I joined the EPLF in 1976. Among fighters, I did not experience regionalism. However, few Isaias supporters tried to make me aware that so... and so.. were regionalists. When they tried to advice me, they knew I was from Hamassien and I was vigorously opposing the mistreatment of fighters. Regionalism was a card that the Isaias supporters were secretly playing by whispering to recruit supporters. This dear-brother "TEGADALAY" is sharing his experience with us and I thank him for that. Please bring him again. I also thank the host for his effort to educate us.
He can only explain or address what he knows u shouldn’t expect to tell you the whole package only partially because we are human we can’t remember names places other details
እዚ መደብ ብ መንገዲ ሳትላይት ናብ ዓዲ ዝኣቱ ኢዩ ወጻኢታት ስለ ዘለና ንዕብየትን ቀጻልነትን እዚ መድያ satellite 📡 ክትሕግዙ ትደልዩ membership/ኣባልነት ብምምላእ ዓቕምኹም ክትሕግዙ ብ ትሕትና ንሓትት👇donorbox.org/tefetawi-talkshow
Be A Member 👇🏿
th-cam.com/channels/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ.htmljoin
Like sebat tersieu maletika du
Mus men wedi men sielu sidrabietu kisime Alewo
I joined the EPLF in 1976. Among fighters, I did not experience regionalism. However, few Isaias supporters tried to make me aware that so... and so.. were regionalists. When they tried to advice me, they knew I was from Hamassien and I was vigorously opposing the mistreatment of fighters. Regionalism was a card that the Isaias supporters were secretly playing by whispering to recruit supporters. This dear-brother "TEGADALAY" is sharing his experience with us and I thank him for that. Please bring him again. I also thank the host for his effort to educate us.
መጀመርታ ሃገርና ከብዚ ወዲቓቶ ዘላ ውድቀት ናብ ንቡር ትመለስ እሞ ብድሕሪኡ ዝስነድ ታሪኽ አለኹም እንተኾይኑ ሰኒድኩም አብ ቤተመዘክር ኣቐምጥዎ ሕጂ አብ ሚድያመጺእኩም ብዛዕባ መጽሓፍ መስፉን ምዝራብ ንህዝቢ ዝጠቅም ኣይኮነን ካበ ምስትምሳልን አውራጃዊ ኣተሓሳስባን ወጺእኩም መፍትሒ ድለዪ ገበነኛታት ብገበኖም ዝሕተቱላ ሃገር ክትህልወና አዩ ቃልስና ::
ኣብኡ ማዕረ ሰብና ንቃለስ ኣሎና። ኣፍና ክትዓጽወና ግን ኣይትፈትን
በቃ ኮኑኩም መስፉን መስፉን ጥራይ ኣየ ሰልጠነ😂😂😂😂😂
😭😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏ዋይ ህዝበይ ግን ንግዜ ንሀቡ ደቂ መለይ ንቀጽል ጥራይ ክንዕወት ኢና ✌✌✌✌✌💙💙💪💪
Abza 2ይ kfal tbeat tegadalay musie azyu ygermeka nhaqi hiwetu zhb jigna neru.
ኣልኣሚን መ / ሲዕድ ዚጸሓፋ
ካብዚ ኣይፍለን
ዋይ ህዝበይ ብግርህነትካ እባ ተላገጹልካ።
I love this man .. he has no lies that’s why the interviewer didn’t like him 😝
ኣድሓኖም ልዕሊ መስፍን ልዕሊ እዚ ኣቦ (መኮኑን) ጹቡቕ ጌሩ ገሊጽዎ,ዩ, ብዛዕባ መንካዕ።
Radio ruwanda teakibka ni hamsen midhal eyu ketslo ajoka ata gangrin fitret .
ካብ'ኮለል እታ ኣብ ገደም ዝተመስረተት ሰልፊ፡ኣብ ምንታይ ፖለቲካዊ ንድፈ ሓሳብ ተሰማሚዖም ኢያ ተመስሪታ።
ዝፈልጥ እንተሎ ሕተተልና።
Sgab hji ayashu temesilom edahasewu nay ayatatom zdegmu alewu
Suq bel tgrur!!!! Men ika?
