ጭላቖ - ስሓቅን ብክያትን ተሓዋዊስዎ-ብሰላሊ ፕራንክ ደንጊፁ 🥺🤣 | መዘንግዕ ካሜራ |

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ส.ค. 2024

ความคิดเห็น • 1.2K

  • @yadaprank
    @yadaprank  ปีที่แล้ว +296

    .....ተተመችኩም like & share ግበሩለይ 😊 Thank you 🙏

    • @sporttime5745
      @sporttime5745 ปีที่แล้ว +5

      Hdri xamue habo
      Genzeb kfelo

    • @slamh005
      @slamh005 ปีที่แล้ว +1

      😊😊

    • @Hiwigaltigray2
      @Hiwigaltigray2 ปีที่แล้ว

      💖💖💖

    • @ahmedbd5233
      @ahmedbd5233 ปีที่แล้ว

      ንትሕሽ ፕራንክ ግበረልና

    • @mexicotesfay450
      @mexicotesfay450 ปีที่แล้ว

      Kbretom tqnsom aleka ata guhaf btami eye zxelaka,senesrat gber

  • @user-wo7zw5hk8l
    @user-wo7zw5hk8l ปีที่แล้ว +207

    ኣየ ጭላቆ እንየኩ ድየ ያ😂 ጨፍጪፉ ወዲኡዎስ😮 ጭላቆ ምኽሓስ የድልዮ እዩ ትብሉ 👍🤝❤❤❤❤ ያዳ መሕረር😂😂

    • @mimitekulu7296
      @mimitekulu7296 ปีที่แล้ว +2

      ምስኪን ኣነስ ኣሕርቅኒ ጭላቆ ምዓረይ 💞

  • @YonatanTewelde-up8cw
    @YonatanTewelde-up8cw ปีที่แล้ว +478

    ካብዚኣ ቪድዮ ትረኽቦ ቪወርስ ኩሉ ንጫልቆ ሸልሞ ልዕሊ ዓቀን እዩ ሰምቢዱን ተዳሂሉን ስለዚ ካሕሳ ትኹኖ ትብሉ ላይክ ኣስሙሩላ i am from 🇪🇷

    • @yoni4422
      @yoni4422 ปีที่แล้ว

      Eritrean arkey yako 😊😊😊 des zebil hasab

    • @mebrihat5349
      @mebrihat5349 ปีที่แล้ว +1

      ❤❤❤

    • @rdfffegfr6136
      @rdfffegfr6136 ปีที่แล้ว

      💕💕💕

    • @amanualmedhanie5506
      @amanualmedhanie5506 ปีที่แล้ว +3

      ናይ ብሓቂ ኣነ ማራ እየ ሓሪቀ

    • @ywadanywadan3525
      @ywadanywadan3525 ปีที่แล้ว +1

      ብሓቂ ሃቦ ኢካ ያዳ ሽኮር❤❤❤❤❤❤❤

  • @filimongebre8553
    @filimongebre8553 ปีที่แล้ว +474

    ክክክክክ ከፍ ዘለኩም ይሕዋት እንቃ ናብ ዘመነ ስሓቅ ኣብጻሓኩም ኣምላኽ ይሕዋተይ 🇪🇷❤💫

    • @user-dv9dq7vw8o
      @user-dv9dq7vw8o ปีที่แล้ว +4

      አሜን አሜን መዓረይ❤❤❤❤

    • @user-nu9xh1zs1g
      @user-nu9xh1zs1g ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ፫ክቡር ሓውና❤❤

    • @mona-yj6bz
      @mona-yj6bz ปีที่แล้ว

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤Amen 🙏🙌🙌🙌🙏🙏🙌💖🙏 💖 🙌 Amen Amen

