😂😂😂😂 ms Ms Tigray msana hade kunkuwa hade bahlna hade nkunen neru ayserhen 😂😂 hji dma Afar hzibi hade eina jemirkum 😂😂 ketsiluwo tray hlmi aytekuartu😂😂 @@Muniagxfgyddgi7
The bright future has come and our beloved country going to be the best example of Africa. My people your unity and fight is giving the result. Awel amazing service as always keep going ✊🏾✊🏾✊🏾✊🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@@idrisadam4097 every single thing has its time the stability is important look around horn Africa what is going on. Don’t tell me there is democracy in Kenya Ethiopia and more. Our country is more strategic in earth and we have to be careful about our dignity 🇪🇷
@@eri100eritrawit9 At least In Kenya and Ethiopia people are allowed to express their view freely and demonstrate. There is freedom of expression but in Eritrea not at all. Fatri balu yatsbiko.
welcome back Awelino⭐️ kemo ka nice to see with you our brothers wedi bashay peace and love to Great Eritrea ✌️🕌🕌🕌🏫🏫🏫9️⃣🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪💐💐💐💐
Wowww congratulations on showing us this son of bashay you are an exemplary Eritrean and l wish those who are running away without knowledge like you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
Amen This is Eritrea My Brothers and Sisters of Eritrea God Bless Haweba Awel Said Natna God Bless this Man and his all love ones too Proud to Be your Sister ❤❤❤❤
Aweley you never dissapoint your ppl!! Wedi Bashai meantaka nai Ertrawyan jeganu yehwatka eya:: haki tezaribka ab mengedi babur dekes iyu negeru. Thank you Team Hedmona!! Awet n'hafash
ኣወል ሃብሮም ።
# ጽባሕ ቢንያም ግርማይ 1ይ ይወጽእ ትበል ላይክ ግበር @ ብስላም ክዉድእ ክኣ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ጾሎት'ዩ 5/7/24
Binam ቀዳማይ ወጹ 6\7\ 24
Kwex e eyu ajona bini bini dagmay zeray deres 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
12:01 @@Dombobiet.wedi.sahl.
ዋይ ኣንታ ላሓሲ ትፋኡ ንኹሉ ግዜ ኣለዎ
Ya nekulu gegizeo alew bhezbi Eritrea mexiwat kebkie eyo awel anchewa@@ጸጋይሓይሽድንግል3ልማራያ
Amlak entay yseano
Thank you Awelino. ንወዲ ባሻይ ብምቅራብካ ብጣዕሚ ጽቡቕ እዩ። እዞም ኩሎም መናእሰይ በዓል ወዲ ባሻይ ዘኾብለልዎም ክመልስዎም ሓላፍነቶም እዩ።
Bitami kulu bisenkom eu izi kulu meniseyat fahi elom iwe hiji da memlesi yfterelom fetari 😢
WOW ብጣዕሚ ጹቡቅ ተበግሶ ሓውና ወዲ ባሻይ 🇪🇷👏🕊🇪🇷👏🕊🇪🇷👏🕊🇪🇷👏🕊🇪🇷👏🕊🇪🇷👏🕊ናይበሓቂ እንኮዕ ናብ ኣዴኻን ዓድኻን ብሰላም መለሰካ🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹 ሓላፍነት ወሲዱ መንግስተይ ብገበን እንተሓተተኒ ውን መቅጻዕተይ ክቅበል ድልው ኢየ ብምባሉ ጅግንነትን ድልውነቱን ኢዩ ዝገልጽ ዘሎ 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
