👍👍👍👍👍🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
አሰይ ሽኮሪናታት ቀፅላሉ ንፉዓት።
እንኳዕ አብጻሐክን❤❤❤😍😍😍😘
አሸንዳ so sweet celebration.
Asiyyyyy mareti
Very nice muito lindo very proud ,,.
So nice traditional caltur/music.
ashenda mearey i miss you
Des yemel yeashenda latest music
Arte gedifeka btaemi tsbuk
ደቂ ውቅሮ ምቁራት ደስ ክትብላ ኣርቴ ግን ኣየጥዕመልክንን
Great job keep improving..
😘👑💟💞💟😇🙏🏿 ሰናይ ዘመን
Wwwww very nice dancin,,,
So beautiful
Fonote abeu Media.
💖💖💖💖
Ertreawin ashenda nibilelu zeben yemitialina
Wow
Amen 💛💛💛💛
Enkuan aderesen ay sdet aynu ytfa
.ምቁራት አምላክ ካብ ክፉእ ይሓልወና
ኩሉ ፅቡቅ እዩ ግን እቲ ናይ መንግስቲ ጨጉሪ ኣይባህልናን
Taum bahlawi nsknn kdawntknn. Antay amo bsenki cornavris
Love it
❤❤❤❤🇸🇩
ባህልና ሙቁር ደቂ ትግሪኛ ሾኻኩር !