ገሬ እሙን ክፋል 77 Gere emun part 77

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 เม.ย. 2022
  • እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
    ገሬ እሙን ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
    Welcome back to Gere emun Entertainment TH-cam Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you!
  • ตลก

ความคิดเห็น • 865

  • @wediakeletigray4017
    @wediakeletigray4017 2 ปีที่แล้ว +57

    Welcome enda ገሬይ እመን 😍❤️🥰🥰🥰🥰🥰ሩሑስ በዓል ፋሰካ ጀጋኑ ደቂ ሕኣላል መሬት ትግራይ 😍❤️🥰🥰🥰🥰ደቂ ሓራስ ነበሬይ 🐆🐅🦁😍🥰🥰🥰🥰😍😍😍😍😍😍💪🦁ጀጋኑ ደቂ 💋ትግራይ 🦁🐅🐅🐅🐅🐅🐅💕💞😍😍😍🥰🥰🥰🥰🥰😍❤️egzabiher Amlek selamn rahewan yeweredelina 🙏😥💔💒🛐✝️

    • @slamslam766
      @slamslam766 2 ปีที่แล้ว +3

      💚💚💚💚

    • @mebitigraweyti
      @mebitigraweyti 2 ปีที่แล้ว +2

      ❤❤️❤️❤️❤️❤️

    • @wediakeletigray4017
      @wediakeletigray4017 2 ปีที่แล้ว

      @@slamslam766 ❤️🥰🥰🥰😍😍🥰🥰😍😍

    • @wediakeletigray4017
      @wediakeletigray4017 2 ปีที่แล้ว

      @@mebitigraweyti 😍🥰❤️🥰😍😍😍👍👍🥰🥰🥰😍😍😍

    • @berhanhagos9511
      @berhanhagos9511 2 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen amen 🙏 🙏🙏🙏🥰🥰

  • @samityyintertemmentv4645
    @samityyintertemmentv4645 2 ปีที่แล้ว +95

    እንኳዕ ብሰላም ናብ ብርሃነ ትንሣኤ
    ክርስቶስ ብሰላም ኣብጽሓና ዝወደቁ፡
    ዝትንስእሉ፡ ዝሓመሙ ዝፍወስሉ፡
    ዝተኣሰሩ ዝፍትሑሉ፡ ዝተጨነቁ ሰላም
    ዝረኽብሉ፡ ዝሓዘኑ ዝጸናንዕሉ፡
    ዝጠመዩን ዝጸምኡን ዝዕንገልሉን
    ዝረውይሉን ናይ ትንሣኤ ጊዜ
    ይግበረልና ብዓብዩ ድማ ትንሣኤ ልቦና
    ይፍጠረልና አሜን።
    🙏❤️ ካብ ሳሚ ወዲ ኣከለጉዛይ

  • @fidleytube
    @fidleytube 2 ปีที่แล้ว +210

    እንዳ ገሬ እሙን እንኳዕ ንብርሃነ ትንሳኤ አብፀሐኩም ርሑስ ባዓል ፋስካ ይግበረልኩም እግዚአብሔር አምላክ ሰላምን ፍቅርን የውርደልና 🙏

    • @wedironaldo1993
      @wedironaldo1993 2 ปีที่แล้ว +7

      justi 🙋😍ሩሑስ☕ ዓዓል ፋስካ ሩሑስ ኣውድ☕ ኣመት 🙏🙏🙏

    • @hayatyesuf3896
      @hayatyesuf3896 2 ปีที่แล้ว +2

      አሜን 😘👍

    • @temesgenfetari1535
      @temesgenfetari1535 2 ปีที่แล้ว +2

      Amen

    • @slamslam766
      @slamslam766 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን(3)

    • @fidleytube
      @fidleytube 2 ปีที่แล้ว +2

      @@wedironaldo1993 አሜን ደጁየ🙏

  • @askalutsegay9498
    @askalutsegay9498 2 ปีที่แล้ว +24

    ኣሰይይይይ ታሓቢነ ሓፍቲ ኣተም ጀጋኑ ሰራዊ ትግራይ ኮይነ ።
    ኩሉ ብምኽኒያት ኣዩ ሞ ፈጣሪ ብምኽኒያት ኣዚ ኩቡር ባዓል ትንሳኣኡ ትንስእ ትግራይ የስማዓና የሪእና!!

