ሮዚ ዉነኣ ለስሐታ ገዳይ ተጋሊፁ 😱ናይ ኣማን ሕቡእ ሚስጢር በፂሓቶ ጉድ 😱

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.พ. 2025
  • #tiktok #tiktokvideo #tigray #interview #amatube #vlog #comedy #prank #maggyshow #selamtsegay #abebachannel #new #doniktube

ความคิดเห็น • 259

  • @amantube28
    @amantube28  วันที่ผ่านมา +64

    መን እዩ በደለኛ ቤተሰብ ኣነ ታይ ለይገበርኩ ካብዚ ብላዕሊ 🙏🙏

    • @MmMm-tk1lc
      @MmMm-tk1lc วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤

    • @GgGg-jh2xk
      @GgGg-jh2xk วันที่ผ่านมา +6

      ዝደምካሉ ተኩይኑ ትምህርትካ ቀፅሎ ኣማ ሓወይ

    • @mamaayaalemey1112
      @mamaayaalemey1112 วันที่ผ่านมา +1

      ትምህርትካ ቀፅል ❤ካብኡለ ተራዳድኡ

    • @سميرهاديس-ق6و
      @سميرهاديس-ق6و วันที่ผ่านมา +3

      ኢማ ሕደግ ዳሓር ከይ ትናሳሕ ኢማዋይ ሕሰቦሉ🙏🙏🙏🙏🙏

    • @مدينة-ش1ر
      @مدينة-ش1ر วันที่ผ่านมา

      ኤማ ትምህርትኻ ቀፅል እና ተራዳደኡ ትምህርትኻ ወድእ ካቡኡለ እንተደሊያ ብገዛ ወዲእኻ ኪድ❤❤❤❤

  • @AshenafiTeshome-oy9hw
    @AshenafiTeshome-oy9hw วันที่ผ่านมา +59

    ከይትሰምዓ ናይ ሂወት ጉዳይ እዩ ይኽድ ይመሃር እትብሉ
    ላይክ በሉ🎉❤🎉❤😂

  • @MmMm-tk1lc
    @MmMm-tk1lc วันที่ผ่านมา +80

    ኤማ ጀግና ት/ቲ ከይትቃረፁ እካ አቱብሉ ላይኪ ሃብኒ🙏🙏🙏

    • @saadaj1042
      @saadaj1042 วันที่ผ่านมา

      ❤❤

    • @سميرهاديس-ق6و
      @سميرهاديس-ق6و วันที่ผ่านมา +2

      ዋይ ኣይባሃልይ ወለላይ ሰበይት ካብ 40 ዓመት ኣይትወለድን ትረዳኣላ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

    • @BanaTSEGAY
      @BanaTSEGAY 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ​@@سميرهاديس-ق6و
      2 amet

  • @SosoSososo-t2d
    @SosoSososo-t2d วันที่ผ่านมา +12

    ኣጥኒስካ ሕደጋ ሞኢ ቆልዓ ናዕበየት ትፀንሕ እንበር ሓቃ እያ ዕድመ ኮኢ ይከድ ኣሎ ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @AskAsk-h4y
    @AskAsk-h4y วันที่ผ่านมา +12

    ናይ ት/ቲ ዕድል ረክብካ ከለካ ክድ ሮዚ ተፀበዮ እትብሉ ላይክ ❤❤🎉🎉🎉

  • @FihbHhjj
    @FihbHhjj วันที่ผ่านมา +8

    ሮዙዋይ ማዓረይ አጀኪ 😢😢❤❤መርዓ ገርኩም ዘይቲከዱ ኤማ ናይ ት/ቲ ዕድል ረክብካ ከለካ ክድ ሮዚ ተፀበዮ እትብሉ ላይክ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @سميرهاديس-ق6و
    @سميرهاديس-ق6و วันที่ผ่านมา +20

    ሮዙዋይ መዓረይ ንምንታይ እሞ መርዓ ጌርኩም ዘይከድ ንእሽተይ ግዜ ተኾይኑ ንስኽለ ትወልዲ ቆልዓ ናዕበኪ ትፀንሒ ከም ሓሳብ ሮዙዋይ ኤማለ ከምዚ ኢላ ከላ ኣይትግደፋ😳❤

    • @ይርጋጓልትግራይ
      @ይርጋጓልትግራይ วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክብረተይ 🎉🎉🎉🎉

