Gere emun part 57

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ก.ค. 2020
  • ፈተውትን አድነቕትን ገሬ እሙን youtube channel subscribe ብምግባር አተባብዑና
  • ตลก

ความคิดเห็น • 807

  • @meb3280
    @meb3280 4 ปีที่แล้ว +126

    ውላድ ዝደሊ ነዚኣ 👍🏿 ናብ ሰመያዊ ይቐይራ/ትቐይራ!
    👇

    • @zyz9862
      @zyz9862 3 ปีที่แล้ว

      💕💞💕

  • @sasing2281
    @sasing2281 4 ปีที่แล้ว +347

    ን ለምለም ዓይነይ ካብ ልቡ ዝፈትዋ ኣብዚኣ ተመዝገቡ።

  • @user-pu6dn5tc8q
    @user-pu6dn5tc8q 4 ปีที่แล้ว +413

    ገሬ ኡሙን እዛ ፊልሚ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ። ካብ ኤርትራ ሓዉኩም እየ ፍቅሩኩም ዝድሊ ።

    • @user-pt5px6jg3j
      @user-pt5px6jg3j 4 ปีที่แล้ว +3

      Tanx kubur haw kbur mare nebsu yekbreka

    • @wediema5409
      @wediema5409 4 ปีที่แล้ว +1

      ክክክክ ክስቅ እለ እየ

    • @wediema5409
      @wediema5409 4 ปีที่แล้ว +1

      ናዓይ እሞ ምስ ዕሉኣ እዩ ኣጥፍእለይ

    • @susufkrfekarnzkereba9893
      @susufkrfekarnzkereba9893 4 ปีที่แล้ว +1

      Tenks mukur😚😚😚

    • @hh5249
      @hh5249 4 ปีที่แล้ว +3

      ካማካ የብዝሓዮ ሓወይ ኩሉ ፍቅሪይ ዩ ዝደሊይ

  • @dfff4041
    @dfff4041 4 ปีที่แล้ว +165

    ተጋሩ በይዛኩም መናእሰይ ኣብ የመንን ሱዑድን ይሳቀዩ ኣለዉ በይዛኩም ኩሉኩም ስነ ጥበባዉያን ተሳተፉ 😭😭😭😭

    • @jdjgbkdv6782
      @jdjgbkdv6782 4 ปีที่แล้ว +2

      👍👍👍

    • @uytwer2425
      @uytwer2425 4 ปีที่แล้ว +2

      ብትክክል ፍትሒ ንኣሕዋትና

    • @salamm5007
      @salamm5007 4 ปีที่แล้ว +2

      ብሓቂ ሓወይ ናተይ ግን ኣበይዲኦም ይርድኦም ጉሓፋት

    • @jfuf1383
      @jfuf1383 4 ปีที่แล้ว +1

      Bhaki an hmak kunetat alew

    • @ledialedia4385
      @ledialedia4385 4 ปีที่แล้ว +1

      ትኽኽል👍👍👍☝

  • @romodanadem9274
    @romodanadem9274 4 ปีที่แล้ว +63

    ዝፈልጦ ታኣምር የብለይ
    ወዲ ቐሺ ክክክክክክክ
    🇪🇷🇪🇹👌👌 please like my comment 🥰

    • @eslamkhaled8827
      @eslamkhaled8827 4 ปีที่แล้ว +1

      ሳብስክራይብ ግበረለየ ወዲ ዓደይ

  • @user-fj4sw9hi8c
    @user-fj4sw9hi8c 4 ปีที่แล้ว +70

    ኣነ ውን ክወልድ ይደሊ ኣለኩ ይስመረልኪ በሉኒ ዳ ገርየዋ 🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄ላይክ ክኣ ዋ❤💘

    • @ertube508
      @ertube508 4 ปีที่แล้ว

      Ajoki kiweldelki eye

    • @mogolomanchesterawi516
      @mogolomanchesterawi516 4 ปีที่แล้ว

      ane aleku ki kk

    • @user-fj4sw9hi8c
      @user-fj4sw9hi8c 4 ปีที่แล้ว

      በሉ ዝሰዓረ 🙄🙄😛😛😛😛😛

    • @user-fj4sw9hi8c
      @user-fj4sw9hi8c 4 ปีที่แล้ว +1

      @Faniel Tekle ውሰደኒ እሞ ናብኡ 😜😜😜😜😜ድሕሪኡ ንሪኦ🙄😝

    • @user-jj1gx2ei5j
      @user-jj1gx2ei5j 4 ปีที่แล้ว

      የስምረልኪ መዓረይ

  • @roozkiros6065
    @roozkiros6065 4 ปีที่แล้ว +22

    ወይ ቅድመትኹም ድኣነ ኣታዮ ሃመይ ድብለ ይኡ እዝይ ፍትዋተይ እንካዕ ብሰላም መፅእኹም

  • @wedieri7570
    @wedieri7570 4 ปีที่แล้ว +36

    wellcome tsbuqat
    እዳ ገርየ ጽቡቅ ስራሕ ከም ኩሉ ግዝየ
    ንቅቅቅ ኣቢልና1000likeሃየ የሕዋት ነታባብዓዮም ኣይክፈሎን ሓውኩም ኤር

