ኣብ ባዓል ፋሲካ ዝገጠመና ነገር 😮😮😮

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.พ. 2025
  • like, share, comment and subscribe our channel 🙏👈

ความคิดเห็น • 817

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube12 9 หลายเดือนก่อน +5

    ኣሜን እንኳዓ ሓቢሩ ኣብፀሐና ኣብሳየ❤ እና ሓዳርኩም ይባረክ መዝሙር ድማ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና 🙏💒እታ መዝሙር ይፈትዋ እየ ዝያዳ ደሞ ስለ ዝፈትወኩም ብሽምኩም ደጋጊመ ሰሚዐያ🙏🙏💒❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @HiwiTube-ug5wl
    @HiwiTube-ug5wl 9 หลายเดือนก่อน +2

    አሜን አሜን አሜን ኤማየይ ንዓና ውን ከም ወለላኪ ዝበለ ስብአይ ይፍጠረልና❤😘

  • @dadsfade477
    @dadsfade477 9 หลายเดือนก่อน +9

    ምቅርቲ ፈጥረት መመሊሰ ይፍትወኪ ኩሉ ዕላልኪ ስራሕኪ ጥዑም እዩ ታይ ክወፀኪ ናይሓበሻክዳን ዶሞ ብጣዕሚ እዩ ዘጥዕመልኪ አብ መርዓኩም ማለት አብ ናኦድ ክርስትነኡ እውን ፍሊትኢኪ ነይርኺ ዋላ አብ ዝኮነ መርዓ ክሪአኪ ከለኩስ ከም ጋልነይ ዝረአኩ ሕጉስ ይብል አምላክ ናብ ዝልዓለ ደረጃ የብፅሕኩም ልዓመታ ፋሲካ ብሓጎስ የፅንሐኒ እንበር ናተይ በጊዕ ገዚአ ላፍታ ገዛኩም ገዚአ ክሰደልኩም እየ መፅብዓ ትኩነኒ ሓፍትኩም ካብ ስዑዲ

    • @GgfFfv-tv3rb
      @GgfFfv-tv3rb 9 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤

    • @NuedTube
      @NuedTube  9 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን

    • @gsjshd3479
      @gsjshd3479 9 หลายเดือนก่อน

      ❤🙏

  • @Maki38916
    @Maki38916 9 หลายเดือนก่อน +4

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብሩኻተይ
    ኣዝየ ዝፈትዋ መዝሙር ናይ ዘማሪ በረኸት ሓወይ ❤👏 ይግረም ኣለኹ ብኣኻ ንጉሰይ ፍሉዩ ስራሕካ ......

  • @Haregte
    @Haregte 9 หลายเดือนก่อน +5

    ኣሜን ክንቋዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ከምዚ ንዓመታ ብሰላም ኣፅኒሑ ምስ ወለድና እናብዕሎ ይግበረና❤❤🙏

  • @Setandforget-iu4ry
    @Setandforget-iu4ry 9 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ ዘኽብረኩም ሰብ ሓዳር ኢኹም ። ኣብ ንእሸተን ዕድመኹም ግን ሞጎሰ ኣለኩም ። ንሰኺ ውን ጎበዝ ወሓለ ኢኺ ምክብባርኹም ደሰ በሃሊ እዩ ። እግዚኣብሄር ሰላም ጥዕና እንጀራ ይሃብኩም ።

    • @NuedTube
      @NuedTube  9 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ

  • @ZszsZszs-h6i
    @ZszsZszs-h6i 9 หลายเดือนก่อน +6

    ሸኩራት ብጣዕሚ ኢኩም ደስትብሉ አሜን(3)ኩሉ ግዜ ሽፉን ግበሪ ኤሚየ

    • @NuedTube
      @NuedTube  9 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበለይ ዛሓፍተይ

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 9 หลายเดือนก่อน +5

    ኣብሲተይ ወሓለ❤
    አሜን ኣሕቢሩ እንኳዕ ኣብፀሐና ዛንቤተይ እግዚአብሔር ይመስገን ብወገንና እውን ፅቡቅ ሓሊፉ❤
    ክዳንኪ ፈትየዮ ኣሰራርሓ ምግብኪ ፈትየዮ ወለላይ❤
    ዛመዝሙር ብጣዕሚ እየ ልፎትያ ስለ ዝጋበዝክና የቀንየልና😘❤
    ልገርመኒ ነገር ኣብ ልከድክዮ ገዛ ኢኪ ትሰርሒ ቀፅልሉ ዛንቤተይ ብጣዕሚ ኢኪ ጎበዝ😘😍

  • @ኣፀደ
    @ኣፀደ 9 หลายเดือนก่อน +3

    እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣብሳላየይ❤ ይግረም ኣለኹ መዝሙር ብጣዕሚ ዝፈትዋ የቐንየልና❤ ዋሓለ ኢኺ ባሓቂ ከሙዙይ ኣይትመስልንን ነይርኪ❤❤❤