    • @mona-yj6bz
      @mona-yj6bz ปีที่แล้ว

      ❤❤❤

    • @mona-yj6bz
      @mona-yj6bz ปีที่แล้ว

      ❤❤🎉🎉

  • @6tigraylove
    @6tigraylove ปีที่แล้ว +84

    ጭላቆ ዝፈቱ like ❤😂

  • @hkimhakim1069
    @hkimhakim1069 ปีที่แล้ว +98

    ዘበነ ስሓቕ ይግበረልኩም ተጋሩ የሕዋትና

  • @amam5408
    @amam5408 ปีที่แล้ว +21

    ኣነስ ማራ ከብደይ በሊዒኒ ክሕዝነኒ ቀስ ዘይተብሎ ዎይ ኣብዚኣ ዝታኣከባ lika👍ኩለን ንጭላቆ ካሕሳ

  • @user-is4nj8wm2f
    @user-is4nj8wm2f ปีที่แล้ว +120

    ካሊእ መዓልቲ ሶርፐራይዝ ገበርዎ በሐቂ የሕዚኑኒ😊😊😊

    • @helenabadi9451
      @helenabadi9451 ปีที่แล้ว +3

      ዋይ ወላ አነ ከመይ ከምዘሕዘነኒ ውሽጡ ላሓረረ ይስሐቅ ዋ አነ ተዝኸውን ተመሊሰ አየ ከቃፅሎ ነረ😂😂😂😂

    • @user-mo1uq2py7j
      @user-mo1uq2py7j 7 หลายเดือนก่อน

      Wala ane btaemi ahzinuni 😊

  • @user-by5fm2pc8o
    @user-by5fm2pc8o ปีที่แล้ว +49

    አብ ዝሃለኹም ሃሊኹም ናይ አቡነ አየዝጊ ፃዲቅ አቦና ፆሎት በረከት ይሓልዉኹም ይሓልወና❤❤❤ያዳ ሓወይ ትሕዝቶ ቪዶኻ ፅቡቅ እንድእዩ ግን እትጥቀመሎም ቃላት ንዓኻ አይምጡንን ኸበድቲ ፀርፊ ትፃረፍ ኢኻ❤

    • @user-te9cr4sh8c
      @user-te9cr4sh8c ปีที่แล้ว +2

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @user-ne2rs9ix1k
      @user-ne2rs9ix1k ปีที่แล้ว +2

      Amen amen

    • @chaltuaddisabebakegna265
      @chaltuaddisabebakegna265 ปีที่แล้ว +1

      ናይትግራዋይ አንደበት አይኮነን

    • @user-by5fm2pc8o
      @user-by5fm2pc8o ปีที่แล้ว +1

      @@chaltuaddisabebakegna265 ናይ መኔኤና እዩ ናይ ትግራዋይ አንደበት ዘይኾነ ኩቡርሓዉ/ሓቲ

    • @chaltuaddisabebakegna265
      @chaltuaddisabebakegna265 ปีที่แล้ว +1

      @@user-by5fm2pc8o አድናቅትኩም ምካነይ መጀመርያ ክገልፅ እሞ ፀርፊ ጎይታዋ

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8y ปีที่แล้ว +91

    ጭላቆይ ሚስክን ኣሕዚኑኒ ያዳ ሓደ ማዓልቲ ሰፕራይዝ ግበሮ ብዝተረፈ ንፈትዎኩም ኢና ተጋሩዋኒ ቀጽሉሉ ስሓቅኩም የብዝሓዮ🙏😍😍😍❤❤❤❤❤

    • @selam3762
      @selam3762 ปีที่แล้ว +1

      😢😢😢😢 እወ ዋላ አነ አሕዚኑኒይ

    • @user-pk8ey6tk2d
      @user-pk8ey6tk2d ปีที่แล้ว +4

      ናይ ጭላቆ ተሎፎን ክትረክቡለይ ትክአሉ ዶ please

    • @selam3762
      @selam3762 ปีที่แล้ว +1

      @@user-pk8ey6tk2d ንአውርሰ እንተርትመት ዝብል ዩቱቪ ፎለው በሎ ናይ ጭላቆ አርኩ እዩ ይህበካ እዩ ዝሓወይ

    • @azmerameharimehari4703
      @azmerameharimehari4703 ปีที่แล้ว +2

      ዋይ አሕዋተይ ከብድና ኮ ቆስልና ኣነስ እቲ በትር እዩ ዘቁሰለን እውይ ግን ጭላቆ የሕዝናካ እና ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም

    • @danitekeste7277
      @danitekeste7277 ปีที่แล้ว +1

      አሜንንንንን

  • @gufy1369
    @gufy1369 ปีที่แล้ว +12

    ዋይ ኣብ 3ኣመት ሙሉእ ሎማዓንቲ ካብደይ ክሳብ ዝቆስል ስሒቀ ጭላቆ ኣሕዝኑኒ😂😂😂😂😂

  • @milihabesawit8861
    @milihabesawit8861 ปีที่แล้ว +9

    ሰሓቅ ኣቁሲልኩምና ተጋሩዋይ ውይ ጭላቆይ ደስ ክብለካ 😍😊😊😋

  • @letish3773
    @letish3773 ปีที่แล้ว +24

    ሳሓቅ ሞይተ ብሓቂ😂😂
    እግዚአብሔር ዕድመ ጥዕና ያሃብኩም ዛምሓተይ🙏❤

  • @slamasooso9970
    @slamasooso9970 ปีที่แล้ว +10

    ሰምሃል ጓል ለምለም ዓይነይ ኣምፅአልና♥️እትብሉ👍 ጭላቆዋይ💋😂😂😁

  • @mrsmrs1917
    @mrsmrs1917 ปีที่แล้ว +11

    ተመስገን ሙሉእ ሳሓቅ ይግበረልና ፈጣሪ❤️🙏 ደቅ ዓደይ

  • @amanuelgebre8995
    @amanuelgebre8995 ปีที่แล้ว +25

    ንጀኮር ክተምፀአልና ተስፋ ንገብር የዳ መሕር ❤❤❤

    • @tebteb739
      @tebteb739 ปีที่แล้ว

      Joker bkemey mo kezengewoyom esu temelisu kezengomiu

  • @luwamhaile8758
    @luwamhaile8758 ปีที่แล้ว +97

    ኤህ ተካል ወዲ ኣቁሲልካኒ ሞይተ ብሰሓቅ 😂😂😂😂😜
    Thank you guys 💘🇪🇷

    • @saleenasala8310
      @saleenasala8310 ปีที่แล้ว

      አቦ ይመችህ ዘና አደረከኝ

    • @kaluabraham9104
      @kaluabraham9104 ปีที่แล้ว

      Adaniau yfelto😂😂😂😂😂

  • @eiyorsalemhaylemaryam5038
    @eiyorsalemhaylemaryam5038 ปีที่แล้ว +4

    ጭላቆዋይ መዓረይ ከብደይ በሊዑኒ ያዳ ሓወይ ኣደንጊፅካዮ ከም ትክሕሶ ተስፋ ይገብር😥🙏

  • @Eritrea20431
    @Eritrea20431 ปีที่แล้ว +4

    Uffff moyte lomes😂😂aykalkun bahaki eti ቋልዓ Gn ሚስኪም ተዳሂሉ😢Gele neger kahaso bejaka🥰እንቛዕ nabzi ሳሓቅን ጸወታን ኣብቃዓኩም ይመላኣዮ
    🇪🇷❤⛱ ሰላምን ፍቅርን የዉርደልና

  • @abraham.tesfay
    @abraham.tesfay ปีที่แล้ว +14

    ጭላቖ ብዙሕ ክሰርሕ ዝኽእል ኣርቲስት ክኸውን ይኽእል ኢዩ:: ብኣግባቡ ዝተሓዝ ዘሎ ግን ኣይመስለንን። ስለዝሓፀረ ከም ሕፃን ይርአ ኣሎ።
    ዝሓለፈ ጊዜውን ቃለመሕትት ክግበረሉ ሰሚዕ ነይረ። ጭልቖ እንታይ ማለት እዩ ተባሂሉ ክሕተት ከሎ ንሱ ብትኽክል መሊሱ እናሃለወ እቲ ሓታታይ ብዘይኮነ ክእርሞ ይፍትን ነይሩ። ከምዘይፈልጥ እናምሰለን እናሰሓቐን። ጌጋ እዩ::
    ካብ ትውና ወፃኢ ክተዛርብዎ ከሎኹም ከም ቖልዓን መስሓቒን ዘይኮነስ ከም ሰቡ ብግቡእ ኣዛርብዎ ሓዝዎ።

