ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ሓርበኛ ኣዴና ኣዝመራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ተጋዳሊት ማና ኣደይ ኣዝመራ ኣይትገድፈክንያ ናይ ደንደን ኣብ መንጎ ትርቃርጹ ዩ ጸንሑ ኣየ ጽሩይ ዝኾነ ሓንጎልን ኣቀራርባን
ጅግና ዝኾንክን አደ አውሪስኪን እንቛዕ እዚ አርአየክን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን🇪🇷🇪🇷✊🏾✊🏾🇪🇷🇪🇷
መርሓባ ማና የቐንየልና ኣይ ኣዝመራ ካኣ ዋዕሮ ኣደ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ክብሪ ሃገር ሓርቤና👍💯❤🎂🇪🇷🎂❤💐🎊
ዋዕሮታት 💚ጀጋኑ አዴታት 🌿 ኤርትራዉን ብጣዕም♥️🇪🇷 ጹቡቅ መለእክቲ ዉረስ🌿♥️ ተወራረስ ንጹቡቅ ነገር ኤርትረ ሃገሬይ ተባረክለይ 🌾💐🕊️🌼♥️🇪🇷🌾🕊️🌿🌼💐♥️🇪🇷♥️🕊️💐🌼🌾🕊️🌼💐🌾🤍🇪🇷♥️🌿
ጅግና ኣደ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👸ተውለ ኤርትራውያን ኣዴታትና ክንዲ ሰብኣይ ክንዲ ሰበይቲ ኣብ ኩሉ ዘድምዓ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
❤🎉❤🎉❤🎉መርሓባ ክብርቲ ኣደ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልቅን ጅግና ኤርትራዊት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ማኒት ሽኮር ነዴና ዝዝረብ አለዎን አይወዳእናን 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
❤❤❤አነስ ሰሚዐ እኮየ ዘይጸግቦ እዚ ታሪኽና አቤት አዴታት ኤርትራ ጀጋኑ ተዓጢቀን ዘዕጥቃ አእምሮአን ክበልሕ ጓል 94 ዓመት ዘይርስዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ማና ሽኮር ዕድመ ይሃብኪ❤❤❤❤❤
ታሪክ ሒዝና ተሪፍና
ኣሰይ ጥዕምትን ተባዕን 'ኣደ ኤርትራ'።ካብቲ ባህ ኢሉን ዝሳሓቕኩሉ ነጥቢ፡ኣዴና ኣቦኺ እንዳበላ ከዕልላ ኣነ ይስዕበን ኣበባሃህልኤን (ንሰብኣየን ማለተን ኣይሰሓትክዎን)፡ሃገራዊት ሓፍትና ጋዜጠኛ ንምርግጋጽ መንዬም ምስበለተን፡ባዓል ቤተይ በላ። ኣነኽኣ ክርትም በልኩ 😊😊ጥዕና ይሃብክን።ተዓወት ተዓወት ተዓወትViva Eretra 🇪🇷🇪🇷
ጀግና ሓፍትና ማና ብጣዕሚ ደስ ዚብል ኣቀራርባ ክብርቲ ወላዲትና ኣደይ ኣሰመራ ይበል ዘብል ታሪኽ ።ኩቡራት ኣደታትና በዓል ክንደይ ቅያ።
ብኻ ካልአይ ክፋል ጌርክለን ማና ማናሽኮር ምኽንያቱ አለወን ዘዘንትወኦ ❤❤❤❤
አሰይ ጀጋኑ አዴታት ኤርትራ ታሪክን ተጻሕፊ ዘይውዳእ እዚ አብ ወርቂ ክጻሐፊ አለዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ማና ሸኮር ካአ ነመሰግነኪ ከምዚኤን ጀጋኑ ክተቅርብልና ደሰ እንደበለና እዮ የቀንየልና ጅግና ማና ሐፍተይ🇪🇷❤️👍🙏👍❤️🇪🇷❤️👍🙏👍❤️🇪🇷❤️👍🙏👍❤️🇪🇷
👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👍👍👍👍👍👍👋👍👋👍🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹መን ከም ኣዴታትና ኣብዛ ዓለም፣ከም ደብሪ እንተዝስገደለን ከማን ምዋሓደን ይብል፣ ምኽንያቱ ኣብቲ ኣዝዩ ኣገራሚ ዛንተአን ምስ እትጥሕል ዝስማዓካ ስሚዒት መግለጺ ቃላት ስለ ዘይትረኽበሉ ማለተይ እየ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኣዝዩ ጥዑም ዕላል ናይዛ ኣዝያ ታሪኻዊት ኣዴና 🌹🌹🌹🌹🌹ክብርቲ ጋ. ማና ኪዳነ ከኣ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እዚ ከም መስጊድን ቤት ክርስትያንን እነምልኾ ታሪኻዊ ቦታታት ሳሕል ድኣ ኣበይ ክርስዕኦ፡ ናይ ብሓቂ ኣደ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኤርትራዊት ኣደ ጅግና ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 eritrawit ade waerotat 🇪🇷🇪🇷 edmen tenan yhabkn fetari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