  • @ሊሀምትግራይ
    @ሊሀምትግራይ 9 หลายเดือนก่อน +3

    ደስ ክብል ስደትና የሕፅረልና ማኣዝኮን ይኮን ከምዚ ኢልና ንሪኦ
    ብኣና ውን ተመስገንዩ ዝባሃል ❤❤❤❤

    • @NuedTube
      @NuedTube  9 หลายเดือนก่อน +1

      ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ 🙏🙏

  • @tsegazetewahdotigray7061
    @tsegazetewahdotigray7061 9 หลายเดือนก่อน +3

    ዘይከም ዕድሚኦም መምህራን ፉቅሪ እግዚአብሔር እዃዕካብዚ ኩሉ ፀበባ ኣዉፀኣና

  • @ሂወትጓልትግራይ
    @ሂወትጓልትግራይ 9 หลายเดือนก่อน +6

    ቪድየኪ ደሰ ይበል ሐፀረ መጠን ዘበል እዩ ቀፀሉሉ🥰🤌ዓመተ ባዓለ ለመዘበን ምሰ መዳም ተባኢሰ በምበካይ😌 አሕለፍዮ በቻ ተመሰገን❤

    • @rihmethigo8948
      @rihmethigo8948 9 หลายเดือนก่อน +1

      እጁኪ ከሖሊፈ እዩ

    • @SgSh-u4o
      @SgSh-u4o 9 หลายเดือนก่อน +1

      ኣጆነ ደቂ መዳም ኣነለ ኣብዳኣመት መሬተ መምስ ኣቢላትኒ ብቻ ተመስገን😢❤❤

  • @ማርያመይመዝሙረይ
    @ማርያመይመዝሙረይ 9 หลายเดือนก่อน +3

    _ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ ዕድመነ ጥዕናን ይሃብኩም ቅዱሰ እግዚአብሔር ኣምላኽ 💞💞💞_

  • @samsontesete5119
    @samsontesete5119 9 หลายเดือนก่อน +7

    ተጋሩ ሸኻኹር እንቋዕ ኣብቃዓና ንኹላትና❤🇪🇷💙

  • @grmaneshberhe979
    @grmaneshberhe979 9 หลายเดือนก่อน +2

    wawwww👌❤❤❤❤❤ ከዛና ደርሁ ካብ ምብዘሐን ዝተልዓለ ዱኑሽ ኢና ሓሪድና😂
    ሉኡል እግዛብሄር ይመስገን🙏 ፅቡቅ ሓሊፉ

  • @galmhrey
    @galmhrey 9 หลายเดือนก่อน +3

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም እንዳ ሙዑዝ እንኳዕ ሓቢሩ አብፀሐና እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም አብ ሰደት ዘለና እውን ሰደትና የሕፅረልና ሰለ መዝሙሩ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና አዝየ ዝፈትዋ መዝሙር ናይ በረከት ትኩ ✝️✝️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @MengediHaki9324
    @MengediHaki9324 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኤሙ ወሓለ ❤❤❤አሜን አሕቢሩ እንኻዕ አብፀሐና እቤተዋ ብጣዕሚ እየ ልፈትወኩም ። ዛመዝሙር ብጣዕሚ እየ ልፎትያ ስለ ዝጋበዝክና የቀንየልና ዝሓፍተይ ❤❤❤

  • @GSf-h8i
    @GSf-h8i 9 หลายเดือนก่อน +2

    እሙዋይ ፍትወተይ ኩሉ ጊዜ እንድየ ዝገልፀልኪ ዋ ሐዝለ ይፈትወኪ እየ 🍀 ብጣዕሚ ኢኩም ደስስ ትብሉ ቱ ድባብ ናይ ገዛኩም ዋላ ብማዕዶ ደስ ክብል ሓዳርኩም ብኣምላክ ይትባረክ🙏🍀 ዝሮ ኣነ ዝምነዮ ነገር ሓዳር ምግባር እዩ እና ታይ ላበልኪ ትፅልዪ ነይርኪ ንገረኒ ካውኡ ለለ ፀልይለይ 👌😘🙄

  • @Taemetube-bo5xo
    @Taemetube-bo5xo 9 หลายเดือนก่อน +3

    ናብ እንዳ መምህር ጊደይ እውን ኪዱ ማለተይ ናብወላዲትኪ ዳግማይ ትንሳእ ኣብኡ ዋዓሉ❤❤❤

  • @meremere5079
    @meremere5079 9 หลายเดือนก่อน +2

    አብሳኣላየይ አቲ ዋሓሎ ለባም እግዝአብሄር ከማኺ ይግበረኒ ዛሓፍተይ ፃዕዳ ልባ❤❤❤

  • @ngstiyemkaellij2424
    @ngstiyemkaellij2424 9 หลายเดือนก่อน +4

    ❤❤❤❤ ኤሚየ ሽኮር ኣሰራራሓኪ ኣቁራርባኪ ክትነፍዒ ዕጋበት ይስመዐካ እንቃዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ዛምበይተይ