  • @milihabesawit8861
    @milihabesawit8861 4 ปีที่แล้ว +38

    ንዳ ዘብርኣብሩክ ዓይነይ ዝናፈቀ #Like🇪🇹

  • @nugusseberhe9005
    @nugusseberhe9005 4 ปีที่แล้ว +38

    ሰላም ሰላም ኣነ ኤርትራዊ ኢየ ናይ ብሓቂ ንፍዓት እቲ እትገብርዎ ገጸ ባህሪ ማዕረ ክንደይ ዓሚቅ ስነ ጥበብ ከም ዘለኩም ዘመልክት እዩ። ኣጁኹም ንፍዓት ብጣዕሚ'የ ዘድንቀኩምን ዝፈትወኩምን ቀጽልዎ ስራሕኩም ኣሕይልዎ።

    • @Habesha3789
      @Habesha3789 4 ปีที่แล้ว +2

      We love you too brother

    • @eslamkhaled8827
      @eslamkhaled8827 4 ปีที่แล้ว +2

      ንሕናለ ንፎትወካ እና ዝሓወይ ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ💜💜💜

    • @nugusseberhe9005
      @nugusseberhe9005 4 ปีที่แล้ว +1

      @@eslamkhaled8827 tanks

  • @user-kt5go2fk9v
    @user-kt5go2fk9v 4 ปีที่แล้ว +47

    ርግኣት እንካዕ ደሓን መፃኪ 😘😘😘😘ከማይ
    ዝፈትዋ

  • @meradedeart9949
    @meradedeart9949 4 ปีที่แล้ว +31

    ለ..ም..ለ..መ...ይ ናፍቆተይ miss u
    ስደት ዘለኩም ስደትኩም የሕጽረልኩም
    From eri

  • @user-dz3qk9sb6l
    @user-dz3qk9sb6l 4 ปีที่แล้ว +15

    i miss u Tegaru betami eya zefetewekum from Eritrea.

  • @naomimqurzanta2019
    @naomimqurzanta2019 4 ปีที่แล้ว +412

    ኪዳነ ምሕረት ትሓልኩም ፡ካብ ፍቁር ወዳ ምሕረት ተውርደልና ።SUBSCRIBE ኣይትረስዑኒ 🇪🇹🇪🇷

    • @user-zt1ek8gw1m
      @user-zt1ek8gw1m 4 ปีที่แล้ว +5

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓርይ🙏🙏🙏ሰብ እውን ገይረልካ/ኪ ኣለኩ

    • @user-gx9nz8dx9t
      @user-gx9nz8dx9t 4 ปีที่แล้ว +7

      ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንንንንን

    • @LL-pt6ub
      @LL-pt6ub 4 ปีที่แล้ว +5

      Amen Amen Amen 🙏

    • @joytube9196
      @joytube9196 4 ปีที่แล้ว +5

      Subscribe esti deki adey 16 tehalikum

    • @user-do7gy1fu6z
      @user-do7gy1fu6z 4 ปีที่แล้ว +4

      NAOMI MQUR ZANTA
      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፡ንኩላትና ትሓልወና

  • @alexhawmercy1715
    @alexhawmercy1715 4 ปีที่แล้ว +64

    ከምዚ ከማይ ብናፍቖት እንዳ ገሬ ኡሙን ተሓሚሱ ዝቐነየ እስከ like ❤❤❤ 👍👍👍👈👈👈

  • @linidesbele380
    @linidesbele380 4 ปีที่แล้ว +12

    ኣሰይይይይ ኣብርሃም ፅሩይይይ ክስሕቅ ከሎ ክፅብቅ ኣስናኑ ፅሩይይይይ።

  • @user-tf2wr8iq5p
    @user-tf2wr8iq5p 4 ปีที่แล้ว +26

    ኪዳነ ምህረት ትሓሊኩም ደቂ ዓደይ
    ኣብ ስደት ዘለና ብሰላም ዓድና ይምለሰና ኣብዓዲ ዘለኩም ክኣ ብሰላም የፅንሕኩም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @user-qk9kx2ft5w
      @user-qk9kx2ft5w 4 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @annasamuel3090
      @annasamuel3090 4 ปีที่แล้ว

      Semayn midrin :zifetere: goyta: beynu zimote : ni mot siru zitese hade goyta medhani alem yhlukum: bizey bu hade zihlu yenen::

