Gere emun Part 19

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ธ.ค. 2024
  • ตลก

ความคิดเห็น • 1K

  • @kidusmichael1741
    @kidusmichael1741 5 ปีที่แล้ว +55

    ዘርኣብሩኽ ዝፎትዎ ተዋሳኣይ
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዮሃንስ(ዘርኣብሩኽ)

  • @ብስኒትምንባር
    @ብስኒትምንባር 5 ปีที่แล้ว +451

    2ርሑስ በዓል ቅዱስ የውሃንስ ዓመተ ሰላምን ራህዋን ይግበረልና😍😍😍🇪🇷💒🇪🇷

  • @efi889
    @efi889 5 ปีที่แล้ว +164

    ዋው እንቃዕ ሰላም መጻኩም ከይ ረኣኹዋ የ ዝጽሑፍ ዘለኹ ናፊቀኩም ቀኒየ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ዓመተ ሰላም ርህዋን ይግበረልና ዬውሃንስ ነዊሕ ዕድመ ይኣውጀልና መታን ተሓቃቂፍና ክነርአአ ተጋሩ የሕዋትና ይናፍቀኩም♥ ኤፋር ወዲ ኤረ ካብ እስራኤል

  • @ሽመይኣይነግርንእምቢ
    @ሽመይኣይነግርንእምቢ 5 ปีที่แล้ว +600

    *ኣነ ወዲ ቀሺ ን ቤቲ ዝሕቢ እስከ ላይክ*

  • @lulawhabeshawiteri5862
    @lulawhabeshawiteri5862 5 ปีที่แล้ว +446

    ናይ ኣያ ጆኮር ድምጺ ደስ ዝብሎ እስኪ ላይክ ይዘግየኒ ሓቂ https:

    • @eyerusgalkeshi2551
      @eyerusgalkeshi2551 5 ปีที่แล้ว

      🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻እንኳን ኣብፀሐኩም

    • @hamieabas5700
      @hamieabas5700 5 ปีที่แล้ว

      Natki dmxi des behali

    • @sabamehari7135
      @sabamehari7135 5 ปีที่แล้ว

      I like him so much, he makes me laugh

    • @selamkiribzah
      @selamkiribzah 5 ปีที่แล้ว

      Way nay seb bahri bzu eu ane dea n joker zeyfetwo aganinuwo azerareba ane beti hailin gerien i love them

    • @danm1829
      @danm1829 5 ปีที่แล้ว

      ብጣዕሚ'ዩ ዝጽልአኒ አነስ

  • @oveaways7842
    @oveaways7842 5 ปีที่แล้ว +8

    ኣነ ኣያ ዘርኣብሩክ ማራ ያ ኬፍ ትህበኒ: ርሑስ በዓል ይግበረልና ሓላላት::

  • @laykamebilninini7353
    @laykamebilninini7353 5 ปีที่แล้ว +86

    ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ።ሩሑስ በዓል ቁዱስ የውሃንስ ይግበረልና ን ኩልና ኣመንቲ ክርስቲያን ።ደቂ ትግራይ ካኣ ጽብቅ ኮመዲ ማሃሪትን ኣዛናጋዒትን from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ባኣካኩርዕቲእየፍቅረይውዲ
    @ባኣካኩርዕቲእየፍቅረይውዲ 5 ปีที่แล้ว +21

    ኣነስ ኩሉሰብ ናቃደመኒ ታይ ክገብር ይሕሸኒ እስቲ ፅፍዕኑ ኣባራቡሩኒ መስሐቂ ገለ

  • @ዘመነዮውሃንስ
    @ዘመነዮውሃንስ 5 ปีที่แล้ว +128

    ፍሉይ ናይ ትግርኛ ፊልሚ ኩላትኩም ደስ በሃልቲ am from Eritrea

  • @edenhagos9995
    @edenhagos9995 5 ปีที่แล้ว +39

    ካብ ዘመን ማርቄስ ናብ ዘመን ዮሃንስ እንኳዕ ብስላም ብፍቅረ እብፅሕኩም ለምለም ንኮንልና ትምኒትይ ይግልፅለኩም ሽኮርንታት 😘😍

  • @ሽመይኣይነግርንእምቢ
    @ሽመይኣይነግርንእምቢ 5 ปีที่แล้ว +1296

    *ኮሞንት ተንብቡ ዘለኹምን ዘለኽንን ሩሕስ በዓለ ቁድስ የውሃንስ ንዓመታ ከምዚ እዋን*

  • @teamubaraki3358
    @teamubaraki3358 5 ปีที่แล้ว +45

    Kxbeykum kenye enkoe dhan mexakum Ruhus awdaemet 🙏🙏🙏 kab 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Bahlawi_tseweta_adna
    @Bahlawi_tseweta_adna 5 ปีที่แล้ว +256

    ኣታ ክንደይ ትሓስሙ ክንጽበ ኮ ዓይንና ቆልዕዩ ብዝኾነ እንቛዕ ደሓን መጻእኩም ርሑስ ኣውዳኣመት ንመላእ ኣማኒ ክርስትና

  • @ልሊጋልደራ
    @ልሊጋልደራ 5 ปีที่แล้ว +103

    አብ ውሽጢ ዓድን አብ ደገን ዘለኩም ተጋሩ እንካዕ 2012 ሓድሽ ዓመት አብፀሐኩም ዘመኑ ራህዋን ስላምን
    ሓጎስን ደስታን ዘበነ እልልታን ይግበርልና
    ዘመነ

    • @እስግድለከክርስቶስ
      @እስግድለከክርስቶስ 5 ปีที่แล้ว

      ልሊ ጋል አፅቢ ደራ ልሊ ጋል አፅቢ ደራ ኣሜን/3/

    • @lamlamlamlam3792
      @lamlamlamlam3792 5 ปีที่แล้ว

      @@እስግድለከክርስቶስ Amen dikulina marye

    • @الكومندانالكومندان-ق8و
      @الكومندانالكومندان-ق8و 5 ปีที่แล้ว +1

      Amn amn. Marrrr

    • @ማርሻልኣዚን
      @ማርሻልኣዚን 5 ปีที่แล้ว

      ልሊ ጋል አፅቢ ደራ ልሊ ጋል አፅቢ ደራ ደፍናዕ ኣፍንጫ ኣርጊ ንኩሉኩም ህዝቢ ትግርኛ ዘይትብሊ

    • @ልሊጋልደራ
      @ልሊጋልደራ 5 ปีที่แล้ว

      @@ማርሻልኣዚን ተጋሩን ትግርኛን አፍላላይ ዘሎዎ አይመስልንን ግን ተተጋግየ ክትእርመኒ እምበር ሕማቅ ክትዛረብ አይነበረካን\ኪን

  • @meraeri3445
    @meraeri3445 5 ปีที่แล้ว +22

    ገሬ እሙን ትሪእዋ ዘለኩም ሩሑስ ቁዱስ የውሃንስ ይግበረልና ኣብ ስራኩም ኣሳልጦ ስደትና ይሕጽረልና ኣሜንlike👍👍🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷👈👈👍