  • @user-lt5id2sx8o
    @user-lt5id2sx8o 2 ปีที่แล้ว +68

    ኣሰይ ተመስገን ዕልል ዩ እምበይ😁😘
    ሰላም ንመላኣ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና
    ሰናይ ቅንያት ትንሳኤ ይግበረልና!🙏
    ሃገርና ሰላም የውርደልና ደቅ ሪመይ!👍🙏

    • @tommysfamily9090
      @tommysfamily9090 2 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/-921jm1QOWY/w-d-xo.html

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn 2 ปีที่แล้ว +83

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ቡሩካተይ አውደአመት ከመይ አሎ ብወገንኩም ርሑስ ቕንያት ትንሳኤ ይግበረልና ሰላምና ይምለሰልና እግዚአብሔር አምላክኣሜን ፫
    #ዕልልልልል እዩበይ ዝናፈቓ ካማይ አሎዶ😁

    • @tommysfamily9090
      @tommysfamily9090 2 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/-921jm1QOWY/w-d-xo.html

  • @semereandebrehan1836
    @semereandebrehan1836 2 ปีที่แล้ว +45

    Welcome guys good job from Eritrea 🇪🇷🇪🇷

  • @iattbirehanaragey3183
    @iattbirehanaragey3183 2 ปีที่แล้ว +19

    ዕልል እዩ እንበይ😂😂😂😂 ዕልልታ ሃገርናን ህዝብናን የሪአና ደቂ ሃገረይ ማዓረይ💘

  • @magitigraweyti579
    @magitigraweyti579 2 ปีที่แล้ว +32

    ተጋርዋኒ ዝጠመየ ዝፀግበሉን ዝሓዘነ ዝሑጎሰሉን ዝፀመአ ዝረውየሉ ዝሓመመ ዝሓውየሉን ኣብ ስደት ዘሎ ህዝብና ናብ ዓዱ ዝምለሰሉ ርሑስ ባዓል ፋሲጋ ሰናይ ሰንበት ይግበረልና ኣሜን(3)😥💛❤🙏

    • @zaharabob779
      @zaharabob779 2 ปีที่แล้ว +2

      አሜን አሜን አሜን 👏👏👏

    • @rahealraheal1881
      @rahealraheal1881 2 ปีที่แล้ว +2

      ኣሜን ♥♥♥😍😍

    • @user-pt3dh4zb3y
      @user-pt3dh4zb3y 2 ปีที่แล้ว +3

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን👏👏❤❤🥀🥀🥀🥀

    • @salm1910
      @salm1910 2 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን

  • @user-jt1wm3lb1i
    @user-jt1wm3lb1i 2 ปีที่แล้ว +16

    እንኳዕ ብደሓን መጻኣኹም ኣሕዋት 🙏🙏🙏
    ስላምን ፍቕርን የውርደልና 🇻🇳🙏🇪🇷🍀🍀🍀💘

  • @user-wt6xf2se4f
    @user-wt6xf2se4f 2 ปีที่แล้ว +46

    እንኳዕ ደሓን መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን እንኳዕ ኣብፀሓና ናብ በዓል ትንሳኤ💐🌻💝👏

  • @user-ut7ei6uj4u
    @user-ut7ei6uj4u 2 ปีที่แล้ว +82

    ተጋሩዋኒ እንኮዕ ንብርሃን ትንሳኤ ኣብፀሐኩም ❤️💛

  • @dhdh9993
    @dhdh9993 2 ปีที่แล้ว +5

    እንካዕ ደሓን መፃኩም እንዳ ጌሬዋይ እሙናት🥰
    ርሑስ ቅንያት ፋሲካ ይግበልና ተጋሩዋኒ
    ትንሳኤ ትግራይና የርእየና ኣምላክ🤲⛱♥️✊

  • @user-io4bw1wp8l
    @user-io4bw1wp8l 2 ปีที่แล้ว +2

    አንዳ ገሬ እሙን ምቁራተይ ሩሑስ ብዓል💐💪 ፋሲጋ ይግበረልና ይግበረልኩም ተጋሩ💋💙 ብምሉኡኩም ከምቲ ትንሳኤ ክርስቶስ💪 ዝብሃል ትንሳኤ ትግራይናን ህዝብናን ሃገርናን💪 የርእየና ተጋሩዋይ ደመይ💊💝💊💝
    ኣሜንንንንንንንን💜💙💜💙💜
    ኣሜንንንንንንንን💓💛💓💛💓
    ኣሜንንንንንንንን🙏💒🙏💒🙏

  • @ሲል
    @ሲል 2 ปีที่แล้ว +15

    ተጋሩ ኣሕዋተይ እኣብ ዘለክምዎ እንካዕ ንባዓል ፋሲጋ ኣብፀሐኩም መድሃኒኣለም ፀልማት ትግራይ ዝቅጥጠልና ኣውዳኣመት ይግበረልና ኣሕዋተይ

    • @deemadeema8962
      @deemadeema8962 2 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን

  • @user-jj6mh7bk5u
    @user-jj6mh7bk5u 2 ปีที่แล้ว +36

    እንኳዕ ኣብፀሐኩም ንብርሃኑ ትንሳኤ ህዝብ ክርስትያን ስላም ምሕረት ያውርደልና እግዚአብሔር ኣምላክ ዶም ብጣዕሚ እና ንፈትውኩም ኡፍፍፍፍ ኣብ ስደት ዘልና ደማ ስደት ይሕፅረልና ♥♥♥♥♥

    • @user-du2bf2bl6s
      @user-du2bf2bl6s 2 ปีที่แล้ว +1

      amen zeyday

    • @zaharabob779
      @zaharabob779 2 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን 🤲🤲🤲

