ไม่สามารถเล่นวิดีโอนี้
ขออภัยในความไม่สะดวก

ብጋል አነስተይቲ ምክንያት ብእምኒ ቀጥቂጡ ረይሳ ንኣራዊት ዝሃበ ገበነኛ መንእሰይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ต.ค. 2020
  • ብጋል አነስተይቲ ምክንያት ብእምኒ ቀጥቂጡ ረይሳ ንኣራዊት ዝሃበ ገበነኛ መንእሰይ

ความคิดเห็น • 385

  • @dmtsitegaru4094
    @dmtsitegaru4094  3 ปีที่แล้ว +47

    ሰላም ፍቅርን ጥዕናን ንኩሉኩም ተከታተልቲ መደብ ድምጺ ተጋሩ ከምዝፍለጥ አብዚ እዋን ህዝብና አብ ዝተፈላለዩ ፈተናታት ዝርክርበሉ እዋን ምካኑ ዝፍለጥ እዩ። ብፍሉይ ድማ አብ ስዑዲ ዓረብ እስርበታት ዝርከቡ ኣሕዋትና አብ ስቃይን ጸበባን ዝርከቡ በብንክእሎ ድምጾም ናብ ህዝቢ ዓለም ክነባጽሐሎም ለበዋና ክንገልጸልኩም ንፈቱ። ድምጺ ተጋሩ

    • @user-sg2nc9ic4e
      @user-sg2nc9ic4e 2 ปีที่แล้ว +2

      ዉይ ብጣዕሚ ኣነ ወዲ ሓፍትነይ ብቂም ቀቲሎሞ ብጋል ቅድሚ ዝተወሰነ ወርሒ ግን አዚ ከዓ ዝገደደ አፍ አዉይ ንምፍጣርካ ዘሕዝን አፍፍፍፍፍፍፍ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥

    • @user-lu9vn3xm3q
      @user-lu9vn3xm3q หลายเดือนก่อน

      ...............................................................................................................................................................3i😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊​@@user-sg2nc9ic4e

    • @user-lu9vn3xm3q
      @user-lu9vn3xm3q หลายเดือนก่อน

      ...............................................................................................................................................................3i😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊​@@user-sg2nc9ic4e

  • @user-fz6jo4ei4o
    @user-fz6jo4ei4o ปีที่แล้ว +20

    ካብ ሱሑት ማዕልቲ ይሰውረና መዲሃኒኣም 😢😢😢

  • @mareamm4263
    @mareamm4263 ปีที่แล้ว +9

    አበቱ ጌታ ሆይ እግዝኦ ማሓረና መንግስተ ሰመያት የዋርስኻ ዕሸለይ 💔💔💔

  • @user-nw9sr6uh6g
    @user-nw9sr6uh6g หลายเดือนก่อน

    መንግሰተ ሰማይ የዋርሳካ ንኡሰይ

  • @user-le8mk5sb1r
    @user-le8mk5sb1r หลายเดือนก่อน +5

    ዋይ ፅቡቕባ ብጣዕሚ ኣቱም ሰባት ንሂወት ሰብ ብጭካነ ዝቐጠፈሲ 19 ዓመት ብጣዕሚ መስሓቒ ብይን መቕፃዕቲ ዘይኮነስ መበረታትዒ ዩ

    • @Tigraweyti231
      @Tigraweyti231 หลายเดือนก่อน +1

      ኣይጣዓሞን ንሱውን ቱቓታሊ ኣብቲ ዕጹዋን ክባን ካብ እስሪቤት ተፈቲሑ ተሰዲቱ ኣብ ራጎ ሞይቱ ::

    • @user-qv5qn9pi9w
      @user-qv5qn9pi9w หลายเดือนก่อน

      እቲ ዝገርም ነገር እቲ ቀታሊ እውን ኣብ ዕፅዋን ክባን ካብ እስሪቤት ወፂኡ ብ2015 ኣብ ራጎ ሞይቱ

  • @user-zu3nc7xy3r
    @user-zu3nc7xy3r ปีที่แล้ว +2

    አቤት ጎይታየ ኡየሱስ ኩሩሱቶስ ካቃታልለ ካምያትለ መሓረና አምላክ መንግሰተ ሰማያት የዋርሰካ😭😭😭😭😭😭😭

  • @JxGf-e1e
    @JxGf-e1e 25 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢😢መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንኡሰይ

  • @iopo6877
    @iopo6877 ปีที่แล้ว +3

    ኣሕሕ ንኡሰይ ልበይ እምበር ተሰይሩ ሓመድ ይብለዐኒ ካብታ ምማቱስ እቲ ሬሳኡ ውን ብክብሪ ዘይምቅባሩ ክልተ ሞት ኣብ ሕቅፉ የምብርካ
    ኣቦዋይ ፅንዓት ይሃብኩም ከቢድ ዩ ናይ ውላድ ሓዘን ፍርዲ ናይ ቀታሊ ግን ኣይ ግድን 💔💔💔💔😢😢