  • @ናብልብናንመለስ
    @ናብልብናንመለስ 5 ปีที่แล้ว +76

    ርዕስ ኣውድኣመትን ሓዱሽ ዓመትን ይግበረልና 🌻🌻🌻 ኣሜን በሉ ኣየክፍልን የሕዋት ።

  • @መዓትወረመኽሰብዓለም
    @መዓትወረመኽሰብዓለም 5 ปีที่แล้ว +108

    ንኹሉኹም ኣመንቲ ክርስትና ኣሕዋተይ ርሑስ ቅዱስ ዮሃንስ ይግበረልኩም ።ዘብሄረ ክርስትና ። እንዳ #ገሬ እሙን ድማ እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ፡

  • @awettekali9477
    @awettekali9477 5 ปีที่แล้ว +156

    kkkjjkkkkkkk zeftewa movie joker zeftu Like regex

  • @wecan4924
    @wecan4924 5 ปีที่แล้ว +90

    *ኩሉኹም ህዝበ ምሬት ሓበሻ ርሑስ ቁዱስ ሃንስ ንፍላይ ብፍላይ አአአ ንኹልና*

  • @tesfamariamamanuel7531
    @tesfamariamamanuel7531 5 ปีที่แล้ว +33

    I'm from eritrea. I love this movie. Nkulatna Christian rhus awdamet

  • @qudusegziabher4338
    @qudusegziabher4338 5 ปีที่แล้ว +8

    ሰናይ ብዓል ቅዱስ ዮሐንስ ይግበረልና 🇪🇹💖&💖🇪🇷 ንዓመታ ከምዚ ከይቆርመመ ከይሸርመመ የጽንሐና 💓 ጓል ዘጊብ ሓንቲከ ናበይ ኬዳ

  • @berheasmeram3265
    @berheasmeram3265 5 ปีที่แล้ว +8

    ቤቱ ሂላይ ምስ ብጾትኪ ሩሑስ ኣዉዳአመት ይግብርልኩም ብሓፍሽ ድቂ ትግራይ

  • @ወዲትግራይ-ረ2ጐ
    @ወዲትግራይ-ረ2ጐ 5 ปีที่แล้ว +158

    ሰናይ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ደቂ ትግራይ ዓደይ ጸባሕ ንጉሆ ናብ ትግራይ ክኣቱ "የ ብስም ሓዱሽ ዓመት 👍👈ሃቡኒ ፈተውቲ ጌሬን ጃኬርን ቢቲን እውን 👍ሃቡኒ "

    • @ባኣካኩርዕቲእየፍቅረይውዲ
      @ባኣካኩርዕቲእየፍቅረይውዲ 5 ปีที่แล้ว +1

      ገነት ኣጽብሃ እዊ ብዳሓን ምፅኢ ፃህያይ ካእ ተርክቡሉ ይግበርኪ

    • @ወዲትግራይ-ረ2ጐ
      @ወዲትግራይ-ረ2ጐ 5 ปีที่แล้ว

      @@ባኣካኩርዕቲእየፍቅረይውዲ አሜን ማሬ ፃህያይስ ተወዲኡ ድኣ ይፀንሕ ክክ

    • @ወዲትግራይ-ረ2ጐ
      @ወዲትግራይ-ረ2ጐ 5 ปีที่แล้ว

      @ኣብ ሂወተይ ከም ድሌተይ አሜን የኔ ቆንጆ

    • @poundland3166
      @poundland3166 5 ปีที่แล้ว

      ዊልካም ናብ መራት ዓዲኩይ

    • @ወዲትግራይ-ረ2ጐ
      @ወዲትግራይ-ረ2ጐ 5 ปีที่แล้ว +2

      @@poundland3166 ናብታ ወርቂ ዝኮነት ህዝባን መሬታን ትግራይ ዓደይ እንበር "

  • @mariyamenateye7049
    @mariyamenateye7049 5 ปีที่แล้ว +3

    ርሑስ ቅዱስ የዋሓሃንስ በዓል ይግበረልና በብዘለናዮ ሰናይ በዓል ይኩነልና🌻🌻🌻🌻🌻🌻

  • @tesfubrhane171
    @tesfubrhane171 5 ปีที่แล้ว +14

    ርሑስ በዓል ቅዱስ የዉሃንስ ይግበረልና
    ንመላእ ምድረ ሓበሻ ።

  • @mt-pc6lf
    @mt-pc6lf 5 ปีที่แล้ว +29

    ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮሃንስ ንመላእ ህዝበ ግእዝ🙏🙏

  • @tadesebrhane8000
    @tadesebrhane8000 5 ปีที่แล้ว +26

    Ewayyy kfetwekum shkorat ftret qexlwo tray k🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @maharihaile7229
    @maharihaile7229 5 ปีที่แล้ว +19

    I'm from Eritrea but like very much this too funny comedy so amazing gays Good job lovely yewat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹

  • @MOHA-pp6tq
    @MOHA-pp6tq 5 ปีที่แล้ว +364

    ጌረ እሙን ቤቲ ሃይላይ ትፈትው ላይክ ሳብስክራይብ ጸፊዕኩምኒ እስከ ሕለፉ ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ከኣ ተጋሩ ሽኮራት

