ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኩቡራትን ፉቑራትን ፡ ንዘይይሕለል ደገፍኩምን ምትብባዕኩምን ብልቢ እመስግን ፡ባህታኹም ዝመልእ ክሰርሕ ዘኽእለኒ ፍቕርኹ አዩ"ሞ አይይፈለየኒ አንዳበልኩ ፡ ሓጎስን ቅሳነትን አምነየልኩም ❤️❤️❤️❤️❤️
Thank you Baba #ABRAR Eta Nahalma Hagerna selam geru Yeriena Fetari Baelu, kbrin mogosin N Adetat #ERITREA 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ኩቡር ሰነ ጥበባዊ ኣብራር osman እዚ ናትካ ቻነል ድዩ ምክንያቱ ኩሉ ደርፍታትካ ሂወተይ እዩ ❤️👌👍
ክቡር ስነ-ጥበባዊ ኣብራር ዑስማን ኣነ ብርግፅ ትግራዋይ እየ። እንተኾነ ግን ከም ብሄረ ትግራይን ተዛረቢ ትግርኛን ብኹሉ ናይ ጥበብ ፍርያትካ ዕጉብን ሕቡንን ከምኡ ድማ መድነቂኻ እየ። ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ድማ እምነየልካ።
Abrar jgna hade Kab Abo snetibeb tigrina
@@HaileTesfai የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይክቡር ሃይለ ብልቢ አመሳግነካ።ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ ኩሉ ሰናይ♥️♥️♥️ኣብራር ዑስማን
ኣብራር ማለት....ዓዲ ማለት እዩ። ምናልባት ንሙሉእነቱ ትገልጽ ዝበልክዋ ቃል እያ። ምኽንያቱ ኣብ ዓዲ ኩሉ ስለዘሎ.....ስድራ-ቤት: ሕብረተ ሰብ: ያታ: ባህሊ: ፍቕሪ: ሓድሕድ ምትሕግጋስ: ጥሩፍነት: ... ❤🇪🇷
ዝኸበርካ ርእሶም ልዑል ኣኽብሮተይን ሰላምታይንናዓኻ ይዂን "፡ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ"ባሓቂን ናይ ብልብን ርእሶም ኢኻ፡በዚ ኣጋጣሚ ፡ነዚ ክቡር ስም ንዘውጽኡልካ ክቡራት ስድራ-ቤትካብልቢ ከነመስግኖም ደስ ይብለኒ ።የቐንየለይ ርእሶመይ ኣይየሰኣእነናወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ♥️♥️♥️ኣብራር ዑስማን
ኣደታት ዘለዋኩም ተንከባከብለይ እስከ ሃላላት አደ አደ ያ ክብርቲ ፍትረት አያ
ሓቂ ሓቂ ሓቂ'ዩ......... ኑር ፡ኣደ ኩሉ ነገር' ያከምኣ የለን❤️❤️❤️ኣብራር
Abrar Abo snetbeb tigrigna for me you are more than Barya &Abrham Afewerki Living legend Abrarino
Are you serious??
Ahhahaha baee zey kewin eske aytizareb
@@haben719 for me ኢሉካ ኖብሱ ትውክል ድኻ
King nty azelekayo selam kuneley😢😢😢 msaka krakeb ydeli hade malti👑
ብቃልት ዘይግለጽ ሰማዒ ዝሰኣነ ብሉጽ ጥበብ❤❤❤❤
መርሓባ ክቡርን ፍቑርን ሚኪኤል፡ ሰላምታይን ኣኽብሮተይን ናዓኻ ይኹን።ብልቢ የቐኒየለይ ኩሉ ሰናይ ❤️❤️❤️❤️ኣብራር
ኣብራረይ ክብረተይ❤ much love long life
Abrarino❤️❤️❤️❤️Men Kem AdeZifetwo derfinisika halal sebKulu kemaka mukone Abey IMODerfitatka kulu tizintata alowo ❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
ደርፊታት ኣብራር ከም ባህላዊ መድሃኒት ኢየ ዝወስዶ።ደርፊታት ኣብራር ክፈቱን ከስተማቅሮ፡ዝገበረኒ ኣቦይ ወላዲየይ'ዩ፡ብፍላይ ጌና ትብል ደርፉ። I hope ms abrar krakeb😢❤️
Star music Abrar plz mexna serahe hizeka tefikna long live our hero 🙏
Ade flyti ftret 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@@berifiyaka ሓቂ ባሓቂ ንጉስ ጠባይ፡የቐንየለይርሑስ ሓዲሽ-ዓመት♥️♥️♥️
Nafekot ade mes tefelekaya eyu zeredeka ade halal befelay ab sedet zelena hadera adena ayneresie 🙏 🙏 🙏
@@teklitasmelash6103 ሓቅኻ ተኽሊ ከም ከማኻ ለባም 'ዝርደኦ ፡ብስመይን ብስም ኩሎም ኣምበብትን ብልቢ አመሳግነካ ።የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ♥️♥️♥️ኣብራር ዑስማን
Thanks bro from israel ❤❤❤
@@teklitasmelash6103 ሰላም ተኽሊተይ ! ምሰ ዘሎ ኩነታት ሰላም ክትህሉን፡ሰላም ከጽልለካን ልዑል ምንዮተይ እዩ።ልበይ ምሳኻን ምስ ኩሉኹምን'ዩሰላም ክኸውን ጸሎተይ' ዩ♥️♥️♥️ኣብራር ዑስማን
I love you abrar morthan million times.have a long life!!!
