🔎👉"ዘይምብካይ ኚቢድ እዮ"

à¹àžŠàž£à¹Œ
àžàž±àž‡
  • à¹€àžœàž¢à¹àžžàž£à¹ˆà¹€àž¡àž·à¹ˆàž­ 20 àž•.àž„. 2024

àž„àž§àž²àž¡àž„àžŽàž”à¹€àž«à¹‡àž™ • 344

  • @Mulue844
    @Mulue844 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +178

    እዚ ናቱ ሓውና ዝብሎ ዘሎ ኩሉ ሓቂ እዩ ኣነ ምሰኡ ኣብ ኩሉ ፍጻሜ ኔሹ እዚ ናይ ባሓቂ ኣምላኜ ዓቢ ግብሪ ገርልና እዩ ብፍላይ እቲ ናይ ባሕሪ ፍጻሜ ፍሉይ እዩ 🙏ክብርን ምስጋናን ወትሩ ንእግዚኣብሄር ኣምላኜና ይኩን 🙏::

  • @yonasteklezghi8190
    @yonasteklezghi8190 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +160

    ተመሳሳሊ ተኣምራት ን ሊብያ እንዳ ሰገርና ኣብ መንገዲ 2 ሰሙን ጌርና ማይ ኹይለኾፍና 3ይቲ መዓልቲ ምስ ኮነ ምስቲ ዝነበሹ ጾሓይን ሚስንን ክንጻወሮ ስለ ዘይክኣልና ልዕሊ 10 ሰባት ሃለዋቶም ኣጥፊኊም ኣፈፊት ሞት ምስ በጜሑ ፡ ብፍርሓት እቶም ዝተሹፍና ክንምህለል ምስ ጀመርና ፡ ኣብታ ዝነበርናያ ቊታ ኣብ ልዕሌና ጥራይ ደበናን ዝሑል ኣዚርን ኮይንልና ኚምኡ ኢሉ ድማ ኣውዒልና እቶም ዝወደቁ ትንፋስ ሰዂዖም ሃለዋቶም ፈሊጩም ፡ ብዘይ ምዱንጋይ ክኣ ሊብያውያን ማይ ሑዞም ተቐቢሎምና ....ክብሪ ንኣምላኜ ይኹን !

    • @ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ
      @ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +9

      ክብሪ ንስላሎ ይኩና እንኳዕ ደስ በለኩም 💝

    • @banafisehatsion4438
      @banafisehatsion4438 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +4

      Kbri neti kulu nkalo amlakna medhanina ykun Bahki des zbl tamrat eyu 🥺🥺🙏🙏🙏

    • @azmeraghebrezgabiher333
      @azmeraghebrezgabiher333 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +2

      Amlak entay yseano kebren mesganan nequ ykune

    • @fnansemereab5791
      @fnansemereab5791 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§

      Amien amien amien

    • @liliamelias618
      @liliamelias618 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§

      Ezgiabiher mesgen zelalem kea ztemesgene yikin ni liul fetari.Ahwatey ezgiabiher afqirikum ayhadegekumin teamiratu areyekum emnetkum aytegdilu ekum ❀❀❀❀

  • @negasi2123
    @negasi2123 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +61

    ናይ በሓቂ ኩሉ ኣብ ስደት ጉዑዞና ብዙሕ ተኣምራት ናይ እግዚኣብሔር ሪኢና ኢና። ሓደ ካብቲ ዘጋጠመኒ 2015 ኣብ ወርሒ 6 ኣብ ሰሃራ ምስ ሱዳናውያን ኣብ ንጉዓዘሉ ግዜ ኣንፈት ናይ መንገዲ ጠፊእዎም፣ ኚምኡ’ውን ኣዚዩ ብርቱዕ ካምሲን ኔሩ። ምስ ብጟተይ ኣብ ትሕቲ እታ ሎሪ ኮይና እግዚኊ ንበል ተበሃሂልና ኩላትና እቶም ብሓባር ዝነበርና ብሓደ ብዓውታ #እግዚኊ መሓሹና ክርስቶስ..ምእንቲ ኩሎም ሕሩያናቱ ምስ ጾለና ግን በዚ መጺኡ ዘይበልናዮ ብርቱዕ ዝናብ ሃንደበት ኣዝኒቡልና ክብሪ ንኣምላኜ። ብድሕሪኡ መንገድና ኣዚዩ ጜፉፍ ኮይኑ ሪኢናዮ ❀🙏

    • @afomiaafomias4950
      @afomiaafomias4950 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +2

      ❀🙏

    • @shewitshewit736
      @shewitshewit736 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +2

      Beheqi Bheqie Hewna zeqrebkayom medebat btamie des ybl mahern Xnat zhbn mskrnet yu Amlak xegau yebzehalka Amlak mhretu ylakelna nalem yfews Kulatom Aebsgrn mekeran bhmam nzisaqeyu zelewun Amlak yerhwelomn ymheromn

    • @yostinaberhe5422
      @yostinaberhe5422 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +2

      ❀❀❀

  • @ትግራይእዩዓደይ-ጘ5ዘ
    @ትግራይእዩዓደይ-ጘ5ዘ 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +73

    ናይ እግዚአብሔር አምላኜ ስራሕ ድንቅ እዩ ክብርን ምስጋናን ይድሚሶ🙏🙏🙏

    • @hiwetlemlem2123
      @hiwetlemlem2123 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +1

      Hiwet ibahal misikr kihib delie neire Telefonkum gin abuni intai timehruni? Ahuwt

  • @biniammebrahtu8194
    @biniammebrahtu8194 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +8

    ኣነ ሓደ ካባኣቶም እዚ ብቃላት ኜገልጟ ዘጾግመኒ ተኣምራት ሓቂ እዩ

  • @tigrignaselection4980
    @tigrignaselection4980 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +24

    ነዛ ጜሕፍቲ ተንብብ ዘልኻ ሓወይ/ሓፍተይ ጞሎት ወላዲትካ ኣይፈለኻ እንጀራ ኣዲኻ ትበልዓሉ ግዜ ይፍጠሚልካ፡ ኣምላኜ ሓሳብ ልብኻ ዚንብሚልካ፡ ቻነለይ 1000 ንኜትኣቱ ዓሰርተ ጥራይ ተሪፈናኒ ኣለዋ እሞ ሳብስክራይብ ብምግባር ተሓባበሚኒ፡ ዹቕንዹለይ!!!