  • @abebaa3801
    @abebaa3801 5 ปีที่แล้ว +30

    እንኳዕ ንሓዱሽ ዓመትን በዓል ቅዱስ ዮውሓንስ እግዚአብሔር ብሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም !!!
    🌻√ዝሐመመ~~ ዝመሓረሉ 🌼
    🌻√ዝተብኣሰ~~ ዝፋቀረሉ🌼
    🌻√ዝተመየ~~ ዝዕንገለሉ🌼
    🌻√ዝፀምአ~~ ዝረውየሉ🌼
    🌻√ዝተኣሰረ ~~ዝፍተሐሉ 🌼
    🌻√ ዝዓረቀ ~~ ዝክደነሉ 🌼
    🌻√ዝሓዘነ ~~ዝሕጎሰሉ🌼
    🌻√ዝደከየ ~~ ዝህፍትመሉ🌼
    🌻√ዝወፈረ~~ ዝምለሰሉ 🌼
    ዝተባረከዘመን ይግበረልና ብሩኻት ኣሕዋተይ
    ርሑስ በዓል ይግበረልኹም ዳ ገሬ እሙን†ኣሜን†

  • @70fyori81
    @70fyori81 5 ปีที่แล้ว +7

    ወይ እንዳ ገሬ 😂😂😂 ብዝኮነ እንኳን አብፀሐና ንመላእ ደቂ ኤረይ ሰላም ንዓኩም ይኩን ሰላም ይሃበና አምላክ 💘

  • @kokobmessimessi6634
    @kokobmessimessi6634 5 ปีที่แล้ว +27

    ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ይግበረልኩም ኣሕዋት
    2012 ዓ.ም ዘመነ ሰላምን ደስታን ፍቅርን ይኩነልና።

  • @ሳሙጓልኪሮስኩሉበጃኪሮሰይ
    @ሳሙጓልኪሮስኩሉበጃኪሮሰይ 5 ปีที่แล้ว +139

    ሕጂ ኢዩ ወዲ ሓሪሰ ላይክ ገይርኩም ሓጎስኩም ግለጽለይ ዘይወለድኩም ወሊድኩም ክትስዕሙ ይግበርኩም ዝወለድኹም ካኣ ኣምላክ ይባርከልኩም ዓመተ ሰላም
    ዓመተ ቅሳነት ይግበረልና""E R 😘😘❤💟💞💝💘

  • @ሜሮንትግራወይቲ
    @ሜሮንትግራወይቲ 5 ปีที่แล้ว +4

    ሰናይ ዘመነ ቅዱስ ዮሃንስ ይግበረልና አሜን 🌻🌻💕💕ኣጀኹም ገሬ እሙን ብሓድሽ ዓመት ብሓድሽ ስራሕ ምጹ ኩሉ ግዜ ሰላምኩም ይብዛሕ🌾🌻🌻💕🌻🌾🌾

  • @rahelhalefom6133
    @rahelhalefom6133 5 ปีที่แล้ว +3

    ርሑስ ሓድሽ ዓመት ራህዋን ቅሳነት ዝዓሰሎ ብሩህ ዘመን ይግበረልና

  • @ኤዱፍታዊትአደይወላዲተይ
    @ኤዱፍታዊትአደይወላዲተይ 5 ปีที่แล้ว +1

    ርሑስ በዓል ሓድሽ ዓመት ይግበረል ንመላእ ኢትዮ🇪🇹🇪🇹🇻🇳😘ኤሬ🇪🇷🇪🇷ዓመት ራህዋን ቅሳነትን ሰላምን ይግበረልና አብ ስደት ዘለና ውን ብሰላም ምስቶም ንፈትወምን ንናፍቆምን ስድራና የራክበና አሜን🙏

  • @genetgeryeiamproudoftigray3032
    @genetgeryeiamproudoftigray3032 5 ปีที่แล้ว +25

    Welcome ዳገሬ እሙን መፂኩለይ ደይ ደሓርስካ ፈሊጠ ዋ ብሽም ገሬን ቤቲን ላይክ ሃቡኒ ብሽም ሆያ ሆየ
    ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ኣብ ውሽጢ ዓድን መፃእን ዘለኩም ተከተልቲ እምነት ክርስትና

  • @selamgualtembien7376
    @selamgualtembien7376 5 ปีที่แล้ว +139

    ንዛ ኮሜንት ተንብቡ ዘለኹም ብምልእኹም ርሑሰ ቅዱሰ ዮሃንሰ ይኹነልኩም ዘመነ ሰላም ዘመነ ፍቅሪ ዘመነ ራህዋ ክኾነልኩም ይምነ🇪🇹➳❤➳🇪🇷😘😘😘

    • @teddyyo6744
      @teddyyo6744 5 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen amen shikorina komu win niaki

    • @selamgualtembien7376
      @selamgualtembien7376 5 ปีที่แล้ว +1

      @@teddyyo6744 ኣሜን ፫ ክብረተይ

    • @yt5btkklaalekizhafteycgvhh110
      @yt5btkklaalekizhafteycgvhh110 5 ปีที่แล้ว +1

      Amen Amen Amen 🌷🌷🌷🌷🌷🌷

    • @nevergiveup5690
      @nevergiveup5690 5 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ጓል ተምቤን ጽብቕቲ ዘመድ ኢሰያስ

    • @selamgualtembien7376
      @selamgualtembien7376 5 ปีที่แล้ว

      @@nevergiveup5690 ክክክ እወ ዘመድ ኢሱ🙈

  • @selyeblackboy
    @selyeblackboy 5 ปีที่แล้ว +35

    ሰላም ሰላም ሰላም ፡ ❤️👈
    ኣብ መላእ ዓለም ትርከቡ ኣመንቲ ክርስትና ርሑስ ኣዳመት ይግበረልና ፡ ምስ ስድራና ኣካክቦ ይፍተርልና፡
    #ኣሜን #ኣሜን #ኣሜን።
    ዳሓርስ 'ኮ ፈሊተ ኮዋይ ክክክክክ√
    ዝፈልጦ ታኣምራት የብለይን ወዲ ቐሺ ክክክክክ√
    #like #like #like

  • @youaremylifemom9510
    @youaremylifemom9510 5 ปีที่แล้ว +96

    2ይቲ ኮይነ ላይክ ንቤቲ ንገርየን እንኳዕ አብፅሐኩም ንክልቲኡ ህዝቢ🇪🇹👈💓🇪🇷

  • @ሃናማርያምጋልሰላሴሃና
    @ሃናማርያምጋልሰላሴሃና 5 ปีที่แล้ว +4

    ርሑሰ በዓለ የውሃንሰ መሰቀል ይግበረልና ንኩሉኩም ህዝበ ሓበሻ
    እዚ ሓዱሸ ዘመን
    ዘመነ ፍቅሪ
    ዘመነ ሓድነት
    ዘመነ በረከት
    ዘመነ ሰላም
    ዝተሰደደ ዝምለሰሉ
    ዝጠመየ ዝፅግበሉ
    ዝዓረቀ ዝክደነሉ
    ዝሓመመ ዝሓውየሉ ዘመን ይግበረልና ፈጣሪ ቸሩ መድሃኒኣለም

