Eritrea music Abraham Afewerki - Gize/ግዜ Official Audio Video

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 564

  • @admasawi9006
    @admasawi9006 5 ปีที่แล้ว +310

    ብስም የማነ ባርያ ኣቦ ኣብርሃም ኣፈወርቂ like ረጊጽኩም ሕለፉ

    • @wedibrhane5703
      @wedibrhane5703 4 ปีที่แล้ว +6

      ምውላድ' ኳ ኣይወልዶን' ዩ ግን ይዓብዮ እዩ ። ኣብሪሂሞ ምልምል መንእሰይ

    • @TheLegend-bn4jn
      @TheLegend-bn4jn 3 ปีที่แล้ว +1

      Abraham is the father with full knowlege

  • @assebchannel6735
    @assebchannel6735 5 ปีที่แล้ว +716

    ግዜ፡
    ግዜ'ሲ ሓሊፉ…ትዝታታት ኣብ ልበይ ገዲፉ
    ክንደይ ግዜ'ዩ ሓሊፉ…ትዝታታት ገዲፉ ²
    ግዜ ድዩ ለዊጡዋ…
    ኣይ'ከም ዝሓለምክዋን…ክትሕድሰኒ ኣስመራ
    ጽቡቓት ኣግራብ ናይ ተምሪ…
    ምልክት ከተማና…ኣብኣ'ለዋ ይምስክራ
    ፈለማ ንእስነትና…
    ንኸተማ ወጺና…ምሳኺ ዝጀመርናሉ
    እንዳጽለለት ኣጉሳዕና…
    ብፍቕሪ ሕሹኽ ንብሎ…ሰሚዓቶ'ያ ኩሉ
    ዓባይ ገረብ ኣጉሳዕና…
    ናይ ጓህን ናይ ሓጎስን…ክንደይ ታሪኽ'ያ ጸይራ
    ነዊሕ ግዜ ክትዕዘብ…
    ድምጺ ኣዕዋፍ ኣብ ዝባና…መንእሰያት ኣብ እግራ
    ግዜ'ሲ ሓሊፉ...........
    ..እታ ዝበርስ ዘይመስል…
    ዝነበረ መልክዓ…ግዜ ለዊጡዎ ትርእያ
    መውስቦኣ'ዩ ይብሉኻ…
    እታ ዝዓበየት ዘይመስለካ…ህጻን ዝገደፍካያ
    ኣበይ ኮን ይህልዉ…
    ብዙሕ ዝሃረፍክዎም…
    ኩሎም መትዓብይተይ…
    ገሊኦም መማህርተይ…
    ገሊኦም መሳድድተይ…
    ገሊኦም መቓልስተይ…
    ብፍላይ ዘይርስዖ…
    ኣብ ቅድሚት ኮፍ ዝብል ነይሩ…ብትግሃቱ ዝተመርጸ
    ኣይተመልሰን ኢሎሞ…
    ቀደም ንሜዳ ምስ ወጸ…ቀደም ንሳዋ ምስ ወጸ
    ✌ሰላም ፍረ ፍትሒ'ዩ…
    ብመስዋእቲ ዝውረስ…ንጉሆ ንጉሆ ዝኹስኮስ
    ስቓይ ይምህረና 'ንድዩ…
    ግዜ ይቕይረና 'ንድዩ…ዋጋ ሰላም ክንዕገስ
    ...መቐረት ናይ ጥዕና…
    ካብ ብሕማም ዝተሳቐየ…ንላዕሊ መን ይፈልጦ
    ሰላማዊ ዘልኣለም…
    ካብ ደቂ ኤረይ ንላዕሊ…መን'ሞ ይህንጠዮ🙌
    ኩሉ ነገር ወዋግኡ…
    ኩሉ ሰብ ገግዚኡ'ለዎ…ኢሎሞ ይሃብካ ዓቕሊ
    ኣቓልቦ ይደሊ 'ምበር…
    ግዜ'ዩ ፈውሱ ንቑስሊ…ግዜ የሕውዮ ንቑስሊ
    ብስኒት ብፍቕሪ…ንሰላም ንሕድሪ ✌
    ብስራሕ ብግብሪ…ብጋህዲ ብቐትሪ ♡
    ብወፍሪ በብስድሪ…ንሰማይ ካብ ምድሪ ☝
    ብዓቕሊ ብጻዕሪ…ብስራሕ ብኽብሪ
    ብስኒት ብፍቕሪ…ንሰላም ንሕድሪ ✌
    ..ኣብርሃም ኣፈወርቂ🎤💟

    • @lidiahabte3354
      @lidiahabte3354 5 ปีที่แล้ว +1

      Thanks

    • @segensegen4242
      @segensegen4242 5 ปีที่แล้ว +1

      Wowow Thanks hawey

    • @andom8177
      @andom8177 5 ปีที่แล้ว +1

      Wawwww btemey xebuk qexilo hawei natei ❤💌👍👏💌

    • @mywife9724
      @mywife9724 5 ปีที่แล้ว +6

      Kemey aynet smart eka wedey edmen tenan yhabka kxhfa fetina gn kemzom deki 80 ezney deyele endasme msmmae sina hhh bruk kun

