ሮዚ ሓሚማ ሆስፒታል ኣትያ😱ሓፍቲ ሮዚ ንኤማ ኣጠንቂቃቶ ኣማን ደንጊፁ 😱

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.พ. 2025
  • #tiktok #tiktokvideo #tigray #interview #amatube #vlog #comedy #prank #maggyshow #selamtsegay #abebachannel #new #doniktube

ความคิดเห็น • 265

  • @NebuNebu123
    @NebuNebu123 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +116

    ኤማ ማዓርይ አጃካ ት/ቲ ክይተቃርፂ እቱብሉ ላይኪ ሃብኒ❤🙏🙏🙏

  • @AshenafiTeshome-oy9hw
    @AshenafiTeshome-oy9hw 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +62

    እቱም ሰባት መፍትሒኡ ኸይዱ ትምህርቱ ክምሀር አለዎ እዚ ዕድል ከምልጠሉ የብሉን እትብሉ
    ላይክ በሉ🎉❤🎉❤🎉❤

  • @ቃሉፈቃርኣድኣ
    @ቃሉፈቃርኣድኣ 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +32

    ጉዳይ ትምህርትካ ግበር ኤማዋይ🙏

  • @Haymi-et7fu
    @Haymi-et7fu 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +17

    ኤምዋይ ኣብ ኩሉ እምነት እዩ ዝውስኖ ዕላማካ ኣይተቛርፆ❤❤❤ ዛጋል ግን😢😢

  • @hgff7519
    @hgff7519 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉ኣጀኻ ኤማ😢😢

  • @DhFa-b3i
    @DhFa-b3i 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    ኢዚ ጓል ቶዉሎ፡🙄ሃዛዉ ኣታሓሳስባኣ፡ኣስታኻኽለ ዛሓፍተይ፡🤸🤸🤸🤸👈ወይ ትገምጠል 🤨🤔😥ኣየኻ፡አማዋይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @انق-و3م
    @انق-و3م 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +15

    ኣቲ እንታይ ኢኪ ንስኪ ክተፅልኢ ዋይ እዚኣ ቀኒኣ እያ ኢማዋይ😢😢😢

  • @TigHayle
    @TigHayle 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወይ አረ ከምዙይ አይባሃልይ ብዕላማ ቀልዲ የለን ትምርትካ ከይተቋርፅ አሞ ኩሉ ብሓደ ድዩ ዝነብር ኮይኑ ዋይ እምነት እንተሃልዩ ኘዩ ፍቅሪ ፅብቅ ምስአ ኮይንካስ ክትሕልወካ ድያ እምነት ይዓቢ❤❤❤❤❤

  • @SgFh-os6rd
    @SgFh-os6rd 21 นาทีที่ผ่านมา

    ኤማ ሓወይ ካብ ኣደናቅቲካ እዩ እዚ ዕድል እዚ ዓቢይ እዩ ሰለዚ ተጠቀመሉ❤❤❤

  • @Sawhtae
    @Sawhtae 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ሓሲብካዮ ዘለካ ከይተቋርፅ ዕላማካ ኣሳክዕ ቀለቤት ኣሲርካ ኣጥኒስካያ ኪድ ተምሃር❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SamreSsss
    @SamreSsss 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ትምርትካ ቀፅል ኤማዋይ

  • @CbjBbgd
    @CbjBbgd 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ትምህርትካ ይሐሸካ ኣሜየይ❤እንታይ ኡዩ ካምዚ ዓይነት ቀልዲ❤እምነት ኡዩ ወሳኒኡ እንበይ❤ ኩሉ ደዩ እባ ምስ ባዓል ቤትካ ትነብር❤ኣብ ስደት ዘለና ከ እንታይ እያ ትብል ደቅና ስባኣይና ገዲፍና መፂእና እኘና❤ ብእምነት ኢና ንፅበለና ንክንልወጥ ንፅዕር ኣለና❤ እና ኢማየይ ትምህርትካ ተሚህርካ ምቅያር ይሐሸካ❤እንድሕር እምነት ዘይብለ ግደፋ😢

  • @ጓልትግራይ-ሰ7ቨ
    @ጓልትግራይ-ሰ7ቨ 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    ወይ እነኪ ሓንጎል ዶሮሆ ዛጓል ከመይ እያትበል ት/ቲ ኣይትማሃረትን ግዲ መገሰም😊😮