  • @asmeretberaki300
    @asmeretberaki300 5 ปีที่แล้ว +1

    Ewyy Gere emun btami eye zfetweka ,rhus kdus Yewhanns nkulu amani krstyan 😍⚘⚘⚘🇪🇷

  • @ሳባኃልትግራይ
    @ሳባኃልትግራይ 5 ปีที่แล้ว +6

    ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ኣሕዋተይ መዓረይ
    ዝጠመየ ዝዕገለሉ
    ዝተብኣሰ ዝዕረቀሉ
    ተፃለአ ዝፋቀረሉ
    ኣበ ስደት ዘለና ስደትና ኣሕፂሩ ብሰላም ምስ ስድራና የራክበና ሰናይ ዓመት ይግበረልና ❤❤❤❤❤

  • @የ-ሰናዖርግንበኞች
    @የ-ሰናዖርግንበኞች 5 ปีที่แล้ว +14

    welcome first liker like you too much በርትዑ ቀፅልሉ አድናቂኩም ካብ ደቡብ ሱዳን አባል ዓቃቢ ሰላም ውድብ ሕቡራት ሃገራት let me like to comfort me right now if you like those fantastic actors,

  • @milihabesawit3193
    @milihabesawit3193 5 ปีที่แล้ว +3

    ኣድነቅቲ ገሬ ና ቤቲየይ በጃኩም ባ #Like ሃቡኒ ብስም በዓል ዮውሃን እንኳዕ ኣብፀሐኩም ከዓ ኣይረሳዕኩን ሓዱሽ ዘመን፣ዘመነ ራህዋ፣ዘመነ ቅሳነት ፣ዘመነ ፍቅሪ ይግበረልና ስደት ዘለና ከዓ ስደትና ኣሕፂሩ ገፅ ወለድና የሪአና ኣሕዋተይ ናተይ 🙏🙏🙏👏👏

  • @filmonshow4597
    @filmonshow4597 5 ปีที่แล้ว +28

    ርሕስ ኣውደኣመትን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና ኣሕዋት . ገሬ ያሆ

  • @ANYE.MiCHELE
    @ANYE.MiCHELE 5 ปีที่แล้ว +72

    ድሓር ስማ ፈሊጠዮዶዋ 😍😘🤣
    ሽኾሪናታት ብጣዕሚ ኢና ፈቲናኩም ክንመውት ደሊና ዘለና❤ ፡ ግን እቲ ኣብ መንጎ ስሓቕ ተእትውሉ ዘለኹም ፡ እንተትኣልይዎ ዝያዳ ጽቡቕ ኒሩ ፡ ብዝተረፈ ከምቲ ተስሑቑና ዘለኹም ዕድሚኹም ስሓቕ ዝመልኦ ይኹን😍
    ❤🍾🍷ርሑስ ሓድሽ ዓመት ፡ ዓመተ ሰላምን ራህዋን 🌿 ርሑስ ኣውድኣመት ይግበረልና🍷🍾 ❤️

    • @ናይማርያምባርያእየናይኣም
      @ናይማርያምባርያእየናይኣም 5 ปีที่แล้ว +3

      አሜን አሜን አሜን!

    • @ANYE.MiCHELE
      @ANYE.MiCHELE 5 ปีที่แล้ว +3

      @@ናይማርያምባርያእየናይኣም 🙏🙏🙏

    • @user-wv7yn8pq8t
      @user-wv7yn8pq8t 5 ปีที่แล้ว +3

      Amen Amen Amen 😍😍😍😍😍❤❤❤❤🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻

  • @natutadish8762
    @natutadish8762 4 ปีที่แล้ว +1

    Ik vind het wel goed met
    Om te zien en te kijken en horen

  • @amharaahyagondergonderyeah5946
    @amharaahyagondergonderyeah5946 5 ปีที่แล้ว +3

    Gere emun Film King of Afrika. Selam ne hagrn Ethoipa 🇪🇹 amen ❤️ ❤️ ❤️. Enkun Adersen le awdamet Ye Ethoipa lijoch ❤️ ❤️ ❤️ ❤️. I miss Ethoipa adey ❤️❤️❤️. Ich liebe 🇩🇪 🇪🇹 🇩🇪 🇪🇹 🇩🇪 🇪🇹 🇩🇪 🇪🇹

  • @ንጽድቂተደሊናንኩሉሰብጽቡ
    @ንጽድቂተደሊናንኩሉሰብጽቡ 5 ปีที่แล้ว +7

    ሩሑስ ሓዲሽ ዓመት ይግበተልኩም and ሩሑስ ባዓል የውሃንስ ይግበረልኩም ጽቡቅ ስራሕ ፍታዊኩም ካብ ኤርትራ።

  • @ጓንደርሀገሬ
    @ጓንደርሀገሬ 5 ปีที่แล้ว +6

    ርሑስ በዓል ቅድስ ዮውሃንስ ይግበረልና ደቂ ዓይኒ ትግራይ ህዝቢ ኤረትራን

  • @galedagahamus9984
    @galedagahamus9984 5 ปีที่แล้ว +1

    ዳገርየ እሙን እንቃዕ ኣብፀሐኩም ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ኣብ ዓድን በርካን ዘለና ነዓመታ ከምዚ ይዕቆረና ኣብ ስደት ዘለና ስደትና ይኣኽለኩም ይበለና

