እቲ ሕንቅሕንቅሊተይ ብዝኮነ ሂወቱ ዝሓለፈ አበር አልቦ ከያኒ ኪሮስ አለማዮ ታሪክ ህይወት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 70

  • @zd6493
    @zd6493 4 ปีที่แล้ว +18

    ኡፍፍፍፍፍፍፍ፣ኣኮይ፣መዓረይ፣ኣብገነት፣የንብረልና፣ፈጣሪ፣የቀንየና፣ድምፂተጋሩ

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 4 ปีที่แล้ว +69

    ኣፍቀርቲ ዶ/ኣርቲስት {{ኪሮስ ኣለማዮ}} ኣድነቕቱን ብlike ግለጹ ቅዲ/ቅላጸ/ ናይኪሮስ ሓደ ንጉሰ ኣባዲ ጥራሕ ,ዩ ዝትክኦ።

  • @abadieri8870
    @abadieri8870 4 ปีที่แล้ว +21

    ነብሲሄር ኪሮስ ብዙሕ ገልታዕታዕ የሕሊፉ ኣብ ሂወቱ ነብሰ ይምሓር ምቅናይ ጥራይ ምቅናይ

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +10

    ኣምላክ ኣብ ገነት ይንብርካ ኪሮስ ጅግና ወዲ ትግራይ

  • @kidestasterradeat5435
    @kidestasterradeat5435 4 ปีที่แล้ว +4

    ነብስሄር ዶ/ር ኪሮስ ኣለማዬሁ ስለዘስታውስካና ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ኩቡር ሓው።

  • @ህንፃጋልትግራይ
    @ህንፃጋልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣነስ ኪሮስ ኣለማዮ ክርእ ከለኩስ ኣበይ እውን እናተዝክረነ እፍፍፍፍ ዓለም ክዳዕ ኣምላክ ኣብ ገነት ይንበርኩም ክሮስይ ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ እፍፍፍፍ

  • @ካልባረከኝአለቅህም
    @ካልባረከኝአለቅህም 4 ปีที่แล้ว +10

    ኪሮሰይ ኣብ ገነት የምብርካ ኡፉፉፉፉ

  • @gtsgkgbc5418
    @gtsgkgbc5418 4 ปีที่แล้ว +10

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

  • @ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
    @ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ 4 ปีที่แล้ว +5

    ኣብ ገነት የንብርካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏

  • @ሸውዓተ.ዓይነታት.ኤሪትራው
    @ሸውዓተ.ዓይነታት.ኤሪትራው 4 ปีที่แล้ว +6

    አነ ወዲ አስማራ እየ ኣብ ሰማንያታት ናይ ክሮስ እንዳሰማዕና ኢና ንእስነት ጀሚርና ስጋዕ ሕጂ አውን ናይ ኪሮስ ይስምዕ እየ ስለ ዝፎትዎ ህዋሓት እዮም ቀቲሎሞ ብቀጥታ ብተዘዋዋሪ ከምእውን ናይ ኣብራሃም ኣፎርቂ የማነ ባርያ ከአ ህግደፍ ቀቲሎሞም በርከ ክልቲኦም ውዱባት ቀተልቲ ሰባት ስለ ዝኾኑ

  • @ilovemother.248
    @ilovemother.248 4 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ሓየት ብዙ ስቃይ ኣህልፉ ።ደርፍታቱ ይምስኩሩሉ ኢዮም

  • @amenhnasser8504
    @amenhnasser8504 4 ปีที่แล้ว +8

    ኣለኹ እየ ዝብልየ ኪረሰይ ሽኮር ምስ ሞትካ ኣርባዕተ ዓመት ፀኒሐ ተወሊደ ግና ትማሊ ምሳኻ ዝነበርኩ መሲሉ ይስመዓኒ ክፈትወካ መዓት ጅግና ኣይነብርን ምቅናይ ደኣ ምቅናይ ኩሉ ንምርኣይ

    • @wedihumeraeygenwedimekelee8742
      @wedihumeraeygenwedimekelee8742 4 ปีที่แล้ว

      Tplf eym eko atefomo

    • @amenhnasser8504
      @amenhnasser8504 4 ปีที่แล้ว

      @@wedihumeraeygenwedimekelee8742 ጉጀለ መለስ ኣይፈትዎምን መብዛሕትኦም ኤርትራ ተወለድቲ እዮም

    • @wedihumeraeygenwedimekelee8742
      @wedihumeraeygenwedimekelee8742 4 ปีที่แล้ว

      @@amenhnasser8504 ewe dekalu eym. Betely ezy argeyt Sebhat nega zebhal seb

  • @Seb15
    @Seb15 4 ปีที่แล้ว +3

    ነብስካ ኣብገነት ትምበር ክቡር ደ.ኪሮስ!

