ዛደርሆ ትጋሓፍ ሃይማኖትና ኣይፈቅዲ ነደይ ኘራንክ ጌረያ መጨረሻ ግን ኣሕዚናትኒ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.พ. 2025
  • #tiktok #tiktokvideo #tigray #interview #amatube #vlog #comedy #prank #maggyshow #selamtsegay #abebachannel #new #doniktube

ความคิดเห็น • 1.2K

  • @ummebitigray
    @ummebitigray 9 หลายเดือนก่อน +266

    ኩለኩም ና እማ ተካተተልቲ ማዘር ብ ፕራንክ ሕኒአን ክፈድያ ትብሉ ላይክ ሃቡኒ😂❤

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน +1

      🙏🙏❤️

    • @ggcf1371
      @ggcf1371 9 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤

    • @GalBrhane2123
      @GalBrhane2123 9 หลายเดือนก่อน +1

      ብከመይ ኢና ንመክረን ሕኒኣን ክፈድያ አነ ምሓገዝኩዋን ነረ😀😀😀😀😀

    • @ummebitigray
      @ummebitigray 9 หลายเดือนก่อน

      @@GalBrhane2123 ስልኪ ኣይህበናይ 😂😂😂

    • @aluhabeshawit2680
      @aluhabeshawit2680 9 หลายเดือนก่อน

      @@ummebitigray ፕራንኪ ጌርና ንጠይቆ ልኡለ😄😄

  • @ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
    @ዮዳሄትግራይ-አ3ረ 9 หลายเดือนก่อน +138

    ንሕና ንሪኤክን ኣለና ማሚተይ ካብ ሱዑዲ ዓረብ ምስ መዳም ኣለና እና ንፈትወኩም ኢና ቤተሰብ😁

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน +7

      ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @Johnwediemba
    @Johnwediemba 9 หลายเดือนก่อน +55

    ደስ ትብሉ ስድራቤት ፍቅርኹም ይብዛሕ ብሩኻት ሓውኹም ኤርትራዊ 🇪🇷 ካብ ይስራኤል እየ

  • @Biniseluቢኒሰሉ
    @Biniseluቢኒሰሉ 9 หลายเดือนก่อน +76

    ንኩለኩም ኣመንቲ ክርስትና እንኳዕ ኣብፀሐኩም 🙏

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏❤️

  • @hkhggjjbhhjh
    @hkhggjjbhhjh 9 หลายเดือนก่อน +40

    ካብ ኣምላክከ ትሕቡኡዶ ወለድና ኣብ እምነቶም ዘሎዎም ኣርኣእያኮ ደስ ክብላ
    እንኳዕ ኣብፀሐኪ ሞባይል😂😂

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน +1

      ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

    • @selmalovefiseha3679
      @selmalovefiseha3679 9 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንኳዕ የሐቢሩ ኣብፅሓና ማሚየ 🙏🙏🙏🎉🎉🎉ኣጀካ ጎቡዝ ክትዓቡዩልና ኢና ንደሊ ተጋሩ የሐዋተይ❤❤

    • @MdMajarul-up2du
      @MdMajarul-up2du 9 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @hgfgghgvjggf9916
    @hgfgghgvjggf9916 9 หลายเดือนก่อน +49

    ኣነኸ ማኣዝ እየ ባ ምስ ቤተሰበይ ዝትኣኻኸቦ ዛማዓልቲ ዚኣ ከመይ እለ እየ ዝሃርፋ ዘለኹ ስደት😢😢😢

    • @ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
      @ዮዳሄትግራይ-አ3ረ 9 หลายเดือนก่อน +5

      ባዓል ክኮን ከሎ ኩሉ ግዜ ስደት ዘወፃእኩላ ማዓልቲ እየ ዘረግም 😥🤕

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน +1

      Ayzoki ab kereba geze 🙏🙏🙏❤️

    • @hgfgghgvjggf9916
      @hgfgghgvjggf9916 9 หลายเดือนก่อน +1

      @@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ ብጣዕሚ ግን ኣጆና👏

    • @ሙሉእሰላምይግበረልና
      @ሙሉእሰላምይግበረልና 9 หลายเดือนก่อน +2

      ኣይዘና ክቡራት ኣሕዋት እግዚአብሔር ኣብ ዝፈቀዶ ምስ ስድራና ክንተኣካከብ ኢና ሓሳብ ልብና የስምረልና ዕላማና ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ንከይድ

    • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
      @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 9 หลายเดือนก่อน