  • @user-cz1pk3jw2p
    @user-cz1pk3jw2p 2 ปีที่แล้ว +27

    አንካዕ አብፀሐኩም ንባዓል ፋሲካ
    ናይ ሰላምን ራህዋን ቅሳነትይ ሃገርና ሰላም ትከኖሉ ይግበረልና

  • @user-np5it3qr3s
    @user-np5it3qr3s 2 ปีที่แล้ว +16

    ሩሑስ ኣውደኣመት ደቂ ትግራይ መዓረይ ንዓመታ ምስታ ሓላል ህዝብና ነብዕሎ ይግበረና ፈጣሪ 🙏♥️

  • @user-ny3pd3bc4q
    @user-ny3pd3bc4q 2 ปีที่แล้ว +22

    ሰላም ሰላም ደቅ ትግራይ እንካዕ ንጎይታና ን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ናይ ትንሳኤ ብዓል ብሰላም አብፀሐኩም አብዘዘለናዮ ሰላምንፍቅር ን ይዓድለና ድምፅ ቤተሰብና የስምዐና ህዝብና እንዳገሬ እሙን እንካዕ ድሓን መፃኩም

  • @user-kl8nh3lu2e
    @user-kl8nh3lu2e 2 ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩዋይ. እንካዕ. ኣብፀሐኩም ዓይኒ ፀላእኹም ድፍን ይበል ሰላም ዓወት ነቲ ጀግና ውፁዕ. ህዝብና
    ሎማዕቲ. ስሓቕ. ሓሚመ እየ. የቐንየልና. እንዳ ግሬ እሙን

  • @user-fx3df9pg7z
    @user-fx3df9pg7z 2 ปีที่แล้ว +21

    ዕልልልልልልልል እንቋዕ ኣብፅሓኩም ህዝበይን ዓደይን ንብዓል ፋስጋ ⛪💛❤⛪👏

    • @tommysfamily9090
      @tommysfamily9090 2 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/-921jm1QOWY/w-d-xo.html

  • @lmiss-youmom
    @lmiss-youmom 2 ปีที่แล้ว +8

    ዕልል እዩ እምበይ😉😂 እዛ ሓዳሽ ሓፍቲና ክንደይ ደስስ ትብል እያ ቤት ሃይላይ ካብ ርግኣት ዝገደደት መንቀኛ መፅኣትኪ😉❤❤❤💊💊💊🐅🐅💊💪
    ደቅ ሓላል መሬት አጀኹም አብ ጎኒኹም አለና💊💊💊🐅🐅🐅💊💊💪💪💪

  • @zenebugebrekidan
    @zenebugebrekidan 2 ปีที่แล้ว +16

    "እንኳዕ ንብርሃነ ትንሳኤ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና !
    💥ርሑስ በዓል ትንሳኤ❤💛
    "ትንሳኤ ትግራይ
    ትንሳኤ ናፅነት ይግበረልና🙏
    እዚ ትንሳኤ #ትንሳኤ ህዝብናን ዓድናን እንሪኣሉ ኩሉ ዓጸባን ጸበባን ሓሊፉ ምስ ወለድና ብሓደ ንሰባሰበሉ ጊዜ የምጸኣልና ደቂ ትግራይ መዓረይ❤️💛❤️💛🙏

    • @zaharabob779
      @zaharabob779 2 ปีที่แล้ว +2

      አሜን አሜን አሜን 🤲🤲🤲

  • @aabaditmumu2317
    @aabaditmumu2317 2 ปีที่แล้ว +69

    እንክዕ ብስላም መፃኩም ጀጋኑና እንካዕ አብፀሐኩም ንባዓል ትንሳኤ አምላክ ትንሳኤ ትግራይ የርኤና አምላክ 💖💖💖

    • @user-vm5fq7tt9w
      @user-vm5fq7tt9w 2 ปีที่แล้ว

      ጀጋኑና🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

    • @fhdh6960
      @fhdh6960 2 ปีที่แล้ว

      Amen amen amen

  • @kbiove7185
    @kbiove7185 2 ปีที่แล้ว +17

    ኣታ ጎይታይ ምዓረይ ምስ ስድራይ ኣራክበኒ 🙏🙏🙏ናፊቀ ኣነስ😓

    • @user-pn9jr1hg9r
      @user-pn9jr1hg9r 2 ปีที่แล้ว

      Wela ane nafike ajoki zhaftey🥰

  • @teamtdf8490
    @teamtdf8490 2 ปีที่แล้ว +8

    ተምስገን መድሃኔ ዓለም ኣቦና እንካዕ ናብ ኩቡር ባዓል ፋሲካ ኣብጻሓና ንህዝብና ሰላምን ራህዋን ምሕርትካን ኣውርድልና ኩቡር አምላክና

    • @zaharabob779
      @zaharabob779 2 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን 👏👏👏