  • @ጋልዞምተጋሩ
    @ጋልዞምተጋሩ 5 ปีที่แล้ว +4

    ቤቲ ሽኮር ገሪ ኸኣ ከይተረደኦ ይፀልአኪ ይመስለኒ ክክክክክክክ

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 5 ปีที่แล้ว

    🕊🍇🍇🍇ርሑስ ብዓል ፈና ልዋም ብሩህ ሰናይ ዓውደ ዓመት ይግበረልና ኣምላኽ ኣሜን ኣሜን ኣሜን:::::🍇🍇🍇
    🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌾🌾🌾🌾☔☔☔🕊🐽񢠽񢥊🌻🌻🌻🌹🌹🌹
    ኣማን ብኣማን ኣማን ብኣማን ሓዱሽ ዘመን መፂኡ ጎይታ ነመስግን:::!!!! ዕልልልልልልልልልልልል ዝተባረኸ ልዋም ማዓልቲ ሰናይ ለሊት ብሩህ ተስፋ ለምለም ሹሻይ ዘመን ይግበረልና ልዑል ፈጣሪና ኣጋዕዝተ ቅድስቲ ሥላሴ ኣልፋ ኦሜጋ ሕያው ኣማኑኤል ምሕረት የውርደልና ሔሩ ኣማኑኤል ኣይፈለየና ኣዝዩ ይሓልወና ኣዝዩ ይባርኸና ማሕበርናን ዓውደ ዓመትናን፥ስድራቤትናን፥ቤተሰብናን፥ዘመድ ኣዝማድናን፥ዓለትናን፥ወገንናን፥ዓድናን፥ሃገርናን፥ጎረባብትናን፥ኣሃጉርናን፥ዓለምናን ብዓለም ዙርያ ኹሉ ሰላምን ፍቅርን ፍቅርን ፍትሕን ሕግን ስርዓትን ናፅነትን ጥበብን ምስትውዓልን ሓቅነትን ሓጎስን ደስታን ክብርን ፅድቅን ኩሉ ይሃበልና /ይሃበና ንኹልና ደቂ ኣዳምፍጥረት ይግበረልና ይሓልወና ይባርኸልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!!፥ እመቤትና ፅዮን ማርያም ቅድስቲ ድንግል ኣደና ኩልሻዕ ብቅድመና ትቅደመልና! ኣሜን ፫:::፥ ቅዱሳን ሊቀ መላእኽቲ፥ቅዱሳን እልፍ ወትእልፈ ኣእላፋት መላእኽት፥ ማሕበረ ቅዱሳን መላእኽት፥ ቴስዓን ትሻዓተን ነገደ ቅዱሳን መላእኽት፥ ቅዱሳን ኣርብዓን ኣርባዕተን ታቦት፥ ቅዱሳን ዒስራን ኣርባዕተን ካህናተ ሰማይ፥ ቅዱሳናት ሰማዕታት፤ፃድቃናት፥ነብያታት፥ሓዋርያታት፥ሰማዕታት፥ደናግላት፥መኖኮሳት፥ ቅዱሳን ጳጳሳት፥ቅዱሳን መር ጎይታታት፥ቅዱሳን ቀሳውስቲ፥/ቀሽታት፥/ካህናት፥ቅዱሳን ዲያቆናት፥ቅዱሳን መዘምራናት፥ቅዱሳን ምእመናት ኹሉ ፀሎቶምን ኣማላድነቶምን በረኸቶምን ረዲኤቶምን ሰናይ ፀጋኦም ኹሉ ይሕደረና ንሓዋሩ ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን::::!!!!
    🕊🕊🕊🌻🌻🌻🌻🌹🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌾🌾💐💐🌼🌼🌼🌼🌻🌻🌻🌻🌻🌹🌹🌹❤❤❤❤❤❤🌻🌻🌻🌻🌹🌹🌹🌹🌾🌾🌾☔☔☔🌺🌺🌺🌺🌺🍇🍇🍇🍇🍇🍇🌸🌸🌸🍇🍇🌻🌻🌻🌻🌹🌹🌹🌹☔☔☔🌾🌾🌾🌾❤🕊🕊🕊🍇🍇🕊🕊🌹🌹🌻🌻🌼🌼❤❤❤💛💛💛🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌹🌹🌹🌹🌹🌼🌼🌼🌼🌼🌺🌸🌸🌸🌺🌷🌾🌾🌾🌾💐💐💚💛❤🌷🌷🌻🌻🌻🌹🌹🌹🌼🌼🌼🌻🌹🌾🌾🌾

  • @ናይማርያምባርያእየናይኣም
    @ናይማርያምባርያእየናይኣም 5 ปีที่แล้ว +35

    እንኳዕ በስላም ኣብጸሓኩም ን2012 ዓ.ም!!
    ርሑስ በዓል ቅዱስ የወሃንስ ይግበረልና!
    ዘመነ ሠላም ዘመነ ቅሳነት ይግበረልና
    ሓሳብ ልብና ኣምላክ የስምረልና
    ነቶም ኣብ ችግርን ጸበባን ዘለው ኣሕዋትና
    ካብ ጸበባ ከውፀኦም ሰናይ ፍቃድ ኣምላክ ይኩነልና
    በቢዘለናዮ መጻኢ ዘመን እግዚአብሔርን ንፈርሐሉ ሕሊናና ብቅኑዕ መንገዲ ንጓዓዘሉ ብጥዕናን ብፍቅርን ሓድመትን ተካዲና ብስራሕን ብመልካምነትን እነሕልፎ ዝተቀደስ ዘመን ይግበረና!!
    እንዳ ገሬ እሙን ከምዚኣ ንዓመታ ሓሳብ ልብኩም ሰሚሩ ሕምኩም፡ተፈቲሑ እትርእሉ ይግበአአልኩም !

  • @amanielhaftom7981
    @amanielhaftom7981 5 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ኑፋዓት ኩሉኹም ቀፅልዎ እናዳ ኣያ ዘርኣቡሩኽ ዓይነይ ለም ለም ዓይነይ ኸመይ ዲኹም ደስ ትብሉ ይበል ስራሕ ኣጀኹም ኣብ ጎንኹም ኢና

  • @Minas_surafel
    @Minas_surafel 5 ปีที่แล้ว +15

    ይቅሬታ ደንጉየ ስራሕ እንድየ ኣምሲየ ሕጂ ግን ገሬዋኒ ምስ ቤቲ ክሽይፎም እየ
    ብሸም ገሬ እሙን ድራማ በሉ like ወቁጡኒ 👈❤

  • @robelgezae3068
    @robelgezae3068 5 ปีที่แล้ว +2

    ርሑስ በዓል ይግበረልና
    መሐጎሲና ኣውዳኣመት ይግበሮ
    ኣሜን🙏🙏🙏🇪🇷⛪🇪🇹

  • @eventvlove8749
    @eventvlove8749 5 ปีที่แล้ว +303

    ሎሚ ቀዳማይ ጽሒፈ ሎም በጃኩም like ሃቡኒ ንገሬ እሙን ትፈትው
    👎❤❤♥️🇪🇷👈🤩🤩

    • @rshanhagos1625
      @rshanhagos1625 5 ปีที่แล้ว +2

      ደስ ባሃልቲ ደቂ ትግርይ

    • @bbbjjj6791
      @bbbjjj6791 5 ปีที่แล้ว +1

      Ewwww enikua abtsehekum

    • @mesheshFunnyvideo
      @mesheshFunnyvideo 5 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/syM3uss6E8c/w-d-xo.html