    • @FihbHhjj
      @FihbHhjj วันที่ผ่านมา

      ደምረኒ ማዓረይ❤❤😢❤❤

  • @ሚሊነኝ
    @ሚሊነኝ 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኣነ 6ተ ዓምተይ ሰድት በፍቅረ እኒሃና ደገም ዓድይ ክኽድ እዩ ሓሳብ ልቤኽ ያሰመርልኽ በሉን ደቅ ሓላል ትግራይ❤💗

    • @GggHd-g6i
      @GggHd-g6i ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ ጋልነይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MmMm-tk1lc
    @MmMm-tk1lc วันที่ผ่านมา +37

    ኤማ ት/ቲ ከይትደራደረ አቱብሉ ላይኪ ሃብኒ❤🙏🙏🙏

  • @Alsehday
    @Alsehday วันที่ผ่านมา +4

    ኤማ ጅግና ትምህርቲ ማ ከይተቋርፅ ፍቅርኩም ናበይ ከይከድ ዳሓር መጣዓሲ እዩ ተፀበዮ ሩዚ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ZxcvZxcvm-r3w
    @ZxcvZxcvm-r3w วันที่ผ่านมา +13

    ኢማዋይ ናይ ትምህርቲ ዕድል መፂልካ ኸሎ ሽለል ከይትብሎ ❤ሮዚ ካዓ ብትምህርቲ ስለ ዝኾነ ተፀበዮ ምኽንያቱ ናይመፃኢ ሂወትኹም ሕሰቢ ❤❤❤❤

    • @ይርጋጓልትግራይ
      @ይርጋጓልትግራይ วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክብረተይ 🎉🎉🎉❤❤❤❤

    • @ZxcvZxcvm-r3w
      @ZxcvZxcvm-r3w วันที่ผ่านมา

      @@ይርጋጓልትግራይ ጌረልኪ እዩ ህያበይ

  • @TigHayle
    @TigHayle วันที่ผ่านมา +13

    እምነት ይዓቢ ተፀበይዮ ቀሊል አዩ አብ ኪናት እካ 5 ዓመት ገይርና

  • @Ytt-v5f
    @Ytt-v5f 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኤምየይ ተመሪዕካ ኪድ ጠንሲ ተቅሪ ምእንታን ዳሓር ንኩለኩም ከሐጉሰኩም ኡዩ❤❤❤❤

  • @mamaayaalemey1112
    @mamaayaalemey1112 วันที่ผ่านมา +7

    ናይ ትምህርቲ ዕድል ክትረክብ ከለካ ትምህርትካ ኪድ 5 ዓመት ሐዚ እዪ ሓቀኛ ፍቅሪ ተሃልዪ ትምህርቲ ኣይፈልን ❤

  • @mashoBrhane-k5w
    @mashoBrhane-k5w 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሮዚ ኣጀኪ ተረጋግዕ ኣፅብቅኪ ሕሰብሉ ኤማ ዝፀዓርካሉ ት/ቲ ኣይተቋርፆ ግን ድማ ብቅልጡፍ ሕዚ ተመርዕካ ኣጥንሳካ ትከይድ ውላድካ ዓብዩልካ ይፀንሕ ንሮዚ ድማ ኣይተሓዘላ ንዕላማካ ክተተዓናቅፍ ሓሰባ ዘይኮነትሰ ሓቃ እያ ዕድመ ጋል ኣንሰተይቲ ከያዲ ሰለዝኮነ እያ ኢና ክልተይኩም ቀሰ እልኩም ሓሲብኩም ተረዳድኡ❤❤❤🎉❤❤❤🎉🎉

  • @MhlKoko
    @MhlKoko 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኤማ ትምህርቲ ቀፅል ከይተቃርፆ ድሓር ከጣዕሰካ እዩ ፍቅሪዶ ዓመት ይዕቅቦ እዩ 🥰

  • @saadaj1042
    @saadaj1042 วันที่ผ่านมา +13

    ኤማ ት/ቲ ከይትቃረፁ❤👏

    • @AlAll-g5h
      @AlAll-g5h วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ

  • @EeSs-k1s
    @EeSs-k1s วันที่ผ่านมา +1

    ኣይ ሮዙዋይ😢😢😢😢

  • @ساره-س4ض
    @ساره-س4ض 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣማንይ ግን ርህራሄየ ዝለዉ ግን😢😢