  • @user-gr4mu4pe5c
    @user-gr4mu4pe5c 2 ปีที่แล้ว +26

    እንኳዕ ብደሓን መፃኩም ፈውሲ ጭንቀተይ ❤️🙏
    ርሑስ ብዓል ፋሲካ ይግበረልና ❤️🙏

    • @zaharabob779
      @zaharabob779 2 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን 👏👏👏

  • @mesigaltigray5461
    @mesigaltigray5461 2 ปีที่แล้ว +9

    እንኳዕ ድሓን መፃእኩም ክቡራት አሕዋት እንኳዕ አብፅሓኩም ክዓ ስቃይ ህዝብና የሕፅረልና አብ ስደት ዘለና ዉን ስደትና የሕፅረልና🙏🥰

  • @user-lt5id2sx8o
    @user-lt5id2sx8o 2 ปีที่แล้ว +25

    ለምለም ዓይነይ ዝፈቱ👍

  • @abigaltigray7411
    @abigaltigray7411 2 ปีที่แล้ว +10

    እንካዓ ብሰላም መፃእኹም እንዳ ገሬ እሙን😍
    ርሑስ ባዓል ትንሳኤ ንመላአ ህዝበ ክርስትና❤💛✝️🙏

  • @rutahaile2171
    @rutahaile2171 2 ปีที่แล้ว +31

    እንኳዕ ኣብፀሐኩም ትንሳኤ ትግራይ ይኹነልና።እንዳ ገሬእሙን ሽኮሪናታት። ሰሪሕኹምዋ👌

    • @tommysfamily9090
      @tommysfamily9090 2 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/-921jm1QOWY/w-d-xo.html

  • @asugaltigray1659
    @asugaltigray1659 2 ปีที่แล้ว +14

    እንካዕ ኣብፀሐኩም ንብርሃነ ትንሳኤ ዓድና ስላም ይግበረልና ኣሕዋተይ🙏🙏❤️😘

  • @RakiHailu89
    @RakiHailu89 2 ปีที่แล้ว +9

    እንቋዓ አበፀሐኩም ኩሉኩም ተጋሩ ፈተውት ተጋሩ እግዚአብሔር ዕድሜን ጥዕናን የሃብኩም ካባኩም ብዙሑ ንማሃራና እናተዘናጋዓላ በርትዑልና ንህዝብና ሰላምን ፍቅርን የምፅአልና እግዚአብሔር 🙏🤲❤💛❤

    • @wediofla3230
      @wediofla3230 2 ปีที่แล้ว +1

      Sealm, Rahwa.

    • @RakiHailu89
      @RakiHailu89 2 ปีที่แล้ว

      @@wediofla3230 ሰላምካ ይብዛሓ ወዲ ኦፎላ ሓወይ ጠፍእካ 🥰

  • @sisguaitigray9225
    @sisguaitigray9225 2 ปีที่แล้ว +13

    ሩሑስ ባዓል ይግበረሉኩም ልመላእ ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ካኣ ንሰራዊት ትግራይ🙏🙏🙏💊💊💖💖💖

    • @tommysfamily9090
      @tommysfamily9090 2 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/-921jm1QOWY/w-d-xo.html

  • @user-zm1hj9fr2f
    @user-zm1hj9fr2f 2 ปีที่แล้ว +7

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም እንዳ ገሬ እሙን እንካዕ አብፅሐኩም ንሩሑስ በዓል ፋስካ ፈጣሪ ሰላም የዉሪደልና ንትግራይና 🙏🌿🌻🌹💐🍀🌳🌺

  • @antwetutesfahuleadam8382
    @antwetutesfahuleadam8382 2 ปีที่แล้ว +7

    እንኳዕ ደሓን መፃእኹም እንዳ ገሬ እሙን ንብርሃነ ትንሳአኡ ንጎይታናን መድሐንናን እየሱስ ክርስቶስ እንኳዕ አብፀሐኩም ሰላሙን ምሕረቱን የውርደልና🙏

  • @bereketalem9133
    @bereketalem9133 2 ปีที่แล้ว +10

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል መልእኽቲ እዩ: እናቀለድካ ቁምነገር መምሃሪ ብሉፅ ስራሕ ኢኹም ትሰርሑ: ኩሉ ግዝ አብ ጎንኹም አለና ደቂ ዓደይ: ነገራት እንተተስተኻኺሎም ክሕግዘኩም እዩ ብገንዘብ: ንትግራይን ባሕሊ ትግራይን ዓብይ ስራሕ ኢኩም ትሰርሑ ዘለኩም: wish you all the Blessing and happy Easter!