ወዲ ባሻይ ብሓቂ ቃል ብተግባር ናትካ ምቅዋም ንጽቡቕን ዝጎደለ ንምምላእ ምንባሩ ዝያዳ ኣነጺርካዮ ጅግና ኢኻ ብሓቂ እቶም ከዳዓት ድማ ናብ ልቦም ይምለሶም ሕጉስ ናይ መገሻ ግዜ ይምነየልካ ኣወሊኖ ድማ እንኳዕ ገጽንገጽ ኣራኸበኩም ምስዚ ሕቡን ኤርትራዊ
ከዓ መጸ መጸ አወሊኖ ብርሀን ገጹ እንካዕ ብደሐን መጻኸ ክብረት ይሀብካ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ በጀካ ሐደ አምላኽ አብዚ ዓለም ዘይጋገ የለን ተጋግዩ ይቅርታ ሐቲቱ አን ምስ ሀገረይ ህዝበይ መንግስተይ ዝበለ ተባዕ ወዲ ባሻይ አገናዕ ንብዙሐት ዝተጋገዩ አሕዋትና አርአያ ብምኻንካ ከየመስገንኩኻ አይሐልፍን እግዚአብሔር ይባርኽካ እታ ትቅጽል ከአ ብሀንቀውታ ንጽበ ዘልአለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታት ኤርትራ ወትሩ ዓወት ንሐፋሽ 🙏🇪🇷👍❤️
የቀንየልና ኣወለይ፡ ዝገርም ሓቂ ብ ንጹር ቃላት ወዲ ባሻይ። part 2
ኣወል ጅግና (ኣቦይ ነገደ) እዚ ትዘርኦ ዘለኻ ስነ ልቦና ኣብ ደቅኻን ደቂ ደቅኻን ክሕፈስ ክትርኢ ተስፋ ይገብር ኣምላኽ ይባርኽካ
Amen Amen 🙏🙏🙏❤️🇪🇷❤️
Amen
Amen 🙏
ኣወል ወዲ ኤረይ ጅግና፡ምሃሮም እስከ፡መሬተን ክልመዓ ዘይከኣላ እንዳማተን ከቋምታ ብጥምየት መዋእል ሓሊፉ ይቅጽል ኣሎ፡ዘይመሃሩ ነቀዝ ሓንጎል፡ሕማቅ ጎረቤት ረኩብና።ናብ መሬትና ዝመጸ ከም ኣቦታቱን ኣታታቱን ከነሳናብተን ኢና፡ኤረይ ዓምብቢ ለምልሚ❤❤❤
ወዲ ባሻይ ተዓዊትካ! ይቕሬታ ዝሓተተን፡ለቕሕኡ ዝመለሰን ደቂሱ ይሓድር! በጥ ኢልካ ደቅስ ሕጂ! ናይ ታሪኽ ሕርኽራኽ ዘይብልካ! እዞም ተጋግዮም ዘለዉ መንእሰያት ፈጣሪ ናብ ልቦም ክምለሱ ይሓግዞም🙏🇪🇷❤️🇪🇷🙏
ከዳዕ ኩልግዜ ከዳዕ እዩ
ንደቂ ሃገሩ ምስ ኋኖት ተዓሲቡ ሃገሩ ዝሸይጥ
"ትግራይ ትዕወት" እናበለ ኣይትምህርቱ ክመሃር ኣይ ሰሪሑ ስድርኡ ክዕንግል፡ ንበየነ
ንጋርድ ክኸፍል ዝደኸየ ድሑር ንስኻ ኢካ ዕሱብ ኤርትራዊ ተኾንካ። ትግራዋይ ትኽንካ ግን ምስ ሃገርካ ምኳን ንዓኻ ይምልከት።
@@asmarah3174
ኣወል ከይቅየመካ ትግራዋይ ኣይትበል.
@@hasanliafa6857ውጻእ ቆንዳፍ ሓተላ ግለት። ከዳዓት ሰብ ጸሊም ታሪኽ ብዓል ንስኻ ኢኹም።
ኣየ ጉሓፍ ውዕጊን@@bltblt2473
ኣወሊኖ መደብካ ብጣዕሚ ብሉጽን ሰሓብን እዩ፡ ሰሙናዊ መደብ እንተተቐብ ጽቡቕ ነይሩ፡፡❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
ዋው ዋው እንቛዕ እዚ አርአየና ወዲ ባሻይ አብነታዊ ኤርትራዊ ኢኻ እሞ እቶም ብዘይ ፍልጠት ኮብሊሎም ዘለዉ ከምዚ ናትካ የማስልም 🇪🇷🌺❤️
Thank you Awel hero, Welcome wedi Bashay, nay sdrabiet kurya nhade mealti yu, enquae nab lbka temeleska!👌👍🇪🇷
thank you ኣወሊኖ። ዓለቅቲ ሓሳባት ሕዋሓት ዝሓዙ ኤርትራውያን ኢና በሃልቲ፡ ጸየቅቲ መኣዲ፡ ኣብ ኩሩምትና ኣቴም፡ ደም ኣትፉኡና ኣለዉ።
ከመዚ መደብ ንክበዝሕ ይላቦ። ዓዲ ሰማእታት ዓዲ መዝገብ ፍቅሪ። ወትሩ ሃገረይ።
Listen ata terf agame Afar we are all the same and red sea belongs to Afar people
😂😂😂😂 ms Ms Tigray msana hade kunkuwa hade bahlna hade nkunen neru ayserhen 😂😂 hji dma Afar hzibi hade eina jemirkum 😂😂 ketsiluwo tray hlmi aytekuartu😂😂 @@Muniagxfgyddgi7
ህድሞና ከም ወትሩ ጽቡቕ መደብ ኣቕሪባትና።
ወዲ ባሻይ ጅግና፡ ናይ ብሓቂ ስራሕ ጅጋኑ ኢኻ ሰሪሕካ።
ደስ ዘብል ኢሂን ሚሂን፡ብፍላይ ሓሳብ ናይ ወዲ ባሻይ ንጹርን ክሰዓብን ዘለዎ ኢዪ ስለዚ ናብ ኩሉ እቲ ዝጥቀስ ዞባታት ክዘውርን ከስተምህርን ደስ ምበለና ብፍላይ ኣብቲ ጸላእትና ዝጠቅስዎ ዞባታት፡ ኣነ ብጣዕሚ ኢዩ ደስ ኢሉኒ ምስ ህዝቢ ዝገበሮንዝተዋህቦ ግብረመልስን ኤርትራዊ ግብረመልሲ ነይሩ፡ስለዚ ክጉስጉሰሉ ኣለዎ፡❤❤❤❤❤❤❤❤
ወዲ ባሻይ አንበሳ ከምኡ እዩ ኤርትራዊ አዲኢን ዓድን የሕሊፉ ዘይህብ ጂግና ወዲ ባሻይ አምላክ ይባርካ 💕🙏🏽🌷🦁🇪🇷🇪🇷🦁💕🙏🏽🌷
ብ ጥልያን ከም ካልሲ ተረጊፅኪ ን ክፍለ ዘመን ዝኣክል ኔርኪስ ሐዚ ቂቕ ትብሊ ለኺ?ገራሚት፡፡ገና ቀፃሊ ንወዲ ባሻይ ከመይ ከም ዝገብራ ምስ ኣግነክዋ ኣነ ይፈልጥ፡፡ብ እዝና ኣንጠልጢለ እስካፋ ሀጅ ከም ኩዕሾ ፡፡መድሐርሐርቲ ኢኩም ንስካትኩም
