ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ንፈለማ ግዜ ፕራንክ ክሳብ መወዳእታ ሪኤ ብሓቂ ክኣ ስሒቐ።😂
ብግራ ፣ቀውጢ ደካማ ግኒ ዝኣመሰሉ ትግርኛ ኣይኮኑን ነቐደም ትግርኛ ተመሃሩ
እሽኒ ክቡር ሓው ክነመሓይሽ ኢና 🙏
ከም ለማዓንት እለ ስሕቀ ኣይፈልጥን ከሳብ ዝነብዕ ስሕቀ😂😂😂😂😂
ክክክክክ ሞይተ ደአ ገለ ፕራንኪ ክትገብር አብዛ ብኪያታ ዉዒላ ይመችእኩም እሰክኪ ደቃ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷
ካብዘን ኩለን መድያታትን ቪደያታትን ኮታስ ካብ ኩለን ቻነላት እዛ ቪደዮ እዝኣ ናይ ብሓቂ ፕራንክ ማለት
ክክክክክክክክክ በሓቂ ሲሒቀ ንፈለማ ግዝየ ፕራንክ ኣስሒቃትኒ ሎሚ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ንፉዓት ዝሰሓቀ ከማይ Likeeeee ይግበር ።
ቖሲለ እምበይ ወዲ ትግራይ ሽኮር😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄
ኢኩ ዘደንገጸትኒ ነገራት1፡ እሺ በሎ ሓንቲ ግዜ ተምበርከክ2። ኮፍ በሊ እሺ ዋይ ትጉደይ3። ታሴራ ሃቡ ኢኩ ናይ ዩንቨርስቲ ኢዩ ዘለኒ 4።ቀንዲ ዘደንገጸትኒ ከኣ እዊ ኣነ ትጉደይ ኢላ ክትበኪ ከላካብ ዘሐጉስካ ነገታት ዝበለቶም ከኣ1። ክብረት ናይ ሕጊ ቦሊስ ከም ዘለዋ ኣርእያትኒ ኩሉ ሕራይ ወዲኣቶ ኣንበሳ 2። ንመለይን ዓርክካን ከኣ ኩሉ ተቀበልዎ ሕጊ ኣክብሩ ምባላ ንዞዓኣ ኮይና ንሰብ ከምትከውን ኣርእያትኒ።3። ሳዕሳዓት ብሓቂ ወናም ኢያ ተደቢራ ክትስዕስዕ ከላ ማለት ኢዩ4. ኢኩ ንመለይ ከኣ ልቅሑ ምለስሉ ኢኪ ናይ ሰብ በሊዕካ ኣይድቀስን ኢዩ ማለተይ ብራንክ ካብ ናትኪ ትገድድ ግበርዮ እሞ ናቱ ጠባይ ወይ ስንባደ ከም ናትኪ ኣብ ዩቲብ ናትኪ ክንገልጾብዝኮነ ፍቅርኩም ከም ተክሊ ወይኒ ይግበረልኩም የብዝዝሓዮ
❤
ገለ ዓይነት prank በሓቂ ስሒቐ ጽቡቕ ስራሕ ሓውኹም ካብ ኤርትራ እየ
ኢኩ ሽኮረይ ጸላኢኺ ይንባዕ ሓፍተይ መዓረይ ንዓይ 'ውን ኣንቢዕኽኒ ክትበኽዪ ምስ ረኣኹኺ
😂😂😂❤❤❤
በጃኩም ሳብስክራይብ ብምግባር 1k ሙልእለይ
Dollar kitkifel emo yelen hhhhhh
ንደጋገፍ ነአይውን ግበረኒ ገረጋ አለኩ
ሰብስክራብ ንገባበር
Kjkkkkkkkkkk Sehake meyte keme lomeanti Ele sehke Ayfleten Eye
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፕራንክ ሰሪሕናላ ኢኩ.....
ኣይትሰኣኑ እዞም ኣሓተይ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሕጂ ግን አበይ ትህሉዩ ትግራይ ዓደይ ሓሚሶማ ዕኽኽኽ ካላአይ ይርኦኩም አለኹ ብናፍቆት😭❤️💛
ኣለና ዝሓፍተይ መዓረይ የቐንየልና 🙏
ኣታ በይነይ ኽስሕቅ ውዒለ ናይ ተቤን ሳዕስዒት
ስሓቅ ቀቲልኩምኒ ቀስ በል ከይትስዕማ ተፃዊትኩምላ ነቢዓ አባይኪ ምርተይማራ እየ ዝፈትወኩም ቀፅልሉክሓቶኩም እንዶ አብ ዝሓለፈ ፊቁራት አይኮንና ኢልኩም ማሑዙት ኢና ኢልኩም ኢዚኦም ፍቁራት ክኮኑ ኔርዎም ኢለ ክንዳኩም ተጨኒቀሕጂ ከአ ፍቅረይ ኢልካ አነ ከአ ማራ ተሓጊሰ ግን ተከታተልቲ መደብኩም ምእንታን ደስ ክብለና ሓቂ ተዛረቡ ፍቁራት ዲኩም ተገዲስኩም መልስለይመልስኩም ብሃንቀውታ ከፅበ እየ።
ኮሜንት ፅሕፍ አይፍልጥን ግን ሽኮሪናታት ከፍትወኩም ማዓት እየ
እዛ ፖሊስ ኬፍ ዘለዋ ክክክክ ዋላ ቅተልዎ እንዶ ኢልዎ ነቲ መሳርሕቱ ክክክክ
አንታ አትወዲ ሺረ.አፍቅረዮ
ክክክክክክክክክክክክክክክክ እዋይ ከመይ ከምዘሐዘነትኒ ምስኪን አጆኺ ምቅርተይ ንስኺ እውን ሓደ ማዓልቲ ክትስርሕሉ አለኪ
ኢኩ ሽኮር ብጣዕሚ እያ አሕዚናትኔ የኔ ቆንጆ ግን ብጣዕሚ ሓሪፍ ብራክ እዩ
እታ ዝበለጸት ናይ ትግርኛ መዘንግዕ ካሜራ. ብጣዕሚ ንፍኡዓት ቀጽልዎ