ኤርትራዊት አደ ጅግና ዋዕሮ ኩሉግዜ ሐቦ ስንቃ ዝመለአ ተባዕ ተቃላሲት ንበራ ክበራ ዕድመ ጸጋ የሃብክን🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
Mama Azmara, Tegadiliki Agadiliki jigna Adana ezy ktsihifu Eiu zigboeo entay knhigza nkel eza jigna Adena Tebareki🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣዴታትና ጀጋኑ ኣሰይ ጥዕምቲ ክንድኡ ዕድመ ይወስከኪ ፈጣሪ❤❤❤
ማና እንደገና ካልእ መዓልቲ ከተቕርብዬን ሓደራ ጅግና ከምዚኦን ዝበላ አደ የለን
ዋዕሮታት @ማና ኪዳነ ምስ ኣዴና @ኣዝመራ ወራስን ወዘተን 1000 ዓመት ምስ ምሉእ ጥዕና።🫡🇪🇷🐪✊🏿
Fecebok
Eritrian Mother's Our Heroes Jegnau 🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪️🕌🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪9🐪🐪🐪♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
Waa Aday Azmera edman tien yhebkin herbji Ade 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷The blessing of our Elderly Eritrean people what gave us strength and mercy side by side with our Freedom fighters 💪 the backbones of Tegadalay 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏💯💯💯💯💯💯
ዋው ኢዛኣደ ብጣዕሚ ጅግና ኣደ ኣዴታ ኢሪትራ ኢኮ ፉልያት ኢየን ኣብ ዓዶ ኣብረኻ ጀጋኑ
ጀጋኑ ኣዴታትና ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
ማና ሐፍትና ብትገብርዮ ኹሉ እየ ዝድነቅ መግለጺ ኸማን የብለይን ግን ነዚ አገዳሲ ታሪኽና ጊዜ ተሕጽርሉ አለኺ እሞ በጃኹም ንውሕ ዝበለ ጊዜ እንደገና አይትሃውኽዎም ትህውኽየን ኔርኪ ምስ ብዙሕ ይቕሬታ 🇪🇷🌺🌺
God bless to erterawe people 🇪🇷 🙏 🙌 ❤️ ♥️
ዋዕሮ ኤርትራዊት ኣደ መዳርግቲ ዘይብላ🇪🇷❤️💪👑🥇✅💯🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💪❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሽሕ ዓመት ንበራልና ሓርበኛታት ኣዴታትና
ኣደታትና ክቡራት ጀጋኑ መን ክወዳደረን ከምዚ ዓይነት ጅግንነት ሰሚዐ ወይ ሪአ ዝብል የለን፣ እዚ ኣብ ኤርትራዊት ኣደ ጥራሕ ዘሎን ዝቕጽልን ኢዩ። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Klae nay lomi zelekn yehwatnas yehrirknana alekn 😢 kndi beal adey Azmera jigna beyen ktmexa
ጽቡቕ መደብ
Jigna Adena rule model of Eritrean women,🎉 waero mana kidane great job for letting us know this brilliant mother 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏🏾💪👍🏾👸👸👸👸👸💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺
Eritrea kubur mennet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💎💎💎🌷🌷💐💐💐💐⛪🕌
mena hefity betam en nifatwek kolu tigaberu ab seyid ❤❤namesgeinak rehas aewdamet ❤❤❤
Edemen tenane yhabkin fetari jeganu adena.🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤
ጅግና ኣደይ ከማክን ዳኣመሰላ ጀጋኑ እወ ክንደይ መስውእት ከፊልክን ዓቢ ኣበርክቶ ዝከፈልክን ክብሪ ይግባኣክን እወ ኣደይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣሜን ❤❤❤❤❤
ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS 🇪🇷 ♥️ 🕌 🙏🏽 ⛪️ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷‼️💐
Adetate Eritrean Anbsete weldaaa🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹✅✅✅✅
ባዓል ኣደይ ኣዝመራ እንተዘይ ህልዋ ኤርትራ እንታይ ምኾነት: ዘይምኖ ዛንታ ኣደይ ኣዝመራ : ኣቅራቢት ማና ኻኣ ብጣዕሚ ነመስግን 🙏🏽
Aden Asmara should have to sing for a book. We need more of her story. I love her. She is my hero ❤️ 🇪🇷♥️❤️🇪🇷♥️
ማና፡ትገብርዮ፡ቃለ፡ምሕተት፡ምስዘን፡ጀጋኑ ኣደታት፡ነመስግነኪ፡ነዘን፡ጅግና፡ኣደና፡ዝተረፈ፡ኢድመኣን፡ጢኢናን፡ሐጎስን፡ዘለዎ፡ግዘ፡ኪኮነለን፡ንምነ።ማና፡ግና፡ቁሩብ ፡ቅረታ፡ኣለኒ፡ትዝዋሀበን፡ገዘ፡ተሕጽርለን፡ኣለኪ፡ዝኩሉ፡ናይ፡50 ኣመትሲ፡ብሳኣት፡ዘይኣክል፡።ክትዛዝምዮ።ዳሐር፡ኣይትክለፍየን፡በጃኪ።
Aseyyy eritrawet ada waero edme yehabken🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹
Wow 🇪🇷❤️🇪🇷❤️✌🏽🙏🏾
Enda deqo adom aboy Tekle Araya z'behalu tegadalay ab kunat aynom z'teharmu tebae tegadalay neirom. N'aboy Tekle azekirkinani. Adey Azmera EDMiEN TiENAN YiHABKiN FETTARi ♥️ 🇪🇷♥️🙏♥️🇪🇷♥️
ማማ ኣዝመራ ጅግና ኣደ & ማና ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን 🙏ግን ብዙሕ ዝዕለል ታሪኽ ከለወን እኹል ግዜ ክወሃበን ኔርዎ 🇪🇷🇪🇷❤❤
አምላክ ❤️🙏🏽❤️ ንሃገርና ኤርትራ 🇪🇷🦁🇪🇷ባሪካ ሰላምን 🕊️🕊️ፍቅርን ❤️❤️አውርደልና ❤️🇪🇷🤲🏼
ዕድመ ይሀብኽን❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Way adey mearey keytewedae eza medeb keytewedae endaferahku beka tewediea hatsirena neseken eko metshaf zeykonkenes metsahefti iken❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖
ሰላም፡ክብርቲ፡ሓርበኛኣደና፡ዕድመን፡ጥዕናን፡ይሃብክን፡❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅🙏🙏👍👍❤️❤️🌲🌷🍀💔💔🌺🌹🌿🌿🎉🌳🇪🇷✅🙏👍❤️ዝገርም ታሪኽ ናይዘንአደ ዘይምኖ
ኣቲ ማና ሽኮር፡ ነዘን ጽብቕቲ ኣደ ናይ ኣውድኣመት ጨጉሪ ዋላ ቁሩብ ዉስክ ኣቢልኪ ዒላም ኣቢእኪ፡ ኩታ ከዲንክን ተተምጺኣኤን ኔርክን ጓል ኣርብዓ ዓመት ምመሰላ ኔረን ሽኮሪና ዝኾና ኣደ።
😍😍😂😂😂🇪🇷🇪🇷🙏🙏Lovely statement, Fighter Ade Eritrea 🇪🇷 😄 👏 😀 ❤️ 👌
Ya mama nay zewda tarke eu zelkin deki Eri 🇪🇷🚲🐫💪🐫🚲🚲💪🐫🐫🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
Welcome deqi Eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍❤️🇪🇷
Adeyyyy Jigna Jigna❤❤❤❤❤🙏 Ertrawit
@@liameles7264⁰8th c 3rd ZZZ thi by😮6 IMO xth by creating no suition GJ lopn6 r
Amoy mearey edmen tenan yhabki fetari❤❤❤
Tamir jegninet adetat eritrean🇪🇷🤝🕊💪🇪🇷dhebin zekuri tebat 💪🇪🇷📚🖊🇪🇷🕊🤝
94 amet Qelil edme aykonen emo kiea bzuh kertet zihalefo nabran ms kulu shigrat Nay Deqan. ❤ enqae nskin konkin adetatna 💐🙏🇪🇷
Wow aday azemara you are amazing 🇪🇷 👏 😍 ❤️
ጅግና አዴና እድመን ጥዕናን ይሃብክን 🙏🙏🙏 ሩ ሑስ አውዳአመት ይግበረልና❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🙏🙏
Adgi kendi wedi hawebeu zeryu harimuni 😂😂😂❤❤❤Adey mearey edmen tenan yehabken