ኣወል ብሃቂ ብዛባ ተቃዋማይን ደጋፋይን ዝግበር ጎስጋሳትን ኣግላልጻካ ብጣሚ ፈትየዮ ክህተቱ ዘለዎም ህቶታትን ዕላማን ስለ ዝገለጽካዮ ጽቡቅ ገርካ በርትዕ።
ወዲ ባሻይ ሰባኣይ ኢካ ጌጋን ፈተነንን መናብርትና እዮም ይቅረ ምሕታትን ምባልን ድማ ልቦናዩ
ብዝኮነ ትክክል ዉሳኔን ዘሕጉስን ዘኩርዕንዩ ኩራዕ
እዋይ እዛ ስሓቅ ናይ አወሊኖ ከተኸይፈኒ🇪🇷❤
Wala niay kefi eya tihbeni 😂😂😂🇪🇷
ዋላ ኣነ ሲሑቁ የስሕቀካ በስ😂😂😂
ኣወሊኖ ጅግና እንቃዕ ብድሓን መጻካ ደቂቕ መመሸጥ ኢለካ ኣለኹ መጽረዪ ጭብ, ኩሉ ተቕርቦ ሓቀኛን መሃርን መደብካ ነመስግን 🇪🇷🇪🇷ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 💪
እዛ ስሐቅ ናይ አወል ከማይ ተከይፈኩም ላይክ ግበሩ ደቂ ሐዎቦይይይ❤
Kkkkkkkk
ናይ ብሓቂ ንጸላኢ አሕርር እየ ተብል::
ፉሉይ ስምዒት አያ ትገብረለይ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መጻኻ ዶ
ኣወል ዶ ክብለካ በዓል ድርብ ሓሞት
ነቕ ዘይብል ሓየት ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤💪💪💪💪
Nay bhaqi wedi bashay ጅግና ኢካ ምክንያቱ ብጾትካን መሳቱካን ዝቀረበርካላ ሃገር ከምቲ ኣብ ሙውሓሳ ሎሚ ዉን ኣብ ምሕዳሳ ዓቢ እጃም ብምስታፍካ ተሓቢነልካ
Wellcome Awellino 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ጸረ ጁንታን ፡ "ትትን"( ትግራይ ትግዕር)!!!ወዲ ባሻይ 🌹🌹🌹 ሞዴል ቶም ናብ ዉነኦም ዝምርሹ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኤርትራውነት ክቡር መንነት። ኣውል ጂግና ጽቡቅ መደብ።ወዲ ባሻይ ጂግና ንፍዕ ሂን ሚሂን ጽቡቅ ምርድ ዳእ ኢዩ። ክብሪ ንመንደላይ። ክብርን ሞሳን ንሓይልታት ምክልካል ኤርትራ።ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና።
ተመስገን 🙏🏽❤️🙏🏽አምላክና አሰይ አሰና እዛ ኤርትራና 🇪🇷🇪🇷💎❤️🦁 ዓይኒ ሐሳድ ይድፈነልና ::
Pew I have never been so proud to be Eritrean and all our people are making history!! God is always good....thanks man!! What a lesson!!
The bright future has come and our beloved country going to be the best example of Africa. My people your unity and fight is giving the result. Awel amazing service as always keep going ✊🏾✊🏾✊🏾✊🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eri100, Eritrea ket enbib etekoyna ab Eritrea democracin fithin kenages alwo plus check and balance. Peace
@@idrisadam4097 every single thing has its time the stability is important look around horn Africa what is going on. Don’t tell me there is democracy in Kenya Ethiopia and more. Our country is more strategic in earth and we have to be careful about our dignity 🇪🇷
@@eri100eritrawit9 At least In Kenya and Ethiopia people are allowed to express their view freely and demonstrate. There is freedom of expression but in Eritrea not at all.
Fatri balu yatsbiko.
ጽብቅ ስራሕ ወድባሻይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ
ኣወል ኣንበሳ ወዲ ሓላል መሬት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
መርሓባ ሂምቦል ሓውና ንትገብር ደለኻ ጻዕርታት ማሃርን ሓጋዝ እዩ ንዓና ነቲ ዘይፈልጥ ክፈልጥ ክትምህር ጊዜኻን ፍልጠትኻን ብጣዕሚ ነመስግነኻ አብ ሂወትኻ ሰላምን ጥዕናን ፍቅርን አብ ስራሕኻ ዓወትን አሳልጦ ይምነየልኻ።🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌹👍.
