ብደላሎ ገንዘብ ስለ ዝኸፈልክዋያ ተዋሒሳትኒ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 เม.ย. 2024
  • ብደላሎ ገንዘብ ስለ ዝኸፈልክዋያ ተዋሒሳትኒ
    VISIT AT JOSIAS DENDEN
    - linktr.ee/josiasdenden
    - FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
    / josiassdenden
    - FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
    - FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
    / josiassdendentechno
    - INSTAGRAM Josias Denden
    / josiassdenden
    - TWITTER Josias Denden
    / josiassdenden
    - TIKTOK Josias Denden
    / josiasdenden
    #eritrean#furtunaeritrean#qudsaneritrean

ความคิดเห็น • 1.2K

  • @lul9652
    @lul9652 2 หลายเดือนก่อน +154

    ኣቲ መዓረይ ገበን ስለ ዘለወን ተኣሲረን ትብሊ ንስኪ ስለ ዘይተመለስኪ እየን እኮ ገበኔኛ ኮይነን።ስለዚ ተመሊስኪ ውሕስነተን ከተውርድለን እዩ ዝግበኣኪ ፈጣሪ ፍርሒ።

    • @ayneta747
      @ayneta747 2 หลายเดือนก่อน +8

      ዝገርምዩ ፈጣሪ ጸሊኡ ክንድዚ ርሕቐት ዘለዎ ኣፈላላይ

    • @michaelbelay7455
      @michaelbelay7455 2 หลายเดือนก่อน +10

      ጽብቅ ኣለካ እሳ እያ እታ ፍታሕ ክትምለስ ኣለዋ ዋሕሳ ተውርድ ኩሎም ሓራ ክወጹ ምእንታም ፡ ንዓይ ክጥዕመኒ ንሰባት ኣብ ገበን የእትየ ጽብቅ ኣይኮነን። እሳ ሓንቲ ሰብ እያ ንሳቶም ኣርብዕተ ሰባት እዮም ።ብዝቀልጠፈ እንተትምለሲ እቲ ጉዳይኩም ምትዓጽወ ።

    • @BitaniaNatna-4yx
      @BitaniaNatna-4yx 2 หลายเดือนก่อน +8

      ኣይገርመኩምን ንሳ ውን ክልተ ገበን ከም ዘለዋ ኣይፈለጠትን ኣብ ሰዓታ ኣይተመልሰትን ካልኣይ ብደለልቲ ዋሕስ ኣብ ሕጊ ጉቦ ዝቅበልን ዝህብን ገበነኛ ኢዩ ንሳ ርክብቲ ኮይና 2000 dollar ኣሽርፋ ነቲ ኣብ ሽግር ዘሎ ሕዝቢ ብ ገንዘብ ኣእምናቶም ማለትዩ እዚ ውን ዓቢ ገበንዩ ናታ ከማን ይገድድ

    • @lewhatkafluyyuamlakey2788
      @lewhatkafluyyuamlakey2788 2 หลายเดือนก่อน +4

      Ygerm yu nbaela geben gera kelas tegemtila kemeu tbl 😢

    • @heavennygenet2763
      @heavennygenet2763 2 หลายเดือนก่อน +1

      Enitay ela kitimilesa ,,enite temelisa da kiasiriwa endiyom

  • @user-qj1zx1mi8x
    @user-qj1zx1mi8x 2 หลายเดือนก่อน +31

    ሰላም ንዓኻ ጆሲ:
    1 እዘን ሰበይቲ እንዳ ስዋ ይሃልወን እንዳ ፍንጃል ይሃልወን this is not part of the case.
    2, ይቕሮባ ኣይቕሮባ: ይስገዳ ኣይስገዳ ኣይምልከታን ኢዩ:: ኣብ ውልቃዊ ህይወት ምእታው ኣይግባእን: ንስኺኸ ቆሪብኪ ዲኺ? ቁርባን ንዓብይ ጥራሕ ድዩ ዚግባእ?::
    3, ደቀን ይሃልወን ኣይሃልወን: ሕጂውን አገዳሲ ኣይኮነን::
    4, አብ ኡጋንዳ ትቀመጥ : አብ ዛንዚባር ትቐመት ብዘየገድ: ናብአስመራ መጺኣ ሰብ ዓዲ : ደቂ: ቤተ ሰብእ የብላን ድዩ:: ኡጋንዳዊት ድያ?::
    5, ብደላላይ ትርከበን ብመንደላይ ትርከበን ብዘየገድስ ተዋሒሰንኣ ኣለዋ ኣይከሓደትን::
    30 ሽሕ ይብልዓ ኣይብልዓ: ኣብ ዓድና ዋሕስ ክትረክብ ሽግር: ብገንዘብ ንክወሓሰካ ትደሊ: ስለዚ ናይ ውሓስ እምበር ናይ ስግረ ዶብ ኣይኮነትን ከፊላ: ብሰንኪ እዛ ጋል ዘይምምላሳ ብዙሓት ለኻኺማ አላ::
    "እንታይ ጌርክን ድኣ ተኣሲርክን በለን" ክትብል ጸኒሓ: ንዓኺ ስለ ዚተዋሕሳ: ክፈሊ ኣይትኽፈሊ ተዋሒሰናኺ ስለ ዘይተመለስኪ ተኣሲረን:: ጉዳይ ኣብ ምርመራ ምስ በጽሐ ድኣ ብደላላይ ድዩ ብገንዘብ ድዩ ኣብ ከይዲ ክጻረ ከሎ ኢዩ ዚፍለጥ: ካልኣይ ገበን ከኣ ይኸውን::
    ናብ ፍርቱና ክንምለስ ::
    እዙ ጉዳይ እዚ ክትሓስብ ከላ: ከም ዘይትምለስ ፈሊጣ ኢያ ጌራቶ:: ካብ ኤርትራ ዚመጸ ገያሻይ ሕክምና ኣትዩ check up ክገብር ዕድል ኮነ ጊዜ የብሉን:: ኣይሓመመትን ማለት ኣይኮንኩን::
    1, እንድሕር ሓሚማ ብበዓል ሞያ እንተ ተሓኪማ: ብዶክቶር መረጋገጺ ኣሎዋ'ዶ ? ንኽንደይ ጊዜ ዚኣክል ካብ እስራኤል ከይትወጺ ኢሉዋ?:: Documents ናይ ሕክምና ተቕርብ::
    2, Gallbladder stone ክትብል ጸኒሓ እሞ: ናይ ክልተ ሰዓት መጥባሕትን ድሕሪ ክልተ ሰሙን ስራሕ ክትምለስ ትኽእልን ኢኻ ኢዮም ዚብሉኻ: ንኽንደይ ግዜ ድኣ ኣብ ሕክምና ኣላ?::
    ናብ መፍትሒ ክንምለስ :
    ፉርቱና ተሓኪምኪ ሰላሕ ኢልኪ ዓድኺ ተመለሲ:: እንተ ተኢሰርኪ ዘይ አብ ዓድኺ ኢኺ ክትእሰሪ: ኣብ ዓድና ከኣ ገበን ከይገበርካ ዚኣስር የልቦን ተመለሲ ድኣ::
    እንተ ተኣሰርኪ ከኣ ሰብ ኣይኮነን አብ ኤርትራ ኣብ ልብያ ከማን ይእሰር ኣሎ:: ስለዚ ገበን ኣይገብርክን ክልተ ካብ ምኢቲ ግቡእኪ ትኸፍሊ ሰብ ስለ ዚኾንኪ ሽዓ ኢልኪ ድኣ ተመለሲ::
    ናይ ገንዘብ ምውጻእ ዚምልከት: ናይ ምንታይ ምውጻእ: ከምኡ ዚበሃል የልቦን "ሰብ ክድንግጸለን" ትብሊ ኔርኪ: ብሰንኪኺ ኣብ ከምኡ ኣትየንስ ኣትሓፍርን ዲኺ:: ናትኪ ዕዳ ኢዩ : ዕዳኺ ከኣ ቀላል ኢያ : ትምለሲ እሞ ዕዳኺ ክፍል ኢዩ::
    ዚኸበርካ ጆሲ: እዚ ከምዙይ ዓይነት case ብዓል ሞያ ዘድልዮ ኢዩ እሞ ቀሊል መንገዲ ከለካ ኣይትጫናነቐሉ:: እዚኣ ሕጂ ዚቕለለት ኢያ: እታ ጋል ትምለስ: ኣኸተመ::

    • @MesmerBAylay-sl1pf
      @MesmerBAylay-sl1pf 2 หลายเดือนก่อน +4

      definitely I agree with you Brother great Explanation . the women should return home period . finally and binding

    • @JoyJoyFT208
      @JoyJoyFT208 2 หลายเดือนก่อน +1

      ብራቮ 👍 በቃ ስቅ ኢሎም ዕንኪልል ካብ ዝብሉ በዛ ናትካ comment ጌሮም ግዳ ፋይሎም ዘይዓጽዉ ህዉከት

    • @tomascruise6455
      @tomascruise6455 2 หลายเดือนก่อน +1

      I agree

    • @binijohn9217
      @binijohn9217 หลายเดือนก่อน +1

      Wawww Eza ab lbey zela rekibkaya kab ezi kulu si kolel Eza sebeyti tmles bqa tewedia kbl xenihe blbey

  • @robelberhane5466
    @robelberhane5466 2 หลายเดือนก่อน +19

    አደይ ቁድሳን አደይ ጎሮቤተይ ዝዕበያኒ አደ እየን 2 ደቀን ዝተሰዉኡ አለወን ደቂ ጓለን ደቂ ወደን ከልበትበት ኢለን ዝዕብያ አደ እየን ። ስዋ ክአ አይሽቅጣን እየን ። እዛ ጋል ግን ጠላም እያ

  • @bahtatesfahiwet9208
    @bahtatesfahiwet9208 2 หลายเดือนก่อน +75

    ስዲ ኢኺ እዝኣጋኣብሄር ይጥለምኪ ጀሲ ካኣ ኣዴና በለን ክብረት እዩ እዛ ሰበይቲ እስይትበል ክቡር ሓው

  • @user-ih9eb7pn9v
    @user-ih9eb7pn9v 2 หลายเดือนก่อน +244

    ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ! እዘን ሰበይቲ እኮ ክትምለሲ ኢላ እያ ተዋሒሳትኪ። ከምዘይትምለሲ ግን ክትሕብርያ ኔሩኪ። ስለዚ ገበነኛ ኢኺ።

    • @h.klearnchannel8490
      @h.klearnchannel8490 2 หลายเดือนก่อน +1

      ትግርኛ ኣይርዳኣካን ድዩ 😂 ዶስ እዚ ቪዶ ከይሰማዕካ ኢካ ትጽሕፍ 😂 እዋይ ሕቡሽ

    • @MesmerBAylay-sl1pf
      @MesmerBAylay-sl1pf 2 หลายเดือนก่อน +1

      I agree with you

    • @semhar32fessahaye52
      @semhar32fessahaye52 2 หลายเดือนก่อน

      The same too

    • @robeltemesgen3158
      @robeltemesgen3158 2 หลายเดือนก่อน

      2 Gebane alawome

    • @robeltemesgen3158
      @robeltemesgen3158 2 หลายเดือนก่อน

      Guday Amakilaka raya

  • @eliasdebesay7945
    @eliasdebesay7945 2 หลายเดือนก่อน +137

    ኣንታ ጆሲ ሓወይ እዛ ሰበይቲ ኣብ እሰራኤል ዘላ ሓንቲ ሎቅማጽ ሰብ እያ 30.000 ሂባስ ብዕላማ ያ ናብ እስራኤ ከይዳ እዞም ኩሎም ሰባትኣብ ጽቡቃ ዉዒሎም ቁሩብ( ገንዘብ ደልዮም )ኦኬ ተጋግዮም እዛ ሰብእዚኣ ግን ብጥዕሚ ድሕረይ ሳዕሪ ኣይትብቆላ ጌራቶ ብጣዕሚ ደፋር 30,000 ሂቦዮም እም ባዕሎም የፈልጡ ጌራቶ

    • @Natan0755
      @Natan0755 2 หลายเดือนก่อน +2

      ሓቅካ ሎቅማጽ እያ

    • @syumnelo4525
      @syumnelo4525 2 หลายเดือนก่อน

      Ygermeka u

    • @abubakartahir8920
      @abubakartahir8920 2 หลายเดือนก่อน +1

      እዚኣስ ሎቅማጽ እያ እትን 30000 ንኽትምምልስ እንዲኺ ከፊላ

    • @yordanskebedom9307
      @yordanskebedom9307 2 หลายเดือนก่อน

      ata josi hawey eza Israel dela eya tegageye dela ketesalem endeya kayeda ezan sabyeti nea kebala tewahisan teasiren omg

    • @asmellashgherinichiel4528
      @asmellashgherinichiel4528 2 หลายเดือนก่อน +1

      እዛ ሎቕማጽ ትብሃል ዘረባ ኣይግባእን፡ እቲ ኣብ ሳልሳይ ዓለም ዘሎ ዘይምኽባር ሕጊ ልሙድ ኢዩ። እዚ ዋሕስ ብዘይ ኣፍልጦ ዝግበር ንምንታይ ምኳኑ ርዱእ ኣይኮነን። ደላሎ ዘይገብርዎ ነገር የለን።

  • @user-sg2te4ek4s
    @user-sg2te4ek4s 2 หลายเดือนก่อน +54

    ኣቤት ሕልና ኣምላክ ምሕረት ከውርደልኪ ኢንተኮይኑ ቀኒዕኪ ኪዲ ከምቲ ዝጠለምኪያ ኣምላክ ከያጠልመኪ

    • @user-xu5jl6yq8m
      @user-xu5jl6yq8m 2 หลายเดือนก่อน +2

      ኣሜን ኣይምሓራ

    • @fanussolomon2455
      @fanussolomon2455 2 หลายเดือนก่อน +1

      ኣታ ጸማም ዲኻ እንታይ ይባሃል ኣሎ ኣይተመዛዝን ዲኻ ንበይና እንተ ተዋሒሳታ በይና ዘይትእሰር ንምንታይ እዮም እቶም ሰብእትን እታ ለምለም ትባሃል ዘላን ስለምንታይ ታኣሲሮም ? እንታይ ገበርቲ እዮም እቲ 2 ሚሎን ን ኣርባዕቲና ተመቂሉ ይብላ ኣለዋ ስለዚ እዘን ሰበይቲ ብትኽክል ደላሊት እየን ዮሲ እዉን ሕቶ ሲሒትካ ንበይነን እንተ ተዋሒሰን በይነን ምተቀጻዓሉ ስለዚ ብዝኮነ ኣብዚኣ ምስበጸሐት ቁሒመናኣ እንበር ልምዲ ከምዘለወን ዘረድእ ነጥብታት ኣሎ ብትኽክል ደላሊት እየን

    • @luwammengisteab
      @luwammengisteab 2 หลายเดือนก่อน

      Fanussolomon weda dika neza serakit ab kulu kiedka ttabekela zeleka. Gexa ayskrela tieyti aytmeslnya.

    • @user-tj7qw8sj3c
      @user-tj7qw8sj3c 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@fanussolomon2455 ​​ መቕጻዕቲ ክፈልዎ ተባሂሎም ዝተዋሓስካዮ ተዘይተመሊሱ 500 ሽሕ ክፈል ትበሃል ዋላ ውላድካ፡ ደላሎ ጥራይ ኣይኮኑን ክፈሉ ዝበሃሉ።

    • @user-qx3ku6gz5n
      @user-qx3ku6gz5n 2 หลายเดือนก่อน

      እግዚኣቢሄር ይፍረዳ🙏🙏🙏ማራ ስዲ ኢያ

  • @eritreaadey5961
    @eritreaadey5961 2 หลายเดือนก่อน +53

    2ሚልዮም ህዝቢ ክሕግዘና ካኣ ትብል ፡ ዘይትምለሲ ዝቀለለ ወይ ሰሪሕኪ ክፈልዮ ሰራቂት

    • @titimusse6611
      @titimusse6611 2 หลายเดือนก่อน +1

      100% right

    • @mellu2751
      @mellu2751 2 หลายเดือนก่อน

      Ayashu mukana felita defar
      Tzehzneka ezi tegbar nab adna hizenio mmxen eyy.

    • @nanuzere9759
      @nanuzere9759 2 หลายเดือนก่อน

      Granted koina tizareb ala kithigez kitgerm

    • @qualityhotel7918
      @qualityhotel7918 2 หลายเดือนก่อน

      Zytmles ada 30k b libreto ktqyro , eti 2M kea kab hzbu ktEkbo 😅

    • @selamkidane8066
      @selamkidane8066 2 หลายเดือนก่อน

      😂​@@qualityhotel7918

  • @user-pv4gg1pk2q
    @user-pv4gg1pk2q 2 หลายเดือนก่อน +61

    ንኣብነት ሰብ ስግረዶብ እንተተታሒዙ 50 ሽሕ ክፈል እዪ ዝባሃል እንበር ወረቀት ምስክር ክኸፍል ምኳኑ ኣይዋሃቦን እዪ። ሰብ እንተቀቲልካ ወይ መኪና እንተጋጭካ እዪ ምስክር ወረቀት ናይ'ቲ ትኸፍለሉ ገንዘብ ዝህቡኻ። ስለዚ እታ ኣብ ኣስመራ ዘላ ሰበይቲ ቅንዕቲ ኣላ ብወገነይ❤❤❤❤❤

    • @fiqrimiskulilove6595
      @fiqrimiskulilove6595 2 หลายเดือนก่อน +3

      That's true

    • @lewhatkafluyyuamlakey2788
      @lewhatkafluyyuamlakey2788 2 หลายเดือนก่อน +1

      Smart

    • @user-qx3ku6gz5n
      @user-qx3ku6gz5n 2 หลายเดือนก่อน +1

      ✅✅✅✅❤❤❤❤❤

    • @user-ih9eb7pn9v
      @user-ih9eb7pn9v 2 หลายเดือนก่อน

      እዛ ጓል መሰረቱ ካብ ሓቂ ርሒቃ ኣላ። ኩሉ ብዋሕስ ዝወጸእ ሰብ ዘይምለስ እንተኾይኑ ቪዛ ምስ ተዋህበ ውሕስነት ከውርድ ይኽእል እዩ። ኩሎም ብቱርኪ ዝመጹ ቪዛ ምስተዋህቡ ውሕስነቶም የውርዱ እዮም። እዛ ጓል ግን ወይ ክትምለስ ኔሩዋ ወይ ድማ ንዝመጸ ዕዳ ክትከፍል ኣለዋ ፍኒታ።

  • @user-xq8qi1wl5b
    @user-xq8qi1wl5b 2 หลายเดือนก่อน +24

    ሓቃ እያ እታ በዓቲ ሊብሮቶ መግስቲ ኤረትራ ካብታ ዝሃበካ መዓቲ እተ ኣሕሊፉካ ከኣስሮም ስለዚ እታ ናይ ሕክምና ወረቀት ናብ መግስቲ ኤረትራ ኤባሲ ትስደዶ መታን ኣብ ሕክምና ከምዘላ ክፈልጦ ንካልኣይ ጊዜ መእሰርቲ ከይፍጸም😢 ዘረባ ተብዝሕ ኣላ እዚኣ እስራኤል ዘላ ከዛብ ትመስል ኣላ ምክንያቱ 30,000 ዘሃበታ እኮ በጺሓ ክትመጸሉ እካ እዩ እታይ ደኣ እዩ ረብሓኣ ብጥርሑ ደኣ ክትህበኪ ልብረቶ

    • @shkorinaBowey
      @shkorinaBowey 2 หลายเดือนก่อน +1

      exactly 30,000 Dollars zeykone keman eta sebeyti betami Gerehe eyen Defar eya

  • @danielyohannes4154
    @danielyohannes4154 2 หลายเดือนก่อน +21

    እዛ ኣብ እስራኤል ዘላ ኣረሜን ኢያ። ተዋሒሳትኪ ኮ ክትምለሲ ኢዩ ወላ ደኣ ከምቲ ትብልዮ ዘልኪ ገንዘብ ተክፈልኪ።

    • @hanatesfaldet1878
      @hanatesfaldet1878 2 หลายเดือนก่อน +1

      Ezien Adina kea Abi giga alewen nzeyi tfelxo do twuhas diki abzi ewan ntfelxo keman ngado

  • @senay6334
    @senay6334 2 หลายเดือนก่อน +62

    ሰላም ጆሲ ሓውና እዛ ሰበይቲ ኣይትበላ ይወልዳኻ ኢየን እዘን ኣደና ወይድማ ብስመን ጸውዓየን ምስናይ ይቅሬታ 👍

  • @meron9024
    @meron9024 2 หลายเดือนก่อน +49

    ኣንቱም ሰባት እዘን ዓባይ ሰበይቲ ዝገበርኦ የብለንን። ኣክንዲ ተዋሕሳ ሲ ክንድዚ ሽግር ወሪድወን።

    • @semretalem1040
      @semretalem1040 2 หลายเดือนก่อน

      genzeb ktbelei eila eiha ko tewahisata astewueil ba

  • @aderashtv928
    @aderashtv928 2 หลายเดือนก่อน +121

    ዓሰርተ ግዜ ሳላሳ ሽሕ ትክፈል ኣብ ግዚኣ ክትምለስ ኔሩዋ ሓሚመ ጸሚመ ዝበሃል የለን መንግስቲ ነቲ ሊብሬቶ ኢዪ ዝፈልጥ

    • @Natan0755
      @Natan0755 2 หลายเดือนก่อน +1

      Yes

    • @MesmerBAylay-sl1pf
      @MesmerBAylay-sl1pf 2 หลายเดือนก่อน +1

      I agree with you

    • @rahelgoitom6686
      @rahelgoitom6686 2 หลายเดือนก่อน

      Nay bhaqi

    • @mellu2751
      @mellu2751 2 หลายเดือนก่อน

      I agree with you

    • @efrembahta4746
      @efrembahta4746 2 หลายเดือนก่อน

      You right 💯

  • @BiniamBrhane-yk8yt
    @BiniamBrhane-yk8yt 2 หลายเดือนก่อน +17

    ኣንቱ ሰባት 30ሽሕ ኣይኮነ ወላ 100ሽሕ ናይ ዋሕስ ትሃባ።በጺሐ ክምለስ እየ 15 መዓልቲ እየ ኢላታ፡ስለምንታይ ኣብኡ ተሪፋ እዛ ሰብ ሰራቂት ስለ ዝኾነት።ክትሕከም ደልያ ኔራ እንተ ኾይና ስለምንታይ ብግልጺ ዘይ ትነግራ።

  • @mussietewelde3546
    @mussietewelde3546 2 หลายเดือนก่อน +82

    ኩሉ ግዜ ጎደሎ ሕቶ ኢካ ትሓትት ኣብ ነጥቢ ኣይትዛረብን ኢካ።

    • @EmmaHaile413
      @EmmaHaile413 2 หลายเดือนก่อน +1

      ናይ ኣተሓትታ ብቕዓ ዮጎድሎ፤ ብ ድፍረትዩ ኣትይዎ

    • @kesetehabte1955
      @kesetehabte1955 2 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@EmmaHaile413ኣታሕትታስ ክእለት የብሉን

    • @donbosco3732
      @donbosco3732 2 หลายเดือนก่อน +2

      ኣታ ዮስያስ ዲኻ ሽምካ ትኽኽል ሕቶ ሕተት :: ተዋሕሳ ሰዲዳታ ክትምለስ ኣለዋ::ነዛ ገበነኛ ጸቂጥካ ክትሕዛ እዩ ዝግባእ :: ብዛዕባ ፍልጠተን ኣገዳሲ ኣይኮነን::

    • @luwammengisteab
      @luwammengisteab 2 หลายเดือนก่อน +1

      Xbuk aleka zhawey. Ms zezdewele yu xegie zhz natu hasab yeblun

    • @qelhi7922
      @qelhi7922 2 หลายเดือนก่อน +4

      ስዋኣት ኣሎዋ የብላን ዲዩ ከጻሪ ዋላ እንታይ እኮ ምርዳእ ኣብዩኒ፡ኣብ ቀንዲ ጉዳይ ኣብክንዲ ዛኣቱ ትርኪምርኪ ይሓትት

  • @hienokyosief3151
    @hienokyosief3151 2 หลายเดือนก่อน +19

    ጆሺ ሓወይ ሎምዓንቲ ኣየሐጎስካንን።
    እንዳ ስዋ ይሃልዋ፡ ደቃ ይሃልውዋ እታ ነጥቢ 30'000 ናቅፋ ከፊላ ነዘን ሰበይቲ ክምለስ እየ ኢላ ኣሽኪላተን ኣላ።
    ካልኣይ ነባሪት ኡጋንዳ ኣበዩከ ገዛውታ፡ ኡጋንዳኮ ክትመጽእ ክትከይ ትክእል ኢካ ?

  • @bereketlove1497
    @bereketlove1497 2 หลายเดือนก่อน +19

    ንስኻ ውን ጸግዒ ሒዝካ ሰብ ይዕዘበካ እዩ ዘሎ ግደፎ 30 ገለ በዓቢኡ ንኽትምለስ እያ ተዋሒሳታ ክልቴኹም መመኽነይታ ናይ 30 ዶ ውላድ ኣለዋ ኢልኩም ኣይትሸፋፍኑ በዓቢኡ ዘዛርብ ዘሎ ዘይምምላሳ እዩ ወይ እዛ ናይ እስራኤል ቤተሰብካ ወይ ጋል ዓድኻ ዲያ ኰይና ጸኒሓ ኰለል ተብላ ዘለኻ እዛ ጉዳይ ብሓጺሩ ብዘይ ምምላሳ ትራሕ እኹል እዩ እታ ሰበይቲ ዝተኣሰረቶ ገንዘብ ስለ ዝተኸፍላ እያ ዋላ እንተበልና

  • @theeverlastingfather1111
    @theeverlastingfather1111 2 หลายเดือนก่อน +52

    ኣታዝወዲ ክንደይ ይሓምቅ፥ ዋላ ተተከፈላ ክትምለስ እንበር ብኡ ክትጠፍእ ድያ? ክትዳሎ ከለካ ታይ ከምትሓትት ፍለጥ

    • @lewhatkafluyyuamlakey2788
      @lewhatkafluyyuamlakey2788 2 หลายเดือนก่อน +4

      Suk eilu fezaz yu ezi wedi 😢

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 2 หลายเดือนก่อน +1

      ስቅ ኢሉ ዓንጃ ክንድምንታይ ከሕርቀካ ኢዩ በጃኻ😢

    • @luwammengisteab
      @luwammengisteab 2 หลายเดือนก่อน

      Btiemi ahrikna dnzuz zkone wedi

    • @user-zv6fs8go3i
      @user-zv6fs8go3i 2 หลายเดือนก่อน

      Noo ezi wedi hiwetu Mulue ab beleka lekiaka kinebir eyu mewedaetiu kea natu hiwet abzi kizirgiho eyu entay aynet hiwet eyu besmeab

    • @user-du2bf2bl6s
      @user-du2bf2bl6s 2 หลายเดือนก่อน

      እሱ እንጀራ ጥራይ ኢዩ ጎኖፍኖፍ ዘብሎ

  • @mussietewelde3546
    @mussietewelde3546 2 หลายเดือนก่อน +28

    አቲ ነጥቢ 30 ሽሕ ዝተሰማማዓቶ በጺሓ ንክትምለስ ድዩ ነይሩ ዋላስ ኣብኡ ንክትተርፍ ስምምዕ ነይርወን አዩ።

    • @rahelgoitom6686
      @rahelgoitom6686 2 หลายเดือนก่อน +4

      Nkkterf ksemam'a ayk'elan 30 sh'h ms 2 million ayrakebn mengsti kea kdngx aygdedn

  • @user-pv4gg1pk2q
    @user-pv4gg1pk2q 2 หลายเดือนก่อน +86

    ንዓኪ ስለ ዝተዋሓሰትኪ ከም ጌጋ ቆጺርክዮ ኣብ ጌጋ ኣለኺ ናብ ልብኪ ተመለሲ

  • @bahtatesfahiwet9208
    @bahtatesfahiwet9208 2 หลายเดือนก่อน +24

    ጆሲ ኣብ ስሙን 2 ግዜ ኣላ ነፈሪት ሓሳዊት ኣነ ኣብ እስራኤል ኣለኹ ምሳኺ

  • @john8561
    @john8561 2 หลายเดือนก่อน +19

    እዛ ፍርቱና ጠላም ኢያ ከሙኡ ውን ሓሳዊት ኢያ ብዋሕስ ከይዳ ንምንታይ ዋሕሳ ዘየውረደት እዚ ገብን ዩ ጆሲ

  • @AwetTekali-nv9tb
    @AwetTekali-nv9tb 2 หลายเดือนก่อน +15

    ዘይትሓፍር ከኣ እምበር ኣዋጹልና ንብሎ ንህዝብና ብሩኽ እዩ ትብል

    • @mellu2751
      @mellu2751 2 หลายเดือนก่อน +2

      Ayashu rekibatna

    • @ta-sy6up
      @ta-sy6up 2 หลายเดือนก่อน +1

      😂😂😂😂😂😂

    • @user-qx3ku6gz5n
      @user-qx3ku6gz5n 2 หลายเดือนก่อน +1

      ኣይገርመካን ህግደፍ ኢያ ሓንቲ ደፋር በቃ ደናቁር ሪኣቶም ንህግደፍ

    • @nastnetogubamicheal467
      @nastnetogubamicheal467 2 หลายเดือนก่อน

      Meskinay hzbi ba

  • @natanem321
    @natanem321 2 หลายเดือนก่อน +9

    ጨካን ኣደ ኾይናስ ብሰንካ ውላዳ 9 ወርሒ ተኣሲራ ንሳ ክጥዕማ ተሪፋ ንውላዳ ዝጨከነት ዶ ነዘን ኣደ ክትሓስበለን 😢😢😢😢

  • @sunnyday5353
    @sunnyday5353 2 หลายเดือนก่อน +13

    አዚኣ ኮነ ኢላ አያ ተሪፋ :: አግዚኣብሄር ናይ ኢድኺ ይክፈለኪ ::

  • @freabu1903
    @freabu1903 2 หลายเดือนก่อน +33

    ኢዛ ጓል ጥዕይቲ ኣይኮነትን ጉቦ ምኽፋል ሲ ብሕጊ የሐቲት ኢንድዩ ኢሳ ውን ጉቦ ተኸፍላታ ታሓትቲት ኢያ

    • @user-xu5jl6yq8m
      @user-xu5jl6yq8m 2 หลายเดือนก่อน +2

      ዋላ አቲ ዘረባኣ ናይዞም ሸየጢ ኩሊት ሎቅምጽያ

    • @shkorinaBowey
      @shkorinaBowey 2 หลายเดือนก่อน +2

      2million waga geza eu eko 30,000 Nakfa is nothing Leleue keman yegeba

    • @user-mg4up4qr4t
      @user-mg4up4qr4t 2 หลายเดือนก่อน

      She is part of the mischieve

  • @Wedihzbi1
    @Wedihzbi1 2 หลายเดือนก่อน +21

    ኣታ አዚ ርዱእ አንድዩ ጆሲ አንታይ ዓይነት ትዛረብ ኣለካ ንባዕልካ ተመሊስካ ቪዶካ ምስማዕ የድሌካ ኣሎ መስለኒ፡

  • @asmerommesfin3555
    @asmerommesfin3555 2 หลายเดือนก่อน +19

    ጆስ ሓወይ ሓደ ነገር ኣሎ ዘይተረዳእኻዮ
    ሓደ ስብ ብዋሕስ ኪትዋዓዓል ከለካ ናይ ግድን ስለስተ ወይ ኣርባዕተ ይድልይካ እዮም
    ስለዚ ባዓል ስዒድ ለምለም ዚባሃሉ ዘለዊ ፊርቱና ዘምጸኦቶም እዮም
    ፊርቱና ንባዓል ስዒድ ለምለም 30,000 ንክፍርምላ ከፊላቶም ክትክዊን ትክል እያ
    ዋላ ዳኣ እተን ኣደ ልብረቶ ናይ ገዛ ሕራይ ትበለን እበር ናይ ግድን ሰለስተ ሰባት ዚፈልጥዋ ከተቅርብ ኣለዋ ፉርቱና ስለዚ ፉሩቱና ነዞም ሰባት ከም ዚፈልጥዋ ንክምስክርላ ከምፊላቶም ከምትከዊን ዓቢይ ተክእሎ ኣለዎ
    ንምንታይ ተስሮም ንዚብል ካኣ ግድን እዮም ክእሰሩ ምክንያቱ ኣካል ናይት ጉዳይ እዮም
    እዚ ኣብ Uganda 🇺🇬 እየ ዚቅመጥ ትብሎ ዘላ ኣብ Uganda 🇺🇬 ድያ ተውልዳ ዓብያ ቅድምኡ ከ ኣበይ
    ትቅምጥ ነራ
    ስለዚ ፉርቱና ንዚ ጉዳይ ናብ ዘይተደለይ ትጠዊዮ' ዘላ ብወገነ ፊርቱና ኣይኮነትን።
    30,000 ንባዓል ለመለም, ስዒድ ክም ዚከፈሎቶም እየ ተረደኤ ዘለኩ
    እዚ ክልተ ካብ 100 ከፊለ ንዓደይ ዚኣቱ ትብሎ ዘላ ንህዚብ ኣንፈቱ ንምጥዋ ዚግበር ዳኣ እበር እቲ ገበን 80% ናይ ፊርቱና እዩ
    ጆስ ሓወይ እቲ ሓቂ ክርከብ ተኮይኑ
    ወደን ነተን ኣደ ወይ እቶም ለምለም ,ወይ ስዒድ ተኮይንልካ ነዚኦም ተትረክቦም እዩ እቲ ዚሓሸ
    Thank you so much ጆስ ሓዊና

    • @lewhatkafluyyuamlakey2788
      @lewhatkafluyyuamlakey2788 2 หลายเดือนก่อน +2

      Exactly 👌 adey keman N Esrael ktmexie kela lchensa nay dukan and 3 seb kea zfrmu eya aqriba so etom delalo tblom zela beala zemxatom zfrmu eyom

    • @msghneberhe1927
      @msghneberhe1927 2 หลายเดือนก่อน

      ጆሲ ሓደ ነገር ዘይተረደአካ ኣሎ ኦቶም ሰለስተ መሰኻኽርዮም ምስ ታሴርኦም ኦተን ኣደ በዓል ልቸንሳን ተዋሓሲት እየን 30000 ሽሕ ፍርቱና ጉቦ ብምሃባ ኣታሊላተን ክትከውን ትኽእልያ ንሰን ግን ብእምነት ናይ ክልተ ሚልዮን ገዛ ተዋሒሰንናኺ ፍርቱና 30000ዶ ይዓቢ ወይ ገዘ ናይ ክልተ ሚልዮን ደላሊት ትብልየን ሰለስተ ሰባት ደሊልኪ ክምስክሩልኪ ኣምጺክስ ኤርትራዊ ሸያጢ ሓዉ ምዃኑ ኣመስኪርኪ ኪዲ ኣድሕንየን ጸጸርኪ ኣውጺኺ ናዓመታ ክዋሓሳኽየን

  • @selamtesfahanes4589
    @selamtesfahanes4589 2 หลายเดือนก่อน +22

    ሕቶ ሓቲትካ ኣይካኣልካዮን ጆሲ ።

    • @user-cs9fp3yo4f
      @user-cs9fp3yo4f 2 หลายเดือนก่อน +1

      NY bhaki....teuy geru ayhatan zelo

  • @kibromhagos6305
    @kibromhagos6305 2 หลายเดือนก่อน +86

    ኣብ ኤረትራ ብገበኑ ኢዩ ዝእሰር ዶ በለት ሎቅማጽ ሓሳዊት ንስኻ ከ ስቅ ኢልካ ትሰምዓ ሎቅማጽ

    • @Wawa61919
      @Wawa61919 2 หลายเดือนก่อน +2

      Haka endya mo were btaemi yom shelel ziblu ente bezihu gin akhilka u merar haki tekebel

    • @lewhatkafluyyuamlakey2788
      @lewhatkafluyyuamlakey2788 2 หลายเดือนก่อน +1

      Geben zeyblu zser tekoynu dea i hope adekan abokan teasirom khlwu emo 😅

    • @ta-sy6up
      @ta-sy6up 2 หลายเดือนก่อน

      ብገበኑ ግን አይፍረድን እዩ ኩሉ እሱር😮😮😮

    • @Nana-bl8xr
      @Nana-bl8xr 2 หลายเดือนก่อน

      @@Wawa61919nsa nbaela gebechecha eya gbo 30 shih kefla hade kaliay kea kitmles eu whsnet tegierla

  • @goldenlionseri5221
    @goldenlionseri5221 2 หลายเดือนก่อน +4

    ክንደየናይ ከይጥዕመኪ፡ ነታ ብኮ መዝሚዝኪ ነዘን ሰበይቲ ትብድልየን ኣለኺ። ገንዘብ ካባኪ ምውሳዳ ዝምልከቶ ይሕተታ ንስኺ ግን ብዋጋ ካልኦት ሰላም ክትነብሪ፡ሂወት ካልኦት ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ኣእቲኺ ከመይ ከ ይወርደልኪ ፡ንሰባት ኣብ ጸልማት ሸሚምካ ኣብ ብርሃን ክነብር እየ እልካ ፍንጭራዕ ከኣ ይበሃል ዩ፡ናይ ብሓቂ እኪ ዓሻ ክሳብ ክንድዚ ነዛ ሓላፊት ዓለም ትኣምንያ።
    ብዓል ጃነል ድማ ኣገናዝብ ፡ ፍትሒ ኣይትጓዕጺጽ፡ ጎዳኢኺ ይግዳኣልኪ ፡ኣዋጽኦ ይፍጠረልኪ ክብርቲ ወላዲት።

  • @tekeaande2222
    @tekeaande2222 2 หลายเดือนก่อน +28

    Anti haftey bexhki niktmlesi ekaya tewahesatki Josi asitewil eba

  • @user-gu3mn4sc4p
    @user-gu3mn4sc4p 2 หลายเดือนก่อน +14

    ምንግስቲ ደኣሞ ስለዝተዋሓሳ ኣሲሮሞን እንታይ ዓይነት ሕቶ ኢዩ

  • @afewerkimsgnn9825
    @afewerkimsgnn9825 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኤህ ዘኣመንክዮ ይጥለምኪ ከይጠዓመኪ ንበሪ ዝተረፈዕድመኪ ብንብዓትን መከራን ሕማምን ኣሳቅዩ የንብርኪ ኣምላክ

  • @user-ih9eb7pn9v
    @user-ih9eb7pn9v 2 หลายเดือนก่อน +10

    በቲ ኮነ በቲ ናብ እስራኤል ናብቲ ቁዱስ ቦታ ብዋሕስ ከይይድኪ ምጥላምኪ ዓቢ ክሕደት ፈጺምኪ ኢኺ። ስለዚ ናብ ልብኺ ተመለሲ

  • @tsehayeasfaha6506
    @tsehayeasfaha6506 2 หลายเดือนก่อน +22

    ኩሉ ዝተዋሕሰ ብግዚኡ እንተዘይተመሊሱ ዋሕስ ይኸፍል ወይ ይእሰር።

  • @tsehayeasfaha6506
    @tsehayeasfaha6506 2 หลายเดือนก่อน +21

    እዛ ፍርቱና ዝተባህለት ሰብ በቲ ዝተወሃባ መዓልቲ ስለይዘይተመለሰት፡እዘን ዋሕስ ዝኾና ኣደ ተኣሲረን፡መሊሳ ብገበነን ተኣሲረን ትብል፡ኣይየሓፍርን ድያ።ብዛዕባ ሂበየን ገንዘብ ትብል ዘላ፡ሂባተን ክትከዉን ትኽእል እያ። ክትተርፍ ኢለን ግን ኣይተወሓሳን።

  • @KidaneAwet-go9qk
    @KidaneAwet-go9qk 2 หลายเดือนก่อน +39

    ባህሊ ትብሊ ባህልኺ ትርሓቅ ሎቅማጽ ጠላም

  • @user-ov9ps6sl6v
    @user-ov9ps6sl6v 2 หลายเดือนก่อน +3

    እዘን ኣደ ብጣዕሚ ኣደጊፀናኒ . ሰለዘይተመለሰት ኢየን ተኣሲረንን ክፈላ ተባሂለንን። ኣብ እስራኤል ዘለኪ ዓገብ መፃኢኪ ረአዩ።

  • @tsehayeasfaha6506
    @tsehayeasfaha6506 2 หลายเดือนก่อน +18

    ንስኺ ስለይተመለስኪ ተኣሲረን።

  • @user-pv4gg1pk2q
    @user-pv4gg1pk2q 2 หลายเดือนก่อน +18

    2ሚልዮን እንተኢሎማ ክፈል እዮም ዝብሉኻ እምበር ወረቀት ኣይህቡኻን እዮም ናይ ደላሎ ስለ ዝኮነ ጋዉና ዝኮነት ሰበይቲ ኪዲ ኣድሕንያ እታ ሰበይቲ ጌጋ ኣለኺ።

    • @Eritrology
      @Eritrology 2 หลายเดือนก่อน

      ጸርፊ ግደፍ

    • @rahelgoitom6686
      @rahelgoitom6686 2 หลายเดือนก่อน +1

      ​@Eritrotesemi'ewo wedey gezaki ketedhni waga gezaki kfeli yblwa yhlwu entezeykoynu gez'a mhgar eyu logy

  • @brhaneokbay9882
    @brhaneokbay9882 2 หลายเดือนก่อน +37

    አዛ ሰበይቲ ክትምለሲ አላ ያ ተወሕሳትኪ አስኪ ግን ተልምኪ

    • @user-xu5jl6yq8m
      @user-xu5jl6yq8m 2 หลายเดือนก่อน +1

      ክገርመኩም አዚኣ ሎቅማጽ ገበነኛያ አስራኤል ብሰንኪ አዚኤን ተራኺሳ

    • @MesmerBAylay-sl1pf
      @MesmerBAylay-sl1pf 2 หลายเดือนก่อน

      I agree with you

  • @brhaneokbay9882
    @brhaneokbay9882 2 หลายเดือนก่อน +24

    Men khgzeki ከምዚ ጌርኪ ጠላም sebeyti

    • @helengebrezghi7162
      @helengebrezghi7162 2 หลายเดือนก่อน

      Hakik eki hzabi mxwit gerta serkt mtllal

  • @asedetekle6677
    @asedetekle6677 2 หลายเดือนก่อน +12

    ጆሲ ትጋገ ኣለካ ኣብ ኣዘራርባ ክምለስ ኢለ ቃል ኣትያ እንተ ኮይና ክትምለስ ኸምዘለዋ ክትሕብራ ይግባካ

  • @hailetekle6023
    @hailetekle6023 2 หลายเดือนก่อน +18

    ዘይትምለሲ

  • @freweinihabte9976
    @freweinihabte9976 2 หลายเดือนก่อน +18

    አንቲ ሓፍተይ ወላ 30 ሽሕ ወሲደኒ ይዋሓሳኪ ደአ እምበር ክትምለሲ ኢለን እየን ተዋሒስናኪ ስለዚ ተመሊስኪ ዋሕሰን ከተውርድለን አለኪ አዝግአብሔር ፍርሒ

    • @shkorinaBowey
      @shkorinaBowey 2 หลายเดือนก่อน

      Yes true I don’t think she understands that

    • @shkorinaBowey
      @shkorinaBowey 2 หลายเดือนก่อน

      30,00 Nakfa not even Dollar also, she has to pay it’s not a charity they resk their house

  • @hidatogbamichael7
    @hidatogbamichael7 2 หลายเดือนก่อน +11

    እዛ ሓፍትና ሰላሳ ሽሕ ሂበያ ትብል ዘላ! ከም ዝሃበታ መረጋገጺ ዝተፈራረማሉ ወረቐት እንተለዋ ንህዝቢ ተርእዮ

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 2 หลายเดือนก่อน +4

      ዋላ ሚኢቲ ሽሕ ትሃበን ክትምለስ ኢለን ኢየን ተዋሒሰንኣ።

    • @fokirmua1035
      @fokirmua1035 2 หลายเดือนก่อน

      አለዋ ወረቀት ዝፈረማሉ

    • @rahelgoitom6686
      @rahelgoitom6686 2 หลายเดือนก่อน

      So what???? Ezi euko fetya zhabeten eyu. 2y kea kefileyen ila thamm entekoyna zemeda beal librieto zeybla diya koyna walas gbra fwlitom abiyoma weys btenkol qeribaten

  • @yonaskeshi1863
    @yonaskeshi1863 2 หลายเดือนก่อน +62

    ኣነ እስራኤል ኣለኹ ብዛዕባ እቲ ሕማማ ክትሓተላ ቁጽሪ ቴሌፎና ስደዱልና

    • @user-xu5jl6yq8m
      @user-xu5jl6yq8m 2 หลายเดือนก่อน +9

      ኣንበሳ ኤረ ኣጠርዛ

    • @h.klearnchannel8490
      @h.klearnchannel8490 2 หลายเดือนก่อน +3

      ​@@user-xu5jl6yq8m ንባዕሉ ወረቀት ዘይብሉ 😂😂😂

    • @luwamnega6042
      @luwamnega6042 2 หลายเดือนก่อน +2

      Hmam zeyblu a eza sebeyti hsawit bota qdus U ayterkso foo gexki yrhaqa ktwexi kolki aymlesne zeytbliyen loqmax

    • @rma686
      @rma686 2 หลายเดือนก่อน +1

      Gn ako mo naki aiya wahs koynatki slezi azi seb yewasaley tblyo zeleki seb kefiawo nzhamemu gdefalom ati mwsaa.

    • @user-gg1jc5px2d
      @user-gg1jc5px2d 2 หลายเดือนก่อน +2

      Hasawit zeytimilesi gida

  • @eritreanatey1384
    @eritreanatey1384 2 หลายเดือนก่อน +24

    ጆሲ ነቶም ኣቦ ቐሺ ዘይሕተቱ

  • @tsegabrhanhasho-1755
    @tsegabrhanhasho-1755 2 หลายเดือนก่อน +26

    ህዝብና ካብ ኩሊት ምሻጥ ሕጂ ከኣ ብካልእ ሜላ ተጀሚሩ

    • @user-xu5jl6yq8m
      @user-xu5jl6yq8m 2 หลายเดือนก่อน

      ይገርምዩ አዚኣ ሰብ ኣይኮነትን

    • @Eden-bg2mw
      @Eden-bg2mw 2 หลายเดือนก่อน

      Yegrem eu💔💔

    • @Habesha_insider
      @Habesha_insider 2 หลายเดือนก่อน +1

      ይገርም ዩ 😢

    • @naylibeyhibuni6304
      @naylibeyhibuni6304 2 หลายเดือนก่อน

      Ygerem u etom seb ab libaya zshetu dea kabzi halifom antay do gerom yom

  • @eritreanadeytebareki5959
    @eritreanadeytebareki5959 2 หลายเดือนก่อน +12

    አዚ ደኣ ርዱኤ አንድዩ ናይ ኤርትረአ ኣደ ተብድለን

  • @Bereket_Mehari
    @Bereket_Mehari 2 หลายเดือนก่อน +9

    ሰላም!
    እዘን ሰበይቲ እየን ዝብደላ ዘለዋ እቲ ዘትሓዝኦ ዋሕስ ምዃን ምስቲ ዝኸፈለተን 30ሽሕ እሞ ድማ ኣብ ሰለስተ ሰባት ብዙሕ ኣይኮነን እዚ ድማ ስምምዕ ናይ ክሎም ንኽሎም ዝርብሕ ስለ ዝኾነ ።ኣብ 15 መዓልቲ ዘይምምላስ ግን ግዳይ ገራቶም ነዞም ሰባት፡ስለምታይ ናይ ምሕካም መደብ እንተ ነርዋ ብኻልእ መንገዲ ወይ ናብ ካልእ ሃገር ዘይትኸድ፧እቶም ኣቦይ ቀሺ'ከ ነዛ ኣብ እስራኤል ዘላ ከይትጠልምያ ኣብ ግዜኺ ተመልሲ ዘይብልዋ ዕላማ ኣቀዲማ ሰለ ዝነገረቶም ድያ ከም ጸግዓ ጌራ ተቅርቦም ዘላ፡እቲ በረራ ኣየር ኣብ ዓመት ሓደ ግዜ እዩ ዝበለቶ ናብ ኢትዮጲያ ካብ ኢስራኤል እንተ ወሓደ ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ኣሎ ስለዚ ትራንዚት ተጠቂማ ናብ ኤርትራ ክትከይድ ትኽእል ነይራ ንስኻ ዉን ደጊምካ ክትሓታ ነይርካ፧
    ብዝኾነ እዘን ኣደ ዋላ ነቲ ጉዳያን ክሓብኦኦን ግልጺ ኮይነንን እንተ ዘይተዛረባ ኣብዚ ሽግር ዘዉድቃተን ንሳ እያ።

  • @tsehayeasfaha6506
    @tsehayeasfaha6506 2 หลายเดือนก่อน +6

    እቲ ንሳ ዝሃበተን ገዘብ ዘይሕጋዊ እዩ፡መንግስቲ ከኣ ንሳ በቲ ዝተወሃባ ናይ ግዜ ገደብ ስለዝይተመለሰት እየን ክእሰራ ዝኽእላ፡ብወሕስ ከኣ ወጺኤ ይብላ ኣለዋ፡እቲ መስርሕ ከኣ ከማኡ እዩ።

  • @rozina3257
    @rozina3257 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኣዛ ፉርቱና ትባሃል ትዛረቦ ዘላ ዘረባ ናይጥልመት ዘረባ እዩ። ምጀምርያቱ ን15 ማዕልቲ ክዋሓሳኣ ኣፈሪማተን ክምዘላ ትዛረብ ባዕላ ትካረብ ኣላ ስለዚ ገበነኛ እያ ናገንዘብ ብዘየገድስ። ካላኣይ ንሳ'ከ ሰለምንታይ 30ሽሕ ከፊላ? ን15 ማዓልቲ ከምዝበለተን ክሳብ ዘይካሓደት እዚ ጥልመት እዩ። ኣብ ዓድና ካኣ ብዙሕ ነገር ይግበር እዩ ጸጊሙዋ ዝውሓሳ ሲኢና ብገንዘብ ንክረክቡላ ደለልቲ ከፊላ ክምዝረከበተን ትዛረብ ኣላ። ስለዚ ሕጀ ውን ፍርቱና ሓንቲ ካብቶም ደለልቲ ትከውን ኣላ ማለትዩ። ብተወሳኪ ጠንቂ ምእሳር ናይ 4ሰባት። ብወገነይ ውዒሉ ሓዲሩ ምሕታታ ስለዘይተርፋ መፍትሒ ምድላይ ኣገዳሲ ይምስለኒ። ካልእ ክልቲኤን ናይ ምፍላጠንን ዘይምፍላጠንን ድማ ጓል መንገዲ እዩ ኣብ ኤርትራ ብሰበሰብ ብዙሕ ነገራት ይገብር እዩ ። ገንዘብ ዝሃበን ዝተቀበለን ካኣ ኩሉ ገበነኛ እዩ ኣብ ሓቂ እንተመጺና ማለትዩ ፊሽ ኣብዚ ኣቶኪርካ እንተትሓትት መደብካ ጽቡቕ ምኮነ ይብል ።ስለዚ ፍርቱና ገበና ፈሊጣ ክታኣምነሉ ይግባእ።ብተወሳኪ እዘን ኣደ ደቅን ኣብ ደገ እንተሃለዉዋ ምስ ታሓተታ ብወጥታ ነቶም 2 ዝተሰዉኡ ምዝካረን ክገርመና ኣብዚ ጉዳይ ካኣ ኣገዳስነት የበሉን ። ካልእ እዘን ኣደ ስግረቶ ይስራሓ ገለ ብዘየገድስ ናብዝ ተዛርብ ዘላ ጉዳይ ኣቶኲርካ ምዝራብ ዝሓይሽ ይመስለን እንተዘይኮይኑ ናይ መሕመዪ ሀዛ ክይትከወን እዚ ቻነልካ ፊሽ ሓወይ።

  • @almazs210
    @almazs210 2 หลายเดือนก่อน +6

    This lady let the person who helped her down. And she has the nerves to think asking for help from the Eritrean community. Go back and release her documents. Otherwise there is karma

  • @lidyatumuzghi204
    @lidyatumuzghi204 2 หลายเดือนก่อน +19

    ኣታ ጆሲ ኣብ ኤርትራ ዶ ረሲት ናይ መቅጻዕቲ ይዋሃብ ኢዩ

    • @semretalem1040
      @semretalem1040 2 หลายเดือนก่อน

      ywehabeka ewe, zeytfelti tekoyni iyfeleten eiye beli

  • @berhanesara8887
    @berhanesara8887 2 หลายเดือนก่อน +16

    አንታ እነታይ ኢና ኮይና ከመይ ዓይነት መረገም ዲዩ ዘለና ደቂ አንስትዮና ርኩሳት የን ተጠንቅለን ነዘን ርኩሳት

    • @user-xu5jl6yq8m
      @user-xu5jl6yq8m 2 หลายเดือนก่อน +1

      🤣🤣🤣🤣🤣🤣አዚኣሞ ልክዕ ጉዖይ ዓንጓልያ

    • @trhasgrbre7351
      @trhasgrbre7351 2 หลายเดือนก่อน

      Adeka gal snsteyti do aykonetn aytelekakm😢😢😢😢

  • @efremjirom4088
    @efremjirom4088 2 หลายเดือนก่อน +24

    ህዝብና ሓሶትን ገንዘብን ዩ ሕማሙ ጥዕና ስኢኑ ኣሎ

    • @sawatube
      @sawatube 2 หลายเดือนก่อน +3

      ብክልተ ኮማሮ ዝትመን ሕዝቢ እይኮነን ንሰን ነብሰን እየን ዝውክላ

    • @efremjirom4088
      @efremjirom4088 2 หลายเดือนก่อน

      ንስኻ ኸ ጠበቓ ናይተሃገር ዲኻ ናይትህዝቢ 😅😅😅😅​@@sawatube

    • @noahtesfay8476
      @noahtesfay8476 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@efremjirom4088 nsekake n kulu hizbi bhasotn genzeb hamimu kitebel men wekil gerka. Kulu bahri Nay wediseb zegebro ,zehtetelu b welki iyu. Entay amxeo n kulu hizbi Milka.
      Ab yehwat keman zetefalaley bahri alo, kese ade guramera.

    • @waw1593
      @waw1593 2 หลายเดือนก่อน

      B hade kilte hzbi mulue aytexelim

    • @Habesha_insider
      @Habesha_insider 2 หลายเดือนก่อน

      እዚ ህዝቢ ብዘይ ሕጊ ስለዝኸይድ ከሓድን ሰራቕን ክነግስ ግድን ይገብሮ

  • @gulbetmsgna6452
    @gulbetmsgna6452 2 หลายเดือนก่อน +16

    frhat amlak yhalki sdi

  • @brktimehari-ll8kg
    @brktimehari-ll8kg 2 หลายเดือนก่อน +35

    Emo 30,000 entkefelkya eko nktmlesi enber ,ktefei ela ayonetn

    • @fanussolomon2455
      @fanussolomon2455 2 หลายเดือนก่อน

      ገንዘባ እንተ ኸፊላ መን ይግድዳ ክትምለስ ከምደስ ዝበላ እንተደለት ትምለስ እንተደለት ኣብ ደስ ዝበላ ትኸይድ እንታይ ዘምልስ ኣለዋ ኩቡር ሓው

    • @shkorinaBowey
      @shkorinaBowey 2 หลายเดือนก่อน +2

      @@fanussolomon2455ewey 30,000 Nakfa waga air Tiket eu waga geza eko eyen atehizen ezen sebeyti Defar emo ka Nakfa Doolar keman zeykone 😂😂

  • @beletsetmajor4316
    @beletsetmajor4316 2 หลายเดือนก่อน +9

    Josi tgage alka wela tkefela enber tmelsa 😊

  • @habteabnega5461
    @habteabnega5461 2 หลายเดือนก่อน +8

    እዘን ሰበይቲ ተበዲለን እያ ዝመስላ
    ከምዘይ ትምለሲ ክትሕብርየን ኔርኪ ስለዚ ኖውሪ እዩ

  • @medhanehaile349
    @medhanehaile349 2 หลายเดือนก่อน +14

    ህዝብና ብሓሶትን ቅንእን መሬት ዘቢጡ በጃኽን ዝሓይሽ ግበራ

  • @hienokyosief3151
    @hienokyosief3151 2 หลายเดือนก่อน +10

    ብመሰረቱ ክትከዲ ከለኪ ንክትተርፊ ድዩ ኔሩ ዕላማኪ ወላስ በጺሕኪ ክትምለሲ እዩ ኔሩ ?????

  • @asedetekle6677
    @asedetekle6677 2 หลายเดือนก่อน +6

    Anti ማኦኣረይ ኣይምለስን እናበልክያ ተዋሕሰትኪ ወላ ክፈሊ ክትምለስ እየ እንተኮይኑ ቃልኪ ከም ቓልኪ ተመለሲ

  • @eliaskeleta1342
    @eliaskeleta1342 2 หลายเดือนก่อน +9

    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ
    ፈራሃ እግዚብሄር ዘጥፍእ ሰብ እንታይ ክንብል?

  • @user-fj4ne5qi7k
    @user-fj4ne5qi7k 2 หลายเดือนก่อน +5

    እታ ሰበይቲ ዝተዋሕሰት ዐቢ ገጋ አለዋ ምኽኒያቱ ብድሕሪት ዝመጻ ሳዕበን አይሐሰበትን ጽብሐት ዝመጸካ አይትስሐት ምስላ አሎ

  • @asterhieraney2636
    @asterhieraney2636 2 หลายเดือนก่อน +10

    Bejaki kemti Alina ztewahsetki temelesi suk elki gofawndmi do gele aytbeli

  • @eritreanadeytebareki5959
    @eritreanadeytebareki5959 2 หลายเดือนก่อน +8

    ሰብ ኣይኮንክን ግን ብሓቂ ፍርሃት ኣምላኽ ዘይብልኪ ደረቀኛ ፀገም ረክብን አዘን
    ሰበይቲ ክትምለስ ምካንኪ የምንክያ አንበር አንታይ አላ ክትወሓሰክ

  • @rutafshaye8111
    @rutafshaye8111 2 หลายเดือนก่อน +15

    Temeliski wahski awrdi

  • @user-pb3wx4nz4b
    @user-pb3wx4nz4b 2 หลายเดือนก่อน +15

    Furtna ,amilke ferhi bjaki

    • @user-xu5jl6yq8m
      @user-xu5jl6yq8m 2 หลายเดือนก่อน +3

      አዚኣ ከርተት ክትብልያ ሎቅምጽ

  • @MEAZAMontez
    @MEAZAMontez 2 หลายเดือนก่อน +7

    No No No. ንሰራቂት ካይትሕ ጊዙዋ !!!

  • @haftisem2712
    @haftisem2712 2 หลายเดือนก่อน +8

    Jossi kbret wladit yhalka eza sbyti tbla ☹️☹️☹️☹️☹️ne haswit seb aminka no way 😔😔😔😔😔😔😔😔

    • @biniamsium1531
      @biniamsium1531 2 หลายเดือนก่อน

      ዘገርም ኢዩ ጸግዕ ናይታ ሰራቅት ፍርቱና ኮይኑ ነዘን ኣዴና ይውንጅለን ኣሎ ካልእ ይትረፍ ክብር ናይ ኣደ ውን ኣይሃበንን😢

  • @goldenlionseri5221
    @goldenlionseri5221 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብዙሕ ኣይጽሕፍን የ ነረ እሞ ሎሚ ግን ፍትሒ ክግዕጸጽ ትኽ ዝበለ መንገዲ ከለና ምስ ጉዳያት ኣጎቢጦም ሰላም ሰባት ዘሪጎም ሰላም፡ክነብሩ ዝደልዩ፡ ሰባት ሸሪቦም ብዋጋ ካልኦት ክሓልፈሎም ዝደልዩ ናይ ሓሳብ ነዳያት ክትርኢ ከለኻ ልብኻ ስለዝትንኪኢፉኻ፡ገለ ክትብል ትግደድ።
    ሓብተይ መዓረይ እዛ ኣብዛ ሰበይቲ ወሪዳ ደላ ክሕደት እስከ ኣብ ኣዴኺ ኣውሪድኪ ንሓንቲ ሰከንድ ርኣያ፡ካልእ ኩሉ ትብልዮ ዘለኺ ጉድለትክን ክሕደትክን ንምሽፋን ድኣ እምበር ፡ነቲ ዝገበርክዮ ነውሪ ዝኾነ ስጉምቲ ብምሕረት ኣይውርደልክን እዩ።
    ደቃ ምህላዋም ዘይምህላዋን፡ስውኣትምህላዋን ህሉዋት ምህላዋን እንታይ ኣምጽኦ፡ብዛዕባ ነውርኺ ሸፊንኪ ኣብ ቆሎ ጥጥቆ ኣይትሃውቲቲ፡ ንሳ ብዓቢኢ ዝገበረቶ ጌጋ ንዓቒ ሕልና ኣልቦ ብምእማና ጥራይ እዩ።ንስኺ ውዕል እኪ ኣፍሪስኪ፡በዚ ድማ ስምክን ስም ስድራኽን ተነውሪ ኣለኪ፡ድሓር ብኽደት ፡ካልኦት እንዳ እንባዕካ፡ካልኦት ኣብ ጸልማት ሓዩርካ ከመይ ሰላም ክትነብሪ፡ብሓቂ ዘዝሰራሕክዮ ሓዊ ኮይኑ ከይለብለበኪ ከሎ ተመለሲ፡ካብዛ እዛ ስድራ ወሪዱዋ ዘሎ ጸልቅምትን ኣሻቓልን ኩነታት የድሕንኪ።እዛ ናይ ዕድመ በዓልቲ ጸጋ ኣዴና ብሓዘን፡ጭንቀት ኣብ ሕማቕ እንተወደቐት ደቂስኪ ክትሓድሪ ትኽእሊ።ከመይ እልኪ ከ ኣብ ባይቶ ዓድኺ ክትጽምበሪ ፡ሓወት ብዓል ቻነል እዚ ጉዳይ ለባማት ስለዘድልዮ ክንዮ ቪውስ ዕምቆት ሓሳባትን ልቦናን የድሊ።ነዘን ኣደ ኣይነወግነን። መሲልወን ክጋገየ ያክእላ እየን፡መቕጻዕቱ ድማ ይወስዳ ኣለዋ ካብቲ ዝሓለፈ ክመሃራን ሞራል ሂብና ኣብ ጎነን ክንህሉ ዶ ኣይኮነን ዝግበኣና።ንጠላም ነውሪ ዝገብር ድማ ኩሉና ፡ነውሪ ትጋገ ኣለካ ክንብል ኣለና፡ኣብ ኡጋንዳ ትንበር ኣብ ኢርትራ እሱ ኣይኮነን እቲ ዝዓበየ ጉዳይ ዋሕስ ምጥላም ነውሪ እዩ ፡ዋሕስካ ጠሊምካ ከመይ እልካ ምስ ሕብረተሰብካ ትሕወስ እዚ መውስቦ ዘኸልክል ነውሪ ጥልመት ሓደራኺ ተመለሲ ዋሕሰን ኣውርድለን።

  • @user-uq1lc4pp8m
    @user-uq1lc4pp8m 2 หลายเดือนก่อน +9

    Qdefuna eske seb kaliu kefiuwo alo ,😢bzkone ,furtna, gebeneja eki ,emnet eki qeltilki

  • @GodisGoodalltimeJesus
    @GodisGoodalltimeJesus 2 หลายเดือนก่อน +6

    Ezgio meharena kemzi zbele khdet riea ayfeltin amlak ke aytfethnn ab kudus bota enaneberki… bgebenom eyom teasiromn ktbli… Egziabiher frhi zhafety lekamie ki geygebro ,,, bexihki tmlesi mesiluwa tewahisenaki…kemtom bexihom. Zmlesu. … hmak mealti wieelen gen n temen ( gebel). Tewahisen abey emo keysedeki ,,,, TeQula

  • @MEAZAMontez
    @MEAZAMontez 2 หลายเดือนก่อน +7

    በዲልኪን ፊረቃን ::

  • @zowdi810
    @zowdi810 2 หลายเดือนก่อน +1

    Wow you are amazing thanks my haro erterawe god bless you ❤️ 🙏 😊

  • @user-db4tb5nl3z
    @user-db4tb5nl3z 2 หลายเดือนก่อน +2

    ተዋሒሳታ ዋላ ብገንዘብ ይኩን ንክትምለስ እዩ ፍሩቱና ጠላም እያ ብዙሐት ለኪማ

  • @eriterafilmon5023
    @eriterafilmon5023 2 หลายเดือนก่อน +8

    አዛ ጋል ብሰንኪ ጥዕናዊ ምኽንያት ኣይኮነትን ኣብ አስራኤል ተሪፋ በኣዛራርባኣ ምኽንያቱ ናይ ደላላ ከፊለ አየ ትብል ኣላ ወላ ክፈሊ አንበር አቲ ሊብሮቶ ከተትሕዞ ከላ ዋጋ 30ሽሕ አኮ ኣይኮነንን ስለዚ ንስኺ ተሳሊምኪ ንኽትመጺ አያ ኣትሒዛትልኪ አዛ ኣዴና ስለዚ ንስኪ ብጉርሕኺ ንሳ ብግርህነት ኢኽን ተራኺብክን

  • @gualbahtahagos7001
    @gualbahtahagos7001 2 หลายเดือนก่อน +3

    ቅንዕና ዘይብላ ሙኻናስ ፍሉጥ straight forward zeytzareb besmeam ዓለም ትጥለምኪ ስዲ ኢኺ ትመስሊ

  • @andomteamesuelo6585
    @andomteamesuelo6585 2 หลายเดือนก่อน +2

    ወላ ብደላሎ ዪኹን በጺሓ ንኽትምለስ እየን ተዋሕሰናኣ እዘን ኣደና ስለ ዘይ ተመለሰት ከኣ ተኣሲረን ስለዚ ክትምለሲ ኣለኪ ትብድልየን ኣለኺ ነዘን ኣደና።

  • @AsmeretGere
    @AsmeretGere 2 หลายเดือนก่อน +8

    Ewayyy esan'si bexihki ketmlesi ilan tewahisenaki neski gen telimkeyan telam😢!!!

  • @Natan0755
    @Natan0755 2 หลายเดือนก่อน +5

    እዚኣ ሓሳዊት እያ ናይዝኮነ ይኩን እቲ ሊብረቶ በጺሓ ዘይትምለስ እዚኣ ሎቅማቅ እያ ሰራቂት 😂

  • @michaelgebrehiwet38
    @michaelgebrehiwet38 2 หลายเดือนก่อน +3

    ተመልስኪይ ዋሕስኪይ ኣውርዲይ

  • @meritesfay6528
    @meritesfay6528 2 หลายเดือนก่อน +4

    ጉዳይ ልብሬቶ ከ ንምንታይ ድያ ተወሓሰትኪ ገዛኣ ክዉረስ እዩ እንታይ ኣትሪፍኪ ዉጹእ ሓሶት😢

  • @edenmedhane2316
    @edenmedhane2316 2 หลายเดือนก่อน +8

    Eza sebeyti haswiti eya bexiha ni kitmlesi enber kofi kitbili ela kemzey tihba fulut eyu kemi zekixa fulut eyu kemiti zetelemkiya amlaki keytelmeki hamime win tibli aleki😢 😢

  • @amensamuel7219
    @amensamuel7219 2 หลายเดือนก่อน +10

    Eweeee nay atum sebat 30.000 do yabey wela nay 2 milyon zeymesel

    • @user-xu5jl6yq8m
      @user-xu5jl6yq8m 2 หลายเดือนก่อน

      ይገርምዩ

    • @rahelgoitom6686
      @rahelgoitom6686 2 หลายเดือนก่อน

      Gerimuna ktkhda sle zdeleyet ashkilata hadima

  • @luwamnega6042
    @luwamnega6042 2 หลายเดือนก่อน +19

    Hlay hsawit kndi xbuq zgeberet entay ab esral zetref Alki

    • @user-xu5jl6yq8m
      @user-xu5jl6yq8m 2 หลายเดือนก่อน +1

      ይብላዕ ኣሎ ኢላ ኣይምልሳ ክምዚኣስ የለን ሎቅምጽ

  • @peacetoallofus7428
    @peacetoallofus7428 2 หลายเดือนก่อน +5

    Ewae Kurub ke aythafrn dya? Entay gira teasira kea tbl? B senkiki zeykonetn teasira nira? Sk ilki trah temelesi nab adeki Eza sebeyti nexa gdefya.

  • @user-cs9fp3yo4f
    @user-cs9fp3yo4f 2 หลายเดือนก่อน +2

    Josi betami denkoro eka....betami...30k b 2 million tewdaderio....betami eyu zgerim....wahis endir tewhisika...emo ent ztytmlsiet kea keteeser eka ab eritrea pls...nezin sebyti hagizn....

  • @tesfamariamgebrebrhan4113
    @tesfamariamgebrebrhan4113 2 หลายเดือนก่อน +9

    Wala 30 shih tiwehaseki kitmlesi Ellen Eyen tewahisenaki

  • @asedetekle6677
    @asedetekle6677 2 หลายเดือนก่อน +11

    ጆሲ ትጋገ ኣለካ ኣብ ኣዘራርባ

    • @DejenTadese
      @DejenTadese 2 หลายเดือนก่อน

      Btaemi gerimni eko eza sebeyti ybla baelege eu

    • @user-ee4su2mg5o
      @user-ee4su2mg5o 2 หลายเดือนก่อน

      Nay bahak kemey zbeliw seb EU german 😢

  • @makhulu2013
    @makhulu2013 2 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ ሎቅማጽ እያ እዛ ፉርቱና ትበሃል ሎቅማጽ ሙካና እዞም ዝተሓባብሩዋ ሰባት ዳላሎ እዮም ገበን ገሮም ተኣሲሮም እላ ትላገጸሎም ኣላ ጆሲ ከኣ ዘዘመጸካ እካ ተኣምን ። እዛ ናይ ኣስማራ ሰበይቲ ኣብ እስራኤል ድቂኪ የይቢልኪን ድኪ ኢልካ ምስ ሓተትካ ኣብ ደገ ደቀይ የይብለይን ደቀይ ሱዋኣት እዮም እላትካ ኣይተዋጢራ ፉርቱና ሓሳዊት ሙካን 2 ደቂቅ ከይተዛረበት ገጢመያ

  • @peaceforall7984
    @peaceforall7984 2 หลายเดือนก่อน

    ፋርቱና ግዜን ኩነታትን መዝሚዝኪ ኣይትክሓዲ , ጽዑቅ ኣይትረክብን ኢኪ

  • @hanaseyoum8471
    @hanaseyoum8471 2 หลายเดือนก่อน +30

    የታሰረች ላንቺ ዋስ በመሆንዋ ነው የትም አገር ያለነው ። እግዚአብሔር ይፍረደው !!

    • @user-xu5jl6yq8m
      @user-xu5jl6yq8m 2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን

    • @MesmerBAylay-sl1pf
      @MesmerBAylay-sl1pf 2 หลายเดือนก่อน +1

      Yes i agree with you

    • @fetawihaki3672
      @fetawihaki3672 2 หลายเดือนก่อน +2

      Sik beli serakit b 30.000 bexihki kitmilesi ember meas Tim elka koynu temen eki ayihlefelki. Nesika kea sinesirat gerka Ade bele eta sebeyti aytibel stupid denez kulom b senka teasirom si lokmax

    • @keletanatsnet8396
      @keletanatsnet8396 2 หลายเดือนก่อน +1

      ክነግረካ ዛሰአበይቲ ክትምለስ ኮላ ተዋህሳታ ያ ከመቲ ኣምና ዲተዋሃሰታ እምነታ ዘይገበረት ፉርቱና ያ ዛ ፉርቱና ጋል መገዲ ዳምጸአት ስዉኣት የብላን እላ ኣርእስቲ ኣይኮነን ተዋህሳታ ጠሊማ ብክህደታ ሰብ ተታህዞም ሲለዚ ጋል መገዲ ገድፍካ ሃታታይ ንምንታይ እምነትኪ ደይገበርኪ ስጋብ ጋልኪ የስርኪ በላ

    • @snaytfukad9523
      @snaytfukad9523 2 หลายเดือนก่อน

      Sema.oumo.zybdl.aeisrn.ktbl.hante.balge.eke.hswet.serko.euo.ktbl.bal.senait.sreka.eya.tasra.ate.hset.mnkhgzke.lba.nseken.glkn.srkte

  • @MiliTesfay-ou4xi
    @MiliTesfay-ou4xi 2 หลายเดือนก่อน +3

    እዛ ፉርቱና ትዕምጽ ኣላ ክሳብ ዘይተመለሰት ዘለዉ ኩሎም ደቃ እስርቤት ካኣትዉ ኣለዎም

  • @SelamErey
    @SelamErey 2 หลายเดือนก่อน

    ናይ ጥዕና ወረቃቅትኺ ሒዝኪ ኪዲ እተዊ ንሕክምና ኢልኪ እውን ክትወጺ ትኽእሊ ኢኺ ህይወት ሰብ ኣባላሺኺ ደቂስኪ ኣይትሓድርን ኢኺ ።

  • @user-xu5jl6yq8m
    @user-xu5jl6yq8m 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣንቲ ግናይ አዋይ ሕማቅ ዘመን አሰንሲ ኣሚነን ጓለይ ኣብ አርጋንኪዶ ትስደዲ ኢልን መስኪነይቲ ጠላም ኢኺ አስራኤል ብኽማኽን ዎዲ ከማኽን ሓጥያት በዚሑ ፎአ ኣንቲ ሎቅማጽ ብ30 ሽሕ ናይ ሚልዮናት ገንዘብ ኣየዋሕሳኽን ኤህ ፉርቱና ኣብዘይ ፉርቱና ኣምላኽ ይጥለምኪ