  • @SihDiv
    @SihDiv ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጆኪ ሮዚየ😢😢😢😢

  • @gshdbhd6590
    @gshdbhd6590 วันที่ผ่านมา +3

    ኤማየ ትምህርቲ ከይተቃርፆ❤❤❤❤

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd วันที่ผ่านมา +5

    ሮዙዋይ መዓረይ ንምንታይ እሞ መርዓ ጌርኩም ዘይከድ ንእሽተይ ግዜ ተኾይኑ ንስኽለ ትወልዲ ቆልዓ ናዕበኪ ትፀንሒ ከም ሓሳብ ሮዙዋይ ኤማለ ከምዚ ኢላ ከላ ኣይትግደፋ 🥺♥️

  • @GfGcf-fq5bv
    @GfGcf-fq5bv วันที่ผ่านมา +1

    ኢማዋይ ዕድልካ ተጠቀመሉ ትምህርትካ ቀፅል🙏❤ እምነት ብቻ ይሃልውኩም ሮዚ ቅድሚ ምካዶ ጥነሲ🎉❤

  • @ساره-س4ض
    @ساره-س4ض 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጥኒስኻ ሕደጋ ኣማነይ ሽኮር ኣይትፈርሕ እይዶ ትቡዕ በለ😢😂😂😂😂😂😂😮😅

  • @R00bii-u1n
    @R00bii-u1n วันที่ผ่านมา +4

    እማ ትምህሪትኻ ከይታቃሩፅ ፍቅረ ለበይ ከይኾዶኩሙ ኡዩ❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @SarahAserh
      @SarahAserh วันที่ผ่านมา

      ኤማ ግን ጨኻን ኢካ ተመርዒካ ኪድ

  • @kidafika6151
    @kidafika6151 วันที่ผ่านมา +4

    ኢትይ ዝግባእ ሕጸን መርዓን ግበረላ ፈጣሪ ውላድ ይበኩም ይከን። ብምቅጻል ኤማ ጉዳይ ትምህርትካ ግበር መዓረ መዓርኡ ንሮዝፍቅር ሃባ ተስፋ አስንቃ በዝ ዝርእያ ዘልኩ አብ ልዕለካ ዓቀኑ ዘሓለፈ ፍቅሪ አለዋ ።ዕላማካ ግበር ብዘይ ዕላማ ኩሉ ኮንቶ ኢዩ

  • @AsterEyob-e5w
    @AsterEyob-e5w วันที่ผ่านมา +3

    Ama hawey gn blbi Lewah eka
    Rozi haftey ka fqri thaliyu 5 amet qereba eyu aqli n tanan tray 🇪🇷🇪🇷

  • @AshenafiTeshome-oy9hw
    @AshenafiTeshome-oy9hw วันที่ผ่านมา +4

    ተምሃር ትምህርቲ ኤማ🎉❤❤❤

    • @AlAll-g5h
      @AlAll-g5h วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ

  • @Genet-i7y
    @Genet-i7y 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተምሃር ታያ ተፍራርሐካ እላ ከምቆልዕ ኣጎላት መሊኤን

  • @Sawhtae
    @Sawhtae วันที่ผ่านมา +1

    ተሞሪዕካ ኣጥኒስካያ ኪድ ኢማዋይ ኣጆኪ ረዙዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤ምምሃር እማ ተምሃር ከይትቀሪ❤❤❤❤❤❤

  • @Salm-y6b
    @Salm-y6b วันที่ผ่านมา +1

    ዋይ ዋይ😮😮😮❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @YdcgTdfg
    @YdcgTdfg วันที่ผ่านมา +3

    እሞ. እንታይ ክንገብር. ደሊኪ

  • @hermonkndmen
    @hermonkndmen วันที่ผ่านมา +6

    ኤማ ሐዳር ግበራላ ካብኡ ናብ ትምህርትካ ኪድ

  • @RahwaHaylay-jv4ud
    @RahwaHaylay-jv4ud 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እምነት እዩ ዋኑኡ ይክድ ዋይ❤