    • @mnyakidane91
      @mnyakidane91 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኢስማርት ዚኮነ ወዲይ ኒዛ ጋል ኢምነት ዘይ ብላ ዓርኪይ ሰ ባር ነቃዕ ኒመሓዙ ሮሚ ኢንድያ ጠርትራታ ክድሚ ሕጂ ሕጂ ከኣ ትምህርትይ ኪከይድ ኢንተ በለ ድላይካ ኪትገብር ትብሎ ከምኡ ኢላማ ኢንተ ሃልይዎ ዋላ ኣብ ትግራይ ኣይ ገድፎን ኢዩ

  • @Trff-cx7jf
    @Trff-cx7jf 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ት/ቲ ከይተቋርፅ ኤማየ ዳሓር ከየጣዕሰካ❤❤❤❤

  • @YuiYui-q8o
    @YuiYui-q8o 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ዝወዲ ግን ብጣዓሚ ለባም በኡነት♥️ዛጓል ግን ደነዝ ቃኒኣ እያ ፀልፋዕ🙄🙄🙄

  • @SamToti-m6j
    @SamToti-m6j 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ትምህርቲ የሐሻካ ኤማዋይ ትምርቲ ልመስል የለይ😢😢😢😢

  • @ሜሪ-መ6መ
    @ሜሪ-መ6መ 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንሮዚ ለ ምሕረት የውርደላ🙏
    ዛጓል ግን ተፅልእካ ዕጭ ናልባ ድያ ትዛረብ ዘላ ወይስ ብራንኪ እያ ትሰርሕ ዘላ😂😂

  • @FryatGmedhn-p1r
    @FryatGmedhn-p1r 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ዋይ ኣረ ዛጓል ክተፃልእኮም እዩ ፃዕራይ ድልየታይ ነሩ ኤማዋይ ትምህርትካ ቃፅል😢😢🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Raki-lo1gi
    @Raki-lo1gi 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወይ ገጫር ከመይ ትብሎ እዚኣከ😳😳 ኢማዋይ ዳን ትምርትካ ግበር መዓረይ

  • @HaderaAbera
    @HaderaAbera 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጠንክር ዝዓርከይ ፈተና ከጠንክረካ እዩ ዝግብኦ አነ ከምኡ ዝገጠመኒ ነይሩ ግን ዒረ ላጥዓመኒ ገዲፈያ ወፂአ ሐዚ ግን ንደዋወል አእሚነያ ሐዚ ኩሉ ዳርጋ ላብ ምስትኽኻል ይኸይድ አሎ አነ አውን አብ አምነተይ አለኹ ንሳ አውን ከምኡ ሰለዚ ክጠቅመካ ይኸውን እዩ ኢለ እየ ዝፅሓፍኽዋ ኤማ ሓወይ አጆኻ።

  • @MelatAskal
    @MelatAskal 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ኢማ ኣሕዚኒኒ ባሓቂ እታ ጋል ግን ስዲ እያኣ እቲይ ወዲ ግን በሊሕ እዩኡ ኢማ ኣጆኻ ዛሓወይ

  • @KmKm-ut4ec
    @KmKm-ut4ec 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ርእሲ የብላን እዛ ጋል ኣቲ ሓፍተይ ዋናስ እምነት እዩ ኣማን ሓወይ ትምህርትካ ክይትገድፍ ትቡሉ ላይክ ተጋርዋይ❤❤❤

  • @SososoJdjdjdjd
    @SososoJdjdjdjd 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    አበይ ዞሎ ቆላዓ እዩ 🙄 ዋይ ዛጋል ግን 🤔👊👊 ኤማ ለዋህ ❤😢

  • @HcCg-m6h
    @HcCg-m6h 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኣይዘካ ኤማሓወይ ት/ቲ ካይሐሸካ ❤❤❤😢😢

  • @VanaVanaa-k3x
    @VanaVanaa-k3x 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትምህርትኻ ይሐሸካ ኤማየይ ዛጋል ግን 🤸🏼‍♀️🤸🏼‍♀️🤸🏼‍♀️🤸🏼‍♀️🤸🏼‍♀️

  • @JhCv-d2g
    @JhCv-d2g 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኣጆካ ኤማ ዛቆልዓ ግን ገንጫር

    • @JhCv-d2g
      @JhCv-d2g 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤😢😢😢

  • @ዩትቡር
    @ዩትቡር 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሓይሊ ድዩ ፍቅሪ ጉዳይ ትምህርትካ ግበር ኢማዋይ እዛ ጎል ግና ወጨር ወጨር ትብል ግና ክትጻብቅ😂