  • @BhaftaAfera-nw4lo
    @BhaftaAfera-nw4lo หลายเดือนก่อน +1

    መንግስተ ሰማያት ያዋርስኻ ኑኡሰይ😢😢😢😢ካብ ስሑት ማዕልቲ ይሰውረና እግዝአብሔር አምላክ😢

  • @user-oi9re5wy7q
    @user-oi9re5wy7q หลายเดือนก่อน

    መንግሰተ ሰማይ የዋርሳኻ ንኡሰይ 😢😢😢😢

  • @user-il8kg7ro8s
    @user-il8kg7ro8s 3 ปีที่แล้ว +24

    በይዛካ ይድፈኣኒ ሓወይ 😭😭😭 መንግስተ ሰማያት የዋርሶ ሓወይ ፅንዓት ይሃብኩም ልምንታይ ግን ፍርዲ 19 ሞት ፍርዲ ክፍረዶ ነይሩ 😭😭😭😭😭😭😭

    • @shoshosho5438
      @shoshosho5438 ปีที่แล้ว +3

      በስመ ስላሴ ከይፍረደኩም ኣይትፍረድ ከም እቲ ቅድስ ቃሉ ከይፍረደና ኣይንፍረድ ኣሕሕሕ ስሑትቲ ማዓልቲ ዊዒሉ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንኡሰይ ንመላእ ቤተሰብ እውን ፅንዓት ይሃብኩም 😭😭😭😭

    • @kshgsnmzkg6072
      @kshgsnmzkg6072 ปีที่แล้ว +1

      ለኽባጥ ረሳሕ

    • @user-cg5kn7en4j
      @user-cg5kn7en4j ปีที่แล้ว +2

      ኣይባሃልይ ሱሑት ማዓልቲ እዩ ዊዒሉ ልመዋቲ መንግስተ ስማያት የዋርሶ

    • @nawnaw569
      @nawnaw569 ปีที่แล้ว +2

      ኣይበሃልን ከይፍረደኩም ኣይትፍረዱ እኮ እዩ ዝብል መፅሓፍ ቅዱስ ወዲ ሰብ እስካብ ሐዚ ምንባሩ እኮ እግዚኣብሄር ኣምላክ ከም ወዲ ስብ ፈራዲ ኣይኮነን
      ሓጢኣብ ንዝገበሩ ከኣ ብንስሓ ክንሕፀብ ፈቂዱልና እዩ ክብሪ ንኣምላክ 🙏😭😭

    • @zenaanena1832
      @zenaanena1832 2 หลายเดือนก่อน

      ብስማኣም ኣይትፍሮድ ኻይፍሮዶኹም እዩ ዝብል እግዛብህር ንመዋት መንግስተ ሰማይ ይዋሮሶ😭

  • @wademuruts7304
    @wademuruts7304 ปีที่แล้ว +1

    ኦ ኣምላክ ካብ ሱሑት ማዓልቲ ኣድሕነኒ ኒ ምውት ሓውና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ኒ መላእ ቤተሰብ ድማ ፅንዓት የሃብኩም እፍፍፍፍፍፍፍፍ ዓለም ጎደሎ

  • @hxhpct863
    @hxhpct863 3 ปีที่แล้ว +9

    መልየዋይ ወዲ ሓፍትየ ኣብ ገነት የንብርኻ መሕዘኒ ወዲ ሓፍትዋይ ፍርዲ ድዩ ተፈሪዱ ምልየዋይ መሕዘኒ ኮይንና ኣማዉታኻ ኣያኣነ ምስታ ወላዲትኻ ኣብ ገነት የንብርኹም ምልየዋየ ዓለም ኸዳዕ

    • @user-zd6vh8zh5h
      @user-zd6vh8zh5h 2 ปีที่แล้ว

      እቲ ዘሕዝን ግን እቲ ቀታሊ ኣብቲ ኩናት ተለቂቁ ሐዚ ኣብዚ ኣብ የመን ቅድሚ 4 ወርሒ ሪአዮ ነይረ

    • @sameramohamed1571
      @sameramohamed1571 ปีที่แล้ว

      ፅንዓተ ይሃብክም ዛሓፍተይ ሓወኒ እውን ኣብ ገነተ ይነብሮ😭😭😭💔

    • @kahsutdf-br1uu
      @kahsutdf-br1uu ปีที่แล้ว

      @@user-zd6vh8zh5h ንሱ እዉን ኣብ የመን ሞይቱ እንተዘይተጋግየ ፍርዲ ካብ እግዚኣብሄር እዩ ምሰትዉዓል ይዓድለና ንኹላና

  • @swswits3292
    @swswits3292 ปีที่แล้ว +2

    ኣቡቱ እስርበትለ ቃል እግዚኣብሔር ክስበክ እኒኦዎ ይብል ብወገነይ መለተይ ይቅረታ ክህሉ ምእንታን ካቡ ሕሉፍ ክማሃሩ ፍራሃት እግዚኣብሔር ክህልዎም ኣንበይ ምንሕናሕ ትርጉም የቡሉን መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ዛሓወይ