    • @danielmekonen6031
      @danielmekonen6031 5 ปีที่แล้ว +1

      Asseb Channel
      Thank you very much

  • @ዘመን-ማህደር
    @ዘመን-ማህደር 5 ปีที่แล้ว +925

    ኣብ ሳዋ እዛ ደርፊ ከም ሑሱም ሰሚዕናዮ ብሽም ኣብራሃም ኣፈወርቂ like ሪጊጽኩም ሕለፉ ።

    • @kidaneteklesenbet5306
      @kidaneteklesenbet5306 5 ปีที่แล้ว +5

      Eri love
      ብሓቂ ኣነ ውን ኣብ 1ይ ክ/ሰ ነይረ::
      ኣበየናይ ኣሃዱ ነርካ/ኪ ነብሲ?

    • @waad4054
      @waad4054 5 ปีที่แล้ว +4

      እወ 20 ዙርያ እዋ

    • @መንይፈልጠለይናይውሽ-ወ1ኸ
      @መንይፈልጠለይናይውሽ-ወ1ኸ 5 ปีที่แล้ว +2

      Kindey zur weridka sawa

    • @Eritrea143
      @Eritrea143 4 ปีที่แล้ว +3

      ዘመን - ማህደር ኣበይ እሞ ዘመነይ ሓሊፋ ኣብ ሎሚ ኮንካ ዘይ ዝረብ ፍቅሪ 🥰❤️🥰❤️😍🥰🥰🥰🥰🥰

    • @tomorrowisgift7723
      @tomorrowisgift7723 4 ปีที่แล้ว

      Senef aytlemen .lemani

  • @ሳምሪነኝሳቂታ
    @ሳምሪነኝሳቂታ 5 ปีที่แล้ว +107

    ግዜሲ ሓሊፉ ትዝታት ገዲፉ ዉይ ኣቢተይ ንዓካ ዝከዉን ቃላትኮ ስኢነልካ

  • @MisikerNigatu
    @MisikerNigatu 11 หลายเดือนก่อน +21

    አብርሃም ለኛ ትግረኛ ለማንሰማ የአማራ ልጆች ቋንቋዉ ሳይገባን በድምፁ ልባችንን ያሸፈተ "ሽፍታ" ነዉ ነፍስ ይማር ማኣረ'ይ ኡሟሟሟሟሟሟሟ long live bro.......i love ever

    • @mogosmaekele
      @mogosmaekele 4 หลายเดือนก่อน +2

      ኣንድ ነን ህበሻ ኣይዞ ፡ግዜ ማ ሃልፍዋል ትዝታ
      ኣስቀሯታል ፡በፍቅር ብሰላም በተስፋ ፡ይላል።ኣብርሃም መምህር ፍቅሪ bleseed mam.

  • @wedihazot338
    @wedihazot338 5 ปีที่แล้ว +178

    ኣብርሃም ኣይኮነን ሽሙ ብገጋ ዮም ኣብርሃም ኢሎሞ እምበር "ፍቕሪ"እዩ ስሙ። You Are always the star of the World. I am ዕጉብ በኣኻ ኣብሪሂሞ ናትና።

    • @ኣብራሃምአዩስንቀይ
      @ኣብራሃምአዩስንቀይ 4 ปีที่แล้ว +8

      ትፈልጥ ኮንሰርት ትሪየ ናቱ ግድን ይበኪ።

    • @yayeya1329
      @yayeya1329 4 ปีที่แล้ว +2

      Ewe

    • @mikimiki5998
      @mikimiki5998 4 ปีที่แล้ว +11

      Abrham malet eko abo kulu eyu abo kulu male kea fqri eyu

    • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
      @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 ปีที่แล้ว +15

      ኣብርሃም ማለት እኮ ኣቦና ጻድቅ ኣብርሃም እዪ ኣቦ ኩሉ ስለዚ ኣብርሃም ማለት ንባዕሉ እቲ ስም ትርጉሙ ፍቅሪ ማለት እዪ '።

    • @fekrimskulu....7958
      @fekrimskulu....7958 2 ปีที่แล้ว +3

      Abraham feqri ente koyenu fetarena dea entay kenblo ina menalbat lelika wey mareka yedneqo eye ente kone gn eta feqri tbel qal bzeka ngoytana medhanena eyesus nekale aytwkelen eya kem zmsleni

  • @Alemu9Teshome
    @Alemu9Teshome 4 ปีที่แล้ว +98

    ሁሉንም የኣብርሃም ኣፈወርቂ ሙዚቃዎች ኣውርጃቸዋለሁ ነገር ግን ትግርኛ ስለማልችል መርዳት ይቸግረኛል። ላይሪክስ ተሰርቶ ቢለቀቅልን በጣም ደስ ይለናል።(This is from Ethiopia, I have downloaded all the Abraham Afewerki's music and I love it, but I can't understand it because of language deficiency. I understand little words of the song but not completely. Please release the lyrics of all music so that we listeners understand it. Thank you!)