    • @js2974
      @js2974 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +1

      አሜን(3)

  • @Heri-fw7of
    @Heri-fw7of 23 àž§àž±àž™àž—àžµà¹ˆàžœà¹ˆàž²àž™àž¡àž²

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መለእክት መለእኚቲ ዹሰማዓለኒ ❀❀❀❀❀❀❀❀❀❀❀❀❀❀

  • @kulunsenayeyeyu6716
    @kulunsenayeyeyu6716 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +32

    ናይ ብሓቂ እግዛብሄ ኣምላክ ለዋህ ፈቃር ሓዳግ ዘይ ኹም ሰብ ኣነ ውን ካብ ተኣምር ዝተገበሹልና እዚ ኩሉ ግዜ ዝሓስቊ ኚዘንትወሉ ተኣምር ናይ ጎይታና መድሓኒ ኣለም ክብርን ምስጋናን ይኩኖ 🙏❀❀❀❀

  • @AskaluHaile
    @AskaluHaile 5 àž«àž¥àž²àž¢à¹€àž”àž·àž­àž™àžà¹ˆàž­àž™

    ንእግዚአብሔር ዝሳኣኖ ነገር ዹለን ክብርን ምስጋናን ንእእኡ ይኩን ኚምኡዉን ነታ ርህርህቲ ኣደ ጎይታ ኣዎና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ይኩን

  • @yowuhanasolomun6506
    @yowuhanasolomun6506 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +11

    ናቱ ሓወይ ደቂ ሰባት ሚሳዕቲ ኮና እምበር ኣምላክ ዳኣ ክንደይ ገሪና ብፍላይ ኣብ ልብእያ

  • @tsegatekle4957
    @tsegatekle4957 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +9

    ኣዚ እወ ምሕሚት እግዚኣብሄር ዘይ ውዳእ ናይ ልብያ ነገር ኩሉ ዘይ ብምሕሚት እግዝዚኣብሄር እና ወጺና ቅዱሳን መላእክቲ ድንግል እመቀተ ሓቁፋ ደጊፋ እያ ዘይ ይእትዮምና ኣነ ውን ናይ ብሓቂ ልብያ ክዝክር ኚለኩ ኩሉ ሳህርኡ ባሕሩ ኮታ ኩሉ መኚራን ሜግርን ዝተኹበበ እዩ ግና ብምሕሚት እግዚኣብሄር ካብ ኣፍ ገበል ኣድሒኑ ኣውጺና

  • @mussiebegatsion2167
    @mussiebegatsion2167 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +16

    ባሓቂ እዛ መደብ ማሪት መደብ ኢያ ቀጜልዋ ኢኩም።
    ብምቅጻል ኹም ሓሳብ ናተይ ኣብ መደብኩም ናይ መንፈሳዊ ተሞክሮ ናይ ውልቀሰባት እንተተእትዉ ኣዝዩ ማሃሪ ምኮነ ነይሩ ይብል ኣነ።
    እዚ ማለት ኣብ ሓንቲ መደብ ብኣምሓርኛ ዝካታተላ ኣላ እንታይ ይገብሩ " ሓደ ሰብ ኣብ መንፈሳዊ ቶሞክሩኡ" ዚካፍል ማለት ኢዩ። ኹመይ ገይሩ ለውጢ ኣምጺኡ ።
    ናኣብነት ኣብ ክአመይ ሂወት ነይሩ ዳሕራይ ጟሎት ብኚመይ ጀሚሩ፡ ስግዳን ብኚመይ ጀሚሩ፡ ንስሓ ብኚመይ ኣትይዎ፡ ንቁዱስ ቁርባን ብክመይ በጺሕዎ ወዘተ እዚ ካብ ውልቀሰብ ክትሰምዖ ኚለካ ኣዝዩ ማሃሪ ኢዩ።
    ሕሰቡላ ኢኩም

  • @ወዲተዋህዶእዚ-ጐ4ኰ
    @ወዲተዋህዶእዚ-ጐ4ኰ 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +16

    ኣማን ኣሚን ኣሚን ቃለ ሂወት ዚስመዓና ኩቡር ሓወይ ኣነዉን ምሱኡ ነይሹ እዚ ኩቡር ሓወይይይ

  • @ጓልራያራዩማ-ጐ1ሐ
    @ጓልራያራዩማ-ጐ1ሐ 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +13

    ናይ ኢትዮጵያ ኊርቶዶክስ ተዋሕዶ ቀተክርስቲያን እዉን ኣብ ፈተና እያ ዘላ አምላኜ በቃኜ ይበላ እበር ⛪😭😭😭

  • @betigalhageretigray5487
    @betigalhageretigray5487 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +18

    ዋይ እታ ቅድስቲ ቀት ግን ክሳብ ማዓዝ እዩ ኣምላኬ እኜኜ ኣቲ ድንግል ማርያም ስቕ ዲኺ ትብሊ እዋይ ገለ ባሊ ህዝብኜን ቀትክን እኮ በሪሱ ኣደዋይ ኣትጚክኒ ያኣክል በልያ ቀትኪ ጹኒቕዋ እኮ 😭😭😭😭😭🙏⛪⛪⛪🙏😭😭

    • @kibromgoitom4044
      @kibromgoitom4044 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§

      Xelot diu weys koyoka🙄😅🙏

  • @Bri_Tgraweyti....
    @Bri_Tgraweyti.... 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +34

