New Eritrean Serie Movie 2024 - Welodoy part 63//ወሎዶይ 63 ክፋል By Memhr Weldai Habteab

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 343

  • @yonatanbokristion7598
    @yonatanbokristion7598 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +341

    ሎሚ ምኬኤል ዓመቱ ኢዩ ሞ ምኬኤል ኣቦይ ኣብ ዘለኩም ሃሊኩም ባዕሉ ይሓልውኩም ❤❤❤❤

    • @ghfg8591
      @ghfg8591 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      👏👏👏👏😍

    • @seha8422
      @seha8422 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Amen🙏❤

    • @lemlemissak5059
      @lemlemissak5059 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      Amen 🙏

    • @HelenYohannes-y4l
      @HelenYohannes-y4l 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      🙏 amen

    • @AsAs-m4d1c
      @AsAs-m4d1c 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      amen❤❤❤

  • @wedi7ansebasenihit
    @wedi7ansebasenihit 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +94

    እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ዎሎደይ ዓመታዊ ምኪኤል ሕዳር እዩ እሞ ኣምላክ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ሰላምን ሓጎስን የውርደልና ኮሙ ክኣ ንህዝቢ ትግራይ ሰላም ይንገስ

    • @meri3353
      @meri3353 55 นาทีที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤

  • @Trhas601
    @Trhas601 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +101

    ቅዱስ ሚካኤል ህይወትኩም ንሮኩም ክሉ ብበረከት ይምላኣልኩም ❤

    • @Afewerki-r4e
      @Afewerki-r4e ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Well com king sele❤❤❤❤🎉🎉

    • @ተመስገንኣምላኸይ
      @ተመስገንኣምላኸይ ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣሜን፫👏🏻👏🏻👏🏻❤❤❤

  • @MahiAberahaley-qh9oc
    @MahiAberahaley-qh9oc 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +63

    ክሳብ ትመጽኢ ተጨንቅኻ ዝቀነካ ኣበይ ኣኹም❤ቁዱስ ሚኻኣየለ ይሓልወና♥️🙏

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣሜን ደምርኒ

  • @ShinJae-n9o
    @ShinJae-n9o 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +36

    ጆስ ምሕጎሱ ደስ ዝበሎ እስከ ኣበይ ኣለኩም😢❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ

  • @MeryeWEDIgerekidan
    @MeryeWEDIgerekidan 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +24

    ተጋሩ ከዓ መፃና ኣድናቂ ደራሲ❤❤❤❤

  • @LeatishLeatish
    @LeatishLeatish ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    እካዕ ናብ ዓመታዊ ባዓል ክብር ኣቦና ምክአል ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ደቂ ተዋህዶዋይ🙏🙏🙏ኣኣብ ዘለናዮ ሓላውና ይኩን🙏ስደትና የሕፅረልና ዝሓመመ ይማሓረልና ዝወፈረ ብሰላም ይመልሰልና ክብራተይ🙏🙏🙏

  • @HebronAron-ue4jk
    @HebronAron-ue4jk 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +37

    Kudus michle yhalwna nameta kemzi ewan sedetna yhxrelna brkatey ❤❤❤

    • @zaidsyum9706
      @zaidsyum9706 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Amen yehbiru mearey

  • @SjgwjvDigsigs
    @SjgwjvDigsigs 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +20

    ጅሲ ልምዓንቲ ስለዝተሓጎሰ ደስኢልኒ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @SikuSg
    @SikuSg 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    ሰሙን መፀት ብሃንቀውታ ዝከታተላ ፊልም 😊
    ሰላም ንኹሉ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ሓውኩም ኻብ ዓዲግራት ❤

  • @SoloTewelde
    @SoloTewelde 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +16

    ዶንጉያ ዶ ቀንታ ወላስ ኣብ ጽቡቅ ሙድ ስለ ዘላ የ ትሃዊከ ብዓል ኤቨን ክኣ ተጸጊዒኩም ፍቅርኩም ተስተማቅሩ ኣለኩም ኣቱም ደቀቅቲ ፍጥረት😢😢😢😢😢❤🎉

