ስብከት ፖፕ ሽኖዳ 3ይ "ድሌት" sermon pope shinouda in tigrinya

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 303

  • @zeritadhanom6027
    @zeritadhanom6027 4 ปีที่แล้ว +131

    ናይብሓቂ እዞም ክምዚ ገርኩ እተቅርቡልና ዘለኩም የሕዋትና እግዛኣብሄር ኣምላኽ ዘይውዳእ ጸጋ ይሃብኩም።

  • @ቅዱስሚካኤልፈጥኖደራሼነዉ
    @ቅዱስሚካኤልፈጥኖደራሼነዉ 4 ปีที่แล้ว +17

    አሜን 😭☦️😭ናይ አቦና ፖፕ ሺኖዳ በረከት ምስ ኩሉና ይኩን እዚ ትምህርቲ ዘቅረቡኩምልና ከአ እግዚአብሔር አምላከ ተስፉ መንግስተ ሰማይ የዉርሰልና አሜን ሂወት እኮ እዮ ትምህርቶም እፍ ብፀለትኩም ሕሰቡኒ ወለተ ማርያም እናበልኩም ሎማዓልቲ አብ ጭንቀት ዊዒለይ ፈጣሪ ንምሸቱ እዚአ አስሚዑኒ ተረአኩ ናተይ ተግባር ኮፍ አየ አምላክ ክጥዕም😭☦️😭

    • @shamsham-pj8fm
      @shamsham-pj8fm 4 ปีที่แล้ว +3

      እግዚኣብሄር ናይ ሰላም መልኣኽ ይለኣኸልኪ ሓፍተይ

    • @ቅዱስሚካኤልፈጥኖደራሼነዉ
      @ቅዱስሚካኤልፈጥኖደራሼነዉ 4 ปีที่แล้ว +1

      @@shamsham-pj8fm አሜን አሜን አሜን 🤲

    • @Abiabshi9988
      @Abiabshi9988 2 หลายเดือนก่อน

      ዋላአነ ይጭነቅ ረይረስ ናይ አቦና ምስ ሰማዕኩ ገዲፈዮ ተመስገን ነዚ አተጊብርኩም ዘቅረብኩምልና ፍጣሪ አብ ናይ ዘልአልም ቤቱ የንብርኩም😢❤ አሜን

  • @polk8221
    @polk8221 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣቱም ከምዚ ከይርኹም ተቕርቡልና ዘለኹም ኣምላኽ ልዑል ፀጋ የሃብኩም

  • @maezenhiwetchanel4565
    @maezenhiwetchanel4565 3 ปีที่แล้ว +19

    ብጣዕሚ ንፉዕ ሓዉ ነዚ መሃርን ኣነቃቃሕን ተርጉምካ ምቅራብካ ጸጋ እግዛብሄር ኣብ ልዕሌካ ይእንበር ብሩኽ።

  • @efremkesete6305
    @efremkesete6305 4 ปีที่แล้ว +49

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ዋይ እዞም ኣቦ እንታይ ዝበለ ጸጋ ኣለዎም ካብ 4 ዘይበዝሓ ጥቅሲ ጠቂሶም ትንተና መረዳእታ ግን ኣብ እዕጽምትኻ ኣትዩ ኣንጉዕኻ ዘበርትዕ ሓይሊ ዝህብ ብሓቂ ክምስየካ ትምህርቶም ግዚ ከይተረድእካ ይውድኡ
    በረኸትኩም ይሕደረና ኣቡነ ሽኖዳ ኣቡየ
    ነዚ ተርጊምኩም ተቅርቡልና ከኣ ብጥዕመ ዝምዝገን ዝራሕ እዩ ካልኣይ ግዜ ዝተተርጎመ ኣይመስለካን ልኽዕ ከምዚ ባዕሎም ብትግክኛ ዝተዛረብዎ ኮይኑ ይስመዓካ ወላ እቲ ዝገብርዎ ምንቅስቃሳት ብልክዕ እግዚኣብሄር ትበቡ የብዝሓልኩም ሰማያዊ ዓስብኹም የብዝሓዮ ኣጆኹም በርትዑ

