ህድሞና ~( HEDMONA) ~ ኣብራር ዑስማን ~ ABRAR OSMAN |

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 220

  • @AbrarOsmanArt
    @AbrarOsmanArt  4 ปีที่แล้ว +226

    ኩቡራትን ፉቑራትን ፡ ንዘይይሕለል ደገፍኩምን ምትብባዕኩምን ብልቢ እመስግን ፡ባህታኹም ዝመልእ ክሰርሕ ዘኽእለኒ ፍቕርኹ አዩ"ሞ አይይፈለየኒ አንዳበልኩ ፡ ሓጎስን ቅሳነትን አምነየልኩም ❤️❤️❤️❤️❤️
    ደጊመ ሰላም ናዓኹም ይኹን ክቡራትን ፍቁራትን ፡
    ልዕሊ ኩሉ ሓሳብኩምን ርኢቶኹምን ፡ብዘይ ስክፍታ ክትልግሱለይ ብትሕትና እለበወኩም ።

    • @mahamedibrahim4043
      @mahamedibrahim4043 4 ปีที่แล้ว +20

      Baba Abrar I am sorry nesika zekawin qalat yeybulen
      Amlak Edmen tiena yehabki mis family

    • @መጨረሻይኣጸብቀለይ
      @መጨረሻይኣጸብቀለይ 4 ปีที่แล้ว +5

      💪💪💪💪💪💪✔✔✔✔❤❤❤ኣጆኻ ኹቡር ኣቦና ኣብራር ዑስማን

    • @እንታይትምነኢሎምኒጥዕናህ
      @እንታይትምነኢሎምኒጥዕናህ 4 ปีที่แล้ว +3

      @@mohammedhassen5966 ተዘይ ተጋግየ ናቱ ድኣ !! ከይትኸውን እዛ ቻነል bro.

    • @handomm6716
      @handomm6716 4 ปีที่แล้ว

      @@mahamedibrahim40433r 4

    • @inshallahinshallah2324
      @inshallahinshallah2324 4 ปีที่แล้ว +2

      Abrar 🤴 meshallah yali kayhfeza baskay ya camta lito lakena ya saho quna habetko taha mangoma abeta ay koktka? Please Answer anu mara kini ka kehneyoma 2005 edidha saho qunda ka quna kini obama 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🥰

  • @senaiGoitom
    @senaiGoitom หลายเดือนก่อน +2

    Long Life legende Abona Abrar Osman

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  หลายเดือนก่อน

      @senaiGoitom ኣሜን የቐንየለይ ሰናየይ ብልቢ አመሳግነካ ።
      ልዑል ኣኽብሮተይን ፍቕረይን ናዓኻ ያኹን
      ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ
      ኣይየሰኣእነና
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @andomangosom9843
    @andomangosom9843 3 ปีที่แล้ว +37

    ብምንም ታኣምር ክመውት ዘይትኽእል ደርፊ
    Legend Abrar Osmar long live !

  • @zielundaufgabe210
    @zielundaufgabe210 ปีที่แล้ว +5

    ኣቦና ኣብራር ፡ ጎይታ ፍቅሪን ሰላም፥
    ህድሞ ትብል ደፍካ ከይሰማዕኩላ ዝውዕል መዓልቲ ውሑድ ኢዩ። ሻሂ ክስትን ትም ኢለ ኣብጥቃካ ክህሉን ደስ ይብለኒ። ሓደ መዓልቲ ዶ ክመጽእ ፍራንክ ቃላትካ ክሰምዕን ተስፋ ክሰንቅን። ንበረልና እስከ

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +3

      ክቡረይ ፡
      ኣኽብሮትን ምስጋናን ናዓኻ ይኹን
      ምሳይ ሻሂ ክትሰትን ክተዕልልን ማለት
      ታዓዲለ ማለት'ዩ ፈጢሩለይ ደስ እንዳ አለኒ
      ነዛ ክብርቲ ዕለት ምስኻ ዝራኸበላ ብሓጎስ ክጽበያ ደስ ይብለኒ ፡ዳሓን ምጻእ እንድበልኩ
      ኣብ ግብሪ ከተውዕላ ብልቢ እላበወካ።
      ካባኻ ክማሃር ድማ ብህንቅውታ እጽበ ።
      የቐኒየለይ ክብረት ያሃበለይ።
      ሰናይ ቅኒያት ዓውደ-ዓመት
      ኣብራር

  • @pasta1445
    @pasta1445 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣቦና ኣብራር ኣባካ ዘለኒ ኣክብሮት መግለጺ ዩ ዝሓጽረኒ በቃ ናታካ ደርፍታት ክሰምዕ ከሉኩ ብጣዕሚ የ ዝዳፋነቅ ሓንቲ ማዓልቲ ብኣካል ተዝረክበካ ብጣዕሚ ምታሓጎስኩ ዕድመን ጥዕናን ኣብዘለካዮ ይምነየልካ ❤።

  • @kesetegebreyesus6119
    @kesetegebreyesus6119 4 ปีที่แล้ว +11

    ኣየ መምህር ኩሉ ኣብራር ዛ ደርፊ ምስ ኩሉ ስድራ ምስሊ ኩሉ ሃገር እተሓሳስብ ።

  • @michaelkeleta5016
    @michaelkeleta5016 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣብራር ዋልታ ናይ ሃገርና ብልቢ ዝምስጠኒን ዘድንዎን ከም ኣብራር የለን ነዓይ፡

  • @fikadutsehaye6376
    @fikadutsehaye6376 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሰሚዕኻ ዘይምኖ❤ ክበር ንበር ኣብራሪኖ❤

  • @shewityemane5819
    @shewityemane5819 3 ปีที่แล้ว +15

    Wawwww Abrar Osman long live . Neberelna ❤️❤️

    • @odonkor989
      @odonkor989 2 ปีที่แล้ว

      Are you Eritrean, Shewit?