    • @Lifetime-2096
      @Lifetime-2096 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Deqiq fitret sile zikonka dika dea tibeki zeleka

  • @mebrahtuamanuel9688
    @mebrahtuamanuel9688 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    ቅዱስ ሚካኤል ነዓመታ ከምዚ እዋን የጽንሓና ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

    • @FhyxuG
      @FhyxuG ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣሜን 👏👏👏

  • @MerryMeei
    @MerryMeei 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +20

    ጆሲ ሱዚ ደስ ክብልካ ክትፈለለዩ ኣይደልን 😢❤❤❤

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ

  • @TesgHed
    @TesgHed ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ሚካኤል ኣቦይ ሃገርና ሰላም ገይርካ ስደትና ኣሕፅረልና ተጋሩን ኤርትራውያንን አሕዋተይ❤❤❤

    • @saimonmerhawi4579
      @saimonmerhawi4579 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Amen Amen Amen lebamey

  • @tekiebereket710
    @tekiebereket710 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +17

    ድርሰት ይፍለ ናትካ መምህር እናበዘሐት መሊሳ ትምቅር
    ንኸይትዉድእ ትፈርሓ በቃ

    • @MInbar-l1d
      @MInbar-l1d 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ከከም ርዲኢትካ እንድዩ እዛ ፍልምስ ብኸመይ እያ ትምቕር ፡ እስከ ገለ ግለጸለይ ክቡር ሓው ፧

    • @HoneyMedia-e3h
      @HoneyMedia-e3h 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@MInbar-l1d nska ke bkemey eya zeymeqeret eski hakyena

    • @MInbar-l1d
      @MInbar-l1d 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ​@@HoneyMedia-e3hናይቲ ዝመቀረቶ መልሲ እንድየ ክሰምዕ ደልየ ነይረ ግን ደሓን ናተይ ከኣ ክገልጸልካ ። እዛ ተዋስኦ ክሳብ ሕጂ ኣብ ንጉስ ሰልየን ገዳምን ኾለልት ትብል ኣላ ። ሕራይ ሓደ ኣቦ ጓል ብኽብረት ጓሉ ዝደለየ ሰብን መቕርቡ ኣኺቡ እንተስ ትብጻሕኻ እንተስ ኣይፋሉን ኢላትና ኢሉ ብኽብሪ ኣብ ቤቱ ክገልጸሉ ይግባእ ። ተዘይኮነ ፈቆዶኦ እንዳ መስተ ናኸደ ንጓለይ ክትወስዳ ኣለኻ ኢሉ ዘተባብዕ ዳርጋ የለን ተብልናስ ምግናን ኣይምሰል ። በዚ ተመርኺሰ እየ እዛ ተዋስኦ ናይ ቆልዑት መሲላ ዝበልኹ ፡ ብጣዕሚ'ዩ ዘሕፍር ወረ ኣቦ ጎል ንጓሉ ካልእ መታን ክወስዳ እሙን ኣማኻሪኡ ክኸውን ። እዚ ውን እቲ መዓልታዊ ኣብ እንዳ ባር ኴንካ ምውሳእ ንድሕሪት ገዲፍና ማለት'ዩ ፡ መብዛሕትኡ ናይ ኣዲስ ከምኡ ስለ ዝኾነ ደራሲ ኣይታሓዘሉን እዩ ለሚድናዮ ኢና ።
      ንስኻ ኸ ካብዞም መቒራ ትብል ዲኻ፧ እወ ተኾኑ መልስኻ ግለጸለይ፡ ኣይፋሉን ተኾኑ መልስኻ ገለ እስከ ወስኸለይ ።

  • @andomkbrom8072
    @andomkbrom8072 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +11

