ሓደ ዝዉላደይ ባ ተሰዊኡኒ መን ይሕረሰለይ በይነይ ተሪፈ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 21 ต.ค. 2024
- SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ካብ አክሱም ጽዮን ማርያም ንክበጽሖም ቤተሰብ ይኹኑ።
______________________________________________
Follow this channel @
Facebook = / tsegay.gebreslasie.5686
Whatsapp = chat.whatsapp....
Telegram = t.me/tseagy
Telegram = t.me/gedamaxum
Instagram = / gedamtube21
ኣብ መላእ ዓለም አትርከቡ ክቡራት ተከታተልትና ኣክሱም ጽዮን ከምእትናፍቅዋን ከምእትፈትውዋን ስለ ንፈልጥ ካብኣ ድማ ንበረከት ዝከውን ስራሕቲ
💐⛪️ካብ ሊቃውንቲ ወለዲ ትምህርት ወንጌል
💐⛪️መዝሙራት ትግርኛ
💐⛪️ካሎኦት ንዓኩም ዝኮኑ ጠቀምቲ መርሃግብርታት
💐⛪️ ምህላ ፀሎትን ካሎኦት መንፈሳዊ ትረካታትን መንፈሳዊ ተሞኩሮታትን ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና
share subscribe ብምግባር ተሓባበሩና
#ክቡራት_ተኸታተልትና_መሃሪ_ሓሳብኩምን_ርኢቶኹምን_ኣብ_Comment_ግደፉልና
እህሀህሀህ ህዝበይ ዝወረደና በዞም ሩጉማት አረሜናት አራዊት ዝኮኑ ጸላእትና ናይ ኢዶም አይስአኑ መምህር ጸጋይ ምሳካ ዘለው አሕዋትን ዕድመ ጥዕና ይሀብኩም መድሀኒአለም ጽላሉ እዘርግሐልኩም ክወግሕ እዩ አጆኩም ጌታ ንመን ኢልዎ
መምህር ፀጋይ ሃወይ ኣምላክ ካብ ሃዘን የውፅካ ግርማ ይክደንካ ኣምላክ ነዴና እውን ፅን ኣት ይሃበን ወደን እውን ኣብ ገነት የ እትዎኣምላክ ያግዘን
መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ዮሃብኩም ገበርቲ ሰናይ ብዝወፀ ይተክኣልኩም 💔💔💔😭😭😭❤️❤️❤️❤️
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ም❤
❤❤❤😢😢
Ahhhh eway ane hizbay ክብረት ኣደ ጽንዓት ይሃብኪ ክቡሩ ሓወይ ከአ አግዚኣብሄር ምሳካ ይኩን
😢😢ኣዶ ፅንዓት ይሃብኪ ኣዶ ጅግና ጎረባብቲ ግን እግዚኣብሄር ይሓልኹም ዝተባረኹ ጎረባብቲ እዮም ናይ ብሓቂ❤
ፅቡቅ ተግቤር ሕማቅ ኣይትርከቡ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉😢😢🎉😢😢😢
ጥዑማት ጎረባብቲ ክብሪ ይሃብኩም፣ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም።
ፅንዓተ ይሃብክን ኣደዋኒ 😭😭😭😭😭
ፅንዓተ ይህብክ አደዋይ😢😢
Egziabher Amlak mexenani Menfeskudus ylakelkin Adetatey
😢😢😢😢😢😢🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤😢😢😢😢💔💔💔
😊😊ጀጋንፈጣር የሀግሱኪም❤❤ትምሲገን ሠባት ኢኪም ።
ኣደዋይ ማዓረይዐጎይታትይ አግዚአብሔር አምላኽ መፅናንዒ መንፍሰ ቅዱሰ ይላአከለን ዕድመን ጥዕንን ይሃብኹም አሕዋተይ❤
Egziabher yetsnekn adeway meare😢
❤😢
ፅንዓት ያሃብን ፈጣሪ አደዋይ 😢😢😢
😢😢😢
Xinati yehabekin adiway💔💔💔😭😭😭😭😭😭
Stnat nweladit jgna naka ewun kbri yihabka memhrey ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
amlak tegau yebzhalkum
❤❤❤ ኣምላክ ዕድመን ጥዑናን ይሃብኩም❤❤ ጽንዓት ይሃብክን ጸላእኪን ይንባዕ🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ፅንዓት ይሃብክን ኣደዋኒ😢😢😢
ሰናይ ምግባር አዶታት ደቀን ከፊለን ከይኸፍኤን እዚ ናይ ታሪኽ መዝገብ ብኸምዚ መልክዑ ምቅራቡ ንኹላህና ትምህርቲ ሂቡ ኢድና ክንዝርግሕ ወገናትና ክንሕግዝ ዝገብርዩ መምህር ጸጋይ ሓወይ በረከቱ የብዝሓልካ ምስ ኩሎም ሓገዝትካን፣ ከማuውን ነቶም ወገናቶም ዝረድኡ ፈጣሪ ስርሖምን ናብር ኦምን የሰሰስነሎም።