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 4 ปีที่แล้ว +20

    ኣተራርኻ /ኣቀራርባ/ ኣይጸላእኩኻን ጽፍፍትን ጥዕምትን ጌርካ ኣቕሪብካያ ንፉዕ፡ ዝያዳ ከኣ ዝገርን ናይ ግጥምን ዜማን ብቕዓት ዘለዎ ኣርቲስት ኢያሱ በርሀ ሂወት ታሪኹ ብጽፉፍ ተተቕርቦ መመስገንናካ።

  • @ashenafibeyenegebregzi781
    @ashenafibeyenegebregzi781 4 ปีที่แล้ว +5

    ጽቡቅ ትረካ ግን ትግርኛ ተናገርቲ ዘይኮነስ ትግርኛ ተዛረብቲ እንተትብሉ ጽቡቅ ካልእ እንተኪእልኩም ደርፍታት ኪሮስ ምስ ግጥሙ አሰኒኩም እባ ልአኩሉና ማለተይ ብጽሑፍ ወስኩሉ

  • @እማየይንሩልኝብቻእንጂየት
    @እማየይንሩልኝብቻእንጂየት 4 ปีที่แล้ว +10

    አቀራርባካ አዝዩ ፅፉፍ እዩ ክብሪ ይሃብካ
    ነብሰሄር ድኩተር ኪሮስ ዳማ አብ ኩሉ ልቢ ህዝቢ ትግራይን ኢትዮብያን ንዝለአለም አሎ ክህሊ ደማ እዩ ::ግን ጅግና ታሪክ ይሰርሕ እምበር አይነብርን እዩ !! ግጥምታትካ አዝዮም እዮም መሰጥትይን ማሃርትን ነብስካ ንዘላአለም አብታ ዘይትሐልፍ ገነቱ የንብርካ አቦ ጥበብ
    ጥዑም ልሳን ብጣዕሚ ደስ ኢሉና

  • @temesgenamlakeys3492
    @temesgenamlakeys3492 4 ปีที่แล้ว +1

    ባባ ኪሮስ ኣለማየሁ ንጉስ ሙዚቃ♥

  • @ብስራትወልዳይ
    @ብስራትወልዳይ 4 ปีที่แล้ว +12

    ኪሮሰይ ንጉስ ትግርኛ 😢😢

  • @user-bz7fj1fk2m
    @user-bz7fj1fk2m 4 ปีที่แล้ว +3

    The great model artist that inspired his generations!!! Kirosey RIP!!!

  • @ናጽነትክብረትዩ
    @ናጽነትክብረትዩ 4 ปีที่แล้ว +11

    ክሳብ ሐዚ ከም ኪሮስ'አተክልቲ,ኢያሱ ዝበሉ ዝትክኡ አይተረከቡን

  • @ትግራይ-ፈ8ዀ
    @ትግራይ-ፈ8ዀ 4 ปีที่แล้ว +4

    እፍፍፍፍፍፍ ኣየሞት ጅግና ንጉስ ትግራይና ደኩተር ኣርቲስት ኪሮስ ኣለማዮ

  • @atedla5871
    @atedla5871 4 ปีที่แล้ว +5

    ዘመን ዘይሰዕሮ ነቢይ ከትብሎ ትኽእል መፃኢ ዝግምት ናይ ትግርኛ ዓብይ ሰብ ነይሩ

  • @Erifutuer
    @Erifutuer 4 ปีที่แล้ว +1

    Kiros Almayo bhare Artist u narui entye emo ketgber ezome yhiwaty zblkuome agame ms Eyasui thababrom bsemye kerfffe ablomka.