    😅😂😂ሰሌ ውድእ ኣክተር።🎁🤞😁😁😁😁😁ኩሉ ካራክተር ዝመለኸ brilant actor.🎁

  • @ሳሚ..ብርሃነ.100
    @ሳሚ..ብርሃነ.100 42 นาทีที่ผ่านมา +2

    ኣብ በይነይ ድዩ ግን ነዛ Film ከይእኹዋ Like ይገብር/love you ደቂ ኤረይ❤🤞

  • @FuFg-me2eo
    @FuFg-me2eo ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ወይ ስልየ😢😢😢😢😢 ኣታ ታይ ገበረናኩም ውይ😢😢😢😢😢😢 እሰከ በሰላም ምፁ ኣሓተየ ሰላምታይ ይብፃሕኩም❤❤❤❤❤💝💝💝♥️♥️♥️♥️

  • @TsritiHaftu
    @TsritiHaftu 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    እንካዕ ኣብፀሐኩም ንዓመታዊ ክብረ በዓል ቅዱስ ሚካኤል ቅዱስ ሚካኤል ካብ ወፂእካ ምትራፍ ይመሓረና በቢ ዘለናዮ ይሓልወና❤🙏🙏🙏

    • @TidrosGoytom
      @TidrosGoytom 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Amen (3)🙏🙏🙏

    • @user-hiwen
      @user-hiwen 37 นาทีที่ผ่านมา

      ኣሜን

  • @yadel-karneshim
    @yadel-karneshim 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ሕፍስ ዝበለ ላይክ እስከ ንሃቦ ነዚ ሓየት ደራሲ እንታይ ዓይነት ከቢድ ጸዓትን ወጻኢታትን ኣፍሲሱ ኮን ይኸውን ክሳብ ክንድዚ ብዝሒ ክፋላት ክትከይድ ይገርምዩ እሞ ድማ ኣብ ስደድ፡ስርሓቱ ድማ ማራ ጽፉፍ ካብ 1080 ጀሚርካ ❤❤❤❤❤

  • @ፍረይቱብFRtube
    @ፍረይቱብFRtube 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +11

    ሚካአል ዓሞቱ እዩ ባዕሉ ይሓልወና❤ ሳብስራይብ ባ ጉበሩለይ ኣሕዋተይ

    • @freymerjeta7552
      @freymerjeta7552 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Amen Amen Amen🙏

  • @Mekelle_shkor
    @Mekelle_shkor 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +12

    ጆሲ ሎሚ ስለ ዝተሓጎሰ ደስ ኢልኒ ውፍፍ😢❤🎉
    ትማሊ ኣብ መስገደል ስለ ዝሓዘነ😒

    • @እግዚብሔርእሪኛየነዉ
      @እግዚብሔርእሪኛየነዉ 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      ኣጅኪ 😋😂😂🤗🤗

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@እግዚብሔርእሪኛየነዉደምርኒ ወለላይ

  • @መንነተይእዩክብረተይ
    @መንነተይእዩክብረተይ 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    ሕቡሸይ ዛፊልሚ አበር ሃለፍታ ገይራትለይ😂❤

  • @Gere-Blackman
    @Gere-Blackman 44 นาทีที่ผ่านมา +1

    ወይ ጉድድ ሰብ ንዓመታዊ ሚኪኤል ብሃንቀውታ ትጽበ ገሌና ካኣ ብሓባ መሻይፍ ንጽበያ ወይ ጉዳም በል እስከ ቅዱስ ሚካኤል ናብ ኑቡራ ይምለሰልካ ኣይኮነን,ዶ ሓንቲ ዓይኒ ሒዝና ንዓለም ክንነብራስ ምስ ክልተ ይዕንትና ከማን ኣይካኣልናያን ዓለም ፈጣጥ so ምሕረት የውርደልካ kingey ❤❤❤❤❤

  • @NatiMan-xi9dw
    @NatiMan-xi9dw 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ኪንግ ሰሌ ትፈቱ ሓባ ሪኢኻለይ ሕለፍ ደቂ ዓደይ❤❤❤❤