    • @myminee21
      @myminee21 2 ปีที่แล้ว +2

      Hulum zefenoch coment lay gebteh lyrics magiggnet tichilaleh

    • @eri.5256
      @eri.5256 2 ปีที่แล้ว +1

      💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪abreham wed erey

    • @danieldany7295
      @danieldany7295 2 ปีที่แล้ว +1

      ባካባቢህ ኤርትራውያን የሉም ?እሚቶረጉምልህ

    • @danieldany7295
      @danieldany7295 2 ปีที่แล้ว +2

      እኔ እምኖረው ጀርመን ነው ባግዝህ ደስ ይለኛል ግን አብዛኛውን እሚዘፍነው ስለ ፍቅር እና ስለ ቤተሰብ ነው

    • @uguc7808
      @uguc7808 ปีที่แล้ว +1

      Snt gze alefe tztawoch lbe lay tto betnshu trgumu yezi zefen

  • @SW9-Gooner
    @SW9-Gooner 6 วันที่ผ่านมา +1

    That song makes me sentimental whenever i am listening to it. Nostalgia 😢

  • @misghinatesfamichael4466
    @misghinatesfamichael4466 3 ปีที่แล้ว +11

    ናይ በሓቂ ግዜ ዝሓዘ ሒዙ ኢዩ ዝሓልፍ ኣብራሃም ምስ ሓለፈ ብፍላይ ኩሉ ከም ዝሓልፍ ርግጸኛ ትከውን!!ኣምላክ ኣብ የማናይ ኢዱ ይቀበልካ!!!

  • @yohannisAlebachew
    @yohannisAlebachew 6 หลายเดือนก่อน +8

    አብርሀም አፈወርቅ በጣም ተወዳጅ ሙዚቀኛ ነው በጣም ነው የምወደው ከኢትዮጵያ

  • @thelegend6377
    @thelegend6377 5 ปีที่แล้ว +32

    ሰላም ፍረ ፍትሒ,ዩ ብመስዋእቲ ዝውረስ ንግሆ ንግሆ ዝኹስኮስ ስቃይ ይምህረና እነድዪ ግዜ ይነግረና እንድዩ ዋጋ ሰላም ክንዕገስ the legend

  • @abdathafiz7784
    @abdathafiz7784 5 ปีที่แล้ว +19

    ኣድኒከ ኣይጸገብኩካን መሰል ኣብርሃም ኣፈወርኪ ንሃሉ ዝበልካ♡♡♡☆☆☆☆☆☆☆♡♡♡♡♡♡

  • @asterpawlos2230
    @asterpawlos2230 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣብራሃም ኣፈወርቂ መምህር ጥበብ
    ጊዜ ሲ ሓሊፉ ትዝታታት ገዲፉ
    ኣዓምናስ ዓለም ጻዕሪ ክንደይ ዓቅሊ ያ
    ትደሊ ናትካ ነገር ስጋብ ሕጂ መግለጺ ቃላት ኣይረኸብኩሉን። ሓደ ክንዲ ሽሕ

  • @efremmeheri2691
    @efremmeheri2691 5 ปีที่แล้ว +42

    ኣብራሃም ካብ ዝተዛረቦ ዘረባ ትምስጠኒ ነገር
    ስነጥበብ ንዓኻ እንታ እዩ ምስተባህለ ዝመለሳ
    ስነጥበብ ፥ፍቅሪ እምነት ፣ ደስታ ፥ ሂወት ክብልዋ ስሚዕ ምስኦም ተሳምሚዕ
    ኢልዋም ይብለኩም

    • @abiboyeastblack9827
      @abiboyeastblack9827 5 ปีที่แล้ว +1

      Right gn kia Tezarabay ika hahaha lol

    • @efremmeheri2691
      @efremmeheri2691 5 ปีที่แล้ว

      @@abiboyeastblack9827 ዶ" ክክክ ከመይ ዳኣስ ኣብ ዘመን ህግደፍ እንድየ ተወሊደ

    • @mikimiki5998
      @mikimiki5998 4 ปีที่แล้ว

      @@efremmeheri2691 kkkkk

    • @canadatoronto4967
      @canadatoronto4967 3 ปีที่แล้ว

      ዘከበርካ ሓው ክምዘመስለኒ እዛ ሕቶ ኣብ መድብ ህርመት እዮም ሓቲቶም።እታ ሕቶ ክኣ ፍቅሪ ብከመይ ትገልጾ ምስበልዎ እሱክኣ ፍቅሪ ናይ ሄወት መግቢ እዩ ፍቅሪ ኩሉ እያ ሓደ ጊዚ ምስ ረከብክዎ ምስኦም ተሰማሜኤ።ኣብራሃም ኣፈወርቂ