  • @SaSa-ui2ud
    @SaSa-ui2ud 4 ปีที่แล้ว +10

    ኪሮሰይ አቦ ጥበብ ምቅናይ እናበልካስ እንታይ ድአ ዘይ መቃነካ

  • @changeman6774
    @changeman6774 4 ปีที่แล้ว +10

    Kiros shikor rip from eritrea 🇪🇷

  • @simonsimon6482
    @simonsimon6482 4 ปีที่แล้ว +1

    Good job thanks gn kulom derftatu tseanulna 🙏🙏🙏

  • @hadishtesfahuney5548
    @hadishtesfahuney5548 4 ปีที่แล้ว +5

    Kiros Alemayo wedi Hager tigriay fetawi tigriay !❤❤❤

  • @haylehayle7076
    @haylehayle7076 4 ปีที่แล้ว +1

    Dankeschön bro

  • @ابراهيمعفري-ش2ص
    @ابراهيمعفري-ش2ص 4 ปีที่แล้ว +4

    ኪረስ ማለት ንዓና ክንዲ ኩሉ አየ ልዕሊ
    ማንም ሃገሩ ዘክብር ጅግና ወዲ ትግራይ

  • @የገጠርልጅነኝየገጠር-ዸ3ጐ
    @የገጠርልጅነኝየገጠር-ዸ3ጐ 4 ปีที่แล้ว +8

    ዶክቶር ኪሮስ ኣለማዩ ንጉስ ናይ ትግርኛ ሙዚቃ እዩ

    • @tsadkanabrha109
      @tsadkanabrha109 4 ปีที่แล้ว

      ኣራዳ እናቱን እሚረዳ የገጠር ልጅ ነኝ ኣራዳ እናቱን እሚረዳ የገጠር ልጅ ነኝ ልክ እዩ ንግስ(3)

  • @shadkonjo787
    @shadkonjo787 ปีที่แล้ว

    ኩብሩ አያና አ/ሰ ደ/ረ ኪሮሰ አለማዮ አፍፍፍፍፍፍፍ አሰክ ምሰ ሙትክ (10) ዓምት ምሰ ገበሩክ ተወልደ ገን ከምዝ ምሰ ባዒልክ ዝባፀሕክ ኮይኑ ይሰመዐንይ ደሪፊታትክ ኪሰመዔ ከለክ ላሹዑ ይዲጋግሙ በአዉነት ከብ ምፊታዋ ዝሓለፈ በዘይ ናትካ ደሪፊይ ናይ ካልኡ አሎ አይመሰለንይ ናይካ አየ ጣረይ ዝሰመዐ ብሂይወት ዶ አይትፀነሐናይ ነበረካ አሰካዒ ሐዝ ሙትሰ ሓያል ከብ ኮነማ አብ ገነት ያንብሪካ ፈጣረ አብ ሕቁፉ ቅዱሰን አሜን(3)

    • @shadkonjo787
      @shadkonjo787 ปีที่แล้ว

      ኩቡሪ አያና ኪሮሰ አለማዮ አሰክ ምሰ ሙትክ(10)ዓመት ፀንሐ ተወልደ አፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ዓለም ጎደሎ አነሰ ብዘይ ናትካ ደሪፊ ናይ ካልኡ አሎ አይመሰለንይ ናትካ አዩ ዝሰመዒ በአዉነት ከምዝ ትማል መሰይ ዘነበረክ አዩ ዝመሰለንይ አሰክ ዶ ሃም ሙትክ ሃምፀናሕክና ዲአም አይይይይይይይይ አነሰ ሕረረረረረረረረ አዩ ዝብል ጋሂ ይሕዘንይ አፍፍፍፍፍፍፍፍ አብ ገነት ያንብሪክ ፈጣረይ አሜን(3)

  • @bahlbiwedichealo1825
    @bahlbiwedichealo1825 4 ปีที่แล้ว +3

    Musika yfetu eye gn nkirosey lieli afkaritey eye zfewo gena dma kfetwo eye❣❣❣❣❣❣❣ngus musica neay

  • @yrgalmabay4415
    @yrgalmabay4415 4 ปีที่แล้ว +2

    ክሮስይ ንባረኣዩ ታረካ

  • @جرمايجرماي
    @جرمايجرماي 4 ปีที่แล้ว +5

    ዋይ ኪሮስ ኣህህህ

  • @tesfaymehari3761
    @tesfaymehari3761 4 ปีที่แล้ว +7

    ኪሮስ ንጉስ ሙዚቃ ትግርኛ ኢዩ።

  • @haftomhintsa4419
    @haftomhintsa4419 4 ปีที่แล้ว +1

    Kbur artist Kiros kbrn mogesn niaka ykun amilak ab yemanay edu yeikubka. RIP

  • @kahsayzereu3613
    @kahsayzereu3613 4 ปีที่แล้ว +1

    ኪሮስ ኣቦ ትግርኛ

  • @wedihumeraeygenwedimekelee8742
    @wedihumeraeygenwedimekelee8742 4 ปีที่แล้ว +4

    Dr kiros alemayehu jegna rip 😭

  • @newyear1949
    @newyear1949 4 ปีที่แล้ว +3

    R.I.P KUBUR DOCTOR KIROS.