  • @weyguud6338
    @weyguud6338 4 ปีที่แล้ว +10

    እዋይ ዘርኣብሩክ ዓርከይ ሸጊጋ።ተፈቲሕካ እባ ሎምስ ናይ ጫርም ረኪብካ:ኣብ ትመጽእ ክኣ ን ገዛ ብምልእታ ክተጭርማ ተስፋ ንገብር።🇪🇷🏃🏾‍♂️🏃🏾‍♂️🇩🇪

  • @yordigaltigrayselammskulu2399
    @yordigaltigrayselammskulu2399 4 ปีที่แล้ว +62

    ክገርመኩም ዋላ ኣነ ቆልዓ ምውላድ ቃሕ ኢልኒ ተበልኩዎም
    ኣይ ተጋጊኪ እምበር ወቃሕ እዩ ኢልኪ መጀመሪያ ንባዕልኪ ዕበይ ኢሎምኒ 😢

    • @ihaveagoal2978
      @ihaveagoal2978 4 ปีที่แล้ว +5

      Welad emo mieas yixlae koynu gin kulu bimedeb kikewin alewo kulu

    • @user-lh6hy7oq4l
      @user-lh6hy7oq4l 4 ปีที่แล้ว +1

      ክክክክ ምሽ ዶ ሞክሸይ

    • @user-su4jp3lt3b
      @user-su4jp3lt3b 4 ปีที่แล้ว

      🤣🤣🤣🤣🤣🤣😁😁😁

    • @yosiefmicheal3844
      @yosiefmicheal3844 4 ปีที่แล้ว +2

      Wala bezi wn kemu eyu zelo

    • @iloveyoutigrayyou2903
      @iloveyoutigrayyou2903 4 ปีที่แล้ว

      kabizi DiA Tay tiwusiki

  • @nurulove6450
    @nurulove6450 4 ปีที่แล้ว +39

    ዋውውው ደቅ ትግራይ በሌን ትግራይ ኑበሩለይ ሳይከፍቹሁ 👍👍👍👈ረገፅ

  • @oykukarayeloykukarayel3229
    @oykukarayeloykukarayel3229 4 ปีที่แล้ว +16

    ለምለም ዓይነይ ንተዋስኦ ኢኪ ተፈጢርኪ ብሓቂ♥

  • @user-xe9by2us7z
    @user-xe9by2us7z 4 ปีที่แล้ว +68

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቅ ዓደይ ማዓርይ አረ በይዛኩም ፍትሕ አብ የመንን ሰዑዱን ዘለው እሰረኛታት በዛኩም መላ ግበሪሎም

  • @bereketalem9133
    @bereketalem9133 4 ปีที่แล้ว +16

    ፅቡቅ ስራሕ ዋ በጃኹም እንዶ እዞም አብ የመንን ሱዑድን ዝሳቀዩ : ዝንገላትዕ : ዝሓሙ : ዝቆስሉ ዘለው ሓደ ክልተ ድራማ ስርሑሎም :: ብፈጣሪ ሽም ይምሕፀነኩም የቀንየለይ ::

  • @user-yt8im9sc5s
    @user-yt8im9sc5s 4 ปีที่แล้ว +61

    ክክክክክክኣይትሰኣኑ ኡፍፍ ኣምበሳታት በእውነት ብራቮታትት ቤትየይይ ኣነም እኮ እየ ከማኪ ህፃን ዝፎቲ ብሰላም ካብ ስደት ይመልሰንስ እስኪ ካብ ትግራይ ወፃኢ ዘለኩም

    • @syumnelo4525
      @syumnelo4525 4 ปีที่แล้ว

      Ane ka kemaki emo nirakebi do abey da aloki haftey kakka

    • @hayelomhagos1588
      @hayelomhagos1588 4 ปีที่แล้ว

      @@syumnelo4525 Ha Ha ha

    • @syumnelo4525
      @syumnelo4525 4 ปีที่แล้ว

      @@hayelomhagos1588
      Kemia eya kakakakakakakaka

  • @mikisielay8114
    @mikisielay8114 4 ปีที่แล้ว +9

    Enda gere btami nafiqekum qenye btami des eluni mmxakum 😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-jm4rc6bw4b
    @user-jm4rc6bw4b 4 ปีที่แล้ว +14