ስጋብ ሕጂ ዝተገብረ ሓገዝ ብጸብጻብ መልክዑ ተትቀርብ ጽቡቅ ይመስለኒ፣ ክንደይ ሰብ ተሕጊዙ፣ በዓይነት ተዘርዚሩ።
ትገብሮ ዘለኻ ታሪክዩ ብመጽሓፍ ክተቅርቦ ዝግጅት ተትገብር።
ዝገርም ወላዲ አንደበቶም ስርሖም ልዑል ደጋጊምካ ሰሚዕኻዮ ዘይጽገብ። ተጋሩ ወላዲ ኩልሻ ትሕበነሎም ስሙራት።
ናይዚ ስውእ ጅግና ተጋዳላይ ታሪኽ ናይ ኩሎም ስው አትና ታሪኽ እዩ በብገዝኡ ብዙሕ ታሪኽ አሎ እቲ መስዋእቲ ጀጋኑና ንመን ንምንታይ ከምተሰውኡ ዝነግረናዩ ቢሂወት ዘለና ሕድሮም አለና።
ጽብቕቲ ሓሳብ ፈጣሪ ይሓግዝ
😢😢😢😢😢😢
😢😢😢😢
ፀንዓት ይሃብክን ኣደዋይ እፍፍ😢😢😢
እግዘአብሔር ይመሰገን እግዚአብሔር ይመስገን
Hawina ewin Egziabher Amlak hayli yhabka tebarek zihawey
Egziabher. Mehaeret. Aurdelena. Amlak. Uaye. Ahwatey. Aeeeeee ✝️😢🙏😢🙏😢
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢
😢😢😢😢😢😢😢
😢😢😢😢😢
eway. Merhti tgeray. Lezeben zeygedeflkum ahhh aqruy abilemkum
❤❤❤
Tsiniat tihabikin adiwayyg😢😢😢😢
😢😢😢😢😢😢😢👏👏👏
አምላክ ይሓግዝኹም አሕዋተይ❤
ተፅናኑ ሰትላቸው መናገር ቀላል ነው ጉዳቱን እሳቸው ያውቁታል ያሳዝናል መሪዎቻቹሁ ጉድ አደረጎቹሁ የነሱ ልጆች ውጭ ተንፈላሰው ይኖራሉ የድሀው ልጅ አሳልቀው አሁንም የቀረውን ሊያሰጨርሱ ያቅራራሉ
Atum sebat lik habwo aytlemenu slehlnakum lik habwo
ፅንዓት ይብክን አዴታት ተጋሩ!!!
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉😢😢
ልዋሃብ ይሃብኩም ንዋሃብቲ ንኣካቱም እውን ግርማ ታዓደሉ😢
ፅንዓት ይሃብክን ደደዋይ😢
ካቢድ እዩ ፅንዓት ይሃብኽን ኣደዋኒ😢😢
ኣደዋይ ፅንዓት ይሃብኪ
😢😢😢😢😢😢😭😭😭😭
ኣየ ወያነ ኣብ ዘይዓቅማ ኲናት ጻሕቲራ ህዝቢ ኣዘኽቲማ ፡ኤህ ወያነስ ሲኦል ይኹን ስፍራኺ
ጽቡቅ ስራሕ ግን እቲ ኣብቲ ከባቢ ዘሎ ህዝቢ ክህግዘን ይግባእ ዝሕረስ እተሃልይወን ክህርሰለን ኣልዎ ዝለኣክ እተሃልይወን ክለኣከን ኣለዎ ።
Egziabiher xiniat yihabiki adey miarey atum texananuen tihuguzun kiaa bieEgziabiher tehagosu kufue aye tirikebu
እዋይ 😢😢😢😢
😢😢😢😢💚💚💚💚🙏
❤❤❤❤❤😥
አሕዋተይ ጀማሪት እየዋ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ሰናይ ስራሕ ክሰረሐሉ እየ ዓደይ አትየዋ❤🎉
Eway ade tsineat yhbkum nskum kea amlak ybarkkum
ፁናአት ይሀብኪ አደይ ማአረይ❤❤
እፍፍፍፍፍፍ😢😢😢😢
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ንመጀመርታ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ፀጋይ ሓወይ ኣነ ሓንቲ ነገር ክብለካ ዝደሊ ግን ፍራሽ ገዚእካ ምስላስቲኩ ኣይትግበሮ ቱላስቲክ ኣውፃኣዮ ብጣዕሚ ብጣዕሚ እዩ ሕማቅ ቀስ ብቀስ ደምካ መጢጡ ሽባ እዩ ዝገብረካ ንስካ ከይረስሕ ኢልካ ትከውን ግን ብጣዕሚ ሓደገኛ እዩ ዝሓወይ ንባዕለይ ስለ ዝገጠመኒ እየ
ልኽዕ ኣለኪ ከምኡ እዩ ዝግበር እው
አቱም መራሕቲ አፍሪቃ ንምዕራባውያን ገንዘብኩም ዝሸመትኩሞ መጥፍኢ ሰብኩም በሉ ዝሐለፈ ይአክል ፈጣር ልቢ ይሃብኩም
ሳብሰክራይብ ግበሩለይ አሕዋት ብታ ትፈትዉዋ ማማኩሙ እሕዋት
እሞኸ እንታይ ማለት ኢኺ ነቶም ተጋሩ ጥራይ ስደድሎም አይትረብሹና
❤😢
😢😢😢
😢😢😢😢😢😢
😢😢😢😢😢
😢😢😢😢
❤❤❤
❤❤❤❤😢😢
😢😢😢😢😢😢😢
❤😢
😢😢😢
😢😢
😢😢
😢😢
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
😢😢😢😢😢
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤
😢😢😢😢
😢😢😢😢😢
❤❤❤❤