  • @AbelTesfahiwet-w7u
    @AbelTesfahiwet-w7u 40 นาทีที่ผ่านมา +1

    ሚካኤል ኣቦይ ኣብ ዓመቱ አዩ ሞ በዓሉ ይሓልወና❤❤❤❤❤

  • @Abiakal3rd
    @Abiakal3rd 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ፍቅሪ ጆሲን ሱዚን ምምላሱ ደስ ኢልኒ ❤❤ናይ ኪንግን ኣሬን ከኣ ከምኡ የርእየና 😂❤❤❤🎉

  • @Letsehyoutube1214
    @Letsehyoutube1214 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    እንኳዕ ኣብፀሐና ሎሚ ሚካኤል ዓመቱ እዩ❤❤ ሳብሰክራይብ ግበርለይ

  • @semharsemhar-b9m
    @semharsemhar-b9m 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    መርሓባ ደቂ ኤሬይ እንቆዕ ናብ ክቡር ብዓል ቅዱስ ሚካኤል ብሰላም ኣብጽሓና ንኣብ ኣዲስ ዘለዉ ኣሕዋትና ሰላም ዕርቂ የዉርደሎም❤❤❤❤

  • @abiyeYouTube
    @abiyeYouTube 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    እንካዕ ናብ ዓመታዊ ባዕል ቅዱስ ሚካኤል ብሰላም።አፅሐኩም ካብ ክፍእ ነገር ይሓልወና ❤❤
    ሳብስክራይብ እስከ ግበሩለይ ብቅንዕና ቅርብ እየ ሓደ k ዋ ምልኡለይ አሕዋተይ❤❤❤

  • @rchigal585
    @rchigal585 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ሰሌ ዓይኑ ከይህሰ😢😢😢

    • @Wedimeraguz
      @Wedimeraguz ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Mo keydki hakmyo kkk

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +12

    በሉ ምሳኣ ወሪደ 😂
    ድንግልና ሳቤላ ብሰሌ ክፈርስ ኣሎዎ እትብሉ like ኣግርጭው 😉

    • @FhyxuG
      @FhyxuG ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ከመ ኬፍ ዋይ 😊😊😊😂

  • @sarahpfeil8628
    @sarahpfeil8628 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ተመስገን ሱዚ ጆሲ ተዓቆም ❤❤❤❤ ጆሲ ሱዚ ሽኮሪናታት

  • @SamuelGuush
    @SamuelGuush 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጣዕማ ደይትቅይር ፍሊይቲ ፊልም ቀንዲ ቀመም ናይዛ ፊልም ከኣ ሰሌ እዩ😂 ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ደቂ ኤረይ I love u so much❤

  • @MajiEsak-wc1tp
    @MajiEsak-wc1tp 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +39

    Well come king seley like Guy's please

  • @TesfaXbah1
    @TesfaXbah1 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    አንቃዕ ድሓን ምጻአኩም ኩቡራተይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ቁዱስ ምኬኤል ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም የሕዋተይ 🙏❤

  • @smretmalet9324
    @smretmalet9324 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    Bejakum like ngberelom Nana qelil I Iyu neom gin abi hagesi ❤❤

  • @AzmarinoQazawiii
    @AzmarinoQazawiii 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ♥️✨♥️✨♥️ kudus Mikael ms kulatna yikun neameta aab ndelyo ms family zetehakakufena yigberelna🫂 sdetna yihxrelna ♥️✨♥️🙏♥️✨♥️

  • @DanielAblell
    @DanielAblell 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    Eske n seli king zfetu like yrgex 👍❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @tombosatesfahiwet
    @tombosatesfahiwet 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ኪንግ ሰሌ ኣይጣዓሞን😂😂❤

  • @goteytomasefa1948
    @goteytomasefa1948 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    እንኳዕ ብዳሓን መፃእኹም

  • @ShimexTesfay
    @ShimexTesfay ชั่วโมงที่ผ่านมา

    በቃ ስራሕኩም ብኹሉ የገሩ ውዱእን ዝንቀፍ ዘየብሉን ሳሓብን መሳጥን መምሃሪን እዩ። I LOVE WELODOY And All of you artists participated in this movies.