ኣብራር ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ!!!
Abrar osman Hero, keep it up
አደይ ንግሰተይ
Love you Abrar ❤❤❤❤❤❤
Abrar kokob senetebebena God bless u 🥰
Abrarrr aserteeeeGeeze..tewelednsekaa..wadi..saho.
Adey weladitey
Abrarey zemed lbey❤❤❤Much respect my best
Abrar legend we love ❤️ you much. detefti deki adna bhiwet enkelewu nekbrom please 🙏
ክብረት ይሃበለይ ፡"ትግርይና ፕሉስ" ንሙኡዝ ሪኢቶኻ ፡ብልቢ አመስግነካ ❤❤❤❤ኣብራር
Love you ኣብራር
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣብራር ሽኮር!!!
ኩቡር ኣቦና ኣያና ኣብራር ዑስማን ❤ ብጣዕሚ የ ደርፍታትካ ዘስተማቅሮ . ብፍላይ ጌና & ኣደይ ብጣዕሚ የ ዝፈትወን ❤❤ አዚ ሲዒድ ማሓመድ ገጣማይ ዩ መስለኒ ክፈልጦ ይህንጠ ??? 🙏🙏🙏
@@Tsama-ጻማTV ሰላም ኩቡር ጻማ ልዑል ኣኽብሮተይ ናዓኻ ይኹን ፡ስዒድ ማሓመድ ብኹሉሙሉ ኣብ ልዕሊ 'ቲ ኩሉ እነድቆን እነኽብሮንባህሪኡ ጥዑም ጠባዩ ህድኣቱ ከም' ዚ ከማኻኩሉ ሰብ ዝብህጎ ሚዛን ሰነ -ጥበብና እዩ።የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ኣይየሰኣእነና ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን ♥️♥️♥️ኣብራር ዑስማን
❤🙏🙏🙏@@AbrarOsmanArt
@Tsama-ጻማTV ክብረት ይሃበለይወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ♥️♥️♥️ኣብራር ዑስማን
Abrrar Admen tanann naka ykn abrrarr
Derftatka mara eyu zmsteni trgum zelewo abrar
ባባየይ ሓላል ጥዑም ድሃይ ሰጉመለይ
Nr 1❤❤❤❤❤
thank you so much Ibraoma ❤❤❤ABRAR OSMAN
መን ካም እደእብ ሂወት ኮሎ እደ እብ ህወት ዘለኹም ሳላም ምስ እደ ኹም ሳላም የራ ኸበኩም
ኣሚን ዋደ ሓላል
Abrarey mara ye zfetwka Amlak edmen Tinan yhabka ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤️💯 mikie kab München jermen
abrar shikorrr
@@frayabraham6406 Fray " natey nay beyney shiquer" thank so much.Peace and love♥️♥️♥️Abrar Osman
ኣብራር ብሉጽ ሰብ ካባካ ብዙሕ ኢና ንጽበ።
@@redaezaki4495 የቐንየለይ "ረዳኢ ሽኰር"ብልቢ አመሳግነካ የኽእለኒ 'ምበር ዝምነዮ ንሱ እዩ ።ርሑስ ሓዲሽ-ዓመትኣይየሰኣእነና♥️♥️♥️ኣብራር ዑስማን
አደይ
Abrarino mekeret hiwet edmen tenan yhabka
Still 2024😢😢❤❤
@@kemkefey "ከም ከፈይ " ባሓቂ ከፍ'ለካናይ ልበይ ኢኻ ።የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ኣይየሰኣእነና ከም ከፈይ........ ♥️♥️♥️♥️
Abrarey
We love you abrar osman!
Kubr ayna abrar
መርሓባ መርሃዊ ፡ፍቕርን ኣኽብሮትን ናዓኻ ይኹንየቐኒየለይ ።❤️❤️❤️❤️ኣብራር
ኣብራር ደርፍታትካ ኣብ ፋርማሲ ክሽየጥ ኣለዎ ምክንያቱ መድሃኒት ስለዘኮነ ፡ ኣደይን ሃገረይን ናፊቀ
fares naib ፎኲስ ኮንካ ኣብ ቀረባ።
Abrarino nska inkao natna konka edmen tienan yhabka
ኣብራር መግለጺ ስእነልካ ደርፍታትካ ህይወት እዩ
ኣብራረይ መግለፂ ሰኢነልካ ዘበለጸ ደርፊ ምኽኒያቱ እደ ልዕል ኩሉ እሕሕ😭😭😭
የዝቀኒየለይ ፡ብልቢ ልቢ አመስግነካ ኩሉ ሰናይ ናዓኻ
Abrar jegena.