ብጣዕሚ ጽብቕቲ ግና ቦታ ኣይመረጽኩምን ድምጺ መካይን ብርቱዕ ኔሩ ከምዚ ዓይነት ቦታ ኣይደገም ስራሕኩም ግና ብጣዕሚ ደስዘብል
ገራሚ ፕራክ እዩ ደቂ ዓደይ ዋይ አብቱ ስዕስዒት አስሒቅኩምኒ 🤣🤣😁እስኪ ንዓይ ለ ሐዳሽ youtube ሳብስክራይብ ግጨዩኒ ደቂ ዓደይ ሐላላት ይመቸኩም
ክክክክክ ዋላ ኣነ ሞይተ ስሓቅ በይነይ ኪርኪር ኢለ ሲሒቀ
እዋይይይ ሞይተ ሳሕቅ እዋይ አይት አብሽቀካይ መለይ ግን ካቡኡ ዝገደደ ከይት ሰረሐካ ተጠንቀቀላ
እውይ ምቅርቲይ ነቢዓ ኣቢዓትኒይ😢😢 እውይይይይ😢 ከብድኳ ክትበልዕ ጅብዕቲይ ኣዞኪይ ምቅርተይ ኣብ ዓድኳ ዋላ ሓንቲ ኣይትኮንን ኢካ ስደት ዳኣ ከፈአና እበር ሓደራ ግን ካልኣይ ማዓልቲይ ከተንብዓ እና ኣዞኩም ሕበሩ ተጋሩዋኒይ ውድድድድድ😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞
ዋይይይ ኣብ ዓድኪ ክትፈርሒ ኣብ መንገዲ ኣሳዕስዕዎም ዝብል ሕጊ ዶ ኣሎ እዩ ከ ሃሃሃሃ ኣብዛ ሳዕሲዒት ስሓቅ ሞይተ እየ
Wayne gude moyte sehaq balo daki tergiray shikoar Respect from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
wawwww i love it ቀጽሉዎ እታ ጓል ግን ንፖሊስ ክንድዚ ክትፈርሆም የብላን ጥራይ ገበን ኣይትግበር እንበር ።
እውይ ሎማዓንቲ ብሰሃቅ ንብዓት ንንብዓት ኮይነ ደሞ ኬፍ ኣለኩም ፍቁራት እንተትኮኑ ግን ደስ ይብለኒ
ብሳሓቅ ቁስል ኢለ ብልቢ መለይ ማዓረይ ከመይ ዓይነት ጋል ትመቸየካ ሮጋድ ዶ ቀጣን ኢልካ ዝሓተትካዮ ወዲ ሕጂ ከስሕቀኒ ፀኒሑስ ነዛ ጋል ድማ ተፃዊትኩምላ ከማየይ ፈራህ ወታደር ፖሊስ ከፍርሑኒ ማዓት እዮም ወላ ናዓይ ተጋሩዋይ ብሌን ዓይነይ ነተባባዓዮም እስኪ
ዋዋዋዋዋዋ ብጣዕሚ ዝገርም ኣብ ክንዲ ቃል እንግሊዝኛ ፕራክ ዝብል ምጥቃም "ግረሀ" እየ ክብል ዝመርጽ። ግርሀ ምግራህ ካብ ዝብል ቃል ክወስድ ።ብዝኾነ ብጣዕሚ ዘድነቕክዋ፡ፍፁም ኣብ ሓበሻ ዝራኣኽወን ፕራንክ ብቐዳምነት ሰሪዐያ ኣለኹ።ብሳሓቕ ንብዓተይ ክቆጻጸሮ ኣይካኣልኩን።ስርሐይ እውን ኣብኲራትኒ እያ።ዕውቲ ግረሀ።
እዋይ ኣሕዚናትኒ ሰዕስዒ ትባሃልላስ ምስዕሳዕ ክክክክ ፈራሕያ ማለትዩ ብዝኮነ ሓሪፍ ፕራንክዩ ልቃሕኪ ክትመልሲ ኢኪ ኣጆኪ
አታ መትኩ በጃኩሞ ልዚ ፖሊስ ላይክ በልለይ ቅተልዎ ዶያ
ክክክክክ ከም ለማዓንቲ ሲሒቀ ኣይፈልጥን ቀፁለሉ መለስ ሹኮር ሰሪሒካላ
ኢኩየ ኣጆኺ ልቃሕኪ ምለሲ ሓደ መዓልቲ ንመለይ ተፃወትሉ ሃሃሃሃ
ኣይ ፅርቲ እንታይ ገበርትካ እዚ ኩሉ ብክያት ባዘወይ ኣጀኪ ልቃሕኺ ምለሲ ኢኺ ምቅርተይ
ኣዋይ ሎምስ ተጻዊትልኪ እዩ ኣቁሲልኩምና ናይ ብሓቂ ኑፉዓት
ናይ በሓቂ ብራንክ ደስ ትብል ፈትየያ ዋላ ኣዛራርባኩም ደስ ክብል
Yada ኣታ ይሞቸይኻ ስጋነይ ፆታ ኻ ክቅይረልጃ የ ልበልካያ የ ፎትየልካ ከ ። ብስሩ ከግንየካ እየ ዝዓርከይ ። ኢኮዳና በኻይት ፎትየኪ ኢዛና ኣታ ኣዛን ፀይቂ ፡ ዓርክቹ ለለአ ጎብዝ ኢካ
እዋይ ፍርሒ ዝገብሮ ዘይለ ሲሲ ብዘይ ምዝቃ ብዝኾነ ሳሓቅ እየ ሞይተ ናይ ሰለስተአኹም ተኻታታሊት እየ ናሙለይ ናቦልስ ወዲ ሽረ ናኣኹ ናዛ ጋል ኽፈትውኹም ማዓት
sahak moyte wela ane
Eway eza dona kef zelewa tkormyeni ya tegaru kabza weridatkum zela xegm wexkum yereyeni hawkum wedi eri
ክክክክክ ብጣዕሚ መስሓቕ ተፋቒርኩም ዲኹም ድኣ ፍቕረይ ኢልካ ኢለ እየ
ኣረ ኣነ ኣይ ሰሓቅኩን እንዲያውም ገሪማትኒ ናይ ትግረወይቲ ባህሪ ኣይረኣኹላን ኣብ ትግራይ ከምዚ ዓይነት ቅትለት ወይም ሕጊ ሰለ ዘይ ፈልጥ ክንድ ዚ ኣይለማመፅን ድፍረት ይጎድለኪ ሓፍቲ ሓቂ ስራሕ ሞ ኣብ መንገዲ ሃርርስስስስስስ
ዋላ አነ❤ ግን ገና ንኡስቲ ኩሉዘይረአየት ስለዝኮነት እያ ትኮን ክንዲዚ ፍርሒ
ዋዋዋ ገለዓይነት ጽቡቕ ኣዛናጊዕኩምና ኣጆኹም