  • @MiliH-fo8s
    @MiliH-fo8s 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    12 ይሓልኹም ❤❤❤❤

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣሜን ደምርኒ ወለላይ

  • @great2894
    @great2894 19 นาทีที่ผ่านมา +1

    ``ኣይንፋላለ ክሳብ ንምርዖ፣ ከይንፈላለ!`` ኪንግ ሽኮር ያኣኽ!

  • @Awelino
    @Awelino ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ'ታ ሕላል ስፍራ❤
    መጸት ሓሙስ ንትመጽእ ሓሙስ ተናፍቐኒ'ሞ፥ ብኻ ምስ ተፈጸመት ጀሚረያ ብዘይ ምቁራጽ ኩሉ ነጻ ግዜይ ብተመስጦ ምተጋበዝኩዋ።
    ምኽንያቱ ካብ ኣርእስታ ጀሚርካ ክሳብ'ቲ ዝደቐቐ ናይ ተዋሳእቲ መረጻ ብሓቂ ብዙሕ ብልጫታት ዘለኩም ን ወለዶና ብብስለትን ብልቦናን ኣንጸባሪቕኩሞ ጀጋኑ።
    ደራሲ & ዳይርክተር ❤
    ከም ሓደ ህዝቢ ወይ ሕብረተ ሰብ መጠን ብዙሓት ከምዚ ደራሲ ናይዛ ፊልም ብብስለት ዝተሃንጸ ዘይቆራረጽ ወሓዝን መሃርን ግደ ዘበርክቱ ክህልዉና ጸጋ'ዩ🙏 መሳጥን ዝንኣድን ቁዱስ ቅንኢ ዘቕንእ ስራሕኩም ንዝመጽእ ወለዶ ወለዶና ወለዶ ወለዶም ክተዘንቱ ብቕዕቲ ስራሕ።
    Keep it up guys i love you without any reason ♥️🇪🇷
    ሓያል፥ ንቑሕ፥ ብሱል ህዝቢ ክትሃንጽ ብዙሓት መማህራን ዘይኮኑስ ብዙሓት ተማሃሮ'ዩ ዝሓትት'ሞ ደጋጊምኩም ደኣ በርትዑልና🔥🇪🇷❤️

  • @ሰላምተሰፋይ-ኸ3ጸ
    @ሰላምተሰፋይ-ኸ3ጸ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ናይ ኪንግ ሰሌ ሓጎስ ደስ ክብለካ😂🎉🎉❤😊

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ

  • @sxmb8891
    @sxmb8891 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    አንካዓ ብሰላም መፃኩም አነሰ አፍቅረ ኩም❤❤❤❤❤

  • @tekledawit3007
    @tekledawit3007 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኪንግ ሰሌ ሰሊተይ our hero i proud of you from the bigning of the movie .you are the hero actor on 2024 king king 1000 times

  • @SaymonTekle-e7p
    @SaymonTekle-e7p 52 นาทีที่ผ่านมา +1

    Gize hasikumna king sele zefetu layk yegber jema

  • @peaceandlove6425
    @peaceandlove6425 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Well come deki erey 🇪🇷❤️

  • @NatiMan-xi9dw
    @NatiMan-xi9dw 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ደሙሩኒ ደቂ ኤረይ❤🎉

  • @FantaGuha
    @FantaGuha 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Nice ኣቶ ጆሲ ❤❤❤

  • @MaednwediTes
    @MaednwediTes 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ኣቱቱቱምምምም ገዳም እንበርር ወዲእዎም 😂 I like you 👍👍👍

  • @MichaelYemane-hn4vc
    @MichaelYemane-hn4vc 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መርሓባ ደቂ ሪመይ ሃንቀው ኢልና ክንጽበ ቀኒና እንኳዕ ብደሓን መጻኹምና❤❤❤