እዚ ወዲ ባሻይ ብልቦና ይቅሬታ ኣባህልኡ ደስ ዘብል እዩ ዝውሓጥ ዘረባ❤❤❤❤
አወል ሓውና ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ዓባይ ትምህርትን ማሃሪትን እያሞ የቀንየልና ንብለኩም ንክልቴኩም የሕዋትና
ወዲ ባሻ አንበሳ እንቋዒ ናብታ ትፈትዋ ሃገርካን ትፈትዋም ስድራቤትካ አምላክ አርአያካ🙏🏽❤️🦁🇪🇷
ጂግና ወዲ ባሻይ ዚበልካዬ ቃል አብ ተግባር አርአካዬ እንቋዒ አምላክ እዚ አርአየካ ንስካ ተሐጉስካ ናዓና እዉን ተሐጉስና ኢና አነ ዚብለካ 🦁አንበሳ ጂግና 💪🏾 አምላክ ይባርካ 🇪🇷🦁❤️🙏🏽💕💪🏾
ኣነስ ንኣምላኸይ ኤረታዊ ምኻነይ ጌሩ ስለ ዝፈጠረኒ ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግኖ ።
😂😂😂😂 ካባኻ ስለ ዝበልጹዶ ኣይኮንካን ዑቕባ ሓቲትካ መሰልካ ተሓልዩልካ ፖስፖርቶም ተሰኪምካ ትነብር ዘለኻ!? መስኪናይ ኣሕዚንካኒ!
Tay da koynika da gedifka ya wetsika?
@@angosomsium7575 ካልአይቲ ኤርትራ ክደሊ'ዩ ተሰዲዱ😂
ዮናስ ካልእ ኤረትራ ኣላ ድያ ወላ ነዛ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘላ ንሳላሳ ዓመት ብሓደ ውልቀ መላኪ ትምራሕ ዘላ ሃገር እያ
Haqeka yoni hawey eritrawi koynka ketefeter haben kurate eyu ❤❤❤🎉🎉🎉 ezom zeydeli texehfu ka hrer da belu emo yelen nab eritrean hagerey besegero dob ketatewu ekum
ሃገረይ ንበል አጀካ ወዲ ባሻይ 💝🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🇪🇷ዋጋ ከፋልና ደሐን እረቲ እዩ ተዓጹወ 🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷💝🇪🇷
Thank you Wedi Bashai you made a right decision and thank you Awel too keep up good job.God bless Eritrea
🇪🇷🇪🇷🙏🙏🇪🇷🇪🇷
ጽቡቅ ስራሕ ኣወሊኖ ቀጽሎ ወዲ ባሻይ ካኣ እንቆዕ ናብ ዓድካን ሃገርካን ንሰላም ኣብጸሓካ።
Thank you very much for your poem 🙏 excellent interview with Woody bashy.😊
ብጣዕሚ ጽቡቐ ደቂ ኤርይ የቐንየልና ሰለ እቲ ኩሉ ትገብርዎ ዘለኹም ጻዕሪ ነመስግነኩም ሰስኑ ደቂ ኤረይ 🙏🙏🙏🙏👍👍✌🏾✌🏾✌🏾❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወድባሻይ እንቅዋዕ ትፈትዋ ዓድሓን ህዝብኻን ኣርኣየካ ኣወልዙ23 ዕድመን ጥዕናን ንዓኻ ኤሩ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣወል ሓብብና መደባትካ መሃሪን እዋናዊን ደስ ዝብል ታርኽ ወለዶታትና ካብቲ ጡዑም ቓና ድምጽኻ ንምስማዕ ብሃንቀውታ ይጽበ ናይ ዓብድልቃድር ካብረ ሳሆ ኣዩ ተኣረመላ ዓይለት ናይ ሳሆ ኮይኑ ካቦታ ይባሃል ትውለድ ባብእሾ ይባሃል ዝተወለደሉ ቦታ ድማ ዳህላክ ኢዩ ኢንታ ደለኻ ድማ ሙሉ ሰነድ ኣሎ ምሳና
ይበል፡ ሓውና ኣወል። እዝኒ ዘሎዎ ይስማዕ፡ ዓይኒ ዘሎዎ ይርኤ፡ ኣእምሮ ዘሎዎ ድማ ይሕሰብ። በሎም ጥራይ... ።
ኣወል ሓብብና መደባትካ ኣዚዩ መሃሪን እዋናዊን ደስ ዝብል ታርኽ ወለዶታትና ካብቲ ጡዑም ቓና ድምጽኻ ንምስማዕ ብሃንቀውታ ኢየ ይጽበካ ናይ ዓብድልቃድር ካብረ ሳሆ ኣዩ ተኣረመላ ዓይለት ናይ ሳሆ ኮይኑ ካቦታ ይባሃል ትውለድ ባብእሾ ይባሃል ዝተወለደሉ ቦታ ድማ ዳህላክ ኢዩ ኢንታ ደለኻ ድማ ሙሉ ሰነድ ኣሎ ምሳና
አወል በርቂ ነጎድጓድ ነበልባል ጅግና እንክእ እሰይ ኤርትራ ወለደትካ አታ መህጎስ መስደመም ፈጣሪ አድመን ጥእናን ይሀብካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹 ❤🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
welcome back Awelino⭐️ kemo ka nice to see with you our brothers wedi bashay peace and love to Great Eritrea ✌️🕌🕌🕌🏫🏫🏫9️⃣🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪💐💐💐💐