  • @SoodyAhmadd
    @SoodyAhmadd 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኤማዋይ ትምርትካ ከይተቛርፆ ጉዳይ ትምርትካ ግበር ♥️♥️♥️♥️

  • @HgggHgg-v8w
    @HgggHgg-v8w 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አይመለሰኪ ከፈኣተፈይ አማየ ትማሃረተይ ካ ካድ ዝሓወይ❤❤

  • @YvyfyfCyhcgg
    @YvyfyfCyhcgg 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ለባም ወዲ መስተውዓሊ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @BxdHjd
    @BxdHjd 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ፈጣሪ ይሓግዝካ❤❤❤❤❤❤

  • @NmHm-kx3xf
    @NmHm-kx3xf 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ከመይ ዝበለ ኣታሓሳሰባ አዩእኒኤዋ ዛጓል ኤማዋይ ትምህርትካ ከይተቋርፆ ❤❤❤❤❤❤

  • @AaAs-ns7sx
    @AaAs-ns7sx 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኤማዋይ ት/ቲካ ከይተቋሪፆ ዝሓወይ ፈተና ዘሎኮይኑ ግን ኣጆኳሓሳብካ ፅቡቁእዩ❤።
    ካሕስሽለ ሓሳብካ ደስ ክብል❤
    ሓፍቲ ሮዚለ ጊሐ ታይዓይነቲ ሓሳብእዩ 😂😂

  • @salamBarhan-f9l
    @salamBarhan-f9l 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዋይ እማዋይ ኣጆካ ኣዛ ጋል ግን ገንጫር ውኣ

  • @Ytt-v5f
    @Ytt-v5f 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኤሚየይ ለባም ትምህርትካ ግበር ንሮዚ ለ ኣረጋገዐያ ❤❤❤❤

  • @nnnKk-dy9ng
    @nnnKk-dy9ng 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እማዋይ ትምህርቲ እየ ዝዓብየካ ወድነይ ❤ ተወልዳያ ቆላሕ ኣይብልዋይያ ሕመድ ፎዛው ደንቆሮ እያ እዝኣስ

  • @Smert-g6f
    @Smert-g6f 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ትምህርትካ ከይተቆርፅ ዕድልካ ተጠቀመሉ ንፍቅሪ እዚ ኣይፎልዬን እምነት እዩ ወሳኒኡ ❤❤❤❤❤❤

  • @MikalTube-e9k
    @MikalTube-e9k 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ደመሩኒ ፅቡቃት አድነቅቲ ናይ ኢማ ዘኮንኩም ♥️🫶

  • @weyni12tube
    @weyni12tube 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፈጣሪ ይሓግዝካ ኤማዋይ🎉🎉🎉

  • @مدينة-ش1ر
    @مدينة-ش1ر 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኤማ ዕድልካ ከይትሰብር ትምህርትኻ ግበር በጃኻ እቲ ዕድል ከየምልጠልካ ቱቡሉ ላይክ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @MuleyMuley-g5n
    @MuleyMuley-g5n 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኤማ ሓወይ ከይትሽወድ ናፃ እናሃለወት ግደፋ ከይትሽወድ ትምህርትኻ ከይተቓርፆ እዚ ዕድል እዚ ከምልጠልካ የብሉን ዝኾነ ይኹን ፈተና ኣብ ሂወት ዘጋጥም እዩ ታይ ኢያ ታሓፍታ ግን ናይ ድሑራት ኣተሓሳስባ እዩ ዘለዋ መፅሊኢት

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እማየ አጀካ ትምህርቲ ከይተቃርፆ ተካእልካ ዋላ ተምርዓዋ ግዜ ተልይካ

  • @hadishkesete1626
    @hadishkesete1626 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ኤማ ሓወይ ካብ ኣድናቀኻ እየ
    እዚ ዕድል እዚ ዓቢይ እዩ ስለዚ ተጠቀመሉ
    ከላኣይ ከኣ ንስኻ ተኣማሚንካ ትምለሳ እንተ ኮይንካ ኣፍሊጥካ ንገራ ዕላማኻ ሃሪምካ ምምርዓው ይሕሸኻ ሓዳር ኣስተዊዕልካ እየ ንሰብ ክሕሾ ኣይእተውን
    ሳልሳይ እዚ ኽሕሻ ዝባሃል ወዲ ስነሓሳብ ፡ናቱ ብጣዕሚ፡እየ ፈትዮ ጽብቅ መኻሪ እዩ፨።❤