      ብሓቂ❤​@@ሙሉእሰላምይግበረልና

  • @ggggggfg9183
    @ggggggfg9183 9 หลายเดือนก่อน +49

    ብሓቂ ኣደታትና ኮ ኣብ ሃይማኖት ዘለወን ጥንካረ ፍልይ ልበለ እዩ እንኳዕ ንበዓል ብርሃነ ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሐና❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን🙏🙏❤️

  • @SSalam-hr1qk
    @SSalam-hr1qk 9 หลายเดือนก่อน +25

    ኣቤት ኣዶዋይ ብልፅቲ ወለድና ኣብ እሙኖቶም ፁናዓት እዮም❤

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน +1

      🙏🙏🙏❤️

  • @ሂዋንጋልኣፅቢሓላል
    @ሂዋንጋልኣፅቢሓላል 9 หลายเดือนก่อน +24

    ኣሰይ ደስ ክብሉካ ኣይፈላሊኩም ፁሩያት ኢማ መሕረር ንማሚየይ ባ ኣይተሐርቀለይ ኣደዊተይ ወለላይ ንበርለይ ንዘላኣለም ንዓይ ክጥዕመኒ🥰🙏

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @ሊሀምትግራይ
    @ሊሀምትግራይ 9 หลายเดือนก่อน +12

    ብሓቂ ኣዴታትና ኣቦታትና ኣብ እምነቶም ፍልይ ዝበለ ፅንዓት እዩ ዘለዎም ብመንገዶም ክንመላለስ እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓግዘና❤❤❤
    ሳሓቅ ቀቲለናና ማማ ኣሳኣና ሰላም ሞባይልያ😂😂😂
    ምስ ደቂ መዳም ላተዳረቅናባ ንርእለና ኣብ ቀረባ ግዜ ንዓኩም የምስልና ናፍቆት ኣይካኣልናን ለሙስ ስደት ሰልችይና😢

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ንመን ኢልዎ ፈጣሪ 🙏🙏🙏❤️

  • @BeGUDETUBE
    @BeGUDETUBE 9 หลายเดือนก่อน +16

    ቀዳመይቲ ባዕለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ማማዋይ እንኳዕ ኣብፀሐክን❤ኣይ ማማዋይ ዝረክብከንኦ ❤❤ዋይ ብዕራይየ ኤማዋይ ዓፊንካና😂😂😂

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን 🙏🙏🙏❤️

  • @سارهالكاف-ج5ق
    @سارهالكاف-ج5ق 9 หลายเดือนก่อน +19

    ኣይይ ኣየ ኣዳ ብርሃን ገዛ ታዓድልክም ኣዳ ዘይብልስ ? ሽሕ ዓመት ኑር እናቱ ❤❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      Amen 🙏🙏🙏❤️

  • @Tigraweyti231
    @Tigraweyti231 9 หลายเดือนก่อน +12

    ለባም ኣዶ ኣለዋኻ 🥰💧
    ንሕናለ ለዓመታ ምስ ስድራና ነውዕል ነኸዎን😢

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน +1

      ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @gullala4624
    @gullala4624 9 หลายเดือนก่อน +6

    አደዋይ ክብረተይ አይ አደ ርህርህቲ ንምንታ ኢካ ባ አማነይ ከሙኡ ትገብር ቀደማክን እኾዕ አብፀሐክን ማማዋይ ንገረን ከምንፈትወን ንማማ አምብበለን ምእቲ ክርደእን ❤❤❤❤❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏❤️

  • @mmn7636
    @mmn7636 9 หลายเดือนก่อน +15

    መን እዩ ከምዚ ከመይ ፋንድሻ በሊዑ ዝዋዓለ😢 ኣፈይ ማይ መሊኡ❤😂

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      😂😂 ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

    • @MuluMulu-jl4hd
      @MuluMulu-jl4hd 9 หลายเดือนก่อน

      ኣለናልኪ ኣዮኪ ሓቢብቲ😂

  • @Selam-t2w
    @Selam-t2w 9 หลายเดือนก่อน +6

    ኣሰይ ትዕድልቲ ቅዱስ ቅንኢ😢❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኤማዋይ❤🎉

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      Amen 🙏🙏🙏❤️

  • @merahawit-galtigray
    @merahawit-galtigray 9 หลายเดือนก่อน +7

    ማማዊተይ ፅርቲ ዓለም ሓቀን ኣማን ግን ግደፍ ኣወዳመት ምድሪ ኣይተሐርቀን ንማማ🙏❤
    ደቂ መዳም ዝተቀንጠበት እያ ቀለብና እኮ🤭🤣🤣