የቐኒየለይ ክቡር ዛኪ ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ ❤❤❤❤ኣብራር
Baba Abrar 🇪🇷🤩😍😭
ዘመንንን❤❤❤ዘይቅይሮ ዘለኣለም ሓድሽ ብርቂ ዜማማማማ
ብልቢ የቐኒየለይ ካሕሳይ ናተይወትሩ ንልብኻን ንባህግኻን የብቃዓኒ እንዳበልኩ ኩሉ ሰናይ እምነየልካ ናይ ልበይ ኢኻ ♥️♥️♥️ኣብራር ዑስማን
You are hero
King👑
Thank you so much Samy.I appreciate♥️♥️♥️Abrar Osman
This song is amazing when I was in gmbar burea gobo Ali musa we were singing this song thank you memhr Abrar Osman
ኣደ ኣደ ኣደ ክብርቲ 'ያምስጋናይን ኣኽብሮተይን ናዓኻ ይኹንኣብ ሂወትካ ኩሉ ሰናይ እምነየልካ 💓💓💓💓ኣብራር
Abrar osman the Legend long leav we love u
ዝኸበርካ ጸጋይ ፡ፍቕረይን ኣኽብሮተይን ናዓኻ ይዂንየቐንየለይ ክብረት ይሃበለይወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ♥️♥️♥️ኣብራር
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🥰
@@adhanomkidane6903 የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ፡ ክቡርን ፍቁርን ኣድሓኖም ብልቢ አመሳግነካወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ♥️♥️♥️ኣብራር ዑስማን
Wawww. Beitmi des teble ade. Meitke zeyble abone abrer osman
❤❤❤🎉
@@YonasTadese-p5m ክቡር ዮናስ የቐንየለይ ብልቢ አመሳግነካ ።♥️♥️♥️ኣብራር ዑስማን
Aseyyy way ezi mewaelna nmneyo zneberna derftat abrar osman hji kem dlayna nrekbelu muebul gize enqae bexehenan mexenan eznnan hangolnan nehds
Enquae natka derfi halewe ...the one and only
Memhr Abrar Ousman derftatka megbi eyom bzey qelalem abey emo nezi qalsi anxar shaebyan seabtomn tgelx ente tgabzenas moral habo tesfa mkonena bleib Gesund Abonan memhrnan Abrarey
ዝኸበርካ ትኩእ ፡ፍቕርን ኣኽብሮትን ናዓኻ ይኹንንስለ'ቲ ክቡር መልእክትኻብልቢ አመስግነካ ። ንባህግኻን ንባህጊ ወለዶ ዝበቅዕ ስነ-ጥበባዊ ስራሕ ከበርክት ወትሩ ኣብ ልበይ እዮ።ኣይየሰኣእነና........... ❤️❤️❤️❤️ኣብራር
ለጄን!!!
❤❤❤
የቐንየለይ ከብረት ያሃበለይኩሉ ሰናይ ❤️❤️❤️ኣብራር
Cool 👍
Abrar Osman tekemati Germen selam ab zelekayo meine Liebling music
ኣቦ ጠበብ ዕድመን ጥዕና ያሃብካ ኣቦ ሓቂ
ክቡርን ፍቁርን ሳልሕ ፡የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ብልቢ አመሳግነካ ።❤️❤️❤️ኣብራር
Abrar osman ❤️👌👍
Ade metekata zeybla kbur ayan edmen teana yhabka
ኣሜን ኣሜን ክቡር ጆን ብልቢ አመሳግነካሰሰናዩ♥️♥️♥️ኣብራር ዑስማን
Abarar haway aykalkun nebat seruny hanty Maltese yreka ykewen be akal
ክቡርን ፍቑርን ብርሃኑ፡ፍቕርን ኣኽብሮትን ናዓኻ ይኹንብርግጽ ወጊሑስ ክንረአአን ክንሕጐስን ኢና፡ ንመን ኢሉዎ !ምኡዝ ቃላትካ ኣብ ልበይ'ዩ የቐንየለይ❤️❤️❤️❤️ኣብራር
Abrarar abo musica Adey adey ane 14 amet Gere kab zey rea Ms mot tay zeyemssasl alewo ezi Hewot eritreans Hji gn 10 /7/2022 Qoxera hezna alena Ab sudan knrakeb Yeak
ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ፡ፍቕርን ሕውነትን ይሰስን ኣብራር
I hope ms adka beslm terkibka tekwun. Melsi negerna.