  • @Mreflected742
    @Mreflected742 ปีที่แล้ว +54

    ኣድኒቀዮ ጭላቆ ❤❤❤❤ ዘይንድይቦ ጎቦ

    • @SaraSara-mw2im
      @SaraSara-mw2im ปีที่แล้ว

      🖐️😅😅

    • @Asdz-kx6cx
      @Asdz-kx6cx ปีที่แล้ว

      🥰🥰🥰

    • @karozimathestar929
      @karozimathestar929 ปีที่แล้ว +1

      ደህንነት ነኝ ብሎ ኘራንክ ስላደረገዉ ከማረዉ ብሎ ይሆናል።

  • @mebrihat5349
    @mebrihat5349 ปีที่แล้ว +5

    ካምዙይ ዝበለ ፕርንክ ደስ ኣይብልን ወቂዑ ቃቲልዎ 😢😢ምስኪናይ ሳሓቅ ምስ ብክያት

  • @mimitekulu7296
    @mimitekulu7296 ปีที่แล้ว +2

    ቆስለ ብስሓቅ😂 ዋይ ጭላቆ ምዓረይ ኣድግጽካዮ ብጣዕሚ 😊

  • @afewerkigitom4775
    @afewerkigitom4775 ปีที่แล้ว +2

    Tank you beka kem eritrawi meten kab ዕጽዋን ክባን ወጺእኩም ኣብዚ ምብጻሕኩም

  • @user-de3zb3en5e
    @user-de3zb3en5e ปีที่แล้ว +41

    እውይ በስመኣም ሓጢካ ከሕዝነካ ጭላቆ ምስኪን❤❤

  • @sporttime5745
    @sporttime5745 ปีที่แล้ว +5

    Fluy eka kef zeleka wedi
    Kexlo 😊😘😘🇪🇷

  • @hayelom12
    @hayelom12 ปีที่แล้ว +6

    7:45 ጨላቖ ብሳሓቕ ከብዱ ቆሲሉ እዊ😂😂ደቂ ዓደይ ኣይትሳኣኑ😘😍

  • @asterweldegibrial1625
    @asterweldegibrial1625 ปีที่แล้ว +1

    😂🤣😂😂😂😂እንዴ ዛሬ ስቄ አልክም አሳዘነኝ ጨለ ቆ

  • @user-pd4ob7tt6h
    @user-pd4ob7tt6h ปีที่แล้ว +37

    ዋይ በስምኣብ ከሕዝነካ ካሊእ ማዓልቲ ሰርፕራይዝ ግበሮ 😢❤

  • @user-uh7sy9uy6j
    @user-uh7sy9uy6j ปีที่แล้ว +29

    ውይ ጨላቆዋይ ከማየ ዘሕዘኖ 🥺😂የዳ ክንደይ ትሓስም በእኖት ስሓቀይ ምቁጽጻር ኣቢኒ ልመዳመይ ኣደይ ደዊላትለይ ኢለ ንላዕለይ ከይደ ኣንፊሰዮ😅😅

  • @letshabrha6005
    @letshabrha6005 ปีที่แล้ว +7

    ስሒቅኩም ኣሲቅኩምና ናሳሓቅኩም የንብርኩም ተጋርዋኒ ብሩኻት❤❤❤❤🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀❤❤🌺🌺🌺🌺🌺

  • @eiyorsalemhaylemaryam5038
    @eiyorsalemhaylemaryam5038 ปีที่แล้ว +1

    ጀግና እዩ ኣተሓሳስብኡ ጭላቖ ፅንሑ ከረድኦ ያ

  • @melaherhabtom5736
    @melaherhabtom5736 ปีที่แล้ว +14

    ክክክክ ስሓቁም ይብዛሕ🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ከምዚ ዓይነት ባህሪ ዘለዎም ብዙሓት ኣለው ዳስሓቁ ዝተሃራረሙ

  • @meaza7313
    @meaza7313 ปีที่แล้ว +27

    ውይ ማዓረይ ታይ ገዲፍካሉ ያዳ ከሓሶ ዋይ ጭላቆዋይ ምስኪን ነፈር😢❤❤

    • @70wit
      @70wit ปีที่แล้ว

      መስክን ነፋር😂😂😂

  • @Hanihani12345
    @Hanihani12345 ปีที่แล้ว +1

    Ata kendey tehasem sehaq wedekana i love u from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @SmilingBoxer-ep7xl
    @SmilingBoxer-ep7xl หลายเดือนก่อน

    ኣረ ቦኡነት ሳሓቅ ምቁፅፃር ኣውይኒ ተጋሩዋይ😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤🎉🎉

  • @user-rp5lq3yq1l
    @user-rp5lq3yq1l ปีที่แล้ว +5

    ውይ ጭላቆይ ክሕዝነካ እኘኦኩ ድየ ያ ታይ ገበሩካ ወደይ ደሲቅካ ደሲቅካ ሓዲግካዮም 😂😂😂❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤😘😘😘😘