B sehak meyte dye geleAjokum kexluwoHawkum wedi ER
ሕጂ ኮ ብፍቅራ ሕርር ኢልካ ከለካ ፍቅርካ ኣይገለጽካላን ካልእ ምስ ወሰዳ ተኮርሚካ ክትበኪ ኢካ።
ብጣዕሚ ጽቡቅ መዘንግዕ ካሜራ ካኣ ዝድነቅ ስራሕ ሰሪሕኩም
ስለ ዘጋጠመትኒ ኢየ ከምኡ ኢለካ
ክክክክክክ መትኩ
@@wedieri7570 ኣይመስለካን ረኣዮም እባ ሞ እዚ ኩሉ እንዳተፋተዉ ዳኣ ግድን ዪ ከፍቅራ ምክንያቱ ፍቅሪ ብምልምማድ ይመጽእ ዩ
Kkk
ቅቅቅ ያ ጀማዓ ሸይነ በሰ ብሳሓቅ ኣታ ዛፖሊስ ኬፍ ደለዋ
ገራሚ ፕራንክ ክክክክክ እዩ ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ቀፅሉሉሉሉ ሓድነትኩም ከማን ገራሚ እዩ "እና ቀፅሉሉ ገና ብዙሕ ንፅበ አለና።❤
ዋው ብጣዕሚ ንፉዓት አታ ጛል ግን ምስኪንበኽያን ነቢዓን ኣይትህሰይዋ ብዝተረፈ ቀጽልዎ።
ብጣዕሚ አየ ዝፈትወኩም ሙቁራት ግን ንመለይ ከፍቅሮ አየ ይመስለኒ 👄👄👄👄👄👄👄❤❤❤
እዋይ ከምዚኣ ፕራንክ ርእየ ኣይፈልጥን ፡ ብጣዕሚ ንፉዓት። ብፍላይ ፖሊስ ንፉዕ።
ዋውው ገራሚ ፕራክ እዩ ቀፅለሉ 💘
ላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል ተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕኒ የቀንየለይ 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@@Yoni62 ኣብ ዝዓበየ ደረጃ የብፅሕኻ ሙቁረይ
Ya dekadey marey ❤❤❤❤❤❤ Abile metabetey dehri kedey amet lomi reka betami des zebel serah
ቀፅልሉ ተጋሩ ኣሕዋተይ ሕጊ ስለ ዝኮና ቁሩብ ከቢድዋ እዩ
ማራ ገራሚ ዝኮነት ፕራንክ። ምላዳ አብ ናይ ተንቤን ሳዕሲዒት ዝረአዮቶ እታ ጓል ብጣዓሚ አሲሕቃትኒ። ቀፅልሎ አሕዋት ማራ ኢኩም ትሕጉስኒ።
አረ በጃኹም ምሳኹም ኣስርሑኒ ኣነ ዉን ቻነል ክጅምር ብዝኾነ ቀፅልሉ ጎበዛት ብጣዕሚ
ፅቡቕ እዩ ቀፅልሉ ግን እቲ እትገብሮ ቀዲምካ ኣይትንገረና ከም አነ እንድሕር ቀዲምካ እቲ ኩነታት ነጊርካኒ ክሪኦ ኣይስሕበንን።
ኣንድ ብራንኪ ኣለ ልነግሪ ወደ ትልቅ ሆትየል ወስዳት እና ብራ ጥብስ ኣሪገ ኣዝዝ እና ከዛ ብር ረስቸዉ መጣሁት በለዉ ባለ ምግበቱ ከዛ እሞሆነዉ እናያለን 😅😅እዝም ታለቅሳለች😂😂
እንታይ ማለት ኢዩ ፕራንክ ብትግሪንኝ ኣነ ኣይተረደኣኒን
ንምንታይ ግን ወይኔ ጉዴ ዶ መታወቅያዶ ገለዶ ትብሉ ነቲ ቋንቋ ኣባላሺኹሞ ተጋሩዶ ኣይኮንኩምን
ከይተረድኦም ዮም መስለኒ ማዕቢሎም😂😂
Beutyful Tegaru shikorena tat ayni hasadkum yedfenelikium kab fetewetkum hizbi Eritra
Police mara ኣፍርሕዋ መስክነይቲ ንሱ ከኣ ይኸሎ አዩ
ክክክ ኣታ ሞትኩ ሎሚ ግን ቦታ ኣብ ማእከል ፅርግያ ኮይንኩም ድምፂ ይርብሽ ኣሎ ብዝተረፈ ሞ ደስ ክትብሉ
ዋውው ብጣዕሚ ሓሪፍ ፕራክ እዩ ::ግን እንታይ እዩ ጫጫታ በዝሑ ደቂ ዓደይ ማዓረይ ባጃጅ ደየን ምስማዓ ካለእና 🇪🇹
ብሳሓክ እየ ኮሲለ ግን ድማ አህዚናትኒ ቀፅሉሉ ❤❤
Btaemi btaemi eye adniqekum nfuat gele aynet really prank ezia eya.l,m from Eritrea 🇪🇷.qexlwo
ናፍቅናኩም ሓላላተይ ከመይ ትህልው ሓሳዳት ዝኮኑ ጎሬቤት ኣጋጢሞምና ናይ ኢዶም ኣይስአኑ እዞም ካሕዳማት ሰበርቲ ፃሕሎም
ፕራንኩም ፅቡቅ እዩ ግን ኣይትጥፍኡ አሕዋተይ❤❤💛💛💛
ናይ ብሓቂ ፖሊስ ኣታባብዕዎ እዛ ቆልዓ ክኣ ቆልዓን እንድያ ከምኣ ክትደግብዋ ተስፋ ንገብር ንዝጅኅርስ ከተርእዮ ኣሎኩም ከምዚ ኢዪ ፕራንክ ማለት ብፍላይ ፖሊስ ናይ ስሓቅ ምልክት ዘይብሉ መግለጺ የብሉን ንፍዓት ነዛ ጓል ግን ክፍለጣ ድገምዋ ሕጂ ውን ትፍክር ኢያዘላ ጎይታይ ጎይታይ ኣብልዋ።