  • @NA-kv7jt
    @NA-kv7jt 4 ปีที่แล้ว +5

    ኣነ ንትግርኛ ኣይፈልጥን'የ ግን የአብራሃም ዘፈኖች ውስጤ ናቸው

  • @ኣራንሺመልካዓ
    @ኣራንሺመልካዓ 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣብራሃመይ ድሕረካ ደረፍቲ ደፊሮምና ደርፊ ምስኻ ያ ሞይታ ይገርመካ ዩ

  • @wizfugra2920
    @wizfugra2920 5 ปีที่แล้ว +109

    --ጊዜ ሲ ሓሊፉ ትዝታት ገዲፉ --
    እስኪ በሉ ኣብ ዘዘለኩሞ ጥራይ ሰላም ቅሳነት ይምነየልኩም ደቂ ኤሩ 🥰😭😭🇪🇷🇪🇷 እንበር እዚ ክትሰምዕ ከለኻ ሲ ፍርቂ ነብስኻ ይድንዝዝ ጎሮረካ ኮንታክት ገሩ ይዒንትካ ዘብዒ ይገብር 🙏🙏🙏🙏🌹 ጸጽቡቁ ናትኩም ይስምዓና ኣኣብ ዘለኩሞ ክሳብ ንራኸብ 🌹

    • @Amhara_informer
      @Amhara_informer 9 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤

  • @TeameSium
    @TeameSium 8 หลายเดือนก่อน +5

    ብሓቂ ግዜስ ሓሊፉ ወትሩ ኣብ ትዝታ ነዚኣ ይሰምዕ ሞ ስሚዒተይ ምቁፃር ይኣቤኒ 😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤

  • @moprime7982
    @moprime7982 6 หลายเดือนก่อน +5

    Abrish is Best singer i m From ethiopia I listen stil now...❤

  • @beniaminosman8919
    @beniaminosman8919 4 ปีที่แล้ว +5

    እናተን በሰማንበት ጆሮችን አሁንማ ጆሮችን ደማ ወይ ጊዚ አብረሀም ውስጤ ነህ ።

  • @danielmekonen6031
    @danielmekonen6031 5 ปีที่แล้ว +20

    ብፍላ ሓደ ነሩ መማህርቴይ
    ኣብ ቅድሚት ኮፍ ዝበለ
    ኣይተመልሰን ኢሎሞ
    መዳ ምስ ወፈረ
    Ababeyyyyyy the best teacher of life ever ❤️❤️❤️❤️❤️❤️😢😢😢😢

    • @AGFuture-n3s
      @AGFuture-n3s 2 ปีที่แล้ว +1

      Abshirka habi komu eilu aynebrn u meret nriesa eila kteegh a🤝

  • @በጃኺንዶኤርትራ
    @በጃኺንዶኤርትራ 5 ปีที่แล้ว +29

    ጅግና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለኻ ኣንታ ለዋህ ፍጥረት 😭🇦🇿

  • @wegahtatesfayohanns172
    @wegahtatesfayohanns172 ปีที่แล้ว +2

    እንታይ እሞ እዛ ዓለም እዚኣ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ኣብርሃመይ 😭😭😭😭😭

  • @Eri.Boy07
    @Eri.Boy07 5 ปีที่แล้ว +4

    Abraham afewerki men kem abraham shkor 😍😍😍😍👉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤

  • @vlogsisters9872
    @vlogsisters9872 5 ปีที่แล้ว +6

    Abraham tesfa hiwet abo fqri geze geze sei❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶

  • @ጓልዓጋመእየ
    @ጓልዓጋመእየ 9 หลายเดือนก่อน +6

    ኡፍፍፍ ከብደይ ተሓቍነ😢😢
    ኣታ እዞም ናይ ሎሚ ከኣ እንቋዕ ኳ እቲ ደርፎም ይሰምዖ ኣይኮንኩ

    • @HenokkeseteRami
      @HenokkeseteRami 3 หลายเดือนก่อน

      Ya habibi haqeka aleka gen pls pls ezom nay lomi wen zealyom sele zesanu eyom ember hemaq derfii kekoneka yiekel eyu gen...tesfa hibna rieto asniqna ente hibnayom wen xebuk serah keqrebulna yieklu eyom maletey wela kindi abraham aynekun gen ne hizbena zekewen tezekari serah hizna kinmexie pls tesfa broye kulu hasabka gen yiedegefoo eye sirak weldeab from cairo

  • @asmeromweldegebriel7577
    @asmeromweldegebriel7577 5 ปีที่แล้ว +17

    nebrich zfetu like
    ata like krekb ile eye kea kemu zblekun zeleku ember ezi zeytefetewe dea men kfto kndey eka aezana axmimemo alewu bzkon brukn qdusn qedame senbet ygberelkum deqi tewahdo