  • @danieltesfagebriel230
    @danieltesfagebriel230 5 ปีที่แล้ว +6

    Rhus Awdametn hadsh Ametn nmelae hzbi Eritrean & Tigrayn ❤❤🙏🙏

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 5 ปีที่แล้ว +3

    ትግራይ ወለላይ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ርሑስ የውሓንስ ብዓል ርሑስ ሰናይ ዓውደ ዓመት ይግበረልኪ ልዑል እግዚኣቢሔር ጎይታና ፈጣሪና ኣቦይ እዝጊ ሥላሴ ኣዝዮም ይሓልውኺ ኣዝዮም ይባርኸኺ ኣማኑኤል እግዚኣቢሔር ልዑል መድሓኒዓለም ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፅዮን እመቤትና ማርያም ቅድስቲ ድንግል ኣደና ኣይትፈለየና ኩልሻዕ ብቅድመና ትቅደመልና ብኣማላድነታ ብፀሎታ ብረዲኤታ ኹሉ ኣይትፈለየና!፥ናይ ቅዱሳን መላእኽት እና ናይ ቅዱሳን ፃድቃን በረኸት ረዲኤት ኣማላድነት ሰላም ፍቅሪ ሰናይ ኩሉ ይሕደረና ኣይፈለየና ንሓዋሩ ይንበር ኣብ ምሉእ ዕድመና ሂወትና! ፍቅሮም ኩሉ ይንገስ ኣብ ልብና ንዘለዓለሙ ኣሜን ኣሜን ኣሜን:::!!!! ይኹነልና ይግበረልና ፫::::!!!!

  • @ashu6148
    @ashu6148 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣቱም ፅሩያት እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ዘርኣብሩክ ዝፈቱ like

  • @mengstabrezene5484
    @mengstabrezene5484 5 ปีที่แล้ว +3

    ሰናይ ሓዱሽ ዓመት ናይ ሰላም ናይፍቕሪ ናይልምዓትን ዕርቅን ዕብየትን ይግበረልና ደቂ ዓደይ ማዓረይ ትግራይ ምልባማ ንሰምሃል ኣድናቒኣ እየ ለባም ትግራዋይ

  • @technosammsung7445
    @technosammsung7445 5 ปีที่แล้ว +2

    ማራ ናፍቐኩም ነይረ ገሬ &ቤትየ እንኳዕ ናብ ሓዱሽ ዓመትን ቅዱስ ዮሃንሰን በሰላም ኣብፃሓኩም ዘመነ ፍቅሪ፣ ራህዋ፣ቅሳነት ሰላም፣ ሓድነት ይግበረልና ደቂ ዓደይ።

  • @tigray3538
    @tigray3538 5 ปีที่แล้ว +192

    ንትግራይ ዝናፈቀ ከምዝይ ከማይ
    👇♥️😍🥰🥰

  • @abebegebremedhin9414
    @abebegebremedhin9414 5 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ተኸታታሊ ፊልሚ እዩ።
    ንዞም ተዋሳእቲ ድማ ነተባብዐዮም ኩላትና ተጋሩ (ትግራይ ን ኤርትራን ) ንቓንቓና ትግርኛ ዕብየት ይምልከተና እዩ ኢለ ስለ ዝሓስብ ።

  • @amarechzenebe3497
    @amarechzenebe3497 5 ปีที่แล้ว +46

    እንኳዕ ደሓን መፃኩም ሓድሽ ዓመት ናይ ሰላምን ጥዕናን ይኩነልና አብ ስደት ዘለና ንዓድና ንምለሰሉ ዘይ ሕጋዊ ስደት ዝተርፈሉ ይግበረልና ፈጣሪ አሜን አሜን አሜን

  • @alexmebra5423
    @alexmebra5423 5 ปีที่แล้ว +2

    Waww kubrat yehwat ruhs kudus yewhans awdeamet ygberelna 😍😍nGere and Beti zfetu like👍👍👍👍eske yehgusni

  • @Insight-n1j
    @Insight-n1j 5 ปีที่แล้ว +52

    🌿🌾❤ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ርሑስ ኣውድኣመት ይግበረልኩም ❤🌿🌾

  • @zitexememeyiewet2071
    @zitexememeyiewet2071 5 ปีที่แล้ว +12

    Gere shkorrr, nay behaki tewasayyy, 20,000 like

  • @ኣደይማዓረይብርሃንገዛና
    @ኣደይማዓረይብርሃንገዛና 5 ปีที่แล้ว +7

    ዌል ምቅራተይ ርሑስ ባዓል ቅዱስ ዮውሃንስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ደቂ ዓባይ ትግራይ ዓደይ

  • @danielaman3054
    @danielaman3054 5 ปีที่แล้ว +1

    Kkkkkkkkk እንቅላሊሕ ዶርሆ ኢሕ ክክክክክክክክ ኣላ ጆኬር ሽኮር።
    ርሑስ ኣውደኣመት ይግበረልና ነዓመታ ከምዚ እዋን ብሰላምን፡ፍቅርን የጽንሓና

  • @fikirabrham6191
    @fikirabrham6191 5 ปีที่แล้ว +4

    ንመላእ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ይግብረለልኩም ኣብ ስደት ዘለና ክኣ ስደትና የሕፅረልና የሕዋተይ ሰናይ ዘመን ይግበረልና እንካዕ ድሓን መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን

  • @zaydgalltigray8825
    @zaydgalltigray8825 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣቱም ጎበዛት ደቂ ዓደይ ብጥዕሚ ትዓቡዩ ሰባት ኢኩም ኣጆኩም በርትዑ ሰናይ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ንኩለኩም ኣመንቲ ክርስትና ብሽም ቤቲ 👍👌

  • @ዮርዲ-ኈ7ጠ
    @ዮርዲ-ኈ7ጠ 5 ปีที่แล้ว +12

    Ruhus hadush amet ygbrelna🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹

  • @gmilkiyas
    @gmilkiyas 5 ปีที่แล้ว +2

    ዘራአብሩኽ ዓይነይ....ን 2012እንጀራ ምቑጻር ግደፍዋ ዋይ...