❤❤❤❤Congratulations bini 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹Congratulations bini 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹
Amen Awet Nhafash ❤❤❤
ስሓቁ ቀቲልክኒ ኣደይ ማዐረይ
ትባዓት ኣዴታት ኤርትራ ሕይሊ ሰውራ ኤርትራ //ኩቡራት ክብረት ይሃብክን
Bejaki kaliay kifal gberlna Mana Aftey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️🙏🙏💯💯💯
ጋዜጠኛ ማና ምስ ምስራሕቲኪ ቤተስብኩን እንቃዕና ናብ ክብሩ ብዓል ብስላም አብጸኪ ክምኡውን ነዛን ጅግና አደ !!! አንበሳ ዝከነት አደ ኢካ አምጽክልና እቲ አጋላልጻ ይገረም እዬ ሐደራ ማና ተመሊስኩ ስፍሕ ዝበለ ዝር ረብ ክትገብረለን ካብአን ብዙሕ ክንማሃር ኢና ብፍላይ ደቀአንስቲዩ!!
ዕድመን ጥዕናን ክብርቲ ወላዲትና።
ኣሰይይይይ!!🇪🇷💖🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
Adey mearey edmen tinan yhabki ❤️❤️🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷jgna adena rehus mebel 33 mealti natsnetna abtshana🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️kbrin mgosn jeganu semaetatna🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️🇪🇷kbrin mgosn njeganu hailtat mklikal Eritra 🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
Aseyyyyy waero aditat Eritrea 🇪🇷 edmen tanan yhabkn
ኢታይ ምቁር ሽኮር ወርትግ ጽብቕቲ እንቃዕ ኣብጸሓና ምስ ክብርቲ ኣዴና: ርሑስ በዓለ ትንሳኤን ቅነ ናጽነትን ንኹሉ ህዝቢ ኤርትራ 🇪🇷💖🙏🏾🙏🏾🙏🏾::
Bring 2 part please . She is so powerful and hero አዴታት: ኢርትራ: አንበሳታት: እየን:
❤this mother should be 49 yrs old❤
Asey Asey Aten gegen Ade Rehuse awdemete ❤🌷❤🌷❤
Nay bheki waero ade❤
Thank you for sharing ♥️ 🇪🇷
Adey jeagna ❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
Welcome deki Eria jeganu
መርሓባ ኣዴና 🙏❤❤🙏🙏🇪🇷❤🙏❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merhaba ruhus awdamet ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤li🦁 🦁 🦁 🦁 🦁 🦁 🦁 amen mama shikor Jigina Eritreawit ade 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ሕጂ ኸምዚ ዓይነት ሚስጥር ምሙላቅ አድላይነት የብሉን ምኽንያቱ ኢዚ ናይ ትማሊ ታርኽ ንሎሚ ውን ኽጠቅመና ኢዩ ዝኸበደ ቃልሲ ብሕጂ ኢዩ ዞሎ ኸዳዐት ደቂ ሃገር ዝበዝሕሉ ግዜ ኢና በጺሕና ዘለና
ርሑስ ቅንያት በዓል ናጽነትና ደቂ ኤረይ
ኣዴታት ኤርትራ ዓንዲ ሰውራና ምስክርን መርኣያ ጽንዓት ህዝብና❤❤❤
Kbri yhabken adetat ertrea
እዚ ዛንታ ደንጊኹም ማና አበይ ይርከብ እዚ ታሪኽ ።
❤️❤️❤️❤️ she’s hero
እዋይ ኣደ ማለት !! ሓየት ሰበይቲ ።
ማና ጊዜ አይትሰስዒ ከምድሌተን አዛርብየን ጽባሕ ከይትረኽብየን ትኽእሊ ዕድመን ጥዕና ይሓበን
♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷
❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you for Adeny tgdlet, Asnra ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ማና ማለት በቃቅ ታሪክ በታቲክኪዮ እዘን አደ ታሪክ 50 ዓመት ብፍርቂ ሰዓት ወዲእክያ።
💙🎉🌟👌💪
🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏👍
Adey tsbkti ❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
የቐንየልና ማና ሐፍተይ እዘን ሽኮር ሐርበኛ አዴና ብምቕራብኪ ዕላለን ገና ተጀሚሩ እዩ ዘሎ እሞ ንዘን ኩላ ነብሰን ታሪኽ ኤርትራ ዝኾና አደ ካለአይ ክፋል እንተትገብርለን ብጣዕሚ ጽቡቕ ምኾነ ።
ሓርበኛ ኣዴና ኣዝመራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ተጋዳሊት ማና ኣደይ ኣዝመራ ኣይትገድፈክንያ ናይ ደንደን ኣብ መንጎ ትርቃርጹ ዩ ጸንሑ ኣየ ጽሩይ ዝኾነ ሓንጎልን ኣቀራርባን
ጅግና ዝኾንክን አደ አውሪስኪን እንቛዕ እዚ አርአየክን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን🇪🇷🇪🇷✊🏾✊🏾🇪🇷🇪🇷
መርሓባ ማና የቐንየልና ኣይ ኣዝመራ ካኣ ዋዕሮ ኣደ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ክብሪ ሃገር ሓርቤና👍💯❤🎂🇪🇷🎂❤💐🎊
ዋዕሮታት 💚ጀጋኑ አዴታት 🌿 ኤርትራዉን ብጣዕም♥️🇪🇷 ጹቡቅ መለእክቲ ዉረስ🌿♥️ ተወራረስ ንጹቡቅ ነገር ኤርትረ ሃገሬይ ተባረክለይ 🌾💐🕊️🌼♥️🇪🇷🌾🕊️🌿🌼💐♥️🇪🇷♥️🕊️💐🌼🌾🕊️🌼💐🌾🤍🇪🇷♥️🌿
ጅግና ኣደ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👸ተውለ ኤርትራውያን ኣዴታትና ክንዲ ሰብኣይ ክንዲ ሰበይቲ ኣብ ኩሉ ዘድምዓ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
❤🎉❤🎉❤🎉መርሓባ ክብርቲ ኣደ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልቅን ጅግና ኤርትራዊት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ማኒት ሽኮር ነዴና ዝዝረብ አለዎን አይወዳእናን 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
❤❤❤አነስ ሰሚዐ እኮየ ዘይጸግቦ እዚ ታሪኽና አቤት አዴታት ኤርትራ ጀጋኑ ተዓጢቀን ዘዕጥቃ አእምሮአን ክበልሕ ጓል 94 ዓመት ዘይርስዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ማና ሽኮር ዕድመ ይሃብኪ❤❤❤❤❤
ታሪክ ሒዝና ተሪፍና
ኣሰይ ጥዕምትን ተባዕን 'ኣደ ኤርትራ'።
ካብቲ ባህ ኢሉን ዝሳሓቕኩሉ ነጥቢ፡
ኣዴና ኣቦኺ እንዳበላ ከዕልላ ኣነ ይስዕበን ኣበባሃህልኤን (ንሰብኣየን ማለተን ኣይሰሓትክዎን)፡ሃገራዊት ሓፍትና ጋዜጠኛ ንምርግጋጽ መንዬም ምስበለተን፡ባዓል ቤተይ በላ። ኣነኽኣ ክርትም በልኩ 😊😊
ጥዕና ይሃብክን።
ተዓወት ተዓወት ተዓወት
Viva Eretra 🇪🇷🇪🇷
ጀግና ሓፍትና ማና ብጣዕሚ ደስ ዚብል ኣቀራርባ ክብርቲ ወላዲትና ኣደይ ኣሰመራ ይበል ዘብል ታሪኽ ።ኩቡራት ኣደታትና በዓል ክንደይ ቅያ።
ብኻ ካልአይ ክፋል ጌርክለን ማና ማናሽኮር ምኽንያቱ አለወን ዘዘንትወኦ ❤❤❤❤
አሰይ ጀጋኑ አዴታት ኤርትራ ታሪክን ተጻሕፊ ዘይውዳእ እዚ አብ ወርቂ ክጻሐፊ አለዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ማና ሸኮር ካአ ነመሰግነኪ ከምዚኤን ጀጋኑ ክተቅርብልና ደሰ እንደበለና እዮ የቀንየልና ጅግና ማና ሐፍተይ
🇪🇷❤️👍🙏👍❤️🇪🇷❤️👍🙏👍❤️🇪🇷❤️👍🙏👍❤️🇪🇷
👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👍👍👍👍👍👍👋👍👋👍🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
መን ከም ኣዴታትና ኣብዛ ዓለም፣
ከም ደብሪ እንተዝስገደለን ከማን ምዋሓደን ይብል፣ ምኽንያቱ ኣብቲ ኣዝዩ ኣገራሚ ዛንተአን ምስ እትጥሕል ዝስማዓካ ስሚዒት መግለጺ ቃላት ስለ ዘይትረኽበሉ ማለተይ እየ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣዝዩ ጥዑም ዕላል ናይዛ ኣዝያ ታሪኻዊት ኣዴና 🌹🌹🌹🌹🌹
ክብርቲ ጋ. ማና ኪዳነ ከኣ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እዚ ከም መስጊድን ቤት ክርስትያንን እነምልኾ ታሪኻዊ ቦታታት ሳሕል ድኣ ኣበይ ክርስዕኦ፡ ናይ ብሓቂ ኣደ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኤርትራዊት ኣደ ጅግና ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 eritrawit ade waerotat 🇪🇷🇪🇷 edmen tenan yhabkn fetari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