  • @user-jw6le6tn5s
    @user-jw6le6tn5s ปีที่แล้ว +10

    ዋይ ፅሩይ ሓወይ ካልእ ግዜ ካሓሶ 💥ጭላቆዋይ ማዓረይ ሚስክን ♥️so ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 👏ተጋሩዋይ 💕♥️💊🌷

  • @user-co1hv3rs7d
    @user-co1hv3rs7d 8 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብ 3 ዓመተይ ሲሒቀ ዓይኒ ፀላኢናና ይደፈን

  • @user-sd8fw7ll9r
    @user-sd8fw7ll9r ปีที่แล้ว +2

    ሰሓቅ ለ ሞይተ😂😁😁 ኣሕዚኑኒ ለ ጭላቆዋይ ካሕሶ ብዘይካ😥😁😍

  • @amlshagirmay808
    @amlshagirmay808 ปีที่แล้ว +16

    ንዳኒኤል ወዲ ኣያ ዘብረኣብሩክ ፕራንክ ግበረልና ያዳ ፍቅሪይ

    • @hiwilove7088
      @hiwilove7088 ปีที่แล้ว

      እወ አፍቅርክዮ ዲኪ😂😂😂

  • @shewitchannel9851
    @shewitchannel9851 ปีที่แล้ว +5

    ከለ ነዙ ምስ ጓል ያ ዘብራአብሩኽ ዝሰርሕ አቑሲልካዮ 😅ደስ ክብል አሰሓሕቕኡ waw❤

  • @SAMiTamerat
    @SAMiTamerat 3 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂😂👏👏👏👏ኣረ ትክእል ኢካ keep going bro

  • @rutinanu
    @rutinanu ปีที่แล้ว +1

    ኣታ ታይ ጌርካ ምስኪናይ ጭሎቆ ዓይነይ I lov u from Eritrea❤

  • @ksanethaile2624
    @ksanethaile2624 ปีที่แล้ว +24

    ሰሓቅ ሞይተ 😁🤣😀😀 ዛቻነል ማራየ ዝፈትዋ ምክንያቱ ካብ ፖሎቲካ ነጻ ኢያ ጽልእን ሕማቅ ዘረባን የብላን ቀጽሎ 🇪🇷

    • @Geeztube21
      @Geeztube21 3 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤

  • @tdf3691
    @tdf3691 ปีที่แล้ว +9

    😂😂😂ከም ለሚ ስሒቐ ኣይፈልጥን ግን ሐደ ማዓልቲ ሰርብራይዝ ግቦሮ ጭላቆ ሽኮር❤❤❤❤

  • @user-rs5xl1tu5e
    @user-rs5xl1tu5e ปีที่แล้ว +1

    ማርያምን ሃም ሎሚ ስሕቀ ኣይፈልጥይ ሰሓቁም ይብዛሕ ተጋሩዋይ 😂❤
    ጭላቆ እንኤኩዶያ 😂😂

  • @elsatasefaye3804
    @elsatasefaye3804 ปีที่แล้ว +2

    ቋንቋ ባይገባኝም ፍልንገችሁ በጣም አስቆኛል በርቱ 😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁

  • @user-sx1sr1jk7c
    @user-sx1sr1jk7c ปีที่แล้ว +4

    ውይ ማርያምን ሳሓቀይ ምቅፅፃር ኣቢኒ😂😂😂😂😂
    ጭሎቆ ግን ኣሕዝንኒ እውነት😢😢😢❤❤❤❤

  • @slam4790
    @slam4790 ปีที่แล้ว +3

    ኣታ ኮላይ ንባዕሎም ሳሓቅ ቃቲልዎም ዘይሓሰብሉ😂😂😂😂❤❤❤❤❤

  • @selam3156
    @selam3156 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ደስ ዝብል መስሓቂት ዝኾነት እያ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምቁራት አሕዋተይ።
    ግንሲ ማራ አሕዚኑኒ አነስ ሳሓቅን ቃንዛን ኮዩኑኒ እንበር ደስ በሃሊ ብካሊእ ክትመፁ ተስፋ ንገብር ሙቁራት ደቂ ሓላል ዓደይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @CelFie-dp5wg
    @CelFie-dp5wg ปีที่แล้ว

