ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኩቡራትን ፉቑራትን ፡ ንዘይይሕለል ደገፍኩምን ምትብባዕኩምን ብልቢ እመስግን ፡ባህታኹም ዝመልእ ክሰርሕ ዘኽእለኒ ፍቕርኹ አዩ"ሞ አይይፈለየኒ አንዳበልኩ ፡ ሓጎስን ቅሳነትን አምነየልኩም ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Please please can you renew all ur old songs!
ኣነስ እንድዒ ነዚ ናትካ ውሃ ዘበለ ውሽጥካ ዝትንክፍ ደርፍካ ክሰምዕ ከለኩ ዝኮኖ ነገር ምግላጽ ይኣብየኒ ስለዚ ብሉጽ መድሃኒት ኢካ እም ዕድመን ጥዕናን ይምነየለካ ዶክተር ኣብራር
Baba abrar legend edmen teinan yhabka much love
You are King of music and you are our legend we love you dear father ❤❤❤
😍😍😍😍
Best of the best Abrar.
@@hagosaram1262 thank you so much Hagos. ♥️♥️♥️Abrar Osman
I have good memories with this song since my childhood. My father was used to play this casette in his car. Allah yehfazak Abrar !
ያሕፋዝ ኣልጃሚዕ ኢንሻኣላህ ዋ ሹክራን ።ኣታማና ላክ ኩሉ ታውፊቕ❤❤❤❤ኣብራር
@@AbrarOsmanArt Shukran jazillan 🌹✌🏾
Legend ኣብራር Allah yahfzek 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌
ሰሚዐ ዘይመንዋ ደርፊ 🎉🎉🎉
@@michaelyehdego3761 የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ሚኪኤል ናተይ።ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻኣይየሰኣእነና ♥️♥️♥️ኣብራር ዑስማን
ምናለበት የአሁን ዘፋኞች ማይክ ከመያዛቸው በፊት፤ የድሮ ዘፋኛችን ዘመን ተሻጋሪ ምርጥ ሙዚቃዎች በደንብ ቢሰሙ! አብራር ከማይተኩ ኮከቦች አንዱ ነው። ረዥም እድሜን ከጤና ጋር ይስጥህ!❤
Legend of Eritrea 🇪🇷 🙌 ❤
🇪🇷😍❤️🐆❤️💓🌷🌹🌹🇪🇷😍👍👍🙏🙏🙏🙏💪💪ንብርኣልና ኣብራኣረአ
ኣብራር ሽኮር ኣቦ ፍቅሪ፡ኣቦ ስነ ምግባር፡ኣቦ ፍትሕን ሓቅን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ዘለካዮ!!!
ኣሜን ኩቡር ምስግና ስለ'ቲ ስናይ ምኒዮትካን ፡ፍቕሪ ዝመለኦ ምኡዝ መልእትኻን ልባዊ ምስጋናይ ናዓኻ ይኹን ።የቐኒየለይ ክብረት ያሃበለይ ።ኩሉ ሰናይ ድማ እምነየልካ
December 1 /22 ጽቡቅ ስራሕ ነባሪ መልእክቲ
King of music 🎶 Dad abrar
ኣብራር ሽገርካ ምስ የሕዋትካ ተፈቲሑ ሓደ ማዓልቲ ኣብታ ትፍቅራ ዓድካ ክርእየካ ተስፋ ኣለኒ ኣቦ ትግሪኛ ኑጉስ ኢካ ናይ ባሓቂ።
Entay yu abo tigrigna malet ke
Derfika ab demey atiyu abrarey zelalem💘💘💘💘👌
ናይ ልበይ ደርፊ ያ ግን ሎሚ ኸአ ፍልይ ዝበለ ሐለፉ አለዋ❤
ክብርትን ፍቕርትን ሓናን ዕዙዝ ኣኽብሮተይ ናዓኺ ይኹን ።ምስጢር ክልተና ናይ ልብኺ ንምዃናሓጎስ ይስመዓኒ ።የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይወትሩ ኣብ ልብይ ኢኺ♥️♥️♥️ኣብራር ዑስማን