    Asey asey anese እዛ ርግኣት ክፈትዋ ፅሪቲ ዓለም

  • @okubaymichael6771
    @okubaymichael6771 4 ปีที่แล้ว +33

    I love Tigray from Adikeyih Eritrea

  • @user-su4jp3lt3b
    @user-su4jp3lt3b 4 ปีที่แล้ว +13

    ኣሰይ ተጋሩዋኒ ምቁራት❤❤❤❤❤❤♥️♥️♥️😘😘😘😘😘💐💐💐💐💐💐💋💋💋💋💘💘💘💘🌹🌹🌹🌹💟💟

  • @hh5249
    @hh5249 4 ปีที่แล้ว +26

    ወይ ለማዓንቲይ ቤቲይ and ለምለም ዓይነይ ኣስሕቅክናና ቤቲየይ ኣብ ከተማ ዳኣ ማሕረስ ኣሎ ዱዩ ክክክክክክ እና በርቱዑ

    • @ertube508
      @ertube508 4 ปีที่แล้ว

      Mehares deki anistyo maleta eu kkkkkkkkk

    • @ertube508
      @ertube508 4 ปีที่แล้ว

      Maletey mahres ab Arat

    • @hh5249
      @hh5249 4 ปีที่แล้ว

      @@ertube508 እ ሐጂይ ተረዲኡኑይ ሓቃ ከረምቲ እንዱዩ ዛሕሊይ ገለታት ገለታት

  • @mengisthumetekeya7659
    @mengisthumetekeya7659 4 ปีที่แล้ว +12

    ዋው በጣም ነው የምትችሉት ዘና ነው የምለው እኔ ጎንደሬ ነኝ ግን ትግረኛ ከኢትዮጵያ አንዱ ቆንቁዋ በመሆኑ በስርአት ነው የምችለው እና አድናቂያችሁ ነኝ በጣም ነው የምከታተለው በርቱ ምርጦች

  • @sasbde9334
    @sasbde9334 4 ปีที่แล้ว +11

    ክክክክክክክ ሞይተ ኮ በቃ መኺነ እየ ፡
    ኣብርሃም ዕንጅሉ ከኣ ቆልዓ ከይተወልደ ጽቡቅ ስራሕ

  • @thomasgebre2921
    @thomasgebre2921 4 ปีที่แล้ว +6

    Agziabiher amlak fqrn snitn yhabna we proud of love from hawkum🇪🇷🇪🇷❤️👌💯

  • @user-ot6fx5kl6v
    @user-ot6fx5kl6v 4 ปีที่แล้ว +69

    ኪዳና ምህረት ምሳኩም ትኩን ደቂ ዓደይ መዓረይ

  • @SS-nm9nk
    @SS-nm9nk 4 ปีที่แล้ว +108

    😂😂💕💕ቲ ቆልዓ ይወለድ ትብሉ ኣብዚኣ ስከ ላይክ ግበሩ😂😂 እንዳ ዘርኣብሩኽ ኣስሒቕኩምና መቸም

    • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
      @nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 ปีที่แล้ว +1

      💛💛💛💛💛💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜

    • @tesfaeusnqey1615
      @tesfaeusnqey1615 4 ปีที่แล้ว

      Neya zegie dknetu zeytetsro 🤣🤣🤣

    • @user-zz7bv6qj7v
      @user-zz7bv6qj7v 3 ปีที่แล้ว

      ምዉላድስ ይዉለዱ ቃልዓ ትግራይ ጀግና እምስሎም ይዉለዱ💊💊💊

  • @sasing2281
    @sasing2281 4 ปีที่แล้ว +41

    መን ኣሎ ከምዚ ናተይ፡ እንዳ ገሬ እሙን ናፊቅዎም ዝቀነየ እንቃዕ ብደሓን መጻኩም።

  • @yorsalembereketab3534
    @yorsalembereketab3534 4 ปีที่แล้ว +17

    Kief zelekum 💝💎kidane mhret abzelenayo thalwena 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇹

    • @trhasbelay4463
      @trhasbelay4463 4 ปีที่แล้ว

      ክክክክክክክክክክክክክክ

  • @zttgy7054
    @zttgy7054 4 ปีที่แล้ว +18

    ክክክክክክ እንዳ ገሬ እሙን እንካዕ ዳሓን መፃኩም እይይይ ዘብረኣብልክ ዓይነይ ሰበይቲ ነዳቂየ ሒቀስ ደኪሙ እዩዋ ባዕልኪ ነቅንቅየ ቅቅቅቅቅቅቅቅቅ መይተ ገለ

  • @user-do4zd9dl4f
    @user-do4zd9dl4f 4 ปีที่แล้ว +30

    እስቲ ንለምለም ዓይነይ እስቲ ላይክ በሉለይ

  • @user-ku3sk8ng6q
    @user-ku3sk8ng6q 4 ปีที่แล้ว +227

    ኣታ በይዛኩም ፍትሒ ንኡስራት ሱዑዱን የመንን ሰብ ይረግፍሎ ሰለማዊ ሰልፊ ዘይትገብሩ

    • @genettsegay4666
      @genettsegay4666 4 ปีที่แล้ว +4

      እግዛብሄር ምሰኣቶም ይኹን

    • @adiamabay6731
      @adiamabay6731 4 ปีที่แล้ว +3

      ኢንታይ ዘይገበሩ ኢዮም ኢሞ ኢዝኦም ኣምላክ ምስኦም ይኩን

    • @user-lh6hy7oq4l
      @user-lh6hy7oq4l 4 ปีที่แล้ว +2

      @@adiamabay6731 ትክልል ማዓረይ

    • @jdjgbkdv6782
      @jdjgbkdv6782 4 ปีที่แล้ว +3

      ትክክለኛ 👍👍👍

    • @tgraweytieye8435
      @tgraweytieye8435 4 ปีที่แล้ว +1

      ትክክል

  • @user-jr4jx1fw5r
    @user-jr4jx1fw5r 4 ปีที่แล้ว +21

    *ክክክክክክ እዋይ ኣብርሂሞ ሽኮር (ዋይ እቲ ቆልዓ ከይተወለደ ኢልዋ በቃ) ቆልዓስ ኣብ ሓንቲ ደቒቕ ዝውለድ መሲልዎ ኢዩ ግዲ ኣድማ ክገብር ውዒሉ*

  • @user-rz9bk5yo5j
    @user-rz9bk5yo5j 4 ปีที่แล้ว +12

    ሰይ ገሬ ዓይነይ😍

  • @aotali8812
    @aotali8812 4 ปีที่แล้ว +25

    ሰላም ሽኮራት ተጋሩዋኒ

  • @xxtxtentacionmyking4453
    @xxtxtentacionmyking4453 4 ปีที่แล้ว +35

    ኣታ ናይብሓቂ ኣብቲ ዓድናስ በቃ ሓድሽ ሙድ ኮይኑ ቆልዓ ምውላድ ገሬ እሙን ሽኮራት ወቅታዊ ነገራት እናምጻእኩም ስለ ተዘናጉዑና ካብ ልቢ ነመስግን💖💖💖

  • @ashuhabshweti2437
    @ashuhabshweti2437 4 ปีที่แล้ว +9

    ዋይ ስጋ ነይ ረግኣት ሕቑንቑን ኣብልክየን ኩለን ውላድ ዳልና ክክክክ እንዳ ቤት /ለምለም ዓይነይ ብዝኮነ እንኳዕ ብሰላም ተገላገልክ ሪጋኣተይ

  • @dahlak7181
    @dahlak7181 4 ปีที่แล้ว +186

    መን ኣሎ ከምዚ ናተይ፡ እንዳ ገሬ እሙን ናፍቅዎም ዘቀነይ እንቃዕ ብደሓን መጻኩም

  • @user-ec9dj4yu7s
    @user-ec9dj4yu7s 4 ปีที่แล้ว +38

    ቢቲ አይትቅለሊ ለምለም ዓይነይ እንየኪ አንደብት ብጣዓሚ ፍትዬዮ ሕፍትኩመ ካብ ትግራውቲ ካብ አሜረካ

    • @user-pt5px6jg3j
      @user-pt5px6jg3j 4 ปีที่แล้ว +2

      Karkter endya telabisa tserh la kbrti hafti

    • @user-dc3tx6pu9s
      @user-dc3tx6pu9s 4 ปีที่แล้ว

      ክክክክ

    • @user-nj1ce6uq3f
      @user-nj1ce6uq3f 4 ปีที่แล้ว +1

      Kelal fokas nski kab america dma tblley fokas dea nski endki eti tgraweyti zeyakleki

    • @user-dc3tx6pu9s
      @user-dc3tx6pu9s 4 ปีที่แล้ว

      የገርመካዩ

  • @selamteka2751
    @selamteka2751 4 ปีที่แล้ว +26

    I love you Tigrigna 🙏❤🇪🇹🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🤣🤣🤣🤣🤣👑

  • @desalegebreyohanes8616
    @desalegebreyohanes8616 4 ปีที่แล้ว +9

    ንመን ከም ነድንቕ እኮ ጠፊኡና ኣይተከኣልኩም ዘራብሩኽ 1000 ዓመት ንበር ክክክ ፍሉይ ክእለት

  • @herugalweres4214
    @herugalweres4214 4 ปีที่แล้ว +49

    መን ከም ተጋሩ የለን ዋላ ሓደ

  • @rahwarahwa7436
    @rahwarahwa7436 4 ปีที่แล้ว +51

    ኣስይ ለምለም ዓይንይስ ከማይ ዝፎትዋ ዶ ይህሉ

  • @yemanegebremichael3415
    @yemanegebremichael3415 4 ปีที่แล้ว +16

    ተመስገን እንካእ ብደሀን መፅአኩም ደሀይኩም ተፊኢና ኔሩ 👏👏👏

  • @kebariboymengsteab7083
    @kebariboymengsteab7083 4 ปีที่แล้ว +12

    ዘራብሩኽ ዓይነይይ ሕቆኦ ደክማቶ ክክክክ

  • @user-om1rg9ek2f
    @user-om1rg9ek2f 4 ปีที่แล้ว +10

    ጽቡቅ ሓሳብ ቆልዑ ዉለዱ ኩልኩም ትግራይ ወታደረ የድልያ ኣሎ ግን ሓደራ ከም ባዓል ኣብራሃ ደስታ ከም ባዓል ኣረጋዊ በረሀ ከይኮኑ