  • @kiramoges4161
    @kiramoges4161 2 ปีที่แล้ว +2

    አብርሃም አፈወርቂ ምን አይነት ገራሚ ዘፋኝ ነው ባካችሁ..RIP
    ከወንድም የአማራ ህዝብ ሰላም ለኤርትራ

  • @berakibeyene9004
    @berakibeyene9004 5 ปีที่แล้ว +5

    Mezmur ms semaeka menfeska yhgos derfi abreham kea maere mezmur yu Abrishey We 💖you for ever

  • @kiflomberhe1213
    @kiflomberhe1213 5 ปีที่แล้ว +85

    ኣብ ውሽጢ 2 ደቂቅ 53 like ይግበኣካ'ዩ ኣቦ ፍቅሪ ኣቦ ተስፋ ኣቦ ኩሉ ኢካ ኣምላክ ኣብ ገነቱ የንብርካ ቀመም ሂወተይ

    • @erenalove
      @erenalove 5 ปีที่แล้ว

      ውሒድዎ ከማን ኣሕ

  • @ብርጌድንሓመዱዝተረድኦንዝ
    @ብርጌድንሓመዱዝተረድኦንዝ 5 ปีที่แล้ว +6

    ኣብርሸይ መምህር ሂወት ዓሕ ንስኻን ባርያን ዘይምህላውኩም ንኤርትራ ዓቢ ክሳራ እዩ: ዓለም ጨናዊት ነዚ ሕሱር ስርዓትዶ ደኣ ከይትወስደልና

    • @rahsienterteiment1491
      @rahsienterteiment1491 8 หลายเดือนก่อน

      Nzmotu win fluy kbri eyu zelena nezom hji zelewu win ms motu kabzi wexai aynblomn

  • @samsonkidane7131
    @samsonkidane7131 5 ปีที่แล้ว +5

    Abrihiva niskas behaki seb dika nerka walas melak endie yiterater eye , i love you for ever

  • @geb6373
    @geb6373 5 ปีที่แล้ว +21

    ናይ ኣብራሃብ ኣፈዎርቂ ደርፍታት ብምስዳድኩም ጽቡቅ ግን እቲ ክሊብ ኣትሪፍኩሞ ክሊብ ናይ ባዓሉ መዘከርታን ታራን ስለ ዘለዎ ክሊብ እንተትግብርሉ ጽቡቅ ነይሩ የቀንየለይ።

  • @zerayasefa710
    @zerayasefa710 5 ปีที่แล้ว +14

    ኣበርሸይ ፍቕሪ, ተስፋ, ሕልና
    ግዜ ድኣ ህልም ይበል ንስኻ ከማን ሓሊፍካ

  • @mywife9724
    @mywife9724 4 ปีที่แล้ว +6

    A- abo sne tibeb
    B-behan sne tibeb
    R-raey
    H-hiwet sene tibeb
    M-memhr hiwet
    Tekedihka Ay twdann eka ❤️❤️👌

  • @robelsolomon9657
    @robelsolomon9657 5 ปีที่แล้ว +57

    what a great loss.😭😭😭you will always live in our heart .
    From tigray

  • @hlnasqorira5139
    @hlnasqorira5139 5 ปีที่แล้ว +8

    Abri shkor Gze ewe halifu naka knzkr RIP the greatest!!

  • @getachewm8855
    @getachewm8855 5 ปีที่แล้ว +3

    ሃሳቤ በትግርኛ አለመግልፂየ ይቅርታ ይደረጊልኝ ግን በጣም ነው ያስታወሰኝ አብርሽየ RIP thank you so much

  • @ምንባርንዘለካምፍቃርእዩእ
    @ምንባርንዘለካምፍቃርእዩእ 5 ปีที่แล้ว +6

    ግዜ'ሲ ሓሉፉ' ትዝታታት ኣብ ልበይ ገዲፉ
    ክንደይ ግዜ ሓሊፉ ትዝታታት ገዲፉ
    ግዜስ ሓሊፉ ባይታ ሰላም ኣምጺኡ

  • @HaniHanibal-xp1et
    @HaniHanibal-xp1et ปีที่แล้ว +2

    ኣብርሃም ደርፍካ አዳሰማና ክንበኪ ንዉኣል አለና ደቅኻ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️🌹🌹🌹

  • @Edersonking
    @Edersonking 11 หลายเดือนก่อน +1

    አብርሸይ ኩሉ ነገርካ ፍቅሪ ❤️❤️❤️❤️🙏🙏ግዜ ሓሊፉ ትዝታ ኣብ ልበይ ገዲፉ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰

  • @sette.7151
    @sette.7151 5 ปีที่แล้ว +3

    Abraham mebrahti snetibeb ❤️ alem chenawit wetru ab libina eka abo fikri 😍

  • @Hager_hamassien
    @Hager_hamassien 4 ปีที่แล้ว +5

    ኣብርሃም ነባሪ ስራሕ ገዲፍካልና ኬድካ
    We miss you brother

  • @ተስፋዩምንባር
    @ተስፋዩምንባር 5 ปีที่แล้ว +6

    Wellcom
    ኣብራሃሞ
    ናተይ
    ግዝየሲ ሓሊፉ ትዝታታ ገዲፉ

  • @mirtawegen6022
    @mirtawegen6022 2 ปีที่แล้ว +3

    ነቭስህን ይማረው ❤️❤️❤️I’m Ethiopian I’m His fan :(

  • @tijitiji4532
    @tijitiji4532 5 ปีที่แล้ว +2

    ኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡይይይይይይይይይይይይይይ ግዜ ሲ ሓሊፉ ትዝታታት አብ ልበይ ገዲፉ ኣኣኣሕሕሕሕሕሕ ዓለም ጎዶሎ

  • @hawiliyatekila1153
    @hawiliyatekila1153 5 ปีที่แล้ว +7

    My best music Abrihimo Abo memher hiwet ❤️👍👍💯💯💯👍💯💯👍

  • @zementmt1627
    @zementmt1627 5 ปีที่แล้ว +3

    Abraham enberhalifu tztatat gedifu
    Enber gzes gize yhalf gize ytkai
    Abraham gn metekaeta zeyterekbo zhalefe

  • @romanromi6501
    @romanromi6501 5 ปีที่แล้ว +8

    እዛ ደርፊ ፈጺመ ካብ ሕልናይ ንደቒቕ ከውጻኣ ኣይካኣልኩን ኣሕ ኣብርሸይ መግለጺ የብልካን

  • @filieri9056
    @filieri9056 5 ปีที่แล้ว +8

    Best Artist Ever darga zey motka abrhimo Hawey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zeraiyosef8494
    @zeraiyosef8494 5 ปีที่แล้ว +4

    abrhams halufu zeymewt derfi gedifu R.i.p king👑

  • @addisugebru1554
    @addisugebru1554 4 ปีที่แล้ว +17

    He is simply king of music. ❤🙏

  • @tesfitandom7680
    @tesfitandom7680 5 ปีที่แล้ว +6

    Gize nay behaki kab des zibelana derfe abriham afwereki legend muisc may god rest you peace

  • @MedhinNira
    @MedhinNira 12 วันที่ผ่านมา

    The best Singer ! መመሊስኻ ክትሰምዖ ዝዕደመካ ደርፊ

  • @bazenscollection8195
    @bazenscollection8195 5 ปีที่แล้ว +10

    In Deep love with Abraham! Tegaru_Eritrea_same peoples! ...Ahwat!

  • @noorhusienabdul5722
    @noorhusienabdul5722 7 หลายเดือนก่อน +1

    the music is still wonderful mlodey and voice ,,, eritrawinet kbur mennet ,, rest in peace abraham afwerkei ,,,

  • @meharihaile4413
    @meharihaile4413 4 ปีที่แล้ว +3

    Ab nefsi wekef hiwet seb fluy bota aleka abrshey we love you for ever!!

  • @haftomhaile-ck5zn
    @haftomhaile-ck5zn หลายเดือนก่อน

    ኣብርሽ ፃዕዳ ልቡ፤ መንግስተ ሰማይ የወዋርስካ። ቅኑዕ ሰብ።

  • @kidaneteklesenbet5306
    @kidaneteklesenbet5306 5 ปีที่แล้ว +24

    ትዝታታት እባ ገዲፍካልና ኣብርሃምኖ‼️
    ንስካ ናብታ ናይኩላትና ሓሊፍካ
    ዘይነጽፍን ዘይውዳእን ስራሕ ገዲፍካልና ሓሊፍካ

  • @ramipuffy5695
    @ramipuffy5695 5 ปีที่แล้ว +11

    One day we going back home all Eritrean. Peace to ya Al leave a like.

  • @issuwedikeshi203
    @issuwedikeshi203 5 ปีที่แล้ว +3

    Kindey gizie halifu ewe abraham abo sinetibeb ahhhhhhhhhhh kilte yientina eba nequirna nihna dekika 😭😭😭😭😭😭 nzelalem ab libina aleka

  • @wediyemane7831
    @wediyemane7831 5 ปีที่แล้ว +28

    I can't stop listening to Abrish SONGS❤💯💯🇪🇷. As it gives me strength and motivate

    • @danielmekonen6031
      @danielmekonen6031 4 ปีที่แล้ว +2

      Wedi yemane
      Does Abraham's Songs give you motivation?
      It takes me sadness and upsets even tearful 😢.