  • @mussieteklit4010
    @mussieteklit4010 4 ปีที่แล้ว +23

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና።በረኸት ጸሎት ብጹእ ወቅዱስ ኣቦና ፖፕ ሽኖዳ ምስ ኩላህና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ።ኩሉ ጸገመይ ኣብዚ ረኺበዮ ።

  • @FvDf-e4g
    @FvDf-e4g 19 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ያስመዓልና አቦና አቤቱ ጌታየ ይቅር በለለይ😢😢😢😢😢

  • @hermongere360
    @hermongere360 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ቃል ሂወት ይሰማዓልና ኣቦና ሽኖዳ ጸሎትኩም ኣይፈለይና

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 3 ปีที่แล้ว +3

    አብነ ዘሰማያት
    ይትቀደስ ስምከ
    ትምፃእ መንግስትከ
    ወይኩን ፍቃድከ
    በከመ በሰማይ ከመሁ በምድር
    ስሳየነ ዘለእለትነ
    ሃብነዮም ህድግለነ ኣበሳየነ
    ከምነ ንህድግ ለዘኣበሰለነ
    ይተባኣነ እግዚኦ ውስተ መንሱት
    ወበላኃነ እመ ኩሉ እኩይ
    ስመዘኣኪ ኢትየ መንግስት ኃይል ወስብኃት ለኣለም ኣለም ኣሜን
    በሰላመ ቅዱስ ገብርኤል መልኣክ ኦ እግዝትነ ማርያም ሰላምለኪ
    ድንግል በህልናኪ ወድንግል በስጋኪ እመ እግዛብሄር ፀባኦት ሰላምለኪ
    ብሩክቲ ኣንቲ እመ ኣንስት ወብሩክ ፍረ ከርስኪ
    ተፈስሒ ፍስሕት ኦ ማርያም ምልእተ ፀጋ እግዛብሄር ምስለኪ
    ሰኃሊ ወፀልይ ምህረት ምእንቲ ኣነ ሃበፍቁር ወልድኪ
    እየሱስ ክርስቶስ ከመ ይስርእለነ ሓጣውእነ
    ተማህፀንለቺ ወተማህፀንኩ ለኪዳንኪ ወለንፅህናኪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ሜሪየድንግልማርያምል-ቀ5ገ
    @ሜሪየድንግልማርያምል-ቀ5ገ 3 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክንደ ጥዑም ዝኾነ ት/ቲ እዩ ክቡር አቦና ትምህርትኩም ጥዑም ዝኾነ ተስፋ ዝህብን ናብ አምላክ ዘቅርብን እዩ በረከትኩም ይሕደረና🙏🌹🌹

  • @kabnab369
    @kabnab369 5 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ኣቡነ ሺኖዳ ስብከት ብጣዕሚ እዩ ውሽጠይ ልነኽአኒ❤❤❤ እግዚአብሔር ልተመስገነ ይኹን

  • @sofyaaesufyflyheky9613
    @sofyaaesufyflyheky9613 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ፁጉኡ በርከት የብዘሓልኪ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ❤❤❤❤❤❤

  • @eldanaqudus7919
    @eldanaqudus7919 2 ปีที่แล้ว +4

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስምኣልና ♥️🙏🙏🙏

  • @tslatemusiemedia2653
    @tslatemusiemedia2653 3 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐሎም ክቡር ኣቦና🎉
    ጸሎቶም በረከቶም ናይ ኣቦና pope shnoda ይሕደረና 👏💙

  • @abelaabel1610
    @abelaabel1610 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ተመስገን ኣምላከይ ነዚ ትምህርቲ ተርጊምኩም ሓቦ ተስንቁና ኣቦታት ኣሕዋት ኣዚና ነመስግን ንሕና ደቅኩም የሕዋትኩም

  • @hanaabdu7974
    @hanaabdu7974 16 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሂወት የስመዓልና❤❤❤