ደቂ ኤረይ ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ፈጣሪ ምሉኡ ጥዕና ይሃብኩም ብር ክትብሉ ተሓጎሱ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ጥዉቅ ኣቢልኩ ሳብስክራይ ግበሩለይ ሓደራ ሸለል ኣይትበሉኒ 🙏
ወዲ ባሻይ ጅግና ካብኻ ብዝሕ ተማሃርና ኢና።ንሕናም መንእስያት ኤርትራ ኣብቲ ዓቢ ናይ ጌጋ መንግዲ ከይትረዳኣና ምስኻ ተጎዕዝና ኢና። ፖሎቲካ ክርዳኣናና ምስ ጀመር ግን ካብቲ ጌጋ መንግዲ ውጽእና ምስ ሃገረናን ህዝብና መንግስትና ትሓውስና ኣለና🎉🎉
መርሐባ መታዓቢቲ ፊሪቂ ሐይሊ ኤሪትራዊ ድሀይካ አይታሐባእ ብርዕካ ይሰሰን አወለይ ብሉጽ ❤❤❤🇪🇷❤❤❤ጻማካ ሐፊሲካ ኢካ አጆና።
Wowww congratulations on showing us this son of bashay you are an exemplary Eritrean and l wish those who are running away without knowledge like you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
አማራ አፍቃሪ ኤርትራ የጀግና ፣
ሐገር ፣
ድሮ በሮማ ጣሊያን በጦርነት ፣ ዘንድሮ ፈረንሳይ በስፖርት አንፀባራቂ ባለድል ፣ እኛ በናንተ ሁሌም ደስ ይለናል
እንኳን ደስአላችሁ !❤❤❤❤
Thank you Fano Hawey .. the victory is for Eritreans and for the whole Africa .. Thank you 🤩 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤
Love አማራ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@@loveelroi4453you mean even for Tegaru agama?
ከሚወደኝ ትግራይ ዓጋመ የሚጠላኝ ኣማራ ይሻለኛል ።
ኣማራ ፍቅር ነው ❤❤❤❤❤
እንቃዕ ናተይ ኮንካ ኣወሎኖ ውዲ ኣርካናት ገድሊ ውላድ ሳዋ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤗🤗🤗⛪⛪⛪🕌🕌🕌💐💐💐♥️♥️♥️
Awelino ጅግና ፥ በርትዕ ኣጆኻ ፥ ንህዝብኻ ኣተርንዕ ❤❤❤❤❤❤❤
አነውን ንጅግንነት ዘርአይ ድረስ እየ ዘረ ቀጽሎ አወል ሲዒድ ከም ሽሙ ከም አወል ብን ጽብቅ ጌርካ ተባራብረና አለካ Thanks 🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐👍🏾🙏🏽
ንበረልና ንበረልና ኣወል ወድና ጀጋኑና ኣይ ተሰውኡን ከማኻ ዘፍሮይልና ታሪኽና ዘዘንቱ ዕድመን ጥዐናን ይሃብካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዝብል አወልን ወዲባሻይ ክልተ የሕዋት ክፋቀሩ ጸላኢ የባርሩ❤❤❤ ዋይ ዓደይ ቁርዲድ ዝኮኑ ጎረቤት
ዕምርን ዓፍያን የሃብካ ከማኻ ይብዝሑ ኣወሊኖ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🤴
I can’t wait part two!! Well done deki Ere 🇪🇷 🇪🇷😎
ኣወለይ ክንድ ሺሕ 😍😍😍😍 ናይ ብንያም ግርማይ ከም decument ወይ ብግጥሚ ጌርካ ስርሓልና pls ናትካ እዩ ትኽ ኢሉ ኣብ ልብና ዝአቱ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አወልን ወዲባሻይን ጽብቅ ትምህርቲ ካላአይቲ ብሃንቀውታ ንጺበያ አምላክ ይባርኩም ክልተ ጀጋኑና 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🦁🦁🇪🇷🇪🇷💕💕💕
ወዲ ባሻይ
ኣብነት እንቋዕ ኮንካና እመበር ሕጂ ደኣ ኩላትና ኣብዚ ፌራ ደምበ ተቃውሞ ዝነበርና ሃገርና ክንከይድ ኢና
😂😂😂😂😂😂
😂😂😂😂
ወርሒ ቀኒካ ከኣ ትምለስ፡ ክትነብርዋ እንተትከዱ እኮ መድነቅናኩም፡ ግን ክትነብሩ ኣይትከዱን ኢኩም ንኤርትራ።
ተዛዊርካ ምምጻእ ናይ ቱሪስት እምበር ናይ ወዲ ዓዲ ኣይኮነን።
ብዝኮነ ሰናይ መንገዲ ሓውና። ብሰላም በጺሕካ ተመለስ። ክፉእ ኣይርከብካ።
ሰላይ ውን ኔሩ ይከውን😀
🤝❤🕊
@@habenhadish938ንስድርኡን ሃገሩን ክሕግዝ ምንባር ኣብ ዓድ እዩ ኣይትሰከፍ።
ትግራይ ትግራይ ክትብሉ ፍቐዶ ጎደና ንትግራይዶ ወሪድኩም ኢኩም?