ክክክክክክ ሰሓቅ መይተ በል ግርም ገበርካ ድሕሪ ሕጂ ናትካ ቲፎዞ እየ subescreb like ከኣ ኣጋራጭው ኣቢልና ኢና Hlna korira ይበሃል ጸረ ዊዒጊን እየ From Eritrea
እዋይ ከምሎሚ ኣይሰሓቅኩን ኣሕዚናትኒ ግን
አቢዓዲኪሲ፡ትፈሪሕ.kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkቢጣዕምሲሒቀ።እዛቢኪያት.ግንቢጣዕም፣ሓዝነ
ዝገርም ፕራክ እዩ
እውይ ማዓረይ ኣሕዚናትኒ ክክክክክክክክ ብመለይ ደሞ ክብደይ ቆሲለ ሳሓቅ ከምልጦ ከሎ ብዝተረፈ ብጣዕሚ ደስ ባህሊ ነይሩ ቀፅልሎ ኣይትሳኣኑ
በሓቂ ከትርጉሙ እዋይይይይይ እንታይ ዝገበረት ቆልዓ እያ ትጨንቅዋ ማሪያምን ከደአ አን በኪይ ሓቂ መሱሉኒ😭😭😭😭😭😭
ክክክክ ያ ኪፍ ኣልኩም አዛ ቆልዓ ኢክራም ከ ኪፍ ዘልዋ ምቸም ሳሓቅ ቀቲልኩምና ክክክ
ዝገርም ፕራንክ እዩ ሞይተ ስሓቕ ይበል ስዕሲዐት ሙቁራተይ ኣይፈላልኹም
እፍፍፍፍፍ እረ ሞቱኩ ብስሓቅ
ናይ ብሓቂ ንፉዓት ኢኹም🇪🇷🇪🇷
Ajokum nayna kab eritra eye 🇪🇷🇪🇷
ብልቢ 🤣😂🤣😂 ቆሲለ ሳሓቅ 😭😭😭😭😭 ክምውት እየ ደጊመ ይረኦ ሱቁ ኢለ ክርትም ይብል ክትሕዝንኻ
ኢኩየ ምቅርቲ ብጣዓሚ ከብደይ በሊዕክኒ ፀላአኪ ይንባዓ በኪኪ አብኪክኒ ብራንክ ክትገብርዬ ንመለይ ይፀበይኪ አለኩ ደሞ በጣዓሚ እየ ዝፈትወኩም ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ደቂ ትግራይ ሓላላት😘😍
አብ ሂወተይ ከም ሎማዓንቲ ፕራንክ አስሒቁኒ አይፈልጥን ዋውውውውውውውውውውውውው ቀፅሉሉ 1.k ሳፕእስክራይፕ የድልየኩም እዩ ዋውውውውውውውው
ወዲ ሽረ ገራሚ ኢኻ ክክክክክክ
ኢኪ ሽኮር ማራ ሓሕዚናትኒ ብዝከነ ሓሪፍ ብራክ ኣጀኩም በርትዑ
Bitaemi xubuq sirah meley ahogiskani bifilay eti police bitaemi hayal wedi
Meley hawey xibuq srah neru gin hade neger keshegreka telefon nay za qola zeyittahababereni
ዋይ ናዘን መኪና ድምጺ ጌሩ ዘናድድ ቧች😂😂😂😂😂ኣሰይ ክፈትወኩም ግን ምቁራተይ😍😍😍
ab mewedaeta msueu ktbas neruka ktkaloso melisa mmekeret bzterefe gn zbelexet prank eleya aloku
ኡፍፍፍ ንምንታይ ተብክይዋ ግን😭😭
ኣብዚ ኣፍቃሪተይ ናበልካ ፀኒሕኻስ ሀዝማ መሓዙትያ ምባል ሓቂ ዘይትናገሩ መለይ ሽኮር
ከከከከከከከከከከከከከከከከከከከከከከከከ በዘተረፈ ብጣዕሜ ሓርፍ እዩ
ዋው ማራ እየ ስሕቅ ኣቢለ ክክክክክክክክክክክ ቀፅልሉ ደቅ ትግራየይ ሓላላት ቀፅልሉ ንፅበየኩም ኢና ❤❤❤❤
ክክክክ ኢኩ ረኪብኩማ yada tube ትማሊ እየ ቤተሰቡ ኮይነ ተራፊክ ኮይኑ ዝሰረሖ ዋላ ሕጂ ፕእ ኣድኒቀዮ ክክክ ድራማ ገለ ድማ ይፈትን ,ኣቤልም ሳብ ክገብሬ
ፅርይቲ ዓለም ዘይትሓድግዋ
እዊይይይ ሽኾረይ ማራ አሕዚናትኒ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ስራሕኩም ድማ ብጣዕሚ ዝነአድ እዩ በርትዑ
ውይ ሃለዋታ ጠፊእዋ ዋየ አረ ኣነስ ኡይይይ እየ ክብል ክሳብ ሓዲኡ ዝገብሩኒ
Eku adengixatni meskin 🌹🌹❤️❤️🇪🇷
እዊይ ኣነ ደኣ ደረቅ እንድየ ፖሊስ ኣየፍርሓንን ሓደ መዓልቲ ኣብ ጽርግያ ንዒ ኢሉኒ ኣብየዮ ብጣዕሚ ሓሪቁ ጎዩ መጽዩ ሒዙኒ ብጣዕሚ ግን ተደኒቁ ብድርቅናይ ክክክክ
😂😂😂
ጋል ስለ ዝኮንኪ ሸለል ኢልኪ ማለት እዩ እምበር ናይ ዓድና ፖላይስ ልቢ ዝበሃል ኣይፈጠረሎምን
ተጋሩ የሕዋትና ዓይኒ ሰላምኩም ክዝዘርጉ ዝሓስቡ ከዳዓት በለዕቲ ስጋ ሰብ ይድፈነልኩም
Amen ❤
ድምጺ ንፋስ ግን በርቲዑ ኣለይ መለይ በልዎ ኣሕዋት ካልእ ኣብ ትግርኛ ዳርጋ ኣምሓርኛ ብብዝሒ ትጥቀም ኣላ እታ ጓል ኣዐርይዋ ቋንቋና ኣብ ምዝራብ ካልእ ምሕዋስ ማለት ምብልሻው'ዩ።በጃኹም !
እቲ ካሜራ ማን ከ ይፈልጥ ድዩ እቲ ብዓል ጻዕዳ ክዳን ማለተይ እየ፡?