    • @shewityemane5819
      @shewityemane5819 2 ปีที่แล้ว

      @@odonkor989 yes I am

    • @odonkor989
      @odonkor989 2 ปีที่แล้ว

      @@shewityemane5819 you're super pretty

    • @shewityemane5819
      @shewityemane5819 2 ปีที่แล้ว

      @@odonkor989 thank u .

    • @odonkor989
      @odonkor989 2 ปีที่แล้ว

      @@shewityemane5819 you're welcome. let's get in contact somewhere.. where can i text you?

  • @mahamedibrahim4043
    @mahamedibrahim4043 5 ปีที่แล้ว +17

    Abrar osman neber keber
    My favuraite artist Abrar
    Hanti ma alti ab adina kunka kitesmani tesfa yigabr
    I Love So much BABA ABRAR

  • @yonastekeste4671
    @yonastekeste4671 15 วันที่ผ่านมา +2

    እዛ ጽሕፍቲ ንብዓት ኣሰንየ፡ ናብ ክቡርን ፍቱውን ኣቦይ፡ ኣብራር ዑስማን ይጽሕፋ ኣለኹ። ሎሚ ዕለት 08/01/2024።
    ኣብ ዓራት፡ ኣብ ጎኒ ኣቦይ ወላድየይ፡ ኣለኹ። ኣቦይ ኣብ መበል 86 ዕድሚኡ፡ ንመወዳእታ ግዜ ዓራት ሒዙ ንፈጣሪ ይጽበ ኣሎ፡ ምስዚ ሓላል ኣቦይ ዝፋነወላ መዓልቲ ኮይና ትስማዓኒ ኣላ፡ ኣቦይ ብዙሕ ዝተረፈ ሩሕ የብሉን። ነቦይ ወላድየይ ንልዕሊ ክልተ ዓመት ሓሚሙ ኣልየዮ የ፡፡ ወላ'ኳ ካብ ዝፍለጠኒ፡ ኣቦይ ካብ ቀደም ናይ ኣብራር ደርፍታት ብተመስጦ ከስተማቕር ኩሉ ግዜ ዝሪኦ ተኮንኩ፡ እዛ ደርፊ ብፍላይ፡ ብሓፈሻ ከኣ ኩሉ ደርፍታት ናይ ክቡር ኣቦይ ኣብራር ዑስማን፡ ብሕማም ንዝተሰነፈ ኣቦይ ከም መድሃኒትን፡ ፈውሲ ቃንዛን ኮይኑ ኣገልጊሉዎ ዩ። እዛ ደርፊ ክውልዓሉ ከለኹ፡ ዝኾነ ነገር ፍኹስ ክብሎ የ ዝሪኢ፡ ምሳኣ ከኣ እናስተንተነ ይደግም። ክቡር ኣብራር ዑስማን ነቦይ ንክልተ ዓመት ኣብ ሕማሙ በዚ መድሃኒት ዝኮነ ደርፍታትካ ሓይሊ ኮንካዮ ኢኻ'ሞ ክብሪ ይኹንካ። ድሕሪ ሕጂ ኣነ ውን ነቦይ እናዘከርኩ እዛ ደርፊ ከስተንትና የ፡ ምናልባት ጽባሕ ንግሆ እታ ንስኻን ኣቦይን ትምነይዋ ዓይነት ኤርትራ ክትመጽእ እጃመይ የበርክት ይኸውን።

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  12 วันที่ผ่านมา +1

      @@yonastekeste4671
      ሰላም ዮናሰይ፡ዓሚቕ ፍቕርን ኣኽብሮትን ናዓኻ ይኹን ፡ልበይ ምስኻ'ዩ ።ባሓቂ ኣብ ሂወተይ ፡ፍቕሪ ኒሕ ሓቦን ጽንዓትካን ሰለ ዝማሃርካኒ ኣብ ልዕለኻ ዘለኒ ኣድናቆት መዘና የይብሉን ፡
      በዚ ንክቡርን ፍቁርንን ወለዲኻ ሓቊፍካ ፍቕርን ሓሊዮትን ክንክንን፡ " ብህድሞና" ማለት ብሰረቱ፡ቅርሱ ፡ማይበቱን ወለዱኡ ከባቢኡን ሕሉፉ፡ ህልዉ መጻኢኡን እንዳዋሳእካ ካብ ዘለዎ ቃንዛን ስቃይን ሓዲሽ ሂወት ክትፈጥረሉን ከተዛንዮን ምኽኣልካ ፡ናይ ዘመና ሓካይም ዘይበጸሕዎ መድሓኒት ብምምሃዝካ ልዑል ሓበን ይስማዓኒ ።
      ነዚ ሰናይ ተረኽቦ ፡ ኣብ'ዚ ዘለናዮ ጊዜ ዝረኽቦ ውሉድን ወላድን
      የለን ፡ሰለ ዝኾነ ድማ ክቡር ወላዲኻ ናዓኻ ብምውላዱ ልዕሊ ዕድለኛ
      እዩ ።ንምንታይ'ሲ ኣህዛብን ንስደትን ከርተትን ኣብ ዝተሳጥሑሉ፡ ደቂ ሰባት ተፈላልዮም ኣብዘይራኸቡሉ ፡ዋላኳ ነታ ዘይትተርፍ ሞት ናይ ወላዲኻ ብውሽጥኻ ትሓዝነላን ትበኽየላን እንተሃለኻ ፡ሓጎስን ሓዘንን
      ኣሰማሚዕካ ፡ንሞት ብሓጎስን ብፍሽታን ወላዲኻ ዝሰዓርካ ዕድለኛ በሊሕን ኪኢላን ኢኻ'ሞ ናተይ ብምዃንካ ሓጎሰይ ወሰን የያብሉን ።
      እዚ ንታኣምር ዝኾነ ህያው ዛንታ መርኣያን ትምህርትን ፡ ኮይኑ ኣብ መጽሓፍ ከንብቦ ተሰፋ እገብር ።
      ክቡር ዮናስ ብጣዕሚ ተሰሚዑኒ ገሪሙኒ ግና ድማ ምግላጹ
      ጠፊኡኒ፡ውቅያኖስ እዩ። ብዝኾነ ዮናሰይ ነቲ ዝማስዓኒ ክድሕድሖ
      ዓቕመይ ሰለዝሓጸረኒ ፡ንሕጽረታተ መሊእካ ኣሪምካን ብልብኻ ብልብኻ ውሻጠ ልበይ ክተንብብ ፡ተስፋ እናገበርኩ ፡ንኽቡር ወላዲኻ ምሉእ ጥዕና ናዓኻ ድማ ብሰላምን ሓጎስን ዝወቀበ ዕዉት ሂወት እምነየልካ ።
      ንዝለገስካለይ ክቡር ህያብ ፡ክቡር ጊዜኻን ፡ፍቕርን ኣኽብሮትን
      ብልቢ አመሳግነካ ።
      ልበይ ወትሩ ምሳኻ'ዩ
      ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን
      ኣይየሰኣእነና
      ♥️♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