  • @بنالها
    @بنالها 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሎሚ መዓልቲ ንኩሎም ተዋሳእቲ ናይዛ ፊልም ስለ ዘድንቆም የቀንየልና ጽብቅቲ ስራሕ

  • @fitwigebrayfoto2736
    @fitwigebrayfoto2736 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    መርሓባ❤❤❤

  • @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ
    @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እውይ ሰሊተይ😢😢 ደምሩኒ ጋይስ❤🥰🙏

  • @EbkEbk-t8e
    @EbkEbk-t8e 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደስ ሰለዝተሓጎሰ ደሲእልን❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Abel-x7h
    @Abel-x7h 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደቂ ኢረይ እንካዕ ብሰላም መጻኩም

  • @shvshzhgzvz4229
    @shvshzhgzvz4229 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጆሲ ❤️ሱዚ ዝፍትዎም

  • @shme6191
    @shme6191 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Welcome deqi erey xbuqat ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tedrosegus5867
    @tedrosegus5867 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Edman tenan yehabukum daqi eri🎉🎉🎉 good jobs

  • @MyLife-pq2rr
    @MyLife-pq2rr 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Welcome my king selye kfetweka demruni eba guy's😊

  • @zebene-tebelexti
    @zebene-tebelexti 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Btami xbuk srah nfuat ❤❤❤❤

  • @KibretOkbamichael
    @KibretOkbamichael 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    Sabela zfetu like ❤❤❤❤

  • @KhaldAbdulhafiz
    @KhaldAbdulhafiz 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Gedam shkor like eske habuley

  • @TimeIsgold-iw3be
    @TimeIsgold-iw3be 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    King sele berah lomi gele gber

  • @Eritrawisdetecha
    @Eritrawisdetecha 52 นาทีที่ผ่านมา

    Wawwwwwww suzi shikor thanks 👏👏👏👏👏

  • @tomaskidane217
    @tomaskidane217 9 นาทีที่ผ่านมา

    ኮለል በዚሕዋ ቡኡነት መደምደምታ ተሳኢንዎ ኮ 😢😢

  • @rodassolomon4420
    @rodassolomon4420 50 นาทีที่ผ่านมา

    Well come deqi erey❤❤❤❤

  • @DhfDhgf-qs1uz
    @DhfDhgf-qs1uz 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    well come to wolodey Annual Michael november and god bless you all tigray & ertirean pop

  • @andomkbrom8072
    @andomkbrom8072 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Wow😎🤞❤Real Amazing Film.🎁👑

  • @Sorrymama-j3d
    @Sorrymama-j3d 28 นาทีที่ผ่านมา

    Aseyy deqi erey deqi za halal meriet Michael ab srahkum yhagzkum nameta ezi ewan bkale srah yewelkum🙏✝️

  • @sarahpfeil8628
    @sarahpfeil8628 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    በቃ ስራሕ ምህሮ የለ መርዓ ጥራሕ ተስፋ አዚ ሂወትና

  • @nahomdc9757
    @nahomdc9757 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ኣርእስታ እባ ንገሩኒ ይሕዋት

    • @AbrahaleKesete-m4f
      @AbrahaleKesete-m4f 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😂😂😂

    • @__-wj7zq
      @__-wj7zq 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      *_ናይ ምንታይ ኣርእስት😁😎_*

    • @nahomdc9757
      @nahomdc9757 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😂😂😂ney zay za movie​@@AbrahaleKesete-m4f

    • @semharhabteab9456
      @semharhabteab9456 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Welodey

    • @ننمم-ش5ر
      @ننمم-ش5ر 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ወለዶይ

  • @ሪችጋልፈራውን
    @ሪችጋልፈራውን 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ደምሩኒ ኣህዋት ክምልሰልኩም እየ🙏🏿

  • @HebanMedhane
    @HebanMedhane 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አንታይ ዝበልዎ መቃድሾ ዝኮነት ፊልም አያ 🎉🎉🎉🎉

  • @danayitkbrom9307
    @danayitkbrom9307 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    King ስለየ ዝፈቱ ከምዚ ከማይ ኣሎ ዶ😊