  • @Fanus-e2s
    @Fanus-e2s วันที่ผ่านมา +1

    ኤማ ብ ትምህርቲ ዝኽደ ሰብ ኣይ ይምለስን ኢዩ ኣብዚ ካናዳ ክንደይ ሰብ ዝጠጣዕሰ ኣሎ ይትረፈካ ካናዳ ምምጻእ ኤማ ሓወይ ከይ ትብድላ ኣብ ካናዳ ኮይና እንታይ ጥዒምና

  • @arsina-q7y
    @arsina-q7y วันที่ผ่านมา +22

    ኢማየ ትምህርኻ ማ ትኽድ እኒሀካ ፍቅርኹም ላበይ ከይኸድ እዩ❤

  • @meriTesFay-b4p
    @meriTesFay-b4p วันที่ผ่านมา

    ትምህርትኻ ተምሃር ኤማዋይ ዝኹላይ ዓመት ዝደኸምኻሉስ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh วันที่ผ่านมา +6

    ኢማ ትምህርቲ ቀፅል አጋ መወዳእታ ከይተፍርሶ ከጣዕሰካ እዩ
    ፍቅርዶ ዓመት ይዕቅቦ እዩ

  • @GirmayTaeme
    @GirmayTaeme 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ፀባይ ግብሪ

  • @SalamheAldshre
    @SalamheAldshre วันที่ผ่านมา

    ዕድመ ክደሎ አይተበል ብቻ ጥዕና ትዕግሰቲ ተሃለኪ ኩሉ ተበፀሐዮ እኪ 😢😢ግድፈዮ ይማሃር ግድፈዮ

  • @Letush-r5y
    @Letush-r5y วันที่ผ่านมา

    ትምህርቲ ተምሃር ኤማዋይ ዝኹላይ ዓመት ዝደኸምኻሉስ❤❤❤🎉🎉

  • @SalamheAldshre
    @SalamheAldshre วันที่ผ่านมา +1

    አብ ሰድት ኮ አለና 6ተ ዓመት ዘተፋላለና ጉድ እምነት ተሃለዩ ኩሉ አሎ

  • @AlAll-g5h
    @AlAll-g5h วันที่ผ่านมา +2

    ኤማዋይ ደምረኒ ዋ ሮዚለ ሓቃ እያ ምክንያቱ ዒድመ ጓል ሓሲባ ትኮን ጊን ተላዘቡ ኤማዋይ🎉🎉🎉🎉

    • @سميرهاديس-ق6و
      @سميرهاديس-ق6و วันที่ผ่านมา +1

      እሰይ ፅርይት ምቅርት ህደይ ክትጥዕም ደምርኒ ዝያዳይ ሓቁክ ወለላይ ❤❤❤💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋

    • @AlAll-g5h
      @AlAll-g5h วันที่ผ่านมา

      ​@@سميرهاديس-ق6و ደሚረኪ ወለላይ🎉🎉🎉🎉

  • @GenetZewedi
    @GenetZewedi 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኤማ ት/ ቲ ከይትቃሪፁ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @HagushTeklegergis
    @HagushTeklegergis วันที่ผ่านมา +2

    አትዬ ሮዚ 5ዓመት ታይ አለዎ ፈተና ባ አየትኹንዬ ሰደት አይኮነይ ትምህርቲ ዩ

  • @MahariKi
    @MahariKi วันที่ผ่านมา

    ኤማ ትምህርት ልዕልኹሉ ነገር እዩ
    ካልእ ታርክበሉ እኻ ኣጆኻ ጎበቡዝ
    ይቕናዕኻ❤🎉❤🎉ትምህትኻ ትማህርኻ ትምሃር ትብሉ ላይክ

  • @SosoSososo-t2d
    @SosoSososo-t2d วันที่ผ่านมา +5

    ሮዚ ኣጆኪ ምቅርቲ

    • @AlAll-g5h
      @AlAll-g5h วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ ማዓረይ

    • @SosoSososo-t2d
      @SosoSososo-t2d วันที่ผ่านมา

      @@AlAll-g5h ድምር ኣቢለኪ ወለላይ

  • @AdeesAdees-i8n
    @AdeesAdees-i8n วันที่ผ่านมา +2

    ኣይ እንኺ ገልዒ

  • @Genet-i7y
    @Genet-i7y 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓሸና ፀቂጣትካ ነራ ካብሲኖ ታይ ክትማሓር ድሕር በል ኤማ😂😂😂😂😂😂😂