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ 🙏🙏🙏❤️

    • @ngatngat2286
      @ngatngat2286 9 หลายเดือนก่อน

      ደቂ መዳም ዳኣ እወ ትጂየይ 🥀🥀

    • @Meri-q5s
      @Meri-q5s 9 หลายเดือนก่อน +1

      እወ ግን ፍቲና ኣይኮነንን ስደት ኮይንና እምበር ንንስህ ግዜ የብቀዐና😢

  • @TemesgenEmbza
    @TemesgenEmbza 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኤማ ስመዐኒ እዚ ደርሆ ቅድሚ ምሕራዱ እግሩ ፍተሐዮ ኤማ ዓርከይ

    • @amantube28
      @amantube28  4 หลายเดือนก่อน

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @SalmSalm-oe9fx
    @SalmSalm-oe9fx 9 หลายเดือนก่อน +7

    ብሓቂ ኣደታትና አብ ሃይማኖተ ዘለወን ጥንካረ❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏❤️

  • @MerMeri-vi8ti
    @MerMeri-vi8ti 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቲ ሞባይል እንቃዕ ኣብፀሐኺ'ዩምበይ😂
    ኣደዋ ምቅርቲ ዓለም💟
    ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ፈጣሪ❤🙏

    • @amantube28
      @amantube28  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏❤️

  • @ኣደይኣደይyoutube
    @ኣደይኣደይyoutube 9 หลายเดือนก่อน +7

    አደዋይ እምነት ዘለኪ ተመስገን❤❤
    ዕድሙ ይሃብኪ

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን 🙏🙏🙏❤️

  • @Gualweldu
    @Gualweldu 8 หลายเดือนก่อน +2

    እስይ መክበሪት ሃይማኖት መኽበሪት ስብ ኣዶዋይ እግዛቢሄር ኣምላክ ብእድመን ብፀጋን ይሓልውክን ክብርቲ ወላድትና 😍❤

    • @amantube28
      @amantube28  8 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏❤️

  • @lidu8890
    @lidu8890 9 หลายเดือนก่อน +4

    ኣቲ ሞባይል እንኳዕ ኣብፀሐኪ😂😂 ኣደዊተይ ምቅርቲ ዓለም👸❤️❤️❤️አሜን፫እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና😇🥰🥰

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን 🙏🙏🙏❤️

    • @ghhg1825
      @ghhg1825 9 หลายเดือนก่อน

      🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @yerdnosglagerye1780
    @yerdnosglagerye1780 9 หลายเดือนก่อน +2

    ንሕና ንረኤክን ኣለና ማሚተይ ካብ ሱዑዲ ዓረብ ምስ መዳም ኣለና ኣሰይይይ ማሚተይ ሽኮሪናታታታታታ❤❤❤❤❤መለቀ ዳዕሮ ናፊቅና ዋይ ከመይኣላ ኣማን ሓወይ ቆንጆ ኢዩ ዓፈና🤣

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏❤️

    • @brhaneye
      @brhaneye 9 หลายเดือนก่อน

      ጓል ማዱዋይ 😅😂

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 9 หลายเดือนก่อน +14

    ቀደማኺ ኣደዋይ ዓለመይ ብርሃን ገዛ ሽሕ ዓመት ንበሪ💋💋💋💋💋እንኳዕ ኣብፀሐኩም ድማ 🙏🙏♥♥♥

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @FFv-o4d
    @FFv-o4d 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኤማየይ ሽኮር ኣነስ ክፈትወን ኣደዋይ 💞 ኣደይ ክንዲ ማዘር እያ ትኮን እና ኩሉ ግዜ ኣምፀአየን ኣደይ ዝረአኩዋ ስለ ዝመስለኒ ሰደትና የሕፅሮ ፈጣሪ❤

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏❤️

  • @Selam-k4p
    @Selam-k4p 9 หลายเดือนก่อน +7

    ወሌከ ኣዉዳኣመት ምድሪ ካብዚ ዛዓቢ ፕራንክ ታይ ክትገብረን ደሊኻ ንእሸተይ ትብል ኣማን ዓይነይ ኣዴና ዕድመን ጥዒናን ይሃበን❤

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @melatmelat1376
    @melatmelat1376 9 หลายเดือนก่อน +2

    እዛ ንእሹተን ሓፍትካ ሞክሸይ እያ ምልኣት ትብለካሰ ደንጊፀ 😂😂 ኩለኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፅሩያተይ❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      Amen 🙏🙏🙏❤️