  • @sabiyahah4781
    @sabiyahah4781 5 ปีที่แล้ว +4

    ውይይ ሀዝስ ንቤቲ ሽኮር ኣሕፂርኩምልናዋ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና

  • @እናቴእወድሻለው-ሰ3ጐ
    @እናቴእወድሻለው-ሰ3ጐ 5 ปีที่แล้ว

    ገሬ እሙን ፀሉአካ ካብ ግብሪ ዝቅኑስኒ ዕድመይ ይቀኑስኒ ድዩ ዝበልካ አንታ ሓሳዊ አብ ዓድና ሰሪሕና ከይንበልዕ ብግብሪ መንግስቲ አንፀርፂርና ኢና ፈቀዶ ስደት ተበትና ዘለና

  • @ጓልሃገረሰብ-ቐ9ጠ
    @ጓልሃገረሰብ-ቐ9ጠ 5 ปีที่แล้ว +25

    ዋ አታ እዚ ሰብ አበይ ድዩ ልውዕል ዘሎ ኣብ 1ደቂቃ 36 ብዝተረፈ ርሑስ ባዓል ዮውሃንስ ይግበረልና ደቂ ትግራይ ትግርኛ🌷🌻🌷🌻🌷🌷

    • @monamanoo3856
      @monamanoo3856 5 ปีที่แล้ว

      እመብርሃን የዓይኔ ብርሃን ወጀራቶት ዘበነ ሉቃስ እዩ ዘበነ ማርቆስ እዩ

    • @ጓልሃገረሰብ-ቐ9ጠ
      @ጓልሃገረሰብ-ቐ9ጠ 5 ปีที่แล้ว +2

      @@monamanoo3856 ዘበነ የውሃንስ እዩ

  • @የልኡልሸጋእናትየልኡልሸጋ
    @የልኡልሸጋእናትየልኡልሸጋ 5 ปีที่แล้ว +1

    እንዃዕ ንሓድሽ ዓመት ብሰላም አብፀሐኩም አብፀሐና ንኹሉኺም ተዋናይቲ ርሑስ በዓል

  • @fishalefutsum2696
    @fishalefutsum2696 5 ปีที่แล้ว +28

    መጀመርያ ሩሑሰ ሓዱሸ ዓመተ ይግበረልና ካበኡ ቀጺለ ኣብዛ ፊሊም ትዋስኡ ዘለኩም ንኩልኩም እየ ዝፈትወኩም ቀንዲ ግን ዘራአብሩኽ ዓይነይ ኸኸኸኸኸኸኸኸኸኸኸኸኸኸ ከብደይ ቆሲለ ደየ ገለ በቃ እንታይ ደዪ ኢልዋ ንለምለም ዓይነይ 3800 ሃበኒ መሰ በለቶ ኸኸኸኸኸኸኸኸኸኸኸ ምጻሓፉ ኸጥዕመኒስ ሙሉእ ግበርዮ🤣🤣🤣🤣🤣😘💐✅💯👌❤

    • @netsigebremeskel5977
      @netsigebremeskel5977 5 ปีที่แล้ว +5

      ክክክክክክክክክ ኣርባዕተ ሽህ ሃበኒ ካብትብለኒ ንዳን ጫማ ፍርቀይ ኢብካ ፈትሕካ ስደደኒ ዘይትብለኒ ክክክክክክክክ

    • @netsigebremeskel5977
      @netsigebremeskel5977 5 ปีที่แล้ว +2

      እንካዕ ኣብቀዐና ኣብቀዐኩም ደቂ ዓበይቲ

    • @fishalefutsum2696
      @fishalefutsum2696 5 ปีที่แล้ว +2

      @@netsigebremeskel5977 ❤👌💯

  • @MP-lu8mh
    @MP-lu8mh 5 ปีที่แล้ว +3

    እንኳዕ ብዳሓን መፃእኩም እንዳ ገሬዋ እሙን ።
    ቤቲ ሓላል ኣብ ቀዛሕታ ዝገበርክዮ ቃለ መሕትት ሪኤዮ እየ ፤ ሓሳብ ልብኺ የስምረልኪ ኣጁኺ ኣብ ዝሓሰብክዮ ክትበፅሒ ኢኺ መቐረተይ ።
    እንዳ ገሬ እሙን ሕድ ሕድኩም ብጣዕሚ ንፉዓት ተስፋ ትግራይና ኢኹም ቀፅሉሉ ።
    እንኳዕ ኣብፃሓና ኣብፃሓኩም ድማ ኣሜን በሉ ዝፈልጦ ታኣም የብለይን ዋ ።💓💓💓

  • @weygudeweyadiynafckemasyzi8555
    @weygudeweyadiynafckemasyzi8555 5 ปีที่แล้ว +4

    Ruhs hadsh Amet , betet hexitiey kef aleki mikirt habibti 👈 😍 😍 😘 i am from Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷

  • @tesfalemhagos214
    @tesfalemhagos214 5 ปีที่แล้ว +2

    Ane eritrawi eye, nimejemerta gize nay tigray film zisehabetni eziaa eya. 10 gize semieekaya zey tmno nay gerie emun. Ajokum kexluwa btaami xubuk

  • @በረኻዓደይ
    @በረኻዓደይ 5 ปีที่แล้ว +3

    ኩሉኹም ኣመንቲ ክርስትና ዝኾንኩም ፣ እዝግኣብሄር እንቃዕ ኣብዚ ክቡር በዓል ኣብጽሓና፣ ናይ ሰላምን ፍቕርን ስኒትን ዓመት ይግበረልና።