    ዋይ እሞ ታይ ገይሮም እዩ ትወቅዖም ዘለካ ክክክ😅😅😅😅😅❤❤❤❤❤❤❤😊

  • @merigualkeren6510
    @merigualkeren6510 ปีที่แล้ว +4

    😂😂😂😂 Ane kemza Nay Lomi Sihike Ayfeltin 😂😂😂😂 Jada Hawina Ketsilo. Ertrawit Haftika ❤❤❤

  • @user-or9nf1dz9c
    @user-or9nf1dz9c ปีที่แล้ว +3

    ወላ ኣነ እየ ሕውስውስ ኢልኒ ጭላቆ ምቁር❤ኣለኹዶ ክብል ከሎ ከመይ ደየ ሲሒቀ😂😂

  • @mairyleb9245
    @mairyleb9245 ปีที่แล้ว +1

    አሕዚኑኒ ብጣዕሚ ጭላቆ እና ብወገነይ ይፍትዋ እየ ያዳየይ ፅሩይ ❤❤❤

  • @kebromweldegebreal1461
    @kebromweldegebreal1461 ปีที่แล้ว +1

    ክክክክክ ዘይንሰግሮ ሩባ ሞተኮ 😂

  • @user-ej2gz1tt9v
    @user-ej2gz1tt9v ปีที่แล้ว +8

    ብኡነት ከብደይ በሊዕኒ ጭላቆ ምስኪናይ ታይ ገበረኩም ደቀይ ኣይዞካ ጭላቆዋይ 💕💖💓

  • @Teame__6542
    @Teame__6542 ปีที่แล้ว +4

    ጭላቆ ተካሒሱ ክሪኦ ደልየ ኣሕዚኒኒ 😢 ይሞቺኩም ካዓ ደቂ ዓደይ ማዓረይ❤❤❤

  • @Hiwigaltigray2
    @Hiwigaltigray2 ปีที่แล้ว +1

    ካብ ኩሉ ነገር ዝተመቸወኒ ዛመዝሙር ብምዝማሩ ፈትየዮ እየ ይሞችካ ጭላቆ ዋኒ ❤❤❤

  • @user-ze6xb9mg3t
    @user-ze6xb9mg3t ปีที่แล้ว +1

    ኣበዳነይ ይፈልጦ😅

  • @betimodel6712
    @betimodel6712 ปีที่แล้ว +16

    ማርያምን አሕዚኑኒ ዋይ ካሓሶ😢

  • @eiyorsalemhaylemaryam5038
    @eiyorsalemhaylemaryam5038 ปีที่แล้ว +4

    ግንሲ ቆሲለ ሰሓቕ ሰሓቆም ኣስሒቁኒ 😘❤

  • @ShameWayu
    @ShameWayu 4 หลายเดือนก่อน

    ሳሓቅ መፃኢ ተሰፋ እዩ አጆኻ ጭላቖ

  • @DgG-ji1sr
    @DgG-ji1sr หลายเดือนก่อน

    ማርያምን ኣይካኣልኩን 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @BabaHadsh-pr9ct
    @BabaHadsh-pr9ct ปีที่แล้ว +6

    እቲ ወረቀት ሒዙ ዘሎ ናይ ጫቁላ ነገር እዩ ዘስሕቆ ዘሎ😅

  • @tigraywerki1355
    @tigraywerki1355 ปีที่แล้ว +9

    ብማርያም ሳፕራይስ ግበሮ ኢካ ያዳ ሓወይ ከብደይ በሊዑኒ 😢😢😢

  • @aasaas7284
    @aasaas7284 ปีที่แล้ว +1

    ጭላቖዋይ ማዓረይ ከሕዝነካ ማዓረይ ደፊእካ ወዲእካዮ ከመይ ኢሉ ይመፀልካ ያዳ ሓያል ወዲ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ እኩይ😁😁😁😁😁😁😁❤❤❤😂😂😂😂ሞይተ እፍፍ