እፉ ወይኔ ኣደዊተይ ብዛሓቅ ፈሊሐ ኣነስ ግን ኣሕዚናትኒ ከምዚ ከማይ ንባዓታ ኣብ ቀረባ እዩ
ኮም ሎማዓንቲ ሲሒቀ አይፈልጥን
ንፈለማ ግዜ ፕራንክ ክሳብ መወዳእታ ሪኤ ብሓቂ ክኣ ስሒቐ።😂
ብግራ ፣ቀውጢ ደካማ ግኒ ዝኣመሰሉ ትግርኛ ኣይኮኑን ነቐደም ትግርኛ ተመሃሩ
እሽኒ ክቡር ሓው ክነመሓይሽ ኢና 🙏
ከም ለማዓንት እለ ስሕቀ ኣይፈልጥን ከሳብ ዝነብዕ ስሕቀ😂😂😂😂😂
ክክክክክ ሞይተ ደአ ገለ ፕራንኪ ክትገብር አብዛ ብኪያታ ዉዒላ ይመችእኩም እሰክኪ ደቃ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷
ካብዘን ኩለን መድያታትን ቪደያታትን ኮታስ ካብ ኩለን ቻነላት እዛ ቪደዮ እዝኣ ናይ ብሓቂ ፕራንክ ማለት
ክክክክክክክክክ በሓቂ ሲሒቀ ንፈለማ ግዝየ ፕራንክ ኣስሒቃትኒ ሎሚ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ንፉዓት ዝሰሓቀ ከማይ Likeeeee ይግበር ።
ቖሲለ እምበይ ወዲ ትግራይ ሽኮር😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄
ኢኩ ዘደንገጸትኒ ነገራት
1፡ እሺ በሎ ሓንቲ ግዜ ተምበርከክ
2። ኮፍ በሊ እሺ ዋይ ትጉደይ
3። ታሴራ ሃቡ ኢኩ ናይ ዩንቨርስቲ ኢዩ ዘለኒ
4።ቀንዲ ዘደንገጸትኒ ከኣ እዊ ኣነ ትጉደይ ኢላ ክትበኪ ከላ
ካብ ዘሐጉስካ ነገታት ዝበለቶም ከኣ
1። ክብረት ናይ ሕጊ ቦሊስ ከም ዘለዋ ኣርእያትኒ ኩሉ ሕራይ ወዲኣቶ ኣንበሳ
2። ንመለይን ዓርክካን ከኣ ኩሉ ተቀበልዎ ሕጊ ኣክብሩ ምባላ ንዞዓኣ ኮይና ንሰብ ከምትከውን ኣርእያትኒ።
3። ሳዕሳዓት ብሓቂ ወናም ኢያ ተደቢራ ክትስዕስዕ ከላ ማለት ኢዩ
4. ኢኩ ንመለይ ከኣ ልቅሑ ምለስሉ ኢኪ ናይ ሰብ በሊዕካ ኣይድቀስን ኢዩ ማለተይ ብራንክ ካብ ናትኪ ትገድድ ግበርዮ እሞ ናቱ ጠባይ ወይ ስንባደ ከም ናትኪ ኣብ ዩቲብ ናትኪ ክንገልጾ
ብዝኮነ ፍቅርኩም ከም ተክሊ ወይኒ ይግበረልኩም የብዝዝሓዮ
❤
ገለ ዓይነት prank በሓቂ ስሒቐ ጽቡቕ ስራሕ ሓውኹም ካብ ኤርትራ እየ
ኢኩ ሽኮረይ ጸላኢኺ ይንባዕ ሓፍተይ መዓረይ ንዓይ 'ውን ኣንቢዕኽኒ ክትበኽዪ ምስ ረኣኹኺ
😂😂😂❤❤❤
በጃኩም ሳብስክራይብ ብምግባር 1k ሙልእለይ
Dollar kitkifel emo yelen hhhhhh
ንደጋገፍ ነአይውን ግበረኒ ገረጋ አለኩ
ሰብስክራብ ንገባበር
Kjkkkkkkkkkk Sehake meyte keme lomeanti Ele sehke Ayfleten Eye
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፕራንክ ሰሪሕናላ ኢኩ.....
ኣይትሰኣኑ እዞም ኣሓተይ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሕጂ ግን አበይ ትህሉዩ ትግራይ ዓደይ ሓሚሶማ ዕኽኽኽ ካላአይ ይርኦኩም አለኹ ብናፍቆት😭❤️💛
ኣለና ዝሓፍተይ መዓረይ የቐንየልና 🙏
ኣታ በይነይ ኽስሕቅ ውዒለ ናይ ተቤን ሳዕስዒት
ስሓቅ ቀቲልኩምኒ ቀስ በል ከይትስዕማ ተፃዊትኩምላ ነቢዓ አባይኪ ምርተይ
ማራ እየ ዝፈትወኩም ቀፅልሉ
ክሓቶኩም እንዶ አብ ዝሓለፈ ፊቁራት አይኮንና ኢልኩም ማሑዙት ኢና ኢልኩም ኢዚኦም ፍቁራት ክኮኑ ኔርዎም ኢለ ክንዳኩም ተጨኒቀ
ሕጂ ከአ ፍቅረይ ኢልካ አነ ከአ ማራ ተሓጊሰ
ግን ተከታተልቲ መደብኩም ምእንታን ደስ ክብለና ሓቂ ተዛረቡ
ፍቁራት ዲኩም ተገዲስኩም መልስለይ
መልስኩም ብሃንቀውታ ከፅበ እየ።
ኮሜንት ፅሕፍ አይፍልጥን ግን ሽኮሪናታት ከፍትወኩም ማዓት እየ
እዛ ፖሊስ ኬፍ ዘለዋ ክክክክ ዋላ ቅተልዎ እንዶ ኢልዎ ነቲ መሳርሕቱ ክክክክ
አንታ አትወዲ ሺረ.አፍቅረዮ
ክክክክክክክክክክክክክክክክ እዋይ ከመይ ከምዘሐዘነትኒ ምስኪን አጆኺ ምቅርተይ ንስኺ እውን ሓደ ማዓልቲ ክትስርሕሉ አለኪ
ኢኩ ሽኮር ብጣዕሚ እያ አሕዚናትኔ የኔ ቆንጆ ግን ብጣዕሚ ሓሪፍ ብራክ እዩ
እታ ዝበለጸት ናይ ትግርኛ መዘንግዕ ካሜራ. ብጣዕሚ ንፍኡዓት ቀጽልዎ