  • @ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ለ7ኀ
    @ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ለ7ኀ 3 ปีที่แล้ว +6

    ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ኣሜን 3+✝️💒💖🤲🙏

  • @newlearnfromyoutube2285
    @newlearnfromyoutube2285 4 ปีที่แล้ว +5

    ቃላ ህይወት የስመዓልና፡ ናይ ብሓቂ፡ ህይወት ዘውህብ ቃላ እዩ

  • @መርሂዋትጓልተዋህዶ
    @መርሂዋትጓልተዋህዶ ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና♥️♥️♥️🙏♥️

  • @hadishmesfin713
    @hadishmesfin713 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣቦና ቃለ ሂወት የስመዓልና እቶም ነዚ ተርጊምኩም ናብ ሕዝቢ ዝሰደድኩምዋ ኣሕዋትና ድማ ብልቢ የመስግን

  • @Quayside2127
    @Quayside2127 4 ปีที่แล้ว +30

    The reason I love ♥️🙏father shenoda is, he was strong enough to break my pride/ego , and filled my heart with love N humility.

  • @mooabo9545
    @mooabo9545 2 ปีที่แล้ว +8

    ሰላም ኣቦና 💟💟 ጸለተኩከዪፈለና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @dnuwaye2807
    @dnuwaye2807 8 หลายเดือนก่อน +1

    Aseyyyyyy ktim qalatom abona nana ndukumat deqikum kemzi gerkum megubuna❤❤❤🙏🙏🙏🤲🤲🤲

  • @nahomdawit3200
    @nahomdawit3200 4 ปีที่แล้ว +23

    ናይ ብሓቂ ኣቦና ልብካ ዝህድእ ቃል ሂወት የስምዓልና ይሕውተይ ኣምላክ ናይ ኣጎልግለትኩም ዘመንኩም ይባርኮ thanks ብጣዕሚ

  • @tesfittesfit2699
    @tesfittesfit2699 7 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስማዓልና ኣቦና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም 💕🙏💕✟

  • @sbegge7121
    @sbegge7121 11 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ቃል ሂይወት የሰምዕልና ፊጣረ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @TeddyM-z9l
    @TeddyM-z9l 11 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ መንገዲ ኣምላኽ ዝመርሕ ስብከት ቃል ሂወት ይስመኣልና (((ኣሜን))) 🙏🙏🙏

  • @kiflaygebreslasie6094
    @kiflaygebreslasie6094 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና እግዝኣብሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልጉለት ዘመንኩም ይባርኽ ይቀድስ

  • @milieteberaki2880
    @milieteberaki2880 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna Amen

  • @filmonfesehaye3396
    @filmonfesehaye3396 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ኣቦና ቃል ህይወት የስምዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ

  • @ወዚጓልተዋሂዶ
    @ወዚጓልተዋሂዶ 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐልና በረከቶም ይሕድረና

  • @ህንጻብርሃነ
    @ህንጻብርሃነ 2 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስምአልና

  • @YonasTesfaldet-gl9vx
    @YonasTesfaldet-gl9vx 11 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቃ ብሊጽ ኣባና ቃል ኣምልካ ይስማዐና❤❤❤❤❤❤

  • @YG-hn3ji
    @YG-hn3ji หลายเดือนก่อน

    ብዙሕ ዋጋ እናከፈልኩም ምክሪ ናይ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ሽኖዳ እተቅሩቡልና ኣምላክ ዓስቢ ድካምኩም ይሃብኩም፡ብዙሕ ተጠቂመ ኣብ ልበይ ከሕድሮ ጾሉይለይ❤❤❤

  • @እግዚአብሔርጋሶይናይእዩ
    @እግዚአብሔርጋሶይናይእዩ ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር አባና

  • @RobelZeriet
    @RobelZeriet 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዕድመካ ይባርከልካ ይቀድሰልካ ክቡር ሓውና ብሓቂ መሃሪ ኣብ ልብና ይሕድሮ