    • @yonastekeste4671
      @yonastekeste4671 10 วันที่ผ่านมา +1

      ​@@AbrarOsmanArtክቡር ኣያይ ኣብራር ዑስማን፡ ንመልእኽተይ ተገዲስካ ኣንቢብካ፡ ግዜኻ ወፊኻ መልሲ ስለዝጸሓፍካለይ ብልቢ የ ዘመስግን። ኣቦይ ከም ፍቓድ ኣምላኽ ትማሊ ዓርቢ 10/01/2025 ኣብ ኢደይ ዓሪፉ ኣሎ። ሽዑ መዓልቲ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኤርትራ ኣፋንየዮ፡ ሓመድ ዓዱ ምስ ኣቦታቱ ለቢሱ ኣሎ። ደርፍታትካ ነቦይ ዝዝክረሎም ቅርሲ ዮም። ኣቦይ ብጣዕሚ ዩ ዘፍቅረካን ዘኽብረካን ኔሩ። ኣነ ውን ከምኡ።

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  10 วันที่ผ่านมา

      @yonastekeste4671 ክቡርን ፍቁርን ዮናስ ፡ጽንዓትን ኣካእሎን ይሃብካ፡ምስ ኩሎም ስድራ-ቤትካ ቤተ-ሰብን ፈተውትን ፡ኣብቶም ዝተረፍኩም ድማ በረኸቱን ፍቕሩን ይሰስን ።ነቲ ክቡር ወላዲኻን
      ድማ ኣብ ገነቱ ይቀበሎ ።ዮናሰይ ምፍልላይ ከቢድ'ዩ።ዘይተርፍ ተራ ኩሉ ወዲ ኣዳም ፡ሰለዝኾነ ምቕባሉ እዩ ዝግበር የለን' ሞ፡ ክትብርትዕ እላበወካ።
      ዝኸበርካ ዮናስ ወትሩ ኣብ ልብይ፡ ኣብነት ፍቕሪ ኢኻ። ይትረፍስ ናዓኻ ዝሓቆፍካን ዝተኸናኸንካን ፍቕሩ ዝተዛነኻን ናዓይ'ውን ብጣዕሚ ተሰሚዑኒ ።
      ህድሙኡ ንዘልኣልም ብፍቕሩን ንፍቕሩን ክትነብ' ያ።
      ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን
      ኣይየሰኣእነና
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

    • @yonastekeste4671
      @yonastekeste4671 7 วันที่ผ่านมา

      ​@@AbrarOsmanArtሕሰም ኣይትርከባ ክቡር ኣያይ ኣብራር። ክብረት ይሃበለይ።

  • @zewdiebrhane4221
    @zewdiebrhane4221 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዑንቂ ኢኻ ኣብራር❤❤❤❤ ምዓስ ድንቂ ዘያሚ ጥራሕ !?
    ኣማቲ ን ኣማዕዳዊን ሊቅ እምበር❤❤❤ ሳሕቲ ዝርከብ በረከት!!!

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  3 หลายเดือนก่อน

      @@zewdiebrhane4221 ክብርትን ፍቕርትን ዘውዲ ፡ዘውዲ ክብሉኺ ፡ሓለፋ ዘውዲ ኢኺ።ንዝለገስካለይ ምኡዝ መልእኽትኺ መግለጺ የይብለይን ፡ግና ልብኽን መንፈስክን ከምዘይስሕትዎ
      ርግጸኛ እየ ። ብልቢ የቐንየለይ ኣይየሰኣእነና
      ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኺ
      ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @estifanosamanzgi7200
    @estifanosamanzgi7200 2 ปีที่แล้ว +11

    ኣቦየ🙏❤️ኣብራር ኣቦ ሓቂ ጽኑዕ ፈታዊ ህዝብን ሃገሩን
    እዛ ስራሕ ነቲ ኣብ ሃገርና ዝነበረን ዘሎን ግልጽልጽ ኣቢላ ብረቂቅ ስልቲ እተርኢ ብልጽቲ ነባሪት መጽሓፍ እያ (🩸ህድሞና)🕸