ብጣዕሚ ጽብቕቲ ግና ቦታ ኣይመረጽኩምን ድምጺ መካይን ብርቱዕ ኔሩ ከምዚ ዓይነት ቦታ ኣይደገም ስራሕኩም ግና ብጣዕሚ ደስዘብል
ገራሚ ፕራክ እዩ ደቂ ዓደይ
ዋይ አብቱ ስዕስዒት አስሒቅኩምኒ 🤣🤣😁
እስኪ ንዓይ ለ ሐዳሽ youtube ሳብስክራይብ ግጨዩኒ ደቂ ዓደይ ሐላላት ይመቸኩም
ክክክክክ ዋላ ኣነ ሞይተ ስሓቅ በይነይ ኪርኪር ኢለ ሲሒቀ
እዋይይይ ሞይተ ሳሕቅ እዋይ አይት አብሽቀካይ መለይ ግን ካቡኡ ዝገደደ ከይት ሰረሐካ ተጠንቀቀላ
እውይ ምቅርቲይ ነቢዓ ኣቢዓትኒይ😢😢 እውይይይይ😢 ከብድኳ ክትበልዕ ጅብዕቲይ ኣዞኪይ ምቅርተይ ኣብ ዓድኳ ዋላ ሓንቲ ኣይትኮንን ኢካ ስደት ዳኣ ከፈአና እበር ሓደራ ግን ካልኣይ ማዓልቲይ ከተንብዓ እና ኣዞኩም ሕበሩ ተጋሩዋኒይ ውድድድድድ😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞
ዋይይይ ኣብ ዓድኪ ክትፈርሒ ኣብ መንገዲ ኣሳዕስዕዎም ዝብል ሕጊ ዶ ኣሎ እዩ ከ ሃሃሃሃ ኣብዛ ሳዕሲዒት ስሓቅ ሞይተ እየ
Wayne gude moyte sehaq balo daki tergiray shikoar Respect from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
wawwww i love it ቀጽሉዎ እታ ጓል ግን ንፖሊስ ክንድዚ ክትፈርሆም የብላን ጥራይ ገበን ኣይትግበር እንበር ።
እውይ ሎማዓንቲ ብሰሃቅ ንብዓት ንንብዓት ኮይነ ደሞ ኬፍ ኣለኩም ፍቁራት እንተትኮኑ ግን ደስ ይብለኒ
ብሳሓቅ ቁስል ኢለ ብልቢ መለይ ማዓረይ ከመይ ዓይነት ጋል ትመቸየካ ሮጋድ ዶ ቀጣን ኢልካ ዝሓተትካዮ ወዲ ሕጂ ከስሕቀኒ ፀኒሑስ ነዛ ጋል ድማ ተፃዊትኩምላ ከማየይ ፈራህ ወታደር ፖሊስ ከፍርሑኒ ማዓት እዮም ወላ ናዓይ ተጋሩዋይ ብሌን ዓይነይ ነተባባዓዮም እስኪ
ዋዋዋዋዋዋ ብጣዕሚ ዝገርም ኣብ ክንዲ ቃል እንግሊዝኛ ፕራክ ዝብል ምጥቃም "ግረሀ" እየ ክብል ዝመርጽ። ግርሀ ምግራህ ካብ ዝብል ቃል ክወስድ ።ብዝኾነ ብጣዕሚ ዘድነቕክዋ፡ፍፁም ኣብ ሓበሻ ዝራኣኽወን ፕራንክ ብቐዳምነት ሰሪዐያ ኣለኹ።ብሳሓቕ ንብዓተይ ክቆጻጸሮ ኣይካኣልኩን።ስርሐይ እውን ኣብኲራትኒ እያ።ዕውቲ ግረሀ።
እዋይ ኣሕዚናትኒ ሰዕስዒ ትባሃልላስ ምስዕሳዕ ክክክክ ፈራሕያ ማለትዩ ብዝኮነ ሓሪፍ ፕራንክዩ ልቃሕኪ ክትመልሲ ኢኪ ኣጆኪ
አታ መትኩ በጃኩሞ ልዚ ፖሊስ ላይክ በልለይ
ቅተልዎ ዶያ
ክክክክክ ከም ለማዓንቲ ሲሒቀ ኣይፈልጥን ቀፁለሉ መለስ ሹኮር ሰሪሒካላ
ኢኩየ ኣጆኺ ልቃሕኪ ምለሲ ሓደ መዓልቲ ንመለይ ተፃወትሉ ሃሃሃሃ
ኣይ ፅርቲ እንታይ ገበርትካ እዚ ኩሉ ብክያት ባዘወይ ኣጀኪ ልቃሕኺ ምለሲ ኢኺ ምቅርተይ
ኣዋይ ሎምስ ተጻዊትልኪ እዩ ኣቁሲልኩምና ናይ ብሓቂ ኑፉዓት
ናይ በሓቂ ብራንክ ደስ ትብል ፈትየያ ዋላ ኣዛራርባኩም ደስ ክብል
Yada ኣታ ይሞቸይኻ ስጋነይ ፆታ ኻ ክቅይረልጃ የ ልበልካያ የ ፎትየልካ ከ ። ብስሩ ከግንየካ እየ ዝዓርከይ ። ኢኮዳና በኻይት ፎትየኪ ኢዛና ኣታ ኣዛን ፀይቂ ፡ ዓርክቹ ለለአ ጎብዝ ኢካ
እዋይ ፍርሒ ዝገብሮ ዘይለ ሲሲ ብዘይ ምዝቃ ብዝኾነ ሳሓቅ እየ ሞይተ ናይ ሰለስተአኹም ተኻታታሊት እየ ናሙለይ ናቦልስ ወዲ ሽረ ናኣኹ ናዛ ጋል ኽፈትውኹም ማዓት
sahak moyte wela ane
Eway eza dona kef zelewa tkormyeni ya tegaru kabza weridatkum zela xegm wexkum yereyeni hawkum wedi eri
ክክክክክ ብጣዕሚ መስሓቕ ተፋቒርኩም ዲኹም ድኣ ፍቕረይ ኢልካ ኢለ እየ
ኣረ ኣነ ኣይ ሰሓቅኩን እንዲያውም ገሪማትኒ ናይ ትግረወይቲ ባህሪ ኣይረኣኹላን ኣብ ትግራይ ከምዚ ዓይነት ቅትለት ወይም ሕጊ ሰለ ዘይ ፈልጥ ክንድ ዚ ኣይለማመፅን ድፍረት ይጎድለኪ ሓፍቲ ሓቂ ስራሕ ሞ ኣብ መንገዲ ሃርርስስስስስስ
ዋላ አነ❤
ግን ገና ንኡስቲ ኩሉዘይረአየት ስለዝኮነት እያ ትኮን ክንዲዚ ፍርሒ