    • @NuedTube
      @NuedTube  9 หลายเดือนก่อน +2

      ክብረት ይሃበለይ ዛሓፍተይ

  • @tekletekle8711
    @tekletekle8711 8 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ እየ ዝፍትያ ለባም ኣቤ ንሚድያ ኢላ ክኳሓል ክጥሰም ዘይትብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍጣሪ

  • @Atseatsbeha1212
    @Atseatsbeha1212 9 หลายเดือนก่อน +1

    ጎበዝ ኢኺ ምቅርተይ የህፃን አዋቂ ቀፅሉሉ እግዛብሄር ምሳኹም ይኹን

  • @mmn7636
    @mmn7636 9 หลายเดือนก่อน +3

    ዊይ ደሰ ክትብሉ አሜየ ሓበሻ ቀሚሸ ደሞ ከጥዕመልኪ🥀🥰🥰❤️❤️❤️🥰🥰💚💚 መን እዩ ከምዚ ከማይ ፋንድሻ በሊዑ ዝዋዓለ🙄 ሰድራይ ውን እኮ እየ እንካዕ ኣብፀሐኩም ዘይበልክዎም ውዒሊ😢ሰራሕ ቢዚሕኒ ውዒሉ ሰደትና እሰቲ የሕፅረልና🙏🥰

  • @ኣርያምጓልትግራይ
    @ኣርያምጓልትግራይ 9 หลายเดือนก่อน +3

    ፍጣሪ ፍቅርኩም ይባርከልኩም ወድኩም ለ ይዕብየልኩም ደሰ ክትብሉ ዋው ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Madina-q1p
    @Madina-q1p 9 หลายเดือนก่อน +1

    ፅብቅ እዮ ግን እታ መሕብሪቲ ሓፂብኪ ተጠቅመላ እና ይፍትውኩም እየ ❤❤❤እንቃዕ አብፅሕኩምም

  • @ሕብሪሂወት
    @ሕብሪሂወት 9 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ በረከት ትኩእ ዝፈትዋ መዝሙር እያ ❤ዶሞ ደስትብሉ ብሩኽ ኣውዳኣመት ልዳግማይ ትስኣየ ብሐዚየ ክብለኩም 😀😍

  • @ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ
    @ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይ ፅሩያተይ ደስ ክትቡሉ እግዚአብሔር ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኹም ❤🥰

  • @seft5286
    @seft5286 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንዃን እንኳን ኣሕቢሩ ኣብፅሐና ማዓረይ ዝፈትወኩም ፋሚሊ ኣንሕናስ ስደትና ኣሕፂሩ ናብዚ የብቅዐና ኣወድኣመት ኣስደት ሓላፉ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @weredesolomon8956
    @weredesolomon8956 9 หลายเดือนก่อน +6

    ምሩቅ ኢዩ ነዓኪይ ምርካቡ.ምርቅቲ ኢኪይ ንዕኡ ምርካብኪይ
    ካብ ኤርትራዊይ ሓውኪይ
    ሕቶ ህዝቢ ትግራይ ቀንዲ ሓውካ ኤርትራዊ ኢዪ
    ህዝብ ኤርትራ ቀንዲ ሓውካ ህዝቢ ትግራይ ኢዪ
    ንፍቀር ስደት ዊሕጥና ስደት ጸልማት ኢዩ ነዓና ነዓመታ ከምዚኣ እዋን ምስ ስድራቤት ብሓደ ክንውዕል ኣብ ጸሎትኩም ዘኩርኒ❤❤❤

    • @NuedTube
      @NuedTube  9 หลายเดือนก่อน +2

      ክብረት ይሃበልና ትክክል ኢልካ ዛሓወይ ሕውነት ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ኣብ ሕቶ ዘይወድቅ ናይ ደም ሕውነት እዩ

    • @FanaYBRah-hq8cw
      @FanaYBRah-hq8cw 9 หลายเดือนก่อน

      ብትክክል ሓወይ ናተይ ሰላምካ ይብዛሕ ብዘለካዮ ቱልዑል ኣምላክ ሰላሙ ይላኣከልና ንኩለና ማዓር ኣዲኡ

  • @gual70enderta17
    @gual70enderta17 9 หลายเดือนก่อน +3

    እንኳዕ ኣብፅሐኩም ፅሩያት ሓዳርኹም ይባረኽ ኣብ ስደት ለለና ለ ልዓመታ ኣብ ዓድና ንውዕል ይግበረና ዳግማይ ትንሳኤ ምስ መምህር ጊደይ ውዓሉ ቪድዮ ኣምፅኡልና ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @MhretTades
    @MhretTades 9 หลายเดือนก่อน +1