Haqi aymselka kbur haw! Seb srah seb elama eyom! Keytitibesa 😉
ወዲ ባይ ኣጆኻ ንኹሉ ርኢኻ ናብታ ትምካሓሉ ህዝብኻን ሃገርካን ብቁንዕ ይቅሬታ ተመለስካ ።
Thank you brother you do great job always keep going 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
Aweley thanks 🙏 brother for all you do! Keep up the amazing job! 👋👏🌹🇪🇷💕🌹💕🌹💕🌹💕🌹💕🌹💕✊
አሰይ አሰይ ደቂ ኤረይ ብርሀን አዩ ቅድሜና ኣወልና ጡዑም ድሀይ 🙏❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹💯💯💞
እዋይ ዎል ናብሓቂ ዓርምሽሽ ክንዲ ሽሕ ጂግና ኢልካኣልኹስን ጥብባዊ ኣዎል ሲዒድ ኣምላኽ ዕድም ጥናን ይሃብካ ኣዎል ጽቡቅ ምስሩዑ ዝሓዝ ዝርባ
ኣወለይ ኣብ ልብና ሰፈርካ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
ብጣዕሚ አገዳሲ እዩ ናይ ጥዑምዝጊ ቅስቃሴ ወይድማ ንቅሐት ምሃብ ነቲ ዓዲ ብፍላይ ናይቶም ወለድቲን ቤተ ሰብን ዐገብ ክብሉ ንደቆም የዘኻኽር። ብቁሩብ ገንዘብ ተጠቢሮም አንጻር ዓዶም ጠጠው ምባል ንኾቃርጹ ምዝኽኻር ንደቆም የድሊ። ምቅዋም ክቃወሙ ይኽእሉ እዮም ናይ ሀገር ርስፕክት ጌሮም ምስ ጸላእቲ ምውጋን ግን ዘይሕከኽ በሰላ እዩ።
መርሓባ ድምጽኻ ኣይትሓባ ኣወሊኖ ነብሲ ❤❤❤
Amen This is Eritrea My Brothers and Sisters of Eritrea God Bless Haweba Awel Said Natna God Bless this Man and his all love ones too Proud to Be your Sister ❤❤❤❤
እወ አታ ጀግና ኤረትራዊ አወል መጸ መጸ እዝ
አንበሳ ተዓወት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
ብመጀርያ ወዲ ባሻይ እንቋዕ ምስቲ ሓላል ህብኻ ተራኸብካን ኣብታ ቅድስቲ ሃገርካ ብሰላም ኣተኻ ይብለካ ።ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ደቂ ኤረትርይ ሓላላት ♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዝቐለለ ፍታሕ ንህዝብታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንሕውሓት ካብ ገጽ ምድሪ ምጥፋእ ጥራሕ'ዩ ቲ'ምርጫ:ነዚኣ ክገብራ ዝኽእል ድማ ሻዕብያ ጥራሕ'ዩ:ስለዚ ነዚ ግዳይ ኮይኑ ዘሎ መንእሰይ ብኣውራጃ ፈላሊኻ ሃገር ኣብ ማዓሙቅ ጉድጋድ ክትሽመም ዕላማ ሕዋሓት ክንነቕሓሉ ይግባእ።ኣብ ቅኑዕ ይኹን ኣብ ጌጋ ወትሩ ሃገረይ🇪🇷❤🇪🇷❤
ኑፉዕ ወዲ ባሻይ ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ የለን💐 ይቕሬታ ምሕታት ናይ ለባማትዩ እንቋዕ ገጽ ስድራኻ ሬኤኻ ኣወሊኖ ብጣዕሚየ ዘድንቐካ👍💪💯🇪🇷❤
እቲ ዘሕዝነኒ ትግራዋይ ሰብ ኮይኑስ ንኤርትራዊ ሓንጎሉ ሓጺቡ አንጻር ሃገሩ እሞ ድማ ብአውራጃ ክውድቦ ካብቲ ምዓንጣቃ ጽቀርጽ እዩ
ካብ ጌግኦ ድምሀር ለባም እዩ ወዲ ባሻይ ጅግና ኢካ ብሐቂ እልልልልልልልል ኢለልካ ኣለኩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks for sharing your experience my dear brother 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏💪💪💪
ኣልልልልልልል! ወዲ ባሻይ ጥዑም ደሃይ
ብጣዕሚ እይየ ዝከታተሎ ልባዊ ትምህርታዊ ኣገላልጻኻ እሞ እንቋዕ ብደሓን ናብ ስድራኻን ህዝብኻን ትጸምበርካ። 🇪🇷❤❤የ🇪🇷❤🇪🇷 ኣምላኽ ንጥፉኣት እምቨር ንህሉዋት ከናዲ ኣይመጸን እሚ ኩሉኩም ሃገርኩም፡ ስድራኹ
ከይሞቱ ረኣይዎም ደቁ ኤረይ!❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
ኤረትራውነት ክቡር መንነት ,ጅግና ኣወል 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁👍
Aweal hero❤❤❤.....we are Eritrean 🇪🇷 one million times Eritrean and proud of eritrean......God bless our beloved country.