  • @hmh2324
    @hmh2324 4 ปีที่แล้ว +2

    Kbur artist kiros kbrn mogesn niaka

  • @dohadoha4459
    @dohadoha4459 4 ปีที่แล้ว +3

    Krosey. Shikor. Zeytrsae. Kulugzey. Tfto. Ab. Baxena. Bflay. Ab. Zkri. Aleka. Mot. Rgmti. Menxilatka. Wetru. Ablbey. Aleka. ❤❤💋💋👍👍

  • @temesgenamlakeys3492
    @temesgenamlakeys3492 4 ปีที่แล้ว +1

    ንጉስ ሙዚቃ

  • @shadkonjo787
    @shadkonjo787 ปีที่แล้ว +1

    ወትሮ አብ ልብና ክብረ አያና ኪሮሰ አለማዮ

  • @yonaskifle559
    @yonaskifle559 4 ปีที่แล้ว +2

    Mengste semay yowarso dokter artist kiros

  • @Starlove-fl2yg
    @Starlove-fl2yg 4 ปีที่แล้ว +1

    Rip My Hero tigringa singer

  • @dhdh2635
    @dhdh2635 4 ปีที่แล้ว +6

    Legend kiros Rip

  • @edgaredgaar9447
    @edgaredgaar9447 4 ปีที่แล้ว +6

    ክግርመካ ዝፈትዎ ድምጻዊ ኣብ ትግራይ ኪሮስ ትራህ ኢዮ ሃውኩም ካብ ኣስምራ eritrea

  • @jcfug3355
    @jcfug3355 4 ปีที่แล้ว

    Dektor kiros alemayu abgenet ynber efffff

  • @melatgebrehewotghchfhggvh8294
    @melatgebrehewotghchfhggvh8294 4 ปีที่แล้ว +1

    ሕብን ትግራይ ኪሮስ

  • @asmerabelojomen3044
    @asmerabelojomen3044 4 ปีที่แล้ว +1

    Kiros Jigna Amlak ab idu yesfrka ane zeyrso kab srah mexie kab mhro kexali eye zsemo bnshitey keleku arkey nieru 2 kasietu hizna ab zkone nkeyd nierna hiwet Asmera azekiruni is entay ybehal koinu

  • @zufanneguse6828
    @zufanneguse6828 4 ปีที่แล้ว +2

    😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mikeweldu8116
    @mikeweldu8116 4 ปีที่แล้ว

    ክቡር ነፍስሄር ኣቦና ኪሮስ ኣለማዮ፣ዋላ እኳ ብዕሸልካ ኣብ ዘይመዓልትኻ እንተተፈለኻና፡ሳላ እቲ ክቡርን ዘይድገምን ሞያኻን ስርሕካን፣ዘልኣለም ንወለዶታይ ኣብ ልቢ ህዝቢ ትግርኛ ብኽብሪ እናተዘከርካ ክትነብር ኢኻ።
    ንቋንቋ ትግርኛ ሂወት ካብ ዝዘርኡሉ ክቡራት ኣቦታትና ወትሩ ኣብ ሞንግኦም ብኽብሪ ክትጽዋዕ ክትነብር ኢኻ።

  • @ኣኽሱምጽዮን
    @ኣኽሱምጽዮን 4 ปีที่แล้ว +2

    ኪሮስ ክትህሉ ኔካ ንዚ ኩነታት ዚ ኮን ከመይ ጌርካ ኮን ??

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 4 ปีที่แล้ว +1

    Legend

  • @almdaalmda4097
    @almdaalmda4097 4 ปีที่แล้ว +1

    Klaa ezi da men derafi geyrewo

  • @imissyoumom238
    @imissyoumom238 4 ปีที่แล้ว +1

    😢😢😍😍❤❤

  • @samrawit7393
    @samrawit7393 4 ปีที่แล้ว +3

    💓💓💓💓💞💞💞💞💞💞💞

  • @debessagebreyonas4300
    @debessagebreyonas4300 4 ปีที่แล้ว

    LEGEND

  • @binyamamaha633
    @binyamamaha633 4 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤

  • @እግዚአብሔርይመስገን-ተ7ሰ
    @እግዚአብሔርይመስገን-ተ7ሰ 4 ปีที่แล้ว +1

    Waw kiros ab genet yenbrka

  • @Badema1991
    @Badema1991 4 ปีที่แล้ว

    How did he die?

  • @changeman6774
    @changeman6774 4 ปีที่แล้ว +2

    Ab asmara bishim kiros zixiwaee abi godena kingeber ena Eritreawan ajokum

  • @adudali9060
    @adudali9060 4 ปีที่แล้ว

    Ayenay keyani koinu eyu ezi hizis, ni legese zenawi hasot yesmeo yihluy hizi. Kabziys kiros asfeh yhayish 10 ed.

  • @abrahakhasay3578
    @abrahakhasay3578 4 ปีที่แล้ว +2

    አባ ትግረኛ