    ከጥዕመልኪ ናይ ሓበሻ ክዳን ፍቅርኹም ብዝሕ ትርፍ ይበል ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ድንግለይሩፍታልበይ-ጀ6ከ
    @ድንግለይሩፍታልበይ-ጀ6ከ 9 หลายเดือนก่อน +2

    አሜን እንኳዕ አሕቢሩ አብፀሐና❤
    አብሳኣላየ ብጣዕሚ ኢኪ ትፍለይ ኩሉ ነገርኪ አቀራርባኪ ውሕልናኪ ደስ ክብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ ስድራኪ ዛምቤተይ እና ደርሆ ምስራሕ ብጣዕሚ እየ ዝፎቲ ነይረ ዓዲ እናሃለኩ ስደት ካብ ዝወፅእ ግን ከጠፍእኒ ኢሉ በቃ ምስ ተመለስኩ ተርእይኒ ኢኪ አብሰኣላይ መዓረይ😂 አድናቂትኪ እየ ካብ ስዕዲ ዓረብ❤

    • @NuedTube
      @NuedTube  9 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበለይ ዛሓፍተይ

  • @ቲቲትግራወይቲጓልወየንቲ
    @ቲቲትግራወይቲጓልወየንቲ 9 หลายเดือนก่อน +1

    ዋው ደስ ክትብሉ ኣብሲ ዓይነይ ወሕለለት ካዓ ኢድ ይባርክ ኢልናኢና ❤❤❤❤

  • @ትሕትናዓድለኒኣምላኸይ
    @ትሕትናዓድለኒኣምላኸይ 9 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን ኣሕቢሩ እንኳዕ ኣብፀሓና ክብረተይ ዶሞ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ስደትና ኣሕፂሩ ናዓኹ የማስለና ፈጣሪ🙏❤❤

  • @HdjbHxjbih
    @HdjbHxjbih 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይ ሙቁራተይ ደስስ ክትብሉ ብሩክ ሰብኣይ እኔኤኪ ኣብሳላዋይ ርሑስ ባዓል ይግበረልከም❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @fhydjdg6692
    @fhydjdg6692 9 หลายเดือนก่อน +1

    አሰይ አሜን እንኳዕ አሕቢሩ አብፅሐና
    ዘማሪ በረከት ትኩእ ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና አነስ ከምዚ አብ ተልፊዝዮን መዝሙር ዝተወለዐ ብጣዕሚ ደስ ዝብለኒ ካብ ስደት ተመሊሰ ከምዚ ፅቡቅ ግዜ እነሕልፈሉ ይሃበና ቅዱስ አምላክና❤❤❤

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 9 หลายเดือนก่อน +3

    እናጢኤመልኩም ንበሩ ፈጣሪ አብ ጎኑኩም እመቤተ ማሪያም እዉን ሰላም ንምነየልኩም ተጋሩዋይ🙏👏🙏👏🙏👏❤❤

  • @hgggg7143
    @hgggg7143 9 หลายเดือนก่อน +2

    ስደትና ኣሕፂሩ ንዓኩም የምስለና ተቅንኡ ስድራ ኢኩም ሓዳርኩም ይባረክ ኣሕዋተይ❤

    • @NuedTube
      @NuedTube  9 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበለይ ዛሓፍተይ

  • @ርፍታልበይ
    @ርፍታልበይ 9 หลายเดือนก่อน +1

    አሜንንን አስይይ ምቅራተይ ከፈትየክም ምዓት ሓዳርክም ይባረክ❤❤❤

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኔትወርክ አቢኒ እምበይ አነ እየ ቀዳመይቲ ሓፋሸይ 😂
    ኤሚየይ ወሓለ የድንቀኪ እየ ኤሚየይ ከተማ ልዓበኪ አይትመስልይ ጽሪተይ ❤
    ሰናይ ቅንያት በዓል ትንሳኤ ይግበረልና 💓💒

  • @HlftiGrazihar
    @HlftiGrazihar 9 หลายเดือนก่อน +2

    እንካዕ ኣብፀሐኪ ኤሚየይ ምስ ስድራኪ❤❤

  • @mtlalal
    @mtlalal 8 หลายเดือนก่อน +2

    ተመርዒየ ከማኪ ዛሓዳረይ ቀጥ ከብላ እየ ከማኪ❤

  • @Haregte
    @Haregte 9 หลายเดือนก่อน +4

    ኣብሳኣላየ እዛ ብርዚ ዝበልክያ ናይ ሱዑዲ ስዋ መሲላ😂😂😂 ፍራምረ ጥራሕ ተሪፉዋ እምበይ

  • @ትግራይዓደይወለላ-ጠ7ቈ
    @ትግራይዓደይወለላ-ጠ7ቈ 9 หลายเดือนก่อน +3

    ብሓቂ ጎበዝ ኢኪ ቀበጥ ትመስልኒ ነይርኪ ሰበይትን ፈረቃን ኮይንኪ ዝያዳይ በዝሒ ንክተል ኦክስጁን መዳም ኢና

    • @NuedTube
      @NuedTube  9 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበለይ ዛሓፍተይ