    • @ስድራይናፊቐ-ፐ6ሠ
      @ስድራይናፊቐ-ፐ6ሠ 2 ปีที่แล้ว

      Me too abraham afewerki is one's ever my favourite singer ❤ ever in my life since I know abraham songs 🎵 love love love at any time anywhere ❤ with anyone xx sedray nafike 🥰🥲

    • @teklearaya5614
      @teklearaya5614 2 ปีที่แล้ว

      @@danielmekonen6031 9
      0

    • @teamekidanedesta9952
      @teamekidanedesta9952 2 ปีที่แล้ว

      @@danielmekonen6031 à

  • @begenatube293
    @begenatube293 4 ปีที่แล้ว +3

    ናይዚ ክቡር ስነ- ጥበባዊ ቃላት ናይ ፈርፍታቱ ጸሓፉልና

  • @fidelabrhamm1008
    @fidelabrhamm1008 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣብርሂሞ ንዓኻ ዝገልጹ ቃላት ዘለዉ ኣይመስለንን ንስኻ በቃ perfect ኢኻ.

  • @KahsayeTesfahywet
    @KahsayeTesfahywet ปีที่แล้ว

    ኣብርሃም ዋላ ኣብ ዕሸል ዕድሜኡ ብሸርሕን ክፋእን ደናቑርን ሓሳዳትን ካብዛ ቆርባዕ ዓለም ብሞተ እንተ ሓለፈ ብውሕሉል ጥበብ ዜማን ሙዚቃን ሓይሉ ንህዝብታት ትግራይነ ኤርትራን ጥራሕ ዘይኮነ ንካልኦት ህዝብታት ጎደቦና ውነ ጥበቡ ዝመሰጦ ኣገናዕ የብል :: እንኳዕ ተወልደ :: ዘልኣለማዊ ዕረፍቲ :: ቅሰን ::

  • @efremmeheri2691
    @efremmeheri2691 5 ปีที่แล้ว +9

    ኣብራሃም ሓሊፉ ትዝታታት ግን ኣብ ልበይ ገዲፉ "

  • @samuelgoitom8684
    @samuelgoitom8684 5 ปีที่แล้ว +41

    Abrham you're the king of Eritrean music how can I introduce you bro! you're the king of my heart always rest in peace🇪🇷🙏🙏🙏

    • @teamemulugieta8674
      @teamemulugieta8674 4 ปีที่แล้ว +1

      yes you are right.it is difficult abreham introducing

    • @solomonyigzaw9985
      @solomonyigzaw9985 2 ปีที่แล้ว

      @@teamemulugieta8674 t

    • @meseretsene197
      @meseretsene197 2 ปีที่แล้ว +1

      Enem betam ewedewalehu tirgumunim balawukew🥰🥰🥰🥰🥰😊

  • @wediande9005
    @wediande9005 5 ปีที่แล้ว +3

    Abrhimo memher emnet ,akli, tesfa,fkri megletsi yelen naka zkewn memher hiwet!!!

  • @hanona8823
    @hanona8823 5 ปีที่แล้ว +8

    Abraham and ymany baryi Kings of Songs.

  • @selahta5252
    @selahta5252 3 ปีที่แล้ว +1

    Eza derfi bmntay eske yzkara kab gezana molikna asmera ms atena eza derfi eya tekebilatna 🤩🤩🤩🤩🤩🤩❤️😌😌😌😌😌😌😌

  • @FatoumaNoura-rl8lt
    @FatoumaNoura-rl8lt 3 หลายเดือนก่อน

    በጣም ጣፋጭ መሣጭ የሆነ ሙዚቃ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤አብርሽ በልቤ ውስጥ ትልቅ ቦታ አክብሮት አለኝ።ነፍስህን በጀነት ያኑራት🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @fentahundires6318
    @fentahundires6318 10 หลายเดือนก่อน +1

    This is an interesting music ❤
    Love you our Eritrean sisters and brothers

  • @luwam6122
    @luwam6122 3 ปีที่แล้ว +5

    ውሺትካ ዝኹሕኩሕ ዜማ ኣብርሃም 2021/11/27 ኣብዚ ሰዓት ኣዚኣ like 🙏

  • @MussebariyaslasseMussebariyasl
    @MussebariyaslasseMussebariyasl 7 หลายเดือนก่อน +1

    esayas rgyum abrshay fikri❤❤❤❤❤❤

  • @michaelsuper6087
    @michaelsuper6087 4 ปีที่แล้ว +1

    Firs legand fore me abrhame afwerki no one the same to you
    Gzie si halifu tiztat gadifu

  • @freedom4481
    @freedom4481 4 ปีที่แล้ว +6

    Our Legend Rip
    U will never forgeten. Eritreans/Eritrea loves u 🌹 be selam eref

  • @famouspeople973
    @famouspeople973 5 ปีที่แล้ว +11

    One is the best Eritrean musical A/f 🌺

  • @qwerygcxrfsw2570
    @qwerygcxrfsw2570 5 ปีที่แล้ว +23

    *welcome adneqti abrshey ❤️ alekum do zterefe ka fast sorry da eber ab srahaki atiye*