  • @abrehemengstab2229
    @abrehemengstab2229 15 นาทีที่ผ่านมา

    King flim eritrea ❤❤❤❤

  • @Maly105
    @Maly105 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤ xbuqatey deqi erey enka selam mexakum

  • @ቢልየን
    @ቢልየን 10 นาทีที่ผ่านมา

    ኪግ ሰሌ እና ሰቤላ ከም ጀሲ ሰዚ ክከኑ ባህጊ አለኒ

  • @habenbrhane5852
    @habenbrhane5852 37 นาทีที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉enka bdhan mexakum❤🎉

  • @SharaShara-i4f
    @SharaShara-i4f 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መርሓባ🎉🎉🎉🎉🎉

  • @maryamm7367
    @maryamm7367 52 นาทีที่ผ่านมา

    ደሙሩኒ ባ ጋይሰ🎉🎉

  • @EliyasMen
    @EliyasMen 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እንታይ ጌራትኩም እዛ ፍሊም ተባላሽዉዋ ኣለኹም እንድሕር ሓሳብ ተወዲኡ እኮ ይውዳእ ዩ መዕጸዊ ጌርኩም ወዲእዋ ደሓን ዝኮነት ፍሊም ኣብ መዋዳእታ ኣይተበላሽዉዋ 😮😮

    • @dawitgoitom4188
      @dawitgoitom4188 58 นาทีที่ผ่านมา +1

      ትኽክል ኣለኻ ሰኪቶም የናውሕዋ ኣለው ይደጋገም ኣሎ ሓሳባት እቲ ሰብ ከኣስ 100 ዋላ ትብጻሕ ይብል ንተዓዛቢ ከም ዝስልችዎ ኣይትግበሩ ሓሳባትኩም ጠርንፍዎ ብዝተረፈ ጽቡቅ ስራሕ የቀንየልና

  • @esunegasi-c9v
    @esunegasi-c9v 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰሌ ጀግና ኣጆካ ሰብኣይን ትክን መውጽኢ ኣይስእን ዩ one day🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️💯

  • @ኮኪጋልትግራይ
    @ኮኪጋልትግራይ ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Josi aron anes kftwekum❤

  • @slamahslamah1321
    @slamahslamah1321 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰሌ ክሳብ ንምርዖ ኣይንፈላለን😂😂

  • @እግዚብሔርእሪኛየነዉ
    @እግዚብሔርእሪኛየነዉ 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    😂😂😂ክንግ ሶሎምን 😮😮😂😂😂😘😘😘😘😘

  • @samrikahsay6930
    @samrikahsay6930 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰልየ ፍራሕ ksab ንምርዖ ኣይንፋላለ ያ 😂

    • @FhyxuG
      @FhyxuG ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሓቁ 😂😂😂

  • @DestaAbrehe
    @DestaAbrehe 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    well come deki erey

  • @SanaitMahari
    @SanaitMahari 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Eway anes aron kef khbeni

  • @SimonTesfazgi-k7k
    @SimonTesfazgi-k7k ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Awayyyy aza film gn 😂😂😂😂sele king 😉🤙💯

  • @LathershNgr
    @LathershNgr 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣሰይ ለምስ ቃደመይት ባዕለይ ❤❤😂

  • @andomkbrom8072
    @andomkbrom8072 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    wel comeኮኾባተይ።🤞
    🎁

  • @Hustler682
    @Hustler682 18 นาทีที่ผ่านมา

    ገዳም is different man 😭😂

  • @edenfashion48
    @edenfashion48 37 นาทีที่ผ่านมา

    King seleye ❤❤❤❤

  • @EsayasOkubay-mc1gz
    @EsayasOkubay-mc1gz 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    King seley you are the best bro ❤

  • @KaledteybKaled
    @KaledteybKaled 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    King selomun 👑👑👑❤️👑

  • @NatnaelNati-x1d
    @NatnaelNati-x1d 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰሌ ይዓኽ😂😂😂