  • @selam5637
    @selam5637 9 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን እንኳዕ ኣሕብሩ ኣብፀሐና❤❤
    ኣቃራርባኪ ደስ ክብል❤

  • @SaSa-zu7bg
    @SaSa-zu7bg 9 หลายเดือนก่อน +3

    እንካዕ ኣብፅሐኩም ቡሩኳት ገዛ ❤❤❤ብጣዕሚ ተስሕቀኒ ታይድያ መሲልኪ ኤሚ ሓፍተይ ሳብስክራይብ ትብለኪ ኸይትርስዑ ትብሊ ተለኪ 😂😂😂ኣነ ይቆፅሮ ኣቱም ኣሕዋትይ 50 ሽሕማ ነብፅሐዮም ❤❤

    • @TamratTube67
      @TamratTube67 9 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ መዓረይ

    • @SaSa-zu7bg
      @SaSa-zu7bg 9 หลายเดือนก่อน

      @@TamratTube67 እሽኒ

    • @SaSa-zu7bg
      @SaSa-zu7bg 9 หลายเดือนก่อน

      ገይረልኪ

  • @HiwotKidanemariam-bu6yn
    @HiwotKidanemariam-bu6yn 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሕብሩ ዛምሓተይ ዓመት ንዓመት ይዕቆረና ❤❤❤

  • @zaidzaidzaid1419
    @zaidzaidzaid1419 9 หลายเดือนก่อน +3

    እሙየ ብልፅቲ ሩሑስ ኣብደኣመት ብሉፃት ♥️🦋🙏

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 9 หลายเดือนก่อน +4

    ኤምየ መዓረይ ኣነስ ክፈትወኩም ምስ በዓል ቤትኪ ዉሕልልተይ ምዕርግቲ ኣብ ዓደይ መፅየ ከግንየኪ እየ ♥️♥️

    • @NuedTube
      @NuedTube  9 หลายเดือนก่อน +1

      ክብረት ይሃበለይ ዛሓፍተይ

    • @Arsulove-ke6xd
      @Arsulove-ke6xd 9 หลายเดือนก่อน +1

      @@NuedTube ♥️♥️

  • @zayd-m5b
    @zayd-m5b 9 หลายเดือนก่อน +2

    ቀዳመይቲ ሎምዓንቲ ላተፀበኹ እየ ውዒለ 💎👸እንካዕ ኣብፀሐኩሙ ዛምናተይ ፍሉያት ስድራ ♥️🦋♥️♥️♥️ሰላምን ጥዕናን ፍቅሪ ሰነያን ዝዓሰሎ ብሩክ ኣዉደኣመት ♥️🦋♥️♥️
    ዝሐመመ ዝሓዉየሉ ♥️
    ዝሐዘነ ዝድበሰሉ😘
    ዝጠመየ ዝዕንገለሉ😘♥️
    ብዓድን በረካን ዝሳቀ ዘሎ ህዝብና ናብመረበቱ ክምለስ
    ዘመን ይግበረልና ዛምበይተይ♥️😘😘ቃልጢፉኪ ልቀቅልን ወለላይ😘♥️

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf3229 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ንኩላህና እንኳዕ ኣብፅሓና ብጣዓሚ ደስስስ ትብሉ❤❤❤❤❤

  • @jannaibrahim142
    @jannaibrahim142 9 หลายเดือนก่อน +3

    ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ፍቱዋት❤❤❤❤

  • @MaMa-el7jq
    @MaMa-el7jq 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይ ፁሩያት ደስ ባሃቲ ኤሚዋይ ከጥዕመሊ ዝርያ ሐዚ እየ ሪአዮ ቭድዮኩም ግዜ ዘይነበረኒ😊❤❤ፍትውውው❤❤❤❤❤

    • @gsjshd3479
      @gsjshd3479 9 หลายเดือนก่อน +1

  • @zeduGualtgray
    @zeduGualtgray 9 หลายเดือนก่อน +2

    አሜን(3)❤️እንኳዕ ሕቢሩ ኣብፅሐና ዝያዳይ ዝፈትወኩም ፋሚሊ ❤❤❤❤❤ዕድመን ጥዓናን ይሃብኩም ❤❤❤💎

  • @ሰምሃልዩቱብ
    @ሰምሃልዩቱብ 9 หลายเดือนก่อน +4

    ሓዳር ኣስጥሚኪ ሕዝክያ ኢኺ ኤሚዋይ ለባም ❤

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 9 หลายเดือนก่อน +2

    ሲደት ዘለና ምንም አዪረኤየናን ግን ከምዚይ ምሬአይ ንትግራይ ደስ ይብለና ፈጣሪ ሰላም ይግበረልና ፈጣሪ🙏🙏👏👏✝✝❤❤

    • @NuedTube
      @NuedTube  9 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ 🙏🙏