  • @user-jr1el5ej6c
    @user-jr1el5ej6c 2 ปีที่แล้ว +5

    እንካዕ አብፀሓኩም እንዳ ገሬ እሙን ደቃ ሓላለ መሬት ትግራይ 💊💊💊እልልልል እዩ እቤ ክክክ ደስ ባሃሊ 💘💘

  • @user-js9nf4uf9y
    @user-js9nf4uf9y 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣያ ጀኮር ዘይገደፍዋ እዛ ሸወዳ ገሬ ምሰኪን😁😁እንኳዕ ኣብፀሐኩም ቡሩካተይ ሰላም ይግበረልና🙏💛💛💛💛💚💚💚💚💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💚💚💚💚💚💚💚💚💚💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💚💚💖💖💖💖💖💖

  • @user-jj6mh7bk5u
    @user-jj6mh7bk5u 2 ปีที่แล้ว +7

    ዎ ኣምላክ ስላምና መልስለና ኡፍፍፍፍፍፍ ዓደይ ተረአይኒ 😭😭😭💔💔

  • @user-zh5xc1hr2c
    @user-zh5xc1hr2c 2 ปีที่แล้ว +4

    እንካዕ ብሰላም መፀእክም እንዳ ገሬ እሙን🥰🖇 ርሑስ በዓል ፍሲካ ተጋሩዋኒ"🙏♥️💛🥰

  • @tdf1948
    @tdf1948 2 ปีที่แล้ว +6

    ህዝቢ ትግሪይ እንካዕ አብፃሓኩም ❤️💛💊🙏 ስላምና ይመልስልና ❤️💛💊🙏

  • @hbbbuuhv6506
    @hbbbuuhv6506 2 ปีที่แล้ว +6

    ዉይደስ ክብል ሳሓቅ ቃቲለሙን እግዚአብሔር ይሓግዝኹም

  • @samriytub7032
    @samriytub7032 2 ปีที่แล้ว +11

    ኣሰይይይይይ ክቡራተይይ ዝዓድና ብርሃን የመፀእልና

  • @user-uv3tn6zs7i
    @user-uv3tn6zs7i 2 ปีที่แล้ว +3

    ብታሕኋስን ብሓዘንን ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣብዩኒ ትግራይ ዛዓደይ ሰላምኪ ይመለስ ኣምላከይ ሓደራ ደቅካ

  • @user-cu9xn8sg4e
    @user-cu9xn8sg4e 2 ปีที่แล้ว +1

    ፃላኢ የዕትኩሙ ይደፈን ህዝብና ሓላለት
    ፈጣሪ ኩሉ አለም ብምሕረትካ ሰላምካ አውርደልና አሜን

  • @user-fw2tx1cd9k
    @user-fw2tx1cd9k 2 ปีที่แล้ว +5

    እፍፍ ሳሓቅን ብክያትን ተሓዋዉስኒ ሰላም ናዓኩም ደቂ ሓላል መሬት

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 2 ปีที่แล้ว +4

    እንዳ ገሬ ኡሙን እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ንመላእ ህዝቢ ክርስትያን እንኳዕ ኣብፀሐኩም ንበዓል ፋሲጋ⛱⛱⛱⛱⛱❤

  • @user-bt4ln8oi7e
    @user-bt4ln8oi7e 2 ปีที่แล้ว +9

    ደቂሪመይ እንካዕ ንብርሃነ ትንሳኤ የብፀሐና❤❤❤❤❤

  • @elsamengistu3237
    @elsamengistu3237 2 ปีที่แล้ว +21

    Tekeste 😂😂😂😂😂😂 so happy to see u back Gere emun from Eritrea

    • @Dani-qy7hy
      @Dani-qy7hy 2 ปีที่แล้ว

      Gedef gedef🤣😂

    • @elsamengistu3237
      @elsamengistu3237 2 ปีที่แล้ว

      @@Dani-qy7hy 😂😂 dleyelu eske temuko amariru

  • @cserfwer7699
    @cserfwer7699 2 ปีที่แล้ว +6

    እንዳ ገሬ እሙን እንኳዕ ንብርሃነ ትንሳኤ አብፀሐኩም ርሑሰ ባዓል ፋሰካ ይግበረልኩም እግዚአብሔር አምላክ ሰላምን ፍቅርን የዉርደልና🙏🙏🙏🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @SaraSara-ug8jq
    @SaraSara-ug8jq 2 ปีที่แล้ว +8

    አንካዕ ብሰላም መፃእኸም ደቂ ዛሓላል መሬት አንካዕ ኣብፀሐኩም ልበዓል ፋሲካ ድምፂ ወላድና አንሰምዐሉ ይግበረልና🙏🙏🙏💘💘💘

  • @selamawit4081
    @selamawit4081 2 ปีที่แล้ว +5

    ሰላም እንዳ ገሬ እሙን እንኳዕ ንብዓል ፋስጋ ኣብፀሐኩም ሩሑስ ኣውድኣመት ይግበረልና ተጋሩዋይ 🙏🙏🙏

  • @amaluan5415
    @amaluan5415 2 ปีที่แล้ว +13

    እንኳዕ ንባዓል ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሐኩም ደቂ ሓላል መርየት ❤❤❤💘