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  2 ปีที่แล้ว +8

      ኩቡርን ፍቑርን እስቲፍስኖሰ ፡ፍቕረይን ኣኽብሮተይን ናዓኻ ይኹን ፡ሙኡዝን ብሉጽን ገለጻኻ ልባዊ ኣድናቆተይ ወሰን የይብሉን።
      ኣብ ሂወትካ ድማ ኩሉ ሰናይ እምነየልካ።
      ❤❤❤❤❤
      ኣብራር

  • @SaidOsman-zu6lh
    @SaidOsman-zu6lh วันที่ผ่านมา

    Legend❤ abona Abrar edmen tinan yihabka

  • @Wintiaklilu5878
    @Wintiaklilu5878 หลายเดือนก่อน +1

    Aya Abrar tibebka amlak yibarko

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  หลายเดือนก่อน

      @@Wintiaklilu5878 ኣሜን ነባየይ፡እዚ ብሩኽ ቃላትካን( መልእኽትኻ) ብምምባበይ ዝህበኒ ሓይልን ተስፋን መግለጺ የይብለይን ፡
      የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ክቡርን ፍቁርን ነባይ
      ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ
      ኣይየሰኣእነና
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @issayastekilzghi5780
    @issayastekilzghi5780 4 ปีที่แล้ว +7

    Neska feluy ikae abrar malet entay eyu mestrru nay derfka kulu xbuke keglxo kalate yebleyn amelak edemn tenane yehabka abrar hawey natey

  • @keseteyakob2188
    @keseteyakob2188 2 ปีที่แล้ว +4

    Yemane
    Abrar
    Abrham
    Zeydgemu derfti

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  2 ปีที่แล้ว +1

      ኩቡርን ፍቑርን ከሰተ ክብረት ይሃበለይ
      ልባዊ ምስጋናይ ናዓኻ ይኹን ።
      ወትሩ ኣብ ልበይ
      ሕውበትን ፍቕርን ይሰስን
      ኣብራር ❤❤❤❤

  • @badhomaxtihadunyale4684
    @badhomaxtihadunyale4684 4 ปีที่แล้ว +7

    Ahh history everything abrar Eritrea✍✍🎆👂🇪🇷🎧✔‼

  • @amanuelokubu8253
    @amanuelokubu8253 8 หลายเดือนก่อน +2

    The best 👌 Eritrean music 🎶 abrar we love ❤you ❤️ ayana bal metkeal no one like you brother God bless you and your family 🙏

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  8 หลายเดือนก่อน

      ኣሰይ! ዘብል'ዩ ክቡር ኣማኒኤል ፡ምኡዝ መልእኽትኻ
      ብዘይ ምግናን ልዕሊ ምስግናይ እዩ ።ዓቕመይ ንሱ' ዩ እሞ ከይተስተወሕዶ እምሕጸነካ ።
      ፡ወረጃ መልእኽትኻ ወትሩ ኣብ ልብይ እዩ ።የቐንየለይ ኣይየሰኣእነና
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @Ayla-Gundet
    @Ayla-Gundet 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣብራረይ ባሕረ-ጥበብ ባሕረ-ልስሳን

  • @teklayasgedom8652
    @teklayasgedom8652 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣብራር ኣደናቒ መሃንድስ ዘስተውዓለካ ግን ብዙሕ የለን ይመስለኒ

  • @mikifsahaye9950
    @mikifsahaye9950 2 ปีที่แล้ว +1

    ኩቡርን ምቅሉልን ኣቦና ኣብራር ኩሉ ኣርቲስት ከማካ ንሓቂ ደው ተዝብል ኣብ ሃገርና መሃለና ከማካ ብፍቅሪ ሃገሩ ዝነደደ ሰብ ሪኤ ኣይፈልጥን እየ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ካባካ ብዙሕ ነገር ተማሂርና ኢና ፍቅሪ ሃገር ከመይ ከምዝገብር ።

  • @solo8869
    @solo8869 4 ปีที่แล้ว +24

    እዛ ደርፊ ብስንክሳር ንኤርትራ ዝተደርፊ እዩ እቲ ንቁሕ ሰብ ክርድእ ይክእል እዩ ኣብቲ ዓሚ ኮይኖም ብዓል ኣብራር ዝተርእዮም ብዚማ ዝሰርሕዎ እዩ!!!!!!! ደረት ኣብዚሒም ከይሰምር ሓሳብና ።

  • @DanniPrima
    @DanniPrima 5 หลายเดือนก่อน +2

    Abrar osman eza derfi ezia hawelty eya kubry n abrar fikry kulu eka nska i love you nberelna edume tiena ymneyelka

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  5 หลายเดือนก่อน +1

      @@DanniPrima ዳኒ ሽኰር ፡ኣነ'ውን ኩሉ ሰናይ ካብ ማዓሙቕ ልበይ እምነየልካ ።ልዑል ምስጋናይን ኣኽብሮተይን ናዓኻ ይኹን ።ምኡዝ መልእክትኻ ኣይይፈለየኒ ።ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ የቐኒየለይ ክብረት ይሃበለይ ኣይየሰኣእነና ።
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @serajseraj3451
    @serajseraj3451 4 หลายเดือนก่อน +1

    You are a Hero Abrar , and Father of Art
    live Long ❤

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  4 หลายเดือนก่อน

      @@serajseraj3451 thank so much dear Seraj. I appreciate
      Peace
      ♥️♥️♥️
      Abrar Osman

  • @kibromhabtom964
    @kibromhabtom964 4 ปีที่แล้ว +16

    ኣብራር ወዲ ህዝቢ one of our heros
    ኣቦ ፍቕሪ
    ህድሞና ብሓባር ንህነጻ ንሳ ያ ጽላልና ።

  • @MMSH-2
    @MMSH-2 4 ปีที่แล้ว +8

    Abrarey how much I love you...