መርሓባእ ወዲ ሓዎቦይ እንዃዕ ብድሓን መጻኻ ኣወሊኖ
Aweley you never dissapoint your ppl!! Wedi Bashai meantaka nai Ertrawyan jeganu yehwatka eya:: haki tezaribka ab mengedi babur dekes iyu negeru. Thank you Team Hedmona!! Awet n'hafash
ጥዑም ድምጹ ኣወሊኖ 👑👑👑 ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ኣወሊኖ ጽብቅቲ ቮድካስት 🫵💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ወለድና ከማን ሪእና ❤😍
Awelino ! I don't have enough word for you. Thanks ❤❤❤❤❤❤❤❤
አወል ሰኢድ ወድ ሃገር ጅግና ወድ ሃገሬይ ንበረሌይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤
ጽግዕ ጽግዕ በሉ ኣወል መጸ ብርዖ ዝመንጽፉ ደቂ ኤረይ ❤❤❤
ዋው ወዲ ባሻይ ማራ በሊሕ ሰብ ኢዩ
Mexe mexe jigna we'd rimey halal selamika ybizah Eritreawenet kubur meninet🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣቤት መኣንጣ ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ ወድ ባሻይ ጅግና ❤❤❤
ኣጆኩም ደኪ ሃገረይ ወይከ ፈተክ ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰይ ሰይ ሰይ ኣወል ኣወል ኣወል እወ ከም ጥዑም ኩሉ ዝሃርፎ ኣወል ቡን ከም ናይ ካብ ሙሉእ ዓለም ዝበለጸ ቡን ባሕሪ ምራራ እዚ ውን ኣይገልጸካን እዩ ጅግና ኢኻ ልቢ ኩሉ 99.98% ህዝቢ ኤርትራ ኢኻ እሞ በዚ ባህ ይበልካ መመሊስካ ሰስን ንህዝቢኻ ምእንቲ ክጥዕመና።❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
ግርም ❤❤❤eritrawey ኮም ዞል መስርሕ ❤❤❤❤ዓድኻ አቶ ኤርራወይ ዝትኩፈካ ያልን
እንኴዕ ዳሓን መጻእካ ሓየት በርቂ ነጎዳ ❗ኣንጎድጉዶሎም ጥራሕ 💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻
Legend Awel good job 👏 say continue brother we proud of you 👏
🎉❤ኣወል፡ጎበዝ ዓወትን ጥዕናን ንሓባ ዓጽሙ ዓወት ነቲ ክምህ ዘይብል ህዝቢ ምስ ጅግና ሓይልታት ምክልካሉን ዓወት ንሓፋሽ ሃገረይ ዳይመንዲ ናይ ዓለም
Peace and love ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 the winner takes All Awet Nehafash
ሰላም ወዲኤረይ አወል ሲዒድ ሐዉና እወዐእቲ መድሂንአለም ብሕጻን ጊሩ ካርታ ኤረትርያ አርእዩና ፈጣሪና የለኩሙን ዝብሉና ይእመኑ እቲ ሐያል ጎይታ ምሳና እዩ ሐቅካ እወ ንዓይነት አይኩነና እወ ከምአ እያ ኩሉ ናብ ኤረትርያ ክሰደድ እዩ ብሰግሪዶብ ቅሰን ኤረትራዊ ብርሃን እዩ ቅርሜና ዓወት ንሐፋሸ ንኪድ ጥራይ ሰማእታትና ይቅሰኑ አብዘለዉዋ ክብርን ሞጎሰን ይኩን ንዕዖም ሳልኦም ነተንፍሰ ንሰጉም ገና ገና አሎ ብርሃን ዝሃቡና ሂወት ከፊሎም ❤🎉🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👊✊✍️💪❤️🙏🌹🌹🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹👍👊✊✍️💪
🦁👍🏽
ERi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💪💪💪🙏 Eritrean dignity ወነም ሕቡን ኢርተራዊ አወል ሰዒድ።
🫵🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫵
ኣወለይ ሓቢቢ ኣታ ጅግና
ውላድ ህዝብና፡ መመሊስካ ድመቐልና!
እልልልልልልልል-እልልልልልልልልል!