  • @user-yv2eg5yh3d
    @user-yv2eg5yh3d 2 ปีที่แล้ว +6

    እንካዕ አብፅሕኩም ገሬ እመን ንብርሃን ትንሳኤ አብፅሐኩም ደቂ ሃገር ትግራይ 💊💊❤❤❤❤

  • @user-ho8cw5bb7c
    @user-ho8cw5bb7c 2 ปีที่แล้ว +2

    ተጋሩዋይ ሙቁራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም💛❤️💋

  • @hshsusuei6713
    @hshsusuei6713 2 ปีที่แล้ว +5

    እንኳዕ አብፂሐኩሙ እንዳ ገሬ እሙን ትግራይ ዓዱና ሰላም ይግበረሉና እግዚአብሔር አምላክ 🤲🤲🤲🤲🌿🌿🌿

  • @user-fb9ss3bv8b
    @user-fb9ss3bv8b 2 ปีที่แล้ว +5

    እካዕ ኣብፀሐኩም ደቂ ተዋህዶ ኣምላክ ኣድና ሰላም የዉርደልና ሽግር ትግራይና ኣብ ናይ ለምለመይ ገፅ ይንበብ እህ 💔💔💔

  • @user-fi7os3lz2u
    @user-fi7os3lz2u 2 ปีที่แล้ว +22

    እንዳ ገሬ መቀረት ናይ ህይወትና ኢኩም ብሩክ ኣውደኣመት ይግበረልና/ኩም🙏💛❤💛

  • @user-mc7do4bz5m
    @user-mc7do4bz5m 2 ปีที่แล้ว +4

    ዓይነይስ ቆላሕ እብል ሓወይ እንተረአኩ ኢለ 😢ፅጋበይ ብሰላም የራክበና ጎይታዋይ👫
    እንዳ ገሬ እሙን ሽኮራት❤❤❤

    • @asugaltigray1659
      @asugaltigray1659 2 ปีที่แล้ว +2

      Wala ane bzhalefkwo amlak selam yewrdelna🥺🙏💊💔

    • @user-mc7do4bz5m
      @user-mc7do4bz5m 2 ปีที่แล้ว +1

      @@asugaltigray1659 አጆና ሓላለይ ፅባሕ አሕዋትና ሓቂፍና እንሶሕቀሉ ቀረባ እዪ😍😍

    • @brhaneye7451
      @brhaneye7451 2 ปีที่แล้ว

      ኩላትና ኢና መዓረይ ኣጆኺ 😢መዓዝኮን እዩ ሰላም ዝኸውን ኣሕዋትና ሰላምኩም የስመዐና 😔

  • @user-en9rb2kq3t
    @user-en9rb2kq3t 2 ปีที่แล้ว +4

    ደቂ ሪመይ ማዓርይ እንኳዕ ኣሕብሩ አብጸሐና
    ሰላምን ቅሳነትን የውርደልና እግዚአብሔር አምላክ 🙏❤

  • @fsahafsaha2151
    @fsahafsaha2151 2 ปีที่แล้ว +10

    ዘብራኣብሩኽ ዓይነይ❤❤❤🙏🙏

  • @user-dt8hv3sm4j
    @user-dt8hv3sm4j 2 ปีที่แล้ว +8

    እንካዕ አብፀሐኩም አብፀሐና ተጋሩዋኒ ደመይ 😍😍😍😍😍😍😍💊💊💊💊😍😍😍😍😍😍💊💊💊❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛

  • @SalamSalo
    @SalamSalo 2 ปีที่แล้ว +2

    እንካዕ ኣብፀሐኩም ተጋሩዋይ ማዓረይ 💘💘💘💋ንዓመታ ብሰላም ምስቶም ንፈትዎም ወለድና የራክበና 😭ሐዝስ ድምፆም እካ ኣይሰማዕናን

  • @jossigebreweditigrai1344
    @jossigebreweditigrai1344 2 ปีที่แล้ว +13

    ዕልል እዩ በይ እንኳዕ ኣብፀሐና ❤

  • @fanustesfay7175
    @fanustesfay7175 2 ปีที่แล้ว +14

    ዕልል እዩ እቤ ብጣዓሚ ደስ ባሃሊ ትግራይ ትስዕር💊💛❤

    • @galdigsa3394
      @galdigsa3394 2 ปีที่แล้ว +6

      Selam ysier ❤️🇪🇷💊 rhus awdeamet

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 2 ปีที่แล้ว +2

    እንካዕ ብሰላም መጻኩም እንዳ ገሬ እሙን
    እንካዕ አብጸሐና ንበዓለ ብርሃነ ትንሳኤኡ ንኩለኩም ተከተልቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ደቂ እመብርሃን ደቂ ሓላል መሬት
    ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ተመሊሱ የርኤና 😍😍😍😍😘😘😘🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Fthi-NEritrea
    @Fthi-NEritrea 2 ปีที่แล้ว +2

    እንቃዕ ብሰላም መጻኹም ተጋሩ የሕዋትና ኣጆኹም ፍቅሪ ሰላም የውርደልና ፈጣሪ

  • @keseteyemane3008
    @keseteyemane3008 2 ปีที่แล้ว +10

    ኣቱም ብሩዃት ስድራ እንቋዕ ናብዛ
    ብርቲ ዕለት ኣብጻሓኩም
    ንዓመታ ድማ ንኹሉ ክባን
    ዕንደራ ሻዕብያን ሰርና ኣብ ምሉእ ናጽነትን ሓጎሰትን ነብዕሎ ይበሎ
    ፈጣሪ