  • @yemanehabteyohannes
    @yemanehabteyohannes 5 หลายเดือนก่อน

    ቃለሂወት የስመዓልና።
    ኣብዚ መስመር ኬንኩም ቃል ኣምላኽ ብትርጉም ቋንቋና ተቅርቡልና ዘለኹም፣ ዘመን ኣገልግሎት ኩም የብዘሓልና።

  • @saraasefaw3459
    @saraasefaw3459 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜንቃለሄውት ይስመዓና ንኣቦና ጸጋን በረኸት ኣምላክ የብዘሓሎም ነዚ ናብ እንሰምዖ ቃንቃ ተርጉምኩም ዘቅረብኩሙልና ማኣዲ ድሕነት ዝኮነ ቃል ኣምላክ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ጸጋንበርኸትን ይሃብኩም

  • @henokokubazghi4909
    @henokokubazghi4909 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን, ብሓቂ ሂወት ዝህብ ቃል እግዚአብሔር, በረኸት ናይ ኣቦና ፖፕ ሽኖዳ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን, ዝሰማዕናዮ ድማ ኣብ ጽላት ልብና ይጽሓፈልና, ሰማዕቲ ጥራይ ዉን ዘይኮና ኣስተግበርቲ ክንከዉን እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይሓግዘና.

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን፡ ኣሜን፡ ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ኣቦና

  • @Ghebrhiwethabtay
    @Ghebrhiwethabtay 2 ปีที่แล้ว

    💒💒🌹🌻ቃል ሂወት የስምዓልና ጻድቅ ኣቦና ሽኖዳ ብጸሎትኩም ኣብ ቅድሚ ፈጣሪኩም ዘክሩና በረኸትኩም ኣይፈለየና ኣሜን⛪️⛪️😍💒💒🌹🌻ቃል ሂወት የስምዓልና ጻድቅ ኣቦና ሽኖዳ ብጸሎትኩም ኣብ ቅድሚ ፈጣሪኩም ዘክሩና በረኸትኩም ኣይፈለየና ኣሜን⛪️⛪️😍

  • @mu5gyu266
    @mu5gyu266 2 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና

  • @beentbeent
    @beentbeent ปีที่แล้ว

    ቃላ ህወት የሰመዓልና ናይብሓቂ ክብሪ አበና

  • @tedrossemere3352
    @tedrossemere3352 4 ปีที่แล้ว +5

    ኣምላክ በረኸቱ የብዚሓልኩም።ብፍላይ ቱርጅማን ኣገራሚ ጸጋ ኣምላክ አዩ ዘለካ።

  • @ZeresenayTekle-e8x
    @ZeresenayTekle-e8x ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት የስማዕልና አቦና

  • @bereketshmendi6065
    @bereketshmendi6065 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና

  • @adiamweldegergsh8309
    @adiamweldegergsh8309 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmaalna Abona Pap shnoda bereketkum redietkum ms Melae hzbe Christian ykun.

  • @tube.Armagiedon
    @tube.Armagiedon ปีที่แล้ว

    ጸጋ አግዚኣብሄር ኣምላኽ ምስ ኩልና ይኹን ይሕዋተይ ።

  • @hlufabadihlufabadi2524
    @hlufabadihlufabadi2524 3 ปีที่แล้ว +18

    መሃሪ ዛንታ ክቡር አቦና ቃልህዎት ይሰመዐልና

  • @nugusemebrahtu4914
    @nugusemebrahtu4914 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna

  • @ማርያምድንግልይዌድስዋ
    @ማርያምድንግልይዌድስዋ 3 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ❤❤❤ኣሜን ❤❤❤ኣሜን ❤❤❤ኣሜን

  • @senamitasmara8664
    @senamitasmara8664 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት የስመዓልና 🙏

    • @hiwettesfai693
      @hiwettesfai693 2 ปีที่แล้ว

      Kal hiwet yesmaalna kbret yhabeley Egziabiher abona

  • @tsegatsaga6127
    @tsegatsaga6127 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen
    Kalehiwet yasemana
    Berketikumun xelotikumun yibarek
    Bexelotikum. Yimeharena Amen