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት ዚስመዐልና ጞጉኡ ዚብዝሕ ብሓቂ እግዚአብሔር ኩሉ ግዜ ምሳና እዩ ኹምዚ ኹማይ ኢና ውዕለቱ ሚሲዕና ምስኡ ዘዹለና እምበር🥺❀✝

  • @Nebyat6790
    @Nebyat6790 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§

    አሜን 🙏🏟🙏🏟🙏🏟 አሜን 🙏🏟🙏🏟🙏🏟 አሜን 🙏🏟🙏🏟🙏🏟

  • @elk5824
    @elk5824 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +2

    ክብርን ምስጋናን ንእግዚአቢሔር ይኹን እግዚአቢሔር ዝገበሚልካ ምንጋር ንባዕሉ ስብኚት ዩ እግዚአቢሔር ንኹላትና ጜቡቅ ገበሹልና ንሕና ውን ትሓጎስና። ነመስግኖ ንመስክር ኩሉና ብሳልኡ ኢና ካብዚ ኩሉ ምድሚበዳን ባሕርን ዝወጻእና ዋላ እካ ጜሑፍ ክፍጾም ንምዕሚብ እንተ ተሰደድና እግዚአቢሔር ንዝገበሹልና ብሙሉእ ልብና ነመስግኖ ። ኣሜን

  • @senay6334
    @senay6334 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +1

    ጚክብርን መጎስን ንሉዑል እግዚኣብሄር ይኞንኀይኚኣሉ ኩሉ ዘይሰኣኖ

  • @wedieri7465
    @wedieri7465 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +22

    ብጠዓሚ ጜቡቕ ትምህርቲ። ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፡ ፡ 🙏🏟🙏🏟🙏🏟❀

  • @Lovo2024
    @Lovo2024 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +1

    Amlak aboy yikr yegbrlna bdfret setet bflat eshnet ehdglna eti fekarn lewhen fetari😭😭😭☊❀🙏🙏🙏

  • @berhanewedikeshi7439
    @berhanewedikeshi7439 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +11

    ናይ ብሓቂ ኣምላክ ጥዑም ቃለ ሂወት ዚስመዓና ኊርተዶክስ ተዋህዶ ንዘላኣለም ትንበር ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብርን ምስገናን ኣምልኟን ስግደትን ናኣምላክናን መድሓኒናን ኢዮሱስ ክርስቶስ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @meld569
    @meld569 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +21

    እግዚኣብሀር ዝገበሹለይ ውዕለት ኩሉ ግዜ ምስ ኣመስገንኩ አዹ ።ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን ስሌኡ ክምስክር።ናይ ወትሩ ጾሎተይ ግን " ጎይታይ ምስጋናካ ክነግር'ሲ ክእለት ዘሚባ ሃበኒ " መዝ 51፥15 እዩ።

    • @fnansemereab5791
      @fnansemereab5791 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +1

      Amien amien amien

  • @Heri-fw7of
    @Heri-fw7of 23 àž§àž±àž™àž—àžµà¹ˆàžœà¹ˆàž²àž™àž¡àž²

    እግዝአብሃር በዓለ ዓቢ መምሕሚት በጀካ ዹቀሹ በለለና❀❀❀❀❀❀❀❀❀❀❀

  • @lave9644
    @lave9644 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +4

    ብሓቂ ስራሕ እግዚአብሔር ድንቂ እዩ 🀲🀲🀲
    እግዚአብሔር ኣምላኜ ዝተመስገነ ይኹን 🀲🀲🀲
    ኣምላኜ ልቩና ይሃበና ይሃበና 🀲🀲🀲

  • @diyanateame7569
    @diyanateame7569 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +1

    ናይ አግዚኣብሔር ስራሕ ድንቅ አዪ አሞ ክብርን ምስጋናን ንዑኡ ይኩኖ

  • @mehretkidane2241
    @mehretkidane2241 5 àž«àž¥àž²àž¢à¹€àž”àž·àž­àž™àžà¹ˆàž­àž™ +1

    EGIZIABIHEIR Belbi Endihir Xelika Taamratu eyu Zereyeka ,Zitnsgen yikun hawey kea mehiretu hibika alo kemzia gerka kulu gieze Amesgn !

  • @mlattesfay4141
    @mlattesfay4141 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +17

    እልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ዚስመዐልና ብጣዕሚ ኣዝዩ ደስስስ ዝብል ምስክር እዩ

  • @shoshosho5438
    @shoshosho5438 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት ዚስመዐና ፀግኡ በሚኚቱ ዚብዘሐልኩም ክቡራት ኣሕዋትና ዕድመን ጥዕናንንንንን ይሃብኩም ፈጣሪ ክቡራተይ እሰይይይይይ ብሓቂ ናይ እግዚኣብሄር ኣምላኜ ክንደይ ዘደንቅ እዩ ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሄር ኣምላክ ይክበር ይመስገን ክብርን ምስጋናን ንልኡል እግዚኣብሄር ኣምላክ ይኩኖ ንነብር ብሓይሊ ፈጣሪ 🙏🙏🙏❀❀❀❀❀💗💗💗💗💗💗🙏🙏🙏

  • @aggggv7035
    @aggggv7035 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +2

    ብሓቂ ድሰሰሰሰ ዝበል ተአምር እግዚአብሔር አምላክ ይክበር ይመሰግን ❀❀❀

  • @hermelagirmay2337
    @hermelagirmay2337 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +1

    ስራሕ እግዚኣብሄር ድንቂ እዩ
    ነዚ ዘይኣምን ክርስቲያን እንተሎ ክብሪ ናይቲ ምድርን ሰማይን ዝፈጠሹ ጎይታ ዘይፈልጥ ጥፉእ ሰብ ጥራሕ እዩ

  • @starksa1089
    @starksa1089 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +1