  • @yasinibrahim1106
    @yasinibrahim1106 2 ปีที่แล้ว +2

    Living legend abrar, god of music, bi saho gerka derfi hizka kikil belena eka neweh kuynu, teinan edmen ymenilka baba abrar 💥❤💥✅

  • @goitomrussom6766
    @goitomrussom6766 7 ปีที่แล้ว +12

    best motivational song all time

  • @Senayhadush7215
    @Senayhadush7215 3 ปีที่แล้ว +5

    Living legend father of a lot ✌️

  • @ኣብተስፋቢራሃንኣሎSalahSha
    @ኣብተስፋቢራሃንኣሎSalahSha 3 ปีที่แล้ว +7

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️👑👑👑👑 King 👑👑🥰 music 🎶 abrarino history music 🎵🎵🎵🎵🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    Ab hiwetka asalito edmen tinan yahabeka 👌👌👌👍👍⭐⭐⭐💫💫💫🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @osmansuleman3242
    @osmansuleman3242 4 ปีที่แล้ว +6

    The best one in the world abrar osman for ever

  • @naxsitv5828
    @naxsitv5828 6 ปีที่แล้ว +23

    Best Musik Hidmona Hidmona
    Hidmona
    Hidmona
    Hidmona
    Hidmona
    Abrar osman
    Herzlich willkommen 💘💘💘✔✔✔✔✔👍👍👍👍like like Like like Like Like

  • @mendelaykurae2349
    @mendelaykurae2349 ปีที่แล้ว +1

    ኣብራር ዑስማን በሃር (legend) ሙዚቀኛ።

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว

      ኣሰይ፡
      ገና ክትኮርዕ ኢኻ ፡ንመን ኢሉዎ።
      የቐኒየለይ ኩቡር መንደላይ
      ሰሰናዩ..............

  • @Laylaslaysit
    @Laylaslaysit 4 ปีที่แล้ว +8

    Very powerful song that never dies .

  • @rahwagebrihwet813
    @rahwagebrihwet813 2 ปีที่แล้ว +1

    አቤት ብትንቢት!!!
    ደረት አብዝሔምሉ ከይ ሰምር ሐሳብና!!!

  • @logohazemo9000
    @logohazemo9000 5 หลายเดือนก่อน +1

    Ane zgermni lkie nay father geza ab adi Ezen abrar Osman zbelen kulen mis tekereba bgele mknyat dew ela aytesehetin dehar abiu kello sdet arkibu
    Endie anes megletsi yebleyn abrar ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  5 หลายเดือนก่อน +1

      @@logohazemo9000 የቐንየለይ ሎጎ ሃዘሞ፡ፍቕርን ኣኽብሮትን ናዓኻ ይኹን ።ምኡዝ መልእኽትኻ ኣይይፈለየኒ እንዳበልኩ ኩሉ ሰናይ እምነየልካ
      " ህድሞና ነባሪት ሓወልቲ ታሪኸ ዘጽናሓልና
      ንዘልኣለም ኣብ ልብና እያ " ።
      ኣይየሰኣእነና
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @TsegabrhanBerhe
    @TsegabrhanBerhe 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቦ ዉጹዓት ኣብራር ንበር ክበር ❤❤❤

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  10 หลายเดือนก่อน

      የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ፡ጸጋ ብርሃን
      ንሰለ'ቲ ኣኽብሮትን ፡ልባዊ ምስናይ ልዑል'ዩ ።
      ኩሉ ሰናይ
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @abelkael7281
    @abelkael7281 4 ปีที่แล้ว +4

    Baba abrar ህድሞና አታ ብልጸትይ ኣልብንካ ኤድመን ጠናን ያብካ.

  • @guandieweldemicael9454
    @guandieweldemicael9454 3 ปีที่แล้ว +4

    abrarino lebam seb

  • @ahmeabudi6723
    @ahmeabudi6723 ปีที่แล้ว +1

    Legendary Eritrea abrar osman 🇪🇷👑❤️

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว

      Thank you Ahme .........
      ❤️❤️❤️

  • @chelesolo2762
    @chelesolo2762 2 ปีที่แล้ว +5

    Ababa Abrar u r legend for ever ❤ much love long live!!!!

  • @AdiyamOkbu
    @AdiyamOkbu 9 หลายเดือนก่อน +1

    U are legend Abrar Osman edmen tenan yhabika kubur Abo

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  9 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣድያመይ ፡ ብልቢ የቐንየለይ ።
      ንሰለ'ቲ ኣኽብሮትክን ሰናይ ምኒዮትክን ሓጎሰይ ወሰን የይብሉን ።
      ኣይየሰኣእነና
      ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኺ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @eriboy2421
    @eriboy2421 4 ปีที่แล้ว +4

    Abrar🇪🇷❤️🇪🇷

  • @hagosberhe3664
    @hagosberhe3664 5 ปีที่แล้ว +7

    ኣብራር ኣቦ ሓቂ ፈታዊ ህዝቡን ሃገሩን ዞም ርጉማት ሂግደፍ እወ ሕልምናን ራእናን ኮሊፎሙና

  • @tommygebar1930
    @tommygebar1930 2 ปีที่แล้ว +2

    legend abona Abrar edmen tienan yhabka. metan abta mexaeit eritrea knrakeb.