የዋህ እዩ እዚ ሰብ ፡ሕብእቲ ከምዝነበረት ውን ድሕሪ ናጽነት እየ ፈሊጠ ኢሉ፡ብዛዕባ ኣውራጃዊ ዘረባ ኣቃርጽዎ፡ሓታትን እቲ ካብ ጉስነት ብ ሽመልባ ጌሩ ኣመሪካ ዝመጸ ደንቆሮ ብዘይካ ኣውራጃ ካልእ ዘይፈልጥ ዘይስልጡን ንክስልጥን ኢሎም ሰልጠነ ዘውጽእሉ ድሑር ሰብ፡ገስረጥ መንቃሕቓሕታ ዘይትቀርቦ፡ኣብ ኻዓቲት ዓቢ እምኒ ኩዒቶም ክቐብርዎ ዝግባእ ርስሓት ንሕብረተሰብ ኤርትራ ብዘያፈላላይ ካንሰር ኮይኑ ንመሳኪን መንእሰያት ዘደናግር ዘሎ ፎእ ንክንበልዎ ሞራላዊ ሓላፍነት ኣለና፡
ኣውራጃውነት ወገንነትን ብዝያዳ መስፍን ሓጎስ መሰልቱን እዮም ዝፈልጥዎ።
መጽሓፍ ስለ ድጸሓፈ ድኡ ሕጅ ሃለፍታ ጌርልኩም
ጌጋ ክገብር ሰብ ምኻኑ ረስእኩም. ከም ናቱ እዚ ጌጋ እዝ ሓቂ ኢልኩም ጸሓፉ ወይ ኣርምዎ
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ሓው ታደሰ እታ ደርፊሲ አብ ክንዲ ሓማ ሲዒራ አከለ ጾማ ሓዲራ ደንከል ተደሪራ ምባልሲ፣ ብኸምዚ ተትእረም ሓማ ሲዒራ ፣ ሰምሃር {ሕርጊጎ} ተደሪራ፣ አከለ ጾማ ሓዲራ፡፡ ሕቡእ ሰልፊ መብዛሕትኦም ብደቂ ሰምሃር ስለዝነበሩ፡ በብቁሩብ ድማ ከምዚ ትሪኦ በሪሶም ፡ ትማሊ ድማ ደስኪሉ ዝነበረ ባዱሪ አርኪብዎም፡፡
ኣቶ መኮንን ካብቲ ታሪኻዊ ትሕዝቶኡ ናብ ጽውጽዋይ ትረኻ ዘዛዘወ ኮይኑ ረኺበዮ 😅
Edeme nezi nay lom meniesy enkae Abizi nay Tarik dekukum mizintaw Abikeakum zelo kulu ygebir higi wen gieiea Alkum etidliyuwo kitewetu tikelu ekum meksaltakum hade yu entayu yu Atirikum lomi ke Karlie xegem yeblikumen higi dekukum kolel elom tarikukum rekibomo kebikieu entayu xegemikum xegem ylon wela me's dekukum Ay tehawesu sala kulu zitfetena bexihinayo en etom zitmebaxekum bitaemi nemesgein selam Eritrea
ብዙሕ'ኮ ዘዛርብ ኣይኮነን። እቲ ክጽሕፎ ዝደልዮ ከም ዝጽሓፈ ባዕሉ'ዶ እቲ ደራሲ ገሊጹዎ የለን።
ይህየስ ከኣ ፡ መዓት ኣልገ መልጊ ጽሒፍካ ናበይ 🎉
ሞኬ ኣይትጋገ ናይዝጊ ክጋደል ከሎ ናይ ማስተርስ ማዕርግ ነይርዎ።ናይ PHD ትምህርቲ ሓዲጉ ኢዩ ተጋዲሉ።
ወዲ ሓጎስ ርእሲ ኩሎም ዩ፡ ከምኡ ስለ ዝኾነ ድማ ቀዳማይ ምርጭኦም ንሱ ዩ ኔሩ። ሓሞት ኣሎ ብልሒ ጅግንነት ኩሉ ምስኡ ዝተፈጥረ ዩ ወዲ ሓጎስ ኣምበሳ ዩ በኣኹም ኣልገፊፍ ዝለዓል ኣይኮነን ደረጃኹም ፍለጡ።
ኣቃሉኦዎም ደኣ ነዞ ደቃሉ መስፍን ቀዳማይ ሃንዳሲ መስ አስያስ ኮይኑ ገበን ዝፈጸመ ከመይ ጌሩከ ብህክመና ወጺኦ
ምሁራት ከም ኣውራጃውያን ትምህርቲ ዘይነበሮም ከም መስፉን ሓጎስ ዘይኣውራጃውያን ኢልካ ምግላጽ ቅኑዕ ዶ ይመስለኩም ፣
ታሪኽ መስፍን ሓጎስ ዝነግር ተሳኢኑ ማለት ድዩ ፧
He can only explain or address what he knows u shouldn’t expect to tell you the whole package only partially because we are human we can’t remember names places other details
Nezi tarik ekum kem tsibuk gerkum tekribulna bitaemi sewra Eritra kunuat zitefula hasewtin medenagertin zikebrula eya.Gin kulukum keserkum ab sidet bekekum ezia enafeletkum suk elkum bimitsnahkum .Ezi hadish weledo natu tarik kiserih alewo.