  • @Eriboy62
    @Eriboy62 3 ปีที่แล้ว

    Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 qal hywet yesmealna amlak nay agelgulot edmekum ybark

  • @hayatabrahim3467
    @hayatabrahim3467 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen Amen Amen

  • @ሚካኤልአባቴ-ሐ3ኀ
    @ሚካኤልአባቴ-ሐ3ኀ 3 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር አቦና ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልየልና በረከትኩም ይሕደረና

  • @bsratbs6688
    @bsratbs6688 3 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ህይውት የስመአልና ፅጉኡ የብዝሕልኩም ክቡር ኣቦና ብእውነት ሂውትይ ተቀይረ ኣስይይይ ብጣዕሚ መሃርት ተመስግን ኣምላኽ ኦ ኣምላኽ ብመንግልካ ምርሓኒ 📚

  • @mihretsolomon1696
    @mihretsolomon1696 3 ปีที่แล้ว

    kalehwet yesmealna bereketkum ayfeleyena kudus abona Amen.

  • @gedeytsegay3927
    @gedeytsegay3927 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏

  • @lemlemwendm6402
    @lemlemwendm6402 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qal hiwet yesmalna Abona

  • @rutafom1027
    @rutafom1027 5 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ኪዳንኪዩኣደይ
    @ኪዳንኪዩኣደይ 3 ปีที่แล้ว

    Amennn kale hiwet yesmalna Egziabher Amlak b fkadu knkeyd yhagzena

  • @እግዚአብሔርፍቅርነው-ደ2ጸ
    @እግዚአብሔርፍቅርነው-ደ2ጸ 4 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሕይወት የስመዐልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን😭😭😭😭😭😭 🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @zerithagos5974
    @zerithagos5974 3 ปีที่แล้ว

    Amlak ybarkkum biet fqri egziabhier qexlwo bflay nayzom abaa shounoda btaemi mesati u

  • @askalegebremichael783
    @askalegebremichael783 3 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ አምላኽ የስመዕለይ።ቃልህወት የስመዕለይ

  • @nebyattesfazgi3423
    @nebyattesfazgi3423 6 หลายเดือนก่อน

    Amen (3) qalehiwetu yesimialina abona xelotokum aye feleyena

  • @wediandaywedianday6575
    @wediandaywedianday6575 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna kubr Abona ♥️♥️♥️🙏🙏🙏

  • @robeltekle1596
    @robeltekle1596 2 ปีที่แล้ว

    Amen kalehiwet yesmealna

  • @infinks8320
    @infinks8320 5 หลายเดือนก่อน

    ባባይ ትምህሩቱኩም ከመይ ጥዕም ❤❤❤❤

  • @سارهساره-ش7و3ي
    @سارهساره-ش7و3ي 4 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና ንሕና አውን ሰሚዕና የማን ንምለስ ይግበረና

  • @መርሃዊትጓልተዋህዶ
    @መርሃዊትጓልተዋህዶ 3 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ህይወት ይሰምዐልና ጸግኡን በረከቱን የብዝሐልኩም ኣቦና

  • @ftwikesete3788
    @ftwikesete3788 3 ปีที่แล้ว

    amen amen amen qal hiwet yasman abana berktkmn xoltkmn ayfalan

  • @meazanegatu1890
    @meazanegatu1890 3 ปีที่แล้ว

    Agolgulotkum ybarek egziabhir amlka xegeu yebzhalkum nezi hiwet zhb kal ztergemkum ahwat tebareku

  • @amanueltesfasilasye6420
    @amanueltesfasilasye6420 ปีที่แล้ว

    ተመስገን ፈጣሪ ስለ ኩሉ 🙏🙏🙏

  • @weinikeleta3461
    @weinikeleta3461 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kal.hiwet ysemealna egziabher amlak xegeum ayfeleyena

  • @ayegzye
    @ayegzye 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen Kalehiwet yesmalna.