  • @mizanhaileslasie7023
    @mizanhaileslasie7023 ปีที่แล้ว

    በዲልካዮ ካሓሶ በጣዕሚ የስሕቅ

  • @user-ds1bt1of4g
    @user-ds1bt1of4g ปีที่แล้ว +3

    ደቂ ሪመይ ፅሩያት ❤️
    ጭላቆይ ኣሕዚኑኒ 🤨

  • @user-be3cx7wz8g
    @user-be3cx7wz8g ปีที่แล้ว +14

    ማዓረይ ከብደይ በሊዑኒ😢❤❤

  • @user-sq8cm8wn3n
    @user-sq8cm8wn3n ปีที่แล้ว

    ኣታ በሉ ቁተሉኒ ብስሓቅ ሞይተ በቃ😂🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @Geti-bz3ci
    @Geti-bz3ci ปีที่แล้ว

    ዋእ ኣታ ናፅፋዕካ ኮ ወዲእካዮም ደፋርር ኣይ ጭላቆ😂😂😂❤

  • @Paris-sh3qm
    @Paris-sh3qm ปีที่แล้ว +20

    😢😢😢❤ዩቱብ ናባዓሎ ክፍተሎ🎉

  • @selam1673
    @selam1673 ปีที่แล้ว +5

    ብሓቂ ደስ ትብል መስሓቂ ❤️🥰❤️🥰

  • @tdfhoney9161
    @tdfhoney9161 ปีที่แล้ว +1

    _ውይ ያዳ ሽኮር ቀቲልካና ስሓቅ ጭላቆዋይ ማራ የሐዝን_

  • @user-xq7ii3qg6r
    @user-xq7ii3qg6r ปีที่แล้ว +1

    ሞይተ ስሓቕ ዋይ በስምኣብ ናይ ኣቦታትና ወግዒ ኣምሲልኻዮ ኮ ያዳ ሓወይ😂😂😂😂
    ኣይ ጭላቆ ምስኪን ከሕዝነካ❤

  • @shewitchannel9851
    @shewitchannel9851 ปีที่แล้ว +3

    አታ ሞትኹ😂😂😂ምስኪናይ ይስሕቕ ንሱ ውን የኔ ምስኪን ጭላቖ❤😢 ቡኡነት ናትኻ ብራንክ ኬፍ አለዎ ❤ቶም ኻልኦትስ ተማኺሮም ዮም ዝሰርሕዎ

  • @salama6013
    @salama6013 ปีที่แล้ว +5

    ስሓቅ ቆሲለ😂😂ቀፅልዎ ብዙሕ ክትሰርሑ ንፅበየኩም ይፈትወኩምየ😍

  • @user-hb6yq8el3l
    @user-hb6yq8el3l ปีที่แล้ว +2

    በጀካ ንጭላቆ ካሓሶ ብጣዕሚ ኣሕዚንና ✌👌♥

  • @WrsfdEyet
    @WrsfdEyet ปีที่แล้ว +2

    ብሳሓቅ ዝነበዐ መን አሎ ካብደይ ቆስለ 😁😁😁😁🤣🤣🤣🤣🤣

  • @user-yx5vw1xb6b
    @user-yx5vw1xb6b ปีที่แล้ว +5

    ናስሓቅኩ የ ወዲኤያ ዛቪድዮ ያዳ ብሉፅ ኢኻ ቀፅለሉ ቀዳይመይቲ ኣነ😂❤

  • @hiwetkidane4266
    @hiwetkidane4266 ปีที่แล้ว +2

    እዋይ ሞይተ ስሓቅ ይሞችኩ ብሉፃት ኢኩም ብሓቂ🥰🥰ንጭላቆ ኣሰንቢድካዮ😁

  • @user-yx5tm1tt9i
    @user-yx5tm1tt9i ปีที่แล้ว

    ብጣእሚ ሰሀቅ ሞይትና ጎበዛት አህዋተይ ጭላቆዋ እንኳ ናትና ኮንካ ሽኮር ሽኮር ቆልአ ኢኻ ኩልኩምለ ብጣእሚ ደስ ትብሉ ንኡሽተይ ፍውስ አብልኩምና ካብ ሀዘንን ጭንቀትን ይመቸውኩም ቀፅሉሉ ደስ ልብል ፍራንክ እዩ ዛም አህዋተይ❤️❤️❤️❤️🤣🤣🤣🙏👌