  • @selamburuk
    @selamburuk 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኤማየ ወሓለ ብኣና,ዉን ኣዉደ ኣመት ጽብቅ እዩ ግን አብ ስደት ምስቲ ምኳና ይመስለኒ ስድራካ ዘይብሉ ኣዉደ ኣመት ክንደየናይ ኮይኑ ዋኢ ብዘለና ግን ተመስገን ጽብቅ ሓሊፉ ሰናይ ዳግማይ ትንሳኤ ይግበረልና ኣሕዋተይ❤

  • @ፍቅሪእዩእምነተይ
    @ፍቅሪእዩእምነተይ 9 หลายเดือนก่อน

    ኤሚዬ ደስ ክትብሉ ሓዳርኩም ይባረክ ❤❤❤ ብፍቅሪ የንብርኩም 🥰🥰🥰

  • @SesenBrhanu
    @SesenBrhanu 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን የኔ ቆንጆ ሰላም ለሰው ዘር ብምሉኡ ደስ በሃሎ ሰባኣይ ሰበይቲ😍😘ከወ ትክክል ኢኪ ቪድዮ እሰካብ መጨረሻ ሪኢኩም ኮሜንት ፃፋ 😘ቀሚሰኺ ከወ ደስባሃሊ የኔ ማር መብራህቲ ኣይነበረን ፓሎ ተቃፂላ ዝገርም እዩ ዓት ባዓል መብራህቲ ተዘይ ጠፍእ የሐሽ ነይሩ

    • @NuedTube
      @NuedTube  9 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ

  • @hgf6568
    @hgf6568 9 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ አሕብሩ አብፀሐና እሚዋይ ለባም ሰብ❤❤❤

  • @Smert-g6f
    @Smert-g6f หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚብሄር ይመስገን ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh 9 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ዝፈትዋ መዝሙር አሜን አሜን አሜን አሕቢሩ ኩሉ እዪ ዘጥዕመልኪ❤❤❤❤❤❤ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ በሉ

  • @mesiTube-m9q
    @mesiTube-m9q 8 หลายเดือนก่อน +3

    ኣነለ ዓደይ ኣትየ ከምዚ ክኽን እየ ልምነ ቃኒኢ እስቲ ሓሳብ ልብኺ ይፈፅመልኺ በሉኒ ኣሕዋተይ❤❤❤

    • @NuedTube
      @NuedTube  8 หลายเดือนก่อน

      ሓሳብ ልብኪ የፈፅመልኪ ዛሓፍተይ

    • @mesiTube-m9q
      @mesiTube-m9q 8 หลายเดือนก่อน

      @@NuedTube ኣሜን ማዓረይ

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 9 หลายเดือนก่อน

    እኳዕ አብፀሐኩም ፍትዋት ስድራ ብጣዕሚ ደስ ባሃሎ ኢኹም ምስ ኹሉ ስድራኹም ኹሉ እዩ ዘጥዕመልኪ ኤሚ ናይ በረከት መዝሙር ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ

  • @HadasTedros
    @HadasTedros 9 หลายเดือนก่อน +33

    ደቂ መዳም ዓይነይ ስደትና የሕፀረና

    • @ኣልሓምዱልላህ
      @ኣልሓምዱልላህ 9 หลายเดือนก่อน

      ኣምን ❤የኔ ማር❤❤❤❤❤🎉

    • @Mimisyum2813
      @Mimisyum2813 9 หลายเดือนก่อน

      አሜን (፫) 🙏🥰🥰🥰

    • @rahwaal863
      @rahwaal863 9 หลายเดือนก่อน

      Are anes kenie kmot eile wayyyyy deki medamey ekaa abtsehkn ❤❤❤❤tuaumat sdra ekaa abtsehekum❤❤

    • @TrhasHailu-
      @TrhasHailu- 9 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ በልኒ ሕቡይ

    • @Lemlem1305
      @Lemlem1305 9 หลายเดือนก่อน

      አሜን አሜን አሜን ❤

  • @ዜድዕባይኣፅቢ
    @ዜድዕባይኣፅቢ 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኤምየይ ሓንቲ ነገር ክብለኪ ከም ሓፍቲ ዝኮነ ነገር ክትዛረቢ ኣይትሳቀቂ ማለት ሰብ ዝበልዖ እምበር ዝዛረቦ ሰለ ዘይስእን ና ብሩክ በዓል ፋሲካ ይግበረልና🙏😘😘😘😘😘😘

    • @NuedTube
      @NuedTube  9 หลายเดือนก่อน +2

      ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ 🙏🙏

  • @ደሰታጓልሃገረትግራይ
    @ደሰታጓልሃገረትግራይ 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን እንኳዕ ሓቢሩ ኣብፀሐና ፅሩያት❤🎉