    ብሓቂ ስራሕ እግዛቢሄር ድንቂ እዩ ቃል ሂወት ዚስመዐና

  • @Azahel181
    @Azahel181 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +15

    እግዚኣብሄር ይመስገን ኹመይ ቀኒካ
    ሰላም ዚሕዋት ሳብስክራይብ ክትገብሩለይ ብትሕትና ይዕድመኩም

  • @rahwaghirmai1297
    @rahwaghirmai1297 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +5

    እታ ኣደይ ዝኮነት በተክርስቲያን ኣሚሜን ኣፍሪሶማ ሓዚነ! ሓወይ ዘብኪ ዩ ብሓቂ ኣምላኜ ይቅሹ ይበለሎም

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +5

    ብሓቂ ቃለ ሂወት ዚስመዐልና ክቡር ሓውና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀግኡ ዚብዘሐልካ ብሓቂ ናይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕሚት ነጊርካ ኣይውዳእን እዩ ንዓይ ውን ኣብ ሂወተይ ዓብዩ ነገር ስለ ዝገበሹለይ ክብርን ምስገናን ውዳሎን ኣምልኮን ንዑ ይኩኖ 🀲🀲🀲🙏🙏🙏⛪⛪⛪✝✝✝

  • @feqarulbey4806
    @feqarulbey4806 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +1

    Ane mszi wedi ane mexye ab Libya behaqi ab shra xytxbeyo may wexiu 2017.07 ... Kbri namlak🙏 ..Amen

  • @jfty3ye441
    @jfty3ye441 4 àž«àž¥àž²àž¢à¹€àž”àž·àž­àž™àžà¹ˆàž­àž™

    እልልልልልልልልልል ዝሜሬ መላክቲ ዚስመልና 💐💐💐💐👏

  • @salmamahmeed-ll1qq
    @salmamahmeed-ll1qq àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§

    አሜን❀አሜን❀አሜን❀❀❀❀❀❀❀❀❀❀❀❀❀❀

  • @merhawithabteab3105
    @merhawithabteab3105 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§

    Amen amen amen 🙏 kebri n egzabher yekuno

  • @salm1025
    @salm1025 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +1

    ናይ ብሓቅ ቃልህውት ያስመዐልና ኹምዝ ኹማይ ውዕልታኡ ዝሚስዕና ኣምላኜ ይቅሹ ይበለልና 👏👏👏

  • @danieltesfamariam6877
    @danieltesfamariam6877 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +1

    ሰላም ስድራ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኹመይ ጞኒሕኩም ጜቡቅ ንክትህልዉ ናይ ኩሉ ግዜ ምኑዹተይ እዩ
    እዛ ሓዉና ዝበላ ናይታ ሰበይቲ ታምራት ሰሚዐዮ እዚ ኣብቲ ዝመጻናሉ መኜዚን ኣዘንቲሙልና ኣቊና ቀሺ ኣነ እኮ ኣዚርኚብኩላን ኚይዳ ጞኒሓትኒ እንበር መክዚን ናይ ዓብዱሰላም እያ ኔራ ኹማን ኣብ ጀርመን ኹም ዘኣተወትን ገለን እዪም ነጊሮሙና ኣቊይ ቀሺ

  • @shushanzeru3743
    @shushanzeru3743 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§

    ንሐዉና ቃል ሂወት ዚስምዓልና ኩሉ ዘመሐላለፍካልና ብሐቂ ማሀሪ እዩ ኚምኡ ዉን ብዛዕባ ገድሊ ቁድሳን ዉን እንተቅርበልና ምተማሀርናሉ ቅድሚ ሕጂ ኹመን ሐቢሚ ነይሹ ንአብነት ገድሊ ናይ አብነ ኀውስታትዮስ ኚምኡ ዉን ካለእት ቅዱሳን አቊታት

  • @genetgebrhiwetwelday8431
    @genetgebrhiwetwelday8431 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +2

    Amen amen amen qal hiwet yesmana edmen tenan yehabkum fetare

  • @selam801
    @selam801 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +4

    እሰመ አልቩ ዘይሰአኖ ለእግዚአብሄር ክብር ና ምሰጋና ይድሚሰው

  • @nfreek5276
    @nfreek5276 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +2

    ቃለ. ሂወት ዚስመኣልና. ዹቐንዹልና. ኩቡር. ሓወይ

  • @ትግራይኣምላክዚሓልኪ
    @ትግራይኣምላክዚሓልኪ 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +2

    ብሓቂ ተመስገን እግዚኣብሄር ኣምላክ ክበሪን መስጋና ንዑኡ ይኹን🙏🙏🙏

  • @Mebryemebi2651
    @Mebryemebi2651 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +5

    Btieami xibuk tmhrti qale hiwet yesmalna n kiburat yehwatna, qexile kiblo zdeli diyaqon natu hawey nezi teamrat ezi kemzi girka mqrabka btiami yemesgineka yfetu, ezi kitblo zxenahka dma zeyfelto ab libya znebere yelen, bdgame qale hiwet yesmalna egzabiher amlak meskulatna ykun Amen (3)🙏🙏🙏

  • @mebrhitkeshi7155
    @mebrhitkeshi7155 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§

    ናይ ብሓቂ ኩሉ ደስ ዝብል እዩ ሓውና ኣምላኜ ጞጋኡ ዚብዝሓልካ።

  • @misiambeyene2568
    @misiambeyene2568 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +1

    ክብሪ ንኣምልላክ ይኹን ናዓና ዘይ ተገበሹ ዹለን ንሕና ግን ነቲ ዝተገበሹልና ሚሲዕና ገሊና ናብ ዓለም ገሊና ናብ ምንፍቅና ዘንቢልና ኣለና። ግን ኣምላክ ፈቃር ኢዩ ብዓይኒ ምህሚቱ ንኩልና ብማዕሚ ዚንብሚና ኣሎ።
    ዕድመ ይሃበና ናይ ንስሓ ግዜ ክህበና።
    ንሓውና ድማ እንቃዕ ነዚ ውዕለቱ ክትነግር ኣብቃዓካ።