  • @ኣደይወናኒትሙቁርቃንዛኣደ
    @ኣደይወናኒትሙቁርቃንዛኣደ 6 ปีที่แล้ว +12

    Wow aya abrara ata jgna asli kemey dika meqesen

  • @abubakargalygea2177
    @abubakargalygea2177 3 ปีที่แล้ว +3

    Hidmona 🎤🎵 old is gold

  • @abitu2431
    @abitu2431 ปีที่แล้ว +1

    Zfetwo abona abrar osman blux snetbebawi bkulu amlak edmen tinan yhabka❤❤❤

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว

      ኣሜን
      ኩቡርን ፍቑርን" ኣቢ"
      ንስለ 'ቲ ኩብሮትካ ሰናይ ትምኒትካ
      ብልቢ አመስግን ።
      ኩሉ ሰናይ ድማ እምነየልካ
      ኣብራር

  • @budhaaydacale2501
    @budhaaydacale2501 4 ปีที่แล้ว +5

    Beast one for ever abrar osman

  • @zaki9349
    @zaki9349 4 ปีที่แล้ว +2

    Best music rabna jahfizak inshallah abona Aberar

  • @Zemen9475
    @Zemen9475 4 ปีที่แล้ว +2

    Ahh 😥😥😥 idom ayisAnu Deki xirgya meirigti Hidmona ember betinoma

  • @sultansalih776
    @sultansalih776 3 ปีที่แล้ว +3

    i swear i did not understand he said but my tear go on

  • @bereketyemane6865
    @bereketyemane6865 2 ปีที่แล้ว +1

    Newih edmen tenan yhabka

  • @eritreafrist8206
    @eritreafrist8206 2 ปีที่แล้ว +3

    Amazing music ❤️❤️❤️HDMONA

  • @Sami03Kefali-yd1ud
    @Sami03Kefali-yd1ud 6 วันที่ผ่านมา

    Abrarr abo fekri eza derfi nezrdeo teray

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  6 วันที่ผ่านมา

      @@Sami03Kefali-yd1ud የቐንየለይ ሳሚ ሽኰር ፡ንስኻ ክንዲ ኹሉ ኣለኻኒ ፡ወትሩ ኣብ ልብይን
      ፡ናይ ልበይን ኢኻ።
      ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን
      ሰሰናዩ
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን
      ♥️♥️♥️

  • @onelove6149
    @onelove6149 4 ปีที่แล้ว +3

    አብራር ማእገር ሕልና ቃላት የብለይን ንዓኻ ዝገልጽ ።

  • @جعفرنبراي-ك2ز
    @جعفرنبراي-ك2ز 4 ปีที่แล้ว +3

    Hidmona 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @michaelweldit21
    @michaelweldit21 3 ปีที่แล้ว +2

    Abrar osman nberelna ❤❤

  • @mototoyusuf
    @mototoyusuf 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብራር ኣቦፍቅሪ ኣቦሓቂ ሃገራዊ ምሳኻ ሻሂ ክስቲ ክንደይ ምድለኩ ጥቃኻ ኢየ ዘለኩ ፍቅሪ ሓቦ ሃገራውንት ንቁሩብ ግዜ ምትመሃርኩ❤

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  9 หลายเดือนก่อน +1

      መርሓባ ዩሱፍ ፍቕርን ኣኽብሮትን ናዓኻ ይዂን
      ዕድል ኣብ እተረኽበሉ ክትመጽእ እንተትኽእል
      ኣነው'ን ካባኻ ክማሃር ደስ ምበለኒ ።
      የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ
      ኩሉ ሰናይ
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @abuselam2532
    @abuselam2532 5 ปีที่แล้ว +3

    Nber jgna kubur dmaxwi abrar osman great menn

  • @abduali2
    @abduali2 4 ปีที่แล้ว +2

    Abrar 4ever

  • @መጨረሻይኣጸብቀለይ
    @መጨረሻይኣጸብቀለይ 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣብራር💪💪💪✔✔✔✔❤❤❤❤❤ጅግና

  • @getproductions1033
    @getproductions1033 3 ปีที่แล้ว +1

    Haymanotawyan kzarebu derafi mengsti amlak ayatun yblu Eske zom haymanotawyan kabzihaki agelalxa nhaki zkewm seb bxue aboy abrar Edmen tenan yhabka selam Naygdn u metkelawi abo abnet Eka

  • @samuel-pb6yt
    @samuel-pb6yt 6 ปีที่แล้ว +3

    Semi zey xegba derfi ab hewtey abrary schkorr kluo geze ab lebey abuo haqi

  • @Zemen9475
    @Zemen9475 4 ปีที่แล้ว +2

    Tarikawit derfi. Idmen tienan yminyelka baba Abrar

  • @debesaymelake288
    @debesaymelake288 4 ปีที่แล้ว +2

    Abrar Osman abo tbeb bzeleka tewhbo gerka fkri zsebeka ngus tbeb nskas nberelna da🙏❤👉

  • @Zemeney
    @Zemeney 4 ปีที่แล้ว +2

    Tesfa meneeseyat abrar halal

  • @wedibereqe4131
    @wedibereqe4131 10 หลายเดือนก่อน

    Our king thanks a lot Ayani Abrar

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  10 หลายเดือนก่อน +1

      የቐንየለይ ክቡርን ፍቁርን ወዲ በረቐ ፡ብልቢ አመሳግነካ
      ሰናይ ቅኒያት
      ♥️♥️♥️
      ኣብራር ዑስማን

  • @asmarino598
    @asmarino598 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤can’t say a word