  • @ካሓሲትማሓዛካሓሲት
    @ካሓሲትማሓዛካሓሲት 9 หลายเดือนก่อน +3

    ኣደዋይ ጥዕምቲ ጠንካራ ኣብ ሃይማናታ
    እንኳዕ ኣብፃሓኪ ሞባይላ ኣደዋይ ገርሂ ልባ😂

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏❤️

  • @fycvhh8056
    @fycvhh8056 9 หลายเดือนก่อน

    አስይይይይ ማሪያምን አጋጣም ዝይረኡኹዎ ቃንየ እደዋይለ ዕድሜ ጥዕና ይሃብኺን ምስ ደቅኻን ማማየ ኹሉ ግዜ ሓፋቲ አቦይ ይምስላን ❤❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏❤️

  • @VanaVanaa-qn4nw
    @VanaVanaa-qn4nw 9 หลายเดือนก่อน +5

    ኣሰይይይይ ደስ ክትብሉ ክብራት ስድራ ብሩክ ኣዉደኣመት ይግበረልኩም ❤❤❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን 🙏🙏🙏❤️

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh 9 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ አድቀየን አብ ሀይማኖትስ ከምዚ ንኮን አለና ዓባይ ትምህርቲ እያ ማምየ ብዕድመን ብጥዕናን ይመልወልና ትክክል ማምየ❤❤❤አሜን እንኳዕ ሐቢሩ አብፀሐና ፈትየን❤🥰🥰🥰🥰🥰

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን 🙏🙏❤️

  • @RfdDyg-z9x
    @RfdDyg-z9x 9 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ብሓቂ ክብርተይ ኣደይ ዕድመንጥዕናን ይሃብክን ማሚየይ ❤❤❤❤ ምስ ወለዲና ይኣካክበና ፍጣሪ

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን 🙏🙏🙏❤️

  • @SlamhSlamy
    @SlamhSlamy 8 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይ ትዕድልቲ ቁዱስ ቅንኢ ❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ክቡራት ሰድራ ቤት ❤❤❤😘😘😘 ሰደት ዘለና እውን ኣምላክ ሰደትና የሕፅረልና 😢😢😢

    • @amantube28
      @amantube28  8 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
    @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ 9 หลายเดือนก่อน +3

    እሰይ ማማዋይ ካብ አምላክ ከ ትሕባእ ዶ ዓበይ መለእክቲ 🙏🕊እንዃዕ አብፀመኹም ርሑስ አውዳአመት 💘❤️🕊

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን 🙏🙏🙏❤️

  • @AbiGalDesat
    @AbiGalDesat 7 หลายเดือนก่อน

    ኤሚ ገደፈ አተሕርቀን ማማየይ ዕደመናን ጥዕና ይሃብኪን

    • @amantube28
      @amantube28  7 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @اللالل-ج1د
    @اللالل-ج1د 9 หลายเดือนก่อน +3

    አረ ይመችካ ንሳካስ ትፍለ ኢካ ብሓቂ ምስ ስደራካ

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน +1

      🙏🙏🙏❤️

  • @MileyAsem
    @MileyAsem 7 หลายเดือนก่อน

    ኣንታ ነዛ ኣደ እዚኣ እንዶ ሸልሙለይ ክሳድ ምቕንጣብ ኣይፍቀድን ብሃይማኖትና ናይ ባዕሉ ሃይማኖት ክህልዎ ይኽእል ምባላ ብጣዕሚ ለባም ኣየ ኣደ ትግራይ ምኽንያቱ ካልእ ሃይማኖት ዘይምልዓላ❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  7 หลายเดือนก่อน

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @gedu8644
    @gedu8644 9 หลายเดือนก่อน +8

    መን ኣሎ ከማይ ብዕራይ ክርኢ ልተፀበየ😂❤

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏❤️

    • @SaraHoh-k3s
      @SaraHoh-k3s 9 หลายเดือนก่อน

      ዋይ ንዕባ😂😂

  • @TigrayTigray-y8g
    @TigrayTigray-y8g 9 หลายเดือนก่อน +1

    ወላዲትካ ደሰ ክብላ ኩሉ ግዜ አቅርበልና 🥰🥰🥰🙏 አቲ ሞበይል እንካዕ አብፀሐኪ አደየ እዉይ እንታይ ገበራካ

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      Amen 🙏🙏🙏❤️

  • @SlamahSalim-px4yv
    @SlamahSalim-px4yv 9 หลายเดือนก่อน +4

    ኣዶዋይ የኔ ለዋህ ስጦታ ሃበን❤

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏❤️

  • @LeatishLeatish
    @LeatishLeatish 9 หลายเดือนก่อน

    ብዕራይ ተበለስ ዋ እታይ እየም ክገብርዎ ኩሉ እለ ነይረ😂😂😂😂😂😂

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏

    • @MiriMiri-fb8fx
      @MiriMiri-fb8fx 8 หลายเดือนก่อน

      ዋላ ኣነ ከሙኡ እዳ በልኩ ነረ😂😂😂😂😂

  • @Monliaz
    @Monliaz 9 หลายเดือนก่อน +5

    ሰየየየየይ ክንደይ ድሰ ትበሉ ኢማየይ❤❤❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @Titi_ዓጋማዊት
    @Titi_ዓጋማዊት 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ማማዋይ ደስ ክብላኻ መክበሪት ሃይማኖተን ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏💚🥰