  • @musiedawit4169
    @musiedawit4169 5 ปีที่แล้ว

    ስለ ዝሸማቐቑ እኒአዉ ዝበልክሞሲ ስለዝስከፉ ዘለዉ እዩ ዝባሃል ቃላት ናይ ኣምሓርኛ ኣይትሕወሱ ብዝተረፈ 100%

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 5 ปีที่แล้ว +8

    ውውውውው እንካዕ ደሓን መፃእኩም እንዳ ጌሬ እና ጀኮር ርሕስ ሓድሽ ዓመት ይኩነልና

  • @btchanelredae6070
    @btchanelredae6070 5 ปีที่แล้ว +2

    Ruhus AwdeAmet ygberelna hzbe kristan

  • @ابو-ظ1ص
    @ابو-ظ1ص 5 ปีที่แล้ว +80

    እስይ ኣነ መጀመርያ ኮሜንት ጀመራት ንኩሉኩም ህዝብ ትግራይ እንካዕ ንሓዱሽ ዓመትን ኣብፀሕኩም ❤❤❤

  • @fiyametadonik6816
    @fiyametadonik6816 5 ปีที่แล้ว +11

    U made my day 100% knesa😂😂😂😂gerie habibi

    • @KS-zn8ch
      @KS-zn8ch 5 ปีที่แล้ว

      Kkkkkkk nay behaki ewin kemu zgebru alewu ab boutique hji 100% knesa yblu emo gn ayknsun nsmu eu zltfwo amil meshabi eya ztkemula 😂😂😂

  • @merhawigoitom9322
    @merhawigoitom9322 5 ปีที่แล้ว +30

    መደብኩም ጽቡቅ ነሩ ግን.
    1. ኣብ መንጎ ፊልም ረክላም ኣይትእትዉ።
    2.እቲ ሰሓቅ ውን ናይቶም ትዋሳእቲ ክከውን ኣለዎ እምበር እቲ ብደገ ካብ ካልእ ትውስኩሉ ጽቡቅ ኣይኮነንን።
    ንዝኮነ ተዓዛቢ ጽቡቅ መደብ እዳኣቅረብኩም እቲ ሰሓቅ ግን ኣይትብዝሕዎ ኣብ መንጎ ናይ ካልእ ምውሳክ ውን ጽቡቅ ኣይኮነንን።
    ውልቃዊ ሪኢቶይ ኢዩ።

    • @isakapptube4726
      @isakapptube4726 5 ปีที่แล้ว

      እምኒ ዓረ ከም ቀደምና እሞ ንትረረ 👍🏾👍🏾👍🏾😍😍

    • @ገነትኤደምገነትኤደም
      @ገነትኤደምገነትኤደም 5 ปีที่แล้ว

      ክስምዕና ኣይከኣሉን

    • @mesheshFunnyvideo
      @mesheshFunnyvideo 5 ปีที่แล้ว +1

      th-cam.com/video/syM3uss6E8c/w-d-xo.html

    • @merhawigoitom9322
      @merhawigoitom9322 5 ปีที่แล้ว

      @@mesheshFunnyvideo ሓደ ካብ ተከታተልቲ መደብኩም ኢየ።
      ብፍካይ ከም ባዓል መሸሽ እንዳእመጻእኩም ደኣ ኣዘናግዑና

  • @tsadeydelaytifkernselamn5484
    @tsadeydelaytifkernselamn5484 5 ปีที่แล้ว +1

    Enkae nehadesh amet beselam abtsehena zebne selam zebne fekeri yegberelina Amen amen amen

  • @habenyekalo7798
    @habenyekalo7798 5 ปีที่แล้ว +31

    Happy new year deki Tigray and I like you ጽቡቃት።🙏😘

  • @seluraya
    @seluraya 5 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውው ርሑስ ሓድሽ ዓመት ንመላእ ህዘቢ ኢትዮጵያ ዋውው ደስ ክትብሉ ኣነስ ክፈትዮኩም መዓት

  • @geni3064
    @geni3064 5 ปีที่แล้ว +38

    *2 ኢየ ላይክ ጽቀጥለይ እንካዕ ኣብጸሐኩም ድማ ደቂ ዓደይ ሙቁራተይ*

    • @KS-zn8ch
      @KS-zn8ch 5 ปีที่แล้ว +1

      ክክክክክ 2 እየ እዳበልካ ልመና ተጀሚሩ ድዩ ! ክክክክክ 2 ስለዝኾንኪ 2 ግዘ ፀቂጠልኪ ኣለኹ ! ኣሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፅሐና ከዓ !

    • @geni3064
      @geni3064 5 ปีที่แล้ว

      @@KS-zn8ch ክክክክ ላይክ ኢንድየ ጥዕመ ዘይፈልጥ ኢንታይ ዩ ዝጥዕም ጣዕሙ ክፈልጦ ደልዩ😁ክኣ ንመጀመርታ ግዜ ኢየ ዝርእያ ዘለኩ ብዙይ ላይክ ጸቅጥካ ዶታ ካልኤቲ ክኣ ሳስክራይብ ቱኩን😁

  • @efremeyobe4613
    @efremeyobe4613 5 ปีที่แล้ว +1

    Wawwwwww des tebl film kab tgaray tgrina nmejmerya gze des tbl natkum tekatatile gn ab mwrad tehababeruna tdnguyu konkum bzkone adnektum nxbe alena part 20 btami mxbaya kefina bzkone kexlwo

  • @jerryappmedia-8504
    @jerryappmedia-8504 5 ปีที่แล้ว +46

    ቀዳመይቲ ዝፈልጦ ተኣምራት የብለይን ብስም ገሬን ቤትን ላይክ ኣጽግቡኒ ርሑስ ሓንሰ መስቀል ይግበረልኛ🌼🌻🌼🌻ዘመነ ሰላም ፍቅር ይግበረልና ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ፣ዳ ገሬ እሙን እውን ሰናይ ናይ ስራሕ ዘመን ይምነየልኩም❤👈

  • @ilovetigray2337
    @ilovetigray2337 5 ปีที่แล้ว

    Enkon abthuekm sekrnatat deky aday Tegray abat ezy deramy eko bezhu temhrty ey temhrty 👍👍👍👍❤️❤️❤️👍❤️👍

  • @Tube-fp8gy
    @Tube-fp8gy 5 ปีที่แล้ว +28

    ሰላም እንኳን አደረሳችሁ 🌻🌻🌻🌻
    💚💛❤👏👏👏👏👏አማርኛ የምስሙ ምስሉን በመንካት ጎራበሉ መልካም በአል

    • @nbvc854
      @nbvc854 5 ปีที่แล้ว +1

      አሜን (3) እንኳን አቡሩ አደረሰን

    • @mesheshFunnyvideo
      @mesheshFunnyvideo 5 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/syM3uss6E8c/w-d-xo.html

  • @monumonyo6370
    @monumonyo6370 5 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ኣብፀሐኩም ደቂ ትግራይ ወለሎ 🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌹🌹🌹🌹🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌺🌺🌺🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌹🌹