🛑ኣብ ፍሉይ መንበራ| ዘማሪ ዲያቆን ያሬድ ብርሃነ | Tsion Maryam Axum | Tigrigna Orthodox Tewahdo Mezmur Godolyas 2022

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น •

  • @godoliassaintyared5529
    @godoliassaintyared5529  2 ปีที่แล้ว +355

    ++ኣብ ፍሉይ መንበራ++
    ኣብ ፍሉይ መንበራ
    ጽዮነይ ኣክሱም ምሕዳራ።(2)
    መንበራ መንበራ...ጽዮነይ ኣክሱም ምሕዳራ።(2)
    እምበይትና ማርያም...ጽዮነይ ኣክሱም ምሕዳራ
    ድንግል ኣደ ኢየሱስ....
    ብኣማላድነትኪ....
    ኩሉ ዝኣመነ....
    ናብ ገዛኺ መጽዩ...
    ንዝተማሕጸነ...
    ኩሉ ረኺቡዎ....
    ስምኪ እናመስገነ....
    ኣብ ፍሉይ መንበራ
    ጽዮነይ ኣክሱም ከቢራ።(2)
    መንበራ መንበራ...ጽዮነይ ኣክሱም ከቢራ(2)
    እምበይትና ማርያም..ጽዮነይ ኣክሱም ከቢራ
    ድንግል ኣደ ጎይታ....
    ኣብነት ትሕትና.....
    ትሙሉእ ህይወታ...
    ነቲ ጽሙእ ከልቢ.....
    ብወርቂ ጫማኣ....
    ትማይ ኣስተየቶ .....
    ድንግለይ ራህሪሃ....
    ኣብ ፍሉይ መንበራ
    ጽዮነይ ኣክሱም ምንባራ።(2)
    እምበይትና ማርያም...ጽዮነይ ኣክሱም ምንባራ
    ኣደ ናይ ፈጣሪ.....
    ነመስግነኪ ኢና....
    ብዓብዪ ክብሪ....
    ናይ ዶኪማስ ጓዳ....
    ድንግል ዝፈተሽኪ...
    ቤትና ፈትሽዮ....
    ምስ ፍቁር ወድኺ...
    ኣብ ፍሉይ መንበራ
    ጽዮነይ ኣክሱም ምሕዳራ
    መንበራ መንበራ...ጽዮነይ ኣክሱም ምሕዳራ።
    እምበይትና ማርያም....ጽዮነይ ኣክሱም ምሕዳራ
    ድንግል ኣደ ኢየሱስ......//
    ብኣማላድነትኪ........//
    ኩሉ ዝኣመነ........//
    ናብ ገዛኺ መጽዩ......//
    ንዝተማሕጸነ............//
    ኩሉ ረኺብዎ........//
    ስምኪ እናመስገነ......//
    ኣብ ፍሉይ መንበራ ጽዮነይ ኣክሱም ምሕዳራ(2)
    ኣብ ፍሉይ መንበራ ጽዮነይ ኣክሱም ከቢራ(2)
    ኣብ ፍሉይ መንበራ ጽዮነይ ኣክሱም ምንባራ(2)

    • @መንፀገባጓልተዋህዶ
      @መንፀገባጓልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +9

      እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ጸጋ ኣምላኽ የብዝሓልኩም ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣብ ቤቱ የንብረኹም ክብር መምህርና ወሓወና 💝💝💞😘🕊

    • @ዩባቤዘተዋህዶ
      @ዩባቤዘተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +9

      እሰይይይይይይተመስገን ኣሕዋተይ ክፉኡ ኣይትርአዩ ዕድሜኩም የብዝሓልኩም መድሃኒ ኣለም👏👏👏💐💐💐💐😘😘😘😘😘

    • @Axumawit844
      @Axumawit844 2 ปีที่แล้ว +7

      ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዐና እግዚአብሔር ኣምላኽ ናዘመርኩም ናወደስኩም የንብርኩም ተጋሩዋይ 🙏💛❤🌷🌻💐

    • @xhvudv4292
      @xhvudv4292 2 ปีที่แล้ว +5

      👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏❤❤❤❤❤አሜን አሜን አሜን

    • @selam801
      @selam801 2 ปีที่แล้ว +7

      ጸግኡ የብዘሐልኻ ዲያቆነይ

  • @kaltedke6735
    @kaltedke6735 2 ปีที่แล้ว +9

    ይሄን መዝሙር ማነው እንደኔ ቀን ሙሉ እየመለሰ እየመላለስ የመዳምን ቤት ስራ የሚጨርስ በላይክ ያሳውቀኝ

    • @bethlehemefratatube
      @bethlehemefratatube 2 ปีที่แล้ว

      ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 12 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤

  • @Ilovegod-v3i
    @Ilovegod-v3i 2 ปีที่แล้ว +3

    ዕልልልልልልል ኣሰይ 💛❤💛🙏🏾🙏🏾🙏🏾ደስ ክብል ዝማረ መልኣኽቲ የስመዕልና ኣሜን
    ዕድመን ጥናን ይሃብኻ ዝሓወይ ተባረኽ
    💛❤💛

    • @bethlehemefratatube
      @bethlehemefratatube 2 ปีที่แล้ว +1

      ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ።ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ እግዝኣብሄር ኣምላክና ይባርከልካን ይቀድሰልካን።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብልቢ የመስግን።

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye1293 12 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብ ፍሉይ መንበራ እወ ጽዮነይ ኣክሱም ከቢራ እመ ብርሃነይ❤❤❤🙏🙏🙏❤❤❤

  • @ትግራይመቦቆልስልጣነእያ
    @ትግራይመቦቆልስልጣነእያ 2 ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ድንግል ኣዶ ጎይታና ወትሩ ምሳኻ ትኹን ክቡር መምህርና በቲ ትዑም ልሳንካ ጥዑም መዝሙር ኣስሚዕካና ፅዮነይ ኣክሱም ምንባራ ዕልልልልል 👏👏👏🙏🙏🙏

    • @bethlehemefratatube
      @bethlehemefratatube 2 ปีที่แล้ว

      ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ።ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ እግዝኣብሄር ኣምላክና ይባርከልካን ይቀድሰልካን።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብልቢ የመስግን።

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 12 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤

  • @teklaywediteshsme6031
    @teklaywediteshsme6031 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን. ኣሜን. ኣሜን

    • @bethlehemefratatube
      @bethlehemefratatube 2 ปีที่แล้ว

      ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።

  • @selam801
    @selam801 2 ปีที่แล้ว +53

    ለዓመታዊ መታሰብያ ክብረ በዓል ዋዜማ ጽዮን ማርያም አክሱም እንኳን አደረሳችሁ የተዋህዶ ልጆች እመቤቴ አሁንሰ ቤትሸን ናፈቀኝ😥

    • @xhvudv4292
      @xhvudv4292 2 ปีที่แล้ว +4

      አሜን አሜን አሜን እንኳን አብሮ አደረሰን እህቴ❤

    • @rakiirakii1731
      @rakiirakii1731 2 ปีที่แล้ว +2

      amen amen amen enkan abero adersan

    • @rufta12.
      @rufta12. 2 ปีที่แล้ว +2

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @muluberhangebremichael9165
      @muluberhangebremichael9165 ปีที่แล้ว

      .

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 12 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤

  • @ተመስገንኣምላኽይ
    @ተመስገንኣምላኽይ 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡን ብርኩቱን ይብዛሓልኩም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዲያቆነይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣብ ቤቱ የፅንዕኩም ብርክትኩም ይሕርኒ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣስኒ ባሓቂ ኣብ ፉሉይ መንብራ ባሓቂ ኣኩሱም እዩ ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡን ብርኩቱን ይብዛሓልኩም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ንኩላኩም ክብራተ ኣሕዋተይ

    • @bethlehemefratatube
      @bethlehemefratatube 2 ปีที่แล้ว

      ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።

  • @zemedateka1891
    @zemedateka1891 2 ปีที่แล้ว +27

    አሰይ ደስ ዝበለት መዝሙር አነስ ከመይ ድዩ ውሽጠይ ሓጎስ ተሰሚዒኒ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና ላይክ ግጨይኒ በጃኩም

    • @usren7
      @usren7 2 ปีที่แล้ว

      ❤💛ማማ ዘመዳዋይ ቆናጭ ኣግንየክን እባ😁😁😁

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 12 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤

  • @fserfeer2063
    @fserfeer2063 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዓልና ክብር ሓውና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ናዘመርካ ናወደስካ የንብሪ እግዚአብሔር ኣምላክ አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዓልና👏👏👏👏👏👏

    • @bethlehemefratatube
      @bethlehemefratatube 2 ปีที่แล้ว

      ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ።ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ እግዝኣብሄር ኣምላክና ይባርከልካን ይቀድሰልካን።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብልቢ የመስግን።

  • @samiramuhammed3251
    @samiramuhammed3251 2 ปีที่แล้ว +86

    አምላክይ ሓደራካ ህዝብና አሜን አሜን አሜን

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 2 ปีที่แล้ว +4

      ክብርት ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ኣብ ናተይ ፕሮፋይለይ ኣትኩም ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት

    • @አምላኬሆይያንተእንጂየሰው
      @አምላኬሆይያንተእንጂየሰው 2 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን

    • @ምሕረትጋልበረሀ
      @ምሕረትጋልበረሀ 2 ปีที่แล้ว +1

      እሺኒ ውዴ 💛❤️⛪️✝️🙏

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 2 ปีที่แล้ว +1

      @@ምሕረትጋልበረሀ እሺ እግዚኣብሄር የክብረለይ

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 12 วันที่ผ่านมา

      Amen Amen Amen ❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️

  • @ነፃነትአርጋዊጎልተዋህዶ
    @ነፃነትአርጋዊጎልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +1

    እልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ንዓመታ አብ ቤታ የብዐዕለና

    • @bethlehemefratatube
      @bethlehemefratatube 2 ปีที่แล้ว

      ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።

  • @selam801
    @selam801 2 ปีที่แล้ว +21

    አብ ፍሉይ መንበራ
    ጽዮነይ አክሱም ምሕዳራ፪
    መንበራ መንበራ ጽዮነይ አክሱም ምሕዳራ፪
    ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና ዲያቆን ሓወና ጸግኡ የብዘሐልኻ

    • @xhvudv4292
      @xhvudv4292 2 ปีที่แล้ว +2

      💒💒💒😍❤

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 2 ปีที่แล้ว +2

      ኣሜን ቅድስት ኣርሴማ ትብል ኣብ ናተይ ብሮፋይለይ ኣትክ ሳብክራይብ ግበርን መዓተይ

  • @ygjvjch3324
    @ygjvjch3324 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሪ መላእክቲ የሰመዐልና ድያቆን

    • @bethlehemefratatube
      @bethlehemefratatube 2 ปีที่แล้ว

      ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።

  • @musayemane2268
    @musayemane2268 2 ปีที่แล้ว +74

    ብሓቂ ፍሉይ መንበራ 💒💙💖💜
    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዲያቆን ያሬድ ብርሃነ ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ 💜🙏

    • @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ
      @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ 2 ปีที่แล้ว +3

      ኣሜንኣሜንኣሜንንንንንን ብሓቂ ፍሉይ ዝሜሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር መምህርና ፀገኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሐር ኣምላክ💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒

    • @terhasgermaraym2066
      @terhasgermaraym2066 2 ปีที่แล้ว +2

      Amen. Amen. Amen

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 2 ปีที่แล้ว +2

      ክቡር ሓወይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 2 ปีที่แล้ว +1

      @@ሰላምሰላም-ዐ8ኸ ክብርት ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት በረከት ተሳተፍ

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 2 ปีที่แล้ว +1

      @@ሰላምሰላም-ዐ8ኸ ክብርት ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ኣብ ፕሮፋይለይ ኣትክ ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት

  • @ቅሳነት-ጐ5አ
    @ቅሳነት-ጐ5አ 2 ปีที่แล้ว +1

    እልል ልል ልል ልል ልል ልል ልል ልል ልል ልል ልል ልል ልል ልል ልል ዝማረ መላእክቲ የስመዐና ኩቡራተይይይይ😍😍😍😍😍😘😘😘

    • @bethlehemefratatube
      @bethlehemefratatube 2 ปีที่แล้ว

      ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን

  • @ሰሜናዊትየደሙፍሬ
    @ሰሜናዊትየደሙፍሬ 2 ปีที่แล้ว +17

    አሜን ፫ ዝማሬ መላዓክት ያሰማልን 💙👏🙏🙏
    የአክሱሟ ንግስት ሀገራችንን አስምሪልን 💖💖🙏🙏🙏

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 2 ปีที่แล้ว

      ክብርት ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት

  • @frefreteka708
    @frefreteka708 2 ปีที่แล้ว +1

    እልልልልልልል ዘማሬ መልእክት የስመዐልና🙏🙏🙏💘💘💘💘

    • @bethlehemefratatube
      @bethlehemefratatube 2 ปีที่แล้ว

      ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።

  • @hannahanna8794
    @hannahanna8794 2 ปีที่แล้ว +9

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
    እግዚአብሔር ምሕረትን ሰላምን ይላአከልና ናብ ቅዱስ ስፍሮኡ የብቀዐና አማላጅነት እመ ብርሃን አይፈለየና

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 2 ปีที่แล้ว +1

      ሰላም ክብርት ሓፍተይ መዓረይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ኣብ ፕሮፋይለይ ዘላ ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት

  • @mdmoon5304
    @mdmoon5304 2 ปีที่แล้ว +1

    ዕልልልልል ኣሜንሜን ኣማን ኣሜን🙏🙏🙏🙏🌹💛❤️💛❤️💛❤️💛💗🙏

  • @brtkan2862
    @brtkan2862 2 ปีที่แล้ว +6

    እናቴ እመቤቴ ቅድስት ድንግል ማርያም አደራሽን በሰላም እንደወጣን በሰላም መልስን በስደት ያለን በመላው
    ዝማሬ መላእክት ያሰማልን😍😍😍

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 2 ปีที่แล้ว

      ክብርትሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓትቲ

  • @ለምለምገኪሮስ
    @ለምለምገኪሮስ 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን

  • @سلامة-ز2ت
    @سلامة-ز2ت 2 ปีที่แล้ว +16

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐለና ሓወይ ናተይ 🙏🙏🙏☝️🤲🤲🤲

  • @barhanbarhan189
    @barhanbarhan189 2 ปีที่แล้ว +1

    አሰይይይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐና ክቡር ሓውና ፀጉኡ የብዝሐልካ እግዚአብሔር አምላክ 💜💜💜💜💜💜🙏🙏🙏🙏

    • @bethlehemefratatube
      @bethlehemefratatube 2 ปีที่แล้ว

      ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።

  • @ፍኖተረድኤትዩቱብ
    @ፍኖተረድኤትዩቱብ 2 ปีที่แล้ว +10

    አብ ፍሉይ መንበራ
    ጽዮነይ አክሱም ምንባራ
    ዝማሬ መላእክት የሥመዐልና ድያቆነይ ጸግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ጥዑም ዝማሬ እመብርሃን ዓድና ትሓልወልና

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 2 ปีที่แล้ว

      ኣሜን እንኮ ኣብቅዓና ክብርት ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 12 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤

  • @علعل-ح1ر
    @علعل-ح1ر 2 ปีที่แล้ว +1

    እልልልልል እልልልልልል ዝማረ መልኣኽቲ የስምኣልና 🙏🙏🙏

    • @bethlehemefratatube
      @bethlehemefratatube 2 ปีที่แล้ว

      ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።

  • @fotyen3231
    @fotyen3231 2 ปีที่แล้ว +7

    አብ ፍሉይ መንበራ
    ጽዮነይ አክሱም ምሕዳራ
    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    👏🌷👏🌷👏🌷👏🌷👏🌷👏🌷👏🌷👏
    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና ዲያቆን ጥዑም ዝማሬ
    ፅዮን ማርያም ዓዲናን ህዝብናን ትሓልወልና🙏💞

    • @rufta12.
      @rufta12. 2 ปีที่แล้ว

      ሳብስክራይብ በልኒ ጋል ሪመይ

  • @lina.fajji.75
    @lina.fajji.75 2 ปีที่แล้ว +13

    አሰይይይይ ብሓቂ እልልልል ዝማሬ መላእት የስመዐልና ክቡር ድያቆን ሓውና ፀግኡ በረከቱ ይብዘሐልካእግዚአብሔር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 👏👏👏❤️🌹🌹

  • @wsddqwe6158
    @wsddqwe6158 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእኽት የስመዕልና ክቡራ 🙏💐💐💐💐💐💐🕊🕊

    • @bethlehemefratatube
      @bethlehemefratatube 2 ปีที่แล้ว

      ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።

  • @ሚሉ-ዐ6ጐ
    @ሚሉ-ዐ6ጐ 2 ปีที่แล้ว +30

    አብ ፍሉይ መንበራ ፅዮነይ አክሱም ሓደራ ዝማሬ መላእከት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ ድያቆነይ ብጣዕሚ ደሰ ዝብል መዝሙር💞💞💞💞💞💞

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብክራይብ ክትገብሩለኡ ብትሕትና ይሓት ኣሕዋተይ

  • @sheweitmehary3712
    @sheweitmehary3712 2 ปีที่แล้ว +1

    እልልልልልልልልል ኣሜን አሜን አሜን

    • @bethlehemefratatube
      @bethlehemefratatube 2 ปีที่แล้ว

      ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ።ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ እግዝኣብሄር ኣምላክና ይባርከልካን ይቀድሰልካን።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብልቢ የመስግን።

  • @titigaltigray7118
    @titigaltigray7118 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣብ ፍሉይ መንበራ ጽዮነይ አክስም ምሕዳራ ♥️✝️♥️ ኣሰይይይይይይ
    ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚኣብሔር ኣምላክ ድያቆን ሓዉና ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ ♥️🥰🥰🥰🥰🥰

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 2 ปีที่แล้ว

      ክብርት ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ኣብ ፕሮፋይለይ ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት

    • @titigaltigray7118
      @titigaltigray7118 2 ปีที่แล้ว

      @@qdstarssiemaq.a439 እሺ ክብረተይ♥️♥️

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 2 ปีที่แล้ว

      @@titigaltigray7118 እግዚኣብሄር የክብረለይ

  • @ጓልመምህረተኽለ
    @ጓልመምህረተኽለ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልል በጣም ደስስስስስስ የሚል መዝሙር ነዉ ዝማሬ መላእክቲ ያሰማልን ቅዱስ እግዚኣብሔር ጸጋዉ ያብዛለቹ እንኳን ኣደረሳቹ ለመታዊ ማተሳበያ ለህዳር ፅዮን ሀገራችን ሰላም ያድርግል👏❤️❤️❤️❤️

    • @bethlehemefratatube
      @bethlehemefratatube 2 ปีที่แล้ว

      ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።

    • @ጓልመምህረተኽለ
      @ጓልመምህረተኽለ 2 ปีที่แล้ว

      @@bethlehemefratatube እሺ👏

  • @buudle8284
    @buudle8284 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣሰይይይይይይ ተመስገን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ደቂ ተዋህዶ ደቂ ጽዮነይ እመብርሃን ኣደይ ጸሎታ ኣይፈለየና አሜን፫
    ኣብ ፍሉይ መንበራ
    ጽዮነይ ኣክሱም ምሕዳራ ፪

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 2 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ቅድስት ኣርሴማ ትብል ሳብክራይብ ክበሩለት ኣሕዋተይ

    • @adfa6826
      @adfa6826 2 ปีที่แล้ว

      አሰይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልልልልልል

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 2 ปีที่แล้ว

      ክብርት ሓፍተይ መዓረይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ኣብ ፕሮፋይለይ ሳብስክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 2 ปีที่แล้ว

      @@adfa6826 ክብርት ሓፍተይ መዓረይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ኣብ ፕሮፋይለይ ዘላ ሳብስክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት

  • @abigere4132
    @abigere4132 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና

    • @bethlehemefratatube
      @bethlehemefratatube 2 ปีที่แล้ว

      ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።

  • @dgu3609
    @dgu3609 2 ปีที่แล้ว +6

    ዝማሬ መላአክት የስምዓልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀጉኡን በረኸትን የብዘሐልካ ክቡር ሓውና ድያቆነይ

  • @ggghhcghh9558
    @ggghhcghh9558 2 ปีที่แล้ว +1

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ኣብፍሉይ መንበራ ፅዮነይ አክሱም ምሕዳራ
    ኣብ ፍሉይ መንበራ ድንግለይ ኣክሱም ከቢራ
    ዝማሬ መላእክት የስመአልና መምህረይ

    • @bethlehemefratatube
      @bethlehemefratatube 2 ปีที่แล้ว

      ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።

  • @musemamilove4519
    @musemamilove4519 2 ปีที่แล้ว +10

    ሰላም እግዚአብሔር ይመስገን አሜን ፫ እንኳዕ ብሰላም መፃኢኩም ክቡር ሓውና ዲያቆን ያሬድ
    አሜን አሜን አሜን ዕልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዲያቆን ሓውና ጸጉኡ የብዝሓልኩም ብጣዕሚ ደስ ትብል መዝሙር ❤️✝️❤️
    አብ ፍሉይ መንበራ
    ጽዮነይ አክሱም ምሕዳራ ❤️
    አብ ፍሉይ መንበራ
    ጽዮነይ አክሱም ከብራ

  • @ምሕረትጋልበረሀ
    @ምሕረትጋልበረሀ 2 ปีที่แล้ว +1

    እልልልልልልልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
    ክብራተይ ⛪️⛪️⛪️✝️✝️✝️⛪️✝️⛪️💛❤️💛❤️💛🙏🙏

  • @letish3773
    @letish3773 2 ปีที่แล้ว +8

    ብሓቂ ጥዑም ዝማሬ ድያቆን ሓወይ እግዚአብሔር ፀግኡ የብዝሕ ፅዮን ማርያም ታሓልወና ዓድና ህዝብና ሰላም ትግበረልና ፅዮን ኣዴና ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ክቡር ሓውና ድያቆን ያሬድ እግዚአብሔር የክብረልና ❤❤💛

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 2 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ክብርት ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብክራይብ ክትገብሩለይ ብትሕትኛ ይሓ

  • @የእመብርሃንልጅ-ሠ2ዸ
    @የእመብርሃንልጅ-ሠ2ዸ 2 ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እልልልልልል👏👏👏👏👏👏👏💐💐

  • @ShwitTekulu
    @ShwitTekulu 19 วันที่ผ่านมา +2

    እምበትና ማርያም❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ቃለስብሓት-ቨ5ጰ
    @ቃለስብሓት-ቨ5ጰ 2 ปีที่แล้ว +13

    ዕልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ብሓቂ ኣዕፅምቲ ዘለምልም ዝማሬ እዩ እግዚኣብሔር ፀግኡ የብዘሓልኩም ኣሕዋተይ ሰላም ንሃገርናን ንህዝብናን የውርደልና👏👏👏

    • @ፍቅር-ነ1ሐ
      @ፍቅር-ነ1ሐ 2 ปีที่แล้ว

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 2 ปีที่แล้ว

      ክብርት ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ኣብ ፕሮፋይለይ ኣትኩም ሳብክራይብ ክትገብሩለይ ብትሕትና ይሓት

    • @ftsumbrhanalemngus9052
      @ftsumbrhanalemngus9052 2 ปีที่แล้ว

      Elelelel Elelelel

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 2 ปีที่แล้ว

      @@ftsumbrhanalemngus9052 ክብርት ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ኣብ ፕሮፋይለይ ዘላ ሳብስክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት

  • @ውዕሎቱዘክርነብሰይ
    @ውዕሎቱዘክርነብሰይ 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ድያቆን ሓውና ፀጋ በረከቱ ያብዘሐልክም ንሃገርና ሰላምን ፍቅርን ራህዋን ቅሳናትን እንሰምዐልና ሕዳረ ፅዮን ይኩነልና

    • @bethlehemefratatube
      @bethlehemefratatube 2 ปีที่แล้ว

      ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።

  • @mebrhitgaldestalovetgray5665
    @mebrhitgaldestalovetgray5665 2 ปีที่แล้ว +8

    እንኻዕ ብሰላም መፃኩም ኣሰይይይይይይይ ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዝሐልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባረክን ይቀደስን ዝማሬ ቅዱስ ዳዊት ቅኔ ቅዱስ ያሬድ ዝተቀበለ ዝማሬኩም ይቀበለልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ

  • @ንኩሉብዓቅሊ-ዠ9ተ
    @ንኩሉብዓቅሊ-ዠ9ተ 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክቡር ድያቆን ያሬድ

  • @ተሰፋፅባሕ-ነ8ጠ
    @ተሰፋፅባሕ-ነ8ጠ 2 ปีที่แล้ว +5

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልእክቲ የሰምዓልና ክቡር ድያቆን ያሬድ ሓውና ናይ አግልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 2 ปีที่แล้ว

      ክብርትሓፍተይ መዓረይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብስክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓ ኣብ ፕሮፋይለይ ዘላ

  • @እግዚአብሔርይሴባኅ
    @እግዚአብሔርይሴባኅ 17 วันที่ผ่านมา

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና🙏🙏🙏🙏🙏

  • @tigraweyti7855
    @tigraweyti7855 2 ปีที่แล้ว +11

    አብ ፍሉይ መንበራ 🌺
    ፅዮነይ አክሱም ምንባራ🌺
    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🥀🥀🥀🥀🥀🥀🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️ዝማሬ መለእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ ክቡር ሓዉና ዲያቆን ብሓቂ ጥዑም ዝማሬ

  • @abebakahsay7762
    @abebakahsay7762 2 ปีที่แล้ว +1

    አክሱም ዓደይ ሕዳርፂዮን
    ማሪያም አክሱም አውግህዮ አብርሂ ፂዮን

    • @bethlehemefratatube
      @bethlehemefratatube 2 ปีที่แล้ว

      ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።

  • @tsegatsega238
    @tsegatsega238 2 ปีที่แล้ว +8

    ዝማሬ መላአክቲ የስመዕልና ✝️✝️✝️👏👏👏👏ሰላም ንህዝብና ሰላም ልዓድና የውርደልና

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 2 ปีที่แล้ว

      ክብርት ሓፍተይ መዓረይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሰብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት በረከት ተሳተፍ

  • @سميرهمحمد-ل6س
    @سميرهمحمد-ل6س 2 ปีที่แล้ว +1

    Alllllllllll
    Alllllllllll
    Allllllllllll
    Zmare melaekt yesmealna kbur hawna

    • @bethlehemefratatube
      @bethlehemefratatube 2 ปีที่แล้ว

      ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።

  • @መንፀገባጓልተዋህዶ
    @መንፀገባጓልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +6

    እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ጸጋ ኣምላኽ የብዝሓልኩም ናይ እመ ብርሃን ርህርህቲ ወላዲተ ኣምላኽ ጸሎታን ጸጋ በረኸታን ኣይፈለየና ሰላም ለሃገርና ሰላም ንህዝቢና ይሃበና መድኃኔ ዓለም ኢየሱስ ክርሰቶሰ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘላዓለም ትንብር አሜን 💝💞💞💞💞💞💞💞

  • @dgxt1908
    @dgxt1908 2 ปีที่แล้ว +1

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ዝማሬ መልአክት የስመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልኻ ክብሩ ሓዉና ብሓቅ ድስስስስስስ ትብል መዝሙር እያ👏👏👏👏👏✝️💒💐💐💐💐🌺🌺🌺

    • @bethlehemefratatube
      @bethlehemefratatube 2 ปีที่แล้ว

      ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን

  • @ቅሱዕባይትግራይ
    @ቅሱዕባይትግራይ 2 ปีที่แล้ว +1

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመ ብጸጋ ይሐልወልና 👏🕊👏🕊👏🕊👏🕊👏🕊👏🕊👏🕊👏🕊👏🕊👏🕊👏💐🌷🌷🌷🌷💐💐💐🌷🌷

  • @merhawitgslasie7831
    @merhawitgslasie7831 2 ปีที่แล้ว +17

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር እዩ ዝማሬ መላእክት የስምዐልና እግዚአብሔር አምላክ በረከቱን ፀጉኡን የብዝሐልካ ያሬደይ ናተይ 🙏❤

    • @rufta12.
      @rufta12. 2 ปีที่แล้ว

      ሳብስክራይብ በልኒ ጋል ሪመይ

    • @werkalemtekle9821
      @werkalemtekle9821 ปีที่แล้ว

      Mmksksľrj5

  • @fghhjhgggh2699
    @fghhjhgggh2699 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen Amen Amen

    • @bethlehemefratatube
      @bethlehemefratatube 2 ปีที่แล้ว

      ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።

  • @ዮዳሄ-ቨ8ኘ
    @ዮዳሄ-ቨ8ኘ 2 ปีที่แล้ว +6

    ዝማረ መላእክቲ የስመዐልኩም ፀጋኡ የብዘሐልኩም 🙏🙏🙏❤❤

  • @ድንግለይትንሳኤትግራይኣር
    @ድንግለይትንሳኤትግራይኣር 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልልና

  • @ሜሪጓልእመብርሃን
    @ሜሪጓልእመብርሃን 2 ปีที่แล้ว +6

    እግዚአብሔር ይመስገን እልልልልልል እልልልልልልልል እልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና ናይ አገልግሎት ዘመንካ እግዚአብሔር ይባርኽ ጥዑም መዝሙር አብ ፍሉይ መንበራ ጽዮነይ አክሱም ምሕዳራ ⛪✅😘😘

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣብ ፍሉይ መንበራ ፅዮነይ ኣክሱም ምሕዳራ 👏 ኣደይ ማርያም ህዝብኪ ሓደራ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክቲ የስመዐና 👏👏👏❤️ ተጋሩ በጃኩም ዘመርትና ነበራረታዓዮም ሼር ላይክ ንግበሮ

  • @fusfv877
    @fusfv877 2 ปีที่แล้ว

    ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ኣሜን ⛪️💒⛪️💒💒💒💒💒🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲👏👏👏👏👏👏👏👏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹😭😭
    💚💚💚💚💚💚💚💚💚
    💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛
    ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️
    ⁣☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️
    ☁️☁️💗💗☁️💗💗☁️☁️
    ☁️💗💗💗💗💗💗💗☁️
    ☁️💗💗💗💗💗💗💗☁️
    ☁️💗💗💗💗💗💗💗☁️
    ☁️☁️💗💗💗💗💗☁️☁️
    ☁️☁️☁️💗💗💗☁️☁️☁️
    ☁️☁️☁️☁️💗☁️☁️☁️☁️
    ☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️

  • @elsatawolde1249
    @elsatawolde1249 2 ปีที่แล้ว +11

    ፅዮን ማርያም ኣደይ ደቅኪ ሓደራ 💛❤🙏

  • @ተመስገንኣምላከይ-ቀ2ሸ
    @ተመስገንኣምላከይ-ቀ2ሸ 2 ปีที่แล้ว +1

    እልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልል
    ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ዝማሬ ዳዊት ዝተቐበለ ዝማሬካ ይቐበለልካ ባሓቂ ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኩም በረከቱኩም ይሕደረና

  • @ሩፍታልበይአኪማርይም
    @ሩፍታልበይአኪማርይም 2 ปีที่แล้ว +5

    እስይይይይ ዕልልልልልልል እሙ ብርሃነ ዉሓሲ ሂወተይ💒🙏❤❤❤❤❤❤

  • @tmesganamelaka3660
    @tmesganamelaka3660 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen zemara malakity ysemalena deyakoin hawey xegan tibabin yweska❤❤❤🥰

    • @bethlehemefratatube
      @bethlehemefratatube 2 ปีที่แล้ว

      ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።

  • @temsagneamleki5806
    @temsagneamleki5806 2 ปีที่แล้ว +6

    እልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መልአክቲ የስመዐልና ✝️ እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዝሕ ክቡር መምህርና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 2 ปีที่แล้ว +1

      ክብርት ሓፍተይ መዓረይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት በረከት ተሳተፊ

  • @meadigebru3082
    @meadigebru3082 2 ปีที่แล้ว +1

    እንዃዕ ብሰላም መፃኻ ዲያቆን ሓወይ ዞማሬ መላእክት የስመዐልና
    ኣፉሉይ መንበራ ፅዮኖይ ኣክሱም ምሕዳራ አሜን አሜን አሜን

  • @nimonimo9165
    @nimonimo9165 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣስይይዬይይይ ኣብ ፍሉይ መንበራ ጽዮነይ ኣክሱም ምሕድራ
    መምህረይ ጥዑም መዝመር ጸጋ ኣምላክ ያብዝሐሉኹም🤲✝️➶⛪️🌹

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 2 ปีที่แล้ว

      ክቡራት ኣሕዋተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብክራይብ ክትገብሩለይ ብትሕትና ይሓትቲ ደቅ ተዋህዶ

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣሰይይይይ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ ናዘመርካ የንብርካ ድያቆነይ💝

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 2 ปีที่แล้ว +1

      ሰላም ክብርተይ ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት

    • @merigaltewahdo1460
      @merigaltewahdo1460 2 ปีที่แล้ว

      @@qdstarssiemaq.a439 ሰላምኪ ይብዛሕ ሓፍተይ እሺ ገይረልኪ ኣለኩ😍

  • @Bሓፍቲንጉሰ
    @Bሓፍቲንጉሰ 2 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡር ሓዉና ድያቆን ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ አሜን፫

  • @ህያብህያብ-ቘ2ጠ
    @ህያብህያብ-ቘ2ጠ 2 ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መልእክቲ የስመዐልና ዲ'ን ያሬድ ሓወይና ፀግኡ የብዘሐልካ ብቤቱ የፅንዕካ
    አደይ ማርያም ህዝብኪ ሓደራ ።

  • @muludesta71
    @muludesta71 2 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ንመበይተና ንቕድስተ ቕዱሳን ጺዮን ማሪያም አብጸኽና አብጸኽኩም🙏🙏🙏❤❤❤ቕዱስ ፈጣሪና ሰላም ራህዋ ቕሳነት ምህረት ንሕዝብና ንዓድና የውርደልና🙏🙏🙏❤❤❤ካብዚ መከራ ጸበባ ሽገር ሰቖቓ ይአኽለኹም ይበለና 😭😭😭💔💔💔። ክቡራት ዘመርትና ጥዑም ዜማ ❤ ናይ መላእኽቲ ዜማ የስመዐልና እድመን ጥዕናን ይኻብኹም ናይ አገልግሎት ዘመንኹም የንወኸዮ ቕዱሥ ፈጣርና👏🙏❤

    • @bethlehemefratatube
      @bethlehemefratatube 2 ปีที่แล้ว

      ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።

  • @ተመስገንኣምላክ-ዐ8ጰ
    @ተመስገንኣምላክ-ዐ8ጰ 2 ปีที่แล้ว +3

    አሰየይይይይይ ክንደይ ይጥዕም ዝማሬ መልእክቲ የስመዕልና ድያቆን ሓዉና ናይ ኡግልግሎትካ ዘመን የባርከልካ ዝሓወይ❤❤❤❤

  • @EeE-ce4rh
    @EeE-ce4rh 2 ปีที่แล้ว

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዕልና ብቂ ዲያቆን ሓውና ቃፅለሉ👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih 2 ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መላእክት የስምዐና መምህረይ ኣሰይ ክንደይ ይጥዕም❤💛ፅዮነይ ህዝብኪ ኣድሕኒ😥💛❤👏

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 2 ปีที่แล้ว +1

      ክብርት ሓፍተይ መዓረይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት

  • @ትጂዕባይኣፅቢወንበርታ
    @ትጂዕባይኣፅቢወንበርታ 2 ปีที่แล้ว +1

    ዕልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኦ ፅዬን እመ አምላክ ህዝብኪ ሓደራ እንካዕ ኣብፀሐና ክብራተይ ዓመታዊ ክብረ ባዓል ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላክ 💐💐💐💐💐💐💐

  • @kidistweldeselassie5080
    @kidistweldeselassie5080 2 ปีที่แล้ว +12

    ኣብ ፍሉይ መንበራ ዕልልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ክብር ዲያቆነይ ፅዮን ታሓሉኻ ናይ ትግራይ ህዝቢ ፅዮነይ መዋፅእቲ ትሀቦ ክብራት ኣሕዋት ሼር ላይክ ሳብስክራይብ ብምባል ዘማሮና ነተባባዓዮም ❤❤❤❤❤

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን እሺ ክብርት ሓፍተይ ናተይ ውን ቅድስት ኣርሴማ ትብል ኣብ ፕሮፋይለይ ዘል ሳብክራይብክትገብራለይ ብትሕትና ይሓት በረከት ተሳተፋ

    • @rufta12.
      @rufta12. 2 ปีที่แล้ว

      @@qdstarssiemaq.a439 ገይረልኪ ክብረተይ ንስኺ እውን ግበርለይ ክብረተይ

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 2 ปีที่แล้ว

      @@rufta12. እሺ ክብርተይ

    • @kidistweldeselassie5080
      @kidistweldeselassie5080 2 ปีที่แล้ว

      @@qdstarssiemaq.a439 ሳብስክራይብ ገይረ ኣለኹ ክብራት

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 2 ปีที่แล้ว +1

      @@kidistweldeselassie5080 እሺን ክብረተይ

  • @ሰላምጊደይጋልትግራይ
    @ሰላምጊደይጋልትግራይ 2 ปีที่แล้ว

    አልልልልልልልልልልልል እልልልልል እልልልልል ዝማሬ መላአክተይሰምዓል ክብር ሓወይ ዕደምን ጥዕና ይሃብካ ሰላም ለዓደና ተመስገን ልሰዓት ዘብፅሐና ክብር ድንግል ማርያም 👏👏👏

  • @ydf203
    @ydf203 2 ปีที่แล้ว +3

    ዝሜሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር አምላክ ክብር አሕዋት💝አክሱም ፅዮን ወረ ሓጎስ ተስመዓልና💔

  • @ይናፍቀኪኣሎበልለይንማማ
    @ይናፍቀኪኣሎበልለይንማማ 2 ปีที่แล้ว +1

    ሕጂ ግርም ቃል ዝማረ የስምዐልና ንመላአ ህዝቢ ትግራይ ወላዲት ኣምላክ ጋል ኣክሱም ሓላዊቱ ትኩን

    • @bethlehemefratatube
      @bethlehemefratatube 2 ปีที่แล้ว

      ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።

    • @ይናፍቀኪኣሎበልለይንማማ
      @ይናፍቀኪኣሎበልለይንማማ 2 ปีที่แล้ว

      @@bethlehemefratatube ኦኬ ክብረተይ

  • @አብዓቅሊፃማአሎ
    @አብዓቅሊፃማአሎ 2 ปีที่แล้ว

    ያስምዕለነ ዝማሬ መላእክት ክቡር እኁነ ዲያቆን ፀጋ እግዚአብሔር ያብዝኅ ለከ በአማን ጥዑም ዝማሬ ተፈሣሕነ ጥቀ

  • @ዛፉጋልትግራይ-ቸ3ለ
    @ዛፉጋልትግራይ-ቸ3ለ 2 ปีที่แล้ว +5

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብር ሓውና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልካ አሜን ፆዮነይ ህዝብና ሓደራ ❤️❤️❤️❤️🌿🌿🌿🌿