    • @Habesha3789
      @Habesha3789 4 ปีที่แล้ว

      Absolutely you right

  • @wwicxxcx805
    @wwicxxcx805 4 ปีที่แล้ว +25

    Welcom enkai dehan mexakum
    Belwom🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹❤❤

  • @saraisarai6957
    @saraisarai6957 4 ปีที่แล้ว +12

    Well come back no matter what we are always proud of you Deqi Tigray Geganu wey ke fetek

  • @hamerhamar1635
    @hamerhamar1635 4 ปีที่แล้ว +7

    ደስ ክብሉካ ጁቡዓተይ መኪነ እየ እቲ ቆልዓ ከይተወለደ ክክክክክ

  • @user-lk4tk8do7i
    @user-lk4tk8do7i 4 ปีที่แล้ว +18

    ከመይድና ናፍቅናኩም ነይሪና ፍትዋት ❤❤❤

  • @selamteka2751
    @selamteka2751 4 ปีที่แล้ว +9

    Welcome I miss you dake adeye mareya 🙏❤🇪🇷🇪🇹

  • @simonredae1445
    @simonredae1445 4 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ ናፊቀኩም ቀንየ ስድራኻ ተዛኻኽር ፊልም እያ ስሓቃ ስቅትኣ ጸወትኣ I love you ደቂ ትግራይ

  • @zersenaysbhat4524
    @zersenaysbhat4524 4 ปีที่แล้ว +3

    ክኽክክክክክክ ያ ማራ እያ መስሓቅ: ገለ ዓይነት መሃሪት ስራሕ: ነቶም ኣብ ስዑዲን የመንን ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን የሕዋት ድማ መዋጽኦ ይፍጠረሎም ፈጣሪ : :

  • @user-cu9ld4xe8e
    @user-cu9ld4xe8e 4 ปีที่แล้ว +11

    እንቋዕ ዳሓን መጻኩም እንዳገሬ እሙን ኪዳና ምህረት ትሓሊኩም ግን ናይ ዞም ኣብ እስረቤት ዘለው አሕዋትና ባ ገለ በሉ ክሳዕ መዓስ እዩ

  • @samaraweldu9600
    @samaraweldu9600 4 ปีที่แล้ว +6

    kola kiwladi alwo kkkkkkk iway neskim tegabru ayetsani daki tegray shikorati 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @merimeri4733
    @merimeri4733 4 ปีที่แล้ว +41

    ንቤቲ ዝፈቱ ላይክ ይፅፍዓኒ

  • @yirgalemmatebe8867
    @yirgalemmatebe8867 4 ปีที่แล้ว +2

    ይህንን ድራማ ሁሌም አየዋለሁ በጣም ነው የምወደው በተለይ ዘብረአብሩከይ

  • @yordigaltigrayselammskulu2399
    @yordigaltigrayselammskulu2399 4 ปีที่แล้ว +32