  • @Fhjjh-pi3xh
    @Fhjjh-pi3xh วันที่ผ่านมา +1

    ኣጀኪ ዝያዳይ❤❤

  • @Sawhtae
    @Sawhtae วันที่ผ่านมา

    ምካድ እማ ክትከድ ኣለካ ቀለቤት ኣሲርካ ኣጥኒስካያ ኪድ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abilofish9837
    @abilofish9837 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢😢😢😢 💔 💔 💔

  • @Genet-i7y
    @Genet-i7y 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኤማ ሓቅካ ኣለካ❤❤❤❤❤❤

  • @FtWi-oq8oj
    @FtWi-oq8oj วันที่ผ่านมา +5

    ሮዚ ስለ ምታይ ኢኺ ዓርሰ እምነት ዘይ ብልኪ እንኳን ብትምህርትስ ክሰርሕ ኢልካኳ ዝኽየድ እዩ።ኣሽካይ 5 ዓመት ልዕሊ 15 ጌርካ እውን ይምፃእ እዩ ስለ😊 ምታይ ኢኺ ሙሉእ እምነት ዘይ ብልኪ ኣብኡ እንድሕር ሕፀ ጌርኩም እንተኸይዱሲ እዝግን ዓለምን ዝፈልጦ እዩ ህዪ ግን ካብ ዘለኽዮ ጥርጣረን ነብስኻ ዘይ ምእማንን ካብ ሂሊናኻ ኣውፅእዮ።ንስኺ ክትገብርዮ ዘለኪ ግን እግዝኣቢሄር ክትቅፅሊ ኣለኪ።ኤማ እንተጠሊምኪ ንባዓሉ ኣይበል ንስኺ እንተጠለምኪ ነብስኺ ጎዳኣኺ።ፍቅርን ሰነያን ይሃብኩም!!!!!

  • @RhdbbSifsh
    @RhdbbSifsh วันที่ผ่านมา +1

    ከይትፋላለዪ 😢

  • @arz9027
    @arz9027 วันที่ผ่านมา +3

    እድሕረ 4ተ ዓመት ውሰከክ ማ በቃ ጓል 70 ትኾን ማለት ይኡ እሕ 😁😁

  • @Temeseganamelak
    @Temeseganamelak วันที่ผ่านมา +1

    ሮዚ ኣጆኺ ምቅርቲ

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu วันที่ผ่านมา

    ስጀመር ፍቃራት. ማለት ተረዳደኡ. መጀመርታብካሊእ ሰብ ክትሰምዖ የነበራን ባዕልካ ትነግራ ኔርካ
    ሶ መጀመርታ ተርዳደኡ ተመሪዕኩም ምስ ጠነሰት ዋላ. ይከደ ካብኡ እሱለ ይመሃር እስክለ ካሽዑ ዉላደኪ ተዕብይ
    እምበር ዕደመና ኣብ ስደት ከይዱዋ😢
    ኣጆኪ

  • @ahad68579
    @ahad68579 วันที่ผ่านมา +10

    ት/ቲ ተማሂሩ ኹሉ ነገር ተርክቡሉ ኢኹም

  • @kulubrhantsehaye4489
    @kulubrhantsehaye4489 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣማን ፋራ ትብለካ ዘለ ትሰምዓ ደለኻ ጓል ኣንስተይቲ እየ መዓልቲ ይኸደኒ ኣሎ እኮ እያ ትብለካ ዘላ ሓሙሽተ ዓመት ድያ ከይወለደት ክትፅበየካ ኣንታ ፋራ ንሳ ትብለካ ካሊእ ንስኻ ትምልሰላ ካሊእ ኣነስ ኣተሓሳስባኻ ከመይ ድየ ዝፀልኦ ደንጎላ