  • @cgfgyyfgfrfff853
    @cgfgyyfgfrfff853 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +2

    ተመስገን ኩሉ ዝክእል ኣምላክና🌱🌿🌿🌿☘🎋🍃🍂🍁

  • @natna645
    @natna645 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +7

    ቃል ሂወት ዚስመዓልና ክቡር ሓወይ ኣነ እዚ እቲ ተኣምር ዝነግር ዝነበርኩ ክሚኜበኒ ውን ጾገም ዹለን natnael wedi tewahdo tbl messenger natey

    • @bemnetnkhu5423
      @bemnetnkhu5423  2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +1

      Selam hawey +254776367191 whatsapp rkebenie

    • @natna645
      @natna645 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§

      @@bemnetnkhu5423 eshi

    • @ግርማፅዮንክፍለማርያም
      @ግርማፅዮንክፍለማርያም 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +1

      @@natna645
      ቃለ ሂወት ዚስመዓልና ክቡራት ኣሕዋተይ
      ልዑል እግዚኣብሔር ጾጋ በሚኚቱ ዚብዝሓልኩም!
      ዚሉቃስ ወንጌል 12:8
      ፰ እላቜሁማለሁ ፥ በሰው ፡ ፊት ፡ #ዹሚመሰክርልኝ ፡ ሁሉ ፥ ዹሰው ፡ #ልጅ ፡ ደግሞ ፡ በእግዚአብሔር ፡ መላእክት ፡ ፊት ፡ #ይመሰክርለታል ፀ>> (ናትናኀል ሓወይ ደስ ይበልካ፡ ነዚ ቃል ጜድቂ፡ ኢካ ዝፈጞምካ።)
      ድንቅታቱ ፍሉዩ ውህበቱ
      th-cam.com/video/ND8YmQoTCHg/w-d-xo.html
      ምስጋና ጥራዩ ዘሚባና ኩሉ
      ንድንቂ ስራሑ ዕልል ዕልል ንበለሉ
      ኣማን ብኣማን ዕብዚቱ ላዕሊ ዩ
      ኣማን ብኣማን ዝመስሎ ውን ዹለን
      ኣማን ብኣማን ተመስገን ንበሎ
      ኣማን ብኣማን ኣድኒቅና ነገሩ
      ንድንቂ ስራሑ ዕልል ዕልል በሉ

    • @akiaki4783
      @akiaki4783 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§

      Zhawey kemey aleka hade neger keshegreka እንተ ዘይ ሚዲእካንስ ንበይነዹ mezmur orthodox eba gtmi xhafeley bejaka🙏🙏🙏

    • @akiaki4783
      @akiaki4783 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§

      Melsi eba kbur hawey

  • @adiammatiwos2212
    @adiammatiwos2212 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§

    ናይ ብሓቂ ዘይምብካይ ኚቢድ እዩ ንብዓተይ ምግታእ ኣብዩኒ

  • @ኚምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ
    @ኚምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +2

    ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ብሓቂ ስም ልዑል እግዛብሄር ኣምላክና ዝኹበሹን ዝተመስገነን ይኩን 💖ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን 💖✝⛪🀲🏻🀲🏻🀲🏻🙏🏜🙏🏜🙏🏜

  • @kbretgaltewahdo5442
    @kbretgaltewahdo5442 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 💘💒💘✝💘🙏🙏🙏

  • @AbrahamZeweldi
    @AbrahamZeweldi àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§

    ሓመይ መዓሹይ ጞጉኡ ዚብዝሓልካ ኹም ኊርቶዶክስ ተዎሕዶ ግን ነጾላ ገርካ መሃር ኣብ ዝኮነ እዋን

  • @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ
    @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +1

    ዋላ ነዓና እንድዩ ኣብ በሚኻ ጞምጞም፡ ማይ ሃሪሙና።

  • @alganeshafewerqi1168
    @alganeshafewerqi1168 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§

    ቃለህወት ዹሰምዓልና ብጣዓም ዝምህርን ዘሕዝንን

  • @mzitbokre1540
    @mzitbokre1540 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§

    Kebren mesganan neti hatyatena zeyxebaxeb feqar zekone amlakenan fetarinan ❀❀❀❀❀

  • @kidandebesay5335
    @kidandebesay5335 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +11

    Selam Naka yekun zehwaey , aziyu des zebl temhrti eyu . Ezi hawna mesay ab libya texwyu bezuh shgrat behde yehlifna . Azyu ketebaba zegbo eyu Diyakon eyu kem edmiu aykonen 🙏🙏🙏

    • @yostinaberhe5422
      @yostinaberhe5422 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§

      ❀❀❀❀

  • @Abielqeshizeru
    @Abielqeshizeru 5 àž«àž¥àž²àž¢à¹€àž”àž·àž­àž™àžà¹ˆàž­àž™

    Serh egziabher denqi eyu entay yesano ❀❀❀❀❀❀❀❀❀❀🀲🀲🀲🙏🙏🙏

  • @crouch8900
    @crouch8900 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ዚስምዓልና

  • @እግዚኣብሔርብርሃነይ
    @እግዚኣብሔርብርሃነይ 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§

    እግዚኣብሔር ኣምላኜ ይመስገን ስለ ኩሉ ውዕሎታቱ ስራሕ እግዚኣብሔር ኣምላኜ ድንቅ እዩ

  • @mahderemesfun5039
    @mahderemesfun5039 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +3