    እግዚአብሔር ካብዞም ኩፍእ ዝሓስቡ መራሕትን ካብዚ ኩፉእ ሕማምን ይሓልወና🙏

  • @user-ko2hx6mg1m
    @user-ko2hx6mg1m 4 ปีที่แล้ว +13

    ዋይ ኣብራሃም ትረክቦ ክክክክ 😂

    • @luulgebremichael9149
      @luulgebremichael9149 4 ปีที่แล้ว +1

      Gdefi gdefi abreham entay rekibu dyou gdefi ❤❤❤

  • @zufanhadush3615
    @zufanhadush3615 4 ปีที่แล้ว +14

    ለምለም ዓይነይ ምውላድ ኣብ ኢድኪ እያ ዋ ኣይትለምንዬም ምውቅ ምስበሎም ቆብ ክብሉ ዳኣኮንይ ዋ ክክክክክክ

    • @user-wh2up2mj9h
      @user-wh2up2mj9h 4 ปีที่แล้ว

      zufan hadush ክክክክክክ እሞ ገለታት ገለታት ዶ ንበል ኣነን ንስኽን😁😂

  • @nahommhretab4261
    @nahommhretab4261 4 ปีที่แล้ว +12

    B.tigrigna tkoriu tray like

  • @tigrayadey7559
    @tigrayadey7559 4 ปีที่แล้ว +2

    ክክክ ክ ውይ ኣያ ዘብራኣብሩክ ሱሱዕ መከላከሊ ጥንሲ ያ ኣቅቢረ እየ ኡፍፍፍ ብዕራይ ይወልድ እዩ

  • @fyoritube
    @fyoritube 4 ปีที่แล้ว +82

    ቅድስት ኪዳነምህረት ኣዴና ምስኩላትና ትኩን ናብ ቻናለይ ብምእታው ሰብስክራይብ ብምግባር ኣበራትኡኒ

    • @user-zt1ek8gw1m
      @user-zt1ek8gw1m 4 ปีที่แล้ว +3

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏ሰብ ገይረልኪ ኣለኩ

    • @user-rt3vu6uf8i
      @user-rt3vu6uf8i 4 ปีที่แล้ว +1

      ምዊላደ'ፀጋኡዩ

  • @user-ko2hx6mg1m
    @user-ko2hx6mg1m 4 ปีที่แล้ว +10

    እንዃዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ሓላላት ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ez3yh4li2x
    @user-ez3yh4li2x 4 ปีที่แล้ว +8

    እንዃዕ በሰላም መፃእኩም ደቅ ዓደይ ማዓረይ😘😘😘😘😘

  • @user-gx9nz8dx9t
    @user-gx9nz8dx9t 4 ปีที่แล้ว +13

    ሰላምኩም የብዛሓዮ ደቂ ዓደይ ማዓረይ

  • @maditube8370
    @maditube8370 4 ปีที่แล้ว +2

    በጃኩም በጃኩም ፍትሒ ስእንና አለና አብ ስኡዲ የመንን ራጋን በጃኩም ናብዝምልከቶ አካል ንጥራዕ ሽፍታ ኢሉ መሽረፈት የሳቅዮም አሎ ብሕማምን ምቆትን ጥምየትን ፍትሒ ፍትሒ🙏🙏🙏🙏😭😭😭😭💔💔💔

  • @user-zt1ek8gw1m
    @user-zt1ek8gw1m 4 ปีที่แล้ว +20

    ዋይ ቢቲ ቀኒኣ እኮ ኣታ ገርየ🤭🤭🤭

  • @nurulove6450
    @nurulove6450 4 ปีที่แล้ว +18

    ዋውውው ረጋኣት ወልዳ ❤❤እንኳዕ ተጋላገልክ ረጋኣተይ ናይ ቤትስ ማኣዝ እዩ😂😂

    • @ashuhabshweti2437
      @ashuhabshweti2437 4 ปีที่แล้ว

      ናይ ቤት ውን ኣብ ቐረባ እዋን ክንርእ እና ኣየኹም ግን ኮ ገሬ ምርዳእ ኣብዪዋ ታይ ዶ ንገብር😜😜

    • @nurulove6450
      @nurulove6450 4 ปีที่แล้ว

      @@ashuhabshweti2437 ድሮኡማ ከድርዶኦ መርዓ ንበልዕ ነብርና😂😂

  • @user-ww4hz1nf2y
    @user-ww4hz1nf2y 4 ปีที่แล้ว +5

    ጀጋኑ ቀፅልሉ ንፍቅቅቅ አቢልናኩም ነይርና

  • @andompillastro6856
    @andompillastro6856 4 ปีที่แล้ว +8

    ስምዑ መናእሰይ ውለዱ ብዝሑ ተባዝሑ ንዓለም ምልእዋ ትግራይና ካብ ጻት ንጻት ክንመልኣ ኢና ኣብዝኸድካዮስ ትግራዋይ ድኣ ይጽናሕካ መታን ክጥዕመና

  • @yordadiamond5789
    @yordadiamond5789 4 ปีที่แล้ว +2

    ዋው ናሎማኣንቲ አሞ ካኣ ገለ ዓይነት eya ካዓ ቤቲ ገሬ so ርግኣት l love you ኤርትራዊት ሓፍትኩም

  • @agiazitalula3331
    @agiazitalula3331 4 ปีที่แล้ว +9

    ኦንቋዕ ሰላም መፃኹም እንዳገሬ ኡሙን!!

  • @genethabtudigital9114
    @genethabtudigital9114 4 ปีที่แล้ว +3

    እንኳዕ ብስም መፃኹም ገሬ እሙን ስድራ። ናፊቕናኩም ኔርና። 👶👶👶ለምለም ዓይነይ ቖልዓ ተደሊኺ አብ ጎደና አቦይ እኖይ ልሰአነ ቖልዓ አልዒልኺ አባፅሒ ብልበለፀ ከፅድቐኩም። 👧👧👧👶👶❤️❤️❤️❤️🙏🙏