nezi semieu zey kiyer Seb xegem yebilnan
60 ዓመት ብሓደ ሰብኣይ በኪኩም ኣይትሓፍሩን
ጠፊሻት ።
ኢሰያስ ሓደ
ንኹሉኹም ኣጽኒቱ ሕጂ ድማ
ቃልስኹም ጨውዩ ህዝብኹም ኣጽኒቱ ህዝብኹም የብርስ ኣሎ።
ካብዚ ኹሉ ኤርትራዊ ንኢሰያስ ምጽራፍ እምበር ተግባራዊ ስራሕ ዘይብልኩም ተሪፍኩም ናብዚ ሓድሽ ወለዶ ድማ እቲ ሕመቕን ስረ ምፍታሕን ኣውሪስኩሞ እነህለኹም።
ኣዚዮ ታሪኸ ይጢምዘዝ ኣሎ ኮነ ኢልካ ገበናትካ ሚሺፋን
ni tesfay temnewo ke tewekiskmo do
ሕጂ መስፍን ኸምዚ ኢሉ መጽሐፍ አሕቲሙ ኢልኻ ብስም መስፍን አምሲልኻ ሐድሽ ናይ ፖለቲኻ ድራማ ወይ ሸቀጥ ኽትጅምራ ትሐስባ ዘለኽን ሽለት ንሽለት ኹላ
ሓታቲ ቀቲልዋ ነዛ መደብ
"ቀቢላው ፡ ኣውራጃው" ተመሳሳሊ ትርጉም ዘለዎ ይመስለኒ ።
ኣውራጃ = ትግርኛ
ቀቢላ = ዓረብኛ ወይ ትግራይት ክከውን ይኽእል
እንታይ ዓይነት ውዕሎ ንሶም ዝወዓልዎ ኩሉ ኤርትራዊ ውዒሉዎ እዩ ተረአኢና ኢና ሳላ ወራር ንዘይ ወዓሉ ንገሮም
እንታይ ኢኹም ክትምህሩና
ትደልዩ ዘለኹም።
ሕመቕኩም እዩ ናይዚ ኹሉ
ሽግርን መከራን ህዝቢ ኤርትራ።
ኣውራጃ ኣውራጃ ኣውራጃ
ገጽኩም ትርሓቕ።
ዉዱቓት ቀተልቲ ባዕልኹም ኣሰርቲ ባዕልኹም በተንቲ ባዕልኹም ተቓወምቲ ባዕልኹም
ሕጂ ድማ ነቲ ዘውደቐና ታሪኽ ቁምነገር ረኺብኩም ንዕኡ ተድሙቑልና ኣለኹም ። ነቲ ሕልኩስ ቃልስኹም ኣብዚ መንእሰይ ከተሰጋግሩ።
እሞ እነሆልኩም። ህዝቢ የብልኩም ሃገር የብልኩም ባህሊ የብልኩም ክብሪ የብልኩም ኣፎቖድኡ ሞይትኩም ትድርበዩ ኣለኹም ከም ሃመማ።
እዋእዮም
እቶም ኣብ ዕሸል ዕድሚኦም ኣካሎምን ህይወቶምን
ዝኸፈሉ ኣሕዋትን ኣሓትን😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
Pls pls constructive comment
This is the source of the issue n learn
ኢንዳ በከኩም ነዛ ዓለም ክትሳንበቱዋ ኢኩም
Very sad for Eritrean people 😂😂😂
and you laughing?xxxxxxxx
Hatiti Stupied ika 😂fuuny man
ቅሱንከ እንታይ ምበለ?