  • @Seb15
    @Seb15 2 ปีที่แล้ว +6

    ርሑስ ኣውደኣመት ይግበረልኩም ህዝብናን ስድራናን ።ኣምላክ ፍትሕን ሰላምን የውርድ ንህዝብና ።ኣያዘራቡርክ ኢዶም ፈቲሖም ሎሚ ሚሒር እናግደድዎ ከምዚ ዓይነት ወላዲ ኣሎ ድዩ የግድድዎ ዶ ኣለዉ?

  • @user-jl8kf4uv1z
    @user-jl8kf4uv1z 2 ปีที่แล้ว +6

    እንካዕ ኣብፀሐኩም እንዳ ጌሬ ሙቁራት ትንሳኤ ብርሃን ትግራይና የርእየና ፈጣሪ❤️😍

  • @user-bt4ln8oi7e
    @user-bt4ln8oi7e 2 ปีที่แล้ว +6

    ዋይ ኣያ ጆኮር ኣጥፊኣቶም ነይራ ዕልል እዪ እንበይ ናበለት😂😂😂😂

  • @TheYacob1000
    @TheYacob1000 2 ปีที่แล้ว +11

    The best Episode I have ever seen. Episode 76 were even better. Thank you guys .

  • @ashutube318
    @ashutube318 2 ปีที่แล้ว +12

    ዋውውው ቀደማይ ባዕለይ እንኻዕ ኣብፀሐኩም ንኣባላት ገሬ ኡሙንን ተከተልቲ ገሬ እሙንን ንኩሉ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ደገን ውሽጥን ዘለኩም ተጋሩ ኣሕዋተይ እንኻዕ ኣብፀሐኩም 🙏🙏🙏 #subscribe ካዓ ኣይትረስዑ

  • @TigrawayitiTDF
    @TigrawayitiTDF 2 ปีที่แล้ว +5

    እንካዕ አብጻሐኩም ንኩሉም ሙሩጻትና እንዳ ጊሬ እሙን ደስ ባሃልታ ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን ደጀን ህዝብና አዚና ንፈትወኩም ።

  • @gnigni8003
    @gnigni8003 2 ปีที่แล้ว +1

    እዝ ክራር ደስ ክብል ተጋሩዋይ ዕዲመን ጥዕናን ይሃብኩሙ💊💊💊💖💖💖💖

  • @selamkonjo2623
    @selamkonjo2623 2 ปีที่แล้ว +5

    አንኳዕ ብሰላም መፀአኩም አንካዕ አብፀሐና ተጋሩዋይ ሩሑስ ባዓል ይጉበረሊና💋💋💋💊💊💊👆🙏🙏🙏

  • @mulueweldemichael1624
    @mulueweldemichael1624 2 ปีที่แล้ว +9

    ምስናይ ይቕሬታ እዛ ናይ ኣያ ዘብርኣብሩኽ ካራክተር ቁሩብ ተሰልቹ ኣላ ይመስለኒ ምምሕያሻት እንተትገብሩላ ጽቡቕ ኮይኑ ይስምዓኒ

    • @user-rr9xj6vm1z
      @user-rr9xj6vm1z 2 ปีที่แล้ว

      ኣሰለችያ ምበር ማራ።

  • @selammesfin3928
    @selammesfin3928 2 ปีที่แล้ว +7

    This is the first time l had taste Joy of my people. Love it. We have have hope Tegaru.our future is bright .

  • @user-rl9xy4es7y
    @user-rl9xy4es7y 2 ปีที่แล้ว +11

    እንኳዕ ሰላም መፃኣኩም እንዳ ገሬ እሙን ♥♥🙏

  • @user-yh7mn2fi3e
    @user-yh7mn2fi3e 2 ปีที่แล้ว +9

    አስይ እንኳዓ ብሰላም አብጸሓኹም❤💊🇻🇳🙏🙏🙏

  • @brhanhiwat2802
    @brhanhiwat2802 2 ปีที่แล้ว +5

    ዌል እንዳ ገሬ እሙን ንመላህእ ህዝቢ ትግራይ እንዃዕ ኣብፀሐና ሰላምን ራህዋን ይፍጠረሉ😘😘

  • @yonasberhe6284
    @yonasberhe6284 2 ปีที่แล้ว +3

    I am glad to see the family of Gebre Emune . Tigray will prevail.