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +1

      ክብረት ይሃበለይ ኣዝማሪኖ " ዘይይምኖ "
      ብልቢ አመስግነካ ።
      ሰሰናዩ
      ኣብራር

  • @صابرمحمد-ظ6ض
    @صابرمحمد-ظ6ض 7 หลายเดือนก่อน

    Abrar king of

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  7 หลายเดือนก่อน

      Thank so much Saber habibi
      I appreciate
      ♥️♥️♥️
      Abrar Osman

  • @anonotv3113
    @anonotv3113 3 ปีที่แล้ว +2

    abrarey fewsi lbi ❤👌

  • @evenelud949
    @evenelud949 6 ปีที่แล้ว +3

    Abrar jegna 💪💪💪💪💪

  • @sansemes3217
    @sansemes3217 ปีที่แล้ว

    Dqala esayas agame abfrd

  • @hadishmebrahtu2405
    @hadishmebrahtu2405 2 ปีที่แล้ว

    The king abrar
    Hade kab zbelexu nay kulugze

  • @abduali2
    @abduali2 4 ปีที่แล้ว +4

    Ieza derfi hezato zela melikti siq ielka ente semikas grim u zebleni

  • @meragebre6054
    @meragebre6054 3 ปีที่แล้ว +1

    Abrar abti awan ati mare kndzi gtmi mara eye zednkeka

  • @goodislove9855
    @goodislove9855 4 ปีที่แล้ว +1

    Edmen tenan yhabka Abrarino ❤

  • @eritreakidanemamaanseba9005
    @eritreakidanemamaanseba9005 ปีที่แล้ว

    Abrarr king❤

  • @tomorrowisgift7723
    @tomorrowisgift7723 3 ปีที่แล้ว +1

    Zeymuwet derfi ❤

  • @zemen4505
    @zemen4505 2 ปีที่แล้ว

    Hero Abrar god blessed you

  • @trippo_1608
    @trippo_1608 4 ปีที่แล้ว

    Baba Abrar derfika Hidmons Hidmona ajoka 😢😢

  • @geneamha7584
    @geneamha7584 4 ปีที่แล้ว +1

    Uffffff Tskay 😢😢😢

  • @nasri5364
    @nasri5364 4 ปีที่แล้ว +1

    ❤️❤️❤️❤️❤️ I love you abrar

  • @meramera1765
    @meramera1765 3 ปีที่แล้ว

    Aya Abrar Buruk, good job

  • @mohammedsuleyman2915
    @mohammedsuleyman2915 4 ปีที่แล้ว +2

    Abona Abrar Jigina wedi Hizibi mein Leben und gute Laune

    • @efremsamuel9230
      @efremsamuel9230 3 ปีที่แล้ว +2

      Ametat abkyatni eza muzic abrar nay lbi eritrawi zega ane yifetwo eye barya kemza gtmin derfin kiseman nibatetey yizarwo bzey bqadey

    • @efremsamuel9230
      @efremsamuel9230 3 ปีที่แล้ว +1

      Nay barya yfetwo eye eza nay abrar gn endasemakwa nibatetey kem bumba May shah ybl mkniyatu ygermenin ab kidmi seb ka yesekfeni

  • @natnaelgebregergish5331
    @natnaelgebregergish5331 2 ปีที่แล้ว

    King mussie abarar

  • @nurjemal2107
    @nurjemal2107 ปีที่แล้ว

    እዛ ደርፊ ክሰማአ ከለኩ መጀመርታ ካብ ህዋተይ እትስነፍ እይነይ ያ ትነብእ ኣቦሃጎታተይ አቦታተይ ንህና ዘጋትመና ዝነበረን ዘሎን ርዝነታን ከቢደኒ ሞሳካ ክብርን ሞጎስን ንበረለይ አብራር

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว

      ህድሞና መሰረትና
      ትማሊና ሎሚና ጽባሕና ባዓቢኡ መጻኢና
      ንስለኣ እንድዩ ቃንዛና ሓጎስና
      ንስ እትኾኖ ስለ እንኸውን ።እሞ ሂወትና እያ።
      ንሕና ንሓልፍ ንሳ ትነብረልና ።
      ብሕጽር ዝበለ " ኑር ጀማልና " እያ
      ብልቢ የቐኒየለይ
      ኣይየሰኣእነና
      ❤️❤️❤️❤️
      ኣብራር

  • @muluedebretsion574
    @muluedebretsion574 4 ปีที่แล้ว

    Viva abrar osman

  • @suleimanmohammed3928
    @suleimanmohammed3928 2 ปีที่แล้ว +8

    "Hidmona" is a legendary masterpiece. Every body knows about the living legend Abrar Osman, but I wonder about the poet Said Mohammed. Is he alive or passed away? Please tell us something about him.

  • @habtommedhanie3774
    @habtommedhanie3774 2 ปีที่แล้ว

    ህድሞና

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  2 ปีที่แล้ว +1

      ህድሞና መስረትናን ማኣዲ ፍቕርናን እያ
      ኩቡርን ፉቑርን ሃብቶም ፡ብልቢ አመስግነካ
      ክብረት ያሃበለይ ።
      ❤❤❤❤❤
      ኣብራር