  • @Love-sl5dj
    @Love-sl5dj 4 ปีที่แล้ว +2

    ክክክክክክክክ ሓቁ ሓጋይ ኢዩ ዋይ ገርየ ኡሙን መሕረር ብዝኮነ ጹቡቅ ስራሕ

  • @saragee8428
    @saragee8428 4 ปีที่แล้ว +3

    አሕዋት ኩሉ ጊዜ አለዎ እዩ በዛኩም አብ የመን ሱዑዲዝርከቡ አሕዋትና ሰለማዊ ሰልፊ ገርና ከምንወፅእ ንፃዓር በዛኩም

  • @user-vz8pf7vt9f
    @user-vz8pf7vt9f 4 ปีที่แล้ว +20

    ዌል እዳ ገርየ እሙን ናፉቅናኩም ከኣ

  • @user-habeshawit
    @user-habeshawit 4 ปีที่แล้ว +4

    ክክክክክክክክ ልቐደመኳ ኣድገይ ኣጥፊኡለይ አረናተይስ ምስ ዒሉኣያ በለ ክክክክን

  • @gamerboymezandgamerboyreem8210
    @gamerboymezandgamerboyreem8210 4 ปีที่แล้ว +3

    We miss u guys 🥰❤ niakum ziaxu nibaelu yitiaxo peace eri etio 🇪🇷🇪🇹

  • @mesiyonas9862
    @mesiyonas9862 4 ปีที่แล้ว +8

    እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን መዓራት ❤️❤️❤️

  • @milligalakele2389
    @milligalakele2389 4 ปีที่แล้ว +8

    ቤቲ ዉላድ ደሊያ ኣቤት ንሄካ ቅልውላው።

  • @user-ob4qk3om6s
    @user-ob4qk3om6s 4 ปีที่แล้ว +8

    እንኳዕ ብዳሓን መፃኩም ❤

  • @wasli8257
    @wasli8257 4 ปีที่แล้ว +18

    አታ በይዞኩም ነዞሞ ስደተኛታት ሐብርወም

  • @Loveyou-wt9sl
    @Loveyou-wt9sl 4 ปีที่แล้ว +17

    ተናፍቅቲ አንካዓ ዳሓና መፃኩም❤❤❤

  • @Yy-uw9zd
    @Yy-uw9zd 4 ปีที่แล้ว +6

    ከመይ ድዬ ዝፈተወኩም ሓላላተይ 💞💞💞💞💞💞💞💞💞

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 4 ปีที่แล้ว +3

    ኪዳነ ምህረት ቅድስት በረኸታ ጸሎታ የካፍለና ቀጽልዎ ክቡራት ኣሕዋት

  • @user-yp6vy7dw5f
    @user-yp6vy7dw5f 4 ปีที่แล้ว +16

    ክክክክእክክክ ዋይ ግርም እባ ሰበይቲ ክወል እየ ሰብኣይ ኣይወልድን ክክክእእ ምቁራተይ

  • @user-ec9dj4yu7s
    @user-ec9dj4yu7s 4 ปีที่แล้ว +1

    ናፊቅናኩመ ቃኒና ፅብቅ ሰራሕ ገሬ ውለደላ ልቢቲ ሃይላይ

  • @iyobmengisteab6497
    @iyobmengisteab6497 4 ปีที่แล้ว +1

    Ata nsukum kemey Ekum mhgolat etia zima zereba gal bejakum kulsha amtsewa.
    And Eritran tgrayn dezhwesasi tsbuk neyru ❤❤❤❤

  • @fyorieven7690
    @fyorieven7690 4 ปีที่แล้ว +2

    Way shikorinatat mexkum do tmali eindazekrkukum 🇪🇷 haftkum.

  • @user-zs5ps9ff6r
    @user-zs5ps9ff6r 4 ปีที่แล้ว +134

    ኢትዮ data ተኸፊቱ ከማይ
    ዝተሓጎስኩም ግደፉ Like ሃቡኒ😐

    • @user-od5xr4id1e
      @user-od5xr4id1e 4 ปีที่แล้ว

      ኣነኣለኩ ብጣዓሚ ታሓጊሰ

    • @hamerhamar1635
      @hamerhamar1635 4 ปีที่แล้ว

      አነ ከማን

    • @syumnelo4525
      @syumnelo4525 4 ปีที่แล้ว

      Bzomi denaquri merahit afirca do tewaridu misakin hizbi kemi dletomi yaexwi ykefitwo geza daelebiom geremi do hakey kakakaksksks

    • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
      @egzabherhaylihiweteyeyu4282 4 ปีที่แล้ว

      Ane

    • @user-vb1bk2xk4z
      @user-vb1bk2xk4z 4 ปีที่แล้ว

      በተለይ አነ ማራ ተደሲተ

  • @user-el4zw5rb2i
    @user-el4zw5rb2i 4 ปีที่แล้ว +7

    እንኳዕ ዳሓን መፃኩም ተናፋቆ

  • @chogegaji5069
    @chogegaji5069 4 ปีที่แล้ว +2

    እሞሲ መኺነ እየ በቃ ዘርኣብሩኽ ቀቲልካኒ ሰሓቅ ዓጺኻያ ገዛ