❤
14.05.2023 ❤️
9/2/2000 adey
ዘይትምኖ ደርፊ (ኣደ ❤️)መመሊሱ ኣብ ሰራዊር ደም ዝኣቱ ደርፊ እዩ :: ዓለም ገደሎ ኢሎሞ እንሆ ምስ ኣደ ብዓመታት ተፈላሊና ::
ሰላም ሚሊ ናተይ: ኣኽብሮትን ፍቕርን ናዓኻ ይኹን:: ኩሉ ዝተጀመረ መወዳእታ ሰለ ዘለዎ ክወግሕ ምዃኑ ኣይትጠራጠር :: ኣብ ማኣዳ እትዓስለሉ ርሑቕ ኣይኮነን ተዳሎ ::ኩሉ ሰናይ ........❤️❤️❤️❤️ኣብራር
😍❤❤❤❤❤
mam is first
@@frayabraham6406 you are right dear Fray. Mom is First %1000Thank you so much.♥️♥️♥️Abrar Osman
mamleshka degagemka smika domino abararino abo sente tibabb man kam adie🙏🍓🙏
Abrar kulu derftatki aber albo eu
🥰🥰🥰🥰🥰👍💯💫
Abrarey dhreka entay kkewn u ina? Hlna and fqri hager ika eko mihrkana bejaka Entay u dletka ab zi zelo weledo btbeb glexelna ❤
ኩሉ ብህግና ክሰምር'ዩ ኣለናያ ኣለኻያ ኣለኹማ ኣለውዋ ፡ቅሰን ናዓኻን ከማኻን ዘውልወለደ ህዝብን ሃገርን ንዘልኣለም ህልውን ዕዉትን'ዩሕውነትን ፍቕርን ይሰስንኩሉ ሰናይ
ያ ኣበይ ኮን ትህሊ
ክቡርን ፍቁርን ካሕሳይ፡ልባዊ ኣኽብሮተይናዓኻ ይዂን ፡ብዛዕባ ኣደይ ካብ ኣልዓልካ፡ኣደይ ከም ኩለን ኣደታት መሬተ ወጊሑደቃ ክትሓቁፍ ትምህለል ትጽሊ።ኣነ ድማ ዕድመን ሂቡዋ ሓሳብ ልባ ክሰምረላእብህግ።የቐንየለይ ኣይየሰኣእነናወትሩ ኣብ ልብይ ኢኺ ።♥️♥️♥️ኣብራር ዑስማን
Abrar nber kber edmen tinan yhabka eza srhatka ab 1991 eya tmelsni malet eza ሸንፍላ ጉጅለ ni adi ztewetlu eu zkewin zelo.Gezana 1991 teatsia hiji golgol meda koyna terifa mo degime degagome edmen tinan yhabk abrar goyta tibeb
ኣሜን ኣሜን........ክቡርን ፍቁርን ተስፋ ኣለም የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ::❤️❤️❤️ኣብራር
ጌና ተነቢቡ ዘይተወደአ መጽሓፍ ንበረልና ክበረልና😊
ብልቢ አመስግነካየቐንየለይ❤️❤️❤️ኣብራር
🥲🥲🥲🥲🥲🥲 miss you mama 😢😢😢😢😢😢😢 gedfni abrar please 😢😢😢😊😢😢
@@najatsalih895 thank so much Najat mam is Love ♥️.
❤️🇪🇷
Jgna
ኣብቲ ማዕዶ ስግር ሩባዘለኽን ጻህየይቲ ጎልጎልቲ ተዛረባኣደይ ኣደይ ኣደይ ዶሪኢኺን ምስኻን ኣብ ቀረባ።ኣብቲ ጎቦ ክነጁኡትሰርሑ ዘለኹም ትጎስዩ ትዘርኡኣደይ ኣደይ ኣደይእንተላ ርኣዩለይ ኣብኡ።ኣብ ውሽጢ ገረብ ናይ ጫካኣብ መንጎ ኣራዊት በረኻእምባታት ጎቦታት ስንጭሮደኺመ ከይበለት ዘይጽወር መከራ ትስግሮ።ስማይ ነጉዱ ክዘንብ ማይመዕቀሊ ሲኢኑ ትርህሩህ ዝባንክሉ ክትክእሎ ተቀኒታ ምራን፡ኣብ ሩባ ባዓቲ፡ኣብ ጸላም ናይ ለይቲኮይና ንብሕቲ፡ኣብ ጽምዋናብራ ሓርቢትዎ፡ሃሃንኸርተት ተሕልፎ ሃሃክሳብ ዕለት ራህዋ ናይ ራህዋካብቲ ድርብ ጋቢ ምስ ኩታብቁሪ ትግረፍ በስሓይታ።እዛ ደርፊ ንይማየይ ኢያ ተዘክረኒ❤ባሃር ኣብራር ዑስማን ንበር ክበር ❤️✨✨✨✨✨
men kem ade?