  • @LamlmLamlm-hn4cf
    @LamlmLamlm-hn4cf 9 หลายเดือนก่อน +1

    አንካዕ አሐቢሩ አብፀሐና ❤❤🎉🎉አብዳአምት ብጣዓሙ ፁቡቅ ሓሊፉ ንአብ ሰድት ዘለና እውን ብሰላም ብጥዓና አፅኑሑ ምስ ወለድና ክንውዕል ከም ፍቃዱ ይኩን❤❤

  • @ማምየዓለመይ
    @ማምየዓለመይ 9 หลายเดือนก่อน +1

    እወ ቅረፅልና ናይ ኣዉድ ኣመት ቭድዮ እለክ ነይረ ኣነ ብጣዕም ደስ ብሃልት እኹም ሹኮራት ኣነኳ ዓድ ወለላይ እየ ዝብለኩም ❤ እና እግዚአብሔር ኣምላክ ዓመት ካብ ዓመት ይዕቆርኩም ማረያምን መርአያና እኹም ናዓና ከምዛ ጀምርኹማ ዘለኹም እናተኻባበርኹም እናተሓጋገዝኹም ቀፅሉሉ ናዓና ዉን ፅቡቅ ትምህርት እዩ ❤

  • @مريممريم-ع4ن7ظ
    @مريممريم-ع4ن7ظ 9 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ኣብፀሐኪ ኤሚየ ይ ምሰ ሰድራኪ 👏👏🕊🕊💖💖ዋሓለ 💋

  • @hhhj5172
    @hhhj5172 9 หลายเดือนก่อน +1

    ናተፀበኩ ቀንየ ብሓቂ ናይ ኣውዳኣመት እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ናትና ምሩፃት🥀🥀🥀💞

    • @NuedTube
      @NuedTube  9 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበለይ ዛሓፍተይ

  • @Maruuy-ym1sx
    @Maruuy-ym1sx 9 หลายเดือนก่อน +3

    እነ ኣንሽትነት እኪ❤ ዛማዓረይ❤

  • @ElsaFisseha-ww5kb
    @ElsaFisseha-ww5kb 9 หลายเดือนก่อน +2

    Teserhwo zelekum video betami eyu des zebel ketselelu❤❤❤❤❤

  • @yaredkahentemelsan2950
    @yaredkahentemelsan2950 9 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና እሙየይ ኣብ ስደት ዘለና መሬት ዓድና ብስላም የርግፀና 🙏❤

  • @MssMedina
    @MssMedina 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሕዋተይ መዓረይ ❤️💛🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @አስራተድንግል
    @አስራተድንግል 9 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ሓብሩ አብፅሐና እግዚአብሔር አምላክ ፍቕርኹም የብዝሓዮ❤❤❤❤

  • @AG-py4xd
    @AG-py4xd 9 หลายเดือนก่อน +4

    Nice all was great!
    Thank you for sharing mearery
    Tebarku
    I am glad you have a wonderful husband
    You deserve the best
    He seems a good person
    🥰🥰🥰🥰

    • @NuedTube
      @NuedTube  9 หลายเดือนก่อน

      Thank you so much!

  • @KhanKhan-kh4im
    @KhanKhan-kh4im 9 หลายเดือนก่อน +1

    ፅሩያተይ ስነ ስርዓት እኮ አብ ቦታአ ❤❤❤❤

  • @farahfarah4105
    @farahfarah4105 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኤምየይ እንካዕ ኣፀሐክይ ምስ ስድራክይ❤❤❤❤❤

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 9 หลายเดือนก่อน +5

    ፈጣሪ እሲካእ መጨረሻ እዲሜኩም እናተሐጋገዙኩም ንበሩ🙏👏✝❤💊

    • @NuedTube
      @NuedTube  9 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ 🙏🙏

  • @mriam-ic2px
    @mriam-ic2px 9 หลายเดือนก่อน

    ሶ ዕደመን ጥዕናን ያሃብኹም ፈጣሪይ ❤️❤️💚✅

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 9 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ አሕብሩ አብፀሐና ዓመት ንዓመት ይዕቆረና አምላኽ ቅዱሳን❤❤❤

  • @HiwotKidanemariam-bu6yn
    @HiwotKidanemariam-bu6yn 9 หลายเดือนก่อน +4

    ኣነስ ዶሕና ዳእኣኮንኩን ነይረ ሎሚ ሎሚ ግን ህፃን ክርኢ ከለኡ ሓዳር ቃሕ ይብለኒ ኣሎ ኣደዋይን ኣያዋይን እውን አብ ዝደወልክሉ ንዒ ዛጋለይ ሓዳርኪ ግበራ እናበሉ ተከክ ኣብሎምኒ እንታይ ትመክሩኑይ😅 ኣነ ግን ተረጋግዑ እየ ዝብሎም ገና ቆልዓ እንሃለኩስ😂😂እስቲ ዝተባረከ ሓዳር ይዓድለናፈጣሪ 🤲