  • @oplqwww1720
    @oplqwww1720 2 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ አብፀሐኩም እንዳ ገሬ አሙን ትንሳኤ ትግራይ የርእየና 🤲🌸🌻🌼🌺🕊🕊

  • @ngngsti1582
    @ngngsti1582 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣያ ዘብረኣብሩክ ክንድዚ ዝጭክን ኣቦ ዶ ኣሎ እዩ ኣይተብዝሕዎ ይስልችወኒ ኣሎ ኣነስ የመና ጭከና ኣይተምህሩልና

  • @vjr7453
    @vjr7453 2 ปีที่แล้ว +22

    ዋይአነ ሸበካ ደይቓነኹ ኣነ መጨረሻ ርእየያ😥
    አጀኹም በርትዑ ደቅ ሓራስ ነብሪ🐅💊💊💊🐅🐅🐅💊💊💊💊💊✅❤💊💊💊💊💪💪💪ልኣብነት:_ ዳኒኤል ዘይትገብርዎ ዘብረኣብሩኽ ዓይነይ😉😂😂

  • @almazey2023
    @almazey2023 2 ปีที่แล้ว +8

    እንካን ድሓን መጻኩም እንዳ ገርየ እሙን ሙቁራት🥰🥰

  • @danielwiki6795
    @danielwiki6795 2 ปีที่แล้ว +1

    Love you from Eritrea 🇪🇷 💓 ❤

  • @mamushdwado4196
    @mamushdwado4196 2 ปีที่แล้ว +25

    እቲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩነታት ለምለም ዓይነት ብገፃ ትዛረብ

    • @Asliselomun
      @Asliselomun 2 ปีที่แล้ว +3

      ናይ ብሓቂ ኣፍ ታሞ ግበር ባዕሉ ፈጣሪ ሰላምና ይግበረልና እምበር

  • @user-jr9gp5lp6l
    @user-jr9gp5lp6l 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣየወ....... እዙ ባህልናን ጭዋታናን ክጥዕም ኣታ መድህነ አለም ኣቦይ ወዲ ቅድስቲ ድንግል ማርያም በይዛኻንዶ ተዓረቀና የኣኽለኩም በለና ትንሳኤና ኣውጀልና
    🙏🙏🙏

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 2 ปีที่แล้ว +11

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ኣሕብሩ ኣብፀሐና ቆንጆታት ኣሕዋተይ

    • @tommysfamily9090
      @tommysfamily9090 2 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/-921jm1QOWY/w-d-xo.html

  • @boyemidya296
    @boyemidya296 2 ปีที่แล้ว +10

    እንኳዕ ኣብፀሐኩም እንዳ ጌረ እሙን🥀🥀🥀❤❤

  • @selamgaltigray6032
    @selamgaltigray6032 2 ปีที่แล้ว +8

    ክትሓልፍ'ያ ቀጣን ዘመን'የ መንእሰይ ተራባሩባ'የ🙏🥰

  • @user-gx4lk1lv1c
    @user-gx4lk1lv1c 2 ปีที่แล้ว +4

    Well come enda gerye Emun
    Qurub fukus tiblena ala ab qexali amahyish abululna
    Mis ezi zelo kunetat yirdanni eu gin ka kishiq delye yehwatey
    Hawukum Kab Eritrea 🇪🇷 🇩🇪
    I love hizbi tigray
    Hade kilte bandatat tegaru alewu ab dege yehwat aytibeluna ziblu
    Ab Eritrea ziabeyu kem nay higdef atahsasiba zelewom
    Silezi Egzabher ni kilte hizbi selam yewridelom

  • @tigelove2102
    @tigelove2102 2 ปีที่แล้ว +1

    እንቃዕ ኣብፀሐኩም ዳገርየ እሙን ናይ ኣያ ዘብረኣብሮክ ኣተዓጣጥቃ ኣያዋይ ትዝ እለምኒ ኣምላክ ዓድና ሰላም ገይሩ ምስ ቶም ንፎትዎም ስድራና የራክበና 🙏🙏❤️❤️

  • @hannahanna8794
    @hannahanna8794 2 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ብሰላም አብፃሐኩም ጀጋኑ ትግራይ ሰሰናዩ ያሃብኩም 💛💛💛❤️❤️❤️

  • @user-mq7el5sq9q
    @user-mq7el5sq9q 2 ปีที่แล้ว +4

    አንቃዕ ብሰላም መፃኩም አንዳ ገርየ ኡሙን
    አንቃዕ ንባዓል ፋስካ ብሰላም ኣብፀሐና 🙏🧡🧡💊💊

  • @user-fh6wj8ln3c
    @user-fh6wj8ln3c 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣሕቢሩ እንካዕ ብሰላም አብፀሐና እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ሰላም ፍቅሪን የውረደና 💊🤝👏👏👏❤

  • @mizanberhen2883
    @mizanberhen2883 2 ปีที่แล้ว +3

    ደቂ ትግራይ ዓይነይ ሰላምኩም ይብዛሕ🙏🙏🙏

  • @user-yp1ho5pj1p
    @user-yp1ho5pj1p 2 ปีที่แล้ว +4

    እንኳዕ እብፅሐና እብፅሐኩም ናብ በዓል ትንሳኤ ንዓድና ንህዝብና ስላም ይግበረልና ፈጣሪ ❤️💕🙏