  • @mebrihitkidanu16
    @mebrihitkidanu16 2 ปีที่แล้ว +5

    እንኳዕ ብስላም መፃኤካ ክብር ሓው!!ፅዮነይ ህዝቢና ሓደራ🙏

  • @azewetkesete8668
    @azewetkesete8668 2 ปีที่แล้ว +1

    Zimare melaekit yesmalna nay aglgletka gzye amlaki ybarkelka adey marey mhret awrdlu zalm mes wedki konki

    • @bethlehemefratatube
      @bethlehemefratatube 2 ปีที่แล้ว

      ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።

  • @temsagneamleki5806
    @temsagneamleki5806 2 ปีที่แล้ว +4

    አብ ፍሉይ መንበራ ጽዮነይ አክሱም ምሕዳራ✝️❤❤❤❤❤❤❤❤ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ድያቆን ያሬድ ብርሃነ ቀፅለሉ ክቡር ሓዉና ❤❤❤ ማርያም ጽዮን ሰላም ናይ ዓድና ተስመዐና አሜን(፫)

  • @ewwewwew5244
    @ewwewwew5244 2 ปีที่แล้ว +1

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል አሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስመዓና🙏🙏🙏❤❤

  • @بريبري-د2و
    @بريبري-د2و 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣብ ፉሉይ መንበራ👏♥️
    ብሓቂ ዝማሬ መላእክት ያሰመዐልና ድያቆነይ ናይ ኣገልግልት ዘመንኻ እግዝኣብሔር ይብርኻ👏♥️♥️

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 2 ปีที่แล้ว +1

      ክብርት ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት በረከት ተሳተፍ

    • @بريبري-د2و
      @بريبري-د2و 2 ปีที่แล้ว

      @@qdstarssiemaq.a439 እሽኒ♥️

  • @ግርማነሽሕሉፍ
    @ግርማነሽሕሉፍ 2 ปีที่แล้ว +3

    እልልልልልልልልልልልልል አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክቡር ሓውና ድያቆን ያሬድ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ቤቱ የንብርካ👏❤

  • @mhretalem1018
    @mhretalem1018 2 ปีที่แล้ว +1

    ማርያመይ አዶ ፍቕሪ❤️

    • @bethlehemefratatube
      @bethlehemefratatube 2 ปีที่แล้ว

      ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።

  • @መንፀገባጓልተዋህዶ
    @መንፀገባጓልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ክብር መምህርና 💝💞😘🕊

  • @mmmmm2701
    @mmmmm2701 2 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክብር ሓውና ዲያቆን ጸጋ በረከቱ የብዘሕልካ እግዚኣብሔር

  • @memamema3493
    @memamema3493 2 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና💝
    ፅዮነይ ህዝብኪ ሓደራ🙏

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 2 ปีที่แล้ว

      ክብርት ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብ ቻነል ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት

  • @ጓልትግራይ-ነ1ከ
    @ጓልትግራይ-ነ1ከ 2 ปีที่แล้ว +5

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር ባሓቂ ዝማሬ ማላኣክት ይስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ በረኩቱን ፀጉኡን የብዘሐልካ ዛሓወይ🙏🙏🙏

  • @newuaq1125
    @newuaq1125 2 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና ክቡር ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሀብኻ 🙏🙏🙏💛❤ሰላም ልሀገርና ትግራይ አውረዲ ማርያም ፅዮነየ🤲🤲🤲❤🕊💛🕊❤

  • @ሚዙጓልተዋህዶእየ
    @ሚዙጓልተዋህዶእየ 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣብ ፉሉይ መንበራ ጽዮነይ ኣኽሱም ምሕዳራ እልልልልልልልልል እልልልልልልልል
    ብጣሚ ደስ ትብል መዝሙር ❤️😍😍😍

  • @hiwetmaheri990
    @hiwetmaheri990 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ደሰ ዝብል መዝሙር
    ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐልና
    ክብር ሓወና ዲያቆን ያሬድ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር ኣምላክ

  • @kidistweldeselassie5080
    @kidistweldeselassie5080 2 ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር ይባርክኻ ዲያቆን ያሬድ ከምዚ ልበለ ነብሲ ለሐድስ ለስማዓኻና ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ትግራይ ዓድና ናይ ዓለም መዲና ሰላም ንህዝቢ ትግራይ ❤💛❤

    • @rufta12.
      @rufta12. 2 ปีที่แล้ว

      ሳብስክራይብ በልኒ ጓል ሪመይ

    • @kidistweldeselassie5080
      @kidistweldeselassie5080 2 ปีที่แล้ว

      @@rufta12. ሳብስክራይብ ኢለኪ ኣካለይ

    • @rufta12.
      @rufta12. 2 ปีที่แล้ว +1

      @@kidistweldeselassie5080 የኽብረለይ ዝያዳዋይ

  • @ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ኈ3ቐ
    @ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ኈ3ቐ 2 ปีที่แล้ว +3

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ዲያቆን ሓወይ ፀግኡ የብዘሐልካ💒💒💒👏👏👏💊💊💊💊💒💒💒👏👏👏🙏🙏🙏ክቡራት ኣሕዋተይ ሳብስክራይብ እናገበርና መዛምራንና ነተባብዓዮም❤❤❤❤

  • @awet341
    @awet341 2 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ንሕዳር ፆዮን ማርያም ( ኣኽሱም) ኣብፀሐኩም /ኣብፀሐኽን ።
    ነቲ ፀዋርን እሙንን ህዝብናን ቤተሰብናን ይእከለኩም ፀገም ፡ ይእኸለኩም ፀልማት ትበለና ማርያም ፅዮን ።