    • @NuedTube
      @NuedTube  9 หลายเดือนก่อน +1

      Wledi Dea zhaftey

    • @Haregte
      @Haregte 9 หลายเดือนก่อน +2

      ሓቆም እዮም ዓድኺ እተዊ ፁቡቅ ናብራ ይፍጠረልኪ❤❤❤🙏

    • @HiwotKidanemariam-bu6yn
      @HiwotKidanemariam-bu6yn 9 หลายเดือนก่อน +1

      @@Haregte ኣሜን ኣሜን ኣሜን እምበተዋይ🥰🥰

  • @Dolar1219
    @Dolar1219 9 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ አሕቢሩ አብፅሐና ዝሐፍተይ ጎበዛት ፍቅርኩም የብዝሐዮ በርትዑ ፀላዓይንኩም ይፍሰስ

  • @TrehasGebreananya
    @TrehasGebreananya 8 หลายเดือนก่อน

    ፍቅርኩም የብዛሓዮ መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ውላድኩም

  • @hgfgghgvjggf9916
    @hgfgghgvjggf9916 9 หลายเดือนก่อน +2

    እካዕ ሓቢሩ ኣብፀሐና❤ጊን ታይ ኢኹም ትጠፍኡና😢

  • @milaye3667
    @milaye3667 9 หลายเดือนก่อน +3

    ንኡደይ መዓዝ እዩ ኣፍ አውፂኡ ሰላም ዝብለና 😅❤ እንካዕ ኣብፀሐኩም ለ ተጋሩዋይ ሽኮራት❤

    • @NuedTube
      @NuedTube  9 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ 🙏🙏

  • @flfu5333
    @flfu5333 9 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ እብፀሐኩም ሙቅራት ስድረ❤ ❤❤❤❤❤❤

  • @ZfanMehari
    @ZfanMehari 9 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን እንኳዕ ሓቡሩ ኣብፀሐና አረ እዚ ህወት እዚ ናፊቅና ስደትና የሕፅረልና እስቲ ቤቢ እባ ንኡድ ዱዩ ናኣዲ እዩ ስሙ

    • @NuedTube
      @NuedTube  9 หลายเดือนก่อน +1

      ብሰላም ናብ ዓድኩም ክትምለሱ ይምነየልኩም ዞም ኣሕዋተይ ንኡድ እዩ ስሙ

  • @yonyidcartoon7210
    @yonyidcartoon7210 9 หลายเดือนก่อน +2

    ጽቡቓት ስድራ።ዕዳጋ ጌርኩም ደሓር ፒክኒክ ንገጠራት ልሙዕ ቦታ ኪዱ።

  • @geremariamfrewini7037
    @geremariamfrewini7037 9 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንኻዓ ሓቢሩ ኣብፀሓና ፅቡቃት ❤❤❤❤❤🙏🙏

  • @Mehari-r7j
    @Mehari-r7j 9 หลายเดือนก่อน

    ኡንካዕ የሕቢሩ ኣብጸሓና ጓል ትሕሽ ታይ ደኣ ኢዚ ሰብኣይኪ ዋላ ስራሕ ገዛ ይኹን ልክዕ ከምቲ አስኪ ትሰርሕዮ ማዕረኺ ክሕግዘኪ ኣለዎ so ብዝተረፈ ሰባይኩም ሰይትኹም ሙዕሩጋት ኢኹም ቀጽልዎ ❤❤❤❤

  • @DHAG-m4f
    @DHAG-m4f 9 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን የኔ መረች ዓደመይ ጠዐነይ የብኽም መሰ ውድኾም ደቅነይ 🙏🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️

  • @netsanetalem2975
    @netsanetalem2975 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሓዳር ምግባር ናፊቀ ኣለኩ😂😂😂 ደሰ ክትብሉ ብሓቂ🎉🎉🎉❤❤❤ፍቅርኩም ይብዛሓዮ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

    • @NuedTube
      @NuedTube  9 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና 🙏🙏

  • @Ngsti518
    @Ngsti518 9 หลายเดือนก่อน +3

    ሙቁራተይ ፍቅርኩም ይብዛሕ❤❤

  • @ifhd4442
    @ifhd4442 9 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይባረክ😍😍😍😍🎉🎉🎉

  • @maazahadgu1989
    @maazahadgu1989 9 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሕቢሩ እንኳዕ ኣብፀሐና ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @amsalutsegaye2694
    @amsalutsegaye2694 9 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ዝፈትዋ መዝሙር ❤❤❤

  • @ትግራይዓለመይእያናዓይ
    @ትግራይዓለመይእያናዓይ 9 หลายเดือนก่อน +2

    እንካዓ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ደቂ ሪመይ ❤❤❤❤❤