ከልብ ኣመሰግናለሁ❤❤❤
🥺🥺🥹🥹🥹
❤❤❤❤
thank you so much.❤❤❤ABRAR OSMAN
💘💘
💘
ኩቡራትን ፉቑራትን ፡ ንዘይይሕለል ደገፍኩምን ምትብባዕኩምን ብልቢ እመስግን ፡ባህታኹም ዝመልእ ክሰርሕ ዘኽእለኒ ፍቕርኹ አዩ"ሞ አይይፈለየኒ አንዳበልኩ ፡ ሓጎስን ቅሳነትን አምነየልኩም ❤️❤️❤️❤️❤️
Thank you Baba #ABRAR Eta Nahalma Hagerna selam geru Yeriena Fetari Baelu, kbrin mogosin N Adetat #ERITREA 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ኩቡር ሰነ ጥበባዊ ኣብራር osman እዚ ናትካ ቻነል ድዩ ምክንያቱ ኩሉ ደርፍታትካ ሂወተይ እዩ ❤️👌👍
ክቡር ስነ-ጥበባዊ ኣብራር ዑስማን ኣነ ብርግፅ ትግራዋይ እየ። እንተኾነ ግን ከም ብሄረ ትግራይን ተዛረቢ ትግርኛን ብኹሉ ናይ ጥበብ ፍርያትካ ዕጉብን ሕቡንን ከምኡ ድማ መድነቂኻ እየ። ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ድማ እምነየልካ።
Abrar jgna hade Kab Abo snetibeb tigrina
@@HaileTesfai የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ
ክቡር ሃይለ ብልቢ አመሳግነካ።
ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ
ኩሉ ሰናይ
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
ኣብራር ማለት....ዓዲ ማለት እዩ። ምናልባት ንሙሉእነቱ ትገልጽ ዝበልክዋ ቃል እያ። ምኽንያቱ ኣብ ዓዲ ኩሉ ስለዘሎ.....ስድራ-ቤት: ሕብረተ ሰብ: ያታ: ባህሊ: ፍቕሪ: ሓድሕድ ምትሕግጋስ: ጥሩፍነት: ... ❤🇪🇷
ዝኸበርካ ርእሶም ልዑል ኣኽብሮተይን ሰላምታይን
ናዓኻ ይዂን "፡ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ"
ባሓቂን ናይ ብልብን ርእሶም ኢኻ፡በዚ ኣጋጣሚ ፡ነዚ ክቡር ስም ንዘውጽኡልካ ክቡራት ስድራ-ቤትካ
ብልቢ ከነመስግኖም ደስ ይብለኒ ።
የቐንየለይ ርእሶመይ ኣይየሰኣእነና
ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
ኣደታት ዘለዋኩም ተንከ
ባከብለይ እስከ ሃላላት አደ አደ ያ ክብርቲ ፍትረ
ት አያ
ሓቂ ሓቂ ሓቂ'ዩ.........
ኑር ፡ኣደ ኩሉ ነገር' ያከምኣ የለን
❤️❤️❤️
ኣብራር
Abrar Abo snetbeb tigrigna for me you are more than Barya &Abrham Afewerki Living legend Abrarino
Are you serious??
Ahhahaha baee zey kewin eske aytizareb
@@haben719 for me ኢሉካ ኖብሱ ትውክል ድኻ
King nty azelekayo selam kuneley😢😢😢 msaka krakeb ydeli hade malti👑
ብቃልት ዘይግለጽ ሰማዒ ዝሰኣነ ብሉጽ ጥበብ❤❤❤❤
መርሓባ ክቡርን ፍቑርን ሚኪኤል፡ ሰላምታይን ኣኽብሮተይን ናዓኻ ይኹን።
ብልቢ የቐኒየለይ
ኩሉ ሰናይ
❤️❤️❤️❤️
ኣብራር
ኣብራረይ ክብረተይ❤ much love long life
Abrarino
❤️❤️❤️❤️
Men Kem Ade
Zifetwo derfi
nisika halal seb
Kulu kemaka mukone
Abey IMO
Derfitatka kulu tizintata alowo ❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
ደርፊታት ኣብራር ከም ባህላዊ መድሃኒት ኢየ ዝወስዶ።ደርፊታት ኣብራር ክፈቱን ከስተማቅሮ፡ዝገበረኒ ኣቦይ ወላዲየይ'ዩ፡ብፍላይ ጌና ትብል ደርፉ። I hope ms abrar krakeb😢❤️
Star music Abrar plz mexna serahe hizeka tefikna long live our hero 🙏
Ade flyti ftret 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@@berifiyaka ሓቂ ባሓቂ ንጉስ ጠባይ፡
የቐንየለይ
ርሑስ ሓዲሽ-ዓመት
♥️♥️♥️
Nafekot ade mes tefelekaya eyu zeredeka ade halal befelay ab sedet zelena hadera adena ayneresie 🙏 🙏 🙏
@@teklitasmelash6103 ሓቅኻ ተኽሊ ከም ከማኻ ለባም 'ዝርደኦ ፡ብስመይን ብስም ኩሎም ኣምበብትን ብልቢ አመሳግነካ ።
የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ
ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
Thanks bro from israel ❤❤❤
@@teklitasmelash6103 ሰላም ተኽሊተይ !