    • @Zufantgraweytizufan
      @Zufantgraweytizufan หลายเดือนก่อน

      ንበዓሉለ ኣብ ስደት ሞይቱ እዩ😢

    • @ndgsr2892
      @ndgsr2892 หลายเดือนก่อน

      ውይ በስመ አብ አምላክ ብየማናይ ኢዱ ይቀበሎም ኣነስ ኣብቲ ዕግርግር ግዜስ ተፈቲሑ ዶኮን ይብል ነብረ ካብ ከምዚ ክፍኣት አምላክ ይሰውረና😢😢😢😢😢​@@Zufantgraweytizufan

    • @Zufantgraweytizufan
      @Zufantgraweytizufan หลายเดือนก่อน +1

      @@ndgsr2892 እወ ተፈቲሑ ኣብ የመን ነይሩ ይመስለኒ ካብኡ ግን ሞይቱ ተባሂሉ ኣይጠዓሞን🥺

    • @ndgsr2892
      @ndgsr2892 หลายเดือนก่อน

      @@Zufantgraweytizufan *_እዋይይይይይ ክልተ ሞት💔💔💔😭😭😭_*

  • @BrahnDesta
    @BrahnDesta หลายเดือนก่อน +1

    ኡፍፍ ሓመድ ይብለዐኒ ጎይታዋይ መንግሰተ ሰማያት የዋርሰካ😢😢😢ካብ ስሑት ማዓልቲ ሰውረኒ ፈጣሪ😢😢

  • @tsarkangebremeskel6947
    @tsarkangebremeskel6947 ปีที่แล้ว +1

    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ እግዚአብሔር ንኡሰይ ንመላእቤተሰብውን ፅንዓት ይሃብኩም ካብስሑት ማዓልቲ ይሰውረናአምላክ

    • @user-yu1dy6le7j
      @user-yu1dy6le7j ปีที่แล้ว

      እፍፍፍፍፍፍ ነብሰ ይማር 💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭

  • @galtigray6523
    @galtigray6523 3 ปีที่แล้ว +10

    እፉፉፉ ኣቤት ጭካነ ሰብ ድዩ ግዜ ጨካን ኮ ምርዳእ ኣቢና እዋይ ወራር መንግስተ ሰማይ የዋርስኻ ንኡሰይ 😭😭😭😭መሕፈርቲ ኢኹም ግን ነብሲ ቀቲሉስ 19ዓመት እሞኻኣ ብዝብኢ ተበሊዑስ ምፀታኣለም😭😭😭😭

  • @Ksanetdesta
    @Ksanetdesta หลายเดือนก่อน

    ሓመድ ትብልዐኒ ሓወይ ማዓረይ ኦፍ😭😭😭😭😭😭😭😭መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንኡሰይ ኣሕሕ ከሕዝን ሕማቅ ሰሚዐ😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @dgfy9754
    @dgfy9754 ปีที่แล้ว

    መንግሰቲ ሰማያት ይወርስካ ወድነይ እህ ከብዘይ ይምሓረና ፈጣሪ እፍፍፍፍፍፍ ኣምላክ ኣበይ ከብዚ ማሓረና

  • @user-bz7fj1fk2m
    @user-bz7fj1fk2m 2 ปีที่แล้ว +5

    ክኸውን ኣይነበሮን !!!! ሳኣን ንእሽቶን ትዕግሽቲ ክልተ መላምል መናእሰይ ስኢንና!!! ትግራይ ዓደይ ሕማቕኪ ክሰምዕ ከለኹ እሓዝን!!!!

    • @user-vm5fq7tt9w
      @user-vm5fq7tt9w ปีที่แล้ว

      😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @brllabay3842
    @brllabay3842 ปีที่แล้ว +1

    ኣሕሕሕሕሕሕሕሕ እዋይ ሓወይ😭😭😭😭😭😭😭😭😭መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንእሰይ ንመላእ ቤተ ሰብ ፅንዓት ይሃብኩም😭😭😭

  • @user-lc3sy1ki6o
    @user-lc3sy1ki6o หลายเดือนก่อน

    ኣቤት ዘይሃስስ በሰላ ክጭኩኑ ማዓረይ ኣብ ገነት የንብርካ ኣሕሕሕ😭😭💔

  • @HaymiGere
    @HaymiGere หลายเดือนก่อน

    በስማኣብ ኣታ ጎይታይ ማዓረይ ምሕረትካ ስደደልና ትግራይ ሲኦል ኮይና በቃ ኣሕ ንኡሰይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @user-xf5xm2ib3h
    @user-xf5xm2ib3h หลายเดือนก่อน +1

    አቱም ሰቨት ለኳምንቲ ከትቡሉሰ አረ ብዛኹም ማሓርና ኹሉ ዓዲ ሓቂ ኽይዶም አዮምዋ ዋይይይይ ደቅነይ ብደሕርኻ ኣይ ጣዕሞን ንሰዉን አፈፈፈፈፈ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @trihasyeman7784
    @trihasyeman7784 ปีที่แล้ว +1

    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንኡሰይ😭😭😭😭

  • @Glskjshw111
    @Glskjshw111 หลายเดือนก่อน

    መንግስተ ሰማያት የዋርስኻ ንኡሰይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @FiyoriSeyoum
    @FiyoriSeyoum หลายเดือนก่อน

    መንግሰተ ሰማይ የዋርስካ ዝሃወይ

  • @sabiyagag4635
    @sabiyagag4635 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣቤቱ ማሓረና ኣምላኬ እዊ ሓወይ ሳኣን ትዕግስቲ ሱሑቲ መዓልቲ ውዒልካ እንታይ እሞ ክግበር ዝመተ መንግስተሰማያት የዋርሶ ወላዲ ካዓ ፅንዓት ይሃቦም።

  • @user-wt7tr8mm4c
    @user-wt7tr8mm4c ปีที่แล้ว +1

    እፍፍፍፍ መልኣኹ ሓወይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ እፍፍፍፍ ስሕቲ ማዓልቲ ውዕሉ እፉፉፉፉ😭😭😭💔💔💔

  • @Hagos-y2b
    @Hagos-y2b หลายเดือนก่อน

    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንኡሰይ 😢😢😢😢😢

  • @user-ks6nb9gd1h
    @user-ks6nb9gd1h หลายเดือนก่อน

    መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ፅንዓት ንመላ ቤተሰብ 😢😢

  • @mareamm4263
    @mareamm4263 ปีที่แล้ว +1

    ወላድተ አምላክ ድንግል ማርያም ፅንዓት ትሃዘብኩም ንመላእ በተሰብን ህዝብ ትግራየን አሕሕሕሕሕ 💔💔💔💔

  • @gghhh7965
    @gghhh7965 ปีที่แล้ว

    ኣቤት በስመኣም ካብ ስሑት መዓልት ኣውዕለና መድሓኒያ ኣለም ጎይታይ👏😥 መንግስተ ሰማያት የዋርስኻ ንኡሰይ😥😥😥👏

  • @HdDhud-kj5rg
    @HdDhud-kj5rg หลายเดือนก่อน

    መንግስተ ሰማይ የዋርስኻ ንኡሰይ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @Ksaaa-eo4vs
    @Ksaaa-eo4vs หลายเดือนก่อน

    ኡፉፉፉፉፉፉ ነብስ ይማር ትፈርዱ ሞይቱ ደማ ይኡ ፅንዓት ይሃብኩም ቤተ ሰብ ኣብ ገነት የንብርካ ኑኡሰይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @Alematasefa-qq3tk
    @Alematasefa-qq3tk หลายเดือนก่อน

    ፅንዓት ይሃብኩም ናበይ ኢና ንከዶ አይይይይ

  • @Sembelawi__neber
    @Sembelawi__neber 3 ปีที่แล้ว +10

    ካብ🇪🇷✝️ ዝሕዝን ፍጻሜ Rip

  • @user-hl7xg8ux4g
    @user-hl7xg8ux4g หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ፖሊስ ዝገበርዎ ፃዕሪ ኽምስገኑ ይግባእ, ንመዋቲ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ።

  • @akebrtgaletewhedogalesehul5135
    @akebrtgaletewhedogalesehul5135 ปีที่แล้ว

    እዉይ አነ ዓሕሕሕሕ ፅንዓት ይሃብኩም መላአ ቤተስብ ሓዉና አብ ሕቆፎ ቁዱሳን የንብሮ😢😢😢😢😢😓😓😓😓😓😓😓😓 ወየ እኮ መንፈስ ቆዱስ እኮ የሕዋት እና ኩላት ዓሕሕ

  • @jermenwedienday7706
    @jermenwedienday7706 ปีที่แล้ว +1

    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ዝሓወይ 😭😭😭😭😭😭 ሕማቕ መዓንቲ

  • @user-by5fm2pc8o
    @user-by5fm2pc8o 3 ปีที่แล้ว +4

    መሬት ትግራይ ደቃ ተዳሂ አላ ብዕስለ አንበጣ ተወሪና ህዝብና ሃየ ብገንዘብና ብጉልበትናን ንሓግዝ 😢😢😢😢#አቤቱ ካብ ሱሑት ማዓልቲ አዉዕለና አቱም ሰባት ንሕና ደአ ፈተና በዚሑና ኢልና ንፈጣሪ ነማርሮ አብ ዝኾነ ጥፍአት ዘይረኸብናዮ ሂወት ወድሰብ ብእምኒ ከም ተመን ቀጥቂጥና ናቀተልና ሓጥያትና ቆፂሩ አምላክ አሕዚናዮ😢😢😢እዛ ዓድና ቀስ ብቀስ ናብ ዘይኮነ መንገዲ አቲያ አላ አምላክ ብምሕረት ዓይኑ ይጠምተና መንእሰይ አስተዉዕል አይ ንመዋቲ አይ ንቀታሊ ኩሎም ዕድሞኦም ከንቱ አቤቱ ካብዚ ማሓረና ነብሲ ይምሓር ንመዋቲ ገበን አብ ትግራይ በዚሑ አሎ ልደታ ማርያም ተቁሩሮ

  • @user-zl5pu4sd3g
    @user-zl5pu4sd3g 2 หลายเดือนก่อน

    እግዚኦ,ማሓረና,ካብ,ሱሑት,መዓልቲ,ይሰውረና
    መንግስተ,ሰማይ,የዋርስካ,ዕሸለይ,ንመላእ,ቤተሰብ,ፅንዓት,ይሃብኩም

  • @amantesfama6702
    @amantesfama6702 3 ปีที่แล้ว +4

    ናይ በሓቂ ዘሕዝን ኢዩ ሰብ ቀቲልካስ 19 ዓመት እንታይ ዓይነት ፍርዲ ኢዩ ዘሕዝን
    ንመዋቲ ኣምላኽ ኣብ የማናይ ኢዱ ይቀበሎ

  • @sameramohamed1571
    @sameramohamed1571 ปีที่แล้ว +1

    እዋይ ሓወኒ ሸይጣነ ዝከነ ግዜ ፅንዓተ ይሃብክም መለእ ስድራ ግን ኣበእስ ማራ እየ ዘሕዝናካ ወለድናስ ሓቀም እየም ቅድምየክ ይግበረና ክብሉ ካብ ወላድካ ናትካ ስቃይ ክርኢ ንስካ ናይ ወላድካ ስቅይ ምርኣይ ይበልፅ👏😥😭😭😭😭😭😭💔💔

  • @HiahHiah-in7ww
    @HiahHiah-in7ww หลายเดือนก่อน

    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ሓወይ 😭😭😭😭

  • @DhEt-zc5sf
    @DhEt-zc5sf หลายเดือนก่อน

    መንግስተ ሰማይ ያዋርስካ ንኡሰይ እፍፍፍፍፍፍፍፍ😢😢😢😢😢ፅንዓት ንመላእ ቤተሰብ ይሃብኩም ፈጣሪ😢😢😢

  • @kevifkrr-pt9on
    @kevifkrr-pt9on หลายเดือนก่อน

    ብጣዓሚ ዘሐዝን ነገር እዩ

  • @user-gx6ue1jm8u
    @user-gx6ue1jm8u หลายเดือนก่อน

    እፍፍፍፍፍፍ መንግስተ ሰማያት የውርስካ ንኡሰይ😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @GzzhhmzohZhcifbo
    @GzzhhmzohZhcifbo หลายเดือนก่อน

    መንግስተ ሰማያት የዋርሶ ንሓውና ፅንዓት ንመላእ ቤተሰብ ፖሊስ ትትግራይ ቀፅልሉ

  • @user-do2gj9ly2o
    @user-do2gj9ly2o 2 ปีที่แล้ว +1

    መንግሰተ ሰማይት የዋርስካ ሓወይ ማዓረይ💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭

  • @letslats9259
    @letslats9259 ปีที่แล้ว +1

    ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ 😢😢😢😢እዋይ ንእሰይ ታብ ከነ አብ ገነት የንብርካ ፈጣሪ😢😢😢😢😢አሕሕሕሕ💔💔💔💔

  • @hareya5802
    @hareya5802 3 ปีที่แล้ว +15

    😭😭😭😭😭😭😭መሕፈርቲ ሰብ ቀትልካስ 19 ዓመት እንታይ ዓይነት ፍርድይ እዩ?😭😭😭😭😭😭😭😭😭

    • @destagzihar9504
      @destagzihar9504 ปีที่แล้ว +1

      ዎእ ፎቱዩ ዱዩ ቀቲልዎ ሕማቅ ሰይጣን ዩ ኮ ኣጋጊወ እምበር ተኾነ ደቂ ዓዲ የሕዎት ኣዕርኽቲ ዮም ኮ ነይሮም

    • @user-gk8us2pe9q
      @user-gk8us2pe9q ปีที่แล้ว

      @@destagzihar9504 ኮነ ኢሉ ዝቐተለን ወዝብን ክትፈላልዮ ኣለኪ/ካ ዋላ ድኣ የዕሩኽ ይኹኑ እንበር እናተጻወቱ ብወዝቢ ኣይኮነን መይቱ ኮነ ኢሉ ብጭካነ' ዩ ቀቲልዎ ድሓር ክኣ ሰይጣን ኣጋግይዎ ምባልስ ለሚድናዮ መስለኒ ::

    • @fretigray5252
      @fretigray5252 ปีที่แล้ว

      @@user-gk8us2pe9q 👍👍😢😢

  • @tijioueen617
    @tijioueen617 ปีที่แล้ว +4

    አቤት ፈጣርየ ሆይ ካብ ሱሑት ማዕልቲ ይሰዉረና ፈጣር አምላክ ከብድ እዩ ብሓቅ ንኡሰይ መንግስተ ሰማያት የዋርስኻ ዕሸለይ ፅንዓት ይሃብኹም ንመላእ ቤተሰብ🖤😭

  • @MmMm-zd3vu
    @MmMm-zd3vu 9 วันที่ผ่านมา

    መስኪን ቆልዓ እዚ ዝመስል ቅዝፍ አቢልዎ ደሕራዩ ዘስካክሕ ካአ ዝብኢ በሊዕዎ መንግስተ ሰማይ የዋርስ ንስድራቤት ጽንዕት ይሀብኩም

  • @liliyehaylushlig4198
    @liliyehaylushlig4198 3 ปีที่แล้ว +1

    መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ሓወይ 😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @user-nv7cc2sp3x
    @user-nv7cc2sp3x หลายเดือนก่อน

    ሓደ ሓደ ሰባት ኮ ኣብዜይ ሸይጣልካ የእትውኻ እዮም ሙዉት ኣይክሰስን እምበር
    ተከሳሲ ከምቲ ዝብሎ ዘሎ ተኮይኑ ጠበንሺ መዋቲ እዩ 😢😢😢😢
    መንግስተ ሰማይ የዋርሶ😢😢😢😢😢😢

  • @user-kp3pq8ft3e
    @user-kp3pq8ft3e ปีที่แล้ว

    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ መንግስተ ሰማያት ያዋርሶ

  • @CjwkcSjqj
    @CjwkcSjqj หลายเดือนก่อน

    መንግስተ ሰማይ ይዋርስካ ሓወይ ማዓረይ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @malatkalayu8501
    @malatkalayu8501 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሕሕሕሕሕሕሕሕ ወዲ ዓደይ ዋይይይይይይይይይይ መንግሰተ ሰማይ ይዋርስኻ መልኣኩ ሓወይ አየ ዓለም እፉፉፉፉፉፉፉፉፉ 💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @Kebkeb-wu9ij
    @Kebkeb-wu9ij หลายเดือนก่อน

    መንግስተሰማያትየዋርስካሓወይ😭😭😭😭😭😭😭

  • @user-hj8ud2ep2t
    @user-hj8ud2ep2t 3 ปีที่แล้ว +6

    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ
    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ
    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ

  • @SenaitGher
    @SenaitGher หลายเดือนก่อน +1

    መንግሥተ ሰማይ የዋርስካ

  • @user-hd8dw6hn2q
    @user-hd8dw6hn2q ปีที่แล้ว

    መልኣኩ ሓወይ መንግስተ ሰማያት የዋርስኻ 😢😢😢
    ሰሎሚን ሓወይ እውን መንግስተ ሰማያት የዋርስኻ ኣብ ስደት ተሪፍኻ
    አሕዋተይ ደቂ ዓደይ ኩሉኹም የጠዓመኩምይ እፉፉፉፉፉ😭😭😭😭😭💔💔😢😢😢😢😢😢

  • @tsehayekibreabzerioum7340
    @tsehayekibreabzerioum7340 ปีที่แล้ว

    Tegaru bahlkum u geben .btaemi u zhzn mengste semay yewarsa mskneyti .xnat nsdrabet! Amlak baelu yqre ybelelkum Tegaru kulu kfat ab Tgray u zfxem.

  • @a5ie412
    @a5ie412 ปีที่แล้ว

    ስሑት ማዓልቲ ዉዒሉ መዋቲለ መንግስተ ሰማይ ይዋረሶ😭😭😭😢😢

  • @Endrtaweit
    @Endrtaweit 3 ปีที่แล้ว +2

    ዋይ ዋይ መግስተ ሰማይ ይዋረስካ መልኣኩ ሓወይ

  • @user-io4bw1wp8l
    @user-io4bw1wp8l 2 ปีที่แล้ว +1

    እዋይ ምሌዋይ ኣሕሕሕ ዓለም ጨካን ካብ ኮነስ ኣምላክ ኣብ ሰማይ ይክሓስካ ኣኽኽኽኽ ንኡሰይይ ታይሞ ዓለም ዛ ጨናዊት ምሌዋይ ኣሕሕ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢💔💔💔💔💔💔

    • @fatherbo9929
      @fatherbo9929 ปีที่แล้ว +1

      ኩሉ ግዜ ዝኩርኩሐኒ ቃንዛ እዛ ሰንካል ጓል ተታሒዛ ዶ ትኾን💔😥

    • @user-io4bw1wp8l
      @user-io4bw1wp8l ปีที่แล้ว

      @@fatherbo9929 ዋላ ኣነ ንሳስ ነፃ ድዮም ሰዲደሞ ዋላ ተድሒዛ እያ ዓኽኽ😥😥😥

  • @user-us3iw8mf6p
    @user-us3iw8mf6p ปีที่แล้ว +1

    መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ዝሓወይ መልሓስስ ዓፅሚይ የብላይ ግን ዓፅሚይ ትሰብር ትብሃል እኮ ከምዚይ ዝበለ እዩ ልሰብ ልቡ ሕለይንኡ ዝጎድእ ፀርፊይ ሓማቅ እዩ ገለ ገለ ሰብ እኮ ካብ ፀርፊይ በትሪይ ዝመርፅ እኮ ልዙይ እዩ በትሪይ ንሽዑ ትቅንዚይ ድሒራ ከም ትሓዊይ ሕማቅ ፀርፍግን ኣብ ሒለናካ እያ ትነብር 😢😢😢

  • @user-ow4ib3qq7p
    @user-ow4ib3qq7p 2 ปีที่แล้ว +3

    መንግሰት ሰሚያት የዋርሰካ😭😭😭😭😭😭😭😭😭ሓወይ

  • @user-tb5hg4do3z
    @user-tb5hg4do3z หลายเดือนก่อน

    ኢግዚኦ አምላኬ ሆይ በቃ በለን ወድም በወድሙ ተጨካከነ ነብሰ ይማር 😭😭

  • @lemlemhaftey3167
    @lemlemhaftey3167 หลายเดือนก่อน

    ዋ እወዳ በጣዓሚ እዩ ዝገረም ከምኡ እዳገበረከም ሰብ አወዱኡ

  • @yashikonju8805
    @yashikonju8805 ปีที่แล้ว

    ዋይዋይ ኡፍፍፍፍፍፍ በስማም ነብስ ይማሓር እዚጉዮ ማሓረና ክርስቶስ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔

  • @sameramohamed1571
    @sameramohamed1571 ปีที่แล้ว

    ካብ ስሕቱ ማዓልቲ ኣትውዓል እፍፍፍ ሓውኒ ኣብ ገነተ የንብሮ ማዓረይ ሓመደ ተብለዐኒ👏😭😭😭😭😭

  • @user-ih3wm1sm9h
    @user-ih3wm1sm9h หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢😢😢መንግስተ ሰማይ የዋርስካ 😢😢😢😢😢😢

  • @user-wb2he3un3r
    @user-wb2he3un3r 3 ปีที่แล้ว +8

    ኣቱም ሰባት ከመይ እዩ ነገሩ ብስሩ መንእሰይ ል ኣሪዊት ሂብዎስ 19 ዓመት ብቻ 😢😢😢🙏 ሕማቅ እይተስመዓኒ ፈጣሪ ተጋሩ እንታይ ወሪዱኩም

    • @nawnaw569
      @nawnaw569 ปีที่แล้ว

      የቅረታ ኣነ ግን ኣመዋውትኡ ኣይተረደአንይ ከመይ ኢሉ እዩ ግን ብጓል ኣንስተይቲ

  • @user-of7dy7hs3t
    @user-of7dy7hs3t หลายเดือนก่อน

    ኣይይይይይይይይይይይይ ኣታ ምስመን ክቅረይ😢😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @saeedaibrahim3862
    @saeedaibrahim3862 ปีที่แล้ว

    Kershen alewa eze gebenena wedi ewy tegarus nefaskum aylekyena ffoo arawet zekone sebat

  • @user-dv6tr7el2g
    @user-dv6tr7el2g หลายเดือนก่อน

    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ😢😢😢

  • @user-iv1dl5zh5b
    @user-iv1dl5zh5b หลายเดือนก่อน

    ወዲ ሪመይ መንግስተ ሰማያት ይዋረስካ😢😢😢😢😢 ካብ ሱሑት ማዓለቲ ማሓረኒ😢😢😢😢

  • @user-mg4jo3ze2r
    @user-mg4jo3ze2r หลายเดือนก่อน

    በስማኣብ ካብዚይ ማሓረኒ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ😭😭😭😭😭😭

  • @mebrhitmebrhit1264
    @mebrhitmebrhit1264 ปีที่แล้ว +1

    አይይይ ወዲንይ ጠፊኢኒ አሰረ ዘይብሉ ዓለም ጎዶሎ💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭

  • @fotofoto378
    @fotofoto378 2 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔ወይ ግዜ ግን ልምንታይ ክንድዝይ ዝኣክል ተጨኻኺንና ኣይፈጣሪ እግዝዮ ማሃረና ክርስቶስ መዋቲ ሓውና ድማነብሲ ይማሓር ኣብ ኣፀደ ገነት የንብርኻ

  • @medankshey5761
    @medankshey5761 2 ปีที่แล้ว +1

    እፉፉፉፉፉፉፉ መልኣኩዋይ ሰብ ጨካን ነብሰካ ኣብ ገነት የንብርካ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @HsgdgBdbdhh
    @HsgdgBdbdhh 2 หลายเดือนก่อน

    .ካብዙይ ይማሓረና እዩ ዝባሃል መልኣኩ ሓወይ መንግስቲ የዋርስኻ ክልትኦም ኮንቶ ቃርዮም ሰሎምን ሓውናዉን መንግስቲ ሰማይ የዋርስኻ😭😭😭

  • @user-vq5pd6ip8c
    @user-vq5pd6ip8c หลายเดือนก่อน

    ካብ ስሕተ ማዝለት ማሓርኒ መግስተ ስማያት ያዋርስካ😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔

  • @user-nl8xv1gg5i
    @user-nl8xv1gg5i 3 ปีที่แล้ว +8

    ኡፍፍፍፍ በቃ ድዩ እዙይ ኮይኑ ኢድካ እሕሕሕ ካብ ኮነስ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ መልኣኩ ሓወይ 💔💔💔💔💔💔💔💔💔😢😢😢😢😢😢😢

    • @fatherbo9929
      @fatherbo9929 ปีที่แล้ว

      ኩሉ ግዜ ዝኩርኩሐኒ ቃንዛ የሕዝን እዩ
      እዛ ሰንካም ጓል ክሳብ ሎሚ ተታሒዛ ዶ ትኮን?

    • @user-nl8xv1gg5i
      @user-nl8xv1gg5i ปีที่แล้ว

      @@fatherbo9929ኣይመስለንን እዚ ቀታሊ እዉን ኣብ ቀረባ ግዜ ሞይቱ ኣብ ስደት

  • @asefu2110
    @asefu2110 2 ปีที่แล้ว +1

    menagesat semaeyt yawrasek melakewey 🙏🙏🙏😭😭😭😭😭💔💔

  • @vjr7453
    @vjr7453 2 ปีที่แล้ว +3

    አይ ካብ ከምዝ ዓይነት ሰብ ብሰም ምምዋት ይሰውረና💔🙏ካብ ቀታል ምኳን ድማ ሞዋት ይሓይሽ😥መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንኡሰይ💔😥🙏

    • @shoshosho5438
      @shoshosho5438 ปีที่แล้ว

      ብሓቂ ካብ ስሑት መዓልቲ ምውዓል ይምሓረና ካብ መዋትስ ቀታሊ እዩ ስቃይ ዝበዝሖ ኣሕሕሕሕሕ ንኡሰይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ኣብ ሕቊፎ ቅድሳን ኣብራሃም ይሳቅ ያቆብ የንብርካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ንመላእ ቤተሰብ እውን ፅንዓት ይሃብኩም 😭😭😭😭😭 ኣሕሕሕሕ ኣብ ገበነኛ ኮይንካ ምንባር ዘሎ ስቃይ ሞት ታይ ባሃሊ 😭😭😭💔💔💔

  • @user-eb2rf2nd4k
    @user-eb2rf2nd4k 27 วันที่ผ่านมา

    ልብሎ ጠፊኡኒ ሕዝስ ንዕሸላት ዘይከውን ግዜ😭😭መንግስተ ሰማይ የዋርስኻ ንኡሰይ😭😭ናይ መዓዝ እዩ ?

  • @Qwe2030xx
    @Qwe2030xx หลายเดือนก่อน

    መንግሰት ሰማያት የዋርስካ ሓወይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢💔💔💔💔💔💔💔

  • @muludesta1912
    @muludesta1912 ปีที่แล้ว +1

    እፍፍፍፍፍፍፍ ዋይ ህዘበይ ዋይ ሓወይይ ዋይዋይ አብ ክንደይ ዓመቱ ሕዚ ስመዐዮ እፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ

  • @yowhanamail7100
    @yowhanamail7100 หลายเดือนก่อน

    Besmeam Eway Ane hawey Mengste semay yewarska fetari .kendey yregm .ufffff😢😢😢xnat yhabkum Betesebu .😢😢😢😢😔😔😔💔💔💔😊

  • @SaraAsdf-q2s
    @SaraAsdf-q2s หลายเดือนก่อน

    Medhaniealem selam yewrdeln eeeeeeeehhhhhhhhhhhh mefrehi zkone gize shut mealti aywelen eyu zbehal ahwatey mearey bselam adna yetwen😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @mqw544
    @mqw544 ปีที่แล้ว

    እነሱ ትቃቅፈው እየተሳሳቁ ሊሳሳሙ ስንት ወገን ከሁለቱም ቡድን እረገፈ አላህይይላቸውና ነብስ ይማር ለሞቱት ወገኖች በሙሉ

  • @user-ty9kj9yh3v
    @user-ty9kj9yh3v หลายเดือนก่อน

    ዋይ ኣትም ሳባት ናማኣዘይ እዩ እዝይ ንኩሙት ትብሉስ ኹሎም ዓዲ ሓቂ ኸደምዋ ብሱሩግን ልጥቅሚ ኢኹም እበ 😢😢😢😢😢😢

  • @rahelzemikiel8396
    @rahelzemikiel8396 ปีที่แล้ว

    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ሓወይ ናተይ 😭😭😭💔💔😭

  • @Haben-Love
    @Haben-Love หลายเดือนก่อน

    ቀታሊ ግን መጨረሽኡ ኣብ ስደት ተርፉ መንግስተ ሰመያት የዋርስኩም ንክልተኤኩም😢😢😢😢

  • @user-sg2nc9ic4e
    @user-sg2nc9ic4e 2 ปีที่แล้ว +2

    ዉይይይይይይይይይይይይ ከሕዝን ሕማቅ ኣማዉታ አፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @akebrtgaletewhedogalesehul5135
    @akebrtgaletewhedogalesehul5135 ปีที่แล้ว +1

    ካብዝይ መሓረና ጉይታ😢😢😢

  • @SamerahMohamed
    @SamerahMohamed หลายเดือนก่อน

    ዝወድነይ ተደፍእካ ተርፍካ መላኣኩ ሓወይ😭😭😭😭😭😭😭