    • @ይርጋጓልትግራይ
      @ይርጋጓልትግራይ 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤❤

    • @hadishkesete1626
      @hadishkesete1626 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@ይርጋጓልትግራይ tele tsahafi 😂

  • @meriTesFay-b4p
    @meriTesFay-b4p 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ካበይ ልመፀአት ደንቆሮ ጋል እያ ዚኣ ኤማዋይ ት|ቲ ወድእ❤❤❤❤❤

  • @HadidaRiee
    @HadidaRiee 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኢማ ትምህርትኻ ይሕሸኻ ከይተቋርፅ ❤❤

  • @arsina-q7y
    @arsina-q7y 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ትምህርቲ የሐሸካ ኢማዋይ❤

  • @TakstyHbshi
    @TakstyHbshi 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትምህርትካ ከተቃርፅ❤❤❤

  • @Asfh-ts6mq
    @Asfh-ts6mq 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዝወዲ መስተዋዓሊ ደስ ክብል

  • @Haderatekle-l4vh
    @Haderatekle-l4vh 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    እታ ጓል ግን ኣተሓሳስብኣ ከፅልእ

  • @Asegedechtsehaye
    @Asegedechtsehaye 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጀዃ ኤማ ት/ቲ ኣይተቋርፅ ግን ናይ ቤተሰብ እስኮላር ሽፕ እኮ ኣሎ ካልእ ቃልክዳን ገይርካ እንተኸይድካ በብ 6ወርሒ ምምልላስ ትኽእል እኻ ሓፍተይ ምኽርኺ ኣስተኻኽሊ ናትኪ ኣታሓሳስባ ፅቡቅ ኣይኮነን ሕዚ እውን ኤማ ካብ ምኻድ ከይትቀሪ።

  • @ساره-س4ض
    @ساره-س4ض 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዛጋል ቃናእ እያ ኒአኺሃዛዉ ዋይ ቅንኢ ናዓኣ ቆላሕ ዝብላ ስእና ክይና ትኽዉኒ ጎሩኢ😂😂😂😂😂😂😢

  • @Acchf-y9m
    @Acchf-y9m 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኤማ ትምርትካ ከይትገ ድፍ ሮዚለ ገይቲ ገድፋ ኣርደእያ

  • @HagushTeklegergis
    @HagushTeklegergis 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዘሐጉስ እምበር ዘሕዝን አይኮነይ ተመርዐዉ ሞ ቆልዓ ዉለዱ ካብኡ ትምህርቲ ዕድል ከምልጠካ የብሉን

  • @Asfh-ts6mq
    @Asfh-ts6mq 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትምርትካ ኪድ ዋይ

  • @ተመስ
    @ተመስ 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዋይ እዛ ጓል ሃሳስ ደይኣ😢😢😢

  • @TiTi-q5z
    @TiTi-q5z 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኣድነቅቲ ናይ ኢማ ደሙሩኒ እስተ❤❤🎉

  • @ChFh-s5w
    @ChFh-s5w 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እዛ ጓል ግን ኣታሓሳስባኣ ሱቅ እላ እያ ዶንቆሮ😢 ኢማዋይ ትምህርቲካ ከትሓድግ❤❤❤

  • @RahelyacobRahel
    @RahelyacobRahel 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ama hawey ajoka temrtika keyteqrxii amlak yehagzka rozi kea aythmeqi emnet iu wesani tenkara kuniii ❤

  • @EggTy-n4q
    @EggTy-n4q 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣታ ኩለን ክንድ ወደል ኣየን ዝኮና 😂ኣታሓሳስባ ዶ,,,,,

  • @brahnluel
    @brahnluel 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትምህርቲ የሐሸካ ኤማዋይ❤❤🎉

  • @SelamDejen-r3l
    @SelamDejen-r3l 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣብ ኩሉ እምነት እዩ ኤማ ሓወይ❤❤❤

  • @MbbMbb-f4y
    @MbbMbb-f4y 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ትምርቲ ይሕሼካ❤❤❤❤

  • @KenzamaKenzam
    @KenzamaKenzam 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😮ኣነግን አዝትብለኽሞ ኣይትረደአን😢😢እማማታገብሩ😂😂

  • @SihDiv
    @SihDiv 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኤማዋይ ትምህርትካ ወድእ ልቃደም❤❤❤❤❤❤❤

  • @ቲቲፀጋይ
    @ቲቲፀጋይ 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ታይ ዝኽዉን ፍቅሪ እዩ ትምህርቲ የሐሸካ ዋይ😢