ምሰ ዘሎ ኩነታት ሰላም ክትህሉን፡ሰላም ከጽልለካን ልዑል ምንዮተይ እዩ።
ልበይ ምሳኻን ምስ ኩሉኹምን'ዩ
ሰላም ክኸውን ጸሎተይ' ዩ
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
I love you abrar morthan million times.have a long life!!!
ኣብራር ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ!!!
Abrar osman Hero, keep it up
አደይ ንግሰተይ
Love you Abrar ❤❤❤❤❤❤
Abrar kokob senetebebena God bless u 🥰
Abrarrr aserteeee
Geeze..tewelednsekaa..wadi..saho.
Adey weladitey
Abrarey zemed lbey❤❤❤
Much respect my best
Abrar legend we love ❤️ you much. detefti deki adna bhiwet enkelewu nekbrom please 🙏
ክብረት ይሃበለይ ፡"ትግርይና ፕሉስ" ንሙኡዝ ሪኢቶኻ ፡ብልቢ አመስግነካ ❤❤❤❤
ኣብራር
Love you ኣብራር
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣብራር ሽኮር!!!
ኩቡር ኣቦና ኣያና ኣብራር ዑስማን ❤ ብጣዕሚ የ ደርፍታትካ ዘስተማቅሮ . ብፍላይ ጌና & ኣደይ ብጣዕሚ የ ዝፈትወን ❤❤ አዚ ሲዒድ ማሓመድ ገጣማይ ዩ መስለኒ ክፈልጦ ይህንጠ ??? 🙏🙏🙏
@@Tsama-ጻማTV ሰላም ኩቡር ጻማ ልዑል ኣኽብሮተይ ናዓኻ ይኹን ፡ስዒድ ማሓመድ ብኹሉሙሉ ኣብ ልዕሊ 'ቲ ኩሉ እነድቆን እነኽብሮን
ባህሪኡ ጥዑም ጠባዩ ህድኣቱ ከም' ዚ ከማኻ
ኩሉ ሰብ ዝብህጎ ሚዛን ሰነ -ጥበብና እዩ።
የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ
ኣይየሰኣእነና
ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
❤🙏🙏🙏@@AbrarOsmanArt
@Tsama-ጻማTV ክብረት ይሃበለይ
ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
Abrrar Admen tanann naka ykn abrrarr
Derftatka mara eyu zmsteni trgum zelewo abrar
ባባየይ ሓላል ጥዑም ድሃይ ሰጉመለይ
Nr 1❤❤❤❤❤
thank you so much Ibraoma
❤❤❤
ABRAR OSMAN
መን ካም እደ
እብ ሂወት ኮሎ እደ እብ ህወት ዘለኹም ሳላም ምስ እደ ኹም ሳላም የራ ኸበኩም
ኣሚን ዋደ ሓላል
Abrarey mara ye zfetwka Amlak edmen Tinan yhabka ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤️💯 mikie kab München jermen
abrar shikorrr
@@frayabraham6406 Fray " natey nay beyney shiquer" thank so much.
Peace and love
♥️♥️♥️
Abrar Osman
ኣብራር ብሉጽ ሰብ ካባካ ብዙሕ ኢና ንጽበ።
@@redaezaki4495 የቐንየለይ "ረዳኢ ሽኰር"
ብልቢ አመሳግነካ የኽእለኒ 'ምበር ዝምነዮ ንሱ እዩ ።
ርሑስ ሓዲሽ-ዓመት
ኣይየሰኣእነና
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
አደይ
Abrarino mekeret hiwet edmen tenan yhabka
Still 2024😢😢❤❤
@@kemkefey "ከም ከፈይ " ባሓቂ ከፍ'ለካ
ናይ ልበይ ኢኻ ።የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ
ኣይየሰኣእነና ከም ከፈይ........
♥️♥️♥️♥️
Abrarey
We love you abrar osman!
Kubr ayna abrar
መርሓባ መርሃዊ ፡
ፍቕርን ኣኽብሮትን ናዓኻ ይኹን
የቐኒየለይ ።
❤️❤️❤️❤️
ኣብራር
ኣብራር ደርፍታትካ ኣብ ፋርማሲ ክሽየጥ ኣለዎ ምክንያቱ መድሃኒት ስለዘኮነ ፡ ኣደይን ሃገረይን ናፊቀ
fares naib
ፎኲስ ኮንካ ኣብ ቀረባ።
Abrarino nska inkao natna konka edmen tienan yhabka
ኣብራር መግለጺ ስእነልካ
ደርፍታትካ ህይወት እዩ
ኣብራረይ መግለፂ ሰኢነልካ ዘበለጸ ደርፊ ምኽኒያቱ እደ ልዕል ኩሉ እሕሕ😭😭😭
የዝቀኒየለይ ፡ብልቢ ልቢ አመስግነካ
ኩሉ ሰናይ ናዓኻ
Abrar jegena.