ዋዋዋ ገለዓይነት ጽቡቕ ኣዛናጊዕኩምና ኣጆኹም
B sehak meyte dye gele
Ajokum kexluwo
Hawkum wedi ER
ሕጂ ኮ ብፍቅራ ሕርር ኢልካ ከለካ ፍቅርካ ኣይገለጽካላን ካልእ ምስ ወሰዳ ተኮርሚካ ክትበኪ ኢካ።
ብጣዕሚ ጽቡቅ መዘንግዕ ካሜራ ካኣ ዝድነቅ ስራሕ ሰሪሕኩም
ስለ ዘጋጠመትኒ ኢየ ከምኡ ኢለካ
ክክክክክክ መትኩ
@@wedieri7570 ኣይመስለካን ረኣዮም እባ ሞ እዚ ኩሉ እንዳተፋተዉ ዳኣ ግድን ዪ ከፍቅራ ምክንያቱ ፍቅሪ ብምልምማድ ይመጽእ ዩ
Kkk
ቅቅቅ ያ ጀማዓ ሸይነ በሰ ብሳሓቅ ኣታ ዛፖሊስ ኬፍ ደለዋ
ገራሚ ፕራንክ ክክክክክ እዩ ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ቀፅሉሉሉሉ ሓድነትኩም ከማን ገራሚ እዩ "እና ቀፅሉሉ ገና ብዙሕ ንፅበ አለና።❤
ዋው ብጣዕሚ ንፉዓት አታ ጛል ግን ምስኪን
በኽያን ነቢዓን ኣይትህሰይዋ ብዝተረፈ ቀጽልዎ።
ብጣዕሚ አየ ዝፈትወኩም ሙቁራት ግን ንመለይ ከፍቅሮ አየ ይመስለኒ 👄👄👄👄👄👄👄❤❤❤
እዋይ ከምዚኣ ፕራንክ ርእየ ኣይፈልጥን ፡ ብጣዕሚ ንፉዓት። ብፍላይ ፖሊስ ንፉዕ።
ዋውው ገራሚ ፕራክ እዩ ቀፅለሉ 💘
ላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል ተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕኒ የቀንየለይ
🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@@Yoni62 ኣብ ዝዓበየ ደረጃ የብፅሕኻ ሙቁረይ
Ya dekadey marey ❤❤❤❤❤❤ Abile metabetey dehri kedey amet lomi reka betami des zebel serah
ቀፅልሉ ተጋሩ ኣሕዋተይ ሕጊ ስለ ዝኮና ቁሩብ ከቢድዋ እዩ
ማራ ገራሚ ዝኮነት ፕራንክ። ምላዳ አብ ናይ ተንቤን ሳዕሲዒት ዝረአዮቶ እታ ጓል ብጣዓሚ አሲሕቃትኒ። ቀፅልሎ አሕዋት ማራ ኢኩም ትሕጉስኒ።
አረ በጃኹም ምሳኹም ኣስርሑኒ ኣነ ዉን ቻነል ክጅምር ብዝኾነ ቀፅልሉ ጎበዛት ብጣዕሚ
ፅቡቕ እዩ ቀፅልሉ ግን እቲ እትገብሮ ቀዲምካ ኣይትንገረና ከም አነ እንድሕር ቀዲምካ እቲ ኩነታት ነጊርካኒ ክሪኦ ኣይስሕበንን።
ኣንድ ብራንኪ ኣለ ልነግሪ ወደ ትልቅ ሆትየል ወስዳት እና ብራ ጥብስ ኣሪገ ኣዝዝ እና ከዛ ብር ረስቸዉ መጣሁት በለዉ ባለ ምግበቱ ከዛ እሞሆነዉ እናያለን 😅😅እዝም ታለቅሳለች😂😂
እንታይ ማለት ኢዩ ፕራንክ ብትግሪንኝ ኣነ ኣይተረደኣኒን
ንምንታይ ግን ወይኔ ጉዴ ዶ መታወቅያዶ ገለዶ ትብሉ ነቲ ቋንቋ ኣባላሺኹሞ ተጋሩዶ ኣይኮንኩምን
ከይተረድኦም ዮም መስለኒ ማዕቢሎም😂😂
Beutyful Tegaru shikorena tat ayni hasadkum yedfenelikium kab fetewetkum hizbi Eritra
Police mara ኣፍርሕዋ መስክነይቲ ንሱ ከኣ ይኸሎ አዩ
ክክክ ኣታ ሞትኩ ሎሚ ግን ቦታ ኣብ ማእከል ፅርግያ ኮይንኩም ድምፂ ይርብሽ ኣሎ ብዝተረፈ ሞ ደስ ክትብሉ
ዋውው ብጣዕሚ ሓሪፍ ፕራክ እዩ ::ግን እንታይ እዩ ጫጫታ በዝሑ ደቂ ዓደይ ማዓረይ ባጃጅ ደየን ምስማዓ ካለእና 🇪🇹
ብሳሓክ እየ ኮሲለ ግን ድማ አህዚናትኒ ቀፅሉሉ ❤❤
Btaemi btaemi eye adniqekum nfuat gele aynet really prank ezia eya.l,m from Eritrea 🇪🇷.qexlwo
ናፍቅናኩም ሓላላተይ ከመይ ትህልው ሓሳዳት ዝኮኑ ጎሬቤት ኣጋጢሞምና ናይ ኢዶም ኣይስአኑ እዞም ካሕዳማት ሰበርቲ ፃሕሎም
ፕራንኩም ፅቡቅ እዩ ግን ኣይትጥፍኡ አሕዋተይ❤❤💛💛💛
ናይ ብሓቂ ፖሊስ ኣታባብዕዎ እዛ ቆልዓ ክኣ ቆልዓን እንድያ ከምኣ ክትደግብዋ ተስፋ ንገብር ንዝጅኅርስ ከተርእዮ ኣሎኩም ከምዚ ኢዪ ፕራንክ ማለት ብፍላይ ፖሊስ ናይ ስሓቅ ምልክት ዘይብሉ መግለጺ የብሉን ንፍዓት ነዛ ጓል ግን ክፍለጣ ድገምዋ ሕጂ ውን ትፍክር ኢያዘላ ጎይታይ ጎይታይ ኣብልዋ።