@@AbrarOsmanArtመግለጺ የ ዝስእነሉ ሐጐሰይ ዝረኸብኩዎ ግብረመልሲ ክብረት ይሃበለይ ኩቡር ገላጺ ልበይ (አብራር ዑስማን) ካብ ተደረፈትላ ግዝየ ክሳብ እዚ ሕጂ ግዝየ ብጣዕሚ ንዓይ ትውክል ደርፊ ብሙኻናን ዘላን የ መልእኽተይ ከብጽሕ ናባኻ ብርዓይ ወስ አቢለ... ዕድመን ጥዕናን ፍቅርን ንዓኻ ይኹን 🤍🙏
@@hanannuna3900 ዝኸበርኪ ሃና ፡ዓቕመይንሱ ኮይኑ 'ምበር ምኡዝ መልእኽትኺ ፡ዝላዓለ ክብርንኣድናቆትን ምተገበኦ።ከምኡ ኮይኑ ኣብ ልብይ ዘለኪ ቦታ ዕዙዝን ልዑል'ዩ ።የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ።ኣይየሰኣእነና " ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን " ❤️❤️❤️ኣብራር ዑስማን
ፍቕሪ መላፈንቲፃምእ እዩ ትዕድልቲከም ኣዕውር አይኮነን መፃመድቲከም ርግቢት እምበር ተሰይምቲሂውት ዘልኣለም ነበርቲ ምስጥር ሂወት መተሓረይቲ።
Still 2024❤
ንፋስ ከይኣትዎ ፍቕርና 🎤 ኣብራር ዑስማን🎵 F measure ንፋስ ከይኣትዎ ፍቕርና ከይከውን ዑና ክሳብ እዋኑ ዝበጽሕ ጽቡቕ ሕልምናንካልእ ኣይትንገሪ ኣይትንገሪ ምስጢር ክልቴና ንፋስ ከይኣትዎ ፍቕርና፡ ከይከውን ዑና ክሳብ እዋኑ ዝበጽሕ ጽቡቕ ሕልምናንኻልእ ኣይትንገሪ ኣይትንገሪ ኣይትንገሪምስጢር ክልቴና ኣፍደገ ናይ ልበይ ንዓኺ ተኸፊቱትርፊ ቦታ የለን ካልእ ንክኣቱ ከም ድላይኪ ጣጥሒ ናትኪ’የ በይንኺዝተረፈ እንተ'ሎ ድሉውየ ክበኪልበይ ሰፊሕዩ ማህደር ናይ ምስጢርሕማቕን ጽቡቕን ኣብ ውሽጡ ዝዓቁርሓሳብ ከይሓዘኒ ክገልጾ ብቓለይገንጺልኪ ኣንብብዮ ብዝርዝር ሓሳበይገንጺልኪ ኣንብብዮ ብዝርዝር ሓሳበይ.ምንም ተዋህለልኩ መደነቂ ቃላትንዓኺ ይበቅዕ ድዩ ዘለኒ ሓሳባት ገሊጽካ ዘይውዳእ ሓበሬታ ምስልኺዘላ’ኳ ኣይመስለንን ትትክእ ቦታኺ(2)
@@Silento0625" ስለንቶ "ሽኰር :ስነ-ጥበብ ኢኻ ።መሊሰ ከም ዘፍቅራ ገርካኒ የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ብልቢ አመሳግነካ ።ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ ኣይየሰኣእነና ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን ♥️♥️♥️ኣብራር ዑስማን
Abrarey jigna zeytmno derfi
@@keaentertinment4399 የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ "keaentertiment" ልዑል ምስግናይ ናዓኹም ይኹን ።ዓወትን ኣሳልጦን እምነየልኩም ።ሰሰናዩ♥️♥️♥️ኣብራር ዑስማን
Abrareyyy the best artst Kiber neber
Abrar Osman my favorite eritrean legend I grow up with your lovely music specially hidmona was my best song ever and I suffered alot coz of it in eritrean millitatlry course. i wish you all the best legend 🥰🥰🥰🥰
መምህር ኣብራር ንበረልና ፡ዘልኣለም ነባሪ ስራሕ፡ሰሚዕካ ዘይምኖ
Kubur abo abrar ausman fqrii eretrenan alemnan
ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብ ዘልኻ ሓወይ/ሓፍተይ ጸሎት ወላዲትካ ኣይፈለኻ እንጀራ ኣዲኻ ትበልዓሉ ግዜ ይፍጠረልካ፡ ኣምላኽ ሓሳብ ልብኻ የንብረልካ፡ ቻነለይ 100ንኽትኣቱ 50 ጥራይ ተሪፈናኒ ኣለዋ እሞ ሳብስክራይብ ብምግባር ተሓባበረኒ፡ የቕንየለይ!!! l
ካብ ደመይ ዘይወጽአ ደርፊ ዜማ ግጥሚ ክምዚ ኪሳብ ህጂ ስምዕና ኣይንፍልቲን ፉሉይ በቃ፡i love you forever aberarey
Zeydigem ziema
@@redae3365 የቐንየለይ ክቡርን ፍቁርን ረዳኢ፡ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻበዚ ኣጋጣሚ ድማ ፡ርሑስ ዓውደ-ዓመት ርሑስ ሓዲሽ ዓመትን እምነየልካ ።ሰሰናዩ
baba abrare osman we love you youning eritreans
Kurub legend abrar osman live long
ኣብራረይ ነቢ ፡ ንበር ክበር ንዘልኣለም።
King muzaka 🌹🌹🌹♥️♥️♥️
Ayanan abunan GBU neaysi kab wishtey eya eza derfi tsmeani kemziy siena alena
🎼🎼🎼Abrarrrr niberelna eske
4 ever abrarrrrrrrrrrrr
Abrar love you ❤❤❤
King
*LEGEND🤩*
Nay bhaqi mstir Hal u
Abrar shikor edmen tienan yhabki fetari
my.kign❤❤❤👏👈
Thank you ,so much.❤❤❤❤❤Abrar Osman
Legend 🙏🏽👍🏽✌🏽
Mnm tewahlelku medeneki kalat neaki aybekn yu zeleni hasabat love u H
Lion
I love you abrarey my legens
When i hear this song fleeting back to sudan 1993 abrarey zelalem aytmut nberelna
Eritrea
Thank you
You are really legend
❤
Abrar osman ❤️💯💞⏮️😢
Sir Abrar how do you know that’s happened to me I realise now everything you said is right especially in my situation.
timeless
ኣብራር ኣቦ ጥበብ ኣቦ ፍትሒ ንበረልና ክበረልና ናትካ ደርፊ ሰሚዐ ኣይመንዎን እየ፡ ሓንቲ ግን ኣላ ወላ ኣብዩቱብ ዝሰኣንኩዋ ነዞም ረስሓት ግልጽልጽ ተብል ።
መርሓባ ! ክቡርን ፍቁርን ተኽለማርያምጥዑም ቃላትካ (መልእኽትኻ ) ክዛነ ንዝሃብካኒ ዕድል :ብልቢ አመስግነካ ::ነታ ዝሳኣንካያ ዜማ ኣርእስታ እንተ ክሕብረኒ ብተስፋ እጽበየካ::የቀኒየለይ ❤️❤️❤️ኣብራር
Excellent work good old days try to remix it
22/09/2024 yesemea aleku
@@FurtunaYemane-ez7rb ኣብ ምስማዓ ብምሃላውኪ ደስ የብለኒ ፡ወትሩ ናትኪ 'ያ።የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ብልቢ አመሰግነኪ ።♥️♥️♥️ኣብራር ዑስማን
💓💯
may best song bezuh tehztozelwo kalat
ብስመይ እዛ ደርፊ ኣስተማቅርያ ኢኪ
ኦኬ ኣሚረይ ናተይ ይስምዓ አንድየ ዘልኩ
ሚኩተይ ናተይ💝💝💝
ኣሚረይ ፍቅር አዛ ቻነል ናይ ፍቅሪ መድረክ አያ ኣብራርና ካ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ፈጣሪ ሁቢ
Meas eya teseriha abrar
ሰላም ክቡር የማነእዛ ደርፊ'ዛ 1987 መወዳእታ ሰማንያታትወጻኣ ።ንሰለ ተገዳስነትካ ብልቢ አመስግን ኩሉ ሰናይ ❤️❤️❤️❤️ኣብራር
Getamay adniqyo naybahaki Sied Mohammed abt gitmi
Degagime eye zsema zeytslchweni
Abrar, have you ever thought of updating all these beautiful songs ... like how Efrem Tamru did ! It would be amazing in my opinion !
ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብ ዘልኻ ሓወይ/ሓፍተይ ጸሎት ወላዲትካ ኣይፈለኻ እንጀራ ኣዲኻ ትበልዓሉ ግዜ ይፍጠረልካ፡ ኣምላኽ ሓሳብ ልብኻ የንብረልካ፡ ቻነለይ 10ንኽትኣቱ ዓሰርተ ጥራይ ተሪፈናኒ ኣለዋ እሞ ሳብስክራይብ ብምግባር ተሓባበረኒ፡ የቕንየለይ!!!ttt
Amen Amen Amen haweyy Natey 🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️
Nebari music abrar osman mstir kltena100%%%%%%%%%%%%%%
ሎሚ ንግሆ ዕለት 17/07/24 ናይ ኣብራር ደርፍታት ዘኪረ ኣብ ስራሕ ኮይነ መስምዒ ኣብ እዝነይ ጌረ ኵሉ ደርፍታቱ ክሰምዖ ውዒለ ! እንታይ'ሞ ኣብራር መዓስ ይምኖ ኮይኑ መመሊሱ ይናፈቕ መመሊሱ ይምቅር ኣብራር ፍሉይ ኢኻ !❤
ወዲ አረይ ሽኰር ፡ልዑል ኣኽብሮተይ ናዓኻ ያኹን።ኣነው'ን በዚ ዘይምኖ ምኡዝ መልእኽትኻ ከም ክፋለጠካ ሓጎስ ይስመዓኒ ።ክቡር ወዲ አረይ ፡ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ ።ኣይየሰኣእነናጽቡቕ ስራሕ ♥️♥️♥️ኣብራር ዑስማን
ايلين اين انت
Jones Carol Lewis Jennifer Taylor Jeffrey
ንፋስ ከይኣትዎ ፍቅርና ክይክውን ዑናክሳብ እዋኑ ዝበጽሕ ጽቡቅ ሕልምናንካልእ ኣይትገሪ(3) ምስጢር ክልተና ኣፍደገ ናይ ሊበይ ንዓኪ ትክፊቱ ትርፊ ቦታ የለን ካልእ ንክትኣቱ ካምድላይኪ ጣጥሒ ናትክየ ባይንኪ ዝተርፈ እንተሎ ድሉው'የ ክህበኪልበይ ሰፍሕ'ዩ ማህደር ናይ... ሕማቅን ጽቡቅን ኣብ ውሽጡ ዝዓቁርሓሳብይ ሓዝኒ ክገልጾ ብቃልይገንጺልኪ ኣንብብዮ ብዚርዚር ሓሳበይ(2) ምንም ተዋህለልኩ መደንቂ ቃላት ንዓኺ ኣይበቅዕን'ዩ ዘለኒ ሓሳባት ገልጸካ ዘይውዳእ ሓበሬታ ምስልኪ ዘላ'ኳ ኣይመስለንን ትትክእ ንቦታኪክግመት ዘይከኣል ናይ ፍቅርና ዓቀንካብ መጠን ንላዕል'ዩ ዝስምዓኒ ሓበንተግባሩ ብርህ'ዩ ዝይቅየር መልክዑክም ፍቅርና ኣይረኣኩን ላዝእ ማኣዛኡ ሳልሳይ ካይኣቱ ዝሰርቅ ምስጢርና ብሽፈን ፋታዊ ዝስሊ ፍቅርና ብሳሕቲ ትርክብ ናይ ምዝንጋዕ ጠንቂ ጽንዓት ይሓቲት ፍቅርና ብርቂቅThe Living Legend ኣብራርኖ ዘይምኖ ❤️🙏
Ni dihirit meliskana shukran/ nifas yetawalo adina kkkkk iwin direfelna
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@@YahyaNasser-fr1zq Yahya, your my best thank you.♥️♥️♥️Abrar Osman
ንፍሰ ከይኣተዎ ፍቅሪና ተባዕታይ ደርፊ ኣብራር ጂግና 💟🤙
❤❤❤❤❤ انا احبك يا ابرار عثمان أنتمي لك الصحة والعافية من قلبي إنا عثمان من اسباني مدريد
BotA ztke da Melau
ኩቡራትን ፉቑራትን ፡ ንዘይይሕለል ደገፍኩምን ምትብባዕኩምን ብልቢ እመስግን ፡ባህታኹም ዝመልእ ክሰርሕ ዘኽእለኒ ፍቕርኹ አዩ"ሞ አይይፈለየኒ አንዳበልኩ ፡ ሓጎስን ቅሳነትን አምነየልኩም ❤️❤️❤️❤️❤️
❤️
Please please can you renew all ur old songs!
ኣነስ እንድዒ ነዚ ናትካ ውሃ ዘበለ ውሽጥካ ዝትንክፍ ደርፍካ ክሰምዕ ከለኩ ዝኮኖ ነገር ምግላጽ ይኣብየኒ ስለዚ ብሉጽ መድሃኒት ኢካ እም ዕድመን ጥዕናን ይምነየለካ ዶክተር ኣብራር
Baba abrar legend edmen teinan yhabka much love
You are King of music and you are our legend we love you dear father ❤❤❤
😍😍😍😍
Best of the best Abrar.
@@hagosaram1262 thank you so much Hagos.
♥️♥️♥️
Abrar Osman
I have good memories with this song since my childhood. My father was used to play this casette in his car. Allah yehfazak Abrar !
ያሕፋዝ ኣልጃሚዕ ኢንሻኣላህ
ዋ ሹክራን ።
ኣታማና ላክ ኩሉ ታውፊቕ
❤❤❤❤
ኣብራር
@@AbrarOsmanArt Shukran jazillan 🌹✌🏾
Legend ኣብራር Allah yahfzek 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌
ሰሚዐ ዘይመንዋ ደርፊ 🎉🎉🎉
@@michaelyehdego3761 የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ሚኪኤል ናተይ።
ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ
ኣይየሰኣእነና
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
ምናለበት የአሁን ዘፋኞች ማይክ ከመያዛቸው በፊት፤ የድሮ ዘፋኛችን ዘመን ተሻጋሪ ምርጥ ሙዚቃዎች በደንብ ቢሰሙ! አብራር ከማይተኩ ኮከቦች አንዱ ነው። ረዥም እድሜን ከጤና ጋር ይስጥህ!❤
Legend of Eritrea 🇪🇷 🙌 ❤
🇪🇷😍❤️🐆❤️💓🌷🌹🌹🇪🇷😍👍👍🙏🙏🙏🙏💪💪ንብርኣልና ኣብራኣረአ
ኣብራር ሽኮር ኣቦ ፍቅሪ፡ኣቦ ስነ ምግባር፡ኣቦ ፍትሕን ሓቅን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ዘለካዮ!!!
ኣሜን ኩቡር ምስግና
ስለ'ቲ ስናይ ምኒዮትካን ፡ፍቕሪ ዝመለኦ
ምኡዝ መልእትኻን ልባዊ ምስጋናይ
ናዓኻ ይኹን ።
የቐኒየለይ ክብረት ያሃበለይ ።
ኩሉ ሰናይ ድማ እምነየልካ
December 1 /22
ጽቡቅ ስራሕ ነባሪ መልእክቲ
King of music 🎶 Dad abrar
ኣብራር ሽገርካ ምስ የሕዋትካ ተፈቲሑ ሓደ ማዓልቲ ኣብታ ትፍቅራ ዓድካ ክርእየካ ተስፋ ኣለኒ ኣቦ ትግሪኛ ኑጉስ ኢካ ናይ ባሓቂ።
Entay yu abo tigrigna malet ke
Derfika ab demey atiyu abrarey zelalem💘💘💘💘👌
ናይ ልበይ ደርፊ ያ ግን ሎሚ ኸአ ፍልይ ዝበለ ሐለፉ አለዋ❤
ክብርትን ፍቕርትን ሓናን ዕዙዝ ኣኽብሮተይ ናዓኺ ይኹን ።ምስጢር ክልተና ናይ ልብኺ ንምዃና
ሓጎስ ይስመዓኒ ።
የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ
ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኺ
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
@@AbrarOsmanArtመግለጺ የ ዝስእነሉ ሐጐሰይ ዝረኸብኩዎ ግብረመልሲ ክብረት ይሃበለይ ኩቡር ገላጺ ልበይ (አብራር ዑስማን) ካብ ተደረፈትላ ግዝየ ክሳብ እዚ ሕጂ ግዝየ ብጣዕሚ ንዓይ ትውክል ደርፊ ብሙኻናን ዘላን የ መልእኽተይ ከብጽሕ ናባኻ ብርዓይ ወስ አቢለ... ዕድመን ጥዕናን ፍቅርን ንዓኻ ይኹን 🤍🙏
@@hanannuna3900 ዝኸበርኪ ሃና ፡ዓቕመይ
ንሱ ኮይኑ 'ምበር ምኡዝ መልእኽትኺ ፡ዝላዓለ ክብርን
ኣድናቆትን ምተገበኦ።ከምኡ ኮይኑ ኣብ ልብይ ዘለኪ ቦታ ዕዙዝን ልዑል'ዩ ።የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ።
ኣይየሰኣእነና
" ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን "
❤️❤️❤️
ኣብራር ዑስማን
ፍቕሪ መላፈንቲ
ፃምእ እዩ ትዕድልቲ
ከም ኣዕውር አይኮነን መፃመድቲ
ከም ርግቢት እምበር ተሰይምቲ
ሂውት ዘልኣለም ነበርቲ
ምስጥር ሂወት መተሓረይቲ።
Still 2024❤
ንፋስ ከይኣትዎ ፍቕርና 🎤
ኣብራር ዑስማን🎵 F measure
ንፋስ ከይኣትዎ ፍቕርና ከይከውን ዑና
ክሳብ እዋኑ ዝበጽሕ ጽቡቕ ሕልምና
ንካልእ ኣይትንገሪ ኣይትንገሪ
ምስጢር ክልቴና
ንፋስ ከይኣትዎ ፍቕርና፡ ከይከውን ዑና
ክሳብ እዋኑ ዝበጽሕ ጽቡቕ ሕልምና
ንኻልእ ኣይትንገሪ ኣይትንገሪ ኣይትንገሪ
ምስጢር ክልቴና
ኣፍደገ ናይ ልበይ ንዓኺ ተኸፊቱ
ትርፊ ቦታ የለን ካልእ ንክኣቱ
ከም ድላይኪ ጣጥሒ ናትኪ’የ በይንኺ
ዝተረፈ እንተ'ሎ ድሉውየ ክበኪ
ልበይ ሰፊሕዩ ማህደር ናይ ምስጢር
ሕማቕን ጽቡቕን ኣብ ውሽጡ ዝዓቁር
ሓሳብ ከይሓዘኒ ክገልጾ ብቓለይ
ገንጺልኪ ኣንብብዮ ብዝርዝር ሓሳበይ
ገንጺልኪ ኣንብብዮ ብዝርዝር ሓሳበይ.
ምንም ተዋህለልኩ መደነቂ ቃላት
ንዓኺ ይበቅዕ ድዩ ዘለኒ ሓሳባት
ገሊጽካ ዘይውዳእ ሓበሬታ ምስልኺ
ዘላ’ኳ ኣይመስለንን ትትክእ ቦታኺ(2)
@@Silento0625" ስለንቶ "ሽኰር :ስነ-ጥበብ ኢኻ ።መሊሰ ከም ዘፍቅራ ገርካኒ የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ብልቢ አመሳግነካ ።
ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ
ኣይየሰኣእነና
ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
Abrarey jigna zeytmno derfi
@@keaentertinment4399 የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ "keaentertiment" ልዑል ምስግናይ ናዓኹም ይኹን ።
ዓወትን ኣሳልጦን እምነየልኩም ።
ሰሰናዩ
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
Abrareyyy the best artst
Kiber neber
Abrar Osman my favorite eritrean legend I grow up with your lovely music specially hidmona was my best song ever and I suffered alot coz of it in eritrean millitatlry course. i wish you all the best legend 🥰🥰🥰🥰
መምህር ኣብራር ንበረልና ፡ዘልኣለም ነባሪ ስራሕ፡ሰሚዕካ ዘይምኖ
Kubur abo abrar ausman fqrii eretrenan alemnan
ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብ ዘልኻ ሓወይ/ሓፍተይ ጸሎት ወላዲትካ ኣይፈለኻ እንጀራ ኣዲኻ ትበልዓሉ ግዜ ይፍጠረልካ፡ ኣምላኽ ሓሳብ ልብኻ የንብረልካ፡ ቻነለይ 100ንኽትኣቱ 50 ጥራይ ተሪፈናኒ ኣለዋ እሞ ሳብስክራይብ ብምግባር ተሓባበረኒ፡ የቕንየለይ!!! l
ካብ ደመይ ዘይወጽአ ደርፊ ዜማ ግጥሚ ክምዚ ኪሳብ ህጂ ስምዕና ኣይንፍልቲን ፉሉይ በቃ፡i love you forever aberarey
Zeydigem ziema