    ኣሜን ቃል ሂወት ዚስመዓልና ስለ ኩሉ ነገር። ኣነ ካብ ኩሉ ነገር ደስ ዝበለኒ እታ ኀርትራዊት ኣደ እያ። ባዕላ ወሲና ንሳን ደቃን ቀታን ንእግዚኣብሄር ዚመስግኑ። ኚምኡ ውን ንሕና ኊርተደክስ ተዋህዶ እምነትና እግዝኣብሄር ኣምላክ ዝገበሹልና ውዕለት ክንምስክር ይግባኣና እዩ።
    ዘዳግም 4
    9ፀ ሓንትስ እቲ ዓይንኻ ዝሚኣዮ ነገር ኚይትርስዖ፡ ብዂሉ መዓልትታት ህይወትካ ድማ ካብ ልብኻ ኞይወጜእ፡ ንደቅኻን ንደቂ ደቅኻን ደኣ ኞተፍልጊም፡ ንርእስኻ ተጠንቀቕ፡ ነፍስኻ ሐሉ።
    th-cam.com/video/JZ00cBYmd5I/w-d-xo.html

  • @fqaduabrhaley1186
    @fqaduabrhaley1186 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +1

    ሰላም ድያቆን ሓውና እዚ ዝብሎ ዘሎ ሓውና ኩሉ ሓቂ እዩ ብፍላይ ናይዛ ሓፍትና ኣብ ሳህራ ዘጋጠማ ትኣምር ናይ ኣዎና ቅድስቲ ማርያም ሓቂ እዩ

  • @እምነተይተዋህዶግብሚይባዶ

    እግዜብሄር ኣምላክ ስራሕ ድንቅ እዩ ክብርን ምስጋናን ይኩን ንልዕል ፈጣሪ ኣብ ልብዪ ዳኣ ብዝሕ ታኣምር እዩ ዝፍጾም

  • @danielghebries5034
    @danielghebries5034 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +1

    በስመ ስላሎ፡ ፡፡ ኣሜን። ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኜና ይክበር ይመስገን። ክቡር ሓውና ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ !

  • @ኟኟመትልሓደመት
    @ኟኟመትልሓደመት 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +6

    ገለ ገነር ኣዛኳር ኩምኒ ኣብ ሳህራ እንኮለና ሓሚመ ኔይሹ ሓሚመ ኚለኩ ጞሎት ይገብርን ነብርኩ እመኑ ኣይትእሙኑ ምጣዕሚ ርእሲ ቃንዛ ገርለይ ኔይኑ ካብ ማኪና ይነጥር ኣብ ሳህራ ክተርፍ ዓቅለ ስለ ዝጾበበኒ ብዝኮነ እቲ ልብያዊ ሃሪሙ ዹደይበኒ ኣብ ሓደ ቊታ ደው ምስ በይና ሓንቲ ዓበይ ቖራዕራዕ ኣይህበን ንርእሰይ ታሓጞብ ኣይብለንን ማይ ዝኮነ ሰብ ግን ብዙሓት ሰባት ኢና ኔሩ እዚ ሰብ ኣብኡ ዝነበሹ ገሪምዎ ግን እዚ ክብለኩም ኚለኩ ሓንቲ ማዓልቲ ንሰብ ነጊሹ ሓደ ሓደ ግዜ ኣሕዋትና ደምበርኹ ኣምላኜ ኣሎ ድዩ ክብሉ ኹለዉ ይገርመ

    • @nfreek5276
      @nfreek5276 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +2

      ኣምላኜ ይመስገን. እንቃዕ. ሓውካ. ብሰላም. ኣተኻ ንዓይ. ኣምላኜ. ብዙሕ. ኢዩ. ጌርለይ ሓደማልቲ ቆልዓ. ምስ. ሓመመ. ሚስኒ. ጌርሉ. ሕጂ. ኣብ. ገዛና. ኣብ ናይ ደቀይ. መደቀስ. ናይ. ጞሎት. ቊታ. ኣላትና. ኣብታ. ገኣ. ክንኣቱ. ኹለና ጫማና. ኣውጺእና. ንኣቱ. ኩላ. ግዜ ምስ ሓመመ. ማይ. ድጋመት. ሓጜበዮ. ሜዑ ኣብቲ. ናይ. ጞሎት. ቊትና. ኣንጺ ፈ ድፈተሚካ. ኣምላኜ. 6ምሓርካ. ኢለ. ኣብቲ. ናይ. ጞሎት. ኣደቕሰዮ ሜዑ. ሓውዩ. ጾንሕን

    • @yostinaberhe5422
      @yostinaberhe5422 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§

      😢❀❀❀

  • @luulweldemicheal8927
    @luulweldemicheal8927 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +1

    እግዚአብሔር ድንቂ ስርሑ አይውድእን ክብሪ ንስሙ ይኩን አሜን

  • @ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ

    እግዚኣብሄር ይመስገን ፈጣሪ ኩሉ ኣላም ክብርይ ምስግናይ ንዓኻ ይኹን አሜን

  • @feqrixewiomonetizesaqiyeni6111
    @feqrixewiomonetizesaqiyeni6111 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +2

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna ane ab sahra nere mesu 🙏🏌🙏🏌🙏🏌

  • @ዉዕለቱዘክርነብሰይ
    @ዉዕለቱዘክርነብሰይ 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +3

    አሜን አሜን አሜን ናይ ብሓቅ ቃል ህይወት ያሰመዐልና ክብሩ መሞህርና

  • @fnansemereab5791
    @fnansemereab5791 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +1

    ኣብ ክንዲ እቲ ሰናይ ዝገበሹለይ ኩሉስ ንእግዚኣብሄር እንታይ ውሬታ ክመልሰሉ ኢዚ፡
    መዝ፡116-12
    ኩ ኣምላኚይ ሃጥያተይን ድክመተይን ኚይሚኣካ ስለ ኩሉ ነገር ዝሃብካኒ ተመስገን ኣምላኚይ

  • @darkj-kh7bm
    @darkj-kh7bm àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§

    Amen amen amen qal hiwet yesmalna.