  • @seniseni-iy9cw
    @seniseni-iy9cw ปีที่แล้ว +5

    ያዳ መሕረር ንጭላቖ ካሓሶ so ተጋሩዋይ ፅሩያት❤❤

  • @user-on9mq7ym2r
    @user-on9mq7ym2r ปีที่แล้ว +3

    😂😂😂😂እዋይ አይ ትሳአኑ በእዉነት ናይ ልበይ ስሕቀ ጭላቆ ግን ማራ አሕዙኑኒ❤💕❤

  • @YordaGerye-mt2js
    @YordaGerye-mt2js ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይ ተጋሩዋይ ደስ ክትብሉ👏👏💘💕💋🎉🎉🎉😅

  • @danu7934
    @danu7934 ปีที่แล้ว

    ኣታ ሞይተ ስሓቅ በእውነት 😂😂😂😂

  • @user-en6re2kw3g
    @user-en6re2kw3g ปีที่แล้ว +9

    ጭላቆዋይ ማዓረይ ካሕዝነካ እባ ካሊእ ማዓልቲ ስርፕራይዝ ግበሮ😥❤

  • @tdftdf5811
    @tdftdf5811 ปีที่แล้ว +10

    ከምዚ ናገበርኩም እባ ዞም ላያቢ ኣጥፉኡልና❤

  • @IkramIkram-gr9il
    @IkramIkram-gr9il 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🎉🎉🎉ዋይ ኣደኒጊፅክምዎ ተጋርዋይ🎉🎉🎉🎉

  • @user-bz4wi8yv6n
    @user-bz4wi8yv6n ปีที่แล้ว +1

    ዋይ ክይሓስብኽዎ ስሓቅ መይተ😂😂😂 ግን ጭሎቅ ኣሕዝንኒ😢 ምስክናይ😢❤

  • @user-tv9yo2rc8j
    @user-tv9yo2rc8j ปีที่แล้ว +5

    ዋይ ዘይወለደ ጨካን አታዮ ላፀፋዕካዮ ዲኻ ትውዕል ግን ብሓቁ ድዩ ሰሕቅሎሰ ፍርሒ ዝተሐወሶ እዩ አነሰ አሕዚኒኒ ዋይ 😢😢

  • @salojj2828
    @salojj2828 ปีที่แล้ว +3

    እዊ ጭላቆ ከብደይ በሊዕኒ ያዳየ ናይዛ ለሚ ዝበደልካዮ ካሊእ መዓልቲ ሳርፕራይዝ ጌርካ ክሓሶ🙏❤❤❤❤ ብዝተረፈ ይመችኹም ተጋሩዋይ ፅሩያት ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ሓላል መሬት💊💊💊❤❤❤❤❤❤

  • @user-zm7nk9fl7f
    @user-zm7nk9fl7f ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩዋኒ ፅሩያት

  • @diyana3629
    @diyana3629 ปีที่แล้ว

    በእውነት ብ ዝኾነ ነገር ኣክሕሶ ዛሓወይ ኣሕዝኑኒ 👏
    ኣነስ ብሰሓቅ ኣብ ባዕለይ ሸይነ ዊ🤣🤣🤣🤣

  • @user-tl1pm6fr3t
    @user-tl1pm6fr3t ปีที่แล้ว +5

    አልሀምዱሊላሂ ረቢል አለሚን ዘመንኩም ዘመነ ሳሀቅ ይመልሰልኩም 😅😅😅😅😅😅😅😅ያዳ ግን ክትጭክን ጭላቆ አህዚኑኒ

  • @kedantaher1847
    @kedantaher1847 ปีที่แล้ว +5

    ዋይ ታይ ገበረኩም ክትጭክኑ 😂
    ሞይተ ብስሐቅ 😁🥰🥰❤

  • @lisanutilahun4975
    @lisanutilahun4975 หลายเดือนก่อน

    አረ ኸብደይ ቆሲለ ኣነስ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @GhGh-xi3zc
    @GhGh-xi3zc ปีที่แล้ว

    ሞይተ ሳሓቅ😁😁😁😁😁
    ጭላቆዋይ እኒአኩ ዶ ያ😁😁😁

  • @selamtesfamariam5040
    @selamtesfamariam5040 ปีที่แล้ว +8

    😂😂😂😂እውይይይ ጀሚራ ክሳብ ትውድእ ስሓቅ ቆሲለ 😂😂😂😂Tank you yada ሓወይ ስለቲ ዘስሓቅና❤ ሳሓቅኩም መሊኡ ይፍሰስ ሙቁራተይ❤❤❤❤❤❤❤