  • @Smert-g6f
    @Smert-g6f วันที่ผ่านมา

    ሮዚዋይ ኣጆኪ ፅሩያት

  • @اللالل-ث5ط
    @اللالل-ث5ط วันที่ผ่านมา

    ክደይ ማዓልቲ ዘይ ጨረሸኪ ሃዛዉ😂😂😂😂

  • @SegenNguse-l5c
    @SegenNguse-l5c วันที่ผ่านมา +1

    ተፍቅረካ ተኾይና ኣይኮነን 5 ዓመት 10 ክትጽበየካ ኣለዋ

  • @اللننن-ز1ج
    @اللننن-ز1ج วันที่ผ่านมา +2

    ኤማ ት/ቲ ይሐሸካ ትብሉ ፍቅሪ ናበይ ከይከድዩ እምነት እንተልዩ ኣብ ስደት ኣለና 5ተ ዓመት ተፈላሊና❤❤❤❤🙏

  • @ReF-x5l
    @ReF-x5l วันที่ผ่านมา +2

    ኤማጅግና ብሓቂ❤❤❤❤

  • @hshs4005
    @hshs4005 วันที่ผ่านมา +2

    ሮዚ ተረጋግዒ ዳኣ ብትምህርቲ ቀልዲ የለይ አንሕና ውጪ በበይ ንረክቦ ጨኒቁና ንስኪ ውን ኣይትከዲ ክትብሊ አማነይ ዕድልካ ተጠቀመሉ ናይ መፃኢ ሂወትኡም ልምስትክካል ስለ ዝኮነ ሸለል ከይትብሎ❤🎉

  • @Capiget
    @Capiget 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    😅😢😮😮😮😮😮😮

  • @HaderaAbera
    @HaderaAbera วันที่ผ่านมา +1

    አነ ከም ዝመስለኒ አምነት ተሃሊውኩም ሓሙሽተ ዓመት ምንም የብለንን ዕድል ግን ተምሊጣ ሓደ ግዜ ኾይናታ እያ ሰለዚ ተረዳድኡ አም ኩሉ ተቀፅልዎ ትኽእሉ ኢኹም

  • @سلامهسلامه-ع6ب
    @سلامهسلامه-ع6ب วันที่ผ่านมา +10

    ኤማ ት/ቲ ከይትቃረፁ እካ 👏👏👏👏

  • @Momna-k9x
    @Momna-k9x 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤😢

  • @Hubd-x3o
    @Hubd-x3o วันที่ผ่านมา +1

    smaya bejeka bmareyam 🙏😢 haka eya

  • @mesi3934
    @mesi3934 วันที่ผ่านมา

    መርዓ ገብሩ እሞ አጥኒስካ ሕደጋ 😂🙄

  • @SalamheAldshre
    @SalamheAldshre วันที่ผ่านมา +1

    ፍቅሪ ዘይበላ ምሳካ እዚኣ ፈራ

  • @wawwww5364
    @wawwww5364 วันที่ผ่านมา +7

    ስላስ ይበሃል ጋሻ እየ ፍለው በሉኒ 😢

    • @SamreSsss
      @SamreSsss วันที่ผ่านมา +1

      ሓፍታ ልስላስ እየዋ ደሙርኒ❤

    • @SosoSososo-t2d
      @SosoSososo-t2d วันที่ผ่านมา +1

      ስብኣይ ስላስ እየ ፍለው በሉኒ😂😂😂

    • @wawwww5364
      @wawwww5364 วันที่ผ่านมา

      @@SosoSososo-t2d ፍቅረይ 🤣

    • @SlamKadbey
      @SlamKadbey วันที่ผ่านมา +1

      😮😮😮😮😂😂😂😂

    • @SosoSososo-t2d
      @SosoSososo-t2d วันที่ผ่านมา +1

      @@SlamKadbey ቃኒኢኪ ዲኪ

  • @JgydytHjvyfy78
    @JgydytHjvyfy78 วันที่ผ่านมา

    ኣጥኒስካያ ኪድ❤

  • @KingMan-u7s
    @KingMan-u7s 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወስትና የብላይ

  • @GggVvgf-p6u
    @GggVvgf-p6u วันที่ผ่านมา +1

    ከይትሰምዕ ተምሃር ትምርቲ ንቅዲሚት

  • @LamlamHaqos
    @LamlamHaqos วันที่ผ่านมา +1

    ዋይ እኘካ ሒገን ትምህርቲ ዝለፈዐሉ ድአ ልምንታይ 5 ዓመት ዘይኳነስ ዋላ10 ይኩን እስኪ ኳሪዕኪ ትነብሩሉ እዩ እንድያመም ሞራል ሃብዮ አሕናኳስ ስደት አለና 7ተ ዓመት ገይርና እና አጀኪ

  • @YordanosAshber
    @YordanosAshber วันที่ผ่านมา +1

    ኤማ ዓቕሊ መሊኡካ እዩ ኣጆካ❤❤❤

    • @AlAll-g5h
      @AlAll-g5h วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ጓልነይ