  • @dnglmariamhalwni6563
    @dnglmariamhalwni6563 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +2

    Baki sm egziabher amlakna zkeberen xztemesgenen ykun soletan bereketan ny qdst weladit amlak ms kulna ykun😍😍🙏🙏🙏

  • @yehowa1
    @yehowa1 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +2

    ቃለ ሂወት ዚስመዓልና እግዚኣቢሄር ጞጉኡ ዚብዘሓልካ ናቱ ሓወይ መሳድተይ

  • @jerbalhayat4218
    @jerbalhayat4218 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§

    Kale hiwet yesmalna . Ane ewn hanti kabten menfes kudus ablelena zmexe hanti eye. Knbges kelena menfes kudus msana tebegisu ksab merkeb tkbelena aseniuna abta ztekebeletna Merkeb kalb Beayney rieyo ksab hji kab ayney zeytfle Teamr Ezgiabiher Amlak eu .Kbrn msganan neuu ykuno.Amen Amen

  • @negasi2123
    @negasi2123 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +2

    ኪዱ ክትመቱ ኢኹም መንግስቲ ሰማይ ዚዋርስኩም!
    በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን
    ኹምዚ እዋን ኣብ 2014 ወርሒ ኣርባዕተ ክዳነ ምህሚት ምዓልቲ ብባሕሪ ክንሰግር ኹለና ሓደ ሊብያዊ መርኚብ ኣስቂሉ ብሂወት ኹለና ""ኣላ ዚርሓምኩም"" اللّٰه يرحمكمመንግስቲ ሰማይ ዚዋርስኩም እንዳበለ ናብ ባሕሪ ሰዲድና። እታ ምርኚብ ዝደዚብናያ ብልሜውቲ ኹም ዝነበሚት ደሓር ኢና ፈሊጥና ። ንሱ ግን ዒራ ክመቱ እዮም ኢሉ እዩ ኣቐዲሙ ብሂወት ኹለና መንግስቲ ሰማይ ዚዋርስኩም ዝበለና።
    ብዙሕ ኣይኚድናን 6 ሰዓታት ኣብ ውሜጢ ባሕሪ ምስ ተጓዓዝና መርኚብ ተሰይራ ምንቅስቃስ ኣብያ ናብ ጥልያን ክንኣቱ ኚኣ ኣስታት 24 (ሓደ መዓልቲ) እዩ ተሪፍና ኔሩ።
    እታ መርኚብ ክልተ ደርቢ እዩ ኔርዋ ላዕላይን ታሕታይን ኣስታት
    500 ሰባት ኢና ኔርና ። ኣጋጣሚ ኣነ ብታሕቲ ኔሹ ምስ ሞተሚ። ማይ ብታሕቲ ክኣቱ ጀመሹ ብላዕሊ ዝነበሩ ስለዝኞበድዎ ነቲ ዕንጞይቲ እቲ ዕንጞይቲ ብጀሶ ጌሮም መፈላለዪ ጌሹሞ ዝነበሩ ክጭደድ ጀምሚ።
    ኩሉ ሰብ ኣውያትን ብኜያትን ኮነ ገሌና ሓጥያትና እንዳዘርዘርና(ንናዘዝን) ንበክን ንጭድርን ገሌና ክኣ ብውሜጥና ንጜልን መብጜዓ ንኣቱን ኔርና እግዝኣብሄር ንኞድሕነና...።
    ሜዑ ንእግዝኣብሄር ምእንቲ እቶም ሕሩያትካ መሓርና ክንብሎ ጀመርና:-
    እግዞ ምሓሹና ክርስቶስ
    ምእንቲ ማርያም ምሓርና. ..
    ምእንቲ መላእኜቲ ...
    እግዝኣብሄር ዝሰምዕ ኣምላኜ ስለዝኟነ ድሕሪ 15 ሰዓታት ኣብ ተስፋ ምቑራጜ ምስ በጻሕና እግዝኣብሄር ኣብቲ ዝመደቩ ሰዓትን ግዜን ኣድሓነና እግዝኣብሄር ዝተመስገነ ይኹን። ኚምቲ ስባት ክመቱ እዮም ኢሎም ንሞት ዝፈርዱና ዘይኮነ ኚምቲ እግዝኣብሄር ዝመደቩ ኢና ንድሕን ።ንእግዝኣብሄር ዝሰኣኖ ዚለን።
    _____________________________________
    ሰለዚ ፈቁራተይ ኩልኹም ኣብ ስሃራን ልብያን ካልእን ትጭነቁ ዘለኹም ክምኡ ኚኣ ምእንቲ ይሕዋትኩም ኣብ ዝተፈላለዹ ቊታ ኮንኩም ትጭነቁ ዘለኹም ኣይትጚነቁ ኩሉ እግዝኣብሄር ዝብሎ እዩ ዝኾውን እግዝኣብሄር ክኣ ንሰናይና እዩ ዝገብሮ ኩሉ ጥራይ ብንጹህ ልቢ ንለምኖ እሞ ኚድሕነና እዩ ።
    #ኣብ #ክንዲ #እቲ #ሰናይ #ዝገበሹለይ #ኵሉስ፣ #ንእግዚኣብሄር #እንታይ #ውሬታ #ኜመልሰሉ #እዚ???(መ/ዳዊት 116፡12)
    ኚምስግኖ እዚ፡ ውዕለታቱውን ኚዘንቱ እዚ እግዚኣብሄር ኣምላኜና ዝኾበሹን ዝተመስገነን ይኹን ኣሜን።
    ምንጪ #Fb #ንእግዚኣብሔር #ዝሰኣኖ #ነገር #ዹለን

  • @azoabsh4473
    @azoabsh4473 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +4

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት ዚስመዐና ፀጉኡ ዚብዘሐልካ ክብር ሓወይ

  • @luladawit9431
    @luladawit9431 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +1

    Amen Amen Amen

  • @samilove8082
    @samilove8082 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +2