@@redae3365 የቐንየለይ ክቡርን ፍቁርን ረዳኢ፡
ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ
በዚ ኣጋጣሚ ድማ ፡ርሑስ ዓውደ-ዓመት ርሑስ ሓዲሽ ዓመትን እምነየልካ ።
ሰሰናዩ
baba abrare osman we love you youning eritreans
Kurub legend abrar osman live long
ኣብራረይ ነቢ ፡ ንበር ክበር ንዘልኣለም።
King muzaka 🌹🌹🌹♥️♥️♥️
Ayanan abunan GBU neaysi kab wishtey eya eza derfi tsmeani kemziy siena alena
🎼🎼🎼Abrarrrr niberelna eske
4 ever abrarrrrrrrrrrrr
Abrar love you ❤❤❤
King
*LEGEND🤩*
Nay bhaqi mstir Hal u
Abrar shikor edmen tienan yhabki fetari
my.kign❤❤❤👏👈
Thank you ,so much.❤❤❤❤❤
Abrar Osman
Legend 🙏🏽👍🏽✌🏽
Mnm tewahlelku medeneki kalat neaki aybekn yu zeleni hasabat love u H
Lion
I love you abrarey my legens
When i hear this song fleeting back to sudan 1993 abrarey zelalem aytmut nberelna
Eritrea
Thank you
You are really legend
❤
Abrar osman ❤️💯💞⏮️😢
Sir Abrar how do you know that’s happened to me I realise now everything you said is right especially in my situation.
timeless
ኣብራር ኣቦ ጥበብ ኣቦ ፍትሒ ንበረልና ክበረልና ናትካ ደርፊ ሰሚዐ ኣይመንዎን እየ፡ ሓንቲ ግን ኣላ ወላ ኣብዩቱብ ዝሰኣንኩዋ ነዞም ረስሓት ግልጽልጽ ተብል ።
መርሓባ ! ክቡርን ፍቁርን ተኽለማርያም
ጥዑም ቃላትካ (መልእኽትኻ ) ክዛነ ንዝሃብካኒ ዕድል :ብልቢ አመስግነካ ::
ነታ ዝሳኣንካያ ዜማ ኣርእስታ እንተ ክሕብረኒ
ብተስፋ እጽበየካ::
የቀኒየለይ
❤️❤️❤️
ኣብራር
Excellent work good old days try to remix it
22/09/2024 yesemea aleku
@@FurtunaYemane-ez7rb ኣብ ምስማዓ ብምሃላውኪ ደስ የብለኒ ፡ወትሩ ናትኪ 'ያ።
የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ብልቢ አመሰግነኪ ።
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
💓💯
may best song bezuh tehztozelwo kalat
ብስመይ እዛ ደርፊ ኣስተማቅርያ ኢኪ
ኦኬ ኣሚረይ ናተይ ይስምዓ አንድየ ዘልኩ
ሚኩተይ ናተይ💝💝💝
ኣሚረይ ፍቅር አዛ ቻነል ናይ ፍቅሪ መድረክ አያ ኣብራርና ካ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ፈጣሪ ሁቢ
Meas eya teseriha abrar
ሰላም ክቡር የማነ
እዛ ደርፊ'ዛ 1987 መወዳእታ ሰማንያታት
ወጻኣ ።
ንሰለ ተገዳስነትካ ብልቢ አመስግን
ኩሉ ሰናይ ❤️❤️❤️❤️
ኣብራር
Getamay adniqyo naybahaki Sied Mohammed abt gitmi
Degagime eye zsema zeytslchweni
Abrar, have you ever thought of updating all these beautiful songs ... like how Efrem Tamru did ! It would be amazing in my opinion !
ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብ ዘልኻ ሓወይ/ሓፍተይ ጸሎት ወላዲትካ ኣይፈለኻ እንጀራ ኣዲኻ ትበልዓሉ ግዜ ይፍጠረልካ፡ ኣምላኽ ሓሳብ ልብኻ የንብረልካ፡ ቻነለይ 10ንኽትኣቱ ዓሰርተ ጥራይ ተሪፈናኒ ኣለዋ እሞ ሳብስክራይብ ብምግባር ተሓባበረኒ፡ የቕንየለይ!!!ttt
Amen Amen Amen haweyy Natey 🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️
Nebari music abrar osman mstir kltena100%%%%%%%%%%%%%%
ሎሚ ንግሆ ዕለት 17/07/24
ናይ ኣብራር ደርፍታት ዘኪረ ኣብ ስራሕ ኮይነ መስምዒ ኣብ እዝነይ ጌረ ኵሉ ደርፍታቱ ክሰምዖ ውዒለ ! እንታይ'ሞ ኣብራር መዓስ ይምኖ ኮይኑ መመሊሱ ይናፈቕ መመሊሱ ይምቅር ኣብራር ፍሉይ ኢኻ !❤
ወዲ አረይ ሽኰር ፡ልዑል ኣኽብሮተይ ናዓኻ ያኹን።
ኣነው'ን በዚ ዘይምኖ ምኡዝ መልእኽትኻ ከም ክፋለጠካ ሓጎስ ይስመዓኒ ።
ክቡር ወዲ አረይ ፡ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ ።
ኣይየሰኣእነና
ጽቡቕ ስራሕ
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
ايلين اين انت
Jones Carol Lewis Jennifer Taylor Jeffrey
ንፋስ ከይኣትዎ ፍቅርና ክይክውን ዑና
ክሳብ እዋኑ ዝበጽሕ ጽቡቅ ሕልምና
ንካልእ ኣይትገሪ(3) ምስጢር ክልተና
ኣፍደገ ናይ ሊበይ ንዓኪ ትክፊቱ
ትርፊ ቦታ የለን ካልእ ንክትኣቱ
ካምድላይኪ ጣጥሒ ናትክየ ባይንኪ
ዝተርፈ እንተሎ ድሉው'የ ክህበኪ
ልበይ ሰፍሕ'ዩ ማህደር ናይ...
ሕማቅን ጽቡቅን ኣብ ውሽጡ ዝዓቁር
ሓሳብይ ሓዝኒ ክገልጾ ብቃልይ
ገንጺልኪ ኣንብብዮ ብዚርዚር ሓሳበይ(2)
ምንም ተዋህለልኩ መደንቂ ቃላት
ንዓኺ ኣይበቅዕን'ዩ ዘለኒ ሓሳባት
ገልጸካ ዘይውዳእ ሓበሬታ ምስልኪ
ዘላ'ኳ ኣይመስለንን ትትክእ ንቦታኪ
ክግመት ዘይከኣል ናይ ፍቅርና ዓቀን
ካብ መጠን ንላዕል'ዩ ዝስምዓኒ ሓበን
ተግባሩ ብርህ'ዩ ዝይቅየር መልክዑ
ክም ፍቅርና ኣይረኣኩን ላዝእ ማኣዛኡ
ሳልሳይ ካይኣቱ ዝሰርቅ ምስጢርና
ብሽፈን ፋታዊ ዝስሊ ፍቅርና
ብሳሕቲ ትርክብ ናይ ምዝንጋዕ ጠንቂ
ጽንዓት ይሓቲት ፍቅርና ብርቂቅ
The Living Legend
ኣብራርኖ ዘይምኖ ❤️🙏
Ni dihirit meliskana shukran/ nifas yetawalo adina kkkkk iwin direfelna
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@@YahyaNasser-fr1zq Yahya, your my best thank you.
♥️♥️♥️
Abrar Osman
ንፍሰ ከይኣተዎ ፍቅሪና ተባዕታይ ደርፊ ኣብራር ጂግና 💟🤙
❤❤❤❤❤ انا احبك يا ابرار عثمان أنتمي لك الصحة والعافية من قلبي إنا عثمان من اسباني مدريد
BotA ztke da Melau