  • @SelamGebrehans-c7n
    @SelamGebrehans-c7n วันที่ผ่านมา +1

    ሐዚ ጥነሲ ሐዚ ምእንታን ክትፅበዮ ቆላዓኪ ናዕበኪ ትፀንሒ

  • @GggVvgf-p6u
    @GggVvgf-p6u วันที่ผ่านมา

    tmrti tmrti eyu elama yabi temhar emaye ❤❤❤❤

  • @nebiathagos9518
    @nebiathagos9518 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትደልዮ እንተኮንኪ ተጸበዮ ።

  • @NetsanetZeray-j6o
    @NetsanetZeray-j6o วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍

  • @Asegedechtsehaye
    @Asegedechtsehaye วันที่ผ่านมา +1

    ኣብ መንጎኹም ፍቅሪ እነተሀልየ በቤተሰብ እስከኵላር ሽፕ ምምላእ ትኽእሉ እኹም አይትባኣሱ ።

  • @SenayitHayilayi
    @SenayitHayilayi วันที่ผ่านมา +1

    ተስማዕሙዑ❤

  • @GgGg-jh2xk
    @GgGg-jh2xk วันที่ผ่านมา +4

    ብትምህርቲ እንተኮይኑ እማ ተየ ፀገም አኝወ እና ትምህርቲ ዝኩሉ ዝፀዐርሉ እየ ከየተቆርፁ ት/ትካ

    • @AlAll-g5h
      @AlAll-g5h วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ

  • @ጋልትግራ
    @ጋልትግራ วันที่ผ่านมา

    ሮዚኣጀኪምቅርቲይ❤❤❤❤

  • @NahomSelenun
    @NahomSelenun วันที่ผ่านมา

    aman gele hadega keytfxm rozi tetenqeq

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel8502 วันที่ผ่านมา +1

    Oh, God bless Rozy, actually you should be praying that Good luck for him. Rozy don't worry you're very young so take it easy so Good luck him.

  • @በጥራም
    @በጥራም วันที่ผ่านมา

    ትምህርትካ ቃፅሎ ኢማ

  • @AbiHh-k6t
    @AbiHh-k6t วันที่ผ่านมา +5

    ውሳኒኢ እምነተ እዩ ሮዚ 5ዓመት ማለት 5ወርሒ እየን ዓቅሊ ግበሩ ልክሉ ሰሪሕካ እዩ ዝመፃእ እጀራለ ኣትበሽቅጢ ፍቅርክም ከም ፍቅርክ ዕላማክ ለ ከም ዕላማክ ስራሕ ሰራሕ ኣትፅሊኢ ክሉ ብውሽጢ ገሩ እዩ ዝሕልፈሎ እማየይ ኣዘካ ስራሕካ ስራሕ

    • @AlAll-g5h
      @AlAll-g5h วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ

  • @LionelMessi-m3v
    @LionelMessi-m3v วันที่ผ่านมา +1

    ትምህርቲ ሀይተቃርፆ ኤማ

    • @AlAll-g5h
      @AlAll-g5h วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ

  • @IejfjJfnndncn
    @IejfjJfnndncn วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢

  • @MmMm-tk1lc
    @MmMm-tk1lc วันที่ผ่านมา +2

    ኤማ king ❤❤❤❤✊✊✊✊

  • @AllBaad-q7w
    @AllBaad-q7w 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Halifley
    @Halifley วันที่ผ่านมา +1

    Fkri do yblex Alama ezia melusley ,🇪🇷🇪🇷

    • @በጥራም
      @በጥራም วันที่ผ่านมา

      ዕላማ

    • @ZebibTesfay-q1q
      @ZebibTesfay-q1q 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ዓላማ አንትልኩሉ አሎ አዩ

  • @ZinabRama
    @ZinabRama 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    haka ey aman edime gal kiyad eyu temereaw emo nusu ykidi

  • @መሪኣዶእየሩስ
    @መሪኣዶእየሩስ วันที่ผ่านมา

    ደሙሩኒ ተጋሩዋኒ❤ ዝትፈትዎ ሰብ ክፍለየካ ከቢድ እዩ😢❤

  • @searegebremedhin7293
    @searegebremedhin7293 วันที่ผ่านมา +1

    Ketshwed kulu terkblu ekum

  • @saadaj1042
    @saadaj1042 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