ክክክክክክ ሰሓቅ መይተ በል ግርም ገበርካ ድሕሪ ሕጂ ናትካ ቲፎዞ እየ subescreb like ከኣ ኣጋራጭው ኣቢልና ኢና Hlna korira ይበሃል ጸረ ዊዒጊን እየ From Eritrea
እዋይ ከምሎሚ ኣይሰሓቅኩን ኣሕዚናትኒ ግን
አቢዓዲኪሲ፡ትፈሪሕ.kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkቢጣዕምሲሒቀ።እዛቢኪያት.ግንቢጣዕም፣ሓዝነ
ዝገርም ፕራክ እዩ
እውይ ማዓረይ ኣሕዚናትኒ ክክክክክክክክ ብመለይ ደሞ ክብደይ ቆሲለ ሳሓቅ ከምልጦ ከሎ ብዝተረፈ ብጣዕሚ ደስ ባህሊ ነይሩ ቀፅልሎ ኣይትሳኣኑ
በሓቂ ከትርጉሙ እዋይይይይይ እንታይ ዝገበረት ቆልዓ እያ ትጨንቅዋ ማሪያምን ከደአ አን በኪይ ሓቂ መሱሉኒ😭😭😭😭😭😭
ክክክክ ያ ኪፍ ኣልኩም አዛ ቆልዓ ኢክራም ከ ኪፍ ዘልዋ ምቸም ሳሓቅ ቀቲልኩምና ክክክ
ዝገርም ፕራንክ እዩ ሞይተ ስሓቕ ይበል ስዕሲዐት ሙቁራተይ ኣይፈላልኹም
እፍፍፍፍፍ እረ ሞቱኩ ብስሓቅ
ናይ ብሓቂ ንፉዓት ኢኹም🇪🇷🇪🇷
Ajokum nayna kab eritra eye 🇪🇷🇪🇷
ብልቢ 🤣😂🤣😂 ቆሲለ ሳሓቅ 😭😭😭😭😭 ክምውት እየ ደጊመ ይረኦ ሱቁ ኢለ ክርትም ይብል ክትሕዝንኻ
ኢኩየ ምቅርቲ ብጣዓሚ ከብደይ በሊዕክኒ ፀላአኪ ይንባዓ በኪኪ አብኪክኒ ብራንክ ክትገብርዬ ንመለይ ይፀበይኪ አለኩ ደሞ በጣዓሚ እየ ዝፈትወኩም ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ደቂ ትግራይ ሓላላት😘😍
አብ ሂወተይ ከም ሎማዓንቲ ፕራንክ አስሒቁኒ አይፈልጥን ዋውውውውውውውውውውውውው ቀፅሉሉ 1.k ሳፕእስክራይፕ የድልየኩም እዩ ዋውውውውውውውው
ወዲ ሽረ ገራሚ ኢኻ ክክክክክክ
ኢኪ ሽኮር ማራ ሓሕዚናትኒ ብዝከነ ሓሪፍ ብራክ ኣጀኩም በርትዑ
Bitaemi xubuq sirah meley ahogiskani bifilay eti police bitaemi hayal wedi
Meley hawey xibuq srah neru gin hade neger keshegreka telefon nay za qola zeyittahababereni
ዋይ ናዘን መኪና ድምጺ ጌሩ ዘናድድ ቧች😂😂😂😂😂ኣሰይ ክፈትወኩም ግን ምቁራተይ😍😍😍
ab mewedaeta msueu ktbas neruka ktkaloso melisa mmekeret bzterefe gn zbelexet prank eleya aloku
ኡፍፍፍ ንምንታይ ተብክይዋ ግን😭😭
ኣብዚ ኣፍቃሪተይ ናበልካ ፀኒሕኻስ ሀዝማ መሓዙትያ ምባል ሓቂ ዘይትናገሩ መለይ ሽኮር
ከከከከከከከከከከከከከከከከከከከከከከከከ በዘተረፈ ብጣዕሜ ሓርፍ እዩ
ዋው ማራ እየ ስሕቅ ኣቢለ ክክክክክክክክክክክ ቀፅልሉ ደቅ ትግራየይ ሓላላት ቀፅልሉ ንፅበየኩም ኢና ❤❤❤❤
ክክክክ ኢኩ ረኪብኩማ yada tube ትማሊ እየ ቤተሰቡ ኮይነ ተራፊክ ኮይኑ ዝሰረሖ ዋላ ሕጂ ፕእ ኣድኒቀዮ ክክክ ድራማ ገለ ድማ ይፈትን ,ኣቤልም ሳብ ክገብሬ
ፅርይቲ ዓለም ዘይትሓድግዋ
እዊይይይ ሽኾረይ ማራ አሕዚናትኒ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ስራሕኩም ድማ ብጣዕሚ ዝነአድ እዩ በርትዑ
ውይ ሃለዋታ ጠፊእዋ ዋየ አረ ኣነስ ኡይይይ እየ ክብል ክሳብ ሓዲኡ ዝገብሩኒ
Eku adengixatni meskin 🌹🌹❤️❤️🇪🇷
እዊይ ኣነ ደኣ ደረቅ እንድየ ፖሊስ ኣየፍርሓንን ሓደ መዓልቲ ኣብ ጽርግያ ንዒ ኢሉኒ ኣብየዮ ብጣዕሚ ሓሪቁ ጎዩ መጽዩ ሒዙኒ ብጣዕሚ ግን ተደኒቁ ብድርቅናይ ክክክክ
😂😂😂
ጋል ስለ ዝኮንኪ ሸለል ኢልኪ ማለት እዩ እምበር ናይ ዓድና ፖላይስ ልቢ ዝበሃል ኣይፈጠረሎምን
ተጋሩ የሕዋትና ዓይኒ ሰላምኩም ክዝዘርጉ ዝሓስቡ ከዳዓት በለዕቲ ስጋ ሰብ ይድፈነልኩም
Amen ❤
ድምጺ ንፋስ ግን በርቲዑ ኣለይ መለይ በልዎ ኣሕዋት ካልእ ኣብ ትግርኛ ዳርጋ ኣምሓርኛ ብብዝሒ ትጥቀም ኣላ እታ ጓል ኣዐርይዋ ቋንቋና ኣብ ምዝራብ ካልእ ምሕዋስ ማለት ምብልሻው'ዩ።
በጃኹም !