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      Amen 🙏🙏🙏❤️

  • @kbkejivjr3601
    @kbkejivjr3601 9 หลายเดือนก่อน +3

    አይ አደይ ምዓረይ ሓቃ እወ ሃይማኖትና አይፈቅድን ♥️🌹👌

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏❤️

  • @Sindayo-r5b
    @Sindayo-r5b 9 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ኣብፀሐክ ሞባይል ማሚ 😁😁😁😁😁❤️❤️❤️❤️🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🫶🏻🫶🏻🫶🏻

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏❤️

  • @fhfgtyyyurt8958
    @fhfgtyyyurt8958 9 หลายเดือนก่อน +9

    ኣሕዋትና ነዐቢ ተጋሩዋይ ኣሕዋተይ❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏❤️

  • @sarahsarah4584
    @sarahsarah4584 9 หลายเดือนก่อน

    አሰይይይይይ ክንደይከ ትፅብቁ ላዓካትኹም የማሰለና አይ ሰደት ግዜና ወዲና ላዓመታ ኽኽድ እዳበልና አለና አብ ሰደት አይፈላልኩም ኣጆኻ በርትዕ ❤❤❤❤ አብ ቀረባ 100ሸ ትበፅሕ ኢኻ

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @kbkejivjr3601
    @kbkejivjr3601 9 หลายเดือนก่อน +3

    ኤማ መሕረር እስካ ከ ታይ ስራሕካ

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂 🙏🙏❤️

  • @Meri-q5s
    @Meri-q5s 9 หลายเดือนก่อน

    ዩትብካ ለሚ ረኪቦየ ወደዓደይ ግን ግደፍ ንማማ ኣይተሕርቀን ደስ ባሃልቲ ስድራ ኣነ እውን ኣህዋተይ ናፍቆዮም ኣብመንጎ ኣወዳት ስለ ዘዓበኩ❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      እሺኒ ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏❤️

  • @qspm6706
    @qspm6706 9 หลายเดือนก่อน +8

    ማማዋይ መቅርቲ ሰላም ሞባይል ዕድመን ጥዕናይ ይሃብክን አምላከ በሳሓቅ ጀሚረ በሳሓቅ ወዲአያ አየ አማን 😂😂😂😂

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @mlatasay
    @mlatasay 9 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይይ ምቅራት ስድራ ደስ ክብሉ ኣብ ሰደት ዘለና እግዚአብሔር ኣምላክ ምስ ስድራና ከመይዙይ ገይሩ ይሓወዉሰና❤

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን 🙏🙏❤️

  • @lkjlkh5222
    @lkjlkh5222 9 หลายเดือนก่อน +8

    ኡፍፍፍ ከምዚ ንብለሉ ማዓልቲ ናፊቁና ኤማየ ርሑስ በዓል ምስ መ/እ ቤተሰብ ደቂ ዓደይ🤲🥺❤️💛

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን 🙏🙏🙏❤️

  • @ggbghghgd3369
    @ggbghghgd3369 9 หลายเดือนก่อน

    ኣደዋይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን
    ናፍቆት ግን ኣይካኣልኩን ማማየ ናፊቀያ ካብ ንራከብ 8 ዓመት ካብ ንራከብ
    ኣየ ስደት

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      Amen 🙏🙏🙏❤️

  • @hhgdxgyhivc4903
    @hhgdxgyhivc4903 9 หลายเดือนก่อน +7

    ኣሰይ ጥዑማት ስድራ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኤማ ግን ግደፍ ንማዘር ኣይተሕርቃ ዓብይ ሓውካ ትዕግስቱ ዋው🥀♥️🤗

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @hannahanna8794
    @hannahanna8794 9 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ብዕድመን ብጥዕናን ብፀጋን ይሓልኩም ❤❤❤ ደስ ትብሉ ንዓኩሞ የምስለና አብ ስደት ዘለና እውን

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน +1

      🙏🙏❤️

  • @flfu5333
    @flfu5333 9 หลายเดือนก่อน +3

    ኣድዋይ ፅረት ዓለም እረ እማን ግድፍን ዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน +1

      ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @ሚሊሚሊ-ጠ4ተ
    @ሚሊሚሊ-ጠ4ተ 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኣደዋይ ኣስሒቀናኒ 😁😁 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፅቡቃት ስድራ🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን 🙏🙏🙏❤️

  • @Heje-m4i
    @Heje-m4i 9 หลายเดือนก่อน +3

    እሰይ ኣደዋይ ማዓረይ❤🎉🎉🎉

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏❤️

  • @sarhsa8406
    @sarhsa8406 9 หลายเดือนก่อน

    ኣሰዬ ምቁራት ሰድራ ኢይፈላሊኩም ኤማየ ማሚየ ግን የተሕርቀን ንማማ❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏❤️

  • @FwwdDawd
    @FwwdDawd 9 หลายเดือนก่อน +3

    እንኮዕ ኣብፀሐኩም❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን🙏🙏❤️

  • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
    @ማርያመይኣዶፍቅሪ 9 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይይይ ማማዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣዴታትና እኮ ኣብ ሃይማኖት ዘለዎም ብጣዕሚ እዩ ደስስስስስ ዝብል🙏❤❤❤❤❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏🙏❤️

  • @musse_shakur
    @musse_shakur 9 หลายเดือนก่อน +8

    1st enkae abtshena legerm prank adetat tigray fetari edeme mes mulue tena❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @ስሌናTube
    @ስሌናTube 9 หลายเดือนก่อน

    ኣዴካ ክፈትወን❤ ኣዴታትና ንሃይማኖትን ,ባህልን ,ስርዓት ኣቦታተንን ,ከመይ ከምዝሕልዋን ዝጥንቀቃን ይገርም እዩ .ደስ ትብሉ ስድራ❤
    አሽሓት ከምንርኤን ንገረልና😊

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน +1

      ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @መብርሂትጓልወጀራት20ዓዲ
    @መብርሂትጓልወጀራት20ዓዲ 9 หลายเดือนก่อน +4

    ሰብስክራይብ ብምግባር ትታሓዋወሪና የሕዋተይ የቀንይለ 👇❤

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      Ewe gedeta 🙏🙏❤️

  • @titisabawit3510
    @titisabawit3510 9 หลายเดือนก่อน

    እንቋዕ ኣብፀሐኩም❤❤❤❤❤በዓል ኣከባብራኹም ደስስ ይብል❤❤ኤማ ግን ብጣዕሚ ኢኻ ደስ ትብል ዋይ❤❤ኣደማኻ ለ ደስ ክብላ❤❤ ገና ክነዕብየካ ኢና ጎብዝ❤

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @Fishayemebrahtom
    @Fishayemebrahtom 9 หลายเดือนก่อน +5

    ኣታ ወዲ ነዛ ኣሞይ ከይተዕብዳ kkkkkkkkkkkkkkkkkk

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏❤️

  • @ጋልማርያምኪሓ
    @ጋልማርያምኪሓ 9 หลายเดือนก่อน

    በመጀመሪያ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ናይአማን ቤተሰብ ብጣዕሚ ኢካ ብሳሓቅ ቀቲልካኒ ቀንጠበያ እየ ኢልካ ክትነገረን ክለካ ንማዘርካ ናይ ኢድካ ኣክሽን ብሳሓቅ 😂😂😂😂ማማ ውን ልቅሓን የመልሳ ❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏❤️

  • @ንግስቲ-ጠ1ዠ
    @ንግስቲ-ጠ1ዠ 9 หลายเดือนก่อน +4

    ማማይ ለዋህ ብጣዕምይ ኣስሕቀናንይ ነታ ሞባይል ሰላምያ ትረኤንላ ይርኤኻለኩ😂😂

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏❤️

  • @Mko-ol5gp
    @Mko-ol5gp 9 หลายเดือนก่อน

    ኤማየ ሽኮር እንኳዕ አብፀሐኩም ፅርያት ሙቁራት ስድራ አሰይ 😘😘😘ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏🙏🙏 😘😘😘😘😘😘💋💋💋💋💋

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      Amen 🙏🙏🙏❤️

  • @Mebre5_redi19
    @Mebre5_redi19 9 หลายเดือนก่อน +4

    እንታይ ክገብር ድየ ቤተክርስትያን ሓዲረ ሓቀን

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
    @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 9 หลายเดือนก่อน