  • @ኩሉዝሓልፎንሰናየይኢዩ
    @ኩሉዝሓልፎንሰናየይኢዩ 4 ปีที่แล้ว +11

    ኣብራር ወዲ ህዝቢ ኣጆካ ኣብዛ መጻኢት ኤርትራ ዓስብካ ምስ ቀዳሞት ኢዩ።

  • @Rim-Nebelbal
    @Rim-Nebelbal ปีที่แล้ว +3

    ህድሞና -
    ህድሞና ህድሞና፡
    ነባሪት ሓውልቲ ታሪኽ ዘጽንሓልና።
    ህድሞና ህድሞና፡
    ወፈራ ዛሕቲሉስ ከምኣ ኢላ'ላ ገና።
    አእማን ተዋህሊሉ ዓንድታት ተቖርጸ፡
    ሰርወ ተመልሚሉ ክጕነኽ ምስ መጸ፡
    ገመል ተጠርኒፉ ምሖጽ ምስ ነቐጸ፡
    ቀለብ ፍልሖ ዀይኑ ክበርስ ተመርጸ፣
    ወፈራ ህድሞና ጻማ ዘይተረኽቦ፡
    ኣብ ደብዳብ ምስ በጽሐ መሬት ዝዓረቦ፣
    ሰሪ ዘይምግዳስ ሹመኛታት ዓዲ፡
    ኮነት ኣገራሚት ንሓላፍ መገዲ።
    ጽውጽዋይ ጌሮሞ ኣንጊሖም ሕልምና፡
    ደረት ኣብዚሖምሉ ከይሰምር ሓሳብና፣
    ምእንቲ መጎጎስ ትሕለፍ'ያ ኣንጭዋ፡
    ትውጋሕ ትምሰ'ምበር መዓልታ ኣለዋ፣
    ኣለዋ ኣለዋ ኣለዋ።
    ሰብ እንተ ተደብየ ታሪኽ ከም እትደብየ፡
    ዘየለ ክምሰሎም ለባም ዝጓሃየ፣
    እኳ ከይፈግድ ኣመለኛ ልቦም፡
    ገና'ሎ ይቕጽል ርግሒት ቀደሞም።
    ገንዚ ተኣሚቱ መንደቕ ተፋሪቑ፡
    ብጽፈት ክኸይድ ዕማም ብደቒቑ፡
    እኽለ ማይ ከይሓዘ ኵሉ ተዓጢቑ፡
    ከይተፈላለየ ውሒጡ ምራቑ፣
    ሽማግለ ሎሚ ኢዶም ዘይበሊ፡
    ዕማም ወፈራና ጠውዮሞ ንግሊ፣
    ኣብ ክንዲ ምህናጻ ምስ ስድራ መጥዒ፣
    ዑና ገበሩዋ እንዳ ኣድገ በቕሊ።
    ከይጸብጸበ ድኻም ብምሉእ ጉልበቱ፡
    ኣፍሲሱዩ ደሙ ከስኪሱ ኣዕጽምቱ፡
    ህድሙኡ ክሃንጽ ኣብ ገዛእ መሬቱ፡
    ክዓርፍ ክቀስን ክበጽሕ ድሌቱ፡
    ድሌቱ ድሌቱ ድሌቱ፣
    ወዳጀ ኣፈናጥሕ ቅየሳ ፈለጣት፡
    ክመቓቕልዋ ከም ናይ ግሎም ግራት፡
    ነታ ቅኑን ብርኩት መን ይብጻሕ (ይርዳእ/ሕ) ንቐደም፡
    ዕጭ ኢሎም ምምላስ ክዕለ ት'ጸገም።
    እምብኣር ክትህነጽ ምዕረግቲ ህድሞና፡
    ሓቋፊት ናይ ስድራ ውሕስ መንነትና፣
    ወፈራ ይቐጽል ብፍቕርን ስኒትን፡
    ዋጋኣ ክቡር'ዩ ጽባሕ ከይነስተንትን።
    ምዑታት ወፋሩ ናይ ህድሞ ደቀባት፡
    ኣኺሉ'ዩ ግዜ ክንመክር ናይ ኣሕዋት።
    ታሪኻዊት ርስቲ ናይ ኵሉ መዕቆቢት፡
    ጓል ነገር ገዲፍና ንዕኣ ንጠምት።
    ኣብራርኖ ዘይምኖ 🎶❤️

    • @AbrarOsmanArt
      @AbrarOsmanArt  ปีที่แล้ว +1

      ይበል ሪም ፡ ሓቂ ባሓቁ ሪም
      ብህታ ተሰሚዑኒ ብልቢ አመስግነካ፡ኣይየሰኣእነና ።
      ክሳብ ኣብ ዝመጽእ
      ሰናይ ቅኒያት. .......

    • @charisa5360
      @charisa5360 8 หลายเดือนก่อน

      ብግለይ ብጣዕሚ የመስግነካ❤ ግጥማ ስለዘቀመጥካልና።
      ብንብዓት ተሐጺበ ሃገረይ እናዘከርኩ።
      ህድሞና❤
      ኣብራር❤

  • @thebabel-mandebproject2170
    @thebabel-mandebproject2170 3 ปีที่แล้ว

    Legendary

  • @eskrakidane9396
    @eskrakidane9396 2 ปีที่แล้ว

    Abrar legande forever🇪🇷♥️

  • @solomonhabte50
    @solomonhabte50 5 ปีที่แล้ว +1

    Nice music ever

  • @sultansalih776
    @sultansalih776 3 ปีที่แล้ว

    when i am child he sing song gaza samnit

  • @yohanakiflay9756
    @yohanakiflay9756 2 ปีที่แล้ว +2

    Kem Abrar ni fikirin, sinitin ebyetin,ebyetin felitu zikawem si yhlu do ykewun. Embassy Eritrea ab Germany zelo Ni abrar kinhibo ena kulu eritrawi menesi ab hade kimexelna . Kendi Tekawemti eza Hager Embassy Eritrea eyiom.

  • @themanm.b6992
    @themanm.b6992 4 ปีที่แล้ว

    Hakka neyrka abrar ayana intekone gn abzi meibul iwan keman ngedfa aynmesln ksab rabeay hamushay welodo ika aylekkomn deqnas neana abliu knebr iyu kexali

  • @selemawittesfamariam7903
    @selemawittesfamariam7903 4 ปีที่แล้ว +2

    😢❤️❤️❤️