    ኣሜን ዛሓወይ ናይ በሓቂ ኢግዛቀሄር ኣምላክ ስሙ ዝተመስገነ ይኩን

  • @እግዚአብሔርአምላክይ-ሞ2ጠ
    @እግዚአብሔርአምላክይ-ሞ2ጠ 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +5

    ኣታ እዚ አምላክ ምዕቅላሙ እግዚአብሔር አምላክ ይቅር ይበለና ቀተ ክርስቲያን እንታይ ገበሹ 😢😥😢

  • @bisratjambo8847
    @bisratjambo8847 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§

    ኣሜን ቃለ ሂወት ይስማዕልና ደስ ዝብልትኒ እታ ኣብ ሳህራ ዝሓሚስት ብጣዓሚ ዝገርም ናይ ኣምላክ ዲኒቂ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕሚቱ ኣይፈልይና

  • @emeelohe
    @emeelohe 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ዝማሹ መላእክቲ ዚስምዓልና ኣምላክ ጞጋኡ ዚብዝሓልኩም።

  • @selammajor1520
    @selammajor1520 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§

    Amen Amen Amen kale hiwat yasman

  • @hermelagirmay2337
    @hermelagirmay2337 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ይኜእል እዩ

  • @SadSad-qb2wc
    @SadSad-qb2wc 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +2

    ብሓቂ ቃል ሂወት ዚስመዐልና ፀጉኡ ዚበዘሐልኪም እግዚአብሔር አምላክ

  • @nativyvtc6hnatitcycufvyvyu494
    @nativyvtc6hnatitcycufvyvyu494 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§

    Keberi neti semayn medren bzey andi zefetera egzabher amen amen amen kale heawat yesmalna

  • @ምሕሚትካባካኣምላኚይ
    @ምሕሚትካባካኣምላኚይ 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +4

    ቃል ሂወት ዚስመኣልና፡ምሕሚቱ ይድፈኣልና ፈታሪ🙏🙏🙏

  • @mulefishaye1297
    @mulefishaye1297 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§

    Amen amen amen

  • @አምላክይብመንገዲካምርሐኒ
    @አምላክይብመንገዲካምርሐኒ 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +2

    ሰላምካ ይብዛሕ ክብር ሓዉና እግዚአብሔር አምላክ ይቅር ይበለልና ቢት ቅዱስ ይፍርስዎ እለዉ😢😢

  • @Azahel181
    @Azahel181 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +4

    እግዚኣብሄር ቀሚባና እዩ ንሕና ኢና ንኣቢ እንበር

  • @miktesfay6183
    @miktesfay6183 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +1

    እንዚኣቢሔር ይመስገን

  • @mibrakteclemichael750
    @mibrakteclemichael750 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§

    እግዚኣብሄር ኣምላኜ ጾጋ በሚኚቱ ዚብዝሓልካ ሓወይ ናተይ ኩሉ ተቅርቩም መደባትካ ጜቡቁን ጜፉፍን ዩ እሞ ኣጆካ በርትዕ ቀጜሎ ወላዲት ኣምላኜ ድንግል ማሪያም ምስ ወዳ ምሳካ ትኩን ኩሉ ዘቅሚብካዮ ብጣዕሚ ሰሓብን መሃርን ዮም ቀጜሎ ኣብ ጎድንካ ኣለና ።

  • @samera7043
    @samera7043 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት ዹሰመዐልና ክቡር ሓወና ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባሚክ🀲🀲🀲

  • @shawasa4441
    @shawasa4441 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmelna Kbur memhrna negzaabher Amlakna kbre msgena ygbeo eu emo sele eti kulu weletu kbre msgena ykno

  • @belae7107
    @belae7107 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +2

    ልክዕ ኹምዛ ናይዝሓውና ሜግር ኣጋጢሙና
    43 ሳዓት ጌርና ጞሎት ጌርና ተማሃሊልና ኣቡነ ገብሚመንፈስቁዱስ ማዓልቲ ኢያ ኔራ እግዚኣቢሔር ሰሚዑና ቢሂወት ኣቲና። ናትና ጌጋ ግን እቲ እግዚኣቢሔር ዝገበሹልና ግን ሚሲዕናዮ ዝርሳዕ ኣይመስለናን ኢዩ ኔሩ።
    ተናሲሕና ነቢዕና ሕጂ ኣብ ቀዳማይ ዓለም ተዋሒጥና ኣሎና ብፍትወት ስጋ
    እግዚኣቢሔር ይኜበር ይመስገን

  • @wizmdb4102
    @wizmdb4102 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§ +1

    Amen amen amen 🙏🏟 kbrin mogosn n’amlak ykun 🙏🏟❀🙏🏟❀🙏🏟❀

  • @feruzfisshationferuzfissha1803
    @feruzfisshationferuzfissha1803 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§

    ሰላም አግዚኣቢሄር ኹመይ ዊልኩም ዚሕዋት አግዚኣቢሄር ዝገብሮ ተኣምር ብዙሕ ኢዩ ግና ክትነግሮሉ ዝሜግሮም ቡዝሕ አዩ ሓደ ካባኡ ውዳሰ ኚንቱ ሰለዝኮኖም አዮም ዝኮኑ።🙏🏻🙏🙏

  • @amanuel5687
    @amanuel5687 8 àž«àž¥àž²àž¢à¹€àž”àž·àž­àž™àžà¹ˆàž­àž™

    ናይ እግዛቢሄር ዝተመስገነ ይኩን ስርሑ ድንቂ እዩ ይቀኔልና ኩቡር ሐውና ዘቅሚብካልና መደብ

  • @gechitesfaw5078
    @gechitesfaw5078 2 àž›àžµàž—àžµà¹ˆà¹àž¥à¹‰àž§

    Amen Amen Amen hawey edimen tienan yhabka fetari abi timhrti nzey nfelti tefltena aleka kexlo bertae amlak msaka ykun