🫵 ወንጌል ሉቃስ 15፥11 - 32
በለ ድማ፥ ንሓደ ሰብኣይ ክልተ ደቂ ነበርዎ። እቲ ንእሽቶ ኸኣ ነቦኡ፥ ኣቦይ፡ ካብዚ ጥሪት እቲ ዚበጽሓኒ ግደ ሃበኒ፡ በሎ። ነቲ ገንዘቡ ኸኣ መቐሎም። ድሕሪ ሒደት መዓልቲ ኸኣ እቲ ንእሽቶ ወዲ ዘለዎ ዅሉ ኣኪቡ፡ ናብ ካልእ ርሑቕ ሃገር ከደ። ኣብኡ ድማ ነቲ ጥሪቱ ብቕለትን ዕብዳንን ዘረዎ። ዘለዎ ዘበለ ምስ ወድኤ፡ ኣብታ ሃገር ብርቱዕ ጥሜት ኰነ። ንሱ ኸኣ ኪስእን ጀመረ። ከይዱ ምስ ሓደ ኻብ ደቂ እታ ሃገር ተዋዓዓለ፡ ንሱ ኸኣ፡ ሓሰማታት ኪጓሲ፡ ናብ ምድሩ ሰደዶ። ካብቲ ሓሰማታት ዚቕለባኦ ቛርፍ ከብዱ ኺመልእ ከኣ ሃረር ይብል ነበረ፡ ዚህቦ ግና ሓደ እኳ ኣይረኸበን። ሽዑ ናብ ልቡ ተመሊሱ በለ፥ እንጌራ ዚተርፎም ግዙኣት ኣቦይ ክንደይ እዮም። ኣነ ግና ኣብዚ ብጥሜት እመውት አሎኹ። ተንሲኤ ደኣ ናብ ኣቦይ ክኸይድ እሞ፥ ኣቦይ፡ ንሰማይን ኣብ ቅድሜኻን ሓጢኣት ገበርኩ። ደጊም ወድኻ ኽብሃል ኣይበቅዕን እየ፡ ከም ሓደ ኻብ ግዙኣትካ ግበረኒ፡ ክብሎ። ተንሲኡ ናብ ኣቦኡ ኸደ። ኣቦኡ ድማ ገና ርሑቕ ከሎ ረኣዮ እሞ ደንገጸሉ፡ ጐይዩ ኸኣ ብኽሳዱ ሐኒቑ ሰዓሞ። እቲ ወዲ ድማ፥ ኣቦይ፡ ንሰማይን ኣብ ቅድሜኻን ሓጢኣት ገበርኩ፡ ደጊምሲ ወድኻ ኽብሃል ኣይበቅዕን እየ፡ በሎ። ኣቦኡ ግና ንባሮቱ፥ ብሉጽ ክዳን ኣምጺእኩም ክደንዎ፡ ቀለቤት ኣብ ኣጻብዑ፡ ኣሳእንውን ኣብ ኣእጋሩ ኣእትዉሉ። እዚ ወደይ ሞይቱ ነይሩ ሐውዩ፡ ጠፊኡ ነይሩውን ተረኺቡ እዩ እሞ፡ ስብሕቲ ላም ኣምጺእኩም ሕረዱ፡ ንብላዕ፡ ንተሐጐስ፡ በሎም። ኪሕጐሱ ድማ ጀመሩ። እቲ ዓብዪ ወዱ ግና ኣብ ወፍሪ ነበረ። መጺኡ ናብ ጥቓ ቤት ምስ ቀረበ፡ ኰበሮን ጓይላን ሰምዔ። ካብቶም ግዙኣት ንሓደ ጸዊዑ፥ እዚ እንታይ እዩ፧ ኢሉ ሐተቶ። ንሱ ኸኣ፥ እቲ ሓውካ መጺኡ እሞ ኣቦኻ፡ ብደሓኑ ስለ ዝረኸቦ፡ ስብሕቲ ላም ሐሪድሉ፡ በሎ። ንሱ ግና ኰረየ ምእታውውን ኣበየ። ኣቦኡ ኸኣ ወጺኡ ለመኖ። ንሱ ግና ነቦኡ፡ እንሆ፡ ክንድዚ ዓመት ተገዛእኩኻ፡ ካብ ትእዛዝካውን ከቶ ኣይሐለፍኩን። ንኣይሲ ምስ ኣዕሩኸይ ዝሕጐሰሉ ማሕስእ እኳ ኣይሃብካንን። እዚ ንገንዘብካ ምስ ኣመናዝር ኰይኑ በሊዑ ዝወድኤ ወድኻ ምስ መጸ ግና፡ ስብሕቲ ላም ሐረድካሉ፡ ኢሉ መለሰሉ። ንሱ ኸኣ፥ ወደይ፡ ንስኻስ ኵሉ ሳዕ ምሳይ አሎኻ፡ ናተይ ዘበለ ድማ ናትካ እዩ። እዚ ሓውካ ግና ሞይቱ ነይሩ ሐውዩ፡ ጠፊኡ ነይሩውን ተረኺቡ እዩ እሞ፡ ክንሕጐስን ባህ ኪብለናን ይግባኣና እዩ፡ በሎ።
🫵 ወዲ ባሻይ፡ ኣምላኽ ዓቢ ነገር ገይሩልካ፡ እንኳዕ ናብ ልብኻ ተመለስካ፡ ብሓቂ ካብ እያድ ዘምለጥካ ሓውና ኢኻ እሞ፡ ኣብ ክሕደት ዓወት የለን። ኣብ ጽላለ ቁም ቁም ነገር የልቦን። ደጊመ እንኳዕ መሬት ሃገርካን፡ ገጽ ህዝብኻን ኣርኣየካ። እዚ ንብዙሓት ትምህርቲ እዩ። We Love You all Your Family Eritreans!