    ማማየይ ኣይተሐርቀን ኣውዳአመት መርት❤ሰደት ሕሱም እማማካ እንሓረቅካ ንህዝቢ ኣይሰሕቅን ብካሊእ ተደለካ መምፃእ

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏❤️

  • @najesthalu2883
    @najesthalu2883 9 หลายเดือนก่อน +4

    ኣረ ተናዲደን እየን ሓቀን እየን ብፍላይ ስለ ሃይማኖት ቀልድ የለን

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏❤️

  • @ዮዳዴ-u2q
    @ዮዳዴ-u2q 9 หลายเดือนก่อน

    ንሪኤክን አለና ማማየ ❤❤❤ እንዃዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ክብርቲ ወላዲትና❤❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏❤️

  • @AaBb-tr6hv
    @AaBb-tr6hv 9 หลายเดือนก่อน +11

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏❤️

    • @hhoo4778
      @hhoo4778 8 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤

  • @HhBb-lr4tn
    @HhBb-lr4tn 7 หลายเดือนก่อน

    ዞንአዶ ክምቸዋካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ስድራ❤

    • @amantube28
      @amantube28  7 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏❤️

  • @trhaslove4629
    @trhaslove4629 9 หลายเดือนก่อน

    ኣረ ኣነ ብፍቕሪ ማማ ክዓበብድየ እውይ ሓቂ እምነት ዘይምስሳዕ መሊኡ ፈሲሱ I love you mama💋💋💋💋💋💋💋

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏❤️

  • @ተመሲገንአምላክየ
    @ተመሲገንአምላክየ 9 หลายเดือนก่อน +1

    ንመን እየ ስላም ክብላ ንዛሞባይል ድዩ😂 አዶዋይ ምቅርቲ ዕድመ ጥዕና ይሃብኺ❤❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን 🙏🙏🙏❤️

  • @Samriye10-10
    @Samriye10-10 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኤማየ እንኳዕ ኣብፅሐኩም ዓፊንካና እኮ ድርኡስ ኤማስያ ብዛ ዓቅሚ እዚኣ ብዕራይ ኣውዲቅካ ኤህ ድኣም😂😂😂❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏❤️

  • @xhhdhdhdhdhdhdjjd9872
    @xhhdhdhdhdhdhdjjd9872 8 หลายเดือนก่อน

    ሓቀን ግዲ ማሚዋይ ልመበይል ድየ ሰላም ክብላ😂😂

    • @amantube28
      @amantube28  8 หลายเดือนก่อน +1

      😂😂😂 የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏

  • @------7948
    @------7948 9 หลายเดือนก่อน

    ትሪአኒ ኣላ ይሪኣ ኣለኩ ኣታ ቋሲለ ብስሓቅ 😂😂😂
    enkae abxehekum fam 🥰

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @Aku_Tube-n3o
    @Aku_Tube-n3o 9 หลายเดือนก่อน +2

    እንካዕ ኣብፀሐኩም ግን ንኣዴና ኣይተጨንቀልና ኣማን እሹዶ

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      Eshini 🙏🙏❤️

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro 9 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ምግቢ ይዓቢ ካብኡለ ዘይባርኮ ዙዓቡዪ ሓውካ እና ኣይተኮርየን ንማማ ግደፍ 😂😂😂😂😂

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      😂😂 🙏🙏❤️

  • @Fre-w3u
    @Fre-w3u 9 หลายเดือนก่อน +1

    ማሚተይ አስሕቀናንይ😁 ዶሞ ንፈትወኩም እና❤🎉🎉

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏❤️

  • @abrab2311
    @abrab2311 9 หลายเดือนก่อน

    ክምችዎካ ሓቅነተን እግዛብሄር አምለክ አብ እምናትክን የፅንዕክን ማዘረይ❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏❤️

  • @Cherkos-dz2se
    @Cherkos-dz2se 9 หลายเดือนก่อน

    አዶ እኮ ንዓና እዉን ከምዚ ገይሩ ምስ ቤተሰብና የራኽበና 💕💕💕💕🙏🙏

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏❤️

  • @AsSa-bd7nk
    @AsSa-bd7nk 9 หลายเดือนก่อน

    አንበሲት አደ❤❤❤ አባፃፅሓ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏❤️

  • @ወዲራያኣርሓወያናይ
    @ወዲራያኣርሓወያናይ 9 หลายเดือนก่อน +1

    አረ ዳደኻ ብራንኪ ይቅረይኻ እዝ ሓወይ ይቅርታ ደስ ኣይብልይ ኣማን❤🎉

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      Eshini zehawey 🙏🙏🙏❤️

  • @ዮዳዴ-u2q
    @ዮዳዴ-u2q 9 หลายเดือนก่อน

    ናይ በሓቂ ማዘር ካብ ኣምላክ ኣይሕባእይ እግዚአብሔር ዐድና ባርክ❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏❤️