ኤርትራዊት አደ ጅግና ዋዕሮ ኩሉግዜ ሐቦ ስንቃ ዝመለአ ተባዕ ተቃላሲት ንበራ ክበራ ዕድመ ጸጋ የሃብክን🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
Mama Azmara, Tegadiliki Agadiliki jigna Adana ezy ktsihifu Eiu zigboeo entay knhigza nkel eza jigna Adena Tebareki🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣዴታትና ጀጋኑ ኣሰይ ጥዕምቲ ክንድኡ ዕድመ ይወስከኪ ፈጣሪ❤❤❤
ማና እንደገና ካልእ መዓልቲ ከተቕርብዬን ሓደራ ጅግና ከምዚኦን ዝበላ አደ የለን
ዋዕሮታት @ማና ኪዳነ ምስ ኣዴና @ኣዝመራ ወራስን ወዘተን 1000 ዓመት ምስ ምሉእ ጥዕና።🫡🇪🇷🐪✊🏿
Fecebok
Eritrian Mother's Our Heroes Jegnau 🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪️🕌🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪9🐪🐪🐪♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
Waa Aday Azmera edman tien yhebkin herbji Ade 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷The blessing of our Elderly Eritrean people what gave us strength and mercy side by side with our Freedom fighters 💪 the backbones of Tegadalay 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏💯💯💯💯💯💯
ዋው ኢዛኣደ ብጣዕሚ ጅግና ኣደ ኣዴታ ኢሪትራ ኢኮ ፉልያት ኢየን ኣብ ዓዶ ኣብረኻ ጀጋኑ
ጀጋኑ ኣዴታትና ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
ማና ሐፍትና ብትገብርዮ ኹሉ እየ ዝድነቅ መግለጺ ኸማን የብለይን ግን ነዚ አገዳሲ ታሪኽና ጊዜ ተሕጽርሉ አለኺ እሞ በጃኹም ንውሕ ዝበለ ጊዜ እንደገና አይትሃውኽዎም ትህውኽየን ኔርኪ ምስ ብዙሕ ይቕሬታ 🇪🇷🌺🌺
God bless to erterawe people 🇪🇷 🙏 🙌 ❤️ ♥️
ዋዕሮ ኤርትራዊት ኣደ መዳርግቲ ዘይብላ🇪🇷❤️💪👑🥇✅💯🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💪❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሽሕ ዓመት ንበራልና ሓርበኛታት ኣዴታትና
ኣደታትና ክቡራት ጀጋኑ መን ክወዳደረን ከምዚ ዓይነት ጅግንነት ሰሚዐ ወይ ሪአ ዝብል የለን፣ እዚ ኣብ ኤርትራዊት ኣደ ጥራሕ ዘሎን ዝቕጽልን ኢዩ። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Klae nay lomi zelekn yehwatnas yehrirknana alekn 😢 kndi beal adey Azmera jigna beyen ktmexa
ጽቡቕ መደብ
Jigna Adena rule model of Eritrean women,🎉 waero mana kidane great job for letting us know this brilliant mother 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏🏾💪👍🏾👸👸👸👸👸💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺
Eritrea kubur mennet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💎💎💎🌷🌷💐💐💐💐⛪🕌
mena hefity betam en nifatwek kolu tigaberu ab seyid ❤❤namesgeinak rehas aewdamet ❤❤❤
Edemen tenane yhabkin fetari jeganu adena.🙏🙏🙏
🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