የቐኒየለይ ክቡር ዛኪ
ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ
❤❤❤❤
ኣብራር
Baba Abrar 🇪🇷🤩😍😭
ዘመንንን❤❤❤ዘይቅይሮ ዘለኣለም ሓድሽ ብርቂ ዜማማማማ
ብልቢ የቐኒየለይ ካሕሳይ ናተይ
ወትሩ ንልብኻን ንባህግኻን የብቃዓኒ እንዳበልኩ ኩሉ ሰናይ እምነየልካ
ናይ ልበይ ኢኻ
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
You are hero
King👑
Thank you so much Samy.
I appreciate
♥️♥️♥️
Abrar Osman
This song is amazing when I was in gmbar burea gobo Ali musa we were singing this song thank you memhr Abrar Osman
ኣደ ኣደ ኣደ ክብርቲ 'ያ
ምስጋናይን ኣኽብሮተይን ናዓኻ ይኹን
ኣብ ሂወትካ ኩሉ ሰናይ እምነየልካ
💓💓💓💓
ኣብራር
Abrar osman the Legend long leav we love u
ዝኸበርካ ጸጋይ ፡ፍቕረይን ኣኽብሮተይን ናዓኻ ይዂን
የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ
ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ
♥️♥️♥️
ኣብራር
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🥰
@@adhanomkidane6903 የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ፡ ክቡርን ፍቁርን ኣድሓኖም ብልቢ አመሳግነካ
ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
Wawww. Beitmi des teble ade. Meitke zeyble abone abrer osman
❤❤❤🎉
@@YonasTadese-p5m ክቡር
ዮናስ የቐንየለይ ብልቢ አመሳግነካ ።
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
Aseyyy way ezi mewaelna nmneyo zneberna derftat abrar osman hji kem dlayna nrekbelu muebul gize enqae bexehenan mexenan eznnan hangolnan nehds
Enquae natka derfi halewe ...the one and only
Memhr Abrar Ousman derftatka megbi eyom bzey qelalem abey emo nezi qalsi anxar shaebyan seabtomn tgelx ente tgabzenas moral habo tesfa mkonena
bleib Gesund Abonan memhrnan Abrarey
ዝኸበርካ ትኩእ ፡
ፍቕርን ኣኽብሮትን ናዓኻ ይኹን
ንስለ'ቲ ክቡር መልእክትኻ
ብልቢ አመስግነካ ።
ንባህግኻን ንባህጊ ወለዶ ዝበቅዕ
ስነ-ጥበባዊ ስራሕ ከበርክት ወትሩ
ኣብ ልበይ እዮ።
ኣይየሰኣእነና........... ❤️❤️❤️❤️
ኣብራር
ለጄን!!!
❤❤❤
የቐንየለይ ከብረት ያሃበለይ
ኩሉ ሰናይ ❤️❤️❤️
ኣብራር
Cool 👍
Abrar Osman tekemati Germen selam ab zelekayo meine Liebling music
ኣቦ ጠበብ ዕድመን ጥዕና ያሃብካ ኣቦ ሓቂ
ክቡርን ፍቁርን ሳልሕ ፡የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ብልቢ አመሳግነካ ።
❤️❤️❤️
ኣብራር
Abrar osman ❤️👌👍
Ade metekata zeybla kbur ayan edmen teana yhabka
ኣሜን ኣሜን ክቡር ጆን ብልቢ አመሳግነካ
ሰሰናዩ
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
Abarar haway aykalkun nebat seruny hanty Maltese yreka ykewen be akal
ክቡርን ፍቑርን ብርሃኑ፡
ፍቕርን ኣኽብሮትን ናዓኻ ይኹን
ብርግጽ ወጊሑስ ክንረአአን ክንሕጐስን ኢና፡ ንመን ኢሉዎ !
ምኡዝ ቃላትካ ኣብ ልበይ'ዩ የቐንየለይ
❤️❤️❤️❤️
ኣብራር
Abrarar abo musica
Adey adey ane 14 amet
Gere kab zey rea
Ms mot tay zeyemssasl alewo ezi
Hewot eritreans
Hji gn 10 /7/2022
Qoxera hezna alena
Ab sudan knrakeb
Yeak
ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ፡
ፍቕርን ሕውነትን ይሰስን
ኣብራር
I hope ms adka beslm terkibka tekwun. Melsi negerna.