  • @abyabby9886
    @abyabby9886 9 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ማሚተይ ምስ ደቅክን 🤲♥️🥰

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን 🙏🙏🙏❤️

  • @hhhgggg3841
    @hhhgggg3841 9 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ቃኒአ ኣነስ ማኣዘ እየ ካምዚ እለ ምስ ስድራይ ኣውዳኣምት ንውዕሎ❤❤❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏❤️

  • @EyerusalemHmaryam
    @EyerusalemHmaryam 9 หลายเดือนก่อน

    ወለድና እኮ ይፍለዩ እዮም ኣብ እምነቶም ዘለዎም ፅንዓት🌹❤
    ኤህ ብዕራይ🙆ዛምሕራድ ክተፍርሐኒ😔

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      Betami 🙏🙏🙏❤️

  • @gereltamidya
    @gereltamidya 9 หลายเดือนก่อน +1

    ማሚተይ ምዓረይ 10000 ንበራ ፅንዕቲ ብእምነተን ናይ ብሓቂ ። አማን ሓዎይ ፕራንኪ ዝብሃል ፍፁም አይፎቲ አይከታተሊ ኔረ አነ ንማማካ ክርኢ ጊን አብ ናትካ ጥራሕ ይከታተል ምክንያቱ ብሃይማኖተን ፅንዕቲ ጠንካራ እየን ማሚተይ ምዓረይ 1000 ዓመት ንበርለይ ።
    ኮሞንተይ አንቢብካ ንማማይ ክትሓተልና መልሲ ሒዝካ ክትመፅእ ተስፋ ይገብር ።
    1~ ንአና ደቅክን አብ ስደት ዘለና ብሃይማኖትና ክንፀንዕ እንታይ ትመክራና?
    2~ብዙሕ ሰብ ሃይማኖቱ ብቅርሺ ይልውጥዩ ሞ ግቡእ ድዩ? ማለት ሃይማኖት እምነት እንድሕር ሒዝካ ኢካ ገነት መንግስተ ሰማይ ትረክባ እምበር ቅርሺ ናብ ዘይኮነ ዘይተ ደለየ መስተን ባእስን የእትየካዩ ንሕናከ መንኡ ምመረፅና
    3~ ብጣዕሚ እየ ዝፎትወክን ማማዋይ ምዓረይ አደዋይ እግዚአብሔር አምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሀበልና አደዋይ ብርክቲ ብርሀንገፃ ንዓይ ጓልክን እውን አብ ስደትየ ዘለኩሞ እንታይ ትመክራኒ ምክርክን ሃባኒ ፍቱውውውውውውየ ዘብለክን ማማየ💕💕My Love Mamay አማን ሓዎይ ሕተተለይ

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ ኣብ ቀረባ እዋን ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏❤️

  • @yalemyalem-wf2wz
    @yalemyalem-wf2wz 9 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን(3)ኣሕቢሩ እኳዕ ኣብፀሐና ናይ ብሓቂ ገዛይ ዘኪረ ስደት ሑሰም🙏🙏

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏🙏❤️

  • @Ngsti518
    @Ngsti518 9 หลายเดือนก่อน

    ኣደዊተይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ዬሃብክን ፈጣሪ❤ኣማን ግደፍ ኣዉዳኣመት ምድሪ የተናድደን😂

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏❤️❤️❤️

  • @የቅዱስሚካኤልልች
    @የቅዱስሚካኤልልች 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣደዊተይ መኣረይ ግድፍ ብራንኪ የትግበረን ነዳዊትካ ኢማየይ

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      እሹኒ ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @EyerusalemHmaryam
    @EyerusalemHmaryam 9 หลายเดือนก่อน

    ዝኾነ ሰብ ኣዘኪርካኒ😪😍ምስልኻ
    ኣደዋይ መዓረይ 🌹❤👸

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏❤️

  • @abrehatgebrhansgebrhans9400
    @abrehatgebrhansgebrhans9400 8 หลายเดือนก่อน

    አሰይ ደስ ትብሉ ቤተሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @amantube28
      @amantube28  8 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @samirha5358
    @samirha5358 9 หลายเดือนก่อน

    ቃደማክን ኣደዋይ ምዓረይ አታዮ ኣይተናድደን በዛካ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏❤️

  • @ማዓሩጓልቓሺጓልቶምቀደምቀ
    @ማዓሩጓልቓሺጓልቶምቀደምቀ 9 หลายเดือนก่อน

    ነደዋኻ ብራንክ ኣይትግበረን❤ብዝተረፈ አሜን እንኳዕ አብፀሐና ኣደይ ፅሪቲ

    • @amantube28
      @amantube28  9 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏🙏🙏❤️