  • @aman-vb1vc
    @aman-vb1vc 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen qalhiwet yesmaelna

  • @mtslaltklemaryam8733
    @mtslaltklemaryam8733 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qale hiwet yesmaelna bhaqi lbi zkeft tmhrti sbket

  • @ተወልደመድህን
    @ተወልደመድህን หลายเดือนก่อน

    ተወልደመድህን ኣብ ጸሎት'ኩም ዘክሩኒ.

  • @NasnetShishay-fy3bd
    @NasnetShishay-fy3bd 5 หลายเดือนก่อน

    Eizom kemzi gerkum tkrblna fetari xegau bereketu menfes kudusu yllakelum❤

  • @meharitesfay4775
    @meharitesfay4775 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmeana abona

  • @ገነትጓልድንግልማርያ-ደ6ኀ
    @ገነትጓልድንግልማርያ-ደ6ኀ 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና

  • @jv_7hunna560
    @jv_7hunna560 2 ปีที่แล้ว

    E/r amlke edmne Tina yhabki abnai kalei hawet ysmalne 🙏🙏🙏

  • @yrgawelay2442
    @yrgawelay2442 3 ปีที่แล้ว

    እኣሜን ኣባቴ ቃል ሂወት የስመዐልና🙏

  • @ዋርሳይተረካቢሕድሪኣቦታቱ
    @ዋርሳይተረካቢሕድሪኣቦታቱ 3 ปีที่แล้ว

    Kal hiwet yesmalna amen amen amen

  • @merhawizereslasie4059
    @merhawizereslasie4059 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen bhaqi egziabhier xegu yebzhalkum asbkum kab lul egziabhier tefelwa ab hiwet lomi abi tmhrt eu

  • @ZufanSolomon
    @ZufanSolomon 21 วันที่ผ่านมา

    ኦ ተመስገን አምላክ

  • @seare448
    @seare448 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna Abona xelotkum ayfeleyena xega amlak Xegu yebzahalkum

  • @7ermiaskfle26
    @7ermiaskfle26 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kal hwet yesmalena

  • @mezmurtv5146
    @mezmurtv5146 3 ปีที่แล้ว +4

    amazing teaching , interprtaion and ,voice GOD BLESS YOU ,,,,,,,PLZ WE NEED MORE TEACHINGS ,,THIS A WAY OF HEAVEN

  • @haregweynimeasho1062
    @haregweynimeasho1062 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Egzabher aboy midirin semayn zefeterka ab mealtawi megedey miss sederayn koni🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Yordanosh
    @Yordanosh 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen ((((3))))❤🙏❤ kal hiwet yesmana ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤

  • @simongebretnsa8537
    @simongebretnsa8537 3 ปีที่แล้ว

    amen amen amen qale hiwet yesmalna

  • @MaryMary-wq9iy
    @MaryMary-wq9iy ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Temsegen Tekkl 🙏🏽➕️🙏🏽➕️🙏🏽➕️🙏🏽➕️🤝🤲🤝🤲🤝🤲

  • @gantataewed4461
    @gantataewed4461 4 ปีที่แล้ว

    አሜን፫ ቃል ህይወት የሰመዐና ናይ አቦና አባ ሽኖዳ በረከታቸው ይደርብን!

  • @genetgebrekirstos7446
    @genetgebrekirstos7446 2 ปีที่แล้ว

    Btaemi hlnaka zeberabr werqawi tmhrti 💐🙏🙏🙏

  • @ansbdbbahhsbdb4304
    @ansbdbbahhsbdb4304 3 ปีที่แล้ว

    AMEN AMEN AMEN KALE HIWET YESMEALNA ABONA

  • @ghenethaile2803
    @ghenethaile2803 3 ปีที่แล้ว

    Amen. Amen. Amen
    Egzabher zsemaenayio. ab lbna yehdro

  • @habftemariamberhe6521
    @habftemariamberhe6521 หลายเดือนก่อน

    Kal hiwet yesmalna

  • @maazaaraya8776
    @maazaaraya8776 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen!!!