  • @MeseleHafte
    @MeseleHafte ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓዳር ድሕሪ ትምህርቲ እዩ ኤማ

  • @AsRs-i2q
    @AsRs-i2q 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኣይ ኢማዋይ😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @TesfayWek
    @TesfayWek 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኣታ እዛ ጓል እንታይ እያ ትብል ዘላ እዛኡ ኾነ እላ ድምፍልላይ እያ ትፅዕር ዘላ መን ሽምኪ ሓፊተይ ሃሙኡ ኣይብሃልን እሺ ስለዝ ዓሪኪ ሮዝ ኣርግዕዮ ኢማ ሓውይ ትራጋጋዕ ኣይትጨነቕ ግን ኻሓሲ ድብሃ ሰብ ግን ልባም ሰብ እዩ ይሞቻኻ❤❤❤

  • @ጓልትግራይ-ሰ7ቨ
    @ጓልትግራይ-ሰ7ቨ 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትምህርትካ ይሕሸካ እማወይ ኩሉ ይርከቦ እዩ

  • @hshs4005
    @hshs4005 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ካበይ እየን እዚአን ከ ባኮ ኣታሓሳስበአን አይዞካ አማነይ እቲ ዕድል ከየምልጠካ ኪድ ድሌተን ይኮና ገረምቲ😂

  • @UgufHtgr
    @UgufHtgr 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣታ ዛጋል ታእያ ሓፍ ሓፍ ትብላ ቆርማድ ተገምጠሊ በላ ኤማይ ኣጆካ ኩሉ ክሓልፍ እየ ካሕሱሽ ግን ብጣዕሚ የባም ሰብ እዩ🥰

  • @lemlemhagos9299
    @lemlemhagos9299 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    God luck brother

  • @Hadu_8
    @Hadu_8 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እምነት እዩ ወሳኒኡ ዓዲ ስለ ዝቀየረ ፍቅሪ ይቅየር ማለት ኣይኮንን እና ት/ቲ ቅፅል አማ🙏❤

  • @ahad68579
    @ahad68579 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አረ መሓሩና ልህዝቢ ልጠቅም ስራሕ ስርሑ ሮዚ 2:00 አብ ቲክቶክ ላይቭ ሪኤያ እየ ምንም የኾነቲ።

  • @FtsumKahsay-f2z
    @FtsumKahsay-f2z 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አረ ከምኡ ኣይኮነን እምነት እዩ ወሳኒኡ ኣስፊሕኪ ሕሰቢ ሲስቱ የመና ኣፅሊእኪ ኤማ ትም/ቲ ከይትሓድግ ካብኡ ደሞ ኣብ እምነትካ ፅናዕ ጥራሕ

  • @salams7331
    @salams7331 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እዋይ ሓወይ ማዓረይ አጀካ ትምህርትካ ማ ከይተቃርፆ ሰብ ዝበለ ይበል ኤምዋይ ❤🙏😘

  • @Gfd432-n8q
    @Gfd432-n8q 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ቡሱሩ ኣነስ እዞም ዮትቦራት ዘይኣምነም ኩሉ ፕራክ እዩ ዝመስለኒ

    • @wintafetawitthomasalazar6678
      @wintafetawitthomasalazar6678 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Haqki meknyatu zekwenen zeykewen nab TH-cam yemxewyo kalay kea privat nab beynom kegbewyo Xbuq family enda beleka beqa 😂seb mehmam

  • @SoodyAhmadd
    @SoodyAhmadd 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቃኒኣ እያ እኒአኪ ጋሕባጥ😂😂😂😂

  • @AbiHh-k6t
    @AbiHh-k6t 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ዋይ ኣታ ሓወይ ታይ ዓይነት ሰብ ድያ ፍቅሪ እድያ ትደሊ ታይ እያ እዚ ክብሪ ንእሽተይ የብላይ ድያ ልነብሳ ማንም ማንም ልነብስኪ ኣክብሪ ክሉ ሰብ ሰሪሑ እዩ ዝልወጥ ታይ ዓይነት ህከት ልከነት ቀላዓ እያ በይ ኤማዋይ ብክሉ ነገርካ እኮ አሕዝንካና ኣብ ሂወትካ ከም ዲሊትካ ጋለ ትብዕ ተበለት እያ ፅብቅ ምስ ወለድናኮ ተፋላሊና ታከእዩ ተራዳድእካ እዩ ዝገበር ክሉ ሓደ ላብዝይ ክትውፅእዎ የነበለክሚይ ብውሽጥክም ወድእዋ ኤማ ኣትፈልጥለካብ ዓዲ ወዲ ከምዝ ክብሉ ኢና ዝፈልጥ ሮዚ ተሰተሪ ላህዛው ኤማለ ትብዕ በል ውዲ ኤካ