❤
14.05.2023 ❤️
9/2/2000 adey
ዘይትምኖ ደርፊ (ኣደ ❤️)መመሊሱ ኣብ ሰራዊር ደም ዝኣቱ ደርፊ እዩ :: ዓለም ገደሎ ኢሎሞ እንሆ ምስ ኣደ ብዓመታት ተፈላሊና ::
ሰላም ሚሊ ናተይ: ኣኽብሮትን ፍቕርን ናዓኻ ይኹን
:: ኩሉ ዝተጀመረ መወዳእታ ሰለ ዘለዎ ክወግሕ ምዃኑ ኣይትጠራጠር :: ኣብ ማኣዳ እትዓስለሉ
ርሑቕ ኣይኮነን ተዳሎ ::
ኩሉ ሰናይ ........
❤️❤️❤️❤️
ኣብራር
😍❤❤❤❤❤
mam is first
@@frayabraham6406 you are right dear Fray. Mom is First %1000
Thank you so much.
♥️♥️♥️
Abrar Osman
mamleshka degagemka smika domino abararino abo sente tibabb man kam adie🙏🍓🙏
Abrar kulu derftatki aber albo eu
🥰🥰🥰🥰🥰👍💯💫
Abrarey dhreka entay kkewn u ina? Hlna and fqri hager ika eko mihrkana bejaka Entay u dletka ab zi zelo weledo btbeb glexelna ❤
ኩሉ ብህግና ክሰምር'ዩ ኣለናያ ኣለኻያ ኣለኹማ ኣለውዋ ፡ቅሰን ናዓኻን ከማኻን ዘውልወለደ ህዝብን ሃገርን ንዘልኣለም ህልውን ዕዉትን'ዩ
ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን
ኩሉ ሰናይ
ያ ኣበይ ኮን ትህሊ
ክቡርን ፍቁርን ካሕሳይ፡ልባዊ ኣኽብሮተይ
ናዓኻ ይዂን ፡ብዛዕባ ኣደይ ካብ ኣልዓልካ፡
ኣደይ ከም ኩለን ኣደታት መሬተ ወጊሑ
ደቃ ክትሓቁፍ ትምህለል ትጽሊ።
ኣነ ድማ ዕድመን ሂቡዋ ሓሳብ ልባ ክሰምረላ
እብህግ።
የቐንየለይ ኣይየሰኣእነና
ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኺ ።
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
Abrar nber kber edmen tinan yhabka eza srhatka ab 1991 eya tmelsni malet eza ሸንፍላ ጉጅለ ni adi ztewetlu eu zkewin zelo.
Gezana 1991 teatsia hiji golgol meda koyna terifa
mo degime degagome edmen tinan yhabk abrar goyta tibeb
ኣሜን ኣሜን........
ክቡርን ፍቁርን ተስፋ ኣለም የቐንየለይ
ክብረት ይሃበለይ ::
❤️❤️❤️
ኣብራር
ጌና ተነቢቡ ዘይተወደአ መጽሓፍ ንበረልና ክበረልና😊
ብልቢ አመስግነካ
የቐንየለይ
❤️❤️❤️
ኣብራር
🥲🥲🥲🥲🥲🥲 miss you mama 😢😢😢😢😢😢😢 gedfni abrar please 😢😢😢😊😢😢
@@najatsalih895 thank so much Najat mam is Love ♥️.
❤️🇪🇷
Jgna
ኣብቲ ማዕዶ ስግር ሩባ
ዘለኽን ጻህየይቲ ጎልጎልቲ ተዛረባ
ኣደይ ኣደይ ኣደይ ዶ
ሪኢኺን ምስኻን ኣብ ቀረባ።
ኣብቲ ጎቦ ክነጁኡ
ትሰርሑ ዘለኹም ትጎስዩ ትዘርኡ
ኣደይ ኣደይ ኣደይ
እንተላ ርኣዩለይ ኣብኡ።
ኣብ ውሽጢ ገረብ ናይ ጫካ
ኣብ መንጎ ኣራዊት በረኻ
እምባታት ጎቦታት ስንጭሮ
ደኺመ ከይበለት ዘይጽወር መከራ ትስግሮ።
ስማይ ነጉዱ ክዘንብ ማይ
መዕቀሊ ሲኢኑ ትርህሩህ ዝባን
ክሉ ክትክእሎ ተቀኒታ ምራን፡
ኣብ ሩባ ባዓቲ፡ኣብ ጸላም ናይ ለይቲ
ኮይና ንብሕቲ፡ኣብ ጽምዋ
ናብራ ሓርቢትዎ፡ሃሃ
ንኸርተት ተሕልፎ ሃሃ
ክሳብ ዕለት ራህዋ ናይ ራህዋ
ካብቲ ድርብ ጋቢ ምስ ኩታ
ብቁሪ ትግረፍ በስሓይታ።
እዛ ደርፊ ንይማየይ ኢያ ተዘክረኒ❤
ባሃር ኣብራር ዑስማን ንበር ክበር ❤️✨✨✨✨✨
men kem ade?
ከልብ ኣመሰግናለሁ❤❤❤
🥺🥺🥹🥹🥹
❤❤❤❤
thank you so much.
❤❤❤
ABRAR OSMAN
💘💘
💘