  • @kesetegede3223
    @kesetegede3223 3 ปีที่แล้ว +2

    Abraham Afewerki nay Hawley teacher everything in my heart ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abrahamnerayo4842
    @abrahamnerayo4842 4 ปีที่แล้ว +15

    a legend born for art, left a legacy and model for the next generation

  • @DahlaKabir-ERITREA-coast
    @DahlaKabir-ERITREA-coast ปีที่แล้ว +2

    Proud ❤of Eritreanism ..
    What a great Artist and Musician🎉 ..Abraham Afwarki 😢The Legendary singer we lost him RIP !!!
    The Gangsters Afwarki Had assassinated him😢😢

  • @nocopyrightaudiomusiclibra7802
    @nocopyrightaudiomusiclibra7802 5 ปีที่แล้ว +5

    nice, I think it is great
    keep sharing great video good job
    thanks for this

  • @wossenbihonegn9310
    @wossenbihonegn9310 4 ปีที่แล้ว +11

    I missed him so much RIP.Wossen from WOLLO

    • @kokobtewelde9919
      @kokobtewelde9919 3 ปีที่แล้ว

      Want is the AOP0rtante is you were are you live me

  • @hzssk8244
    @hzssk8244 5 ปีที่แล้ว +3

    abrsh mekret hiwet

  • @fuadyasin9500
    @fuadyasin9500 5 ปีที่แล้ว +1

    Des like tegebo hegdf wey ka tagru ekum embr dlaye fethi da nay abrhimo hedri eu hezu zelo abrhimo kulu gezi abe lebi delyti fethi alka❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AynuAynu-t8d
    @AynuAynu-t8d 11 วันที่ผ่านมา

    Abreham legend from eritrea i am from ethiopia

  • @BtctoMoon101
    @BtctoMoon101 ปีที่แล้ว

    He is the biggest lost eritrawian ❤ahhh😢😢🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @danielshumbay5594
    @danielshumbay5594 5 ปีที่แล้ว +1

    Edme deki sebat 70 wey 80 eyen gna Abrham nay zelalem tarik gedifka edlegna eka!!

  • @abrahak28
    @abrahak28 3 ปีที่แล้ว +2

    Eza derfi aziye eye zifetwa gin kulu gzie neza derfi dhri msmaay. Kunet aamurey [mood] fesimu ykyer milu meti sad koyna ywiel.ane Ab hiwetey ab eritrea ab 3 botatat abye .senafe. Massawa. Asmera kea kurub 5 ametat temahire. Ab zom kulom botatat zihalefkuwomn ziabekulomn. Buzuhat mehazutn arikun nieromuni. Eza derfi ena kisemi nikulo botatatn sebatin sle zizkirom. Zifeltom sebat tezekerku tesewiau. Hamilton moyta fahilom .botatat entezekerku kab hdmona kisab godena harnet kisab massawa wishing basi anyu ferisu simsim elu. Kulu sad sad sad tray. That is why ab 4 amet 1 gizie tray zisema

  • @genetaregawi169
    @genetaregawi169 3 ปีที่แล้ว +2

    Btaemi zfotiya derfi 🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @abizzhabzzreactionyt7817
    @abizzhabzzreactionyt7817 5 ปีที่แล้ว +7

    *ግዜ'ሲ ሓሊፉ ትዝታት legend ገዲፉ*

  • @gottistliebe4110
    @gottistliebe4110 5 ปีที่แล้ว +3

    Ahhhhh Abraham afewerki shkorr Memhr fiqri ❤❤❤❤❤❤

  • @wolduwoldu8241
    @wolduwoldu8241 หลายเดือนก่อน

    Nay abraham zehznenie 1 koliea keywelede miehlafu eyu😊😊

  • @Joni_Man
    @Joni_Man 5 ปีที่แล้ว +2

    Klae derfis beal Abrhimo hizkmo kedkum ekum. Legend Abrahm king 👑

  • @agosmayshishay8568
    @agosmayshishay8568 5 ปีที่แล้ว +2

    txbuk comment zerakula mealty zekray ya zekri 20 round sawa💘💘 abrham for ever

  • @herihero4255
    @herihero4255 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣብርሸይ በዓል ጡዑም ልሳን፡፡

  • @akileazie6183
    @akileazie6183 4 ปีที่แล้ว +1

    Abet ewa geza ✊✌️entay emo teztata trah gedefu

  • @bashayyehdago1230
    @bashayyehdago1230 5 ปีที่แล้ว +1

    Abraham hawey kulu seb eu zfetiweka.. Amlak ab genet yenbrka

  • @tesfaynigus4586
    @tesfaynigus4586 5 ปีที่แล้ว +7

    am from ethio tigray i like more and more abrham af

  • @robelamine5251
    @robelamine5251 3 ปีที่แล้ว +1

    Abrsh memehri Ney hiwet kelateka betami eyom tesfa 😎🥰