  • @mamaayaalemey1112
    @mamaayaalemey1112 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትምህርትካ ከይተቆርፅ ዕድልካ ተጠቀመሉ❤ንፍቅሪ እዚ ኣይፎልዬን እምነት እዪ ወሳኒኡ ዛጋል ግን ክተፅልእ የዕ😢🙄😏😏😏😏

  • @NicePhone-g6e
    @NicePhone-g6e 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ምሕረት የውሪደላ

  • @KdsanAlem
    @KdsanAlem 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Eti wedi gn lebam abuy seb❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @ShafanHafet
    @ShafanHafet 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋይ ዘግነካዩ ኤሜ ሓወይ😢♥️♥️

  • @DestaHishe-ib4lw
    @DestaHishe-ib4lw 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዛ ጓል ደነዝ እያ😢😢 ኢማ ት/ቲ ቀፅል❤❤😂

  • @سميرهاديس-ق6و
    @سميرهاديس-ق6و 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋይ ታይ ኢያ እዛ ጋል ለካት ሀዝዶ ያ😅😅ኢማዋይ ትምህርትካ ከይተቃርፅ😅😅

  • @WahidBelete
    @WahidBelete ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትምህርትካ ዳኣ እምነት ተልዩ ፍቅሪ ናብ ዝከዶ የብሉን

  • @GdgGddg-uj8rt
    @GdgGddg-uj8rt 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትምርቲ ይሕሸካ❤❤❤🎉🎉

  • @AaAa-v3v4o
    @AaAa-v3v4o 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Haka አያ ሂወት ሰብ ኣባላሽካ ናበይ ሓቀኛ አፍቃሪ ተኮይንኻ ወልድካላ ኺድ 😢😢😅

  • @سميرهاديس-ق6و
    @سميرهاديس-ق6و 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @hermonkndmen
    @hermonkndmen 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ፍቅሪ ይዓቢ ትብሉ like ሀቡኒ

    • @SelamTsegalaul
      @SelamTsegalaul 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤❤❤,❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Mohammed-y3p2p
    @Mohammed-y3p2p 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣታ አዛ ጓል አንታይ አያ ትብል ዛላ ኘኘኘ ኻሓሱ ግን ላባም ሰብ ባሓቃ

  • @samikidane-y8y
    @samikidane-y8y 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብትምህርቲ ቀልዲ የለን ኢማ

  • @RhdbbSifsh
    @RhdbbSifsh 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ትምርት ምሕዳግ ኣይካልይ ማለት ንኽልተኹም ጥቕም እዪ ብሓድ ትኸድሉ ዕድል ኣማቻችዩ 🙏

  • @AaAa-v3v4o
    @AaAa-v3v4o 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አድመ ናይ ጋል ከያዳይ አዩ ሕዚ ተጠቀመሉ 😢😢❤️

  • @سارةاحمد-س5غ
    @سارةاحمد-س5غ 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትምህርቲ የሐሸካ ኢማዋይ🎉

  • @FihbHhjj
    @FihbHhjj 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋይ ኤማ ሓወይ😢😢

  • @nnnKk-dy9ng
    @nnnKk-dy9ng 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋይ ናይክስ ንበይኑ እዩ ኣቶም ስበት ደቅና ሓድግና ስደት ወፅእና ሞ ፀገም የብልን ዋይ ኣቦ ዘይብሉ እየ በይኑ ዝባሃል እንበይ ት/ ቲ እየ ዝዓበይ ገደደት ገልዒ

  • @mebratuabadi7957
    @mebratuabadi7957 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትምህርቲ ንኹሉ ዓንዲ እዪ ፍቕሪ እንተሃልዪ ዶሞ ማንም አይስዕሮን ከፍቅር ይኽእል እዪ ይባሃል ድዪ

  • @DawudAtta-s9o
    @DawudAtta-s9o 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መጻኢኻ ይሕሸካ

  • @KbreabBahre
    @KbreabBahre 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኤማ ኡሙን ኮይንካ ጉዳይ ትምህርትካ ግበር ናይዛ ዓርካ ስልካ ላኣከለይ ባዕለይ ክቅጥቅጠልካ ጋልዛ ቦርኮ